ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሸጉኤ የብዘሓልኩም ኩቡር ሓውና ካሳሁን ሓወና አንታይ ክብለካ ደልየ ኣብ ኣፍሪቃ ካሮ ኣበይ ክንረኽባ ንኬል በጃኻ ተገድስካ ስደደልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ክቡር ካሳሁን ሃውና እግዚኣቢሐር ጸግኡ የቭዝሃልካ እዛ ናይ ኣባ ዘወንጌል መጽሓፍ ሲ ኣብ ካይሮ ዘለና ክንረክባ ኣይከኣልናን ብዝተካእለካ መጠን ክትዝርጋሕ ከምዘለዋ ክትገብር ምደለኩ ተካፈልቲ በረከት ክንከውን
Amien qale hiwet yesmealna
ካሳሁን ሃወይ ናይ ኢትዮጵያ ኣቡኒ ኣሎ
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ሰባኣይን ሰበይትን ኣዛራርቦኦም ናይ ቁዱሳን ቃላት ካብ ልሳኖም ዝወጽእ ናዓና ውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ
ድምጾም ዋላ ሓደ ይጥዕም ታዓዲሎም
Nay behaki ewe
ኣሰይ ክንደይ ደስ ክብል ማዕዳን ትምርትን አዩ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ በረከቶም ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንገል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏
አስይይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር ይክብር ይመስገን ብሓቂ ፆሎቶም ብርክቶም አይፍለይና👏👏👏⛪⛪⛪👏
አሜን አሜን አሜን👏👏👏💒🌾🍀
ኣነስ ናይዞም ቁዱሳን ኣቦታትና ታሪኽ ክሰምዕ ከለኹስ ምሉእ ተስፋ ይገብር እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን 🙏💒🙏
ተመስገን ኣምላኽ እዝ ቅዱስ ቃል ዘስማዕካኒ 🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕባሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣቦና ዘወንጌል ናይ ኩሎም ቁዱሳን ፀሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና 🤲እግዚአብሔር አምላክ እቲ ተሪር ልብና ቀይሩ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና 🤲
መጀመርያ ናኣኻ ነዚ ጸጋ ዘለዎም ሰባት ከተቕርበልና ተገዳስነትካ ከየመስገንኩ ክሐለፍ አይደልን ቐጺለ ካኣ ነዞም ሰብ ጸጋ ብኣይንና ብእዝንና ክንሰምእ ዝገበረ ልኡል አምላኽ ዝኸበረ ዝተመስገነ ይሁን እድመን ጥእና ይሃብኩም
_አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና በረከት ኣቦታትና ይሕደረና።✝️💛❤_
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እዚአብሔር በረኸት እዞም ቅዱሳን ይኽፍለና
አስይይይይይይይይይ ክንደይ ደስስስ ይብል እቲ ቃል እግዚአብሔር ሰሚዕካ ዘይሙነ ናይ ክቡራት አቦታትና ቁድሳን በረከቶም ይሕደረና አብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቡዙሕ ነገር እናተምሃርና ኢና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይልወልናናይቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ድማ ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እካዕ ብሰላም መፃኹም ኣቦታትና ብሓቅ መ //ር ካሳሁን ሓወይ ትሕት ፈጣር ብጣዕሚ እና እናመሢግነካ እታ መፅሓፍ ኣብ እደይ ብፅሓትን ኣላ እዘ ደማ እስኻ ስለ ዝተሓባበርካና እና ኣብ ሱዕድ ዓረብ ዘለኽን ኣሕዋተይ እንተደልኽንኣ ክትርክብኣ ትክእላ እኽን ኣነ ኣብ ሱዕድ ዓረብ እየ ዝርከብ በረከቶምን ፆሎቶሙን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ከምኡው ኣደናን ኣፀደ እግዝአብሔር ይኻብረልና አሜን ፫
ክብርን ምስፋናን ንአምለክና ይኹን ክንደይ ደስ ክብለካ እቲ ቃሎም ኩልንትንኦን መምህራን እዮም።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ኩቡር ኣቶ ኣልኣዛር ምስ ክብርቲ ወይዘሮ ኣጸደ ከምኡ ውን መምህር ካሳሁን ሓደራ ብርሃነ መስቀልሳምራ ማርያምኪዳነ ማርያምወልደ ኣማኑኤልኢልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ክብረት ይሃብኩም የቀንየለይ።
🌷🌸💐🌺🌹ተመስገን ተመስገን ደስ ኢሉኒ በረኸት ተኻፊለ🙏በረኸት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና አይፈለየና ልዑል እግዚአብሄር ዝተመስገነ ይኩን አሜን🙏
ኣሜን ክቡር ኣቦና ኣብቲ ትገብርዎ ጸለትኩም ዘክሩና ንዓና ንሓጥኣን በረኸትኩም ይክፈለና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዚኣብሄር ዓይነልቦናና ይኽፈተልና ምሕረት ይውረደና
መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዝበሎ እቲ ሰናይ ሰብ ካብቲ ሰናይ ዝኮነ መዝገብ ልቡ ሰናይ ዝኮነ ቃላት ኢዩ ዘውጽእ። በሓቂ ኣብዞም ስድራ ዘሎ ሰናይ ዝኮነ ቃልን ሓሳብን ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ። ቃል ሒወት የስመዓልና ጸጋ የብዘሓልኩም።
ፀሎትኩምን ልመናኩምን አይፈለየና አባኩም ዝሓደረ መንፈስ አባና ይሕደር ብሓጥያትና ዘይ ኮነስ ብምሕረትኩም ረአዩና
Amennn
Amen 🙏🏽
አሜን(3)🙏
Amen Amen Amen
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ኢዩ።እግዚኣብሄር ኣምላክ መልኣክቱን ቅዱሳኑን ልኢኩ ይባርከና።በጃኩም ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ፡ ጽባሕ ክርከብ ዘይካኣል ቃል ኢዩ እሞ ደጋጊምካ እንተተዛራርቦ ጽቡቅ ነይሩ።ነዞም ስድራቤት ኣልኣዛር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።ሓውና ካሳሁን ካኣ የቀንየልና፡ክብረት ይሃበልና።
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣብ ልባካ ዝኣቲ ኣምላክ ኣባና ምሕረቱ ይላኣከልና ኣባና ዘወንጌል ፀሎቶም ን በረከተምን ኣየፈለየና
ብሓቂ ሰናይ ቃል እዩ ጸጉኡ የብዝሐልኹም ናይ አቦታትና በረኽንት ጸሎትን አይፈለየና እግዚአብሔር አምላክ ይአኽለን ምባል የኽእለና በረኸት ማለትስ ክንደይ ሰናይ እዩ🤲🙏❤
እንኳ ብስላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣንደበት በረከትኩም ይሕደረና
አሜን አሜን አሜን ክንድይ ድስስ ይብልእቲ ጥዕም ልሳኖም ክብረት ይሃበልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡራት ኣቦታትይ በረክትኩም ይሕድርና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውና አምላክ ቅድሳን አሜን አሜን አሜንናይ ቅድሳን ኣቦታት ጽሎቶምን ኣማላድነቶም ኣይፍለየና አሜንአሜን አሜን ⛪️አብ ሲዕዲ ዓርብ ዝለና ክንረክባ ኣይክኣልናን ዘለና 3ይ ክፍል ብተስፍ ብሃንውቕታ ይፅበ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ በረከት ጸጋ ፍቕሪ ናይ ቅዱሳን ይክፈለና ንኩሉና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ቃለ ሂወት የስመዐልና ብእውነት መምህር አምላክ እድመን ጥእና ይሀበልና ንዞም ብሩካት ስለ ዘራከብካና አምላክ ዝተመስገነ ይኩን ናይ ቅዱሳን አቦታትና ጥኡም ሂወት ትምህርቲ ተአምር ክንሰምእ ዘብቀዐና አምላክ ዝተመስገነ ይኩን አምላከ ቅዱሳን ልቦናና የብርሐልና ብእውነት መምህር የቅንየልና አምላክ ይባርከልና🙏🙏🙏
እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ንዘልኣለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን፡ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከትን፡ ረዲኤትን ኣይፈለየና ፡ ኣሜን(3) ኣብ ጸለትኩም፡ዘኩሩና ነዚ ቃል ቅድሳን ኣቦታትና ክንሰምዕ ዘብቃዓና እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ንዘልኣለም ይክበር ይመስገን፡ኣሜን(3)የቀነልና ንትህቡና ዘለኩም ትምህርቲ እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣሜን(3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ቃለ ሂወት የሰመዕልና መምህርይ ስለ ትድንቂ ዝኮን ተአምር እግዝእብሄር ኣምላካ ከበ አፅንፍ ዓለም ክሰበ እፅንፍ ዓለም ዝተከበርን ዘተመሰገን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፅቡቅ ግብሪ ክንገብር ደገፉ ቁዱሳን አይፈለየና ብትሕተና እምበር ብልዕለና ቁሊሕ ኣይተብለና ኣምላከይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣቦታትና
ክብርን፡ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ናዓካ ይኩን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ነዚ ቁዱስ ቃል ክሰምዕ ዘብቃዕካኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ነዚ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ናይዞም ቅዱሳን ስድራቤት በረከቶም ይሕደረና ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንእግዚኣብሔር ኣምላክና ይኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️✝️😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመአልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና በረክት ቅድሳን የካፈለና ኣብ ጾሎትኵም ዘኩሩኒ፡ ሰም እቲ ልአል ኣምላክና ዝተመስገነ እኩን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልንና ናይ ብሓቂ እግዝቢሄር ኣምላኽ ኣቦይ ይቕረ ይበለልና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዕልና ክንደይ ደስ ዝብል ቃል ቁድሳን አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዓና ክእ ዝቅበል ዓነ ልቦና ይክፈተልና ፈጣሪ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይምኖ በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና የካፍንለና ኣሜን እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ።መም ካሳሁን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክ ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር ቀጽሎ።ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ብጣዕሚ ዘቕንእ እዩ ከሙኡ ንዓና ከጋጥመልና ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና
ኣሜን ቃለሂዉት የስማዓና በረኸቶምን ጾሎቶምን ቅዱሳን ኣቦታትና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይሃበና ሰላሙ የብዝሓልና ኣሜን
ቃለ ሂወት ያስመዓልና መንግስተ ሰማያት ያውርሰልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይበርኽ አሜን ። ብዘዓባ እታ ቅዱሳን ዝሃብዎም ሕብስቲ አላአዛር ክገልጻ ከሎሲ ሓቢርና ከም ዝተመገብና ገይረ ወሲደያ ፡ ንአልአዛር ሓውና እውን ምስ በዓልትቤቱን ደቁን ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና አሜን ።
Amen Amen Amen ቃል ህይወት ያሰመዐልና ናይ አቦታትና በረከትም ይሕደረና😍👏💒
""ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳን ስድራቤት ኣምላኽ ኢኩም እምበር፡ ኣጋይሽን መጻእተኛታት ኣይኮንኩምን"" ዝብል ቓል ኣምላክ ብቃል ንፈልጦ ነበርና፡ እጂ ግና ናባና ኣዝዩ ይቀርብ ኣሎ። ክብሪ ምስጋና ንህያው ኣምላኽ ይኩን፡ ኣሜን!!!!
በእውነት ቃል ህይወት የስምዓልና ክብራት ኣቦታትና ደስ ክብለካ ታሪክ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣቦታትና
ክብር ምስጋና ንአምላክን ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ናይ ቅድሳን ኣቦታትና በረከቶምን ፀሎቶም ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኽን በ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህረና ጸግኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ
ኣዝዩ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን ኩለሂወት የስመኣልና ዕሽር ዝህብ ደኣኒ ሕጎስ ደስታ ወላ በረከት ንገንዘብካ ይህበካ ሃብክትውሃብ ይብለና ኣምላክ
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ንኣልኣዛር ሓውና ድማ ኣምላኽ ዝተረፈ ዘመን ህወትኩም ይባርኸልኩም ንዓይ ሓጥእ ወድኹም ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ዘወንጌል ጾሎቶምን በረከት ምን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ኩሎቁዱሳን ኣቦታትና በረከቶምን ፆሎቶምን ይሕደረና
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምታኩም ይብዘሐዮኣስይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ደስ ዝብል ምስክርነት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ኣቶ ኣልኣዛርን ምስ ብዓልቲ ቤትካ መመሊሱ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና፡ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐
ክብርን ምስጋናን ን ኣምላኽና ይኹን ፨ ደስ ዝብል ዩ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢና ነዚ ዘስመዓና ኣምላኽና
በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ቃል ቅዱሳን ኣቦታትና ዝብሃል ዘሎ ብምስትውዓል ንኽንሰምዖ ሰሚዕና ንኽነብረሉ እግዚኣብሔር ንነፍሲ ወከፍና እቲ ተደፊኑ ዘሎ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ።
Asey temesgenka fetari sle senay weletka kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybarkbtaemi des zbl kal kudusan bereket kulom kudusan rediet eme brhan ayfelekum ayfeleyena amen amen amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና ናይ ቀዱሳን ኣቦታትና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣባ ዘወንጌል ኣይፈለየና።
ብሓቂ ቃለሂወት የሰመአልና በረከቶምን ረዲኤቶምን አቦታትና ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣሚ ዝገርም እዩ እዝገአቢሄር ብንገብሮን ማዓልታዊ መነባብሮናን ምስኩልና ይኹን የቐንየልና ቓልሂወት የሰማዓልና አብልብና የሕድሮ ጸግኡ የብዛሓልና በረከቶም አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
Bhaki kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum Egziabher Amlak nezi gzie kenestebhlelu ka Egziabher Amlak mstwual yadlena🙏
ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዑል አምላክና ይኲን አቦና አለአዛር ከአ ክብረት ይሃበልና
በጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል በረከትኩም ይሕደረና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 💞💞💞
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን መግለጺ ይውሕደኒ ሓጎሰይ ኣብ ዘመናይ ኣብዚ ክፉእ ዘመን እዚ ክንሰምዕ እግዚኣቢሄር ይመስገን ጸጋ ኣምላኽ ንዘልኣለም ምሳኩም ይንበር ቅዱሱን ስድራ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ሶፊያ ኢልኩም ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ ሓደራ?
ንሓቂ ዓድግዋ እንበር ኣይትሽጥዋ ሓያል መልእኽቲ ያ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና።
ክንደይ ደስስስስስ ይብል ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰምዓልና ብርኸት ፅሎቶም ናይ ኣብታትና ይሕደርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃል ሂወት የምዓልና ኩቡራት የሕዋተይ ጸለትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ኣቦታትና ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር
ብሩካት ናይ እግዚአብሔር ሰባት እቲ ኣባኩም ዝሓደረ መንፈስ ቅዱስ ንዓናም ይሕደረና ከም ምሕረት እግዚአብሔር 🙏
ኣይኮነን ክትገልጾ ክትሰምዖ ከማን ኣይካኣልን እግዝኣቢሄር ጸግኡ የበዝሓልኩም በረከቶሞ ናይ አቦታ ትና ኣይፈለየና
Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalkum. Blbi nemesgn hawna Ato Alazar & se/we/ kasahun hawna. Thanks for your time 🌷🙏🙏🙏
አሜን ቃለ ሂወት የስመእልና በረኸቶም ይብጸሐና🙏🙏🙏
ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽና ይኹን እዋይ ክጥዕም ሰምዕካ ዘይምኖ ኣምላኽ ብምሕር ይጠምተና🙏❤️
እዛ መፅሓፍ ናይ ኣቦና ኣቦ ዘወንጌል ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለና ብከመይ ንረክባ ኩቡር ሓወይ መምህር ካሳሁን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋት ! መምህር ካሳሁን እዚ ዕላልኩምሲ ሙቁርን ዘይሙኖዩ ! ግን ሓጺሩና እቲ ትምሕርትን ዕላልን ! ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ ክትምሎሱና !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እንካ ብዳሓን መፃኩሙ ኩቡርራን ስድራ
Bkamey krakbo ykeil ezay mashefa
Fnormddya
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም መም ሓውና ክምእውን ኣያና ኣልኣዛር ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል ዘይምኖ ኣምላክ ብፍጹም ንስሓ ኣምላክ ነቲ ግዜ ንምርኣይ የብቀዓና ኣምላክ ቅጽልዎ በጅኩም 3/4/5/ ቀጽልዎ
ኣመን ኣመን ኣመን ቃል ሂወት የስምና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ
Amen Amen Amennn Kal Hiwet Yesmealna Bereket Abena Ms Kulna Yhder kbr Kasehun hawey Tsegue Yebzehalka Ane Ab Suawdi yrkeb metshaf nabona krekb hagzeni
ኣምላክ ሂብኩም ጸጉ የብዝሕ ደስ ክብሉካ እዞም ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ምህረቱ ሰላሙን የውርደልና
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና። በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትናን: በረኸትኩምን የካፍለና ልዑል ፈጣሪ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ጾሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና ናይ ቁድሳን ኣቦታትና
አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶምን ፅሎቶምን ኣይፈለየና
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ናይ ቅዱሳን አቦታትናን አዴታትናን ፀሎት በረከቶም ይሕደርና
Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna berketom nay kulom kudusan abotatna ayfelyena kbri namlakna ykun des zabl eu kbret yhablena xgau ybzahlkum
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ወላድየይ ክቡር መምህርና ስለ ዝቅርብካልና ክብረት ይሃበልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልን ፀጉኡ የብዝሐልኩም ደስዝበል ማዓልቲ::
Amen xegeu ylakelna Almighty God Amen
እግዚአብሔር ይመስገን
ኣሰይ ቡሩኻት ገዛ እግዝኣብሄር ኣባ ዘወንገል በረኸትኩም የካፉሉና 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል ሰኣን ተቐቢልና ንምህለል ኣቢና ብጣዕሚ ሓጎስ ይስመዓካ 🙏🙏🙏እግዝያብሄር ይመስገን
ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡርተ መምህርታትና ዕድሜ እና ጥዕና ይሃባኩም
Amen amen amen qele hiwet yesmealna egzeabiher xegan bereketn nay qudusan abotatna ayfeleyena😍😍🙏🙏🙏🙏
Nay bhaki kale hiwet yesmalna, brukat sdrabet berekotkum yhderena Amen Amen Amen Ezgabiher zfeqedelu eyom qudusan zqlexulu emo , O Ezgabiher ges qudusan abotatna Areyena 🤲🤲🤲
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ክብራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቦና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላክ በረከተም አይፈለየና
Selam kubur hawey bteami des zbl zanta tselot kudusan abotatna ayfeleyena, eza metshaf abey krekba ykel 🙏🙏🙏
Amen. Amen. Amen.kale.hiwet.yesmalna.⛪⛪⛪☝️😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺🕊️🕊️
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹
Btaami tsubuk des zbll tmhrti eyu yekenyelna kale hiwet yesmealna Egziyabiher amlak Edmen tienan yhabka kubur Abona 🤲🙏❤
Amen Amen Amen 🙏kubur Abona kale hiwet yesmealna 🙏♥
ስላም ሰላም እንካዕ ብሰላም መፃኩም ግን ሓንቲ ሕቶ ከሓትት ተገዲስኩም መልሱለይ ሓፋር እየ ግን ብሰንኪ ሕፍረተይ ብዙሑ ይጎድለኒ ንዓብዪ ንኣናእሹተይ ብጣዕሚ እየ ዝሓፍር ብሰንኪ ሕፍረተይ ግን ምስ ኩሉ ርሒቀ ግን እ/ር ይቅየመኒ ዶ ይኮን ኣሕዋተ መሉስለ 🙏
bereketomn redietomn ayfeleyena. ab tselot zekurna ahwat. kubur hawna kasahun nay agolgulotkum gize yebarek. 🙏🙏🙏
ቃለሂወት የስመዐልና ሓወይ ደስ ዝብል ማዕዳ ንዓናም መስተዉዓሊ ልቦና ይሃበና
ኣሜን፫ ቃልህይወት የሰምዕን ጸለት ነይ ኩለም ቅዳሰን ጸደቅንት ኣይፋለይን 🤲🤲🤲
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሸጉኤ የብዘሓልኩም ኩቡር ሓውና ካሳሁን ሓወና አንታይ ክብለካ ደልየ ኣብ ኣፍሪቃ ካሮ ኣበይ ክንረኽባ ንኬል በጃኻ ተገድስካ ስደደልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ክቡር ካሳሁን ሃውና እግዚኣቢሐር ጸግኡ የቭዝሃልካ እዛ ናይ ኣባ ዘወንጌል መጽሓፍ ሲ ኣብ ካይሮ ዘለና ክንረክባ ኣይከኣልናን ብዝተካእለካ መጠን ክትዝርጋሕ ከምዘለዋ ክትገብር ምደለኩ ተካፈልቲ በረከት ክንከውን
Amien qale hiwet yesmealna
ካሳሁን ሃወይ ናይ ኢትዮጵያ ኣቡኒ ኣሎ
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ሰባኣይን ሰበይትን ኣዛራርቦኦም ናይ ቁዱሳን ቃላት ካብ ልሳኖም ዝወጽእ ናዓና ውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ
ድምጾም ዋላ ሓደ ይጥዕም ታዓዲሎም
Nay behaki ewe
ኣሰይ ክንደይ ደስ ክብል ማዕዳን ትምርትን አዩ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ በረከቶም ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንገል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏
አስይይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር ይክብር ይመስገን ብሓቂ ፆሎቶም ብርክቶም አይፍለይና👏👏👏⛪⛪⛪👏
አሜን አሜን አሜን👏👏👏💒🌾🍀
ኣነስ ናይዞም ቁዱሳን ኣቦታትና ታሪኽ ክሰምዕ ከለኹስ ምሉእ ተስፋ ይገብር እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን 🙏💒🙏
ተመስገን ኣምላኽ እዝ ቅዱስ ቃል ዘስማዕካኒ 🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
ባሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣቦና ዘወንጌል ናይ ኩሎም ቁዱሳን ፀሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና 🤲
እግዚአብሔር አምላክ እቲ ተሪር ልብና ቀይሩ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና 🤲
መጀመርያ ናኣኻ ነዚ ጸጋ ዘለዎም ሰባት ከተቕርበልና ተገዳስነትካ ከየመስገንኩ ክሐለፍ አይደልን ቐጺለ ካኣ ነዞም ሰብ ጸጋ ብኣይንና ብእዝንና ክንሰምእ ዝገበረ ልኡል አምላኽ ዝኸበረ ዝተመስገነ ይሁን እድመን ጥእና ይሃብኩም
_አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና በረከት ኣቦታትና ይሕደረና።✝️💛❤_
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እዚአብሔር በረኸት እዞም ቅዱሳን ይኽፍለና
አስይይይይይይይይይ ክንደይ ደስስስ ይብል እቲ ቃል እግዚአብሔር ሰሚዕካ ዘይሙነ ናይ ክቡራት አቦታትና ቁድሳን በረከቶም ይሕደረና አብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቡዙሕ ነገር እናተምሃርና ኢና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይልወልና
ናይቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ድማ ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እካዕ ብሰላም መፃኹም ኣቦታትና ብሓቅ መ //ር ካሳሁን ሓወይ ትሕት ፈጣር ብጣዕሚ እና እናመሢግነካ እታ መፅሓፍ ኣብ እደይ ብፅሓትን ኣላ እዘ ደማ እስኻ ስለ ዝተሓባበርካና እና ኣብ ሱዕድ ዓረብ ዘለኽን ኣሕዋተይ እንተደልኽንኣ ክትርክብኣ ትክእላ እኽን ኣነ ኣብ ሱዕድ ዓረብ እየ ዝርከብ
በረከቶምን ፆሎቶሙን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ከምኡው ኣደናን ኣፀደ እግዝአብሔር ይኻብረልና አሜን ፫
ክብርን ምስፋናን ንአምለክና ይኹን ክንደይ ደስ ክብለካ እቲ ቃሎም ኩልንትንኦን መምህራን እዮም።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ኩቡር ኣቶ ኣልኣዛር ምስ ክብርቲ ወይዘሮ ኣጸደ ከምኡ ውን መምህር ካሳሁን ሓደራ
ብርሃነ መስቀል
ሳምራ ማርያም
ኪዳነ ማርያም
ወልደ ኣማኑኤል
ኢልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ክብረት ይሃብኩም የቀንየለይ።
🌷🌸💐🌺🌹ተመስገን ተመስገን ደስ ኢሉኒ በረኸት ተኻፊለ🙏በረኸት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና አይፈለየና ልዑል እግዚአብሄር ዝተመስገነ ይኩን አሜን🙏
ኣሜን ክቡር ኣቦና ኣብቲ ትገብርዎ ጸለትኩም ዘክሩና ንዓና ንሓጥኣን በረኸትኩም ይክፈለና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዚኣብሄር ዓይነልቦናና ይኽፈተልና ምሕረት ይውረደና
መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዝበሎ እቲ ሰናይ ሰብ ካብቲ ሰናይ ዝኮነ መዝገብ ልቡ ሰናይ ዝኮነ ቃላት ኢዩ ዘውጽእ። በሓቂ ኣብዞም ስድራ ዘሎ ሰናይ ዝኮነ ቃልን ሓሳብን ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ። ቃል ሒወት የስመዓልና ጸጋ የብዘሓልኩም።
ፀሎትኩምን ልመናኩምን አይፈለየና አባኩም ዝሓደረ መንፈስ አባና ይሕደር ብሓጥያትና ዘይ ኮነስ ብምሕረትኩም ረአዩና
Amennn
Amen 🙏🏽
አሜን(3)🙏
Amen amen amen
Amen Amen Amen
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ኢዩ።እግዚኣብሄር ኣምላክ መልኣክቱን ቅዱሳኑን ልኢኩ ይባርከና።በጃኩም ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ፡ ጽባሕ ክርከብ ዘይካኣል ቃል ኢዩ እሞ ደጋጊምካ እንተተዛራርቦ ጽቡቅ ነይሩ።ነዞም ስድራቤት ኣልኣዛር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።ሓውና ካሳሁን ካኣ የቀንየልና፡ክብረት ይሃበልና።
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣብ ልባካ ዝኣቲ ኣምላክ ኣባና ምሕረቱ ይላኣከልና ኣባና ዘወንጌል ፀሎቶም ን በረከተምን ኣየፈለየና
ብሓቂ ሰናይ ቃል እዩ ጸጉኡ የብዝሐልኹም ናይ አቦታትና በረኽንት ጸሎትን አይፈለየና እግዚአብሔር አምላክ ይአኽለን ምባል የኽእለና በረኸት ማለትስ ክንደይ ሰናይ እዩ🤲🙏❤
እንኳ ብስላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣንደበት በረከትኩም ይሕደረና
አሜን አሜን አሜን ክንድይ ድስስ ይብልእቲ ጥዕም ልሳኖም ክብረት ይሃበልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡራት ኣቦታትይ በረክትኩም ይሕድርና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውና አምላክ ቅድሳን አሜን አሜን አሜን
ናይ ቅድሳን ኣቦታት ጽሎቶምን ኣማላድነቶም ኣይፍለየና አሜንአሜን አሜን ⛪️
አብ ሲዕዲ ዓርብ ዝለና ክንረክባ ኣይክኣልናን ዘለና
3ይ ክፍል ብተስፍ ብሃንውቕታ ይፅበ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ በረከት ጸጋ ፍቕሪ ናይ ቅዱሳን ይክፈለና ንኩሉና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና
ቃለ ሂወት የስመዐልና ብእውነት መምህር አምላክ እድመን ጥእና ይሀበልና ንዞም ብሩካት ስለ ዘራከብካና አምላክ ዝተመስገነ ይኩን ናይ ቅዱሳን አቦታትና ጥኡም ሂወት ትምህርቲ ተአምር ክንሰምእ ዘብቀዐና አምላክ ዝተመስገነ ይኩን አምላከ ቅዱሳን ልቦናና የብርሐልና ብእውነት መምህር የቅንየልና አምላክ ይባርከልና🙏🙏🙏
እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ንዘልኣለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን፡ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከትን፡ ረዲኤትን ኣይፈለየና ፡ ኣሜን(3) ኣብ ጸለትኩም፡ዘኩሩና ነዚ ቃል ቅድሳን ኣቦታትና ክንሰምዕ ዘብቃዓና እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ንዘልኣለም ይክበር ይመስገን፡ኣሜን(3)
የቀነልና ንትህቡና ዘለኩም ትምህርቲ እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣሜን(3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ቃለ ሂወት የሰመዕልና መምህርይ ስለ ትድንቂ ዝኮን ተአምር እግዝእብሄር ኣምላካ ከበ አፅንፍ ዓለም ክሰበ እፅንፍ ዓለም ዝተከበርን ዘተመሰገን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፅቡቅ ግብሪ ክንገብር ደገፉ ቁዱሳን አይፈለየና ብትሕተና እምበር ብልዕለና ቁሊሕ ኣይተብለና ኣምላከይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣቦታትና
ክብርን፡ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ናዓካ ይኩን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ነዚ ቁዱስ ቃል ክሰምዕ ዘብቃዕካኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ነዚ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ናይዞም ቅዱሳን ስድራቤት በረከቶም ይሕደረና ክብርን ምስገናን ውዳሴን ኣምልኮን ንእግዚኣብሔር ኣምላክና ይኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️✝️😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመአልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና በረክት ቅድሳን የካፈለና ኣብ ጾሎትኵም ዘኩሩኒ፡ ሰም እቲ ልአል ኣምላክና ዝተመስገነ እኩን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልንና ናይ ብሓቂ እግዝቢሄር ኣምላኽ ኣቦይ ይቕረ ይበለልና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዕልና ክንደይ ደስ ዝብል ቃል ቁድሳን አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዓና ክእ ዝቅበል ዓነ ልቦና ይክፈተልና ፈጣሪ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይምኖ
በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና የካፍንለና ኣሜን እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ።መም ካሳሁን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክ ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር ቀጽሎ።ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ብጣዕሚ ዘቕንእ እዩ ከሙኡ ንዓና ከጋጥመልና ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና
ኣሜን ቃለሂዉት የስማዓና በረኸቶምን ጾሎቶምን ቅዱሳን ኣቦታትና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይሃበና ሰላሙ የብዝሓልና ኣሜን
ቃለ ሂወት ያስመዓልና መንግስተ ሰማያት ያውርሰልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይበርኽ አሜን ። ብዘዓባ እታ ቅዱሳን ዝሃብዎም ሕብስቲ አላአዛር ክገልጻ ከሎሲ ሓቢርና ከም ዝተመገብና ገይረ ወሲደያ ፡ ንአልአዛር ሓውና እውን ምስ በዓልትቤቱን ደቁን ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና አሜን ።
Amen Amen Amen ቃል ህይወት ያሰመዐልና ናይ አቦታትና በረከትም ይሕደረና😍👏💒
""ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳን ስድራቤት ኣምላኽ ኢኩም እምበር፡ ኣጋይሽን መጻእተኛታት ኣይኮንኩምን"" ዝብል ቓል ኣምላክ ብቃል ንፈልጦ ነበርና፡ እጂ ግና ናባና ኣዝዩ ይቀርብ ኣሎ። ክብሪ ምስጋና ንህያው ኣምላኽ ይኩን፡ ኣሜን!!!!
በእውነት ቃል ህይወት የስምዓልና ክብራት ኣቦታትና ደስ ክብለካ ታሪክ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣቦታትና
ክብር ምስጋና ንአምላክን ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ናይ ቅድሳን ኣቦታትና በረከቶምን ፀሎቶም ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኽን በ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህረና ጸግኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ
ኣዝዩ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን ኩለሂወት የስመኣልና ዕሽር ዝህብ ደኣኒ ሕጎስ ደስታ ወላ በረከት ንገንዘብካ ይህበካ ሃብ
ክትውሃብ ይብለና ኣምላክ
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ንኣልኣዛር ሓውና ድማ ኣምላኽ ዝተረፈ ዘመን ህወትኩም ይባርኸልኩም ንዓይ ሓጥእ ወድኹም ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ዘወንጌል ጾሎቶምን በረከት ምን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ኩሎቁዱሳን ኣቦታትና በረከቶምን ፆሎቶምን ይሕደረና
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምታኩም ይብዘሐዮ
ኣስይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ደስ ዝብል ምስክርነት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ኣቶ ኣልኣዛርን ምስ ብዓልቲ ቤትካ መመሊሱ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና፡ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐
ክብርን ምስጋናን ን ኣምላኽና ይኹን ፨ ደስ ዝብል ዩ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢና ነዚ ዘስመዓና ኣምላኽና
በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ቃል ቃል ቅዱሳን ኣቦታትና ዝብሃል ዘሎ ብምስትውዓል ንኽንሰምዖ ሰሚዕና ንኽነብረሉ እግዚኣብሔር ንነፍሲ ወከፍና እቲ ተደፊኑ ዘሎ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ።
Asey temesgenka fetari sle senay weletka kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybarkbtaemi des zbl kal kudusan bereket kulom kudusan rediet eme brhan ayfelekum ayfeleyena amen amen amen
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና ናይ ቀዱሳን ኣቦታትና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣባ ዘወንጌል ኣይፈለየና።
ብሓቂ ቃለሂወት የሰመአልና በረከቶምን ረዲኤቶምን አቦታትና ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣሚ ዝገርም እዩ እዝገአቢሄር ብንገብሮን ማዓልታዊ መነባብሮናን ምስኩልና ይኹን የቐንየልና ቓልሂወት የሰማዓልና አብልብና የሕድሮ ጸግኡ የብዛሓልና በረከቶም አይፈለየና
አሜን አሜን አሜን
Bhaki kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum Egziabher Amlak nezi gzie kenestebhlelu ka Egziabher Amlak mstwual yadlena🙏
ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዑል አምላክና ይኲን አቦና አለአዛር ከአ ክብረት ይሃበልና
በጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል በረከትኩም ይሕደረና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 💞💞💞
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን መግለጺ ይውሕደኒ ሓጎሰይ ኣብ ዘመናይ ኣብዚ ክፉእ ዘመን እዚ ክንሰምዕ እግዚኣቢሄር ይመስገን ጸጋ ኣምላኽ ንዘልኣለም ምሳኩም ይንበር ቅዱሱን ስድራ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ሶፊያ ኢልኩም ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩኒ ሓደራ?
ንሓቂ ዓድግዋ እንበር ኣይትሽጥዋ ሓያል መልእኽቲ ያ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና።
ክንደይ ደስስስስስ ይብል ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰምዓልና ብርኸት ፅሎቶም ናይ ኣብታትና ይሕደርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃል ሂወት የምዓልና ኩቡራት የሕዋተይ ጸለትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ኣቦታትና ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር
ብሩካት ናይ እግዚአብሔር ሰባት እቲ ኣባኩም ዝሓደረ መንፈስ ቅዱስ ንዓናም ይሕደረና ከም ምሕረት እግዚአብሔር 🙏
ኣይኮነን ክትገልጾ ክትሰምዖ ከማን ኣይካኣልን እግዝኣቢሄር ጸግኡ የበዝሓልኩም በረከቶሞ ናይ አቦታ ትና ኣይፈለየና
Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalkum. Blbi nemesgn hawna Ato Alazar & se/we/ kasahun hawna. Thanks for your time 🌷🙏🙏🙏
አሜን ቃለ ሂወት የስመእልና በረኸቶም ይብጸሐና🙏🙏🙏
ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽና ይኹን እዋይ ክጥዕም ሰምዕካ ዘይምኖ ኣምላኽ ብምሕር ይጠምተና🙏❤️
እዛ መፅሓፍ ናይ ኣቦና ኣቦ ዘወንጌል ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለና ብከመይ ንረክባ ኩቡር ሓወይ መምህር ካሳሁን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋት ! መምህር ካሳሁን እዚ ዕላልኩምሲ ሙቁርን ዘይሙኖዩ ! ግን ሓጺሩና እቲ ትምሕርትን ዕላልን ! ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ ክትምሎሱና !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እንካ ብዳሓን መፃኩሙ ኩቡርራን ስድራ
Bkamey krakbo ykeil ezay mashefa
Amen Amen Amen
Fnormddya
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም መም ሓውና ክምእውን ኣያና ኣልኣዛር ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል ዘይምኖ
ኣምላክ ብፍጹም ንስሓ ኣምላክ ነቲ ግዜ ንምርኣይ የብቀዓና ኣምላክ ቅጽልዎ በጅኩም 3/4/5/ ቀጽልዎ
ኣመን ኣመን ኣመን ቃል ሂወት የስምና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ
Amen Amen Amennn Kal Hiwet Yesmealna Bereket Abena Ms Kulna Yhder kbr Kasehun hawey Tsegue Yebzehalka Ane Ab Suawdi yrkeb metshaf nabona krekb hagzeni
ኣምላክ ሂብኩም ጸጉ የብዝሕ
ደስ ክብሉካ እዞም ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣምላክ ምህረቱ ሰላሙን የውርደልና
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና። በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትናን: በረኸትኩምን የካፍለና ልዑል ፈጣሪ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ጾሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና ናይ ቁድሳን ኣቦታትና
አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶምን ፅሎቶምን ኣይፈለየና
እግዚአብሔር ይመስገን
አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና
ናይ ቅዱሳን አቦታትናን አዴታትናን ፀሎት በረከቶም ይሕደርና
Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna berketom nay kulom kudusan abotatna ayfelyena kbri namlakna ykun des zabl eu kbret yhablena xgau ybzahlkum
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ወላድየይ ክቡር መምህርና ስለ ዝቅርብካልና ክብረት ይሃበልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልን ፀጉኡ የብዝሐልኩም ደስዝበል ማዓልቲ::
Amen xegeu ylakelna Almighty God Amen
እግዚአብሔር ይመስገን
ኣሰይ ቡሩኻት ገዛ እግዝኣብሄር ኣባ ዘወንገል በረኸትኩም የካፉሉና 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል ሰኣን ተቐቢልና ንምህለል ኣቢና
ብጣዕሚ ሓጎስ ይስመዓካ 🙏🙏🙏እግዝያብሄር ይመስገን
ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡርተ መምህርታትና ዕድሜ እና ጥዕና ይሃባኩም
Amen amen amen qele hiwet yesmealna egzeabiher xegan bereketn nay qudusan abotatna ayfeleyena😍😍🙏🙏🙏🙏
Nay bhaki kale hiwet yesmalna, brukat sdrabet berekotkum yhderena Amen Amen Amen
Ezgabiher zfeqedelu eyom qudusan zqlexulu emo , O Ezgabiher ges qudusan abotatna Areyena 🤲🤲🤲