Mestyat Betna | እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ፈጺማ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 เม.ย. 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean TH-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
- บันเทิง
ሰላም ሰላም ዛኪ ስለ እቲ ጹጹይ ሓበሬታካ አዚ እንዳመስገንኩን ስለ እቲ ትማሊ ዘቅረብካዮ 200 ሽሕ ሰዓብትካ ካብኡ ንላዕሊ ክበጽሕ ይግብኦ ነይሩ ብዝኮነ አጆካ ከብኡ ንላዕሊ ዓቢካ ክንርኢ ናይ ወትሩ ጾሎትይ እዩ 💙💙💙💙💙💙💙💙👑👑👑👑
ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ተመነዩ ኣቱም ህዝቢ፡ ህዝቢ ዓለም ክለባት ኩዕሶ እግሪ ይድግፍ ንስኩም ከኣ ኣብ ዓድኩም ኮነ ኣብ ፈቐዶ ዓለም ዘዘጋጠመ ህይወት ደቂ ሰብ ዝወስድ ኲናት ልክዕ ከም ስፖርት ኢራንዶ እስራኤል ኢልኩም ክትድግፉ ማዕረ ክንደይ ድሕረትን ዘይሰብኣውነትን እዩ፡ እንሆ ከኣ ብሰንኪ እዚ ጨካን ድሑር ኣተሓሳስባና ጭራ ናይ ዓለም ኮይና፡ ከምዚ ድሕረትን ውድቀትን ኣጋጢምና ውን ሞት ምድጋፍ ኣየቋረጽናን፡ ሰላም ንእስራኤልን ፍልስጤምን ኢራንን ምምናይሲ ንምንታይ እዩ ዓቐብ ዝኾነኩም፧
"ንክርስቲያን፡ንኣይሁድ፡ንምስልምና እግዚአብሔር ኣሕቢሩ ሰላሙ ይሃቦም አሜን"
No 😅
@@GarbelHillaንሰላም ኖ፧😮 ፈጣሪ ይምሓርካ።
ኣሜን
ኣቦይ አዝጊ ፈሊኻ ውቃዕ😅
@@God-db9vp🙄🙄🙄
ታይ ገባሪት እያ ሻዕዊት ኢራን ኣሰር ሶርያን ዕራቅን የስዕብኪ ዕድመ ንጽዮናዊት ኢስራኤል ካልይቲ ሃገርና
ይሁዳውያን ንኩርስቶስ ዘይንሓፉ ንደቂ ኣዳም ብርእሰ ምትእምማን እዮም ድልዮቶም ዝፍጽሙ እስራኤላውያን ብ ኣምላኽ ጥራይ እዮም ዝሰዓሩ 100%
ዓወት ን እስራኤል👏 ❤❤❤❤
ሰላም ንኩሎም
Selam bel denqoro kebti
Well Come messtyat betna❤❤
welcome መስትያት ቤትና 👍
Well come Zaki
Thank you
Peace to the world
I hope this war will not affecting the globe badly and probably triggering 3rd world war, i hope they will brings them to the table for common understandings and helping them with managing to understand from their differences for the sake of global crisis that could be able be causes by the war between Israel and Iran.
Peace for all.
ሰላም ዛኪ ክብር ሓው
እንቃ ድማ ሓጎሰካ 200 Sabskrayb ኣቲኻ ይግብአካ እዩ ምክንያቱ ከም ብዓል ምስትያት ቤትና ዝበላ ቻንላት ኣዝየን ኣብዚ ግዜ እዚ ኣዝየን እተን ብልጻት ኣብ ጽጽይ ሓበሬታ ናብ እዝኒ ሰማዒ ኣብ ምቅራብ ካብተን ቀዳሞት ቻንላት ኢልና ንኾርዐለን ሓንቲ እያ ስለዚ እንቃዕ ደስ በለካ ዛኪኖ
ኣጆኻ ቀጽሎ መዳባትካ ድማ ጽብቅ ኣሎ💙💙💙💙💙💙
ዓወት ንስራኤል❤❤❤❤
Well come zaki 💙
Gratulation Zaki 🎉🎉🎉
Welcome Mestyat Betan
Thanks zekarias hawina 💙
Guten Morgen alle zusammen 👋
Good morning Zaki እስራኤል'ዶ ዋዛ
Hi how are you. You the best. For. Younger generations
Peace to everyone in the world 🌎 🕊
ሰላም ዘከርያስ ከመይ ሓዲርካ አንቃዕ ሰላም መጻአካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
❤welcome
Gutenmorgen Zaki❤❤
መጀመርያ ዩሃና ዛኪ።ናብ ስደት ካብ ዝወጽእ ወትሩ እየ ዝከታተለካ❤።
ካልእ ሰላም ንመላእ ዓለም።
ብዛዕባ እዚ ኣብ ኬንያ ዘጋጠመ ሓደጋ እውን ዓገብ።ግንሲ ኣብዚ ኣፍሪቃ ግን ወታደራዊት ሂልኮፕተር ወዲቃ ጀነራላት ወይ ወታደራውያን ሓለፍቲ ሞይቶም ምባል ልሙድ ኮይኑ ገለስ ኣላታ።እቶም ናህና ድኣ ወደይ?
❤❤
I waiting for this to summary
Congrasulation zaki 200000 bexihatlka
እግዝአብሔር ኣምላኽን ሰላም የውርድና 🤲🕊️ ካብ ውግእ ዝመጽእ ጉድአት እምበር ጥቅም የለን ሰላም 🕊️ን🌎 የውርደልና 🤲🕊️🙏
Frankfurt Airport ከማን ኩለን ናይ ዓራባት ሃገራት ሎሚ ዝኣተወት ነፍሪት የላን ዛኪ
💙💚💙
የተፈራ ደረሰ ይብል ዉፉይ እንተኮነ 😂😂😂😂
👍👍👍
💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉👍👍🙏
Vive israël ❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Wellcam zakino
Zaki🎉
God keep for the peoples of Israel 🇮🇱
Hzbi isreal gn btaemi eyom zxeleuka namlaka ketilomn aye habesha beka amen trai ekum tfeltu 😢
💙💙💙💙
ዓወት ን ኢራን
❤🇮🇱
btaemi tgermu nselam zezemer zeyele Ebrahim entekoinu viva Eran yble Abraham entekoinu kea viva Israel ayyy Quenat enasemaena abinas ksab nmeweut!!!
Nayzi general dea Ms nay Jongoran kab Uganda nab juba endaberere timesasel
Amlake Esrael hzbka halu❤
Amlak nay kulu ember nay israel zbeleka men eyu😊
Israel 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Zaki hawey edmen tanan yhabka fetari. Nezen 2 hager kea selam yewrdelen.nmntay kab kunat rebha yelen.
ዓወት ንእስራኤል ❤😢
ሰላም ንኩሎም
שלום לעם ישראל❤❤
Esrael ❤
Israeli's❤❤❤❤❤ success is always
Zaki,hakenga,eka,kexlo
Israel pawer
No mess with Israel
Israel ❤❤❤❤❤❤❤
Selam yewrdelna
ምንጪ ኩሎም ግብረሽበራዋያን ዑጡቃት ኢራንያ።
ናይ ኢራን ዕሙት ፖሎቲካዊ ስነሓሳብ ድማ ሃይማኖታዊ ኮይኑ ክርስትያን ዝብሃሉ ክጠፍኡ ከምዘለዎም ናይ ርሑቅ ራኢያ ኢዩ። እዚ ድማ ኣብዛ ምድሪ ምስ ሃገራት ኣውሮጳ ከሰማምዓ ኣይክእልንዩ።
ኣነ ክርስትያን እንድየ፡ በዚ ዝሃብካዮ ሓሳብ ግን ጠቕላላ ኣብ ባይታ ዘየለ ሓሳብ ኢካ ኢካ ሂብካ፡ ንኣብነት ኢራን ክርስትያን ክጠፍኡ ኣለዎም ኢላ ትሓስብ እንተኮይና ምስ እስራኤል እንታይ ኣባኢስዋ፡ እስራኤልን ክርስትያንን እንታይ ዘራክብ ኣለዎም፧
መጀመርታ ወይ ፈለጥ ወይ ኪኣ ሰላም እንዳበልካ ጥራይ ጽሓፍ ከምዚ ኣብ ካልእ ጽሕፍካዮ ዘለካ መራሕ እራን ኣያቱላህ ቃሚኒ ባዕሉ ዝተዛረቦ ዘረባ ኣሎ ሓፈሻዊ ግን ኩሎም መራሕቲ እራን ዝብሊዎ ዘረባ ኣሎ ንሱ ኪኣ መስሕ ወይ እቲ መድሕኒ ፈጣሪ ክመጸና እንተኮይኑ መጀምርታ ንሕና ኣመንቲ ክንገብሮ ዘለና ኣሎ ንሱ ኪኣ እቲ ሽሪዓዊ ምሕደረ እቲ ካልእ ሃይማኖታዊ ኣካይዳ ኣብ ዘለዎ ኮይኑ ተወሳክን ዓቡዩን ኪኣ ንእሲራኤላዉያን ያሁዳዉያን ካብ ገጽ ምድሪ ምጥፋእ እዩ እሎም እዮም ዝ ዝኣምኑ ብድሕሪኡ ኪኣ ንዓካ እንታይ እሎም ይገድፈካ እስከ ሕሰቦ ቡሃይማኖት ካቡኦም ስከ ዝተፈለዩ እንድዮም እቲ መድሕኒ ክመጸና እንተኮይኑ ንያሁድ ምስ ኣጽነትናዮም ዝብሉ ዘለዉ ስለዚ ንስካ ዉን ቡሃይማኖትካ ከጥፉኡካ እዮም ሓይሊ እንተረክቦም@@God-db9vp
@@God-db9vphisbolah huthi hamas men da tmwlo iran ekoya mslat abiwom enber anway ane delayi selam ye ezi kunat bierqi kifxem tesfa ygebir.Saudi arabian und Jordan keman nisrael ye haberetta zba delewa nay islam gele aykonen 😎 bror.
Israel Respekt
Tfata eyu qeribu fetari ayhud ztefelu amet gberelna amen
@@LoveforeveryonePeace Aytkownen eya xiyon tbahal eya xegoom .
Anxar xiyon ktfkrn ktftnn ykeal eyu sret gn never.
@@xaka5505 men eya ke xyon ayfeletkwan xyon tbhal hager ala dya kab America taby beli n Eritrea gexki mxi beleley eway ezia eba grm anti n yesus qetilka ttabeqelka bejaki mxna Belley nhna dea entay behalti kab isrealawyan nhna nhaysh kkkkkkk
Israel 🇮🇱 tenkifka dea dekiska do yhder eiu
Iran vs Isreal..... Tom & Jerry game.
Gute Nachricht 😂😂😂
ናይ እስራኤል ግብረ መልሲ ናይ ፍርሕ እያ :: ፈሪሓ ግብረ መልሲ ከይሃበት ተርፋ ከይትበሃል እያ ንእሽቶ መጥቃዕቲ እያ ፈንያ
ፍርሒ ኣይኮነን ኣቀዲማ እኮ እስራኤል እያ ክልተ ጀነራላት ኢራን ቀቲላ
ስለዚ ኢራን ግብረመልሲ እያ ሰዲዳ
እቲ ሰላማዊ ህዝቢ ስለዝልከም ሰላም የውርደሎም
ሰላም ተመነዩ ኣቱም ህዝቢ።
@@God-db9vp ሰላም 🤲🤲🤲🤲
May hawisa enber Israel dendanit hager ya, n Palestine da kemu gera zeytgedfa. 😅
💪🦁🇮🇱💒✝️🛐
ሕጂ ጽቡቅ ኢራን መሊሳ ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክትፍጽም ኢያ እስራኤል መሊሳ ኣብ ልዕሊ ኢራን ከሙኡ ኢለን 3ይ ኪናት ዓለም ተጀመረኦ ኣይፍለጥን ኢዩ። ኣጆክን ቀጽሎኦ በለለይ።😂
⛪️💒🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪
🇮🇱🇮🇱🇮🇱❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️🕎
ሃይማኖት ዋጋ የብሉን እዚከኣ ናይ ሃይማኖት ዉግእ ኣይኮነን
ዓወት ንእ ራናውያን 🇪🇷🇮🇷🐪🇮🇷🇪🇷 ውድቀት ንዓመጽቲ
ኣልግስ ወድዛ ዓካር ዋሒድ ካብ ኤርትራ ከማን ብክሳስካ ታሓኒቅኻ ክትሱገግ ወዲ ማሓመድ ግራጅ
ሰላም ንኩሎም
ኣንታ እንታይ ዓይነት ቫይረስ እዩ ኣቲኹም ኣብቲ ሓንጎልኩም ክንድዚ ዕረ ዘረባ ትሰዱ. ኩሉ ሃይማኖት ረሳሕ እዩ. ወዲ ሰብ አብ humaniti ክኣምን ኣለዎ ንኹሉ ፉጡር ክሓለሉ
@@israelloveisraellove125 ምስክናይ ሕማም ነብስኻ ይጻወተልካ ኣሎ ዶክተር የድልየካ ኣሎ 🤪
@@Higuain1995 እዚ ጉዳይ ሃይማኖት ኣይኮነን! ብመን ድዩ ተጀምሩ እስራኤል ዶ ኣይኮነትን ነቲ ህኮት ጀምራቶ ካብ ሓቂ ባ ኣይንህደም!
እዞም ኣስላም በዘይካ ግብረ ሽበራን ዕግርግርን ካሊእ ሞያ የብሎምን ❤ ❤ ❤ እስራኤል ዓደይ፡ ልምን ጽባሕን ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎድንኪ።
❤🇮🇱✝️🕎
Gohaf donqoro sidetenia
@@AY-kt9sb ክክክ ሓቢቢ ከምዚኣ ኢልካ ምጽሓፍካ ከማን ሳላ ስደት ሙካኑ ኣይትዘንግዕ፡ ሓይዋን
Temu wedi xomaqit swa ayhud dea naka endyom amlekhti taot zblulum kkkkkk yesuskum qetilomlkum akilkum bdhrit ktgberu lehasti meakor hsurat
@@TemuBereket Israel cares only about Jews people and western countries… neaka men kem seb hasibuka Israel Adey kea tbl chenawi
ኢራን ከም ሩስያ ኢዳ ክትህብ'ያ ቀልድን ላግጽን የለን ምስ ደቂ ጽዮን
Deqiska aleka Russia tesaera dya
Deqiska kleka deka xehfkayo wyis cherimka kleka , Russia axwar NATO wdaeto ala ,
ዋይ ዘይሕማምካ ረስኒ፡ ሰላም ግዳ ዘይትምነዩ
Quewssii ..mental
@@God-db9vpጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ዘሎካ ወይ ዘሎኪ ሰላም ንኩሉ ይኩን ንሰላም ድማ ንዓካ/ኪ
John 14 ትግ - ዮሃንስ
27: ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን።
Tefash nay frhi gerata do 🤣🤣iran is not hamas or Hizbullah
Feri Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱💙
Fifa israel
Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱 ⛪️❤️🧡💛💚
🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷🇮🇷💪💪💪💪
Israel 🇮🇱
Isreal 🇮🇱💒🇪🇷❤️🇪🇷💒🇮🇱✝️
Israel🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
Hahahaha donqoro abey aleka ms tebehalka lemani
Entayka eyom Israel 😂😂😂😂
@@mensurhassen3816 mensur hawey nezom crstna zamnu zblwom isrealawyan do reikaley aleka kkkk ezom Cristian gn maanta zbhal yeblomn nzehsrom eyom zfetwu yesus qetilomo elkas isreal kkkk mara eyu zgermeni
❤❤❤❤
😂😂😂😂 Tegray teiwet
Israel king🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱👌🏾👌🏾
Israel 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱
Israel will prevail 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱 🇮🇱
Iran 🇮🇷 neqedmit
ኣዕካር ንጅስ ኣስላምይ ረዋኢ ሃፍቱ
@@miki-pw3vlረሳሕ ስዲ ቃል ኣይትመልስ ምስልምና ፓለቲካ ምበር ሃይማኖት ኣይኮነን ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኣስላም ትግረ ሳሆ ሰሪሖም ድኻ ህዝቦም ዝሰርሑ ብዙሓት ዮም ሕጂ ርኣዮ ንኢራን ንቕድሚት ይብለካ ሎ በቃ በታ ቁርኣን ቁርዕቲ ዩ ዝሓስብ
@@miki-pw3vl crstyan abeu zeyfelt wedi xomaqit swa adeka kab abuaa dya welidatka kkkkk nay dhrit
@@rushbush7320 qureiti hasakh makor hsrti we hsrti gudayna aykonen entay kgebru Israel keydom genzeb Haram kbeleuu abeu ytrefu bxbx sekitki eski bdhrit tegeberi ATI seyti abuaan gual abuaan gual za xomaqit swa
Am Israel eim Israel
Israel is King of Islam Akuarat 😂😂
Peace to the world
Israel 🇮🇱✅