ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ክፋል new eritrean orthodox church documentary part 1
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- © Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos
you tube www.youtube.co....
facebook www.youtube.co....
#Ethiopian_orthodox_Tewahdo_church #Eritrean_Orthodox_Tewahdo_church #Ethiopian_orthodo_Tewahdo_Church
#Eritrean_Orthodox_Tewahdo_church#Ethiopian_orthodo_Tewahdo_Church#Tigrinyia_mezmur_Orthodox_church #Ethiopian_orthodox_Tewahdo_church @datlove
Eritrea orthodox tewahdo ethiopian orthodox mezmur mariam ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur ethiopian orthodox sibket begena mezmur daniel kibret orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido ethiopian orthodox tewahedo tewahido church
ethiopian orthodox church seifu on ebs ethiopian news orthodox tewahido Debesey Mezmur Teahdo mezmur Addis Ababa Amharic Mezmur Tigrinya mezmur Ethiopian orthodox Eritrea orthodox
Ethiopian orthdox Mezmur orthodox Tewahdo Tewahdo Classical mezmur Donkey Tv show Sefu on ebs Ethopia Debesey orthodo Eri orthodox Non stop mezmur @datlove
ኣምላኽ ገድማትና ንበጽሓሉ ጊዜ የምጻልና
ኣቤት ትዕድልቲ ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ ነቦታትና እዉን እግዚእብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሃልወልና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከት የካፍለና
ክብር ሓዉና እግዚእብሔር የክብረልና እመ ብርሃን ዓስብካ ትክፈልካ ኩሎም ካምዙ ካማካ ተዝኮኑ🤲
ኣሜንንን ኣሜንንን እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም/ና❤ ትገዲስኩም ናይዚ በረኸት ተኻፈልቲ ክንከውን ስለዝገብርኩም ድማ ልባዊ ምስጋና ይኹንኩም❤ እግዝኣብሄር ድማ ብኣካል መጺና ክንባረኽ የብቅዓና ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣባ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላክ ኣብዛ ቅድስቲ ሃገርና ከይድና በረከት ናይ ገዳማትና ክንሳተፍ ኣምላክ ብጸግኡ ይሓልወና።ናይ ኩሎም ኣቦታትና ጻድቃናት በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና። ድያቆን ሓውና ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስገነካ በቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ኣብ ሌላ ገዳማትና ኣብ ጽጎማት ኣሕዋትና ደኪመ ከይበልካ ብትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ኣምላክ ኣብዚሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኣጆካ ንሕና ድማ እታ ዓቅምና ክንገብራ ዘለና ክንገብር ኣምላክ ይሓግዘና ሸር እንዳ ገበርና ድማ ከነዕብያ ኢና ከም ፍቃድ ኣምላክ።
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሔር በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና የሳትፈና: ገዳማትና ክንፈልጥ ክንከይድ እግዚኣንብሔር ይደግፈና::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና በረኸት ናይ ኣቦታትና ጸሎቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና ኣሜንንን።🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐
Amyen Amyen Amyen.
God Bless You 💯⛪️💖✝️🇪🇷
Tabarak
ምሕረት የውረደኩም እግዚአብሔር አስከ የሕዋተይ ገብረ መንፈስ ጸሎቶ አይፈለይኩም ንሃገርና ይባርክ እግዚአብሔር
ኣንቂዕ ብድሓን መጻእካ ቡሩኩ ሓወና ጽጋ ናይ ኣዝጋቤር የብዝሓልካ ኩሉ ጊዜ ኣየ ዝከታትልካ ብሃንቀውታ ክእ ይጽበየካ ቃለ ሂወት የስማዓልና ሰልቲ ኩሉ ትግበሮ ንመስግንካ ነዛ ድክመቲ ሓፈትኩም ኣብ ጽልትኩም ዝኩርኒ ደቂ ቀድስቲ በትክርስትያን
ኣሰይ ቃል ሂወት የስመኣና።ናይ ጋብር መንፈስ ቅዱስ ቐደም ምስ ኣባየይ ከይደ ።ብታዕሚ ርእሰይ ይሓምም ነረ ኣብ ኣብ አንዳ ጋብር ምስ ከድኩ ሓዊየ ። ክንደይ ከኣ ዝሃወዩ ብዓይነይ ርኤ አየ።ር።ሎሚ ዓመት ከኣ ምስ ደቐይ ድሕሪ 10 ዓመት ስደት ናብታ ብንሽቶይ ከለኩ ዝተሃጸብኩላ ዳግማይ ከይደ ብተኣሚ ትሓጉሰ ክብርን ምስጋናን ንእግዛብሄር ኣምላክ ይኩን።ብተኣሚ አየ ዝፈቶ ንጋብር መንፈስ ቕዱስን ገዳሙን ማጮሎትን።ከም ፍካድ ኣምላክ ከኣ ስደትና ሓጺሩ ብሰላም ሃገርና ተመሊስና ኩሉ ገዳማት ክንበጽሕ ቕዱስ ፍካዱ ይኩን ኣሜን።
ናይ አቦና ጸሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና👏 ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ
Berketom ybxehana Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ቃል ሕይወት የስማዓልና በረከት ቁዱሳን ኣቦታትና ይሕደረልና ካብ ስደት ተመሊስና ክንሳለም በረከት ክንካፈል በጸሎትኩም ዘክሩናን ኣቦታት
ጾምና ብሰላም ዘጀመረ ብሰላም የፈጽመና ፈጣሪ ኩሉ ዐለም።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኽቶምን ጸሎቶምን ናይ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ንኩልና ይሓልወና
አሜን አሜን አሜን አግዚአብሄር አምላክ ጸጉኡ የብዝሃልኩም
ናብ ገዳማትና ምብጻ የብቅዓና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት ያስመዐልና ናይ ቅድስን ኣቦታትና ጽሎቶምን ኣማላድናቶም አይፍለይና ብጣዕም ድስስስ ክብል ክብር ሓውና አስይይ
ከመይ ዕዱለኛታት ኢኩም ግን ኣሕዋተይ
እግዚአብሔር ይስጥልን የቅዱሳን አምላክ መድሃኒአለም ፀሙን በሰላም እንዳስጀመረን በሰላም ያስፈፅመን ከፀሞም በረከት ያድለን አሜን
በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ምሳና ይኩን ፡ገደማትና ይዓቅበልና ኣምላክ የቀንየልና ረድኤት ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
Amennn kale hiwet yesmalna xbuk agelglot hirut tv zemen agelglotkum ybarkelkum
ኣሜን ኣቦይ መዓረይ ምሕረታ ኣዝዩ ብዙሕ ዩ ሞ ረዲኤትካን ኣማላድነትካን ኣይፈለየና ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmalena berket abotatena ayfleyena kubr hawey ka egzabiher amlak yemsegn abet tedlti
ብሩክ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሓብኹም ፀሎትኩም አይጋደፈና❤❤❤🙏🙏🙏
Amen(3)🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmealn deacon
Amen
Amen amen, egziabher ybarkum, netom kdusan zekalilu kea ezi tmhrti kikonom ymne.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቁዱስ ጸጎምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ይኹን ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️💐💐💐🙏🙏🙏✝️✝️✝️💐💐💐🙏🙏🙏✝️✝️✝️💐💐💐
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና 👏
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና 👏👏👏❤❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋትና በረከቶም ረድኤቶም ጽሎቶም ጽገኦም ናይ ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን⛪⛪⛪ 🙏🙏🙏
Amen Bereketomn Redietomn ykfelena
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kuburat abotatey nay agelglot zemenkum ybarek kubur hawna ka amlak xegeu yebzhalka xolotomn bereketomn ayfeleyena
Amen amen amen kalehiwet yesmealna
Amen. Amen. Amen qalehiwet. Yesmalna
ስለቲ ኹሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዘይውዳእ ምሕረቱ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ጸሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ አቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ናይ ኣገሊግሎት ዘበነ ኣምላክ ጸጋ ይብዛሐልከም
+++እግዛቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ዘካፈልኩምና። በረከት ገዳማትናን ጽሎት ኣቦታትናን ኣይፍለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።+++
Amen berektom ms kulu hzbna yhderelna
amen amen amen
bereket nay qdusan abotat yekaflena
Amen Amen Amen 🙏🙏
Haweye kndey teadilkum amlak nezi qdusan gedamat nsatefelu nreyelu bereket nkafelelu mealti ymxealna❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏😭😭🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ናይ ብሓቃ ስላም ስላም አዩ ትስመዕና ክብርት ኣቦታትና ክብር ሓውና ዓስብኽም አዕዚዝ ይክፍለካም አግዚእብሔር አምላኽ
መርሓባ እንቃዕ ደሓን መጻኻ ብሩኽ ሓወይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
Amen amen amen ❤❤❤berektu nay abona ayfeleyna
Amenn bereketom ayfeleyena
Amien ((3)) qale hiwet yesmalen
You are doing great job let our people familiar with our all monasteries
Amen amen amen nkulna qal hiwet yesmalna Dyacon hawuna bhaqi xomna nay siret bereketn ygberelna yeqenyelna bruck hawey
ቃለ ህይወት ያስማዐልና ኣብታ ቅድስት ሃገር ኬድና በረከት ክንካፈል ፍቃድ ኣምላኽ ይኹን ናዓ
Amen("3...) Mhretu Yewrdelna...
bereketom ayefeleyena 🙏🙏🙏💒
Bereketkoum yekafelena
በረከቶም ናይ ኣቦና ኣውነ እድርያስ ይሕደረና ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
Amen Amen Amen
እግዚአብሔር ይመሰገን
አሜን አሜን አሜን በረከቶም አይፈለየና 🙏🙏🙏❤❤❤
AMEN kale hiwet ysmalna kexlo nfua hawna amlak xgau yebzhalka.
Amen.amen Amen
አሜን አሜን አሜን
🥰🥰DatLove🥰🥰
ሰላም ዲያቆን ዳት ሓውና እትሰደልና መንፈሳዊ መደባት ብጣዕሚ ኢና ነመግነካ እግዚኣብሔር ይሃበልና ቀጽሎ ። ሓደን እንኮን ካብ ኤርትራ እትፍኖ መንፈሳዊ ችነል እዛ'ናትካ ኢያ እሞ ሓደራ በርትዕ ንብለካ። ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት እውን እንተትውሰኩ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ከም እትገብሮ ውን በዓል ብዙሕ ተስፋ ኢየ። ብዝተረፈ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርክ ንበረኸት ኩን ዝሓወይ።
Amen amen amen bereket abotatnan gedamatnan ms kulna ykun neakum kea kemiu gerkum telalyuna zelekum fetari asbkum yhabku
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎት ቁድሳን ኣይፈለየናኣምላክ ጋብር መንፈስ ቁዱስ
ጋብር ደርዓንቶ መንደፈራ ምራይ ምእማን እዩ 'ሞ ርኣይዎ ብጽሕዎ ክትኣምኑ ኢኹም።
Amen qale hiwet yesmealna abona efrem
Amenn amen amenn bereketn redietn nayzom kdusan abotatna ayfeleyena
Idmen tinan yahabkum igzabher 🤲🤲🤲❤❤❤🙏🙏🙏
Amen
Amen(3) kale hiwet yesmealna kbur hawna xegue yebzhalka kemzi gerka bmkrabka senay neger eyu kdus kne yhzeka hagerna selam koynu tekafelti nayzi bereket ybelena fetari kulu alem
Bereketom nay kulom kudusan ayfeleyena
God bless you bro
ጸጋ በረከቶም ይኽፈለና ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ጻድቅ ❤።
አሜን አሜን አሜን በረኸቶምን ፀሎቶምን ናይ አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላሕና ይኹን።
❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
Amen amen amen💒❤️💒
ጸለቶምን በረኸቶም ኣይፈለየና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Bereketomn redietomn ykfelena kbur hawey eza mezmur nay mejemerta zela entay tbl abey knrekba nkel
Thanks
Thanks fish hawey
ኣብይ ዓዲ ይርከብ እግዚኣብሄርን ጹግኡ ይዓድለና🙏🙏🙏
ከባቢ መንደፈራ ደርዓንቶ ይብሃል
ብጣዕሚ ክርእዮ ዝምነ ዝነበርኩ ገዳም ኣቡነ ገብረ መንፈስቅዱስ ሒጅ ብሞባይል ዝርእዮ ዘለኩ ጽባሕ ድማ ብዓይነይ ክ ርእዮ ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዩ ብሩክ ሓወይ ቅውጽሎ ከምዚ ጌርካ ኣላልየና ኢዮ 42፥5 ብሰማዒት እዝኒ ብዛዕባካ ሰሚዐ ነይረ ሕጂ ግና ብዓይነይ ርእየ ኣለኩ
🙏🙏🙏❤💖
❤❤❤
Kemzi gedamat telo amxulna yhwatey
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ደስ ዘብል ገዳም እዩ ኣብይ እዩ ገነ
Amen Amen behaki yhewatey kale hiwet yesmalna Amlak
🙏🙏🙏
Gabr menfesqdus❤❤❤🙏
Qal hiwet ysmalna fetari edme tena hibu nnegdo ygberena
❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️
Temsgen amlaky nezi kuds gedamat zerakani nay kulom abotatna berktom ayfeleyna amen amen amen
Btaemi egzabier xegu yebzhalka zhawey
Kemey giere krekbeka ykel please
😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️
🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏❤❤⛪❤❤
🙏🙏🙏🙏❤🇪🇷
Bxelotom egziabher amlak ytearekena kem fkad amlak eza mezmur ab TH-cam ayrekebkuwon
Kemey yhwat xgau ybzhalku zbel kale gedamat aryuna
Cahiwet yesmalna Abona