Mestyat Betna | 5700 ስደተኛታት ካብ ብርጣንያ ናብ ርዋንዳ | ብሶኑይ ድሮ ሓደ ስደተኛ ብወለንቱኡ ናብ ርዋንዳ ተመሊሱ ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 เม.ย. 2024
  • Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean TH-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 75

  • @liveyourdream2121
    @liveyourdream2121 13 วันที่ผ่านมา +4

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ መሕረትካ ራኣየና🥺🥲

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k 14 วันที่ผ่านมา +16

    እንታይ እሞ መለሳ ኣለዎ ናብ ከናዳን ኤመሪካን ከኣ ንፍትን፡ ዓለም ዘይፍትሓዊት 😢

    • @user-jz1mt8zx1o
      @user-jz1mt8zx1o 13 วันที่ผ่านมา +1

      አለም አይትበል ዘሐወይ ሐውና እንዲዩ ዘጽንተና ዘሎ ኤርትራዊያን መኣስ ኢና ንልብ

    • @user-et1ls7pk8k
      @user-et1ls7pk8k 13 วันที่ผ่านมา

      @@user-jz1mt8zx1o ንሱስ ሓቅካ ኣብዚ ከኣ ኣይጠዓመናን መሰል ክህቡና ይግቡኦም ኔሩ

    • @iamselina7200
      @iamselina7200 13 วันที่ผ่านมา

      Agka zhawey

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 14 วันที่ผ่านมา +13

    One of the best realabel Eritrean opposition chanal ❤

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 13 วันที่ผ่านมา +1

    Meretsa !Thank You.

  • @girmaytesfalem457
    @girmaytesfalem457 14 วันที่ผ่านมา +4

    ዛኪተይ ደላዪ ፍቅሪ ❤❤❤

  • @pearlredsea8057
    @pearlredsea8057 14 วันที่ผ่านมา +17

    ኡፍፍ ንበይንና ዓለም ጸቢባትና😢😢

    • @lovemama-zc6vy
      @lovemama-zc6vy 14 วันที่ผ่านมา +5

      Ajoka bro azi nay mewdata alem ay konen tesfa zay meqrax

    • @pearlredsea8057
      @pearlredsea8057 14 วันที่ผ่านมา +4

      ሓቅካ ኣነ ደሓን የ ብልቢ የመስግን ፡ ኣሕዋትና ክከላበቱ ክትሪ ግን ልብካ ይስበር

    • @alemey6111
      @alemey6111 14 วันที่ผ่านมา

      Ajoka Ezgabiher msaka alo

    • @Mhkldhjd
      @Mhkldhjd 14 วันที่ผ่านมา +3

      ኣጆካ ብሮ ኣነ 3 ዓመር ከልለ ሕጂ ኣትየ ዩኬይ ግን ብዙሕ ይሻቀል የለኩን መወዳታ ዓለም ኣይኮነን ርዋንዳ ምምላስ ንኮኖ ይርብልናና

    • @user-ci3so7gf4u
      @user-ci3so7gf4u 14 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ ጅግና ኢኻ እግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሓልካ። መን ይፈልጥ ኣምላኽ ዝሓሸ ዕድል ይፈጥረልካ ይኸውን። ኣጆኻ እግዝኣብሄር ምሳኻ ኢዩ።

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel3006 14 วันที่ผ่านมา +5

    Klukum Ab Adi engliz tnebru eritrawyan Ahwatey YKUNU Wala klukum sdetegna kemzy kemay Ajokum Amlak ab klu eyu zelo Tekone xbuq yehsbom klu EZY zblwo dqyrwo ygberom kemu tekoynu kea AB tkedwo medhinealem msaqum ykun.❤️.

  • @mikimarkus9202
    @mikimarkus9202 14 วันที่ผ่านมา +2

    Zeki jegna❤❤❤❤

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073 14 วันที่ผ่านมา +2

    Eway Hgdef, Enwet Eritrea.

  • @user-bn5jz2fp3r
    @user-bn5jz2fp3r 14 วันที่ผ่านมา +6

    ንሕና ድማ ጎኑ ጎኑ ብዕጽፊ ክንሰርሓሉ ኢና ምዕራባውያን ካብ ኣፍሪቃ ዝስጎጉሉ ባይታ ነጣጥሕ ኣለና ። ድሮ ብኒጀር ዝጀመረ ምስጓግ ምዕራባውያን ካብ ኣፍሪቃ ናብ ጫድ ልሒሙ ኣሎ ከምኡ እንዳበለ ናብ ሳውዝ ኣፍሪቃን ጅቡትን ክልሕም ከም ዘለዎ ብግቡእ ተዓጢቕና ንሰርሓሉ ኣለና ።

    • @mahtahadanay9022
      @mahtahadanay9022 14 วันที่ผ่านมา +1

      Kkkkkkkkkk

    • @HelenBrhane-mx6rn
      @HelenBrhane-mx6rn 14 วันที่ผ่านมา

      Anska nbaelka sdetena da amen ktsedd nbalka hatiy egra ab meret. Hate egrka ateltilka tnebrsiy etay ktsegugu nebska ema mejemerta kab sdeten adhn dhar nay hzbiy thasab

    • @user-zt6up2cg1v
      @user-zt6up2cg1v 14 วันที่ผ่านมา +4

      😂😂😂😂 ዝበለጸት ሃለውለው ናይዛ ዓመት !

    • @efrembahta4746
      @efrembahta4746 14 วันที่ผ่านมา +2

      Sekt feras hangol entay akemi aleka 😂😂

    • @beletse3
      @beletse3 14 วันที่ผ่านมา +3

      ናይዚ ዓመት እታ ዝበለጸት ዓንጃል ኮመንቲ ብስደተኛ ዝተጻሕፈት

  • @amirstudio3753
    @amirstudio3753 14 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም የወርድ እምበር ከምዚ ኢልካስ ዘረባ የብሉን።

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 14 วันที่ผ่านมา +2

    💙Eritrawiyan nhadna memlas eyu shashe💙 Tesfa aytkurexu💙

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 13 วันที่ผ่านมา +1

    From my mother Adey TEMERTSA not adey Temercha .Thank you.

  • @foto4954
    @foto4954 9 วันที่ผ่านมา

    good news

  • @JhohnGere
    @JhohnGere 14 วันที่ผ่านมา +1

    Zaki selam knrekb hagrna selam yewrdela ajokum deqe erey ❤❤❤❤❤

  • @omeribrahim4290
    @omeribrahim4290 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሎም ብወለትኦም ዝተመልሱ አጼርዬ

  • @user-xk5ig6wc4m
    @user-xk5ig6wc4m 14 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ዘኪ ሓውና ሰላም የውሪደና

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @AmanGoytom
    @AmanGoytom 14 วันที่ผ่านมา +2

    Ana ea eti n Rwanda 🇷🇼 zetmlsku zubuk eu tiktok yesrha eu

  • @mebrahtutesfamichael2767
    @mebrahtutesfamichael2767 14 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዛኪ ከመይ ትኸውን ኣብ ትገብሮ መደብ ተካታታሊካ ኢየ ::
    እንተኮነ ግን ርዋንዳ ተቀባሊት ስደተኛ ዘይኮነትስ ካብተን ስደተኛ ዝሰዳላ ሃገራት ተቀቢላ እንተ ነዊሓ 3 መዓልቲ ኢያ ኣብ ሃገራ ተጽንሓካ
    ስለ'ዚ ርዋንዳ በታኒ ስደተኛታታ ኢያ

  • @abraham407
    @abraham407 14 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ የኤውሮፓውያን ስሕተት! ድሮኮ ኤውሮፓ የኢትዮጵያ ኣካል ጠቅላይ ግዛት ነው የነበረው! ታሪካቸው ማጠልሸት ፈልገው ይሆን? የእጃቸውን ያገኛሉ 😮

  • @amazingworld8175
    @amazingworld8175 14 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ዘየተአዘቦ መነግስቲ ሩዋንደ ዘህዝን እዩ ናይ ፀአዱታት ከልቢ

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw 14 วันที่ผ่านมา +1

    MESTYAT BETNA HANTI MEALTI POSITIVE ZKHONE...TEZARIBKA AYTFELITIN!
    BAKHUM WEGEN HANTI MEALTI ZTEGEBRE MEFTHI SEMEENA AYNFELITIN.
    COMMENT ANBIBKUM NHITOTAT EKHUN REYTO MELISKUM AYTFELTUN.
    WASTE::

  • @Sinksar605
    @Sinksar605 14 วันที่ผ่านมา

    ,ጀርመን ከ እንታይ ትሓስብ ኣላ😬😄

  • @heroartist8912
    @heroartist8912 14 วันที่ผ่านมา +1

    Rawanda kab mikad emo nab eritrean yihayish wedi berad demo fegirna

  • @user-hs8gq5gs2w
    @user-hs8gq5gs2w 14 วันที่ผ่านมา +1

    Megedi tfeltu sebat alekum do kab uk nab france

    • @efremhailemichael7762
      @efremhailemichael7762 14 วันที่ผ่านมา

      ፍሌክስ ባስ ኣለዋ ምንም ኣይብሉኻን ኢዮም ቅድሚ 2 ዓመት ዝተመለሱ ሰባት ኣለዉ

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes4178 14 วันที่ผ่านมา

    1 ኤሪትራና ሃብታም ቢ ባሕርሪ ብምድሪ ፡
    ኤሪትራዊ ዜጋ መን ይጥርዝ ብርጌድ ኒሓመዱ ምሉእ ኤሪትራዊ ነበር ዓዲ እንግሊዝ ፡
    የቐንየልና ፎርቶ ከረን ኣይቡልናን ፡
    መን እዩ ሩዋንዳ ዝኸውን ኣነ ኣየ ሰሎሞን። !!!!!!!

  • @heroartist8912
    @heroartist8912 14 วันที่ผ่านมา

    Sakit eyu

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 14 วันที่ผ่านมา

    ❤ YES I APPRETATE THE ONE WHO DESIDED WENT HOME GOD BLESS TO TAKE ACTION.❤

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 14 วันที่ผ่านมา

    ገንዘብ ሂቦም ዓዶም ብድሌቶም ክኽዱ ዝደልዩ ዘይሰዱዎም ርዋንዳ ኣቶዮም ውን ምፍታኖም ናብ በዓል usa canada ኣይተርፎምን

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e 14 วันที่ผ่านมา

    WHY NEBEYNU NAB RWANDA KULOM DEGHEFTI HGDEF MALET WUXAE MEAAT NAB ABOHAGHONA MELESUNA ZEYBELU?? ISEYAS AEDAWU ZERGHIHU YEXBE ALO.

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes4178 14 วันที่ผ่านมา

    ሓድኤሪትራዊ ዋጋ 100 ብርጌድ ኒሓመዱ ፡
    ኢድኪ ኣክቢ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ሰሎምን ብግዱ። !!!!!!!

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኩራዕ ጥሪት ህግደፍ - ሰናይ መገሻ ናብ ሩዎንዳ 💙💙💙

  • @merry7267
    @merry7267 14 วันที่ผ่านมา +2

    O goyta hagerna mlesena, regime change 💙💙💙💙💙👍

  • @user-ps7eg1up9p
    @user-ps7eg1up9p 14 วันที่ผ่านมา

    Zaki eti date kab 07.03.2023 nedahre zeatwo eya temlket

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 13 วันที่ผ่านมา

    It’s doesn’t make sense immigrants deported to Rwanda,instead why they try to send Canada , Australia or USA

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 14 วันที่ผ่านมา +1

    ፕረሲደንት ፖል ኪጋመ በዞም ስደተኛታት ብዘሕልፉዎ ዘለዉ መከራ ድንጊጹ ድዩ ዋላስ በቲ ብበመንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ዝዋሃቦ ገንዘብ ሰሲዑ ኢዩ ?
    ፕረሲደንት ፖል ኪጋመ ነዞም መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ክትጥርዞም ትሓስብ ዘላ ስደተኛታት ፍቓደኛታት ኮይኖም ብድልየቶም እንተኾይኖም ጥራሕ ድዩ ክቕበሎም ዋላስ ዋላ ነቶም ተገዲዶም ብዘይ ድልየቶም ዝጥረዙ ስደተኛታት ኢዩ ክቕበሎም ምስ መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ተሳማሚዑ ዘሎ ?
    እንተዳኣ ዋላ ነቶም ክጥረዙ ድልየት ዘይብሎም ብሓይሊ ዝጥረዙ ክቕበሎም ኮይኑ ፕረሲደንት ፖል ኪጋመ ስደተኛታት ብዘይ ድልየቶም ብምቅባል ናይ ደቂ ሰብ ንግድ ምስ መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ጀሚሩ ኣሎ ማለት ኢዩ ::
    እቲ ተሳማሚዑሉ ዘሎ ናይ ስደተኛታት ካብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ርዋንዳ ምዝውዋር ብድልየቶም እንተ ኮይኑ እቲ ዝገብሮ ዘሎ ብጣዕሚ ዝናኣድ ግብረሰናይ ኢዩ ፕረሲደንት ፖል ኪጋመ ጅግና ኣቦ ኣፍሪቃ እንተበልናዮ ይውሕዶ እምበር ኣይበዝሖን ኢዩ ::
    ብዘይ ድልየቶም እንተ ኮይኑ ግን ፕረሲደንት ፖል ኪጋመ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዓቢ ገጋ ይፍጽም ኣሎ ማለት ኢዩ ::
    ቀጺሉ ውን እቲ ብኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነስ ብሙሉእ ዓለም አጥርይዎ ዘለዎ ዝና ናይ ተባዕ ቀዳማይ መራሒ ናይ ርዋንዳ ጥራሕ ዘይኮነስ ተቐባልነት ኣብነት ናይ ኣፍሪቃ ዝብል ዓቢ ስምን ናእዳን ዝናን ከም ዝሃስስ ዘጠራጥር ኣይኮነን ::

    • @rushbush7320
      @rushbush7320 14 วันที่ผ่านมา

      ብወለንትኦም ዝኸዱ ውሑዳት ዮም ብሓይሊ ዝኸዱ ምበር ድሓር ጅግንነቱ ህዝቡን ሃገሩን ከመይ ላ ትዓቢ ምበር ንሕና ጅግና ኢልናዮ ዘዕብዮ ነገር የብሉን እዞም ስደተኛታት ናብኡ ምኻዶም ካብ ሓደ ስደተኛ ክንደይ ገንዘብ ኢንግሊዝ ክትከፍል ያ ክንብል ከለና ናይ ገዛ ክራይ ዝብላዕ ዝስተ ኤለክትሪክ ኣብኡ ዝሰርሑ ሩዋንዳውያን ኣሽሓት ስድሮኦም ዝኣልዩ ዩ።ስለዚ ካጋመ ንህዝቡ ምበር ንዓና ኣይተመርጸን ድሓር ዞም ዝስጎጉ ዘለው ጸዓዱን ጸለምትን ናይ ኩሉ ዓለም ወርቐት ዘይብሎም ዮም ክሰጉ

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes4178 14 วันที่ผ่านมา

    ኒ መክር እወ ኒ መክር ሩዋንዳ ኒ ሓደ ኤሪትራዊ ከይቲ ቕበል ፡
    ተዓገሱ ኤሪትራውያን ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ኤሪትራ ሓርነት ኣምበልብሊ።
    ሓሰውቲ ምዕራባውያን ዲክታተራት ኣፍሪካ ኒ ኽንኣሊ ኣበይ ኣሎ መቕሊ ፡
    ሓቂ ብሓቂ ኣፍሪካን ግርህነትን ድዩ ኣኻሊ።
    ወይ ቀርሰና ሶማልያ ክርስትና ተደማሪ ፡
    በቢ ኣህጉርና ንሓዝ ባናናን ቅራፍን መን እዩ መቃሪ።
    ኣፍሪካ ጠርዚ ፡
    እወ እንግሊዛውያን ኣይቲዝርኡ መርዚ።

    • @ghenettesfalem269
      @ghenettesfalem269 14 วันที่ผ่านมา

      እዝኩሉ፡ሰብኮ፡ኣዶም፡መኣከሎም፡መረኣሃቶም፡ድክታተርዪም፡ፍትወትይ፡ነብሶምዮም፡

  • @user-pg2ti7cs5p
    @user-pg2ti7cs5p 14 วันที่ผ่านมา

    ጋሓፋት ናይ ኣፍሪቃ ገንዘቡ እንዳ በለዑስ ኣይንቅበሉምን ኢና ኻኣ ክብሉ