1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 240

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey4351 8 หลายเดือนก่อน +21

    ናፊቐኪ 😢ገዳምና ማዓረይ ምድሃኔኣለም ኣቦይ ሓደራኻ ስደትና ኣሕጽረልና ሊባኖስ ኣቦይ ማዓረይ ሓደረኻ ብጾልትካ ናብዛ ቅድስቲ ዓድና ምለሰና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z 8 หลายเดือนก่อน +43

    ብሓቂ ደሰ ክበለካ ተመሰገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሓፅረለና❤

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 8 หลายเดือนก่อน +2

      Amen 🙏🙏🙏

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና❤❤❤

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና❤❤❤

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስደትና ይሕጽረልና

  • @user-if2kb1uh9v
    @user-if2kb1uh9v 8 หลายเดือนก่อน +37

    እግዚአብሔር ይመስገን ዘገርም ነገር እዩ
    ድንቅ ናእግዚአብሔር ስራሕ
    በረከቶም ይሕደረና 🙏👏😇🌾⛪

    • @ghenetbelay5080
      @ghenetbelay5080 8 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🙏

    • @user-wr1pm1nh7h
      @user-wr1pm1nh7h 8 หลายเดือนก่อน

      Amen edmen tenan yhbkom egzabiher ❤❤❤

  • @teigeGhre
    @teigeGhre 8 หลายเดือนก่อน +22

    በረኸትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ይንበር ኣሜን

  • @natsinetshishay9344
    @natsinetshishay9344 8 หลายเดือนก่อน +10

    ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም ደብረ ሊባኖስ ተወሊደ ዝዓበኩሉ ኢዩ ነገር ግን ጽቡቅ ገርና ከይ ስቸማቀርናዮ ስደት ኣርኪቡና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-ox7ij4bw3n
      @user-ox7ij4bw3n 8 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤ዕድሌና ኢኻ ሓወየ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ የብዛሓልና ንኹላትና

    • @kisantasfaha7919
      @kisantasfaha7919 7 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍተይ
      እዚ ቦታ ፍሉይ ስሙ እንታይ ይበሃል

    • @dngleywahseydngleywahsey4351
      @dngleywahseydngleywahsey4351 3 หลายเดือนก่อน

      @@kisantasfaha7919 Debre libans wey debre werki ybahal haftey

  • @tikeywedi
    @tikeywedi 8 หลายเดือนก่อน +10

    በረኸቶምን ረዲኤቶምን ጻድቅ ኤቡነ ሊባኖስ
    ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስታኣን ይኹን ኤሜን (3)❤

  • @user-tq5bf5ps7t
    @user-tq5bf5ps7t 8 หลายเดือนก่อน +5

    በረክትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ካባና ንዘላኣለም ኣይፈለ😞🙏

  • @user-me5rk6kq6f
    @user-me5rk6kq6f 8 หลายเดือนก่อน +8

    ጸጎኦምን በረኮቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ምስኩልና ኣመንቲ ክርስትና ይኹን ❤❤❤

  • @mollatikuye3016
    @mollatikuye3016 8 หลายเดือนก่อน +7

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክንደይ ደስስ ክብለና ክንደይ ዘይተበጽሐ በዓል ጸጋ ገዳማት እዩባ ዘለና በረከቶም ይሕደረና፥ ኣሕዋትና ድማ ኣምላኽ ይባርኽኩም

  • @elk5824
    @elk5824 8 หลายเดือนก่อน +5

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ሊባኖስ ምስ ኩሉና ይኹን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን።እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓውና፡ብጣዕሚ ክንፈልጦን በርኸት ተኻፈልቲ ክንከውንን እግዚአቢሔር ክፈቅደልናን ጸሎት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ደንግል ማርያምን፡ ናይ ኣበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣክን ፡ቁዱስ ኣቦና ሊባኖስን ምስ ኩሉና ይኹን።ኣብዛ ኣምሳለ መንግስተ ሰማይ ዝኾነት ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ ገዳማትናን ኣድባራትናን ክንዕቅብ ናይ ኩሉና ሓፍነት ዩ ክብራት የሕዋት እዞም ክቡራት የሕዋትና ነዚ በርኸት ክንካፈልን ክንርእን ዝገብሩ እግዚአቢሔር ዕጽፊ ጌሩ ይባርኮም።
    ሰብሓት ንእግዚአቢሔር ሉዑል ለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር።ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ ናይ እግዚኣብሔር ዘይውዳእ ጸግኡ ይሃቦም ፣ ጻድቅ ኣቡነ ከኣ ብቃል ኪዳኖም ይሓልውና ! ዝፈረ ፣ ገዳማትና ንህናጽ ! ታሪኽ ኣቦታትና ክንዕቅብ ፣ ስደትና ይሕጽረልና፤

  • @mussietesfamariam1288
    @mussietesfamariam1288 8 หลายเดือนก่อน +2

    በስመ ሰላሴ! በስኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ፣
    ሰላም ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ! ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ናይ እመብርሃን ናይ ሓደራ ደቃ ደቂ ዓዶም ንቅዱሳን ዝተሰመኩም ስድራ ክርስቶስ ይሕዋተይ፣ ደቂ ተዋሃዶ ሰላም ንዓኩም ይኩን። ብምቅጻል ነቶም ከምዚ ገርኩም ፣ ገዳማትና ታሪኽና ኣቦታትና ርስትና ሃብትና ክንፈልጥ ትገብርሉና ዘለኩም ድካም ጻዓርን በሓቂ ዓስብኩም ኣብ ሰማይ ስለ ዝኮነ ፣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ወይውዳእ ጸግኡ ሃብኩም ፣ ካብዚ ንላዕሊ ከኣ ከተቅርብሉና ከኣ ኣምላክ ይደግፍኩም!
    ንሕና ውን ብትሕትና ንሓተኩም !
    በረከት ጸሎት ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ጻድቅ ኣይፈለየና! ብቃል ኪዳኖም ካብ መከራ ስጋ ነብሲን የናግፉና።
    ስብሃት ለእግዚኣብሔር ልዑል
    ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
    ወለመስቀሉ ክቡር ዕጻ መዳሃኒትና።
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!

  • @Samsunga23-ks9jv
    @Samsunga23-ks9jv 8 หลายเดือนก่อน +5

    ተመስገን ነዚ ዘርአካኒ ዋላ እኮ አይርገፆ ግን ብምርአየይ ሕጉስቲ እየ ተመስገን🙏🙏😢

  • @freweini5879
    @freweini5879 8 หลายเดือนก่อน +3

    በረኸቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና ጻድቅ ኣብነ ሊባኖስ ይብጻሓና ናኻ ኽኣ አግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @samibrhane3030
    @samibrhane3030 8 หลายเดือนก่อน +3

    በረኸት ኣብነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ❤❤❤

  • @user-iq1ss4kf3b
    @user-iq1ss4kf3b 8 หลายเดือนก่อน +3

    በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና ኣሜን 👑✝️🥰🙏

  • @TesfayTadese-yp7gy
    @TesfayTadese-yp7gy 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ብሓቂ ክንደይ መስተንክራት ቅዱሳት ኣቦታት እዩ። ዘሎ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፡ኣብቲ ገዳም ኣባሊባኖስ ዝነብሩ መነኮሳት ተዓዲልሎም፡ ናብ ጎይታ ቀረባ እዮም፡

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 8 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ከኩቡር ሐውና እግዚአቢሄር አምላክ ነዚ ቁዱስ መሬት ናይ አቡነ ሊባኖስ ቦታ ንምርጋጽ የብቅዓና

  • @merontadele70
    @merontadele70 8 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል አምላኽ ኩሉ ሰላም ኮይኑ እስላም ክርስትያን ገለ ዓዲ ገለ ቋንቋ እንዳበልና ነንባዕልና ኩልና ደቂ አዳምን ሂዋንን ስለዝኾነ በፍቅሪ ክነብር ፍቀደልና ይአኽለኩም በለና ናይ አቦታትና ቅርስታትን በረኸትን ንምርካብ ናብ ዝደለናዮ ብሰላም ክንዘዋወር ፍቀደልና በጃኻ እቲ ክፋእ ግዘ አሕልፈልና ።። በረከቶም ይሕደረልና አሜን።።

  • @arsemakebede7612
    @arsemakebede7612 8 หลายเดือนก่อน +3

    አባቴ ፃዲቁ ሊባኖስ ገዳሞትን ለመሳለም ትልቁ ምኞቴ ነው አንድ ቀን እንደቀን እንደሚያሳኩልኝ ተሰፈ አለኝ ወንድሜ ይህን እድሜ ጤና ይስጥህ ብዙ እንጠብቃለን

  • @abadigebre4385
    @abadigebre4385 8 หลายเดือนก่อน

    በረከት ናይ ኣቦና ገብረ ሊባኖስ ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይብዝሓልና💒✝️🙏🙏🙏

  • @jddjffdjdjrg6569
    @jddjffdjdjrg6569 8 หลายเดือนก่อน +3

    በእውነት ቃል ህይወት ቃለ በረከት ያስማልን ጽጋዊ ያብዛልህ እግዚአብሔር ይስጥልን የአባታችን አቡነ ለባኖስ በረከታችው ይደርብን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 หลายเดือนก่อน

    በረኸቶም ይሕደረና ለባም ህዝቢ ኤርትራ ኣስላማይ ክስታናይ ዘይብል ጻዕራም እግዚኣብሄር ሃገርናን ህዝብን ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawigebermariam4727
    @merhawigebermariam4727 8 หลายเดือนก่อน +1

    በስም ኣብ ወወልደ ወመንፍስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላኽ
    በረኽቶምን ረዲኤቶምን ጻድቅ ናይ ኤቡነ
    ሊባኖስ ምስ ኽላህና ህዝበ ኽርስታኣን ይኹን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 8 หลายเดือนก่อน

    ጸሎት ናይ ኣቦና ኣብነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ይሕደር💒💒💒

  • @ZorishMenjeta
    @ZorishMenjeta 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ ህይወት ያሰማኝ ❤❤❤❤❤❤❤ ከኢትዮጵያ ተዋህዶዬ❤❤❤❤

  • @g776yy3
    @g776yy3 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @Gosa-li1ei
    @Gosa-li1ei 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ነዚ ዘርኣካና።
    ናይ ኣቦና ኣባ ሊባኖስ በረከት ኣይፈለየና።

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 8 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን እግዚኣብሐር አምላክ
    በረከቶምን ጸሎቶምን ምስ ኩላትና ይኩን
    አሜን ❤❤❤

  • @robielcom
    @robielcom 8 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ፈጣሪና ስራሓ ድንቂ እዩ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኸይ 🙏🙏🙏

  • @Yes_Christian
    @Yes_Christian 8 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ዩ ናይ አግዛአቢሄር ስራሕ ጸገኦምን በረከኦሚን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @nabaytyohannes9912
    @nabaytyohannes9912 8 หลายเดือนก่อน +1

    ⛪️Amen Amen Amen nay abona kudus libonos brktom redietom mes hezbi kulu kirstyan yhder⛪️⛪️⛪️🙏❤️❤️❤️

  • @abtesfaglobal150
    @abtesfaglobal150 8 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም፣ የቐንየልና።
    ለበዋ፣ ኣብ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ዳህሳሳዊ ምርኢት እትጥቀምሉ ድሕረባይታዊ ሙዚቃ፣ ኣብ ክንዲ ዓለማዊ (Mozartic) መንፈሳዊ ክኸውን ኣለዎ።

  • @bahabelom2634
    @bahabelom2634 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ በረከት ናይ አቦና አይፈለየና ጽቡቅ ስራሕ ኩቡር ሓው

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ጻድቅ አቡነ ሊባኖስ አቦና አይፈለየና

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 8 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabher yimesgen bereketom yekafilena ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒

  • @Feven790
    @Feven790 8 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሄር ይስትልን ከታች በአማርኛ ቢተረጐም 🙏ኣቡነ ሊባኖስ

  • @akberetefrem7513
    @akberetefrem7513 8 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇egziabiher geta kulu alem abzi kudus bota knsalem abkaana

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 7 หลายเดือนก่อน

    _በረከት ናይ ኣቦና ሊባኖስ ይሕደረና አሜን /3/_

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 2 หลายเดือนก่อน

    Temesgen Amlakey , zitebareket heymanotin Hegerni❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 8 หลายเดือนก่อน +5

    አምላክ ንሃገርና በርክልና ፍቅርን ሰላምን አውርደልና 💕🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️🙏🏽💕🕊️

  • @merondesbele4152
    @merondesbele4152 8 หลายเดือนก่อน

    በጃኩም ካልኣይ ክፋል ኣይትዶንጉዩና uffff ሂወትስ ኣብዚ ኣሎ ገዳም ደብረ ሊባኖስ ስፍራ ቁዱሳን በረከት ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ይኩን

  • @user-ol7ku6zq3f
    @user-ol7ku6zq3f 5 หลายเดือนก่อน

    አቡነ ሊባኖስ ኣቦና ሓላዊና

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 8 หลายเดือนก่อน

    በረከቶምን ረዲአቶምን ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና ዓድና ኣዘኪርካና

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ዝብል ፡ ቡሩካ ኣቦታትና ጾሎት ተራደእነትኩም ኣይፈለየና ። እግዚኣቢሄር ኣቦይ ሰደትና የህጺሩ ንሳለመሉ እዋን ይሃበና። እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣቦታተይን ኣህዋተይን ከኣ ከምዚ ገርኩም ዘላለኩምና🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤

  • @YoditTewelde-nu3gn
    @YoditTewelde-nu3gn 8 หลายเดือนก่อน +1

    Amen xoletom ayfeleyena qal hiwe yesmalna xegau yebzehalkum yehwatey adalewti❤❤❤❤

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 8 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ንእግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ይኹን ፡ በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ጻድቕ ይሕደረና ፡ ኣብዚ ክንበጽሕ ፍቓድ ጎይታና ይኹነልና ፡ ነዚ ዘቕረብኩም ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ኣሜን።

  • @yordanosrezene6466
    @yordanosrezene6466 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ky3vg2zz8r
    @user-ky3vg2zz8r 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደሰ ይብል ናይ አቦና ቅዱሰ ሊባኖስ በረከቶም ይሕደረና ብማላድነቶም ይምሓረና አሕዋትና ከይደኩም በረከት ዝተከፈልኩም ጸጉኡ የብዘሐልኩም ቃል ህይወት የሰመዐልና ቀጽልዎ ከአ

  • @senaithailetesfa8200
    @senaithailetesfa8200 8 หลายเดือนก่อน

    BEREKETACEWE BE HULACENENEM LAYE YEDEREBEN AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏

  • @aaisha2510
    @aaisha2510 8 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤💒

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 8 หลายเดือนก่อน

    በረከቶም ምስ ኩላህና ይሕደር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-il9bl7iq1v
    @user-il9bl7iq1v 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸለቶምን በረከቶምን ናየቦና ኣብነሊባኖስ ኣይፈለየና

  • @Teki1926
    @Teki1926 8 หลายเดือนก่อน +1

    አምላክ ይባርኩም ነዚ ድንቂ ዝኮነ፡ነዊሕ ተጎዒዞም ንዓና ብኮፍና ፡ከዚ ዚኣመሰለ ገዳም ዘቅረብኩልና።ኣቡነ ሊባኖስ በረከቶም ኣይጋደፈና።

  • @Samuel-qt6pb
    @Samuel-qt6pb 8 หลายเดือนก่อน

    እዝግኣብሄር ይመስገን። ደስ ክብለካ በረከቶም ረዲአቶም ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ይሕደረና ዓድና ሰላም ጌሪ ካብ ስደት ይኣክበና ገዳሞም ንሳለመሉ ግዜ የምጽኣልና ኣነስ ገዳማትና ከፈለጥክዎን ከይተሳለም ኩን ኢየ ወጼ እሞ ተመሊሰ ገዳማትና ዝሳለአሉ ግዜ የምጽኣለና ዓደይ ይናፍቕ ገዳማትና ኽርኢ ከለኩ። ዓለማዊ ሙኻን ክከፍእ ካብ ኩሉ ኢኻ ትተርፍ ።

  • @ab7grb610
    @ab7grb610 8 หลายเดือนก่อน

    በረከቶም ይሕደረና ገዳም ኣምነ ሊባኖስ ተመሰገን

  • @user-dd6ce2wu8q
    @user-dd6ce2wu8q 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bereketom yderena ❤❤❤

  • @robielcom
    @robielcom 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ተመስገን ኣምላኸይ እድመን ጠእናን ሃበኒ ክበጽሕ እየ ናብዚ መስተንክራዊ ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ

  • @luwammedhanie4032
    @luwammedhanie4032 8 หลายเดือนก่อน

    Ezgabiher amlak xegeu yebzaehalkum nezi kudus bota kenri zegbrkumna brektom mes kulena yekun 🙏💒💝

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 8 หลายเดือนก่อน +2

    Qual hiwot yesmaalna brukat ahwat. We need to see more of our amazing gedams until we visit them.🙏🏽❤

  • @Heaven91475
    @Heaven91475 8 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላኸ ኣበዊነ ይባረኽ!
    በረኸት ቅዱስ ኣቦና ምስ ኩላትና ይኹን፡

  • @mihretyemane5579
    @mihretyemane5579 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ በረከቶምን ረዴኤቶምን ይብጻሓና .

  • @selamdesta6092
    @selamdesta6092 8 หลายเดือนก่อน

    Oh goyta nabzi kudus bota mlesena libanos aboy sdetna hatsiru bereket nkafelelu zemen kmetsena amaladnetkum ayfeleyena bbetri meskelkum barkuna libanos aboy❤❤❤

  • @sabaghumbot5485
    @sabaghumbot5485 8 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ብጣአሚ ታሪክ ናይ እግዚአብሔር ድንቅ ስራህ ዘይውዳእ በረከትኩም አይፈለየና ብሀቂ ፀጉኡ ይብዝሀልኩም ናዚ ታሪካዊ ገዳም ዘመሀለልፉኩምና አቦቱኡ ተረኪብኩም ፀጉኡ የብዝሀልኩም።

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher333 8 หลายเดือนก่อน +1

    Waww dese kebelka amlak berketom yehderna🙏🙏🙏❤

  • @user-jb8su7iu1x
    @user-jb8su7iu1x 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃል ንመንፈስካ ካብ ናይ ካልእ ሓሸውየ ኣውጺኡ ንሂወትካ ዝቅይር መንፈስካ ዘሐድስ ቃል እዩ ኣምላክ ይመስገን እቶም ከምዚ ጌርኩም እትቅርቡልና ኣሕዋት ኣምላክ ይባርኩም ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም

  • @robelberhe5756
    @robelberhe5756 8 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም በረከቶም ጸሎቶም ናይ ኣባ ሊባኖስ ኣይፈለየና ንሃገርናን ንሙሉእ ዓለም ብጸለቶም ካብዚ ፈተኒ እዋን የውጽኡና ኣጽራር ቅድስቲ ቤት ክርስትያን የርሕቀልና❤⛪️🙏💯🇪🇷

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 หลายเดือนก่อน

    በረኸቶም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ye7ow6nq9j
    @user-ye7ow6nq9j 2 หลายเดือนก่อน

    🙏 🙏 🙏 bereketi Abn Lebanos .ayfeleyna

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን አቦታትና 🙏
    ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሊባኖስ ዘመጣዕ በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና 🌾🌷🌿🙏💐🌿🌷🙏🌾🌷🌿💐🙏

  • @selamdesta2670
    @selamdesta2670 8 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ❤❤❤ ኦ ኣምላክ ብሂወት ብጥዕና ኣጽኒሕካ ነዚ ቅዱስ ቦታ እዚ ደጊመ ክሬኦ ይምዕኮበካ በርከት ኣባ ሊባኖስ ኣይፈለየና። ኣብ ልባኖስ ኣቦይ ኣብ ስደት ዘለናን ኣብ ኣዲ ዘለዉን ኣማላድነትኩም ኣይፈለየና🙏🙏🙏

  • @Habtega2
    @Habtega2 8 หลายเดือนก่อน +1

    Admen tana yhabka zhawey nezi film zi bmxaka btami na nemesgn🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @anezerabrukdo3092
    @anezerabrukdo3092 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
    ካብኡ ብዘይንእስ ትሕዝቶ ዝሓዘለ ገዳም ደብረ መስቀል ጉናጉና እውን ኣሎ ከድኩም ፈትሽው ታሪክን ትሕዝቶን ገዳማትና ንፍለጥ።

  • @wahs1235
    @wahs1235 8 หลายเดือนก่อน

    ኣቡነ ሊባኖስ ኣቦይ ብሰላም ዓድና ምለሰና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso7490 8 หลายเดือนก่อน

    በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ቁዱስ ኣቡነ ሊቦኖስ

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr 8 หลายเดือนก่อน

    በስምኣም በወል ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና የካፍለና ❤❤❤❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 8 หลายเดือนก่อน

    Temesgen bereket Nay abune libanos ms kulatna hzbe kirstiyan ykun 👏 🙏🏻 ⛪️ 👏 🙏🏻

  • @abebaasayehen2023
    @abebaasayehen2023 8 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስማልን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-hr9oi9mr4l
    @user-hr9oi9mr4l 8 หลายเดือนก่อน

    Besmeam mara u zgerm bereket abune libanos ms kulna hzbe tewahdo ykun sdetna yehxrelna kiedna nnegdelu gzie yemxelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kemzi ane des ilni zelo des zbelo bereketom ayfeleyena temesgen amlak ybellllll kemzi aynet abo sle zhabena wela nbedl betom bereket amlak zelewom qdusanu gieru sle zmelsena አልልልልልልል አልልልልልልልልልልልል

  • @dnglmariyamadey3895
    @dnglmariyamadey3895 8 หลายเดือนก่อน

    Asey Asey Asey adey marey dagm temelise kieki amlak bihiwet yexnhena qdus abone libanos zeabekani dagmay temelise ab gedamka ksalem bayney kreya gberni❤❤❤❤

  • @akberetefrem7513
    @akberetefrem7513 8 หลายเดือนก่อน +1

    Tedlti egziabihar sega nay egziabihar nhagerna temsgen egziabihar goyta alem medhanina yesus Christos

  • @Fnan-jr4kd
    @Fnan-jr4kd 8 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen egzabhar yemesgan berkatom redetaom ayfelyena

  • @azebberhane3834
    @azebberhane3834 8 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher ymesgen bereketom yekaflena 🙏🙏🙏

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 2 หลายเดือนก่อน

    Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen

  • @akberetefrem7513
    @akberetefrem7513 8 หลายเดือนก่อน +1

    AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Helihelenerkan
    @Helihelenerkan 8 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን

  • @TirhasAbraham-cs2cd
    @TirhasAbraham-cs2cd 8 หลายเดือนก่อน

    bereketom nay abonaabnelibanos ab kulatna hzbi kristya yhder amen✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 8 หลายเดือนก่อน

    በረኸቶም ረዲኤቶም ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና
    እግዝኣብሄር ይሃበልና ነመስግነኩም🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸

  • @Suzimera
    @Suzimera 8 หลายเดือนก่อน

    Bkemey krekbom❤ Telefon delye aleku nayzi gedam❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @dejendawit8916
    @dejendawit8916 4 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ገዳምና ናፍቆትኪ ኣለና

  • @natitibereket1281
    @natitibereket1281 8 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገ ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር እዚ ዝመስላ ገዳም ኣብ ሃገርና ምህላዉ❤❤❤❤❤❤ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ኣሳልጦ ይፍተረልኩም ነዚ ዝገበርኩም የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 8 หลายเดือนก่อน

    በረኸትን ረዲኤትን ናይ አቦና ቁዱስ ሊባኖስ አይፈለየና፡ ንሃገርና ድማ ካብ ኩሉ ጸበባ የውጽአያ አሜን አሜን አሜን❤

  • @godislove1755
    @godislove1755 8 หลายเดือนก่อน

    ነዚ ክትርኢ መንፈሳዊ ክንኢ ይሓድረካ፡ ናብ ገዳም ኪድ መንን ይመጻካ ፡ በረከቶም ይሕደረና፡

  • @selamzemen1730
    @selamzemen1730 8 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmaalna 1 mealti neakum yemasilena amen 🙏🙏🙏

  • @yonasyoni6474
    @yonasyoni6474 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak❤

  • @nebyatgebretiensae9421
    @nebyatgebretiensae9421 8 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል አሪይም እዩ ዝመስል በረከቶም አይፍለየና

  • @yordamobea6349
    @yordamobea6349 8 หลายเดือนก่อน

    Agziabihier zkeberen ztemesgenn ykun ahwatey xegau yebzhalka btami dnki teamr nhagenna selamn fkrn yewrdelna adna kdsti hager eya agziabihier zkeberen ztemesgenn ykun

  • @HafteGebreyohanes
    @HafteGebreyohanes 8 หลายเดือนก่อน

    በረከትን ረዲኣኤትን ኣቡነ ሊባኖር ምስ ኩላትና ይኩን

  • @sarsar-eo8tn
    @sarsar-eo8tn 8 หลายเดือนก่อน

    በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ሊባኖስ ይሕደረና🙏

  • @Seare123
    @Seare123 8 หลายเดือนก่อน

    💒🙏🙏🙏🙏🙏Temesgen amlak