ሰብ ከይልክም ብሰብ'ዮም ዝሕልውኒ Josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 751

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  7 หลายเดือนก่อน +59

    ንመብርሂትን ደቃን ክንሕግዝ ምስ እንደሊ ኣብዛ ሊንክ መለጋግቦ ንጠውቕ፥፥
    gofund.me/273e12a2

    • @ZayedGezai
      @ZayedGezai 7 หลายเดือนก่อน +5

      ባህላዊ መድሃኒት ሕተቲ ምቅርቲ ኣጆኺ

    • @solomunkidane6716
      @solomunkidane6716 7 หลายเดือนก่อน +2

      Josi ane anisteyti guzwa hamime nere hiji tekilile atifiaya eye endihrt guzwa koynu gin kinhatela medihanit yumehalalef do zibl gin 99% yes nedey kabay halifuwa eyu gin baala sile tigebro gin tefuela eyu gin birgix guzwa ente koynu

    • @ogbakielgobru3440
      @ogbakielgobru3440 7 หลายเดือนก่อน

      Inn ​@@ZayedGezaiin my in mo 0

    • @sunshinechannel90
      @sunshinechannel90 7 หลายเดือนก่อน

      Selam zahwy any nebelay tamsasley badl ey zbdal arbeti qole alwiney nasrti kelta Amat zakel ab America edtbdlke ey zalke ezi abdidla ezi gen athsasba hebrtsb rom eyom zbdlka ebar nati tifat aiknan kona elom site sab selzlwe baleti sab selzkne meti daqa kolaltom kuste nazi kegbre eklwe ka Kab hebrtsb edglale meti kihgzwa aglelom deltom kegbrew malti metzrbka nara

    • @HelenA-jv6yn
      @HelenA-jv6yn 7 หลายเดือนก่อน +1

      Ajoki Egzeabher mhretu ylakelki zhaftey .subaea etewi Egzeabher Kulu zkealo u 7 mealti tseomn tselotin keyekaretski tseli EmeAmlak temahtsenya Sene Golgeta tselii.

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski3376 7 หลายเดือนก่อน +12

    ስደት ክፋእ እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ፣ ኣጆኪ ንድንግል ማርያም ናይ ልብኪ ንገርያ ከተውግሓልኪ እያ።

  • @ሲላስእቲሑሩይ
    @ሲላስእቲሑሩይ 7 หลายเดือนก่อน +103

    ኣጆኪ ነቲ ሰብ ዘይብሉ እዝጊ ኣለዎ። ሓደ ማዓልቲ ብርሃን ከርእየኪዩ ። እግዛብሄር ምሳኪ ይኩን

    • @mussiekaleab4429
      @mussiekaleab4429 7 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🙏🙏🙏🙏

    • @user-orthodox.mkghaa
      @user-orthodox.mkghaa 7 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ በልካ ሃወይ ሃደ ነገር ጊን ክንዝንግዕ የብልናን ንሳሃ ኣቲና ጎይታ ብ ደሙን ስጉን ተቀቢልና ብጸሎት ክንጸኒዕ ይግባአ ❤❤❤

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 7 หลายเดือนก่อน +38

    ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ናተይ መጸበቒኺ ይግበረልኪ፡መሪጹ ዝሓምም የለን ኩሉ ናይ እግዝኣብሄር እዩ ።እቶም ዝንጹሉኺ ሕልንኦም ይፍረዶም።

  • @fitsummilli5181
    @fitsummilli5181 7 หลายเดือนก่อน +114

    ኣይረድ ወዲ ሰብ ጨካን ኣጆኪ ኢዮሩሳሌም ደኣክል ቅዱስ ቦታ ከድኪ ወላዲተኣምላክ ፍትሕለይ ጸገመይ በልያ ኣጆኪ❤❤❤❤

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 7 หลายเดือนก่อน +4

      ሃለው ለው ናይ ደናቑር ግደፍዎ።
      ሕክምና የድልያ ኣሎ፡ ክትሕከም ሓግዝያ ፡ ገንዘብ ስደድላ።

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 7 หลายเดือนก่อน +1

      Ewa ane wen ayterdanen zkone Kontakt tsenhuwa kaykwen mestom aerab

    • @rahelgidey6717
      @rahelgidey6717 7 หลายเดือนก่อน

      Dankoro hegdaf​@@AdayHiwet

    • @Eri-boy-love
      @Eri-boy-love 7 หลายเดือนก่อน +3

      Amlak eko iyu nkulu shegr fetahi

    • @semirasli2728
      @semirasli2728 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@tirhasmogos9273 አዋይ ርአሲ

  • @zaydberhe8613
    @zaydberhe8613 7 หลายเดือนก่อน +9

    Philippians 4 ትግ - ፊልጲ
    6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።

  • @HabuGezu
    @HabuGezu 7 หลายเดือนก่อน +39

    ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ነቲ ሰብ ዘይብሉ ኣምላክ ኣሎዎ ጽባሕ ክትሕጎሲ ኢኪ ርግጸኛ ኣየ ኣጆኪ

  • @akberetweldaie2220
    @akberetweldaie2220 7 หลายเดือนก่อน +4

    አፍተይ አምላክ ይሐግሰኪ ካብኡ ዝከፍ ተጋኒፉና አጆኪ ኩሉ ክሐለረፍ እዩ ብአምላክ

  • @tgyegeita2169
    @tgyegeita2169 7 หลายเดือนก่อน +6

    እግዝያብሔር ምሕረት የዉርደልኪ ናብ እግዝያብሔር ክንጽልይ ኢና ተባረኺ

  • @MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME
    @MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME 7 หลายเดือนก่อน +24

    እዋይ ሓፍተይ ምሳና ኮለኺ ናብ ከሊእ ነማእዱ ዘለና ሓፍተይ መዓረይ እግዚኣብሐር ምሳኺ ይኩንን

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 7 หลายเดือนก่อน

      Hagzwa brukat yehwatey beamlak ktrekbwo ekum

  • @rishantekletsion1256
    @rishantekletsion1256 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሓፍተይ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኪ እንቛዕ ወለድኪ ኣጆኺ ተስፋ ኣይትቁረጺ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣምላኸ ክሕግዘኪ እዩ

  • @daero2008
    @daero2008 7 หลายเดือนก่อน +7

    Btami ye lbey teseyre nezi ms semaeku Ajoki zahaftey amlak kulu gzie ms wuxuat u. Kulatna nezi nsemie zeleka bebi akmna nhagza kuburat yhwat/ahat. Amlak msaki ykun 🙏

  • @user-orthodox.mkghaa
    @user-orthodox.mkghaa 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሃያማኖታዊ ግዴታኪ ክሉ ግበርዮ ኣምላክ ክውዶ ኢዩ ንሳሃ አተዊ ቁርባን ውሰዲ ኣብ ገዛኪ ኣብ ዘለክሉ ከኣ ስግዳኒን ጸሎቲን ኣይተቆርጺ❤❤

  • @Eri-boy-love
    @Eri-boy-love 7 หลายเดือนก่อน +9

    እንታይ ዓይነት ሕማም ኢዪ እዚ ሰሚዒዮ ዘይፈልጥ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ 🙏

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 7 หลายเดือนก่อน +8

    አምላክ ምሳኪ ይኩን ምሕረት የውርደልኪ አምላክ እዮ ዚፍውሲን ዚምሕርን አጆኪ ኩሉ ግዜ ጸልይ ንኩሉ ዚብርህ አምላክ እዮ ዘለና
    🙏🙏🙏

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 7 หลายเดือนก่อน

      Atleast for your own peace of mind

  • @gideyhaila5302
    @gideyhaila5302 7 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኪ አደዋይ ዘይፍንፍን አምላክ አሎ ምሰኪ ሰብ እንታይ ከምዝበፅሖ አይፈልጥን እዩ እዚ ፀልማት ክኸግሕ እዩ ተሰፋ ከይትቆርፂ

  • @genetsebhatu755
    @genetsebhatu755 7 หลายเดือนก่อน +17

    ሐፍተይ መዓረይ ንጥዕናኺ እግዝአብሔር ይምሐርኪ ምውላድክውን ጽቡቅ
    ካብ ብዓል ሐዳር እሞ ድማ አርባዕተ ቆልዑት ናይታ ብዓልቲ ቤቱ ንብዓት እዩ ከምኡ ዝገብረኪ ዘሎ ምስ ነብስኺ ተዓረቒ

    • @donal5876
      @donal5876 7 หลายเดือนก่อน +5

      Halewlewe Eske aytbeli mhret yewedelki zeyakleki

    • @semiraasmerom4303
      @semiraasmerom4303 7 หลายเดือนก่อน +2

      Nexa koina endya tzare zela kemzi ainbel amlack zfekedo eyu zkewn

    • @AlemAlemy-fq9fz
      @AlemAlemy-fq9fz 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጽሕፉትኣ ባ ኮይና መስክነይቲ ናይ ምንታ መስጣ ወደይ ነብሰይ ነብሰ ማተይ ሕጂ ዘለናያ እምበር ናይ ጽባሕ መገድና እንትርፎ ፈጣሪ ካልእ ዝፈልጣ የለን ሞ ንሰብ
      ኣይንፍረድ

  • @FthawiMehari-c6p
    @FthawiMehari-c6p 7 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ብዓይኒ ምህረቱ ይጠምትኪ ኣጆኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitgebrat4394
    @senaitgebrat4394 7 หลายเดือนก่อน

    አጆኪ ሐፍተይ እግዛአብሄር ምሳኪ አሎ እሙን አምላክ አሎኪ ኩሉ ንፅቡቁኪ እዩ አጆኪ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 7 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸገምኪ ይርኣየልኪ ፡ ኪዳነ ምሕረት ትሓልኺ።

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጆኪ ጥራይ ከይትጭነቂ ተመርኪኪ ሽግረይ ባዕልኻ ሕለፎ በልዮ ከርህወልኪ ኢዩ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤

  • @513-p6u
    @513-p6u หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልኪ

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 7 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሄር ሙሉእ ምህረት ይግበረልኪ 🙏

  • @HiyabNegash-m9m
    @HiyabNegash-m9m 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak msakum ykun zhaftey Egzabiher zfetera nebsi bseb ktfired geben u🙏

  • @bisrathana7657
    @bisrathana7657 7 หลายเดือนก่อน +3

    እዛሓፍተይ ምሕረት የውርደላ ግን ናየእምሮ ጸገም ጌራ ክትከውን ከምትኽእል ግን ግምታለኒ ምኽንታቱ ኣብስራኤል ኢና ዘለና ንሕክምና ዝምልከት ከሙኡ ዝበሃል ነገር የለን ግድንዩ ክሕክምዋ

  • @uqbaTesfay
    @uqbaTesfay 7 หลายเดือนก่อน +21

    ሓፍተይ ልክዕ ከምዚ ናትኪ ዝነበራ ኣበ መጽሓፍ ቁዱስ ኔራ ኩሉ ሰብ ዝገላ ግን ንነሱስ ዘፈር ክዳኑ እተ ተንክየ ክሓዊ እየ ኢላ ብእምነት ምስ ተንከየቶ ከኣ ተፈዊሳ ንስኪ ውን ብስም የሱስ ክትፍወሲ ኢኪ ኣጆኪ ሰብ እተራሓቀኪ እቲ ዘይፍንፍን ኣምላክ ኣለኪ ንስኪ ጥዕይቲ ኢኪ

  • @HanaTesfay-s7t
    @HanaTesfay-s7t 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoki Amlak Alo naki amlak mhret yewrdelki fetari

  • @ሰብዩሃገር
    @ሰብዩሃገር 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት የውርደልኪ,, ኣጆኺ ኣምላኽ ኣሎ,, ዝሓዊ ሕማም ዩ, ኣጆኺ ኣብ ኣምላኽ ጽግዕ ኢልኪ ጸሎት ግበሪ ኣጆኺ

    • @gergismehari-yu4xz
      @gergismehari-yu4xz 7 หลายเดือนก่อน

      Entay aynete hemam eu xibuq gerka eba aredani bro

  • @BerhaneDagnow
    @BerhaneDagnow 7 หลายเดือนก่อน

    Egzabhier msaki yu haftey natey❤

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 7 หลายเดือนก่อน +2

    አምላኽ የርህወልኪ ብቀደምነት ካልአይ ነገርንሰም እንተአውጺኦማ ባዕሎም ከፊሎም ስለዝሰድዋ ኪድኒ አይትበሎ ከምዝከይድኒ ግበሮ እዩነገሩ ራህዋኦዚአ የርኢኪ ዝሐቤተይ ኩሉ ክሐልፍ እዪ አጆኪ በርትዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌹🌹🌹✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj 7 หลายเดือนก่อน +7

    Ajoki haftey mihre yreredleki amilake 🙏🙏🙏

  • @tsgeweinihabtu1488
    @tsgeweinihabtu1488 7 หลายเดือนก่อน +23

    ጽልኢ ጽልኢ ጸላኢ ሕማም የብልክን ኢሎሙኒ ብጸላእቲዩ ወሪዱኒ ኣብ ገዛ ሒዞሙኒ ስለምንታይ መልሲ የለን። ኣነ ናይ ስንኣእምሮ ጸገም ዘሎዋ ኮይኑ ይስማዓኒ 😢

    • @terezasolomun786
      @terezasolomun786 7 หลายเดือนก่อน +1

      Nski eki nay sne aemro xegem zeleki hamime endabelets kurub aytrden nkeytserh hmam alewa elom etom xelaeta ytqumwa nerom

    • @sweetyheart85
      @sweetyheart85 7 หลายเดือนก่อน +2

      Mnalbat eti kab beal hadar imo kea ena feletet z0ateweto, NSU mgbara gega indiu. Hji akndi gega sle zgeberku ms mhwas asekifuni tbl, nexilomni nab mbal z0atewet kounu ysmeani. Imber GIZWA zlageb hmam aykonen.

    • @tsgeweinihabtu1488
      @tsgeweinihabtu1488 7 หลายเดือนก่อน +4

      @@sweetyheart85
      ብዙሕ መሰረታዊ ሕቅነት ዘይብሉ ዛንታሎ። ሓካይም መርሚሮሙኒ ሕማም የብልክን ኢሎሙኒ ኢላ። እቲ ኩሉ ሰብ ጸሊኡኒ ነጺሉኒ ዝበሃል ከኣ ከመዩ ብሩህ ኣይኮነን ብዙሕ ሃተውተው ኣሎዉ። እቲ ኣብ ቪዲዮ ዘርኤ ዝነበረ ሰብ ከኣ ኖርማል ሰብ ንገዝኡ ዝኸይድ ዝነበረ ስደተኛ ተቕማጢዩ ዝመስል ዋርድያ ኣይመስክንዩ ዝሕልዋ። ኣነ ዝገረመኒ ግን ሕማም የብልክን እንትኢሎማ መን ደኣዩ መጥባሕቲ ክትገብሪለኪ ኢሉዋ?
      ብዝኾነ ናይ ገንዘብ ጸገምዩ ሽግራ ዝኸውን ንሕና ከኣ ንሕግዛ እዚ ኩሉ ኮለል ግን ኣየድልንዩ ኔሩ ይብል ኣነ።

    • @leterufiel
      @leterufiel 7 หลายเดือนก่อน

      Ewe kemu eyu.

    • @waw1593
      @waw1593 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@terezasolomun786intay eyu hmama

  • @AsmaitRussom
    @AsmaitRussom 7 หลายเดือนก่อน +16

    ቀዳምነት ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ ቀጺለ ከአ እዚ ሕማም ትብልዮ ዘለኪ አይነጸረለይን ጽቡቅ ጌርኪ ግለጽዮ

    • @semiradejen
      @semiradejen 7 หลายเดือนก่อน

      Selam haftey wo hawey eti himam gizwa yibehal beinatna axawawia

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 7 หลายเดือนก่อน

      Amo azi hmam antay eyu zgebrekA​@@semiradejen

    • @trhashaile9898
      @trhashaile9898 7 หลายเดือนก่อน

      Hmama ktgelxela gdn diu koynu aye seb elemo

    • @asmarashikor8045
      @asmarashikor8045 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@semiradejen entay iu Geziwa malt ke???

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 7 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ርእሲ ፀገም አሎ መፀኒ ተከታቲሉቲ ዝብሉ ባዕል ጆን ዕድና ክደይ ሐገዝ ዝገብሩ እስራኤላውያን ገለ ገለ ጊዜ እባ ነመስግኖም ደይመስል

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 7 หลายเดือนก่อน

    ሐፍተይ ማዓረይ ኣጆኺ ጸሎት ግበሪ እግዝኣብሔር ምሳኺ ይኹን

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጸበል ዘይፍወስ ሕማም የለም እሞ ድማ አብ ቅዱስ ሃገር እስራኤል ሐፍተይ ናተይ ንኽንደይ ሰብ ዘጸለሉዋ ሰብ ይእሰር ገለ ወጊኦም ይሰድዎም እዚኦም ጨካናት ኢዬም አምላኽ ምስ ፍቅርቲ ወላዲቱ ድንግል ተውጽኺ ካብዚ ጭንቀት

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሃፍትና መጀመረያ ምህረት የውረደለኪ ብምቅኘፃል ድማ ናይህክምና አብ ሰለስተ ወረህ እዩ ካረድካ ትህዘሉ

    • @ShumayShay
      @ShumayShay 7 หลายเดือนก่อน +3

      Jerusalem alo nay areb 2 nay denagil win alo selemintay abu zeyfetenet. Gin ane ezi dibeleto sgab kidu kiketateluwa ayle aytewahteleyin .15 amet gere aleku Jewish chekanat aykonun enda visa gedyfika

    • @rma686
      @rma686 7 หลายเดือนก่อน

      Azi tblo zela hmam nay habesha aiyu zfwso nab kala dma aymehalalefn aiyu ab ertra aiki thawyi

    • @muzitmeles9210
      @muzitmeles9210 7 หลายเดือนก่อน

      @@rma686Entay aynet hmam eu ayteredann

    • @eriqlafront5150
      @eriqlafront5150 7 หลายเดือนก่อน

      ሕማም ግዝዋ ​@@muzitmeles9210

    • @Wegawi_8
      @Wegawi_8 7 หลายเดือนก่อน

      @@muzitmeles9210 normal eu kemzi fexga eu zmesl aylegebn eu nay nerini gn yhawi eu b bahlawi. Kebid aykonenn 🥰

  • @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ
    @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ምሕረት ይሃብኪ ፡ሰብ ዘይብሉ ኣምላክ ኣለዎ ፡ኤህ ስደት ደኣ ሕሱም እንድዩ፡ኣምላክ ስደትና የሕጽሮ ተለመነና ይ ኣክለኩም ይበለና

  • @FevenHabte-p4s
    @FevenHabte-p4s 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki haftey Amlak mheret yewrdelki

  • @samrawitkidane1536
    @samrawitkidane1536 7 หลายเดือนก่อน

    Egzabher amlki alo ajoki 🙏

  • @naeni0790
    @naeni0790 7 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey maerey eti lewah amlak mhret yewrdelki ❤

  • @dagdag3471
    @dagdag3471 7 หลายเดือนก่อน

    ፀበል አሎ እኮ አብኡ ዘይቲፅበሊ ብእምነት

  • @TekiaZewelde
    @TekiaZewelde 7 หลายเดือนก่อน +2

    GOD bless you always GOD be with you and with your family sister GOD is good GOD be with you GOD..

  • @danielasgedom9701
    @danielasgedom9701 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ ዛ ሓፍተይ ኣምላኽ ኪሚሕረኪ ዩ

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ❤❤❤❤❤

  • @azaziKidane
    @azaziKidane 7 หลายเดือนก่อน +1

    Selam zehabtey neti seb zey blu ezgi alwo bztekaleki xebel may dgam ngho tesiki kdmi zkon msrahki nab ftare dngl marya tmaxinki bzedenk egziabher kfwseki eyu mknyatu ab hkmna tesfa zkoroxu bxebel zdhanu bzuhat alewu egziabher mhret yewrdelki

  • @amanuelema147
    @amanuelema147 7 หลายเดือนก่อน +4

    ቴለፎና ጽሓፈልና።ክንሕግዛ

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 3 หลายเดือนก่อน

    Juses christ heal herrrrrrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @uqbaTesfay
    @uqbaTesfay 7 หลายเดือนก่อน +30

    ሓፍተይ ንስኪ ብርክቲ ኢኪ ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ንኣመንቲ ብስም የሱስ እተጸልየምሉልኪ ንስኪ ከኣ ነዑኡ እተ ኣሚንኪ ብስሙ እተ ጸሊኪ ክትፍወሲ ኡኪ ንሱኩም እመኑ እሞ ንስካን ቤትካን ክትማሓር ኢካ እዩ ዝብል ቃል ኣምላክ ኣጆኪ

  • @rusomteferi8460
    @rusomteferi8460 7 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሓፍተይ ምሕረት ይውርደልኪ እግዚኣብሄር ምሳኪ ይኩን ኣጆኪ

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 7 หลายเดือนก่อน +3

    My uncle and my younger brother had this sickness,they got it in the same place in different times but they were healed only left a small sign in their beautiful face.

    • @Wegawi_8
      @Wegawi_8 7 หลายเดือนก่อน

      Me too gn normal eu

    • @bezalema6472
      @bezalema6472 7 หลายเดือนก่อน

      What is that disease please let me know

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 7 หลายเดือนก่อน

      @@bezalema6472 You get a wound and it can be healed by traditional medicine but it can be ugly too.I have not thought that this sickness still exists

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 7 หลายเดือนก่อน

      @@bezalema6472 It comes from a flying poisonous insect and it is called guzwa

    • @sweetyheart85
      @sweetyheart85 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@Wegawi_8 bkemey gedifuka, n mother alewa khbra delye

  • @Jon20243
    @Jon20243 7 หลายเดือนก่อน +34

    ብእምነት ይጽልየልኪ ኣለኩ፡ ከምቲ ንኣጋርን ፡ ነታ ሰብራዊት ሰበይትን ኣብቲ ጨው ዘይብሉ ቀትሪ፡ መንፈሳዊ ኣዒንተን ተከፊቱ ነቲ ዝርኢ ኣምላክ ከምዝረኣይኦ" እሞ ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ዝረከባ፡ ንስኪ እውን ካብ ዞም ሕጂ ኣብ ቅድመኪ ይኩን ኣብ ድሕረኪ እናዳመጹ ዘሸጉርኪ ዘለው መናፍስቲ ወጺኪ ነቲ መዕረፊ ኣምላክ ክትርእዮ ብስም እየሱስ ጸለኩ ኣመን። ካብ ህማምኪ ተፈወሲ ፉጹም ሰላም ይርከብኪ ። ብዓቅመይ ከኣ ዶኔት ገረ ኣለኩ፡ ኩሉና ኣብ ጾሎት ይኩን ብገንዘብ ንሓግዛ። ናብራ እስራኤል ስለንፈልጦ በፉጹም ሰብ ብገግኡ ኣይፍረድን ኣብ ሽጉሩ ኣብ ጎኑ ደው ኢና ክንብለሉ ዘለና።

    • @ereytesfaalewafithi46
      @ereytesfaalewafithi46 7 หลายเดือนก่อน +5

      ምስ ምስዚ ጸሎት ይሰማማዕ, ብሺም የሱስ 🙌🏽

    • @Marikila
      @Marikila 7 หลายเดือนก่อน +5

      ኣሜን ብሽም የሱስ

    • @godislove6010
      @godislove6010 7 หลายเดือนก่อน +5

      አሜን በጌታ በእየሱስ ስም 🙏🏻 አብዚ ጸሎት የሰማማዕ አለኩ 🙏🏻

    • @tgyegeita2169
      @tgyegeita2169 7 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ፈወሲ ይኹነልኪ

    • @teklitandom1980
      @teklitandom1980 7 หลายเดือนก่อน +2

      Neay zeyberhaley gn bezi tiblo zela trah kemy geyru kulu knifega kabue halifu wn kemy geyru nab deka k kibexih. Malet deki ada Israelwyan kolom bhansab kemzi sigumti kewesdu kitamno yeshegir. More mexineati kedli U

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 7 หลายเดือนก่อน

    Egziabiher amlak mihret yewridelki haftey mearey

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 7 หลายเดือนก่อน +11

    እዚ ሕማም'ዚኮ ኣብ ሃገርናስ ብቀሊልዩ ዝፍወስ ነሩ ብሓቂ ሓቂ።
    ዘሕፍር ዘነውር ሕማም ኣይኮነንኮ።
    ኣሕዋት/ኣሓት ብዕምቆት ንረዳእ! ብዝተኻእለና ንሓግዝምበር ኣይንጨክንን ሸለል ኣይንበልን።

    • @SemharHabtom-eb3gd
      @SemharHabtom-eb3gd 7 หลายเดือนก่อน +1

      ይቅሬታ ዝሃፍተይ እንታይ ዓይነት ሕማም ዩ ኣይተረደኣንን እንታይ ይበሃል ብትግርኛ?

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@SemharHabtom-eb3gdGzwa fewsi alewo

    • @sweetyheart85
      @sweetyheart85 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@rahelgoitom6686Abey yrkeb fewsi Gizwa. N mother alewa mskineyti ashegirata eya

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@sweetyheart85 Godeyti zbehal bota do gele semiekyo yfelti.
      1.Zoba Debub
      1. S/Zone Dekemhare
      1.May edaga
      1. Godeyti zbehal adi
      Bahlawi fwesa koynu ab afnch'en kem ztftefa semi'e niere. Motherey abti bota temelalisa teteftifata niera gde haqi atbiqe fllyu malet dhri mhkama kemey koyna ayhatetkwan newih gzie afnch'a tbel'a niera gzwa koyna xenihe temelalise teteftiya ilatni. Dhan zkomet ymesleni. Ab gzie kremti gn kemzi may harimwo zbesnese aquxlti gele enteshetitwa t
      R'esey yehmeni ilatni niera ezi euko allergy endyu gn msta gzwa bebeynu diyu walas mthhaz alewo rgxegna aykonkun. Gn dhan nmotherki thtetelu emo amlak yfelt nfewsi ygberela bahlawi fwesa eyu

    • @sweetyheart85
      @sweetyheart85 7 หลายเดือนก่อน

      @@rahelgoitom6686 btaemi yekenyeley tegediski sle zmeleskley, Adey abzeykedeto adi yeblan gn wala lewti aygeberelan. Abza zbelkya adi gn ktbl aysemaekuwan knegra eye tsbah. Degime thank you sis

  • @muluekelab975
    @muluekelab975 7 หลายเดือนก่อน

    Ajeki Amak hiziki mnm Atkonn Aqimu seb khgzeki Eu Tesfe egebri❤❤

  • @arkubaentertiment
    @arkubaentertiment 7 หลายเดือนก่อน +4

    እግዜኣቢሄር ኣምላኽ ምሕረት የወረደልኪ።

  • @liyaweldeabzghigebrekidan7336
    @liyaweldeabzghigebrekidan7336 7 หลายเดือนก่อน

    Egzhiabhier amlak mihret yewurdelki

  • @amanbiniam9749
    @amanbiniam9749 7 หลายเดือนก่อน

    Mehret yewdelki fetari

  • @helenteame4054
    @helenteame4054 7 หลายเดือนก่อน +3

    Ebay haftey Egziabiher nxbuki ygberelki ms dekki haftey natey

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 7 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርድ ዩ ዝብሃል ሕማቅ ኣይንዛረብ ኩልና ብዓይኒ ኣምላኽ ሓጣኛታት ኢና ።

  • @FtmFtm-cu2yg
    @FtmFtm-cu2yg 7 หลายเดือนก่อน +15

    ለባም ውላድ ደልያ ካብ ወዲ ዓዳ ወዲ ሃገራ ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ምሳኪ ግዝያዊ ሕሰም ዩ ናይ ዘላለም ዓወት ብዓቅሊ ተጸበዩ።

  • @ostirch3380
    @ostirch3380 7 หลายเดือนก่อน

    እውእይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምልክ ምሳኪ ይኩን 😢

  • @WerkawiHangol-if8uq
    @WerkawiHangol-if8uq 7 หลายเดือนก่อน +11

    Kisab kindue bzeytekmu sebat kikatateluwa aykuelun eyom,eza haftina wushtawi xegem Gera ala.

    • @EfremEstifanos
      @EfremEstifanos 7 หลายเดือนก่อน +5

      Ane keman kumu ye zbl ab risa hansab ms yetweto zketatelwa zlewu kmesla ykil u

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 7 หลายเดือนก่อน

      may be nesayte sabaya sedru edom naweh yekonu abze comment yexhefu alewu

  • @ShewitKfleyesus
    @ShewitKfleyesus 7 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የዉርደልኪ ፈጣሪ

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ብኹሉ ኣብ ኩሉ ሓለውኡ የብዝሓልኩም ክብርቲ ሓፍተይናተይ።
    ንክቡር በዓል ቤትኪውን ኣዝዩ ፍሉይ ጸጋን ፍሉይ ሞገስን የብዝሓሉ።
    ኣጆኹም ኣሕዋተይ! እንቋዕ ፈረኹም።
    ሓለዋ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ቤትኩም ይዕዘዝ።

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak mhret yewrd fetri msaki ykun

  • @tedrosteddy830
    @tedrosteddy830 7 หลายเดือนก่อน

    ምህረቱ ይልኣኸልኪ ፈጣሪ ኣጆኺ ጸገም ሃላፋይ እዩ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ ኣጆኪ❤❤❤❤❤

  • @MehretTekabo
    @MehretTekabo 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak mihret yewrdelki fetary haftey

  • @SemharMhretab-t6m
    @SemharMhretab-t6m 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ajki xbah kale mealti eya amlak alo msaki❤❤❤

  • @ribkaghebremeskel6548
    @ribkaghebremeskel6548 7 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki zahaftey eziwn khalf u !! Fetary lo zeyedalu 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 7 หลายเดือนก่อน

    Egzabher balu rahwu yewrdelki xbqti haftey

  • @BanaAsmelash
    @BanaAsmelash 7 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelki haftey natey fetari alo🙏🙏🙏

  • @TsigeWelderfeal
    @TsigeWelderfeal 7 หลายเดือนก่อน

    Eway haftey ajoki eti kulu zkel amlak mski alo

  • @ZaydYordanos-sz4kz
    @ZaydYordanos-sz4kz 7 หลายเดือนก่อน

    oh My Godness god bless you sister

  • @MahariHabte-ug7vh
    @MahariHabte-ug7vh 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ዘሓብተይ

  • @FilmonTsegezeab
    @FilmonTsegezeab 7 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ምሕረት የዉርደልኪ ዝሓፍተይ

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን ሓፍተይ

  • @FrehiwetAndemariam
    @FrehiwetAndemariam 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዝግኣብሄት ምረት የውርደልኪ

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 7 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉ኣጆኺ ፈጣሪ ምሕረት ከውርደልኪ ዩ።🎉🎉

  • @flowertsegay5654
    @flowertsegay5654 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዘገሪም ኣጆኪ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላኽ፡

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 7 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 7 หลายเดือนก่อน +3

    ብሕማም ጸወታ ስለ ዘየለ ምሕረት የውርደልኪ።
    ካብ ብዓል ሐዳር ምውላድ ግን ጌጋ ምኽንያቱ ንኹልኻ ጡዑም አይኮነን ካብ ክልተ ውለድ ከይትሕጎስ እዩ ነገሩ ደቂ አንስትዮ አሕዋተይ በጃኻትክን ካብ ብዓል ሐዳር አይትውለዳ።

  • @SeniteGebre
    @SeniteGebre 7 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የወሪደሊኪ

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 7 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚኸ ኣሎ ድዩ ዘገም ሕልኽላኽ ዋይ ሓፍተይ ምሕረትን ራህዋን ይፍጠረልኪ።

  • @muzitabrhale4696
    @muzitabrhale4696 7 หลายเดือนก่อน

    Ajoki zhafte Amlak tselalu yenbrelki🙏❤️❤️

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon8915 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጽግዒ ይኩንኪ ኣጆኪ ሓፍተይ

  • @RahelBeraki-fe8nm
    @RahelBeraki-fe8nm 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ajke habteyy nateyyy ezgbher ale ❤❤

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 7 หลายเดือนก่อน +11

    ምሕረት የወርደልኪ 🙏አጆኪ 🙏🏽🙏🏾🙏🏽🙏🏾

  • @eriloveyou2699
    @eriloveyou2699 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak mewxo yefterlki haftey nateyyy❤🙏❤

  • @yorsalemluolseged2696
    @yorsalemluolseged2696 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ewiyyy anes medhanita minegerkiwa

    • @bezalema6472
      @bezalema6472 7 หลายเดือนก่อน

      Entay eyu hmama mrdae abini????ngerya kea please tfeltyo tekonki

  • @desietmaekele
    @desietmaekele 7 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey mhret ywrdelki amlak yhagzki

  • @MehariteBerhe-xx9ce
    @MehariteBerhe-xx9ce 7 หลายเดือนก่อน

    እውይይ መብራህቲ ሓፍተይ ምሕረት። ይውርደልኪ

  • @wediselie7897
    @wediselie7897 7 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki habtey amlak msaki ykun 🙏

  • @rahmasiraj282
    @rahmasiraj282 7 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey mehret yewrdelki❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SemharAsghede
    @SemharAsghede 7 หลายเดือนก่อน

    Ajoki zehaftey egziabiher alo

  • @selamteklehaimanot687
    @selamteklehaimanot687 7 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher amlak mulu mhret yewrdelki haftey natey Ajoki

  • @asmeraeritrea2118
    @asmeraeritrea2118 7 หลายเดือนก่อน

    Egzabhier amlak yqre ygbereley ember,eza haftna zereba krdani aykalen.

  • @yoas5331
    @yoas5331 7 หลายเดือนก่อน

    Nimtay emo kab beal hadar welidki aygibrin, gin neti tienaki gin egziabiher misaki ykun

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 7 หลายเดือนก่อน +1

    mhret yewrdelki haftey. kulu nay amlak u. ajoki