ንወዲ ጀበሊ በዲሎሞ . ዓገብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • New eritrean film 2024
    ‪@DehayTv1‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@wakatm‬ ‪@WAKA‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@gDrar‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@MahderPro‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@yikealotv‬ ‪@maggyshow‬ ‪@beridani‬‪@eriwoodvideoproduction‬
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 267

  • @Hamegentle
    @Hamegentle 15 วันที่ผ่านมา +30

    እንካ ዳዋ እዛ ግብኡ ንኽረክብ ዝበልካያ ክትጽቅጠላ ኣለዋ ብ report ጌርና ዲና ወላ ገለ ነታ ቻነል ጸቅቲ ክንገብር ኣለና ክሳብ ወዲ ጀበሊ ጻምኡ ዝረክብ' ገንዘቡ እናበልዑ ሱቅ ኢልና ምርኣይ ሕምቀት ሰብኣውነት ዘይምህላውን እዩ።

    • @TediEnzo
      @TediEnzo 15 วันที่ผ่านมา +6

      ዘረባ ሓደ ሰብ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ክልቲኦም ፊት ንፊት ምስ ተራከቡ እዛ ኮመንትካ ከይተሕፍረካ

    • @NatiMan-xi9dw
      @NatiMan-xi9dw 15 วันที่ผ่านมา

      It's Good❤

    • @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ
      @ክንራኸብኢና-ሰ3ኰ 15 วันที่ผ่านมา +1

      እዝጊ የዛርብካ ዮናስ ከማን ሰሪሕሉ ሎ​@@TediEnzo

    • @alganeshteclai1797
      @alganeshteclai1797 15 วันที่ผ่านมา +1

      Nai bhaki aitfred ketfred zbhal zereba ezi eyu Yonas keman mebrhi hibu alo

    • @hanaabraham5938
      @hanaabraham5938 15 วันที่ผ่านมา +1

      ኣንቱም ህዝቢ ኣይትትሃወኹ ንጽቡቕ ነገር ቀልጢፍካ መልሲ ኣይንህብን ንዘይተረጋገጸ ነገር ኣይንትሃወኽ ጽባሕ ከምዚ ኣይመሰለናን በጃኹም በጃኹም ጥንቅቕንበል ሰለዚ ክሳብ ብሓንሳብ መጺኦም ቃሎም ንሰምዕ ቅሩብ ዓቕሊ ንግበር ወቐሳን ጸርፍን ድሓር ነርክበሉ ኢና በጃኹም የሕዋተይ ንጽቡቕ ንጉየ መጀመርያ መጀመርያ ሓደሰብ ንሂወቱ ባዕሉ እዩ ዘማሓይሻ ስለዚ ንዝኾነ ነገር ዘይምህዋኽ።

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 15 วันที่ผ่านมา +23

    ገዛ ሱሩሑሉ ኢደይ ኢደይ እሉኩም ኩብራት ኣሕዋተይ ኑዙ የዋህ ኣቦ😢❤❤

    • @kikilove6751
      @kikilove6751 10 วันที่ผ่านมา

      እንታዴኺ ይምልከተኪ ጋውና 😂😂😂😂😂

    • @solianagebrehiwet2029
      @solianagebrehiwet2029 8 วันที่ผ่านมา

      @@kikilove6751newri zhawey kemu aybehaln eyu kabzi abona tgrigna zseme kulu eyu temahiru hasaba hmaq sle zeykone

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 15 วันที่ผ่านมา +23

    ኤርትራውያን ሓደ ዓቢ ጸገም ኣለና::ሰብ እንዳ ታሃሰየ ንዓይ ይጥዓመኒ ክንብል ማዓት ኢና::ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ወዲ ጀበሊ::

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 15 วันที่ผ่านมา +21

    ድሮ ብ ወገን ፈተውቲ ሎሚ ደዊልና ኢድና የሕሊፍና ኣለና 🎉

    • @fatherey9977
      @fatherey9977 14 วันที่ผ่านมา

      Zewxakayo ytekialka mearey 😢❤

  • @nevergiveup441
    @nevergiveup441 15 วันที่ผ่านมา +17

    ኣነ ግን ዝገርመኒ መግለጺ ኣውጹኡ ኣሎ ባባ ዮኒ ክሰምዖ ጸንሕ ስለዚ ንባዓሉ ተከፋሊ እዩ ስለዚ ኣይንፍረድ የሕዋት ወዲ ጀበሊ ካ ንጽቡቁ ይግበረሉ ግን ካ ከምዚ ብምርጩኡ ነዚ ድክነት ዝመረጾ ኮይኑ ይስማዓካ ወይ ዝሓሸ መናባብሮ ክመርሕ ይግቦ ኔርዎ

  • @wediKdusGebrial
    @wediKdusGebrial 15 วันที่ผ่านมา +29

    እዛ ገዛ እንቋዕ ፈረሰት ንፅቡቁ ክትከው እያ ጉድ እውን ኣውፂኣ

    • @utenteabraham6958
      @utenteabraham6958 15 วันที่ผ่านมา +3

      (ድኽመት ናይ መንግሰትና).

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 15 วันที่ผ่านมา

      ::😢

    • @Rahwa20156
      @Rahwa20156 15 วันที่ผ่านมา

      Mengsti wela ab wlkawi hiwetna dyu khgzena ​@@utenteabraham6958

    • @hanaabraham2119
      @hanaabraham2119 15 วันที่ผ่านมา

      Ezi nay wedi jebeli Neger msmengsti entay yerakbo eway dnqurna dawit dma qes Ilka hasibka tezareb bzey mhwak kulu hasibka mzrab txbuq eyu

    • @mercymercy8563
      @mercymercy8563 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@utenteabraham6958ወይለይ! ንዑ'ባ ዝጠቅምን ዘይጥቀምን ሲ መንግስቲ!!

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 15 วันที่ผ่านมา +4

    ዋእ ኣነስ ኣብ ደገ ይነብር ይመስለኒ ዘወላድና ዘሕልፎ መደብ ደስ ክብለኒ😢❤
    ኣቦዋይ ዓምዲ ገዛ ኣየ ሰብ ሩጉም 100 ዓመት ዘይንነብርስ ዝኩላይ ፀገምይ ሽግር ንባዳደል😢😢😢😢

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 15 วันที่ผ่านมา

      እህህህ ይገርም ሓመድ ድኣ ይብላዕ ቶም ዩቱቦራት ዘስርሕዎ 😢😢😢 ታይ ብሃል ኮይኑ የሕዝን ዩ 😿💔💔🖤

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 15 วันที่ผ่านมา +8

    ኣነስ ሃፍታም ኮይኖም ይስመዐኒ ነይሩ ማለተይ ከምቲ ልምህርዎ ኣብ ይቱብስ ብዙሕ ኣታዊ ዘለዎም መሲሉ ይስመዐኒ ነይሩ 😭 ዝኩሉ ፍልጠት ሒዞሙስ ሰኣን ሰቦም መፃወቲ ኮይኖም ግን ከኣ ኣብ ከመዚ እናነበሩስ ኩሉ ጊዘ ተስፋ ሑጉስ ፍሽክታ ዝመልኦም ግን ናይ ቦዕሎም ይቱብ ይክፈቱ ንሕና ከኣ ነተባብዖም ተ ናይ ሰብ ነገር ግን😢

  • @111Eritrea
    @111Eritrea 15 วันที่ผ่านมา +5

    Zereba Hade semieka aytzareb 😮😮😮😮 beynu zgoyeye beyniu iyou ziewet dawit

  • @danielguoush1353
    @danielguoush1353 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኤሄ ተሸጊሩ ኮሎ ናጻ ኮኒ የዕልል ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @yonisanadhanom2617
    @yonisanadhanom2617 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዘረባ ሓደ ወገን ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ብዓቕሊ ምጽባይ ተመራጺ ምኾነ ኔሩ

  • @hissak7126
    @hissak7126 5 วันที่ผ่านมา

    ዳዊተይ ጅግና ሕጹብ መዓንጣ የመስግነካ❤❤

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 15 วันที่ผ่านมา +4

    እዚ ቆልዓ'ዚ ጥዕና ኣለዎ ድዩ:እምበር'ዶ ካብዞም ዕስለ ንኸብዶም ኣይኮነን:ናይ ሓደ ዘረባ ሰሚዑ ክፈርድ'ከ ይግባእ ድዩ?😊👈👌

  • @michaelebrhane
    @michaelebrhane 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ሰባት ሰብ እኮ መጽሓፍ ኢዩ ኬይ ገንጸልካ ብደጊኡ ጥራይ ኣይትፈልጦን ኢኻ እዚ ወዲ ጀበሊ ብደጊኡ ሑጉስ ኢዩ ውሽጢኡ ሑሩር ኢዩ በጣዕሚ ይሕዝን ዋይ ሓወይ 😢

  • @TesfagabrTesfamaryam-up1pb
    @TesfagabrTesfamaryam-up1pb 15 วันที่ผ่านมา +3

    W jebeli ጥበበኛ, አጉስ ሰብ. ኣምላኽ ይሓግዝካ.
    Dev ሐወይ ቀጽሎ 👍

  • @habtomtsehaye4147
    @habtomtsehaye4147 15 วันที่ผ่านมา +3

    ዳዊት ነብሲ ኣነሰ ኩሉ ተምጽኦ የከታተሎ እዩ ኣብዛ ናይ ሎሚ ግን ሸዋየ ናይ ንእሰነት ጊረክያ ዩናሰ ኩሉ ቀሊዕዋ ኣሎ

  • @ግይጽሚድያ
    @ግይጽሚድያ 15 วันที่ผ่านมา +4

    ጽቡቅ ዘረባ ዴቭ ዓርከይ ናይዛ ሰሪሕካያ ዘለኻ ቪድዮ ኣታዊ ንወዲ ጀበሊ ተትሰደሉ ካኣ ክንደይ ደስ ምበለና ❤

    • @semeregebrebrhan1487
      @semeregebrebrhan1487 14 วันที่ผ่านมา

      Danit wun kemtom kalot anjerau ayu zgebr zelo. Hawey

    • @nayhimamey7358
      @nayhimamey7358 14 วันที่ผ่านมา

      ጽብቅቲ ዘረባ ሎቅማጽ ዝበዝሓሉ ዘበን፣እዚ ሎቅማጽ ዳዊት ከኣ እንጀርኡ የብስል ብሽም ወዲጀበሊ እምበር ፣ ሓቂ ተዝህልዎ ናይዛ ዝገብራ ዘሎ ቪድዮ400ንወዲ ጀበሊ ምገደፈሉ ሎቅማጽ

  • @user-faniboy
    @user-faniboy 15 วันที่ผ่านมา +7

    ዴቭ ኣታ እንታይ እሞ ክንገቢር ኣነ ኣዝየ እየ ዝካታተለካ መምህረይ ኢካ ግን go found zeytkeftelu seb ዓቅሙ ምሓገዘ

  • @nahomalem-th3yf
    @nahomalem-th3yf 15 วันที่ผ่านมา +7

    ዳዊት መደብካ ይካታተሎ ኢየ ጹቡቅ መደብ አዩ ኣብ ናይ ወዲ ጀበሊ እንተ መጺና ገን ቁሩብ ተሃዊኽካ ዮናስ ዝሃቦ መብሪ ምስ ሰማዓክዮ ከም ዝተሃውኽካ ክብርሃልካ አዩ ክትዛረብ ከለኻ ብሲሚዒት ምዝራብ ጹቡቅ ኣይኮነን ክረብሕሉ ኢሎም ከም ዝተዛረቡ በሪሂለይ ነሩ እቶም ነዚ ሸር ዝበሉ ሰባት ኢዮም በልዓቲ

    • @samsomtewelde5766
      @samsomtewelde5766 15 วันที่ผ่านมา

      ኣልግስ ሰራቒ

    • @nahomalem-th3yf
      @nahomalem-th3yf 15 วันที่ผ่านมา +1

      @@samsomtewelde5766 ቅድም ስማዓ ጸማም ገርናው ናይ ክልተ ከይ ሰመዓካ ኣይትዛረብ ርእሲ ባኮ

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 11 วันที่ผ่านมา

    Well come Wedi gebeli Amlaek yhaliwo

  • @abrehetkidanekidane
    @abrehetkidanekidane 15 วันที่ผ่านมา +3

    ዳዊተም ናብዛ ገዛ ዓራቱ ሳሎኑ አዝባኑ ተሰኪሙ ኢዩ ኣግዒዙዎ።🎉

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 15 วันที่ผ่านมา +2

    Ewayyy ezgio hzbina rekibewo zelo kulu kemu kdanu tekeyere wushitu bsko eyu😢😢😢😢😢nhagzo please tarik nsrah😢😢😢😢

  • @love-gm1yc
    @love-gm1yc 15 วันที่ผ่านมา +1

    Zereba klte keysemaeka aytfred

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 15 วันที่ผ่านมา +1

    እዉይ ማዓርይ😢እንኳዕ ኢታ ገዛ ፍረስ😢❤

  • @abrehetkidanekidane
    @abrehetkidanekidane 15 วันที่ผ่านมา +2

    ዳዊት ወደይ እታ ዝፈረሰት ውን ተሸጊሩ ዝረኣዮ በል ኣብዚኣ ኩን ኣሉ ዘጸግዖ ኣዩ።❤

    • @monahamid5765
      @monahamid5765 15 วันที่ผ่านมา

      😭♥️🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🙏🙏🙏🙏☝️☝️☝️

  • @darsamussa399
    @darsamussa399 8 วันที่ผ่านมา

    Dawit TV is very smart. Mkhnyatu zereba kieletn respekt maletey tihtna alewo.

  • @ضرارمنصور-ث7ن
    @ضرارمنصور-ث7ن 15 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo 👏 👏 👏 jegna dewita hawey nay behaqi adniqeka
    Kem gele geru natu Chanel mekhfate mehasho yebel ane
    Mekhniyatu kemzi elkas kesab meas

  • @elizabethyemane9570
    @elizabethyemane9570 14 วันที่ผ่านมา +1

    Please don’t judge without hearing both side!

  • @tekleweiniteweldemedhn5442
    @tekleweiniteweldemedhn5442 12 วันที่ผ่านมา

    መጀመርያ ዳዊት ሰላም።መደባትካ ኩሉ ግዜ አና ንከታተሎ ምክንያቱ ንጹርን ጽፉፍን መልእክቲ ስለ ተመሓላልፍ።ኣብዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ውን ከሙኡ ።ወዲ ጀበሊ ንሰብ ክምህር ይውዕል እንተኮነ ግን ሂወቱ ክመርሕ የጸግሞ እዩ ምስለኒ።እቶም ዘስርሕዎ ዝነበሩ ግን ኩነታቱ ፈሊጦም ካብ ኣታዊታቱ ናብርኡ ሓቲቶም ከብቅዑ ሽግሩ ኣብ ምፍታሕ ኢድ ኣሕጺሮም ።ኩሉ ግዜ ግን ፍታሕ ካብ ኣምላኽ እዩ።ኣምላኽ ይሓግዞ።

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 15 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ጀበሊ ሓቂ ተቐበርካያ ወዒሉ ሓዲሩ ተቐቢራ ኣይትተርፍን ኢያ እሞ ሓቂ ተዛረብ

  • @tesfalemebrahtu7411
    @tesfalemebrahtu7411 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ኣቀራርባ ኣብ ተምጻልና ቪድዮታት ይኩ ዜናዊ ትንተና ኣዝዩ መሃርን ደስ ብሃልን እዩ'ሞ ቀጽሎ DeVo Thank you

  • @meritemn2520
    @meritemn2520 15 วันที่ผ่านมา +4

    Please don't judge before you listen the other side of story

  • @zezeasmara9819
    @zezeasmara9819 14 วันที่ผ่านมา

    Ohhh😢😢😢😢😢💔💔

  • @nohahassen6731
    @nohahassen6731 15 วันที่ผ่านมา

    Bravo Dawit hawey God bless you ❤❤❤❤❤

  • @LuleyNatey
    @LuleyNatey 14 วันที่ผ่านมา

    ምስኪን ዓዕቅምና ንሓግዞ ኣሕዋተይ😢

  • @wellcomen7293
    @wellcomen7293 15 วันที่ผ่านมา +2

    That's why. እኮ ሰብ ኣብ ኤርትራ ክፍጠር የብሉን ንብል ምክንያቱ በለጸኛ ሓሳዊ መታለሊ ሰብ ጥራይ እዪ ክነብር ዝክእል።

    • @Berkey13
      @Berkey13 14 วันที่ผ่านมา

      welcomeen seb ab Eritrea kfeter yiblun elka abay kfiter alow elka teamen kkk ab Tigray. Hemak aytezareb

  • @tyttyt1271
    @tyttyt1271 15 วันที่ผ่านมา +2

    Yonas melsi hibu alo. Zereba hade semina aynifred

  • @habeshahomestead779
    @habeshahomestead779 15 วันที่ผ่านมา +3

    Don’t judge a person by listening only one side. Do u guys hear what Yonas said on this issue. 🤨

  • @nayhimamey7358
    @nayhimamey7358 14 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቅቲ ዘረባ ሎቅማጽ ዝበዝሓሉ ዘበን፣እዚ ሎቅማጽ ዳዊት ከኣ እንጀርኡ የብስል ብሽም ወዲጀበሊ እምበር ፣ ሓቂ ተዝህልዎ ናይዛ ዝገብራ ዘሎ ቪድዮ400ንወዲ ጀበሊ ምገደፈሉ ሎቅማጽ

  • @MhretGhebrezgher
    @MhretGhebrezgher 15 วันที่ผ่านมา +1

    Davo Kem Lomi Hazine Ayfeltin .kabzi Zektam Abo Eintay Krefblu Eiyom . Entekone Mhagezwo . Ente zeylo gin Eiz Ageb 😢😢😢😢😢😢

  • @HenokKidane-m9w
    @HenokKidane-m9w 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዊት ኣርከይ ኣበሳ ኮሪኤልካ ዝኣረከይ ቆጽሎ ጎኒ ናይ ህዝቢ ምኳን ዓወት እዩ።ፉልፉሉ እየ ካብ ሊቢያ

  • @samuelwelday-k1l
    @samuelwelday-k1l 15 วันที่ผ่านมา +1

    Don't judge by hearing from one side. To reach in to one decision, hear from other side, Journalist Yonas Abraham from Eri Wood. Finally, it will help you to reach in to a decision.

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 15 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ንጽቡቕካ ክኸውን ኢዩ

  • @WadeIdrisWadeIdris
    @WadeIdrisWadeIdris 15 วันที่ผ่านมา +2

    Offfffffffffffffffffff ney bhaki sembide ane😢😢

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 15 วันที่ผ่านมา +2

    በለጸኛታት እወ ሓቅኻ ብናቱ ቪድዮ ነጸለኦም ኣጻዕድም ንሱ ግን ኣብ ንከልቢ ዘይትምነያ ፈራስ እንዳ ክሻን መሻማዕን ይነብር ኣሎ በለጸኛታት : ክሕግዝ ዝግበኦ ታሓጋዚ ኮይኑ ወዲ ጀበሊ

  • @sueahmed8049
    @sueahmed8049 15 วันที่ผ่านมา

    We love you dave keep saying the truth ❤

  • @hame605
    @hame605 14 วันที่ผ่านมา

    100% True 😢😢😢😢

  • @hagosabrha1816
    @hagosabrha1816 15 วันที่ผ่านมา +3

    ጋዘጠኛ ዮናስ መልሲ ሂቡ ኣሎ ንሱ ዝሃቦ መብርሂ ተከታተሎ ተቐዳዲምካ ፍርዲ ኣይትሃብ

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha6862 13 วันที่ผ่านมา

    አብየት ግዜ አካሃሃድ ዪናስ አብክንዲ ፅቡቅ ዝገበረ እዚ ክፍደይ ዓገብ

  • @ChristianoRonaldo-z7h
    @ChristianoRonaldo-z7h 13 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @ሆነሊዮሁሉም
    @ሆነሊዮሁሉም 15 วันที่ผ่านมา

    ይገርም እዩ ዳዊት ሓውና ኣድናቂካ እየ ምክንያቱም ንሓቂ ብድፍረት ስለ ተቃልዕ ስብኣይ ኢካ።ግን እመነኒ ገባሪ ሕማቕ ወይ ባዕሊ ወይ ከኣ ኣብ ደቁ ናይ ኢዲ ክረክብ እዩ ብሂወት ይሃሉ ይሙቱ ካብ ስብ ዘይኮነ ካብ ፈጣሪ ክረክቡ እዮም ሓደ ማዓልቲ።ግን ነወዲ ጀበሊ ገለ ንግብር ኩላትና

  • @radyaesmael-ex7vk
    @radyaesmael-ex7vk 15 วันที่ผ่านมา +1

    Aytfred keytfred eti haki key felxka aytfred ok wedi jebli zikone xegem alew ok

  • @sweetlove1eritrean279
    @sweetlove1eritrean279 13 วันที่ผ่านมา

    God works mysterious ways 🙏🏿Happy for him💕

  • @hope3005
    @hope3005 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዊት ሓዉና እዛ ብስሙ ትሰርሓ ዘለካ ቪዶ ኣታዊኣ ንመንያ? ናዓካድያ ወላስ ክትሰደሉ ኢካ? መልስካ ይጽበ

    • @User-ER24AS5ER91
      @User-ER24AS5ER91 13 วันที่ผ่านมา +1

      ክክክክ
      እንታይ አምሲሉ ክሰደሉ ዓሻ ዲዩ ዳዊት!!!

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 15 วันที่ผ่านมา +1

    መርሃዊ ዶ ኣብ ሓዊ 💕💕💕🇪🇷🌳🌳🌳

  • @hailegebremichel6109
    @hailegebremichel6109 10 วันที่ผ่านมา

    Ewayy hawey ajoka

  • @IndeliAsmera
    @IndeliAsmera 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeronFisseha-zt2vv
    @MeronFisseha-zt2vv 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @tigisteshetu7004
    @tigisteshetu7004 15 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo dawitom

  • @aronbrhane1703
    @aronbrhane1703 15 วันที่ผ่านมา +4

    ዳዊት አነ ብጣዕሚ እየ ዝመስግነካ ብጉቡእ ገሊጽካያ

  • @monahamid5765
    @monahamid5765 15 วันที่ผ่านมา +1

    😭♥️🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏☝️

  • @wedirimey-m3e
    @wedirimey-m3e 15 วันที่ผ่านมา

    Dawita naybhaqi lomi btami yhigiskani neti haqi gelixkayo bro ❤❤❤

  • @robelz2699
    @robelz2699 15 วันที่ผ่านมา +1

    Dawit medengax xbuk eu regxenga koinka ketzareb gen akili gerka kab kalie wegen mesmae wesane eu ayettahawek

  • @fintra26
    @fintra26 15 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi yonas zibehal gin ezom media keyhigizio zideli aymesilin ey kab zerebiu ageb yonas hiji win kihigez alowo

  • @filimonfpdme5210
    @filimonfpdme5210 5 วันที่ผ่านมา

    😢

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 15 วันที่ผ่านมา

    Dahita gofawiend Etom mus hizbi rikib zolokum teradadikum Eziyas tewetula eski❤❤❤

  • @hailutesfagabr
    @hailutesfagabr 15 วันที่ผ่านมา +1

    Dawet hawey bejaka rdayo eze sebay

  • @fintra26
    @fintra26 14 วันที่ผ่านมา

    Pls dawit yonas melsi hibu allo bizaebu melsi hab kihigez ybilun zesimi melsi hibu allo😭😭😭

  • @መሰረትሲስ
    @መሰረትሲስ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ጀምዓይ ንዓይ ከኣ subscribe ግበሩለት ኣታ በጃኹም 🎉❤ቀሪባያ 1k ሰላም ኣብ ኩሉ ምስ ኩሉ❤🎉

  • @susususu-w9q
    @susususu-w9q 15 วันที่ผ่านมา

    Welad tezehelwo kemziy ayemekonen😢😢😢😢😢😢

  • @majorabraha5703
    @majorabraha5703 10 วันที่ผ่านมา

    Eritrea felat zwhada tezrebi zebezaha hager koyna beka

  • @Brikti_keleta77
    @Brikti_keleta77 14 วันที่ผ่านมา

    ኣልጊስ ገጽካ ትርሐቅ ኩርኩር ዝኾነ ዎዲ

  • @berhanehailemichael1466
    @berhanehailemichael1466 14 วันที่ผ่านมา

    Dawit. I am a big fan of you . Usually you bring a lot of good topics. The only advice I have for you is that sometimes you speak out of emotion. We are all saddened with the condition of wedi jebele, but you shouldn't rush to judgment without out knowing all the facts. I believe yonas is a decent guy & he made himself available to explain all the facts. If wede jebele is telling the truth, he could have refuted Yonas's claim. He is invited to sit with him. If there is any truth to his claim, he should do that.

  • @maebelhiwet5024
    @maebelhiwet5024 14 วันที่ผ่านมา

    Nbaelka hji kabzia zserahkaya tkeflo do ata hasawi dawit sebat ayterasnu nskum ekum kefikmo zelekum nezi hzbi

  • @seha8422
    @seha8422 15 วันที่ผ่านมา +1

    Ewe xbuk alo hlna zbehal alo seb frhat Amlak khlwo alewo kemti zbelo Abona wedi jebeli kulatna meweti na seb rgum emo nezi abey yfelto 💔💔😢🙏.gofundme endhn tekefitu xbuk neru . Ewe eti shmea ztkemo kea ko ni aletric genzeb kkefel akmi slezeyblu eko u 💔💔

  • @NahomZeru-y6q
    @NahomZeru-y6q 15 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏👏👏

  • @nahommsgna-bw3ss
    @nahommsgna-bw3ss 15 วันที่ผ่านมา

    😢 tay zbelwo kenfar gize eyu wedey 😢😢

  • @DawitloveGebrekidane
    @DawitloveGebrekidane 15 วันที่ผ่านมา +1

    Wey gud ajoka

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 15 วันที่ผ่านมา

    ቅድሚ ከምዚ ዝኣመሰለ ዘረባታት ምዝራብካ ምሕታት ጽቡቕ ይመስለኒ

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 15 วันที่ผ่านมา

    Keyatsarena aynfred, nkulom kof abilka mzrrab yu zedli

  • @RodasRodi-nv2tr
    @RodasRodi-nv2tr 15 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏👏👏👏👏

  • @kecomekel2000
    @kecomekel2000 15 วันที่ผ่านมา

    Dawitay nefu

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 10 วันที่ผ่านมา

    ዝፈልጥኩም ዘይብልኩም ኣይትዕፈሩ እቲ ዓማጺ ብዘይካ ኣምላክ ዝፈልጦ የለን እይትፍረዱ ከይትፍረዱ

  • @AmraAhmed-kw5cp
    @AmraAhmed-kw5cp 15 วันที่ผ่านมา

    Nay bihaki serekiti eyom dawit hawey

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 15 วันที่ผ่านมา

    Ahhhh💔 Wedi Gebki abzi kineber bitaemi eyu zehzen

  • @yemaneteklit8284
    @yemaneteklit8284 13 วันที่ผ่านมา

    ቆልዓ ግዲ ኮይንካስ ትህወኽ :መን በዲልዎ?ባዕሉ እዩ ንነብሱ በዲልዋ።

  • @MedhinSolomoun
    @MedhinSolomoun 15 วันที่ผ่านมา

    መጀም እዝይ እዝጋቤር መጀን ሓቂይ ማዓቲይ ይነውሕ እበረ ሓቂይ ባዓላ ኢያ ትወጽእ ሃፍታምን ድክን ኣብ ሓቲይ ጉድጋድ ኢና ናኣቱም ኣምላክ ጥዕም ኢዩ ሞኦት ማዓረ ኢያ

  • @user-qf2oy7xq4n
    @user-qf2oy7xq4n 15 วันที่ผ่านมา

    Exactly dawit hawyi ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hailutesfagabr
    @hailutesfagabr 15 วันที่ผ่านมา +1

    Dawet go fawendie awexalu nhagez 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 bnatey dewel rkbeyo aloku nay hlna ey behakie nfue daweti

    • @alemhaile884
      @alemhaile884 15 วันที่ผ่านมา

      Go fund me eyu zebhal mes yeqereta kab haftekha.

    • @Eritreahagerey19
      @Eritreahagerey19 15 วันที่ผ่านมา

      ወላ ንስኺ ተጋጊኺ go found me እዩ ዝበሃል ​@@alemhaile884

  • @zidik313
    @zidik313 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ሓወይ ዮናስ ንባኣሉ ተቆጺሩ ድሰርሕ ተከፋሊ ተጸባይ እዩ ከም ወዲ ጀበሊ ወናኒ ናይቲኣ ቻነል ኣብ ደገ ኢዩ ዝነብር ዮናስ ወላ ሓደ ዝገበሮ የብሉን ከማን ከምዝፍለጥ ጌርዎ

  • @RodasRodi-nv2tr
    @RodasRodi-nv2tr 15 วันที่ผ่านมา

    Kem lomanti tesmiuni ayfieltn Eway hizbey 💔Eway hizbey ahhhhhh💔🥹

  • @JGFM.
    @JGFM. 9 วันที่ผ่านมา

    ነዛ ብዛዕባ ናቱ ዝሰራሕካያ ስደደሉ

  • @Zeytenebemexhaf
    @Zeytenebemexhaf 13 วันที่ผ่านมา

    Smae dawit ,gazetena younas mebrhi hibulu eyu nezi guday yehwat aytebaes.yonas xubuk eyu gerulu nwedi jebeli aflitwo,akfilwo ewn.sgu beliomo tbil si entay zblae nerwo meskinay

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 15 วันที่ผ่านมา

    Ewaay 1 semieka mefrad ktheeekuuu!! Yonas wen melisu allo mo simewo

  • @fintra26
    @fintra26 15 วันที่ผ่านมา

    Ezi yonas si wedi jebeli ziteqim Seb aykonen aytihagiziwo ey zibil zelo dawitom ezi wedi jebeli kisab zihigez bizaebu ayteqoritsi

  • @EfiEfi-q3b
    @EfiEfi-q3b 15 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi dawet abo hawi eka eska

  • @Fatumh-04
    @Fatumh-04 15 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዳዊታ ኢቲ ዝግበር ግበርሉ ኢስካትኩም ኢኩም ትሕግዝዎ ኢዞም ናይ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ትብሉዘለኩም ኣሻሓት ህዝቢ ኢንዳ ተራኢየ ክተማሳኩሩ ትሓስቡ ኣለኩም ኢቲ ናብሩኡ ኢዮ ምስኩሩ ኢንታይ ማሳ ሃሪምካሉ ኢንዳበለ ኢዮ ኢንተርቢው ዝግብሮ ኢቲ ተናን ወዲ

  • @wadnakfa128
    @wadnakfa128 15 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት 🎉

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 14 วันที่ผ่านมา

    Agebeon neru itey dkirib delo wedi jebel tetkek kedey teicalu leicat bgezeib kselimu nhizb eritrean🇪🇷alewu izey dhtt delo resaih cmeit cih whed aykonein

  • @abeldanew
    @abeldanew 15 วันที่ผ่านมา

    Nxbuka ygberelka wedi jebeli