ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ፈልፋሊት በረኸት ናይ ነብሰይ ዕጋበት ከዳኒት ዕርቃነይ ናይ ሴም ተምሳሌትንድሕነተይ ሓልዩ ኣቦይ ዝሃበኒ ህያበይ ንዓኺ ምስጋና ኣሎኒእግሪ ተኽሊ እየ ጀማሪ ብመንፈስምውዳቐይ ከፊኡስ ንብዓተይ ክፈስስኣይንስኺ እንዲኺ ኣደይ ኣባዲተይታተ ዘበልክኒ ክኸዶ ፍኖት ኣቦታተይኣብቲ ቅዱስ ጉዕዞ ኣብቲ እንባ ምድሓንክቓንየልኪ'የ ድንግል ኣደ ብርሃን ምስ ርኹስ ሕልናይ ዜናኺ ሰሚዐብለውሃት ፍቕርኺ ልበይ ተረትዐብንብዓትን ጣዕሳን ምስ ቀረብኩ ቤትኪፍቓድኪ ኮነለይ ክገልጽ ድንግል ንዕቤትኪባርኽዮ ልበይ ክጥዕም ቃናታቱ ነብሰይ ፈትዩ ኣሎ ግብርኺ ከዘንቱኦም ሂወት እንዲኺ ዘፍረኺ ህብስቲትናይ ነፍሰይ መግቢ ዝረኽበሉ ፈውሲኣብ ጸላም ከይነብር ርሒቐ ካብ ፍቕሪካባኺ ተረኽበ ብሞቱ ሂወተይ ቀያሪ ወላዲት ኣምላኸይ ተስፋይ ዝመለስኪ ውሬታይ እንሆ የቕርብ ናባኺዋላ እንተ ኾነ ኮልታፍ ትልሳነይ ስሌኺ ክምስክር ቃላት ዘይኣኽለለይኣይውሰንን በዚ ትዘለኒ ፍቕሪ ህርያቆስ መምህረይ ንዓኺ ዝማሬ ከዛሪ ዘምር ዘምር ዝብል ድፍኢት ውሽጢ ልበይኣንብቢ ምስጢሩ ዘገንፍል ምስጋናይ ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት🙏🙏🙏
ኣሜን🙏🙏🙏😓😓😔😔
@@የእናቱልጅwt7vx አሜን እሰይይይ
Zmare melekti yesmealna yehwat egziabher zterefe edmekum ybarek
🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን
ብታሕጋስ ክትነብዕ ከለኻ ዉሽጣዊ ሓጎስ ኣሎ😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ግን ብታ ሒዝካያ ዘለኻ ክልምነካ ብወላዲተ ኣምላክ ፀጉርኻ ቁሮፆ ምክንያት ይህሉወካ ይከዉን ዘንወሓካዮ ወይ ምትህልላክ ይህሉ ይከዉን ኣብ ዉሽጥካ ኩሉ ገዲፍና ብመንፈስ ቅዱስ ብቃል ኣምላክ ንጉዓዝ እንተኮይንና መነፈሳዉያን ክንከዉን እንተደሊና መጀመርያ ካብ ሰብነትና እዩ ዝጅምር ዶሞ መርኣያ ትከዉን ኢኻ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለና አሕዋትካ ብሙዚቃ ዝደንዘዘ እዝንና ከመይ ገይርና ናብ መዝሙር ምስማዕ ንቅይሮ ዝብል መልእክቲ ዝሓዘለ መዝሙር እየ ሰሚዐ እና ስለ ድፍረተይ ይቅሬታ ብልቢ
በትክክል😊
ናተይ ሕቶ እዪ ኣነወ እንታይ እዩ ክብል ጀመር እዙ ፅጉር ምንዋሕ ገና ብዝይካ ሳምሶም ወዲ ናዝራዊት እዩ ስበይቲ ዝምሮዖ ስባኣይ ፅጉሩ ምንዋሕ ገጋ እዩ ስበይቲውን ፅጉራ ዝቅርፅት ናብ ግዳም ትክድ ስባኣይ ወን ጽጉሩ ዝንውሕ ዓልም ይመንን እዩ ዝብል ናይ፡ ሓውናውን ናይ ስጋዊ ብልኪ እዩብ ኣብ ዓልም እዩኮ,ዝሎ ገና ሕቶ፡እዪ, ዝኮነን ዝሎ
ብትክክል❤
TOMYY WEDEYY SONO ORGOGLIOSA DI TE, SII BENEDETTO AJOKA AB MOKZERIA KIZIKIREKA IYYE ,,MAAR NIUS ARTISTAAAAAA
ጸጉሩ ቆሪጽዎ ኣይቆሪጽዎ እቲ ትርጉም መዝሙር ዚጎድል ወይ ዚውሲክ የብሉን ምስ ጊዜ ድማ እቲ ዕድመ ባዕሉ ውን ስለዚምህረና ኣብታ እግዚኣብሄር ዚፈቀዶ ክቆርጾ እዩ ከምዚ ጌርና ኣይንኩለፎም ቅድሞ ሕጂ ማዕተብ ዘይገበርካ ኢሎም ሰጉጎሞ እዩ ካብ ትምህርቲ ሰንበት ወጺኡ ሞራል ጥራሕ ን ሃቦም
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ግን ከኣ ዝብሎ ኣለኒ ከም ፍቃድ ኣምላኽ 1 Corinthians 11 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ14: ወይስ ሰብኣይ ጸጒሩ እንተ ኣንውሔ፡ ሓሳሩ ምዃኑስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህረኩምን እዩ፧ስለዚ ቶማስ ጸጉርኻ ቁሪጾ ንኩሉ በጋባብ ንኪዶ ይምሰል ኣይንኺድ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ እሙናት ንኹን ኣይናይ ዓለም ኮይና ኣይናይ መንፈሳውያን ኮይና ሓዲግ ከይንተርፍ ንጠንቀቅ ኣይዙሑል ኣይውዑይ ተኮንካ ጡፍ ክብለካ ኢየ ይብለና መጽሓፍ ቅዱስ ❤🎉
Hakka kbur hawu❤
ናይ ባሓቂ ክቡር ሓው
ትኽክል
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ሓቂ❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና ክብር ሓዉና🥰✝️👏🌾🌾🥰🥰
Amen amen amen zmare melaekti yesmana temesgen fetari abat orthodox tewahdo nzelalem tnber family ✝️💖 tomi Hawey Amlak xega ab lali xega yhabeka ab menfesawi hiwet qes beqes eyu emo bkale ktmena wn knxbeyeka ena ✝️💖
ብሓቂ ትንብዕካ 😭ምስ ነብስይ ክትሕዘ ከለኹጥዑም ዝማሬ ክቡር ሓውና ዝማሬ መላእኽቲ የስመዕልና እቲ ግጥሚ እባ ላኣኩሉና ናብዚ
Hawey natey emebrhan Ms weda msaka tkun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
😢
ኣብ መንፈሳዊ ዓውዲ ምስታፍካ ልዑል ኣድንቖት ኣለኒ ስነ-ጥበባዊ ቶማስ . . . ግናኻ ነቲ ሕልናኻ ኣይፋልካን ዝብለካ እንዳ ገደፍካ ብመንፈስ ክትዓቢ ኣምላኽ ይሓግዝካ. እግዚኣብሔር ዓስቢ ፍቕርኹምን እምነትኩምን ይሃብኩም!
God bless you my brother ተባረክ እግዚአብሔር አዋቂ ነዉ ምንም ሰለፀጉር አትስማ አስያየት በሰአቱ ሁሉ ይሆናል
ክብር ሓወይ ፀጒርካ ቆረፆ ምስጋናካ ንፅድቂ ክኮነልካ ወላዲተ ኣምላክ ፅላል ትኩንካ
Asey brukh berekhtka yhdereni.Kemta lbkha ztenkefetka lbey t tenkfeni Emebrhan ajokha kemta zelekhya kelekha ftwwwwww eya teblekan mezumurka des ilwa tsemon.Nsa bgodolna neqafit ade aykonetn .
ቶማስየ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልናጸጉርኻ ኣሕፅሮ ተገብ ኣይኾነይ ይቡሉ ኣቦታትና መምህራን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ንቅድስተ ቅዲሳን ዝሃበና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
❤❤❤ ጥዑም መዝሙር ውሽጥኻ ዝትንክፍ፡ ጸጋኹም የብዝሓዮ ኣኽዋተይ፡፡ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፡
Zmere melaekti uesmealna❤️ Tomas wedey Amlak xega abzhu yhabka , bflay xeguri entetehxren …❤
ፀግኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤
❤ተመስገን ኣምላክ ከምሕረትካ ኣበሳና ቀንጢትካ ተዓረቃና ኣሜን።
አነሰ ንብዓትይ አብዮኒ ምቅራፅ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላእክት የሰምዕልና ፍጣረ ጸጉኡ አብሕ የሃብካአምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደገም ሰምዕዮ ምመናው አብዮኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Fetari entharyekas dessss kbl nzelalem Kab bietu yenbrka tseletkan nbatkan waga zhb fetari eyumo dnglmaryam halawitka tkun. AMENNN
Temi hawey edmen tenan yhabka fetari bteami eye zfetuweka egziabher yebrhalka zhawey
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ፀጉርህን ደግም እድትቆረጥ እመብርሀን ትርዳህ
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ
ዝሜሬ መላእክት ያስመዐልና ኣብቱ ያፅንዕካ ጀመሪ ዘይከንስ ፈፃም ይግበሪካ ❤❤
ዝማሬ መልኣኽት የስምዐልና 🤲🏼🥰🤍
ዝማሬ መልአክት የስምዓልና ጸጉኡይ በረከቱይ የብዝሐልኹም ፍትዋተይ ጣዓማን ፍቅራን በረከታን ተብዝሐልኹም ደቂ እመብርሃነይ ♥️🙏በጃኹም ጸጉርካ ገለ አይትበሉ ንኢየሱስ ጥራይ ዝዝምር ተሃድሶ ኢካ ጸጉሪ ወይ ክዓ አከዳድና ዘጉደለ ከምዚ ግበር አይትበሉ መንፈሳዊ ህይወት ልምምድ እዩ ፈለማ ብፍቅሪ ኣዶን ወድን ተቃጸሉ ከምኦም ቶማሰይ ፍሊሞነይ ኩሉ ግዜ ብዙይ ምጹና ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ ወላዲት አምላክ መዝሙር ተመስገን ♥️♥️♥️
ጡዑም መዝሙር ፀጋ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🥰
ከምዚኣ መዝሙር ደረቅ ልበይ በሲዓ ኣትያ ናይ ምስጋናን ንስሓን ምንጪ ዘፍለጠትኒ መዝሙር 🙏🙏🙏ተመስገን ብዝሑ ከም ሑጻ ባሕሪ ኩኑ 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ሓውና
Zimare melakiti yesmalna
ዝማሬ መላኢክት የስመኣልና ።
ZMARE MEkaekit yesmaelina TMOiiii keslo BERtiE EKA Amlaek ybarka AMENnnnnn🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙
ቶሚየይ ኩሉኹም ንፉዓት ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ክቡራተይ❤❤
ዝማረ መላአክትይ የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ አግዝኣብሄር ጸገኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ክቡራተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ንድሕነተይ ሓልዩ ኣቦይ ዝሃበኒ ህያበይ ንዓኺ ምስጋና ኣለኒ❤ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡን በረከትን የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ🙏🙏❤❤🌹🌹🌿🌿
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ በእውነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስማልና ጸጐኡ የብዛሃልኩም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ልብል መዝሙር ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና💚👏 ግን እቲ ጸጉሪ ናትካ ድዩ ናትካ ተኮይኑ ከ የድሊ ድዩ ኮይኑ ንድፍረተይ ይቅሬታ👏
Elllllllllllllllll zemare meleketi yasmalen kuberat ahwetey amlki xegu yabezhalekum
Zmare melakti yesmalna ♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ።
እግዚአብሔር በቤቱ ያንብርካ ብሩከይእታ መዝሙር በፅሕፍ አቀምጥልና
Amen amen zmare mlaikt yesmialna
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ተባረክ ቶሚየይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen zmare melaekt yesmalna
Zmara mlakti yesmalna kbur hawey
😢ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር❤ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏
ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ቶሚ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ ነዞም ኣብ ዓለም ብፍትወት ስጋ ተኣሲርና ዘለና እግዚኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርእየና ። ይቅሬታ ግበሩለይ ኣሕዋት እዞም ጾግርኻ ቁረጾ ንብል ዘለና ን ሰናዩ ሓሲብኩ ከምኡ ትብሉ ከም ዘለኹ ይርደኣኒ እዩ ። እቲ ኣገዳሲ ልቢ ምንጻህ እዩ መስልኒ ብጽቡቅ ተበጊሱ ስለ ዘሎ ተስፋ ን ሃቦ ምኽንያኡ ንሱ እንታይ ይገብር ከም ዘሎ ስለ ዝፈልጥ ከይ ተረደኣና ከይ ንጎድኦ።ደፊረ እንተ ኾይነ ይቅሬታ ግበሩለይ ኣሜን።
ተባረኽ ሓወይ ናተይ እወ መስቀል ሓይልናዩ ብሓቂ።
Zmarie melakt yesmealna 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmeana tioms hawey
Amlak meska yeken ❤❤❤❤❤elllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zemare melket ysmeana Amen dengel Mariam mis kulna tkun Amen (3)
Zmare melakit yesmaln ❤tom haweyy❤
Amen zmare maliek yesmeana 🙏❤
ተባረክ ተማሰይ ሹኾር🥰🥰🥰❣️☦️
dngl maryam adey 🙏🙏🙏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️💒
Zemary melaket yesmalna
Qale hiwet zmarie melamt
Amen amen amen zmare melakti yesmeana amlakey bereketan rediatan nay dngle maryam ayfeleyeni
AMEN AMEN AMEN ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ትብል ምሃሪት መዝሙር
Nay Agelglot zemenkum ybarkelkum zom deQey
Amen Amen Amen ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አሜን
ተመሰገን አምላክ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድሰ እለኒ አብ መዝመር ሰለ ዘርእክካ
Amen zemare melakti yesmalna ❤❤❤ ajoka xbah ngho xbuq ariaya nkuluna ktknena mnyotey u tomi hawena ktebrti 🙏 .
Kexilelt tomasey I'm from etihopia 🇪🇹 xegurka hsebelu
zmarer melamkty yesmealna
Amen zmare melaekti yesmalna nay agelglot zemenkum ybark goyta፡ btaemi des zbl mezmur msgana tomi kea kulu aytefakan ykewn egziabiher fxum ygberka
Zemarey malaktey ysemalna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር❤
Ellllllllllllllll zemere melakiti yesmalna
ፊሊየ ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና
❤❤❤zmare melakt yasmalna ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላኣክት ያሰማልን ወንድማችን በርታልን🙏
Egzabher amelake abetu ynbrka Tomas hawey emebrhan adey. ❤❤❤❤❤❤❤
Zmare malikti ysmeana tomas azya timti mezmur amlak xegu ybzhalka kexlo❤❤❤❤❤❤
Zwedy araya nmeneseyat ktkewn tsegrka kuretso kulu mulue kkenelka.
ደስስስ ዝብል መዝሙር እያ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና🌹🌹🌹
Egezabehr aemelak yemsgen ❤❤❤
Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Weladit amlakey tesfay zmeleski😢❤Lbka ztenkef mezmur zmare melakti yesmalna
Qexlo tomi zmare melakti yesmalna
Zmarie melaekt yesmealna ❤
Zmare melaekti yesmialna des tbil mezmur ❤✝️💌
Aseyyyy Elilllllll zimare melakti yesmialna ❤❤❤❤❤
Zmarie melaekti yesmeana 🙏🙏🙏
Tisga berketi yebezahaleka
Wawwwww maryamey maryamey maryamey qal hiwet yesmalna fili hawey ❤❤❤
Aseyyyyyyyyyy wawwww eillllllllllllllll Zimaremelakti yesmana hawey natey zemene hiwetka zitebaren ziteqedesen yigberelka bruk ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Zemara melekti yesmalena ❤🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና 🙏ቶማሰይ ኣነስ ክፈትየካ ለባመይ ፀግኡ የብዘሓልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏♥️
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
amen amen amen zmare meleaktu yesmealna xegun bereketun yebzhalkum egziabhier amlak ahwatey 🎉🎉🎉🎉
Zmare melakit yesmalina
Zimarie melaekt yesmealna tebarek kubur haw
Elllllllllll Aseyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tomas Hawena bless you 🙏😍🙏😍🙏😍🙏
ፈልፋሊት በረኸት ናይ ነብሰይ ዕጋበት
ከዳኒት ዕርቃነይ ናይ ሴም ተምሳሌት
ንድሕነተይ ሓልዩ ኣቦይ ዝሃበኒ
ህያበይ ንዓኺ ምስጋና ኣሎኒ
እግሪ ተኽሊ እየ ጀማሪ ብመንፈስ
ምውዳቐይ ከፊኡስ ንብዓተይ ክፈስስ
ኣይንስኺ እንዲኺ ኣደይ ኣባዲተይ
ታተ ዘበልክኒ ክኸዶ ፍኖት ኣቦታተይ
ኣብቲ ቅዱስ ጉዕዞ ኣብቲ እንባ ምድሓን
ክቓንየልኪ'የ ድንግል ኣደ ብርሃን
ምስ ርኹስ ሕልናይ ዜናኺ ሰሚዐ
ብለውሃት ፍቕርኺ ልበይ ተረትዐ
ብንብዓትን ጣዕሳን ምስ ቀረብኩ ቤትኪ
ፍቓድኪ ኮነለይ ክገልጽ ድንግል ንዕቤትኪ
ባርኽዮ ልበይ ክጥዕም ቃናታቱ
ነብሰይ ፈትዩ ኣሎ ግብርኺ ከዘንቱ
ኦም ሂወት እንዲኺ ዘፍረኺ ህብስቲ
ትናይ ነፍሰይ መግቢ ዝረኽበሉ ፈውሲ
ኣብ ጸላም ከይነብር ርሒቐ ካብ ፍቕሪ
ካባኺ ተረኽበ ብሞቱ ሂወተይ ቀያሪ
ወላዲት ኣምላኸይ ተስፋይ ዝመለስኪ
ውሬታይ እንሆ የቕርብ ናባኺ
ዋላ እንተ ኾነ ኮልታፍ ትልሳነይ
ስሌኺ ክምስክር ቃላት ዘይኣኽለለይ
ኣይውሰንን በዚ ትዘለኒ ፍቕሪ
ህርያቆስ መምህረይ ንዓኺ ዝማሬ ከዛሪ
ዘምር ዘምር ዝብል ድፍኢት ውሽጢ ልበይ
ኣንብቢ ምስጢሩ ዘገንፍል ምስጋናይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት🙏🙏🙏
ኣሜን🙏🙏🙏😓😓😔😔
@@የእናቱልጅwt7vx አሜን እሰይይይ
Zmare melekti yesmealna yehwat egziabher zterefe edmekum ybarek
🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲❤️❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን
ብታሕጋስ ክትነብዕ ከለኻ ዉሽጣዊ ሓጎስ ኣሎ😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ግን ብታ ሒዝካያ ዘለኻ ክልምነካ ብወላዲተ ኣምላክ ፀጉርኻ ቁሮፆ ምክንያት ይህሉወካ ይከዉን ዘንወሓካዮ ወይ ምትህልላክ ይህሉ ይከዉን ኣብ ዉሽጥካ ኩሉ ገዲፍና ብመንፈስ ቅዱስ ብቃል ኣምላክ ንጉዓዝ እንተኮይንና መነፈሳዉያን ክንከዉን እንተደሊና መጀመርያ ካብ ሰብነትና እዩ ዝጅምር ዶሞ መርኣያ ትከዉን ኢኻ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለና አሕዋትካ ብሙዚቃ ዝደንዘዘ እዝንና ከመይ ገይርና ናብ መዝሙር ምስማዕ ንቅይሮ ዝብል መልእክቲ ዝሓዘለ መዝሙር እየ ሰሚዐ እና ስለ ድፍረተይ ይቅሬታ ብልቢ
በትክክል😊
ናተይ ሕቶ እዪ ኣነወ እንታይ እዩ ክብል ጀመር እዙ ፅጉር ምንዋሕ ገና ብዝይካ ሳምሶም ወዲ ናዝራዊት እዩ ስበይቲ ዝምሮዖ ስባኣይ ፅጉሩ ምንዋሕ ገጋ እዩ ስበይቲውን ፅጉራ ዝቅርፅት ናብ ግዳም ትክድ ስባኣይ ወን ጽጉሩ ዝንውሕ ዓልም ይመንን እዩ ዝብል ናይ፡ ሓውናውን ናይ ስጋዊ ብልኪ እዩብ ኣብ ዓልም እዩኮ,ዝሎ ገና ሕቶ፡እዪ, ዝኮነን ዝሎ
ብትክክል❤
TOMYY WEDEYY SONO ORGOGLIOSA DI TE, SII BENEDETTO AJOKA AB MOKZERIA KIZIKIREKA IYYE ,,MAAR NIUS ARTISTAAAAAA
ጸጉሩ ቆሪጽዎ ኣይቆሪጽዎ እቲ ትርጉም መዝሙር ዚጎድል ወይ ዚውሲክ የብሉን ምስ ጊዜ ድማ እቲ ዕድመ ባዕሉ ውን ስለዚምህረና ኣብታ እግዚኣብሄር ዚፈቀዶ ክቆርጾ እዩ ከምዚ ጌርና ኣይንኩለፎም ቅድሞ ሕጂ ማዕተብ ዘይገበርካ ኢሎም ሰጉጎሞ እዩ ካብ ትምህርቲ ሰንበት ወጺኡ ሞራል ጥራሕ ን ሃቦም
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ግን ከኣ ዝብሎ ኣለኒ ከም ፍቃድ ኣምላኽ 1 Corinthians 11 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
14: ወይስ ሰብኣይ ጸጒሩ እንተ ኣንውሔ፡ ሓሳሩ ምዃኑስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህረኩምን እዩ፧
ስለዚ ቶማስ ጸጉርኻ ቁሪጾ ንኩሉ በጋባብ ንኪዶ ይምሰል ኣይንኺድ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ እሙናት ንኹን ኣይናይ ዓለም ኮይና ኣይናይ መንፈሳውያን ኮይና ሓዲግ ከይንተርፍ ንጠንቀቅ ኣይዙሑል ኣይውዑይ ተኮንካ ጡፍ ክብለካ ኢየ ይብለና መጽሓፍ ቅዱስ ❤🎉
Hakka kbur hawu❤
ናይ ባሓቂ ክቡር ሓው
ትኽክል
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ሓቂ❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና ክብር ሓዉና🥰✝️👏🌾🌾🥰🥰
Amen amen amen zmare melaekti yesmana temesgen fetari abat orthodox tewahdo nzelalem tnber family ✝️💖 tomi Hawey Amlak xega ab lali xega yhabeka ab menfesawi hiwet qes beqes eyu emo bkale ktmena wn knxbeyeka ena ✝️💖
ብሓቂ ትንብዕካ 😭ምስ ነብስይ ክትሕዘ ከለኹ
ጥዑም ዝማሬ ክቡር ሓውና ዝማሬ መላእኽቲ የስመዕልና እቲ ግጥሚ እባ ላኣኩሉና ናብዚ
Hawey natey emebrhan Ms weda msaka tkun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
😢
ኣብ መንፈሳዊ ዓውዲ ምስታፍካ ልዑል ኣድንቖት ኣለኒ ስነ-ጥበባዊ ቶማስ . . . ግናኻ ነቲ ሕልናኻ ኣይፋልካን ዝብለካ እንዳ ገደፍካ ብመንፈስ ክትዓቢ ኣምላኽ ይሓግዝካ. እግዚኣብሔር ዓስቢ ፍቕርኹምን እምነትኩምን ይሃብኩም!
God bless you my brother
ተባረክ እግዚአብሔር አዋቂ ነዉ
ምንም ሰለፀጉር አትስማ አስያየት በሰአቱ ሁሉ ይሆናል
ክብር ሓወይ ፀጒርካ ቆረፆ ምስጋናካ ንፅድቂ ክኮነልካ ወላዲተ ኣምላክ ፅላል ትኩንካ
Asey brukh berekhtka yhdereni.
Kemta lbkha ztenkefetka lbey t tenkfeni Emebrhan ajokha kemta zelekhya kelekha ftwwwwww eya teblekan mezumurka des ilwa tsemon.
Nsa bgodolna neqafit ade aykonetn .
ቶማስየ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ጸጉርኻ ኣሕፅሮ ተገብ ኣይኾነይ ይቡሉ ኣቦታትና መምህራን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ንቅድስተ ቅዲሳን ዝሃበና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
❤❤❤ ጥዑም መዝሙር ውሽጥኻ ዝትንክፍ፡ ጸጋኹም የብዝሓዮ ኣኽዋተይ፡፡ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፡
Zmere melaekti uesmealna❤️ Tomas wedey Amlak xega abzhu yhabka , bflay xeguri entetehxren …❤
ፀግኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤
❤ተመስገን ኣምላክ ከምሕረትካ ኣበሳና ቀንጢትካ ተዓረቃና ኣሜን።
አነሰ ንብዓትይ አብዮኒ ምቅራፅ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላእክት የሰምዕልና ፍጣረ ጸጉኡ አብሕ የሃብካአምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደገም ሰምዕዮ ምመናው አብዮኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Fetari entharyekas dessss kbl nzelalem Kab bietu yenbrka tseletkan nbatkan waga zhb fetari eyumo dnglmaryam halawitka tkun. AMENNN
Temi hawey edmen tenan yhabka fetari bteami eye zfetuweka egziabher yebrhalka zhawey
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ፀጉርህን ደግም እድትቆረጥ እመብርሀን ትርዳህ
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ
ዝሜሬ መላእክት ያስመዐልና ኣብቱ ያፅንዕካ ጀመሪ ዘይከንስ ፈፃም ይግበሪካ ❤❤
ዝማሬ መልኣኽት የስምዐልና 🤲🏼🥰🤍
ዝማሬ መልአክት የስምዓልና ጸጉኡይ በረከቱይ የብዝሐልኹም ፍትዋተይ ጣዓማን ፍቅራን በረከታን ተብዝሐልኹም ደቂ እመብርሃነይ ♥️🙏በጃኹም ጸጉርካ ገለ አይትበሉ ንኢየሱስ ጥራይ ዝዝምር ተሃድሶ ኢካ ጸጉሪ ወይ ክዓ አከዳድና ዘጉደለ ከምዚ ግበር አይትበሉ መንፈሳዊ ህይወት ልምምድ እዩ ፈለማ ብፍቅሪ ኣዶን ወድን ተቃጸሉ ከምኦም ቶማሰይ ፍሊሞነይ ኩሉ ግዜ ብዙይ ምጹና ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ ወላዲት አምላክ መዝሙር ተመስገን ♥️♥️♥️
ጡዑም መዝሙር ፀጋ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🥰
ከምዚኣ መዝሙር ደረቅ ልበይ በሲዓ ኣትያ ናይ ምስጋናን ንስሓን ምንጪ ዘፍለጠትኒ መዝሙር 🙏🙏🙏ተመስገን ብዝሑ ከም ሑጻ ባሕሪ ኩኑ 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ሓውና
Zimare melakiti yesmalna
ዝማሬ መላኢክት የስመኣልና ።
ZMARE MEkaekit yesmaelina TMOiiii keslo BERtiE EKA Amlaek ybarka AMENnnnnn🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙
ቶሚየይ ኩሉኹም ንፉዓት ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ክቡራተይ❤❤
ዝማረ መላአክትይ የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ አግዝኣብሄር ጸገኡን በረከቱን
የብዝሓልኩም ክቡራተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ንድሕነተይ ሓልዩ ኣቦይ ዝሃበኒ ህያበይ ንዓኺ ምስጋና ኣለኒ❤ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡን በረከትን የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ🙏🙏❤❤🌹🌹🌿🌿
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ በእውነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስማልና ጸጐኡ የብዛሃልኩም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ልብል መዝሙር ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና💚👏 ግን እቲ ጸጉሪ ናትካ ድዩ ናትካ ተኮይኑ ከ የድሊ ድዩ ኮይኑ ንድፍረተይ ይቅሬታ👏
Elllllllllllllllll zemare meleketi yasmalen kuberat ahwetey amlki xegu yabezhalekum
Zmare melakti yesmalna ♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ።
እግዚአብሔር በቤቱ ያንብርካ ብሩከይ
እታ መዝሙር በፅሕፍ አቀምጥልና
Amen amen zmare mlaikt yesmialna
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ተባረክ ቶሚየይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen zmare melaekt yesmalna
Zmara mlakti yesmalna kbur hawey
😢ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር❤ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏
ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ቶሚ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ ነዞም ኣብ ዓለም ብፍትወት ስጋ ተኣሲርና ዘለና እግዚኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርእየና ። ይቅሬታ ግበሩለይ ኣሕዋት እዞም ጾግርኻ ቁረጾ ንብል ዘለና ን ሰናዩ ሓሲብኩ ከምኡ ትብሉ ከም ዘለኹ ይርደኣኒ እዩ ። እቲ ኣገዳሲ ልቢ ምንጻህ እዩ መስልኒ ብጽቡቅ ተበጊሱ ስለ ዘሎ ተስፋ ን ሃቦ ምኽንያኡ ንሱ እንታይ ይገብር ከም ዘሎ ስለ ዝፈልጥ ከይ ተረደኣና ከይ ንጎድኦ።ደፊረ እንተ ኾይነ ይቅሬታ ግበሩለይ ኣሜን።
ተባረኽ ሓወይ ናተይ እወ መስቀል ሓይልናዩ ብሓቂ።
Zmarie melakt yesmealna 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmeana tioms hawey
Amlak meska yeken ❤❤❤❤❤elllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zemare melket ysmeana Amen dengel Mariam mis kulna tkun Amen (3)
Zmare melakit yesmaln ❤tom haweyy❤
Amen zmare maliek yesmeana 🙏❤
ተባረክ ተማሰይ ሹኾር🥰🥰🥰❣️☦️
dngl maryam adey 🙏🙏🙏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️💒
Zemary melaket yesmalna
Qale hiwet zmarie melamt
Amen amen amen zmare melakti yesmeana amlakey bereketan rediatan nay dngle maryam ayfeleyeni
AMEN AMEN AMEN ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ትብል ምሃሪት መዝሙር
Nay Agelglot zemenkum ybarkelkum zom deQey
Amen Amen Amen ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አሜን
ተመሰገን አምላክ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድሰ እለኒ አብ መዝመር ሰለ ዘርእክካ
Amen zemare melakti yesmalna ❤❤❤ ajoka xbah ngho xbuq ariaya nkuluna ktknena mnyotey u tomi hawena ktebrti 🙏 .
Kexilelt tomasey I'm from etihopia 🇪🇹 xegurka hsebelu
zmarer melamkty yesmealna
Amen zmare melaekti yesmalna nay agelglot zemenkum ybark goyta፡ btaemi des zbl mezmur msgana tomi kea kulu aytefakan ykewn egziabiher fxum ygberka
Zemarey malaktey ysemalna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር❤
Ellllllllllllllll zemere melakiti yesmalna
ፊሊየ ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና
❤❤❤zmare melakt yasmalna ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላኣክት ያሰማልን ወንድማችን በርታልን🙏
Egzabher amelake abetu ynbrka Tomas hawey emebrhan adey. ❤❤❤❤❤❤❤
Zmare malikti ysmeana tomas azya timti mezmur amlak xegu ybzhalka kexlo❤❤❤❤❤❤
Zwedy araya nmeneseyat ktkewn tsegrka kuretso kulu mulue kkenelka.
ደስስስ ዝብል መዝሙር እያ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና🌹🌹🌹
Egezabehr aemelak yemsgen ❤❤❤
Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Weladit amlakey tesfay zmeleski😢❤
Lbka ztenkef mezmur zmare melakti yesmalna