Eritrea music Abraham Afewerki - Teadile/ተዓዲለ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • Eritrea music Abraham Afewerki - Teadile/ተዓዲለ
    Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

ความคิดเห็น • 449

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 ปีที่แล้ว +345

    ☆☆☆ ንስኺ ሓላለይ ☆☆☆
    *ተዓዲለ*
    ናይ ጸገመይ ራህዋ መልኣኸይየ
    ናይ ሚስጥረይ ቆፎ ኣካለይየ
    ኣንቲ ምሉእ ሂወተይ ዝሃረይየ
    ሸናዕ መባህልተይ ብጸይተይየ
    ውዕለትኪ ከቢድ እዩ … ሚዛን ዘይርከቦ
    ወትሩ ኣመስጊነ … ወዲሰ ዘይጸግቦ
    ክበርለይ ደኣ ሓንቅቕለይየ
    ኣለኹልኪ ኣነ ባዕለይየ።
    ሕስብ እንተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር
    ኩሉ ኣይከልኣካን እዩ ዓቕሊ ጥራሕ እምበር
    ክብሉ እሰምዕ ነይረ ጥዑም ክበጽሓኒ ተመንየዮ
    ለካ ዓጋቲ የለን ዕድለይ ምስሃበኒ ርእየዮ።
    ከማይ ዘይረኸቡ ፍቕሪ ዘይሰለጦም
    ዓንጋሊት ራህራሂት ከማኺ ይፍጠረሎም
    ከማኺ ዝረኸበ እንታይ ከይጎድሎ
    ዝመጸ እንተመጸ ንሂወት ይበሎ
    ከማኺ ዝረኸበ እንታይ ከይጎድሎ…ጎድሎ
    ዝመጸ እንተመጸ ንሂወት ይበሎ…ይበሎ።
    ናይ ጸገመይ ራህዋ መልኣኸይየ
    ናይ ሚስጥረይ ቆፎ ኣካለይየ
    ኣንቲ ምሉእ ሂወተይ ዝሃረይየ
    ሸናዕ መባህልተይ ብጸይተይየ
    ውዕለትኪ ከቢድ እዩ … ሚዛን ዘይርከቦ
    ወትሩ ኣመስጊነ … ወዲሰ ዘይጸግቦ
    ክበርለይ ደኣ ሓንቅቕለይየ
    ኣለኹልኪ ኣነ ባዕለይየ።
    ሕስብ እንተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር
    ኩሉ ኣይከልኣካን እዩ ዓቕሊ ጥራሕ እምበር
    ክብሉ እሰምዕ ነይረ ጥዑም ክበጽሓኒ ተመንየዮ
    ለካ ዓጋቲ የለን ዕድለይ ምስሃበኒ ርእየዮ።
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃረይ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃር
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃረይ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃር
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድል
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃረይ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃር
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃረይ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ፈቃር
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ኣነስ ተዓዲለ ኣነስ ተዓዲለ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ ሓላለይ ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ ሓላለይ
    ንስኺ … ፈቃርርርር….።
    ብስነ ጥበባዊ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ
    ============//==============
    ግጥሚ-ኣኽሊሉ-ተስፋጽዮን።

  • @danielbrhane4924
    @danielbrhane4924 3 ปีที่แล้ว +92

    2024ትስምዕዋ ዝልክም ኢትክም ንልዓሊ.

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 ปีที่แล้ว +4

      ata nbreham dea mealtawi eye zsemo endi enber kemay xlul yeln babrsh alem godelo elwo endi baelu

    • @danielbrhane4924
      @danielbrhane4924 ปีที่แล้ว

      @@amanoneloves2506 አነ-ውን ከመኻ እየ።

    • @LwamGirmay-dg7uz
      @LwamGirmay-dg7uz 4 หลายเดือนก่อน

      ☝☝✌❤❤

    • @YoditBahre
      @YoditBahre 2 หลายเดือนก่อน

      alena nay abrham dea mewael ina knsemmo

    • @BiniBini-t9p
      @BiniBini-t9p หลายเดือนก่อน

      Alena 😢🎉🎉🎉🎉

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam5864 5 ปีที่แล้ว +138

    *ተስፋ ህይወተይ መላሲ ልበይ!*
    *እመኑኒ ወዲ እንተ ወሊደ ኣብርሃም ክብሎ‘የ።*

    • @erinet_info
      @erinet_info 3 ปีที่แล้ว +1

      yes

    • @fanielatoy9445
      @fanielatoy9445 2 ปีที่แล้ว +1

      Waww xbuk menyot fetari yadlka

    • @Meronteklia-rm9mg
      @Meronteklia-rm9mg ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤

    • @mussiefshaye8203
      @mussiefshaye8203 4 หลายเดือนก่อน

      ane wala meblkuwo naye gen agtami sedray kelta sheam hebamune enber ❤❤❤

    • @daniberhane8140
      @daniberhane8140 3 หลายเดือนก่อน

      ሽም ጥራይ ዘይኮነ ከም ኣብርሃም ኣዝዩ ብልጽ ክትገብሮ ኣለካ❤❤

  • @يونسأحمد-غ7ك
    @يونسأحمد-غ7ك 4 ปีที่แล้ว +33

    ኣብርሽ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ!
    ንዓይ ካብ ዓለም ቀዳማይ ኢኻ!
    ካብ ትግራይ

  • @menkemgzye673
    @menkemgzye673 5 ปีที่แล้ว +25

    ኣነስ ኣይተዓደልኩን ኣብሪሽ ሓወይ ንስካ ዘይብሉ መንብሮ ኮይኑ ። ኩሉ ግዝየ ደርፍኻ እናሰማዕና ነማርርን ንሕጎስን ኣለና ኣብ ገለ እዋን ንውሽጥኻ ዝገልጹ ደርፍታታካ ወሊዕና ነማርር ኣብ ገለ እዋን ድማ ንውሽትና ዘተስፍዉ እና ሰማዕና ተስፋ ንገብርን ንሕጎስን

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +279

    ንስካ ሓላል
    ንስካ ፈቃር
    ንስካ ለዋህ
    ንስካ ሕልና
    ንስካ መምህር
    ንስካ ሂወት
    ንሕናስ ተዓዲልና
    ንጉስ ዕድልና '
    ኣብርሸይ መለይ
    ነቢዐ በቃ

    • @jddbxx4445
      @jddbxx4445 5 ปีที่แล้ว +6

      💟💖💕💔💓💜💛💚💗💝💘💞💞💟

    • @erilove6277
      @erilove6277 4 ปีที่แล้ว +5

      I Love you Abraham

    • @blchanel7599
      @blchanel7599 4 ปีที่แล้ว +1

      Ane wala nebiaaa sami boyyyy
      Beqa halalna abrishey

    • @nicoletabuta9068
      @nicoletabuta9068 4 ปีที่แล้ว +2

      Abrisch feqer

    • @wediyesus4421
      @wediyesus4421 4 ปีที่แล้ว

      0

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +63

    ከም ማይ ንግሆ ኣብርሸይ ኩሉ ፈታዊኻ እንታይ እስከ ክውድሶ ገለ ይብል ምሽ ቃላት ከይውሕደኒ ደው የ ዝብል።
    Love forever

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +309

    ኣታ ኡይ ዶ ክብል ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ ምጻር ሲኢነዮ ትሩፍ እዛ ዓለም እዚኣ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ 😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🇪🇷

    • @danitadesse478
      @danitadesse478 5 ปีที่แล้ว +5

      euy eske bel asmani kkk

    • @tesfaeusnqey1615
      @tesfaeusnqey1615 5 ปีที่แล้ว +15

      Dani tadesse senef abkndi mtsnnae si yewi tbl

    • @hiruherani7544
      @hiruherani7544 5 ปีที่แล้ว +3

      😭😭😭😭😭

    • @tijitiji4532
      @tijitiji4532 4 ปีที่แล้ว +2

      ane alku kulu gize ኡኡኡኡኡኡይይይይይይይzbl zeftwo seb msaankwo nayabrahm zgbzen znebere fkad amlak kab kones mngste semay yewarskum ksb nab natkum sfra zrekba

    • @tijitiji4532
      @tijitiji4532 4 ปีที่แล้ว +1

      ayzoh wendm

  • @erinet_info
    @erinet_info 4 ปีที่แล้ว +84

    170 ኮመንቲ ኣሕ እዋይ ጽበቅ ዘይንፈቱ ንሕና ኣብዞ ናይ ሎሚ ደረፍት ከኣ 1000+2000 ኮመንቲ እሞ ከኣ ኣይ ካብ ግጥሚ ዜማ

    • @limorgimor7325
      @limorgimor7325 3 ปีที่แล้ว +2

      💔🥲

    • @awettsegay2962
      @awettsegay2962 ปีที่แล้ว +1

      Nay Behaqi aezana kabti naybehaqi mesma waxaei cherbahbah qumnager zaybelay derfetat mesme koynu ember nekulu geza nebari zekona serah sarihom eyom halifom kulu geza kea ablebna alewo

    • @merhawiermias687
      @merhawiermias687 ปีที่แล้ว

      @@awettsegay2962 nay bahaqi kulu gzie ab lbna

    • @mavigoshu9170
      @mavigoshu9170 ปีที่แล้ว

      NAy bhaki lilu keman comment yicumutu abrsh may 🤴❤king

    • @Habtegarsemere
      @Habtegarsemere ปีที่แล้ว

      Egerm eu

  • @EGAN-ir1wr
    @EGAN-ir1wr 4 ปีที่แล้ว +18

    እወይ አብርሃመይ ትዝታይ ብእለተ
    29/10/2001 ስነ ዝመጸ ይምጻ
    እዛ ማዓልቲ ሕጉስቲ ነይረ አይርሳዕን
    መቀለ ❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    29EG&#$@Neamen

  • @erinet_info
    @erinet_info 4 ปีที่แล้ว +16

    ንስካ ሓላል
    ንስካ ለዋህ
    ንስካ ፈቃር
    ንስካ መምህር
    ንስካ ኣቦ
    ንስካ ኩሉ
    ዓለም ጨካን ምኳና ምስ ፈለጥኩ ግን ኩሉ ረሲዐዩ ነዓካ ግን ክሳብ ብሄወት ዘለኩ የ ክዝክረካ እትምንታስ ኣብ ዝወድቀሉ ናይ ተስፋ ቃላትካ፣ ኣብ ዝሓዝነሉ ንጽባሕ ዝብሉ ቃላትካ ኳታስ ኩሉ እንትናካ ኣይክርሰዓካን የ ኣብራሃም ኣቦ ፍቅሪ ዜማ ነዓካዩ ኩሉ ተዘይ ዌሕድካ። መምህር ኤካ ኣቡ ኩሉና።

  • @teklmaryamhabteab7879
    @teklmaryamhabteab7879 5 ปีที่แล้ว +38

    መርሓባ መምህር ሂወት 😭👍✝️😭♥️👍😭

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +27

    ሓስብ ተበሉዎ ናይ ፈጣሪ ነገር ኩሉ ኣይከለኣካን 'ዩ ዓቅሊ ጥራሓ እንበር aberhmo 😘👍🙏🙏

  • @cesc6982
    @cesc6982 5 ปีที่แล้ว +48

    "ሕስብ ተበልኩዎ ናይ ፈጣሪ ነገር ፡ኩሉ ኣይከሊኣካን'ዩ ዓቅሊ ጥራሕ እምበር."

  • @sdddsddd5768
    @sdddsddd5768 5 ปีที่แล้ว +17

    ኣታ አብርሃም ዶ ይሞት ኣቱም ኤርትራውያን ንኢሳያስ ስቅ ኢልኩም ትሪእዎ ኣለኹም ናብ ባሕሩ ከይተእትዉዎ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ

    • @tesfa4514
      @tesfa4514 4 ปีที่แล้ว

      Amlak zebedelnayo gedi haleuna ne isayas edme daweseke yeketseana alo

    • @tesfa4514
      @tesfa4514 4 ปีที่แล้ว

      Amlake mehretu yewredelna

  • @ksanetgoitom6478
    @ksanetgoitom6478 4 ปีที่แล้ว +35

    King ❤️👑🇪🇷

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +55

    ኣብርሽ ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጸካ ኣይክእልን እየ " ግን ከምቶም ዝገጥሙልካ ሰብ ጥበብ ክገልጸካ ብዘይ ምክኣለይ ውሽጠይ ሕማቅ ይስምዓኒ ኣብርሸይ ኣይትሓዘለይ መምህር ሂወት

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +4

      Samsom Samsom hakika ewe . Ane keman wishtez terebishe aleku.

    • @mogosaregay
      @mogosaregay 11 หลายเดือนก่อน

      🕊🕊🕊

    • @mhretfikadu6850
      @mhretfikadu6850 14 วันที่ผ่านมา

      🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @erinet_info
    @erinet_info 4 ปีที่แล้ว +20

    ንስካ ሓላል
    ንስካ ለዋህ
    ንስካ ፈቃር
    ንስካ መምህር
    ንስካ ኣቦ
    ንስካ ኩሉ
    ዓለም ጨካን ምኳና ምስ ፈለጥኩ ግን ኩሉ ረሲዐዩ ነዓካ ግን ክሳብ ብሄወት ዘለኩ የ ክዝክረካ እትምንታስ ኣብ ዝወድቀሉ ናይ ተስፋ ቃላትካ፣ ኣብ ዝሓዝነሉ ንጽባሕ ዝብሉ ቃላትካ ኳታስ ኩሉ እንትናካ ኣይክርሰዓካን የ ኣብራሃም ኣቦ ፍቅሪ ዜማ ነዓካዩ ኩሉ ተዘይ ዌሕድካ። መምህር ኤካ ኣቡ ኩሉና።

  • @ambesfeday6479
    @ambesfeday6479 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣቢ ተስፋ ኩሉ
    ኣቢ ብዓል ሕልና
    ኣቦ ፍቅሪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ
    ንስካ ሓላል
    ዘይትርሳዕ ህያብ ኩሉ ግዜ ኣብ ንከዶ ንዝክረካን ቓላትካ የጻናናዓና
    ፍቅሪ መዳረግቲ ዘይብሉ ህያብ ኢዩ ሞ
    ናትካስ ፉሉይ ኢዩ እንተኮነ ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ከይ ኣተና ኣብ የማኑ የንብርካ

  • @bibibrhane7168
    @bibibrhane7168 5 ปีที่แล้ว +18

    Temelsena eba abirush wela nhanti deqiq nafiqinaka 😭😭

  • @KingAbrham
    @KingAbrham 2 ปีที่แล้ว +4

    ይዝክር ሕቶ ናይ ኣብርሃም ንምንታይ ትምሃሩ ኣለኩም ኢሉ ክሓቶም ከሎ ኣብ ሳዋ ገና ከይ መለስሉ ከለዉ ድማ ይብሎ መታን ክሓይሽ ጽባሕ ካብ ሎሚ

  • @temesgenamlak6754
    @temesgenamlak6754 5 ปีที่แล้ว +8

    Single eye GN nay Abraham derfi kulu zmlketeni koynu ysmani. AB tzta yatu beka. Nskum ke kemzi kemey dikum weys abay tray EU? Abraham king RIP!!!!

  • @ablelkidane8472
    @ablelkidane8472 3 ปีที่แล้ว +4

    ብዙሓት,ዮም,ደርፊ,ዝሰምዑ,
    ውሕዳት,ዮም,ደርፊ,ዘስተማቅሩ,
    ኣቢ,ንጉስ,ሙዚቃ,ንጉስ,መድረክ,
    ኩሉ,ግዜ,ብደርፍታትካ,ይቁዝም,ይትክዝ,,

  • @majorgirmay165
    @majorgirmay165 5 ปีที่แล้ว +17

    ንስኻ ሕላል
    ንስኻ ፈቃር
    ንስኻ ለዋህ
    ንስኻ ክንዲ ኽሉ
    መምህር ሂወት
    ንሕና ኢና ተዓዲልና

  • @samiproduction324
    @samiproduction324 5 ปีที่แล้ว +17

    መምህር ጥበብ እቲ ቅድሚ ዓመታት ዝዘየምካዮ ሎሚ ስንቂ ኮይኑ የካይደና ኣሎ።

  • @bariatventertainment657
    @bariatventertainment657 5 ปีที่แล้ว +10

    ምኳኑ ሰብ ኳ ሓርዩ ዝኽእል ፈጣሪ ግዳ ከመይ ዘይሓርየካ ንሕና ግዳ ዕድል ኣይገበርናን ይባየ።

  • @miroadugna1843
    @miroadugna1843 7 หลายเดือนก่อน +1

    ለችግሬ ደስታ መላእኬ፡ የሚስጥሬ መደበቂያ ኣካሌ፡የክቡር ህይወቴ ዝናሬ ጓደኛዬ።
    የውለታሽ ሚዛንከባድ ነው
    ዘውትር አመስግኜ ባወድሰው ኣልጠግብም
    ክበሪልኝ ቅበጭልኝ
    እኔ ኣለሁልሽ።
    የፈጣሪን ነገር ሳስበው ትግስት ካለህ ምንም ኣይከለክልህም፡ ሲባል እሰማ ነበር
    እኔም መልካም እንዲደርሰኝ ተመኘሁ፡
    ለካ ከልካይ የለም እድሌን ኣየሁት።
    እንደኔ ያላገኘ ፍቅር ያልተሳካለት፡
    ርህራሄ ያላት እንዳንቺ ኣይነት ፍጣሪ ያድለው።
    እንዳንቺ ኣይነት ያገኘ ምን ይጎድልበታል፡
    የመጣ ቢመጣ በድል....
    አንቺ የግሌ(የኔብቻ)
    እኔስ ታድያለው እኔስ ታድያለው.......

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሚላክ 9 ደረፍቲ ክብዞም ስቃይ ህኢዝቦም ዘናውሁ ኪኒሂብአካ ቢላኣኢሊ ካኣ ኣረጋዊ ሃጎስ፡ ኣዱ ብለና፡ ቲቲ ፡ኒፋስ ፡ሶሎሎ ክክክ ኪኒሂበካ ን ኣብርሃም ምለሰልና

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 5 ปีที่แล้ว +10

    Neska halal
    Neska fekar
    Neska memher hiwetey
    Abrhimo meglexi albo
    King of music, 4ever❤🇪🇷😘

  • @mikilovesjesus
    @mikilovesjesus 5 ปีที่แล้ว +6

    ንስካ ሓላል
    ንስካ ፈቃር
    ንስካ ለዋህ
    ንስካ ሕልና
    ንስካ መምህር
    ንስካ ሂወት
    ንሕናስ ተዓዲልና
    ንጉስ ዕድልና '
    ኣብርሸይ መለይ
    ነቢዐ በቃ

  • @hermiellaisaac2285
    @hermiellaisaac2285 5 ปีที่แล้ว +76

    Godddd bless u for bring the song back no dislikes god now I understand how Eritrean 🇪🇷 respect ✊ him

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣቡርሸይ ንስካ እካ ሓላል ማዓር ሽኮርርር ኩሉ በቃ ዓክክ ዓለም ረሳሕ ባዓል ሰፍሕ ልቦና ኣርሕቁ ዝጥምት ባዓል ራእ።

  • @MerhawitRihini
    @MerhawitRihini 4 หลายเดือนก่อน +2

    nska eber halal abrhsey😢😢

  • @semeretekia4044
    @semeretekia4044 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣብርሽ ኣቦ ዜማ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯🙏🙏

  • @ልበይተሰሪቀድ.ማርያም
    @ልበይተሰሪቀድ.ማርያም 5 ปีที่แล้ว +7

    እስኻ ሓላልልልልል የየየ ሓላልልልል
    ንስኻ ፈቃርርርርርርርርርርርርርር ንስኻ
    ኣብርርርርርሽሽሽሽሽሽሽ

  • @bokuretsiongerensea85
    @bokuretsiongerensea85 5 ปีที่แล้ว +6

    l love you too much I am listen all music Abraham afewerki l am cry

  • @simondawit2018
    @simondawit2018 5 ปีที่แล้ว +4

    Nekulna enber neay zeytbel lewhat Love selam senit kelu ika eska yake eska enber halalna halalna ILove you Abrham bror

  • @duomojjewellery9845
    @duomojjewellery9845 3 ปีที่แล้ว +43

    The way i love this guy Abraham Afewerki
    You are a great legend 💜
    Am from South Sudan I can't translate anything but is so nice I enjoy his music everyday ❣️❣️🙏

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 3 ปีที่แล้ว +1

      Thanks our brother Sudanese abrham was legend

    • @duomojjewellery9845
      @duomojjewellery9845 3 ปีที่แล้ว

      You are very welcome ❤️🙏

    • @elshadaimesfun9604
      @elshadaimesfun9604 2 ปีที่แล้ว +1

      Thanks for your respecful and lovely comment. That shows the universality of music.

    • @wedigash5236
      @wedigash5236 2 ปีที่แล้ว

      Thanks

  • @aroneriboyaroneriboy7331
    @aroneriboyaroneriboy7331 5 ปีที่แล้ว +4

    Kemay zirekebe entay keygodlo angalit rahrahit ...nski Halaley nski fekarey anes teadile ngsti edley

  • @sumuratum1742
    @sumuratum1742 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋላ እቲ ናይ ፍላስፋታት ዝበሃል መጽሓፍ ገንጺለ ቃላት ሲኢነልካ ንዓካ ክገልጽ ዝክእል ፍጡር የለን ተስፋ ናይ ምንባር መምህር ናይ ሂወት እንተበሉኩካ ይውሕደካ እምበር ኣይበዝሓካን እዩ king 🤴 music 🎶

  • @zeraiyosef8494
    @zeraiyosef8494 5 ปีที่แล้ว +5

    nska Halalna
    nska fqri
    nska hlna
    nska kulu abrhamey
    nhnas teadilna

  • @habesha139
    @habesha139 ปีที่แล้ว +3

    Abrishey marey nska halal rest in peace❤❤❤❤ 😢😢😢😢

  • @allesgehtsflachwenndugedul2903
    @allesgehtsflachwenndugedul2903 5 ปีที่แล้ว +8

    OUR HERO Abraham RIP,I FEEL SO SAD , WHEN I HEAR UR MUSIC😟😟😟

  • @robelabraha5512
    @robelabraha5512 2 ปีที่แล้ว +2

    አብራሃም አፈወርቂ ፍቅሪን ተስፋን ምንባርን እምነትን ኩሉ ሞሊኡ ሂብካ ኣምላክ ግን ህቶ ኣለኒ ምእንትን ነኣና ኢልካስ ቁሩብ እንተትነብረለና ክቡር ስነ ጥበብባዊ ናይ ሙዚቃ ንጉስ ኣምላክ ብየማኑ ኢዱ ይቀበልካ😭😭😭😭🤲🙏🙏

  • @merhawittesfalem4951
    @merhawittesfalem4951 5 ปีที่แล้ว +4

    Akk eway 2006/2007 tium gize halifu 🇪🇷😭🇪🇷🎤😭🇪🇷🇪🇷💖

  • @ኤረይመኸሰብኢያኣ
    @ኤረይመኸሰብኢያኣ 5 ปีที่แล้ว +4

    Abrihmo sikor antay mo alem godelo koyna tefakir aber ay temanun keblawas haki eu wetru ab lebna aleka nie eritrawyan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!?

  • @alexghremay8476
    @alexghremay8476 5 ปีที่แล้ว +12

    the king of music tgrina!!

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 5 ปีที่แล้ว +7

    Every time legend! Abrish. ተዓዲልና: ከይጸገብናካ ተመንጢልና! ብሰላም ዕረፍ ንጉስ ጥበብ::

  • @Setotaye2024
    @Setotaye2024 4 ปีที่แล้ว +4

    አብርሽ የምጽዋ ውሀ በላህ 😔ፍቅር የሆንክ እንኩዋንም በአይኔ አየውህ ሁሌም እንወድሀለን🙏🏾

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว

      yemxwae weha ydelem shaebiya eseyas yembahal seytan ftret new yebelaw mkniatu abreham gezif hlm sle neberew ye eritrea hzbi lemelewet gn yeafrika neger tawiksh ale bleh seb aynebrn

  • @mulesolomon6371
    @mulesolomon6371 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣብርሽ ዐይኒ ጥበብ ኑገስ ጥበብ ከመካ የለን👍👍👍

  • @meseret_gebrehiwot
    @meseret_gebrehiwot 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦ ፍቅሪ፣ ሓልዮት፣ ትሕትና ፣ ተስፋ፣ ዕቤት፣ ስንቂ ፣ ምክእኣል ፣ ብሱል አእምሮ ፣ በሊሕ፣ ርሑቅ ጠማቲ፣ ምትሕግጋዝ፣ ናይ ሃገር ዓምዲ ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።

  • @merhawibeyene9830
    @merhawibeyene9830 5 ปีที่แล้ว +25

    Thank you 😊 legend never died

  • @rakqatar8152
    @rakqatar8152 ปีที่แล้ว +2

    ንስኻ ጥራይ ድረፍ ኣብርሸይ ሓላል💔😭😭

  • @Melles97
    @Melles97 4 ปีที่แล้ว +6

    music is timeless poepel enough with pointingout when you are listening to this song poepel wil listen to abrahish for ever

  • @tsigabberhe9852
    @tsigabberhe9852 5 ปีที่แล้ว +4

    Www ngus hiwet. 😍 aezana tebalshyu eyu neru bezi nay lomi derfi enqae sededkumlna ❤️ qesinka ab semayat nberelna abrish shkor we love you 🥰

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว +5

    Nska ember halal abrhsey natey❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️

  • @geberesemere4903
    @geberesemere4903 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣስሚዕኩምና ሕጅዪ ዶውእው ከዪተብልዎ ብጃአኩም ታሓባሩና srrry የሂሪፍኩም ከይትኮልፍና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 ปีที่แล้ว +3

    Abrshey ahhhhhh entay emo alem godelo natka tbeb zerzirka zwdea aykonen byemanay edu ykebelka

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 ปีที่แล้ว

    ንስኺ ሓላለይ
    ናይ ጸገመይ ራህዋ መልኣኸየ
    ናይ ሚስጥረይ ቆፎ ኣካለየ
    ኣንቲ ሉል ሂወተይ ዙሃረየ
    ሸናዕ መባህልተይ ብጸይተየ።
    ውዕለትኪ ከቢድዩ ሚዛን ዘይርከቦ
    ወትሩ ኣመስጊነ ወዲሰ ዘይጸግቦ
    ክበርለይ ሓንቅቕለይ
    ኣለኹልኪ ኣነ ባዕለይ።
    ሕስብ ተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር
    ኩሉ ኣይከላኣካንዩ ዓቕሊ ጥራይ እምበር
    ክብሉ ይሰምዕ ኔረ ጥዑም ክበጽሓኒ ተመንየዮ
    ለካ ዓጋቲ የለን ዕድለይ ምስ ሃበኒ ርእየዮ።
    ከማይ ዘይረኸቡ ፍቅሪ ዘይሰለጦም
    ዓንጋሊት ራራይት ከማኺ ይፍጠረሎም
    ከማኺ ዝረኸበ እንታይ ከይጎድሎ
    ዝመጸ ተመጸ ንሂወት ይኽእሎ
    ንስኺ ሓላለይ ሓላለይ ንስኺ ሓላለይ
    ንግስቲ ዕድለይ ንግስቲ ዕድለይ ኢኺ።
    ዜማን ግጥምን፥- ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
    ኣብርሃም ኣፎወርቂ
    ኣስመራ 2005

  • @BigGlockySosa
    @BigGlockySosa 5 ปีที่แล้ว +7

    Miss You Abraham :(

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว +2

    አሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
    ንስካ ዶ ብሰብ ትጠፍእ በዓል ሕልና
    መጻኢ ኤርትራ ከይትከዉን ሓሳዳት ኣጥፊኦምካ እዉይይይይ ኣብርሽ ትረክቦ. ...............

  • @SemiraDebesay-w7w
    @SemiraDebesay-w7w 6 หลายเดือนก่อน

    Abraham. Haway. Nskawe skor. Derfkawen. Shkor. Kab. Balak. As. Mangstasamay. Yawarska. 😢😢😢😢😢😢😢

  • @mikalnguse330
    @mikalnguse330 ปีที่แล้ว +3

    ንሕና እንበር ተዓዲልና ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ💔🥺😢

  • @filmawitbayragabr6712
    @filmawitbayragabr6712 5 ปีที่แล้ว +5

    I will say welcome back home 😢😢😢I am so happy

  • @robelyowhanes5980
    @robelyowhanes5980 ปีที่แล้ว +1

    King of king 🤴 qedem neru derefi ahhhh aberhemo 🥺🥺🥺😭😭😭Rip

  • @maymemont
    @maymemont 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abraham wetru ab libna misana!

  • @ሎመንጸባሃን
    @ሎመንጸባሃን 2 ปีที่แล้ว +1

    ከሳብ ሎሚ ዘስማ ዘሎ ላይክ 2022

  • @dlyvera8188
    @dlyvera8188 5 ปีที่แล้ว +9

    The best singer ever...🎙

  • @trhasgirmaymesfuen236
    @trhasgirmaymesfuen236 5 ปีที่แล้ว +5

    Abo tesfa miss you 🎶🎧🎸😍❤

  • @tekiemeharena158
    @tekiemeharena158 4 ปีที่แล้ว +6

    The most nice and loved one. Rest in peace.

  • @tube.Armagiedon
    @tube.Armagiedon ปีที่แล้ว +1

    ኣብሪሽ ሓላል ንስኻ ሓላል ንስኻ ፈቃር ኢኻ ንዓና ኣሕሕ ዘይቲይ ፍለ ሰብ ሃብታም ኣአሙሮ ተፈሊኻና መግዲ ፍቅርን ሓቂ አምነትን ኮታስ ኩሉ ዘለካ ኣብሪሽ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ።

  • @AzebAngosom
    @AzebAngosom 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😊😂😊😂😊😂😊😂

  • @gzie9273
    @gzie9273 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦ ፍቕሪ
    ኣቦ ጽናዓት
    ኣቦ ተስፋ
    ኣቦ ኒሕ
    መን ሞ ኸማኻ ኣብርሽ ?

  • @zemen4935
    @zemen4935 5 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኢሰያስ ሕሲም
    እንታይ በዲሊካ በላ ነዚ
    ሓላል ኣብርሃም ኣቦ ፍቅሪ
    ኣሕ ,, ንስኪ ሓላለይ ንስኪ ፍጣነይ
    ሓሊፉ ጡዑም

  • @chocolateboy6goitom227
    @chocolateboy6goitom227 4 ปีที่แล้ว +3

    ABRAHAM KINGS OF THE SONG 😉🤙🏾🤟🙏🏾🙏🏾🥰🤟😘🤟🤟🤟✌️✌️✌️✌️✌️🤟🤟

  • @mussiedebesay2350
    @mussiedebesay2350 2 ปีที่แล้ว

    ሕስብ እንተበልኪዊ ነይፈታር ነገር ዓቅሊትርይትርይ ኩሉ ኣይከለአካን እዪ

  • @erilove6277
    @erilove6277 4 ปีที่แล้ว +3

    Nseka enber halal Abrhsey ❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️

  • @yikalokidane4544
    @yikalokidane4544 5 ปีที่แล้ว +2

    Kulu derftat abrham tmerti eyu ab kulu derfu kia xebuk nay seb zdelyu amlak kia harywo ab gentu yesfrka memher tebeb

  • @wediwerke8071
    @wediwerke8071 7 หลายเดือนก่อน

    Abraham ጀኛ ብዘይጥፋእ ጠፌኢካ ኝ አይጠፋካን

  • @fthawibrhane7053
    @fthawibrhane7053 5 ปีที่แล้ว +5

    Legende and positiv person.😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @semeresemere7991
    @semeresemere7991 5 ปีที่แล้ว +1

    Abersh abo feqri
    Nska do tekyda
    Keb resi medri
    Abersh abo haki
    Nska anber halela
    Nska amber feqri
    Nska amber hiwet
    Nska amber lewha
    Nska amber ruharu
    Nska amber kulu
    Abo sdra abo hazbei
    :: anka bdhen mexka ezom yehaweka deyom wela yerarkta nay beynom gerom nayrom anka nab lebom temlsu

  • @fremenyifeltelynaywishtey4966
    @fremenyifeltelynaywishtey4966 5 ปีที่แล้ว +2

    Ahh abirshey enka kisabi hiji ayihaleka entay kitrelu yitrefika halal fitret endika

  • @feruzhailu8007
    @feruzhailu8007 5 ปีที่แล้ว +8

    Yess I love this song ..legend never dies ❤️

  • @banamsgina9609
    @banamsgina9609 ปีที่แล้ว +2

    I appreciate it .words can't describe how thankful I am abirshey love 💕💕💕😘😘😘😘😘😘💕💕💕💕

  • @norgebray9805
    @norgebray9805 5 ปีที่แล้ว +4

    እኔ ሁሉንም የአሙን ሙዚቃ እወዳለሁ.

  • @fieruzmiki3518
    @fieruzmiki3518 ปีที่แล้ว +1

    Kberley Hanqqley Alekulki Ane baeley Zaydey maearey 😢Abrshy shikor ❤❤❤

  • @daniwedieri741
    @daniwedieri741 4 ปีที่แล้ว +1

    Kberley hanqiqleye alekulki ane baleye gul Erey shkorrrr😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🤩

  • @sinodarussom-zx7vg
    @sinodarussom-zx7vg ปีที่แล้ว +1

    My 👑 king 👑👑👑 love you more 🥺💔🥺🥺🥺🥺🥺🥺💔💔💔

  • @soliamenangesom8510
    @soliamenangesom8510 2 ปีที่แล้ว +1

    Naye hewat memhr my heart ❤ kelu geza misana alka abrhmo abo tebab 🎶 🎵 🪕 🎼 💿 🎸

  • @semeremedhane6650
    @semeremedhane6650 5 ปีที่แล้ว +5

    I love you forever I can’t forget him

  • @Mikimiki-tx4ql
    @Mikimiki-tx4ql 5 ปีที่แล้ว +6

    Kulu mulu zetwhbe heyab amlak zekonka bluxe abona hawena kubur sene tebebawi abrham afwerkie

  • @tesfalemyikalo6599
    @tesfalemyikalo6599 5 ปีที่แล้ว +1

    Akkk Abrhimo goyta tbeb bejaka hawey natey derfi nay abrham kulu kemzi gierka akrbelna entay koynuyu derfi Abraham Aferki kab TH-cam zwexe zelo.derfi abrham kseme ele kab TH-cam Download kgebr ydeli gn ayrekbon sakt copy trah yrekb. So please share all abrhams Song to TH-cam & Thanks very much.

    • @regatafewerki4854
      @regatafewerki4854 5 ปีที่แล้ว +1

      Kubur haw kulu bebigziu kulu ktsaan iyu abzi channel izi.

    • @tesfalemyikalo6599
      @tesfalemyikalo6599 5 ปีที่แล้ว

      @@regatafewerki4854 mseanda hji zey kones kab kedemyu jemirna slezi telemiduyu haftey.

  • @teamehadgu9882
    @teamehadgu9882 4 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤❤❤

  • @kokobnatu2922
    @kokobnatu2922 5 ปีที่แล้ว +5

    Sweet snog Legend liked the king of human beings

  • @kingh7047
    @kingh7047 5 ปีที่แล้ว +4

    Thanks God I'm been able to listen to abraham afwerki again..

  • @nardosyosef1259
    @nardosyosef1259 3 ปีที่แล้ว +2

    Legend Abraham Rest in peace 💯💯❤💯❤💯❤💯❤💋🇪🇷💯🇪🇷💯😭😭😭😭😭😭

  • @shewitgrmay7912
    @shewitgrmay7912 5 ปีที่แล้ว +3

    l love u 4 ever abrishey memeher hiwet 😘😘😘😘😘

  • @merrydray9961
    @merrydray9961 5 ปีที่แล้ว +3

    nhina kiea nska mukanka natna teadlna ❤

  • @lewhatmedhanie4775
    @lewhatmedhanie4775 ปีที่แล้ว +1

    Eritrean legend abrsheyyyy miss u dearest when ever u go all of the time u living bottom of our heart eritrean legendddddd abrhamey !!!mnbar nmen ygbeo naka abrsheyyy entay emo alem godolo

  • @wedi_docter
    @wedi_docter 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ahhhh abrihmo gize mkyar abini 🇪🇷