ካብ ምንፍቕና ዝተመልሱ ሰባት ከምዘለዉ ዝሃቦ ጽቡቕ ምሥክርነት( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ ) ሰሚዕኹም ናብ ኩሉ ሼር በልዎ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 796

  • @berekettes42
    @berekettes42 2 ปีที่แล้ว +145

    ክፉእ መንፈስ መናፍቕነት ምስ ተሃርመ ከዕገርግር ግድን ኢዩ። ንፈልጦ ኢና ፡ኣብኡ ስለዝነበርና።

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 2 ปีที่แล้ว +19

      እንቃዕ ናብ ልብኻ መለሰካ ሓወይ

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 2 ปีที่แล้ว +23

      ኣሰይይይይይይይይ ኣታ.አልልልልልል ኤልልልልል
      እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ተመስገን. ፈጣሪ እንቃዕ. ዳሓን. መጻካ ኣሰይ. እዛ. ሓሳብ. ልበየ ሰሚራትለይ. ተመስገን እንቃዕ. ደሓን. መጻካ. እዚ. ሓወይ. ነቶም. ድተረፉ ካኣ. ከምዝናትካ. መዋጽኦ ይፍጠረሎ☝️🙏🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

    • @user-kh1eu4je4j
      @user-kh1eu4je4j 2 ปีที่แล้ว +8

      እንካዕ ብዳሓን ተመለስካ🌹🌹🌹🌹

    • @user-pn7nz4kj3q
      @user-pn7nz4kj3q 2 ปีที่แล้ว +9

      እሰይይይይይይይ

    • @kbtweldemichael7882
      @kbtweldemichael7882 2 ปีที่แล้ว +7

      ኣብኡ እንተ ትነብር ከምዚ ኣይምበልካን ዝሓወይ 1ይ ዮሃንስ 2
      19፤ ካባና ወጺኦም፡ ግናኸ ካባና ኣይነበሩን። ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ጸኒዖም ምነበሩ ነይሮም። ግናኸ ኵላቶም ካባና ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሀድ እዮም ዝወጹ።

  • @edenmeasho
    @edenmeasho 2 ปีที่แล้ว +61

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዝፈለጣ መዓር ወለላ እያ በጃኹም ሀይማኖትና ንፍለጣ እንተፈሊጥናያ ንዘልአለም ካብኣ ነቕ አይንብልን ኢና::ቃለ ህይወት የስምዓልና ሐውና ::ንዝጠፍኡ የሕዋት ናብ ልቦም ይምለሰልና🙏

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 2 ปีที่แล้ว +1

      ተዋህዶ ኣብ ምድሪ ምዓር ኣይኮነትን ኣብ ምድሪ ምዓር ሞስሊም መናፍቓን ኣብዛ ምድሪ ምቁር ህይወት ዘሕልፍ ዩ ተዋህዶ ዝብሃል ኣብ ምድሪ መከራ ማለት ዩ

  • @user-em5ow4xg6r
    @user-em5ow4xg6r 2 ปีที่แล้ว +81

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና ካማካ የብዛሓዮም ካባካ ብዝሕ ተማሂረ ብዛሓት እውን ኣብ ሸጋራን ዝሙትን ዝውዕሉ ዝነበሩ ናትካ ትምህርቲ ሰሚዖም ካም ዝተመለሱ ክሕብረካ ይደሊ ወዲ እመ ብርሃን ሓወይ ምካንካ ድማ ብኣካ ይኳርዕ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ፀጋኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መምህርና!!!
    ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር
    አሜን አሜን አሜን🌍♥💒☝♥🕊🌍

    • @zebibtesfamichael681
      @zebibtesfamichael681 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen amen kale hiwet yesmealena ⛪❤️🙏

    • @mhretgebru8657
      @mhretgebru8657 2 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏.

  • @melimeli8355
    @melimeli8355 2 ปีที่แล้ว +6

    ተመስገን ኣምላኬ ኣነ ውን ብሓይል ኣምላኽ ተመልሰ እየ ገን ካብኡ ንምውፃእ ብጣዕም እዩ ከብድ መምህረይ 😭😭😭😭ንስኻን ከማኻ ዝበሉን መምህራን የብዝሓልና ፈጣር ግን እት ዘሕዝን ክሳዕ ሎም ንሳሃ ዘይኣተኹ ምኻነይ እዩ ብፆሎትካ ሓስበና መምህረይ 🙏🙏🙏

    • @godolyastube4733
      @godolyastube4733  2 ปีที่แล้ว

      Bezia eba rkebni kbrti haftey 0046728761087 whatsapp wey imo xhafley

  • @user-vn7tg2jp7r
    @user-vn7tg2jp7r 2 ปีที่แล้ว +45

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣቢሄር ይባርክ ስልጣን ሓወይ ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ክርስቶስ ወታደር 💞💞💞👏👏👏👏🙏🙏🙏☘️☘️🌺🌺🌸🌸🌸🌿🌿🍀🍀💕💕💕🌿🌿🌿🌸🌸☘️☘️☘️🌺

  • @samrawit.habtemichael8639
    @samrawit.habtemichael8639 2 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልል ናይ ብሓቂ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክና ይኩን ከምዚ ዝበሎ ዝሓውና ካብ ክሕደት ናብ ሂወት ዝተመልሱ ዝተረፉ ከኣ ዓይነ ልበኖኦም ይክፈተሎም መም ሰልጠነ ሓውና ከኣ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ከሓድትን ለወጥትን ሃይማኖት ይሰውረና ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ቅዱስ ኣምላክና ምሕረት ናይ ኩሎም ቅዱሳን በረከት ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 2 ปีที่แล้ว +31

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ጸግኡ የብዘሓልካ እቶም ዝተረፍ የሕዋት ድማ ኣዒንተ ልቦንኦም ይኽፈተሎም & ግን ስልጣን ሓወይ ነዚ ወዲ ኣይትገደሰሉ ትምህርትኻ ጥራይ ግበር ብሩኸይ 🙏🙏🙏

    • @merawaliku3182
      @merawaliku3182 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣጣራጢሩ ሰብ ከይስሕት ከይጥፍእ ባ ይምሃር ተኽሊት ሓወይ ጽቡቅ ይቅጽል ደኣ

  • @tuyi5847
    @tuyi5847 2 ปีที่แล้ว +36

    ቃለ ህወይት ይስምዐልና ስልጣን ሓውና ብሓቅ እግዚአብሔር ይመስገን ክብሪ ንእግዚአብሄር አቶም ዝጠፍእ ደማ ከም ልድያ ዝከፈተ ልቦም ይክፈተሎም። ኦ እግዚአብሔር ፅሩይ ልቢ ሃበኒ መዝሙር ደዊት 51÷10

  • @tedroskiflezghi2518
    @tedroskiflezghi2518 2 ปีที่แล้ว +71

    አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና። እግዚአብሔር አምላኽና ብምሕረቱን ጸገኡን ካብ ኩሉ ተጺራሪ መንፈስ ይሓልወካ ይደገፍካን።

  • @user-zi3qf8nu7v
    @user-zi3qf8nu7v 2 ปีที่แล้ว +28

    እስመ ኣልቦ ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር ዕልልልልልልልልል🕊♥️🕊♥️🕊ገና ኩሉ ክምለስ እዩ ናብታ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን♥️🕊😘💒😘 ቃለሂወት የስመዓልና መምህርና ማዓረይ😘🥰

  • @diyanateame7569
    @diyanateame7569 2 ปีที่แล้ว +16

    አልልልልልልልልል አግዚኣቢሄር ይመስገን ሰልጣን ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና ስልጣን አነስ ብአካ ሕጉስቲ እየ
    አድነቅቲ ስልጣን ንዕነ እስኪ ሳብስክራይብ ግበራለይ ግን ደስ እንተ ኢልክን እየ ዝብለኩ ክክክ

  • @rutahailemaryam9273
    @rutahailemaryam9273 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኻ መም ስልጣን ሓውና ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💎💎💎💎

  • @user-jo7uy9id4b
    @user-jo7uy9id4b 2 ปีที่แล้ว +17

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኦሮቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትንበር ❤❤❤❤

  • @maednmaedn6768
    @maednmaedn6768 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስማዓና ብጣዓሚ ኢኻ ትሕግዘና ዘለኻ ካብ ልብና ዘይለቅቅ ቃል እዝጋኣቢሄር ኢካ ትሰኹዓልና ዘለኻ ሞ ጸግኡን ትምርቱን የብዛሓልካ ክብርን ምስጋናን ንወላዲት ኣምላክ ይኹን ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @yowhanameharena2374
    @yowhanameharena2374 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሰልጣን ሐውና

  • @ykealokbrab4672
    @ykealokbrab4672 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህወት የስመኣልና ስልጣን ሓወይ ምክንያቱ እዚ ፈተና እዩ ጅግና ጽኑዕ ኣብ እምነቱ እካ መጀመርታ ኣበይ ነይሮም ምሳና ነይሮም ተጠራጠርትይ እምነት ስለዝነበሮም ወጽዮም ርኩስ መንፈስ እዩ ዘዕነውንዎ ዘሎ ልብካ እግዘኣብሄር ይምለስካ በሎ
    እስኪ እትይ ገጋ ሓደገኛ ዘበለካ ቃላት ጸሓፈልና በሎ
    ትጠራጠር እንተ ኣለካ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብብ በሎ
    ስልጣን ሓወይ ጅግና ሃዋርያ ናይ ዘበና እካ ንክንደይ ሃይማኖቶም ዘፍለጥካዮም ኢካ
    ካብ ብመናፍቃን ምምራክ ብስልምና ምስያፍ ይበልጽ

  • @mamamom9069
    @mamamom9069 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰላም እግዚኣቢሄር ምሳኩም ይኩን ደቂ ተዋህዶ አሒተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃካ ስልጣን ሓወይ

  • @kalabweldab9204
    @kalabweldab9204 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣንታ ብሩክ ንኣምላኽ ብዘይ ፍልጠት ዝስዕብዎ የለን ፡ኣምላክ የዕንትኻ ይኽፈቶ፡

  • @user-wl5ty6ye8c
    @user-wl5ty6ye8c 2 ปีที่แล้ว +12

    _እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልካ መምህረይ_
    _ኣብታ ቅንዕትን ኣጽናፋዊትን ቅድስቲ እምነትና እስካብ መወዳእታ ጸንዕና ክንነበር ኣምላክ ቅዱሳን ብጸጉኡ ይደግፈና_

  • @GgGg-mx7lb
    @GgGg-mx7lb 2 ปีที่แล้ว +8

    ባሓቂ ቃል ህወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g 2 ปีที่แล้ว +24

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ ወላዲተ ኣምላክ ምሳካ ትኩን_

  • @bsratgalkesi2507
    @bsratgalkesi2507 2 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሰልጣኒ ክፈትወካ ማዓት እየ መምህረይ ቀጽለሉ ክንደይ ህወት እካ ተድሕን ዘለካ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ✝️❤❤✅✅

  • @user-dn7ru2zn1y
    @user-dn7ru2zn1y 2 ปีที่แล้ว +16

    እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ቃለ ህይወት ያስምዐልና አሜን

  • @user-lk8ob8uw5r
    @user-lk8ob8uw5r 2 ปีที่แล้ว +18

    ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ መምህረይ ቁዱሳን መላኣኽቲ ፅላል ይኹንኻ ኣሜን(3)✝️✝️✝️

    • @user-zl9pf5mz5m
      @user-zl9pf5mz5m 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @user-em5ow4xg6r
      @user-em5ow4xg6r 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን🌍♥♥♥💒☝♥♥♥🌍🔐🔐🔐

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +35

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን እልልልልልልልልልልልልልል ክብሪ ምስጋና ለእግዚአብሔር ኣምላኽ✝️ ኦርተደክስ ተዋሃዶ ሃይማኖት ንዘላለም ትንበር⛪❤በመንገድካ ምረሐና ጎይታይ🌹

  • @lemigaltewahdo7122
    @lemigaltewahdo7122 2 ปีที่แล้ว +6

    መምህረይ ተባዕ መስተዋዓሊ ክብረት ይሃበልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ዉዳሴን ስብሃትን ስግደትን ንሓደ ጎይታ ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኩን ብሓቂ

  • @letebrhantekle3483
    @letebrhantekle3483 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ስልጣን ሃወይ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-kt7cb7yz1d
    @user-kt7cb7yz1d 2 ปีที่แล้ว +14

    እልልልልልልልል ተመሰገን ክቡርን ምሰጋናን ነቱ ልዑል ቅዱሰ ኣምላክና ይኹን ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጋ አብ ርእሰ ፀጋ ይብዘሐልካ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወና ሰልጣነይ

  • @fjdffrtyy213
    @fjdffrtyy213 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህረይ መግለፂ ሲኢነልካ ስልጣን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @alganeshbaire2933
    @alganeshbaire2933 2 ปีที่แล้ว +1

    መምህርና ዕድመን ጥዕናን ጸጋን የብዘሓልካ ጎይታ።

  • @user-sm7qf9px3h
    @user-sm7qf9px3h 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ዘመነ ኣግልጉለትኻ ይባርከልካ 🙏🙏🙏

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +18

    እሰመ አልቦ ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄ እልልልልል ክብሪ ምሰጋና ንልዑል እግዚአብሄር ይኹን
    ገና ኹሎም ክምለሱ እዬም ብሓይሊ ፈጣሪ
    ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።

  • @shoshosho5438
    @shoshosho5438 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናንንንንን ይሃብካ ስልጣን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦርተዶክስ ተዋህዶ ልዘለኣልም ትንበር ❤️❤️❤️ እቶም ብመንገዲ ጉራ ዝከዱ ዝከዳ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናብታ ቅንዕትን ሓቃዊት እምነትና ኦርተዶክስ ተዋህዶ ይመልሶም ብጥበቡ እቲ ልኡል ጎይታ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ክብሪ ንጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንወላዲቱ ድንግል ኣዶ ጎይታይ ኣደና ቅድስት ቅድሳን ንፅህተ ንፁሃን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ይኩን ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ ♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🌾🌾🌾🌾🌾🌾💮💮💮💮💮🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏✅✅✅✅✅✅✅✅💞💞💞💞💞💞💞❤️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-bf1xg2by5d
    @user-bf1xg2by5d 2 ปีที่แล้ว +8

    አሰይይይይይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ
    ብጣዕሚ አየ ደስስስስ ኢልኒ ብ አምላከይ አብ ትሕቲ እግዚአብሔር ብአካ ኽቡረይ እንካዕ ፈለጥኩኻ ክብሪ ን እግዚአብሔር አምላኽ 👌🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌺💐💐

  • @user-xl2xv5pb6s
    @user-xl2xv5pb6s ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር
    ልቦና ምስትዉዓል ይዓድሎም

  • @thth5649
    @thth5649 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ኣምላክ ክቡር ስልጣን ሓወይ ሓቂ ሓያልያ ነሓቂ ቁሩብዩ ዝክተላ
    ከምቲ ሕሳር ክዳን ብውሑድ ብር ዝግዛእ
    እቲ ሰብከዓ ንታ ሕስርቲ ዝኮነት ጌጋ እዩ ዝመርጽ
    ኣብዚ ግዘ እዙይ ዝኒሆ ወለዶ
    ስልጣን ሓወይ ግን እግዚአብሔር ብጸጋ ብጥዕና
    ብዕድመ እግዚአብሔር የሓልወልና ነዓና ክብል
    ፍሉይ ፍቅሪ ኣለኒ ኣባካ ኣብዘለካዮ ይጥዓምካ
    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🤲🤲🤲

  • @selamgotiom4300
    @selamgotiom4300 2 ปีที่แล้ว +1

    አድመን ጥአናን ይሃብካ ፍጣሪ ክብር መምህርና

  • @qanapage5712
    @qanapage5712 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሩዓት ተዋህዶ ኢኻ ስልጣን ሓዉና ጸጉኡ ይብዘሓልካ

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኹን

  • @mazafesaha3309
    @mazafesaha3309 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰማዐልና ሐውና ሰልጣን አይትገደሰሎም ቀሪቦም እዬም ክጋለፁ አጭበርበርቲ

  • @yedingellij7560
    @yedingellij7560 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣን ከሰተ!
    ሓውና ሞጎስ ዲኻ ትበሃል ከኣ እንድሕር ናይ ብሓቂ በቲ ትሰብኮ ስብከት ዘይትጠራጠር ኮይንካ ፊት ንፊት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምስ ሓውና ስልጣን ተዘራረብ፡ ሱቕ ኢልካ ወረጃ ማዕዶ ኣይትኹን።

  • @HsgdgBdbdhh
    @HsgdgBdbdhh หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ስልጣን ሓወይ❤❤

  • @hntsawelday7809
    @hntsawelday7809 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሰልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ

    • @luwamsamule9693
      @luwamsamule9693 2 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 11 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህርና እግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ናይ ንፂህተ ንፁሃን ድንግል ማርያም በረከታን ረድኤታን ምሳካ ይኩን እቶም ብገንዘብ ናተዓደጉ ሃይማኖቶም ዝክሕዱ ዘለዉ እውን ናብልበኖኦም ይምለሶም መድሃኔ አለም

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab9850 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓውናን መምህርናን ስልጣን እቆዕ ደሓን መጻካ ዝሓወይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣጆካ ስልጣን ሓውና ጋነ ክምለሱ እዮም ዕድመን ጥዕናን የሃብካ

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ

  • @radakonjo7886
    @radakonjo7886 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሲመዐና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ ያፀነዐና

  • @yonasabraham1868
    @yonasabraham1868 2 ปีที่แล้ว

    ሱልጣን ሃውና ንፈጣሪና ክብርን ምስጋናን ይብጸሃዮ ከማካ ዝበሉ ተባአትን ነቲ ሃቂ እንዳመሃርካ እንዳአፍለጥካ ትጽእር ስለዘለካ አምላክ ጸግኡ የብዛሃልካ መናፍቃን ከአ ከምትፈልጦ ንሳቶም ዘይኮኑ ዝለፋለፉ ዘለዉ እቲ ክፉእ ዲያብሎስዩ ዘለፋልፎም ዘሎ ናትካ ይኩን ናይ ካልኦት ትምህርቲ ሰሚኦም ከምዝተመለሱ የዋህትና ነቶም ዘይተመሱ ከአ ከሙኡ ይግበረሎም

  • @fiyorigilay1522
    @fiyorigilay1522 2 ปีที่แล้ว +6

    ኽብርን ምስጋናን ንመድሃኔ ኣለም ይኩን ፡ነታ ድንግል ብስግኣ ድንግል ብሕልንኣ ዝኮነት ክብርን ምስጋናን ይብጽሓያ።

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂውት የስምዐልና ክብር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @norhor2661
    @norhor2661 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ሰልጣን ሓውና ቃለሂ ወይት የሰመዐልና እግዚአ ብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ♥️♥️♥️🌺🌺👏👏👏

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l 2 ปีที่แล้ว +4

    ክበር ለእግዚአብሔር ይኹን ተመሰግን አይዘኻ ሰልጣንየ በሓል እግዚአብሔር ቦዞሕ ህወት ክታትርፍ እኻ ድንግል ማርያም ታሓግዚኻ

  • @user-tm5ux6rb1w
    @user-tm5ux6rb1w 2 ปีที่แล้ว

    አግዚኣብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ጸጋ በረከት የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ይቀድሰልካ አመ ኣምላክ ብዘከድካዮ ትከተልካ ሰልጣን ሓወይ ፅኑዕ ኣብ አምነቱ
    አዚኦ መዳናገርቲ አዮም ንባዕልቶም ጠፊኦም ሰብ ከጥፍኡ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @mengsteklay6934
    @mengsteklay6934 2 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሓውና ብዛዕባ መልኣኽቲ ኣፈጣጥርኦም እባ መሃረና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከ ኣበይ ንረክቦ።

  • @user-xc1mb5rl7d
    @user-xc1mb5rl7d 2 ปีที่แล้ว +14

    ብመጀመርታ ነቲ ሉዑልን ኩብሩን እየሱስ ክሩስቶስ መድሃኔ ኣለምን የድሕነና ኣሜን (((3)))ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣማልድነታ ኣይፈለየና ኣሜን(((3)))ብምቅጻል እዝጋብሄር ኣምላክ ከምዚ ይብል ኣቱም ህዝበይ ንቁሑን ጸልዩን ብስመይ ኢየሱስ ኢየሱስ ዝብሉ ሓሰውቲ ነብያት ክመጹ ኢዮም እሞ ተጠንቀቁ ይብለና ኢዩ እሞ ንንቃሕ ፡ መሊሱ ውን ብ ኣብን ወልድን መንፈስን ዘይ ኣምን መንግስተይ ኣይወርስን ኢዩ ይብል ፡ ዘይ ተጠመቀ ውን ኣይድሕንን ኢዩ ይብለና ኢዩ እሞ ንጠንቀቅ ኣቱም ህዝቢ ደቂ ኦርቶዶክስ ቶውሃዶ ንንቃሓሎም ፡ ግዜ ውን ኣይንሃቦም ካብታ ጥንታውትን ኣመናዊትን እምነትና ከማዛብሉና ተበጉሶም ኣለዉ እሞ ንጠንቀቅ ፡። ንሕና ውን ትምህርቲ ካብ ባዓል ሓውናን መምህርናን ስልጣን ንከተል ንሳዓቦም ፡ኣሰር ኣቦታትና ንሳዓብ ፡ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲት ኣምላክና ጽላላ ተንብረልና፡ ኣማልድነታ ኣይፈለየና ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ኣሜን (((3))) ስልጣን ሓወይ ከኣ እዝጋብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ፡ ዓይኒ ልቦናካ መመሊሱ ይክፈተልካ , ኣጆካ ከኣ ብ ኣና ኣይትጣራጠር ፈሊጥናዮም ኢይና ነዞም ሓሰውቲ መናፍቃን ሳላ ስደት ኩሉ ተማሂርና ኢይና።

    • @adamtsegay1513
      @adamtsegay1513 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና!

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ክቡር ሓውና።
    ኣጀኻ ንዝሓተካ ዘበለ መልሲ ንምሃብ ኣይትሰልኪ።
    እብለክሙ ከመ ከመዝ ይከውን ትፍሥሕተ በሰማያት በበይነ አሐዱ ኃጥእ ዘይኔስሕ ፈድፋደ እምነ ተስዓ ወትስዐቱ ጻድቃን እለ ኢይፈቅዱ ይነስሑ ።
    ሉቃስ ወንጌል 15:7
    ሃይማኖት ሓንቲ እያ ንሳኻ ኦርተደክስ ተዋህዶ እያ። ብእግዚኣብሄር ትኣምን ብድንግል ማርያም ትምሕጸን ከምኡ ውን ብቅሳን መላእክት ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,
    አሐዱ እግዚአብሔር፡ ወአሐዱ ሃይማኖት፡ ወአሐቲ ጥምቀት።
    ብዘይካ ኦርተደክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ዝሰበኸቶ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ወንጌል ካልእ ወንጌል ክንቅበል ኣይፍቀደናን እዩ።ገላትያ 1
    8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
    9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።ኤፌሶን 2
    19-20።
    ወለዘኣብጽሓነ እስከ ዛቲ ሰዓት ነሀብ ሎቱ ስብሓተ ውኣኰቴተ ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ይትኣኰት ወይሰባሕ ስሙ ለእዚኣብሔር ኣምላክነ ወትረ በክሉ ጊዜ ወበኩሉ ሰዓት.

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል ምስክር ንዓካ እውን ስልጣን ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ👏❤👏

  • @salama9687
    @salama9687 2 ปีที่แล้ว +4

    ተመስገን ኣምላክ. እንቋዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣኑየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ተመስገን ተዋህዶ ዘለኣለም ትንበር
    ስልጣኑየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር

  • @hagosdestaezana4583
    @hagosdestaezana4583 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀለህይወት የስመዓልካ ጠቃሚይ ትምህርት እዩ

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r ปีที่แล้ว +2

    አስይ ክብሩ ሓወይ ፀጋኡ የብዝሐልኻ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረክ መምህራችን

  • @user-fj7fc9cq2g
    @user-fj7fc9cq2g 2 ปีที่แล้ว +4

    እሰየይይይይይይይይይይ ክብሪ ን እግዚአብሔር ይኹን ታይ ይሰኣኖ ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ነቶም ዝተረፉ በማላድነታ ደጊፋ ናብታ ቅድስቲ ቤትና ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ትመልሶም መምህረይ ስልጣነይ ፀግኡ የብዝሐልካ ኣገልጉሎትካ ይመልኣልካ ኹሎም ዝሰሓቱ ዘለዉ ብስብከትኻ ክምለሱ ተስፋ ንገብር💐💐💐💐❤

  • @tesfalemberhe2383
    @tesfalemberhe2383 2 ปีที่แล้ว +2

    ተባረክ ብሩክ ሓወይ ትምህርትካ ቅኑዕ እዩ

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር መምህርና ተዋህዶ ለዘላኣለም ትንበር ።

  • @fasilkesetetekle6459
    @fasilkesetetekle6459 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመፃልና ስልጣን ሓወይ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌎

  • @brhanlove3159
    @brhanlove3159 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቡር ሰልጣን ሓወና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @user-lb3tp7mz5m
    @user-lb3tp7mz5m 2 ปีที่แล้ว +8

    ዕልልልልልል ኣግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሓቂ ተሓጊስና ግና እቶም ዝተረፉ ውን እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕይንተ ልቦና ይሃበልና እንተ መናፍቃን ሞ ሕርር በሉ ኢኹም፡

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2g 2 ปีที่แล้ว +1

    ስላም እግዚ ኣብሔር ኣምላኽ ስላምታካ ይብዛሕ መምህርና ስልጣን ሓወናፀጉኡ የብዘሓካ ኣምላኽ ሓቂ ሓቂ ትምህርቲ እዩ ዘሽንፍ እሞ ንስካ እካ ኣቦናን መምህርናን
    ሓውናን እካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣሜን
    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
    ንምናፍቅት ደማ ልቦኖእም ይክፍተሎም ኣምላኽ ናብ ቅንዕቲ ሃይማኖቶም ይመልሱ እግዚ ኣብሔር ይሓጊዝካ ናዓካ ውን

  • @user-gd2nw8ds2g
    @user-gd2nw8ds2g 2 ปีที่แล้ว +2

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላአለም ትንበር ሓጥያተይ ከይረአየ ኣብ ሃይማኖተ ዘፅነዐኒ ስለ ስሙ ይክበር ይመስገን👏ኣይዞካ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ👏

  • @Fikrehager
    @Fikrehager 2 ปีที่แล้ว +12

    Sltan hawey, keep up the good work! I am proud Eritrean Tewahedo Orthodox because of teachers like you. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @rackygalerey
    @rackygalerey 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ስልጣን ሓውና ኪዳነምህረት ምሳኻ ትኩን.. ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና.

  • @merkebseltene7076
    @merkebseltene7076 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና 🙏🏻🙏🏻

  • @haniA-yr8zg
    @haniA-yr8zg 2 ปีที่แล้ว +6

    እንኳን በሰላም መጣህ ወንድማችን ሥልጣን 👏💖💖

  • @user-ev6wu8hx9q
    @user-ev6wu8hx9q 2 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣንይ ዕድመነ ጥዕና ያሃብኻ ኣምላከ ፉቁር ሓውና 🙏🙏🙏🙏❤💕💘💘💘💘👏👏👏👏👏🙏🙏🙏

  • @user-tj2mg1ge3d
    @user-tj2mg1ge3d 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብሰላም መፄኻ ኩቡር መምህረይ

  • @bereketgrmay7790
    @bereketgrmay7790 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓዉና

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም አምላክ ይብዝሓልካ ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ

  • @user-wq8xr8ms1m
    @user-wq8xr8ms1m 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህረይይ

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ መምህርና✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹✝️✝️✝️

  • @dtft5616
    @dtft5616 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆካ ክቡር ሓወይ ጸጋ የብዝሓልካ ብዙሕ እየ ከሲበ ካባካ ነዊሕ መዋእል ይዓድልካ ፈጣሪ

  • @henokhabte5386
    @henokhabte5386 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ክቡር ድያቆን ስልጣን ።
    እታ ፍረ ዘለዋ ገረብ ብዙሕ ይእማን እዩ ዝዓልባ ሞ ! ጸግኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሄር ኣምንላክና ።

  • @fache6232
    @fache6232 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን ናይ ኣጎልጉለት ዕድመካ ይባርከልካ ፈጣሪ

  • @zufanynardiyoutube519
    @zufanynardiyoutube519 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አጆካ ስልጣን ሓወይ አይትገደሰሎም ⛪♥
    ነዚኦም ዘይፍለጥ የለን ድያብሎስ እግዚአብሔር ይገስፆ

  • @milihayle6384
    @milihayle6384 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኻ በርትዕ ኣምላኽ ንሳኻ ይኹን ⛪️🙏🙏🙏

  • @user-bo3bf4gx9l
    @user-bo3bf4gx9l 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ ወላዲተ ኣምላክ ምሳካ ትኩን

  • @user-ln6kk4ux7w
    @user-ln6kk4ux7w 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቁ ቃል ህይውት የሰመዕልና ክብር መምህርና ስልጣን ሓውና

  • @weldemussiemegos6380
    @weldemussiemegos6380 2 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉንን መምህርናንን

  • @user-un7ec1ql8t
    @user-un7ec1ql8t 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኩም መምህረይ ቃል ሂወት የሰመዓና ፀጉኡ በረከቱ የብዛሓልኩ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ
    ክብረ ንመድሂኒኣለም ይክን እቲ ቅድሰ ቃላትኩም ክንሰምዕ ዝፈቀደልና 🍃

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጣነይ አይዘኻ በርተዕልና ናትና ጀግና ኢካ ብሓቂ

  • @cgifjfgh7449
    @cgifjfgh7449 2 ปีที่แล้ว +3

    በእዉነት ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማልን ሓውና 🙏🙏🙏

  • @user-bi2hb7mp6j
    @user-bi2hb7mp6j 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃለህይወት የስመአልና ስልጣነ ሓወይ፣፣🤲🤲🤲🤲

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ካብዙይ ንላዕሊ ምሽጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ክብረተይ ዒድመን ጢዒናን ያሃብኻ ስልጣነይ ኩሉ ትምህርትኻ ፍቱት እምበር ዝወፆ የቡሉን ✅✅✅✅

  • @azoabsh4473
    @azoabsh4473 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓዉይ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @meraeyob7209
    @meraeyob7209 2 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ፈጣሪ ኦርቶዶክስ ጌርካ ዝፈጠርካኒ፡ ቃል ሂወት የስመዓልና ሰልጠነ ሓወይ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @user-ze3dt1ud9m
    @user-ze3dt1ud9m 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ክብር ሓዉና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኢ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እግዚኣብሔር አምላክ ይሐጊዝካ

  • @user-go7qy9gf1b
    @user-go7qy9gf1b 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስልጣን ሓዉና ኣቤቱ የንብርካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ይሓልውካ መምህረይ 👏👏👏👏ኣጆኻ በርትዕ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወሲኩ ጥበቡ ምስጢሩ ይግለፀልካ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልገና ኩሎም ተረዲኢዎም ክምለሱ እዮም ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንእግዚኣብሔር ኣምላክ ይኩን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲✝️✝️✝️

  • @genet131
    @genet131 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይ ዕልልልልልል አግዚኣቢሄር ይመስገን ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም !!!

  • @Zebib8.
    @Zebib8. 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው🙏