Wawww wonderful powerful I'm proud of you may God bless you abundantly you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Really l agree with you our smart teacher this topic is very important for us so we are appretciat you too much so l would say thank you a lot of our best teacher keep going ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ በሓቂ ኣገዳስቲ ነጥቢ እየን ፡ነዚኤን ሲ ጽቡቅ ጌርና ደጋጊምና ክንሰምዐን እየ ።
ጎይታ መመሊሱ ምስትውዓልን ጥበብን ይሃብካ።
ሽግርካን ምስጢርካን ንኣምላኽ ክፈትሓልካ ጸሊ እንበር ሰባት ደኣ ዘይ ከማኻ ድኹማት ፍጥረት እዮም።ኣብ ሰባት ዝምርኮስ ርጉም ይኹን ዝብል ቃል ኣምላኽ ኣሎ።
ወዲ 15 ዓመት ሃይስኩል ክኣቱ ከለኹ ካብ ወላዲተይ ዝረኸብክዎ ምኽሪ ኢዩ። Thank you Akile
ደደደደደደደደደደደደደደደደደደደደደደደደ
✅✅✅✅💗💚
_ካብ ብሂለ ኣበው💙_
_ብዙሕ ብምዝራበይ ብዙሕ ተጠዓስኹ ብዘይ ምዝራበይ ግን ሓንቲ መዓልቲ እዃ ተጣዒሰ ኣይፈልጥንየ ቅዱስ ኣርሳንዮስ_
_ፍላስፋ ከኣ ከምዚ በለ ምዝራብ ብሩር እንተኮነ ስቅ ምባል ግን ወርቂ እዩ_
ቃለ ሰናይ በረከተ ኣቦታትና ኣይፍለየና💛👏
ዋውውው ብጣዓሚ ኣገደስቲ ሓሳባትን ምኽርታትን እየን ኩለን ።
ማራ ደስ ዝበል ሪኢቶ መምህረይ ካብ ኩለን ትምርቲ ወሲደ ኣለኩ✅✅✅✅✅✅ እና ዕደመ ይሃበና አሰከ👑👑👑👑👑👑👑👑💙💙💙💙💙💙💙💚💗
ብፍላይ አብ ስዑድያ
“ንዝገበርካዮ ኣነቓቓሒ ትምህርቲ የቐንየልና! ቃላትካ ኩሉ ግዜ ኣብ ዕላማታተይ ክሰርሕ ሓድሽ ጸዓትን ድርኺትን ይህበኒ። ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ እየ ንጻዕርኻ ድማ ብሓቂ የድንቖ። በጃኻ ቀጽሎ!”
Thanks akile
ገለ ሰባት እቲ ንስኻ ዝተጋገኻዮ፡ ኣብኦም ከይድገም መምሃሪ ክኾኖም ኢልካ ዝነገርካዮም ተመሊሶም ይስሕቁልካን ይወራዘዩልካን። ስለዚ ምስጢርካ ምዕቃብ የኽብረካ'ዩ።
ቑጽኻ ኣብ እስኺረን አቐምጠልና
ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኣኪለሓወይ ሓገዝካ ኣይፈለየና ምኽርካ ንጽበ ናኣሽቱ ወሎዶ ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሐቂ ፅቡቆ ዝመክር እንዳ መሰለ ጉድጓድ ኩዕቱ ዝቀብ ረካ ሰብ አሎ
አዝዩ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ንሕይወትና።
የቀንየልና ናይ ብሓቂ ዓብዩ ትምርቲ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንሰብ ሽግርካ ኣካፊልካ ካብ ትረክቦ መክሰብ ዝወርደካ ክሳራ ይበዝሕ ✅✅✅
ክብሪ ይግባኣካ ዩ ኣኪለ legend
ብሓቂ ጥዕም ምኽሪ ክቡር ሓውይ አምላክ ቅድሳን ምስጥሩ ይግለጽልካ ብዓል ጥዕም ልሳን ምዓረይ 💐
ሩሑስ ሕዐድሽዐመት ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ❤
ማምህር ሕብረተሰቡ መንአሰያት❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ
ምስጢርኻ ንለባም ሰብ ተነገርኻ ዃ ዝኮድእ ኣይኮነን ክበዝሕ ኸሎ ግን ብጣዕሚ ጎዳኢ እዩ
ቁፅሪ 1 አነ ካብቶም ዝተጎዳእኹላ ነጥቢ እ በሓፈሻ ፅቡቅ መልእኽቲ እዩ።
ብሓቂ❤❤❤❤ ክብር ሓውና❤❤❤
ፅቡቅ ት/ቲ ወስደ አለኹ ሃይልሸይ ቀፅለሉ።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽርታት
ጥንቁቃት ኩኑ እዩ ምኽርታትካ
Thank you brother
Wow what a nice lesson in our own language Eritrean 🇪🇷 I am proud of you brother 👍🙏👌🇪🇷👍God bless 🙏🇪🇷🇺🇸
There isn't Eritrean language you speak tigrigna that is from Tigray
Wawww wonderful powerful I'm proud of you may God bless you abundantly you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽብቅ ሓሳብ ኢዩ ኣኺሊሉ ግና ዝተመርጸ ሓሳብ ኢዩ ኣነ ውን ይጥዓምካ ይሕሰምካ ንሰብ ክትነግር የብልካኣን ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ በቲ ዘዕለልካዮም ይሐኻ
ፁብቅ ትምርቲ የቀንየልና እዚ ኩሉ ኣብ እስልምና ኣስተምህሮ ኣሎ❤❤❤❤
I agree with you 💯❤❤
Absolutely true
ብሓቂ ማራ በሳልን መስተወዓልን መምህር ኢኻ
Akile hawey kulu astemhro ethbena yketateleka eya btami xbuk ab hiwetey buzuh hagizni thunks ❤❤❤
Nabhaqi xbuq mglexi hbkana Thanks 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️💯👍🌹
Betami des zebel mekri thank you 🎉🎉
ክቡር ሓውር ብተቕርቦ ሃናጽን መሃርን ትምህርትኻ ከም ኣነ መንፈሳዊ ኣቦ ብጣዕሚ የስመስግነካ❤
ለባም ሰብ ጸውዕ ሰያብ ኣይትጸውዕ❤
ከምዝብሃል።
ኣብዚ ግዜ "ዚ ናይ ምዕባለ ግዜ ይባሃል እምበር ናይ ጽላለ ግዜ ክንብሎ ውን መግለጺ ቃላት የብለይን😢
ብፍላይ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ዓለምና ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ ለባም ሰብ ክርከብ ጸቢብ ኢዩ😢❤
ናይ ሂወትና ምስጢር ከምኩሉ ወዲኣዳም ዘጋጥሞን ሕቡእ ምስጢር የለን ?
ስለዚ ካብ ምስጢርካ ምሕባእ ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም ኢዩ ክሳብ ሞት ከብጻሓካ ይኽእል ኢዩ።
1ይ ዓርክኻ ንእግዚኣብሔር ምግባር
ምስ ናይ ጸሎት ምስጋናን ኣብ ቅድሚኡ ብሓጎስ ይኹን ብሓዘን ብምሉእ ልብኻ ምጽላይን ናብ ቅዱስ ቦታታት ኬድካ ድኻም ስጋኻ ንአፍስኻን ዕረፍቲ ምሃብ❤
ምስ ሰባይትኻ|ሰብይኣኪ ወይ
ትፈትዎ ሰብ ሽግርካ ምምኻር ጾርካ ምርጋፍን
ዝበለጸ ኮይኑ ይስማዓኒ
ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
ትክክል አለካ አኪለ ሐወይ
አነ አበ ጰገም ወዲቀ
Great advice keep up Eritrea is always welcome
ናይ ብሓቂ ኣብ ግብሪ ዝረአ ነገር
Good job brother thank you❤❤️❤️❤️❤️🙏
Enkaa bselam mexaka kbur hawna Aklilu ❤ Btami xbuq Medeb iyu qexlo Ajoka.
❤ ቀፅለሉ ትምህርትካ ብኣግባብ እየ ዝካታተለካ ኩቡር ሓው
Thank you hawey natey
Thank you 🎉🎉🎉🎉🎉
Hanti hto niaratni nsebat ktnegrom zeyblnas negirkana .sbat zeymlketom hto khatu zeyblom kea gele belena teshegirna thank you
The best of best ticher Aklilu god bellss you 10q 🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤ thanks
Welfi gieruley akelilu hawey meqabe enasankuwo
ብጣዕሚ ጠቃሚ ምኽሪ....የቀንየልና.
ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ መምህር ኣኪለ
ብዛዕባ ንውሽጥኻ ምስማዕ ዝብል
ድማ እንተተቕርበልና
ንውሽጥኻ ምስማዕ ክበሃል ሰሚዐ ግን ኣይበርሃለይን
Nay bhaki zhawey xbuk tmhrti azyen agedesti eyen❤❤
ሰብ ርጉም እዩ ብሓቂ😢😢
You are so wise, Akile hawina
Anyway, we appreciate you !
Appreciate teacher
Nay bhaqi thanks bro
እግዚኣብሔር ይባርኽካ ጽቡቕ ምኽሪ
Aklil hawey Amlak ybarka mkrka btaemi yfetwo
You are correct please you keep it up
የቀንየልና ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ እዩ።
👍👍👍ኩሉ ሓቂ ይብዝሓልካ
የቀንየልና
Thank you so much.
Thank you, it is true
ብሓቂ ብፍላይ አብሓዳር
Good job my dear btother Dr. Akililu
ጽፉፍ ሓበሬታ መምህረይ
ብጣዕሚ ጽቡቅ አስተምህሮ
ናይ ብሓቆ ጹቢቅ
❤️🌹🌹thank you kubur hawena
ከማኻ ይብዝሑ ብሮ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ዘረባ ❤❤❤❤❤
Akile hawey tanks your advice
ትኽክል ሓሳብ እዩ። ✅✅✅✅✅✅
Right keep it up ❤❤❤
Ya nay bhaqi brgx👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ምክሪካ ብጣዕሚ ቀፅለሉ ዝሓወይ
ጹቡቅ ትእዝብቲ ኣኽለ
Tebarek Tebarek Tebarek
100% i agree with u. Thank u for your help Akile .
ጎበዝ ጀግና ኢካ ዛርከይ ኣርከይ
Really l agree with you our smart teacher this topic is very important for us so we are appretciat you too much so l would say thank you a lot of our best teacher keep going ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አቀነልና መምህረይ
ናይ ባሓቂ ማሃርይት ኢያ
Nice job ✅✅✅
ኣቤት ሉባና ኣክሊሉ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤ Thanks akile
ናይ ብናቂ ቡሉፅ ምኽሪ❤❤❤🎉🎉
Btaemi ye zketateleka keep it up God bless you more 💕
ቀፅለሉ
Thank you , it is true!
Exactly 💯 thank you akile hawey
You're legend l admire u Amazing presentation
Thanks akele das tebel chanel
Nabehaki brother❤❤
Thank you our brother for good advice 👍🏻
Thank you kibur hawna Gbu
God bless you
Nay bhaki👌👌👌👌
Good job brother ❤
በሓቅ ❤❤❤❤
Thanks akile hawna
ተኽኽል ❤❤❤❤
I like you breather🔥 thanks! 👍