''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (6ይ ክፋል)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 863

  • @Fnoteabewmedia
    @Fnoteabewmedia  3 ปีที่แล้ว +56

    ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
    🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
    🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
    🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
    🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
    ኣ ውሮጳ / Europe
    🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
    🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
    🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
    🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    ዓዲ ዓረብ / Arab countries
    🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
    🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
    🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
    ኣፍሪቃ / Africa
    🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
    🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @lave9644
      @lave9644 3 ปีที่แล้ว +6

      እሺ ነዛ መፅሓፍ ክንረክባ እግዚኣቢሀር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ፆሎት እቶም ቅዱሳን ኣይፈለየና ነመስግነኩም ወዘሮ ኣፀደ ሰባኪ ወንጌል ካሳሁን መምህርና እግዚኣቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

    • @yordanosfkadu7987
      @yordanosfkadu7987 3 ปีที่แล้ว

      Ane wen nbreket kekoneni ab mekefefale ezia mexaf bakemay kehgez ykel eya keam fkad amlak ab Norway eya zenber

    • @rahelhagos338
      @rahelhagos338 3 ปีที่แล้ว

      How can I help? I’m in Ohio, states. Please let me know since I want to partake in the blessings. Thank you

    • @asmerethaile8989
      @asmerethaile8989 3 ปีที่แล้ว

      እዛ ሕቶ እካ ካብዚ ኣርእስቲ ዝወጸት እያ ግን ሕቶይ
      ድሕሩ ኣፍስጋ 50 ማዓለቱ ትንሳኤ ተበሂሉ። ግና ጾም ሃዋርያት 20 መዓለቲ እዮ እአብዚ ዓመት ብከምይ እዮ ከምኡ ኮይን ምክንያት 30 መዓልቲ እዮ ጾም ሃዋርያት ተገድስኑ ንዝመልሰለይ ሰብ ኣዝየ የመስግኖ።

    • @yohanaandemariam8606
      @yohanaandemariam8606 3 ปีที่แล้ว

      ab sudan ke eta mexhaf abey knrekhba nkell

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว +68

    ብሓቂ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ቃል ሂወት ይስምዓና መምህርና ከበርት ይሃብካ ነዛ ውላድትና ሕዝካልና ምምጽኣኽብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ነኽብርካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኻ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 3 ปีที่แล้ว +47

    ናይ አቦና ቅድስ አባ ዘዉንገል በረከቶምን ፆሎቶምን አይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +177

    እዛ ኣዴና ብተከታታሊ ክትዕድመልና ንምሕጸነካ ካሳሁን ሓውና ዋላ ንሰብኣያ ውን ካብዚኦም ኢዩ ሰብ ክመሃር ዝግባእ፡ ኣቱም ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዘለና እናሰሓቅና እናበላዕና ናብ ሲኦል ከይንዓርብ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ተማሂርና ህይወትና ነማእዝን ናብ ኣምላክና ንቅረብ፡ ከምዚ ኣቦና ዝበልዎ ቀንዲ ፍቅሪ ኢዩ ግን ኣይስበከላን ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ።

    • @akiaki8366
      @akiaki8366 3 ปีที่แล้ว +7

      Nay bhaqi kbur hawna qale hiwet yesmealna Egzieabiher amlak nieana nhatyatenatat nkmels elu eyu enber nezi hiwet ezi yehlifom nabzi adi seytawnti ms tesededu ymesekum kbrat yhwatey medhane alem aboy yqre ybelelna🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ
    @በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ 3 ปีที่แล้ว +80

    እዚ ዝነበረ መንፈሳዊ ዘተኹም ንዓይ ናይ እምነት፡ ናይ ተስፋ፡ ናይ ትብዓት፡ መልእኽቲ እዩ ነይሩ፡ ንብዙሓት ካብዚ ናተይ ንላዕሊ'ውን ከም ዝጠቕሞም እርዳእ፡ ስለዚ ፍቑራት ኣገልገልቲ ወዘሮ ኣጸደን መምህር ካሳሁን መንፈሳዊ ምስጋናና ነቕርብ!!
    🙏🏽 ክብረት ይሃበልና!!!

  • @yohanafsahaye2936
    @yohanafsahaye2936 3 ปีที่แล้ว +17

    ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር እዚ ክንሰምዕ ዝፈከደልና ተምስገን 🙏🙏🙏
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጋኩም የብዝሓልኩ ::

  • @weldensaeweldensae2234
    @weldensaeweldensae2234 3 ปีที่แล้ว +37

    ነዓይ ንሓጥያተና ጸሎት ግበርለይ ኣዴና ኣጸደ ንኩሎም ቁዱሳንን ንኣቦና ኣባ ዘወንጊል ንገርለይ ብጸለቶም ካብ አዚ ዘለክዎ ሃጥያት ንክድሕንን ክወጽእን ናይ ኩሎም መላአክቲ በርከትን ረዲኤትን ምስኩልና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን።

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 3 ปีที่แล้ว +6

    አወ ናይ ብሃቂ እግዚአብሔር አምላክ ዝከበረን ዝተመስገንን ይኩን ።አጸደ ሃፍትና የቀንየልና አነን ከማይን ነዚ ቁድስ መደብ ቁድሳን አቦታትና ተካፍሊት ብምኮነይ አዚየ ዝሕጎስ ናአቦና አባ ዘውንጌል ምጽሓፍ ውን አብኢደይ ብምብጽሃን እግዚብሔር አምላክ ክብርን ምስጋናን ይክኖ።ብአፍ ሃፍትና አጽደ ቃል ቁድሳን አቦታትና ተካፍሊት ብምኮነይ አዚየ ዝሕጎስ።ካሳሁን ሃውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ ይብዝህሕካ አሜን።

  • @gabrielnaizgi8198
    @gabrielnaizgi8198 3 ปีที่แล้ว +176

    ኣታ ዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩ ሰባት ከመይ ዓይነት ሰባት ኢዮም ተዘይደሊኹም ንምንታይ ትከታተሉ ኣብ ካሊእ ሓሸውየ ተዝኸውን እኮ ላይክ ላይክ ምበልኩም እግዚኣብሀር ዓይነ ልቦናኹም ይክፈተልኩም

    • @er2531
      @er2531 3 ปีที่แล้ว +3

      Bezay felat keytrdana hade hade gezia nekabr ena neabnt hedfon gerka eta mobayl ab jubaka meS tetwa yegatm eu brother

    • @ድንግለይዋሕስኩንኒZ
      @ድንግለይዋሕስኩንኒZ 3 ปีที่แล้ว +11

      ብገርሆም እዮም ዝኮኑ ዘይፈልጦ ክንደይ ስብ ኣሎ ላይክ ክገብር ድስላይክ ይገብር

    • @solomonmaazen6709
      @solomonmaazen6709 3 ปีที่แล้ว

      Wa ansi entay hasibe ayfelton keykunu wa amlak lbi yhabum

    • @ksanetissak4345
      @ksanetissak4345 3 ปีที่แล้ว

      Amen

    • @temtigdey1335
      @temtigdey1335 3 ปีที่แล้ว

      ሓሳዳት ዮም አዚኦም ቀናኣት ከኣ

  • @azebweldu1949
    @azebweldu1949 3 ปีที่แล้ว +31

    እዋይ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ የቐንየልና ክብርቲ ኣዴና ከምኡ ውን መም, ካሳሁን ክብረት ይሃበልና

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 ปีที่แล้ว +29

    እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ናኣይ ንሓጠተኛ ሰብ ኣብ ፀሎቶኩም ዘኩሩና ናይ ኣቦ ዘወንጌል ፀሎቶም በረከተም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤💊💊💊❤❤💊💊

    • @YoDaha
      @YoDaha 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @najatk889
      @najatk889 3 ปีที่แล้ว +1

      ፆሎት ቅዱሳን ኣይፈለኪ ክብርተይ ኩላትና ሓጥያተኛታት ኢና እሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ።ኣሜን (3)

  • @حسنهادي-ق8ه
    @حسنهادي-ق8ه 3 ปีที่แล้ว +16

    በሓቂ ፀጉኡ ይቢዝሕ ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣቡሔር ኣምላክና ይመስገን አሜን አሜን አሜን እልልልልልልል ደሰ ዚበለ ትሚህሪቲ ፀሎት አባና ምስ ኩሉ ህዚባ ክ/ን ይኩን

  • @mananeghuse1098
    @mananeghuse1098 3 ปีที่แล้ว +31

    ልብና ብፍስሓ ትመልእኡ ክሰምዖ ከለኹ እይ ኩሉ ምስክርነት ቕዱሳት ኣቦታት ጸግኦም ኣይፈለየና

  • @እመርሃነይ
    @እመርሃነይ 3 ปีที่แล้ว +13

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐና ፀጉኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ አዴና

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዐልና መ/ካሳህን
    ኣደና ኣጸደ ኣዝና ነመስግን እዝንና ነዚ ቅዱስ ቃሉ ሰምዕና ኣምላክና ለዋህ እዩ ግደፍ ብስላሴ ዝተፈጠሩ ብኣድጊ በልኣም ከማን ይግስጽ እዩ ነዚ መልእክቲ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኣሜን ንበርከት ይክነልና ኢልና ንኣምን🙏 ብጣዕሚ ደብረ ሃብ ዝበልኦ ኣዕጽምኒ ቅድሳን ክሳብ ሕጂ ኣሎ ኣብ ጸለትክን ዘክራና ኣደና ኣጸደ🤲

  • @solomuntekae2648
    @solomuntekae2648 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን ረድኤቶም ምስ ኩልና ይኹን ነዴና ድማ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብክን

  • @azalelias2375
    @azalelias2375 3 ปีที่แล้ว +18

    እንቃእ ብድሓን መጻኩም ኣዴና ኣጸደ ን ሓውና መምህር ካሳሁን ጸግኡ ይብዝሓልኩም ፈጣሪ ኣሜን :: 🙏🙏🙏

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 3 ปีที่แล้ว +17

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ አዴና መምህርናን ሓዉና ካሳሁን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም አሜን

  • @zaidteklay797
    @zaidteklay797 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣብ ጸሎትኪ ዘክርና ቅድስቲ ኣዴናን ሓብትናን ኣጸደ 🙏🌹❤️💒❤️🌹🙏

  • @yordanoshaile2348
    @yordanoshaile2348 3 ปีที่แล้ว +15

    ,ጸጊኡ ደጊሙ ደጋጊሙ የብዝሐልኪ ኣጸደ መኣረይ እድመን ጥእና ይሐብኪ ንስኺዉን ቅድስቲ ኢኺ። እንኳእ ድምጸኺ ሰማኣና

  • @mehariablel9948
    @mehariablel9948 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ መሃሪን ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣምላክ ሓጥያትና ሪኢዩ ይተዓረቀና ኣምየን።

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል እግዚአብሔር አምላክ ምስማዕሲ ክንደይ ሰናይ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር ናይ አቦታትና ፀጋ በረከቶም ይሕደረና አይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ 3 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ህይወት የስመአልና በረከትኪ ይሕደረና ክብርቲ ኣዴና ናይ ቅድሳን ኣቦታትና ውን በረከቶም ረዲዲኤቶም የካፈለና

  • @filmontekle9307
    @filmontekle9307 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣሰይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ኣፀደ ንዓይ ንወዲኪ ጸሎት ግበርለይ ናይ ኣባ ዘወንገል በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ 3 ปีที่แล้ว +33

    አዋይ አዘን ኣዴናስ ትሕትና ዘለወን ብጣዕሚ ቃለ ሂወት የስማኣልና ከሙ ውን ኩቡር ሓውና ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
    @ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 ปีที่แล้ว +9

    አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ አሰይይ ተመስገን ፈጣሪ

  • @yacobhaile7915
    @yacobhaile7915 3 ปีที่แล้ว +20

    በስመ ስላሴ
    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን ፫
    ሠላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ።
    nice to see you again
    good job God bless all

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትናን ኣዴናን ብልቢ ኢና ነመስግነኪ እግዚኣቢሀር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣብ እትገብርዮ ፆሎት ድማ ንዓና ደካማታት ደቅኪ ኣብ ፆሎትኪ ዘክርና ክቡር መምህረይ እውን ስለ ኩሉ ሻብ እትህበና እትህበና ንሂወት ዝከውን ትምርቲ ነመስግነካ እግዚኣቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዚኣቢሀር የክብርኩም ተመስገን ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር ኣምላክ ንሙሉእ ዓለም ምሕረት ይላከልና

  • @adiamamanuel1755
    @adiamamanuel1755 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏 qal hiwet yesmalna adena mearey edmen tienan yhabka

  • @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
    @ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 3 ปีที่แล้ว +2

    እንቋዕ ደሓን መጻኩም ክጽበየኩም እየ ቀንየ
    አሰይ ሰሚዒካ ዘይጽገብ ክንደይ ደስ ኽብል እዩ እቲ ትሕትናኪ ምስቲ ጡዑም ቃል አምላክ ክትሰምዖ ከለካ ነብሰካ ባህታ ይወረካ በረከትኪ ይሕደረና አብ ጾሎትኪ ዘክርና መምህርና መምህር ካሳሁን ከኣ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @tesfitteweldetewelde6944
    @tesfitteweldetewelde6944 3 ปีที่แล้ว +19

    በስመኣብ በወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ዝኸበርካ ካሳሁን ሓውና ኣዚየ የመስግነካ እቲ ናይ ቅዱሳን መልእኽቲ ብብርኽቲ ሓፍትና ኣጸደ ንበረአኸት ስለዘካፈለትና ደስ ኢሉና ናይ ዘላኣለም ምስጋና ነቕርበላ ብምቕጻል ብዛዕባ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ገለ እንታይ ክትብለና ምኻኣለት

  • @ብርሃነይኢኪድንግለይ
    @ብርሃነይኢኪድንግለይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ፀሎቶምን በረከቶምን ተረዳእነቶምን ምሰ ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብርቲ ኣዴና ኣፀደ መምህር ካሳሁን ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ

    • @aziebnebynebyazu1614
      @aziebnebynebyazu1614 3 ปีที่แล้ว

      Bereket nay qidsan bereket nay aba zewengeal qidsna nay kibrti adina yekflena edmen tienan yehabki ab xeletki aygadefena memhrna nay agelglot zebenkum yibrkelna

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን አዲና አፀደ ፀጋ አብ ልዕሊፀጋ ይወስኪ አዱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ መምህርናለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን
    @አዶአምላኸይባሪያኺክኸውን 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ዘገሪም እዩ እማየ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዝአብሔር አምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን አሜን አሜን

  • @maharihagos8339
    @maharihagos8339 3 ปีที่แล้ว +9

    ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡርሓው ክብርቲ ሓብትና ናይብሓቂዝገርምዩ ኩሉዝሓብትና ትብሎዘላሓቂዩ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 3 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኩቡራተይ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ፡እንቋዕ ብደሓን መጻኢኩም

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልን ከብሪ ንኣምላክ ዩኩኖ ሰለ ኩሉ ጥበቡን ምሱጡሩን ተአምረን ብዘን ክብርቲ አደና አፅድ ዘገለፀልና ክብሪ እግዛብሄር ዩኩኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳሁነ ሓወይ ናይ አድና በርክትን ንክሓድረና ክሰበ መጨረሻ አቅረበልና ናይ አዘን አድና ብርክቲ ካብቲ ልሳንን ዘወፅኡኡ ቁዱሰ ቃለ ኣምላክ ብልቢ ንዘስተዋዕልስ ብሓቃ ድሕናተ ሂወት ተሰፍን ሰንቅን አለወ አም ሓድራካ ከይተቀርፆ ካሳሁን ሓወና

  • @ቤሪ
    @ቤሪ 3 ปีที่แล้ว +90

    ተመስገን ኣምላኸይ ክፀበየን ቀኔ ናይ መጀመርታ ድማ ኮይነ ዘሊለ እየ ነዛ ቪዲዮ ሒዘያ ኣብ ካልእ እንዳተኸታተልኩ ፀኒሔ ነይረ ። በረከተ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ሃሌ ሎያ

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ኣዴይ ማዓረይ መምህር ሓውይ ከኣ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @azmeraasmelash6298
    @azmeraasmelash6298 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Egzeabiher ymesgen sile kulu neger edmen tenan yhabkum fetari xeletomn bereketomn ayfeleyena 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @okubaleake8552
    @okubaleake8552 3 ปีที่แล้ว +46

    ኣነ ብኡ ብቃሓይቶ በቲ ዝበልካዮ ቦታ ከይደ ኔረ ነዚ ዚበልካዮ ዘርጉድ ማለት ጉናጉና ዝበሃል ቦታ ኣሎ ስወር ደርሁት ዝንቅው ትሰምዕ ኣብ ዝተወሰነ ቦታ ከኣ ነብሪ ኣሎ እንስሳታት ዘይበልዕ ኣህባይ ከኣ ምስ ኣጣል ሓቢረን ይበልዓ ብዓይነይ ረአ

  • @ngstitigraykuweit2624
    @ngstitigraykuweit2624 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት የስመዐልና ባሓቂ ፅቡቁ ትምህርቲ ኾኒኒ ክብረት ያሃበልና ካሳሁን ሓውና ኣደና ኣፀደ ፅቡቁ ትምህርት እዩ ቀፅለሉ እዝግኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @ZahraZahra-qb3td
    @ZahraZahra-qb3td 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኩም ክቡራተይ

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 ปีที่แล้ว +4

    *_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክብራተይ አሜን አሜን አሜን ናይ ኣቦታትና ቅድስን ፀሎትምን በረከቶምን ኣይፈለይን_*

  • @YoDaha
    @YoDaha 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ልቦናናኣብሪሁ ብመንገዱይምርሐና ኣደናኣፀደ በረከተን ይሕደረኒ በኡኖት ፀሎት ቅዱሳን ምስኩሉ ዓለም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mlashughedam4707
    @mlashughedam4707 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ብከት ስብይት አግዛኣብሄር ይባርኽ.

  • @lidiamisgina2831
    @lidiamisgina2831 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @astertesfay8003
    @astertesfay8003 3 ปีที่แล้ว +6

    ቃል ሂወት የስመአልና አጸደ፡ ሐፋትና እግዚአብሔር አእምሮን ምስትዉዐልን ሰላሙን ንኹሉ ፋጥረት ሰብ አብ ዐለም ዘለና ይሃበና

  • @evenabrham4718
    @evenabrham4718 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓና

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርኪት ኣዴና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ማማየ ሶፊያ ኢልኪ!? ካባኺ ብዙሕ ተማሂርና ።ካሳሁን ሓውንና ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ኣሜን እድልየና ኢካ ምስ እዛ ቅድዝቲ ኣደ ብምርካብካ ኣሜን።

  • @tmuzgigebrekidan8579
    @tmuzgigebrekidan8579 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣቤት ቃል እግዛብሄር ዝኸበረን ዝተመስገነ ይኹን ንዘልኣለም ይኹን!!!ንዓኹም ድማ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ::

  • @kasuamara6794
    @kasuamara6794 3 ปีที่แล้ว +8

    በእዉነት ቃለ ህይዉት ያሰማልን መምህራችን ሰለ ማይነገር ሰጦታዉ እግዚአብሄር ይመሰገን እናታችን ፀጋዉን ያብዛልሺ

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲትና ከምእውን ክቡር መምህርና እናስ ንባዓለን ክረክበን ደልየ ስልከን ትፈልጡ እባ ተሓባበሩኒ

  • @fae2537
    @fae2537 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (((3)))🙏 ቃል ሂወት የሰመዕና ፅገኡ የብዝሐልክም
    በሓቂ ሰምዒካ ዝይምኖ አዩ

  • @zewdigeb7067
    @zewdigeb7067 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ኣምላኽ የሰማዓና

  • @ቅድሳንጓልትግራይ
    @ቅድሳንጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኹሉኹም እግዚኣብሔር አምላኽ ንዘለአለም ኽብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኹን በረከት ናይ ኩሉኹም በረከት ይብጸሐና እግዚኣብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ከም ሓጢአት በደልና ከይተመልከተ ከም ምሕረት ይቕረቱኡን ናብቲ ቅዱስ ቦታ ንኽንኸይድ ናይ እግዚኣብሔር አምላኽ ቅዱስ ፍቓድ ይኹን

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብርቲ ኣዶና ኩቡር ሓዉና ኣምላክ እሰራኤል ምሕረቱን ሰላምን ይላኣከልና ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም

  • @TeklieTekliey
    @TeklieTekliey 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃለሂወት የስምዓልና ክብርቲ ኣዴና ንጉስ ሰማይ ይታዓረቐና ጸጋኺ ይብዛሕ. ካሳሁን ሓውና እዝጋብሄር ይባርኽካ

  • @azebrezene2330
    @azebrezene2330 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmeana Edmen tenan yhabkum kburat Ahwateyyy 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @efremzerabruk3188
    @efremzerabruk3188 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna Teslot naytom kudusan ayfeleyena.

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምኤልና 💞🙏💞
    ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና በረኸቶምን
    ረድኤቶምን ይሕደረና 💞🙏💞

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ፍጻሜታት።

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 3 ปีที่แล้ว +1

    በስምአብ ወወልድ ወንፈስ ቁዱስ አሃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዓና ክብርቲ አዴና አፀደ ከሙእውን ኩቡር ሓውናን ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ኣምላክ ኣሜን ፫ ንዓይ ሓጥያተኛ ድክምቲ ዝከንኩ አብ ፆሎትኩም ዘክርኒ ኩቡሪት አቦታት አዳታትይን አብ ፆሎትኩም ሕስብኒ

  • @bsratbs6688
    @bsratbs6688 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡራት ኣሕዋትይ ኣድዋኒምኣረይ ኣምላኽ ቅድሳን በረክቱኩም ይሕድርና
    ኣነ እማ ሓጥያትኛ በድለኛ ኣብቲ እግርክን መፅኤ ተዝምሃር ብፅሎትክን ሕስባኒ ማማየይ ስደት ክሕፅርለይ ኣምላኽ ኣነስ ብጣዕሚ ናፍቅ 😭ምኽኣል አበይኒ ምቅርኒ እቲ ጥዕም ቃልክን ቃል ኣምላኽ ብእውነት አድዋኒፅጋበይ ናተይ 💗

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም
    @ተመስገንመድሃኒኣለም 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና👏👏👏
    እግዛብሄር ዕድመን
    ጥዕናን ይሃበኩም
    እግዚአብሄር ፀጉኡ⛪ የብዛሕልኩም
    ቃለ ሂወት🌺 የስመዓልና
    ኣሜን 🌿ኣሜን🌿 ኣሜን⛪⛪⛪
    ❤❤❤❤💗💗💗💗👏👏

  • @mashomm4963
    @mashomm4963 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የሰመዐና ክብራት ወለድና ኣምላክ ዓይኒ ልብና ይክፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላክ⛪⛪⛪☝☝☝

  • @user-sc7gb2ck3fsebnwa
    @user-sc7gb2ck3fsebnwa 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣዴናን ሓፍትናን ወ/ሮ ኣጸዳ ክንድይ ተዓዲልካ እግዚኣብሄር ብሓቂ ሓርዮኪ ጽጋን በረኸትን ጽሎትን ቅዱሳን ኣቦታት ክርድዓና ናብ ኣቦኺ ኣባ ዘወንጌል በጽሎቶም ክዝክሩና ሐተትልና

  • @hanogg8115
    @hanogg8115 3 ปีที่แล้ว +1

    Amennnn amennnn amennnn 🙏 Bereketachew yedereben ye Abatachen 🙏 kale hiweten yasemalen le enantem🙏

  • @chdvdcbddgs9531
    @chdvdcbddgs9531 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን.ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐና ክቡር ሓዉናን ክብርቲ ሐፍትናን

  • @kifligoitom5667
    @kifligoitom5667 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽ ይኹን ዕድመን ጸጋን ንኩሉኹም ይኩን ያቀኒየልና

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 ปีที่แล้ว +2

    ስለ ክብሩ እግዛቢሄር ይመሰገን ክብርቲ አዴና ከመይ ዕዱለኛ ኢኺ አብዙ ብሓጥያትን ብኽፍአትን ዘለናዮ ግዜ ናይ ቅዱሳን ተባራኺት ምኻንኪ እግዛቢሄር ዝፈተዎ ይመርፅ ናይ ቅዱሳን በረከት ረዲኤት አይፈለየና መምህር ካሳሁን ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና

  • @መሲሙሴላምሳኤል
    @መሲሙሴላምሳኤል 3 ปีที่แล้ว +17

    አዴና አደይ አፅደ ዉሲኩ ወሳሲኩ ፅጋኪ የበዛሓለኪ ከበርን ሞጎሰን ንጎይታ ኩላአልም ይኩን

  • @fanatadese4327
    @fanatadese4327 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣዴና ኣጸደን መ/ር ካሳሁን አግዛብሄር ኣምላክ ኣገልጉለትኩም ይባርክ በርከቶምን ጾለቶምን ናይ ቅዱሳ ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን

  • @tigrinyatube3156
    @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว +27

    መምህርናን ኣዴናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በጃኹም ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና ኣምላኽ ካብዚ ሓጥያትና ከድሕነና

  • @desbelekiflom5786
    @desbelekiflom5786 3 ปีที่แล้ว +3

    በስመ ስላሴ
    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ ኣምላክ ኣሜን ኩሉ ግዜ ዚተመስገን ብዕሉ መሕርት ይወረድና💒🙏🙇‍♂️🤲👏

  • @sallysally7180
    @sallysally7180 3 ปีที่แล้ว +13

    ተመስገን አምላክ እንታይ የስኣኖ ዘየሙኖ ዕላል እዩ ኣደና ፅሎትኩም ያሓግዘና

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐል በረከትክን ይሕደረና ኣዴና ኣፀደ ገብረመድህን በጃኽን ኣብ ፆሎትከን ዘክራኒ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣነ ሓጥያተኛ ከለኩ እዚ ቅዱስ ቃልካ ቃል ቁዱሳን ክማሃር ዝፈቀድካለይ ኣምላከይ ኣመስግነካለኩ

  • @እመብርሃንወላዲተኣምላክአ
    @እመብርሃንወላዲተኣምላክአ 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋው እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ግዘ አይስሓትንዮ እቲ ትሕትንኣ ዝገርም እዮ። ብእም እያ ምስቶም ቅዱሳን አምላክ ዘራከባ።

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና
    መድሀኒአለም ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
    ናይ ቅዱሳት አዴታትናን አቦታትናን በረከቶም ይሕደርና

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና👏
    ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምክን ይብዛሕ ክብቲወላዲትና ምዓር ኣፈን ሰላምታኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና

  • @tesfagaberande9878
    @tesfagaberande9878 3 ปีที่แล้ว +32

    ኣነ ቢወገነይ ኡኩል ኣይኮነን ኣይ ዓገብኩን ቢሕጂ ሓደ ሺድሽተ ኪፋል ኪቅጽል ኣለዎ ኪትዕድማ ኣለካ

    • @thekingofredsea
      @thekingofredsea 3 ปีที่แล้ว

      So what do you want from her

    • @ኤርምያስተስፋይ
      @ኤርምያስተስፋይ 3 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክክ ጽብቅ ኣለኻ ቃል እግዚአብሔር ኣይጽገብን እዩ

    • @smichael9969
      @smichael9969 3 ปีที่แล้ว

      @@thekingofredsea maletu mutsgab abina maletu ayu. 100 parts ante zhulu des mbelena.

    • @lave9644
      @lave9644 3 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ቃል ኣምላክ ኣይምኖይ ክትምለሰና ንምነ

  • @frweyankelaey4525
    @frweyankelaey4525 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም

  • @Sami-on6sg
    @Sami-on6sg 3 ปีที่แล้ว +7

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣዲና ኣጸደ ከማኡ ውን መምህር ክሳሁን ሓውና ቃል ሂወት ይስማዓልና።

  • @ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ፫
    እስመ አልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ብሐቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ክንደይ ያፍቅርና በረከታቶም ይሕደረና ናይ ጎይታና መድሓኒና እግዚአብሔር ክርስቶስ መሕረት መስ ኩላትና ይኩን

  • @tesfebeyene94
    @tesfebeyene94 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ይዓድልኩም ናይ እግዛኣብሔር ኣምላክና ስራሕ ትኣምር ኢዩ

  • @Good-qq1lp
    @Good-qq1lp 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመልና 🙏🙏🙏

  • @almazhabtom658
    @almazhabtom658 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen kale hiwet yesmalna .kem Afki ygberelna .ኣዴና ኣጸደ

  • @elsawelday143
    @elsawelday143 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen sdetna yehxrelna amlak

  • @ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ
    @ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ 3 ปีที่แล้ว +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ኣዴና አግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዘሐልክን ኣደዋኒ ትዕድልቲ አዩ ምሰ ቅዱሳን ምዕላሎ ኣነውን ዕድለኛ አየ ዘይግበአኒ ከሎ ከምዝግበአኒገይሩ አዚ ቃል ኣምላክ ክሰም ዕ ዝፈቀደለይ ኣምላክ ይኽበር ይመሰገን ኣብጸለትክን ዘክራና ኽብርቲ ኣዴና

  • @rahelkasay7937
    @rahelkasay7937 3 ปีที่แล้ว +15

    God bless both of you endlessly. Whenever I watch a video of both of you having a conversation I never want it to end. It is so interesting and calming. When I was a child I was always so fascinated when my parents would talk about this and now when I watched my sister and mother I wasn't expecting this because she is so amazing. I found blessings from our country from her face and coming from her mouth. Thankyou so much for bringing her ,I am so so proud of my lovely brother. I really love you,you are just as amazing! You're so different,I watch many videos from other channels and none of them match yours to be honest. You're so great believe me. May God keep you protected💞💞

    • @mebrhitmehari3901
      @mebrhitmehari3901 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen qale hiwet yesmealna adena kesahun hawna kea amlak nay agolgulot zemenka ybarek

    • @tirhasnegash7173
      @tirhasnegash7173 2 ปีที่แล้ว

      Betami des zebel melaketi egziabher berketom yakafelena atseda and kasahun hawena xegeu yabezehalekem

    • @letesustesfay7131
      @letesustesfay7131 2 ปีที่แล้ว

      ++8

    • @guittomgebre5106
      @guittomgebre5106 2 ปีที่แล้ว

      Amen Amen 🙏

  • @nebyatnetsrab423
    @nebyatnetsrab423 3 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር እድመን ጥዕናን ይሃብኩም .ፀሎት ንግበር ኩሉና እግዛአቤሄር ንሃገርና ኤርትር ይባርክ እግዝኣብሄር ንተሪር ልብና ከፊቱ መንፈስ ቁድስ የዓስለልና .

  • @zewdiamlessom5795
    @zewdiamlessom5795 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብለበና ኣመላኽ ይባርኽኩም ኩሉ ግኤዝይ መስኣኩም ኣሕዋአውአትይ ኤግዛብህር ኣሜን 🙏❤🙏❤🙏❤ሂወት ዝሄብ ቃላት

  • @ራህዋፀጋይ
    @ራህዋፀጋይ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስምዓና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @abrhamkflesuss5135
    @abrhamkflesuss5135 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna agzabher tsegu yebzahlkum

  • @kifleman2734
    @kifleman2734 3 ปีที่แล้ว +2

    Stay blessed our mother Atsedet and brother Kasahun. Let the almighty God forgive our sins.The truth had been explained and still explaining by his deciples but we remaind stone hearted and deaf.
    Thank you for the big lesson.

  • @awetashebr9167
    @awetashebr9167 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qle hiwet yesmalen Egzabher amlak edmen tenan yhabkum

  • @tesfagabrtesfagergsh4838
    @tesfagabrtesfagergsh4838 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህዋት የስመኣልና