ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቴሎፎን ኣባ ቦኽረ ሴት;-07527105 ቦታ ገዳም ኣቡነ ሴትጴጥሮስ ተኽለብርሃን 07667702 ቦታ ኣስመራመምህር ዮናስ ተስፋኣለም 07575122 ተሰነይ
ንሂሩት ቲቢ ቴሌፍንኩም ሀቡና
ናይ ገዳም ድየን ኩለን
@@user-hq4dn9zr7l 07618536
@@datlove የቐንየልና
Amen Amen Amen xeletomini bereketom ayfelenan naye abotatna❤❤❤❤❤❤❤❤
ድያቆን ዳት ሓውና፡ ስለቲ ትገብሮ ኣገልግሎት፡ ደኺመ ከይበልካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርና ዘሎ ገዳማትና ከተላልየና ምግባርካ፡ ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ። በረከት ኣቡነ ሴት ድማ ምስ ኩላትና ይኹን! ኣሜን!!
እግዚኣብሄር ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምስጋናን ይኩኖ ብጸሎት ኣቡነ ሴት ሓደ መዓልቲ ካብ ስደትና ተመሊስና በረከቶም ናይ ቁዱሳና ንካፈል ይግበረልና ,,,ዳት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጉዞካ ይደግፍካ ።❤❤❤❤❤❤❤
አቡነ እሴት አቦና አብ ስደት ዘለና ደቅኹም ሐልዉና ❤
ክብረት ይሃበልና ብሩካት ብዙሕ ገዳማትና ኢና ንፈልጥ ዘለና ኣምላካ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤😊
ናይ ብሓቂ እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
በጃኹም ይሕዋት ላይክ ከይ ገበርና ኣይንርኣዮ ኩሉ ነዚ ዓለም ዘይቲ ፈልጦ ድቂ ዝኾነ ገዳማትና ክርኦ ምእንት ❤❤❤
እንቋዕ ብሰላም ምጻእካ ሓወይ ናተይ፡ክብረት ይሃበልና ብእትገብሮ ዘሎኻ ዘይንፈልጦ ቅዱሳን ገዳማትና ክንፈልጥ ጌርካ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ጸጊኡ የብዛሓልካ።
ቃል ሂወት የስማዓልና ካብ ስድርት ተመሊስና ንነግዶ ይግንረና በረኸቶም ኣይፈለየና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤ቃለ ሂወት የስምዓልና 🇪🇷🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷❤️ብጸሎቶም ይሐልውልና እዛ ዓድና ብበረኸቶም የጽግቡልና ሐላል ሕዝቢ ሐላል መሬት
በረከት ናይ ኣቦና ሴት የካፍለና ብሩከይ ጽቡቅ በሓቂ ደስ ዘብል ፡❤❤ከም ፍቃድ ኣምላክ ናዛ መዝሙር ኢባ ኣብዚ link ግበረልና ሃደራ ሃወይ ስደደልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና❤❤❤😢😢😢
ክብረትይሀበልና በዚ ኩሉ ትገብርወ ዘለኩም ንዐና ንምፍላጥን ንምምሀርን ጎይታ ጸጉኡ የብዝሐልኩም አሜን
❤❤❤ ኣሜን ኣቡነ ሴት ጸሎቶም ምስኩላትና ይኩን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልናበረከት ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትናህዝቢ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤
ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ኣሎ ካልእውን ኮሙኡ ጌርኩም ኣፍልጥዎ ንዓኩም ድማ ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና ህዝበ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤
ኦ አምላከይ ሐግዘኒ ናብ ቁዱስ ቦታታትካ ክበፅሕ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ሓዉና ዲያቆን በርክት ጸሎትም ናይ ኣባና ሴት ኣይፈለየና ናሃገር ኤርትራ ኣምላኽ ይበርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቡነ ሴት ጽሎቶምን በርከቶ ኣይፊለየና ዳያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ይመስገን እዚ ታሪኽ ኣቢታትናን ገዳማትናን ክንርኢ ዝፈቀደልና መጺና ንሳለመሉ ግዜ የምጻልና በረከቶም ንክንሳተፍ ከኣ ዕሽርና ንክንህብ እግዚኣብሄር ይሓግዘና ኩቡር ሓውና ከኣ እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረልካ ናይ ሂወት ዘመንካ ይባረኽ።
hawey amlak msaka ykun yekenielna thanks zhawey ab xolotka zekrena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በርኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይ ፈለየና ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታይን ይኩንብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ገዳማትና ተላልዩና ዘለኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልኩም ናዓና ካኣ ካብ'ዚ ናይ ስደት ጥፋኣት ተመልስና ገዳማትና እንበጻሓሉ ከብቃዓና ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ❤❤❤
Nay kudus abune Siet bereket yhderena Amen amen amen kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
❤❤ Eritrean Orthodox tewahdo live forever ❤❤❤
ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ መረት ዓደይ ሪኤ ቂዲሚ 10 ኣመት ዱገደፉኩዎ መሬት ዓዲናን ወለዲናን ሪኤዮ ኦ ኣምላኽ መሬት ዓደይን ስዲራይን ኪተሪኤኒ እላበወካ ሰላምታይ ናዓኹም ካብ Paris❤
ድያቆን ብሓቂ ምስጋና ይግብኣካ እዩ፡ ከምዚ ገርካ ንገዳማት ሃገርና ስለተላልየና ዘሎኻ ዝድነቕ እዩ። እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ፡ ንሕና እዞም ኣብ ርሑቕ ዘሎና ድማ ነዚ ገዳማት ንምብጻሕ እግዚአብሔር ይፍቀደልና።
ኣሜን በረኸት ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና ገዳማትናን ታሪኽ ኣቦታትና ንኽንፈልጥ ደኺምና ከይበልኩም እትገብርዎ ዘለኹም መንፈሳዊ ስራሕ እግዚኣቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለይና ❤ ብሓቂ አነሲ ናፈቀ ዓደይ ሰደት 😢
እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን ነዚ ዘርኣየና ፡ በረከት ናይ ኣቡነ ሴት ይሕደረና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ነዚ ዝገበርኩም
ድያቆን ዳት ሓውና ስለ ቲ ክንደይ መስገደላት ዘለዎ ጉዕዞ እናተጋዕዝካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርርና ዘለዉ ገዳማትና ከላልየናን በረኸት ከተካፍለናን ምኽኣልካ፡ እግዚኣብሄር ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካን ኣዕዚዙ ይባርኽካን ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካን ❤❤❤
እድመን ትዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ብሰላም ኣዲና ተመሊስና ገዳማት ኣድና ንርኢ ይገበረልና
አሜን ❤ጸሎቶምን በረከትምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣልና በርከት ናይ ቅድሳን ሚስ ኩላትና ይኩን❤❤❤
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት አቦታትና🙏ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሴት በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎትን በረኸትን ናይ አቡነ ሴት አፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ በረኸት አቡነ ሴት የካፍለና፡ከምዚ ገርካ ገዳም አቡነ መርቆሬዎስ ደብረ ድምኅ ከተቕረብልባ ብተስፋ ንጽበየካ።
ድያቆን ሓወይ እግዛቢሀር ጸጋ በረኸቱ ይዓድልካ እዚ ኩሉ ቅዱስ ገዳማት ክንፈልጥ ዝገበርካ ብጸሎቶን ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና በረከቶም ንካፈል ይግበረና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ናይ ቁድሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና⛪️🙏✝️
ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤ዲያቆን ሓውና ድማ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ክቡር ሓው.
ጸሎቶም,በረከቶም,አይፈለየና🙏🙏🙏
ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ፡ ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ኣቦታትና በረከት ይሕደረና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከት ቁዱሳኣን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ❤❤❤
ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንንን ጸሎትን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ንዘልኣለም ጸኒዑ ይንበረልና ኣዳላውቲ እዚ መደብ ድማ ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ዝተረፈ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ዓበይቲ ሊቃውንት ሃገርና ክተምጽኡልና ድማ ብትሕትና ንሓትት ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኩም ኣሓትኩም ከምዚ ጌርኩም ክተላልዩና ገዳማት ሃገርና ሓደራ ንብል ክሳብ መጺና ንርእዮ በረከት ገዳማትና በዚ ክንካፈል፡ መታን
ኣቡነ ሴት ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምሰጋናን እግዚኣብሔር ኣምላክና🙏🙏💕
ኣሚን በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ seyt ይህደረና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም
በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና
ፀግኡ የብዛሐልካ አርያም ዓይላ ከም እዉን እንዳ አቡነ ዮናስ ስለዘርአኻና በረኸት ረኺብና ተመሪቅና ስለዝኾና ቀፅሎ በጃኻ ❤
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት ❤❤❤❤
My Orthodox forever አሜን 🙏 በረኸቶምን ፀሎቶም አይፈለይና
ጸሎቶም በረከቶም የከፊልና
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት።
Amen (3) kale hiwet yesmealna D.hawna zemen agelglotka egzabher amlak ybark xelotomn berketomn nay awne set ms kulu hzbe krstian ykun amen
Amen Amen Amen God bless you guys Thanks ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕
እግዚኣቢሀር ጽጉኡ የብዝሃልካ ክመይ ጌርና እዚ መጽሃፍ ክንእዝዞ ንኽእል ኣብ ሆላንዲ ኢየ ዘለኩ ብጃኩም
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ሓዉና ❤
አሜን አሜን አሜን በረኸት ቀዱሳን አቦታትና ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
❤ በረከት ቁዱሳን ኣይፍለየና!። ዓስቢ ቁዲሳን የብዛሓልኩም ኣምየን።
ጾሎትን ረዲኤትን አቡነ ሴት አብ ኩላትና ይኹን አሜን ዓይንልቦናና ይኽፈተልና ግቡእና ከነማልእ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
አሜን አሜን አሜን በረከታቸዉ ይደርብን
በረከት ናይ ኣቦና ሴት ይሕደረና ፡ኢዚኣ መዝሙር ስደደልና ድያኮን ሓውና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብረከቱን ረዲ አቱ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen bereketom ayfeleyena❤❤❤
እልልልልል ነዚ ዘርአኻኒ አምላኸይ
Kibret yhabelna Diyakon Dat hawna, Ezgabiher xegu yebyelkum, xelotomn bereketomn nay qudusan Abotatna ayfeleyena Amen Amen Amen
bereketomn rediatomn ms kulna ykun
Aseyyy beal dat yonas hawna kulkum egziabiher xegu yebzhalkum
Thanks!
እግዚኣብሄር ኣብዝሑ ይሃብኩም የቕንየልና።
Amen amen amen bereketom ayfelyena
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Xolotomun bereketomun nay abune set ayfeleyena
Amen Amen Amen 🙏 yegeberilna hawey ...be nafekot kidusan moytnaaa.
Amen Amen Amen Berketom xelotom Ayfelyena 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🇪🇷🕊️🌿
amen amen amen kal hiwet yesmalna abuna siet xletom ms kuluna ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen kal hiwet yesmealna kab bereketkum ykfelena sdetna yhxrelna neakum yemaslena neana ndukumat yehwatkum ab xelotkum zekurna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asey asey. asey haymanotna wetru nhalu hzbi christian🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏
Amen amen amen bereketomn redeatomn ms kulatna ykun
AMEN AMEN AMEN THEIR BLESSINGS &PRAYERS UPON US God bless you more dear brothers ❤🙏👏💕🌍🌏🌴💕👏🌴
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amlak qdusan ybarkum btgebrwo agelglot egziabhier yhegzkum❤❤❤
kal hiwet yesmalna ezgabiher amlak ybarka
Amen amen amen berkotom xolotom ayfelyna
በረከት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩለና ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot kudusan abotatna ayfeleyena
Aseyyyyy des zbil bereketkum yhderena
❤ dyakon hawuna edmen tenan yhabka bikemey kensefu nik nab Asmara dyu please nigerena ne bereket
Amen amen amen haweay natey 🙏💃✈️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙💙💙
Edmen tenan yhabkum yehwatey mearey ❤❤❤
Amen Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna kbur hawena
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum
Qale hiwet yesmeana zmarie melaekt yesmeana diaqon bereketom ykaflena
Amen amen amen bereket nay abona set ms kulinay ykun nakum ka xegan tinan yhabkum fetari
Amen Amen Amen berketkum yihderena abune sem aboy
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna bereketom yhderena
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜንይትባረክ እግዚአብሔር አምላከ አበዊነሰላም ዲያቆን ሓውና ሰለ እቲ ገዳማት ሃገርናን ታሪኽ ቅዱሳን ብምልላይን ምንጋር እትገብሮ ፃዕሪ እግዚአብሔር ይሃበልና ።እና አመስገንኩ እየ፣ከም ሓሳብ ድማ ምስ ሠናይ ይቕረታኡአብ ሃገርና ዝርከብ ናግራን ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ አሎ እሞ አብቲ ከባቢ ዝርከባ ገዳማት እንተ ሃልየን ሰንደልና ወይውን ጥንታውያን አብያተ ክርስቲያናት እንተ ሃልየን፣ ሓደራ ክብል እፈቱ።በረኸት ናይ አቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን። ወስብሐት ለእግዚአብሔር አሜን
ጽሎቶምን ብረክቶምን ምስ ክልና ይክን
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll Amen amen amen Beret nay qudsan abotatna ykfelena Nhawna ka xega ab resi xega yebzhalka Keythalelka qexlo zhaweybuzuh asbi aleka maarey ❤❤️❤️🙏🙏🙏
ቴሎፎን ኣባ ቦኽረ ሴት;-07527105 ቦታ ገዳም ኣቡነ ሴት
ጴጥሮስ ተኽለብርሃን 07667702 ቦታ ኣስመራ
መምህር ዮናስ ተስፋኣለም 07575122 ተሰነይ
ንሂሩት ቲቢ ቴሌፍንኩም ሀቡና
ናይ ገዳም ድየን ኩለን
@@user-hq4dn9zr7l 07618536
@@datlove የቐንየልና
Amen Amen Amen xeletomini bereketom ayfelenan naye abotatna❤❤❤❤❤❤❤❤
ድያቆን ዳት ሓውና፡ ስለቲ ትገብሮ ኣገልግሎት፡ ደኺመ ከይበልካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርና ዘሎ ገዳማትና ከተላልየና ምግባርካ፡ ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ።
በረከት ኣቡነ ሴት ድማ ምስ ኩላትና ይኹን! ኣሜን!!
እግዚኣብሄር ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምስጋናን ይኩኖ ብጸሎት ኣቡነ ሴት ሓደ መዓልቲ ካብ ስደትና ተመሊስና በረከቶም ናይ ቁዱሳና ንካፈል ይግበረልና ,,,ዳት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጉዞካ ይደግፍካ ።❤❤❤❤❤❤❤
አቡነ እሴት አቦና አብ ስደት ዘለና ደቅኹም ሐልዉና ❤
ክብረት ይሃበልና ብሩካት ብዙሕ ገዳማትና ኢና ንፈልጥ ዘለና ኣምላካ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤😊
ናይ ብሓቂ እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
በጃኹም ይሕዋት ላይክ ከይ ገበርና ኣይንርኣዮ ኩሉ ነዚ ዓለም ዘይቲ ፈልጦ ድቂ ዝኾነ ገዳማትና ክርኦ ምእንት ❤❤❤
እንቋዕ ብሰላም ምጻእካ ሓወይ ናተይ፡ክብረት ይሃበልና ብእትገብሮ ዘሎኻ ዘይንፈልጦ ቅዱሳን ገዳማትና ክንፈልጥ ጌርካ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ጸጊኡ የብዛሓልካ።
ቃል ሂወት የስማዓልና ካብ ስድርት ተመሊስና ንነግዶ ይግንረና በረኸቶም ኣይፈለየና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤ቃለ ሂወት የስምዓልና 🇪🇷🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷❤️ብጸሎቶም ይሐልውልና እዛ ዓድና ብበረኸቶም የጽግቡልና ሐላል ሕዝቢ ሐላል መሬት
በረከት ናይ ኣቦና ሴት የካፍለና ብሩከይ ጽቡቅ በሓቂ ደስ ዘብል ፡❤❤
ከም ፍቃድ ኣምላክ ናዛ መዝሙር ኢባ ኣብዚ link ግበረልና ሃደራ ሃወይ ስደደልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና❤❤❤😢😢😢
ክብረትይሀበልና በዚ ኩሉ ትገብርወ ዘለኩም ንዐና ንምፍላጥን ንምምሀርን ጎይታ ጸጉኡ የብዝሐልኩም አሜን
❤❤❤ ኣሜን ኣቡነ ሴት ጸሎቶም ምስኩላትና ይኩን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
በረከት ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና
ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤
ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ኣሎ ካልእውን ኮሙኡ ጌርኩም ኣፍልጥዎ ንዓኩም ድማ ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤ጾሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና ህዝበ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤
ኦ አምላከይ ሐግዘኒ ናብ ቁዱስ ቦታታትካ ክበፅሕ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ሓዉና ዲያቆን በርክት ጸሎትም ናይ ኣባና ሴት ኣይፈለየና ናሃገር ኤርትራ ኣምላኽ ይበርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቡነ ሴት ጽሎቶምን በርከቶ ኣይፊለየና ዳያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ይመስገን እዚ ታሪኽ ኣቢታትናን ገዳማትናን ክንርኢ ዝፈቀደልና መጺና ንሳለመሉ ግዜ የምጻልና በረከቶም ንክንሳተፍ ከኣ ዕሽርና ንክንህብ እግዚኣብሄር ይሓግዘና ኩቡር ሓውና ከኣ እግዚኣብሄር ጽላሉ የንብረልካ ናይ ሂወት ዘመንካ ይባረኽ።
hawey amlak msaka ykun yekenielna thanks zhawey ab xolotka zekrena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በርኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይ ፈለየና ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታይን ይኩን
ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ገዳማትና ተላልዩና ዘለኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልኩም ናዓና ካኣ ካብ'ዚ ናይ ስደት ጥፋኣት ተመልስና ገዳማትና እንበጻሓሉ ከብቃዓና ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ❤❤❤
Nay kudus abune Siet bereket yhderena
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna ❤❤❤
❤❤ Eritrean Orthodox tewahdo live forever ❤❤❤
ናይ ባሓቂ ታሓጉሰ መረት ዓደይ ሪኤ ቂዲሚ 10 ኣመት ዱገደፉኩዎ መሬት ዓዲናን ወለዲናን ሪኤዮ ኦ ኣምላኽ መሬት ዓደይን ስዲራይን ኪተሪኤኒ እላበወካ ሰላምታይ ናዓኹም ካብ Paris❤
ድያቆን ብሓቂ ምስጋና ይግብኣካ እዩ፡ ከምዚ ገርካ ንገዳማት ሃገርና ስለተላልየና ዘሎኻ ዝድነቕ እዩ። እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ፡ ንሕና እዞም ኣብ ርሑቕ ዘሎና ድማ ነዚ ገዳማት ንምብጻሕ እግዚአብሔር ይፍቀደልና።
ኣሜን በረኸት ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሴት ኣይፈለየና
ገዳማትናን ታሪኽ ኣቦታትና ንኽንፈልጥ ደኺምና ከይበልኩም እትገብርዎ ዘለኹም መንፈሳዊ ስራሕ እግዚኣቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለይና ❤ ብሓቂ አነሲ ናፈቀ ዓደይ ሰደት 😢
እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን ነዚ ዘርኣየና ፡ በረከት ናይ ኣቡነ ሴት ይሕደረና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ነዚ ዝገበርኩም
ድያቆን ዳት ሓውና ስለ ቲ ክንደይ መስገደላት ዘለዎ ጉዕዞ እናተጋዕዝካ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገርርና ዘለዉ ገዳማትና ከላልየናን በረኸት ከተካፍለናን ምኽኣልካ፡ እግዚኣብሄር ዓስቢ ቁዱሳን ይኽፈልካን ኣዕዚዙ ይባርኽካን ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካን ❤❤❤
እድመን ትዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ብሰላም ኣዲና ተመሊስና ገዳማት ኣድና ንርኢ ይገበረልና
አሜን ❤ጸሎቶምን በረከትምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣልና በርከት ናይ ቅድሳን ሚስ ኩላትና ይኩን❤❤❤
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤
አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት አቦታትና🙏
ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ሴት በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎትን በረኸትን ናይ አቡነ ሴት አፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ በረኸት አቡነ ሴት የካፍለና፡
ከምዚ ገርካ ገዳም አቡነ መርቆሬዎስ ደብረ ድምኅ ከተቕረብልባ ብተስፋ ንጽበየካ።
ድያቆን ሓወይ እግዛቢሀር ጸጋ በረኸቱ ይዓድልካ እዚ ኩሉ ቅዱስ ገዳማት ክንፈልጥ ዝገበርካ ብጸሎቶን ከኣ ካብ ስደት ተመሊስና በረከቶም ንካፈል ይግበረና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ናይ ቁድሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና⛪️🙏✝️
ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ❤❤❤
ዲያቆን ሓውና ድማ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ክቡር ሓው.
ጸሎቶም,በረከቶም,አይፈለየና🙏🙏🙏
ኣምላኽና ክብሪ ይኹኖ፡ ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ኣቦታትና በረከት ይሕደረና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከት ቁዱሳኣን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ❤❤❤
ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንንን ጸሎትን ኣማላድነትን በረከትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሴት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ንዘልኣለም ጸኒዑ ይንበረልና ኣዳላውቲ እዚ መደብ ድማ ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ዝተረፈ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ዓበይቲ ሊቃውንት ሃገርና ክተምጽኡልና ድማ ብትሕትና ንሓትት ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኩም ኣሓትኩም ከምዚ ጌርኩም ክተላልዩና ገዳማት ሃገርና ሓደራ ንብል ክሳብ መጺና ንርእዮ በረከት ገዳማትና በዚ ክንካፈል፡ መታን
ኣቡነ ሴት ነዚ ዘርኣየና ክብረን ምሰጋናን እግዚኣብሔር ኣምላክና🙏🙏💕
ኣሚን በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ seyt ይህደረና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም
በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ሴት ኣይፈለየና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና
ፀግኡ የብዛሐልካ አርያም ዓይላ ከም እዉን እንዳ አቡነ ዮናስ ስለዘርአኻና በረኸት ረኺብና ተመሪቅና ስለዝኾና ቀፅሎ በጃኻ ❤
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት
❤❤❤❤
My Orthodox forever አሜን 🙏 በረኸቶምን ፀሎቶም አይፈለይና
ጸሎቶም በረከቶም የከፊልና
በረከት ረድኤት ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሴት።
Amen (3) kale hiwet yesmealna D.hawna zemen agelglotka egzabher amlak ybark xelotomn berketomn nay awne set ms kulu hzbe krstian ykun amen
Amen Amen Amen God bless you guys Thanks ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕
እግዚኣቢሀር ጽጉኡ የብዝሃልካ ክመይ ጌርና እዚ መጽሃፍ ክንእዝዞ ንኽእል ኣብ ሆላንዲ ኢየ ዘለኩ ብጃኩም
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ሓዉና ❤
አሜን አሜን አሜን በረኸት ቀዱሳን አቦታትና ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
❤ በረከት ቁዱሳን ኣይፍለየና!። ዓስቢ ቁዲሳን የብዛሓልኩም ኣምየን።
ጾሎትን ረዲኤትን አቡነ ሴት አብ ኩላትና ይኹን አሜን ዓይንልቦናና ይኽፈተልና ግቡእና ከነማልእ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
አሜን አሜን አሜን በረከታቸዉ ይደርብን
በረከት ናይ ኣቦና ሴት ይሕደረና ፡ኢዚኣ መዝሙር ስደደልና ድያኮን ሓውና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብረከቱን ረዲ አቱ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen bereketom ayfeleyena❤❤❤
እልልልልል ነዚ ዘርአኻኒ አምላኸይ
Kibret yhabelna Diyakon Dat hawna, Ezgabiher xegu yebyelkum, xelotomn bereketomn nay qudusan Abotatna ayfeleyena Amen Amen Amen
bereketomn rediatomn ms kulna ykun
Aseyyy beal dat yonas hawna kulkum egziabiher xegu yebzhalkum
Thanks!
እግዚኣብሄር ኣብዝሑ ይሃብኩም የቕንየልና።
Amen amen amen bereketom ayfelyena
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Xolotomun bereketomun nay abune set ayfeleyena
Amen Amen Amen 🙏 yegeberilna hawey ...be nafekot kidusan moytnaaa.
Amen Amen Amen Berketom xelotom Ayfelyena 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🇪🇷🕊️🌿
amen amen amen kal hiwet yesmalna abuna siet xletom ms kuluna ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen kal hiwet yesmealna kab bereketkum ykfelena sdetna yhxrelna neakum yemaslena neana ndukumat yehwatkum ab xelotkum zekurna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asey asey. asey haymanotna wetru nhalu hzbi christian🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏
Amen amen amen bereketomn redeatomn ms kulatna ykun
AMEN AMEN AMEN THEIR BLESSINGS &PRAYERS UPON US God bless you more dear brothers ❤🙏👏💕🌍🌏🌴💕👏🌴
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amlak qdusan ybarkum btgebrwo agelglot egziabhier yhegzkum❤❤❤
kal hiwet yesmalna ezgabiher amlak ybarka
Amen amen amen berkotom xolotom ayfelyna
በረከት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩለና ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot kudusan abotatna ayfeleyena
Aseyyyyy des zbil bereketkum yhderena
❤ dyakon hawuna edmen tenan yhabka bikemey kensefu nik nab Asmara dyu please nigerena ne bereket
Amen amen amen haweay natey 🙏💃✈️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙💙💙
Edmen tenan yhabkum yehwatey mearey ❤❤❤
Amen Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna kbur hawena
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum
Qale hiwet yesmeana zmarie melaekt yesmeana diaqon bereketom ykaflena
Amen amen amen bereket nay abona set ms kulinay ykun nakum ka xegan tinan yhabkum fetari
Amen Amen Amen berketkum yihderena abune sem aboy
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna bereketom yhderena
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን
ይትባረክ እግዚአብሔር አምላከ አበዊነ
ሰላም ዲያቆን ሓውና ሰለ እቲ ገዳማት ሃገርናን ታሪኽ ቅዱሳን ብምልላይን ምንጋር እትገብሮ ፃዕሪ እግዚአብሔር ይሃበልና ።እና አመስገንኩ እየ፣
ከም ሓሳብ ድማ ምስ ሠናይ ይቕረታኡ
አብ ሃገርና ዝርከብ ናግራን ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ አሎ እሞ አብቲ ከባቢ ዝርከባ ገዳማት እንተ ሃልየን ሰንደልና ወይውን ጥንታውያን አብያተ ክርስቲያናት እንተ ሃልየን፣ ሓደራ ክብል እፈቱ።
በረኸት ናይ አቡነ ሴት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን።
ወስብሐት ለእግዚአብሔር አሜን
ጽሎቶምን ብረክቶምን ምስ ክልና ይክን
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll
Amen amen amen
Beret nay qudsan abotatna ykfelena
Nhawna ka xega ab resi xega yebzhalka
Keythalelka qexlo zhawey
buzuh asbi aleka maarey ❤❤️❤️🙏🙏🙏