ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Jeganu na.deki..erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐪🐪❤🇪🇷❤
Tarik geganuna! men ynger zweale men yerdae zkebere! Eritrea 🇪🇷😍🇪🇷
Salam salm mgs
🎉🎉🎉
ሰራውር ሓባሬታ ነዚ መደብ ታሪኽ ጀጋኑና ኣምጺእካ ታሪኾም ክጸውዩ ምግባርካ ከመስግነካ እሞ ቐጽሎ: ከም ባዓል ሓርበኛ ሓውናን ኣያናን መንግስን ካሉኦትን: ከምዚ መደብ ክትቕጽሎ ይላበወካ።
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑና ኣሰጋግሪልና ታሪኽኩም ባዕልኹም እንተዘይ ነጊርኩሙና መንእሰይና ዝፈልጦ የለን ስለዚ ሓደራኹም ተዛረቡ።ከም ሓበሬታኸኣ ኣባላት ሓፋሽ ውድባት ዝነበራ ኣዴታትና ኣብስደት ዘለዋ ታሪኸን ዝሰርሕኦ ዝነበራ ስርሒታትን እንተተምጽኡልና ጽቡቅ ኔሩ ኣብ ለንደን ዘለዋ ንኣበነት ማኣዛ ኻሕሳይ ሓሚማ ኔራ ሕጂ ድሓን እያ ግን ካብ 1972 ጀሚረን ሓፋሽ ውድባት ዝነበራ ስለዞኾነት በጃኹም በርብርዎ ታሪኸን እሞኸኣ ኣብስደት ከቢድ እዩ ናታተን ስራሕን ተወፋይነትን ፍቅሪ ሃገርን ብዘይ ውላድን ሓዳርን ዕድምኤን ዘወፈያን እየን ፈትሽዎ ታሪኸን ንኣብስደት ደለና ኸኣ ክንመሃረሉ ደቂኤረይ ሓላለይ።
ሰላም አሪትራውያን፣ከምዚኣቶም ዛመሰሉ ጀጋኑ ስለ ዘሎዉና ዕድለኛታት አያ፣ጊን ሐደ ሐደ ስሪኦም ፈቲሖ ዝከዱ፣ብከብዶም ዝሽየጡ ሚስ ጸላአቲ ኮይኖም ኣንጻር ሀገር ክዛረቡ ክትሰምዖም ከሎካ ልብካ ይቃጸል፣ብሕልፊ ሕጂ ኣሪጎም ኣስናኖም ወዲኦም ብከኒና አንዳ ደቀሱ ገና ዘይጣዐሱ ሕሱራት አዮም፣ብሂወቶም ከሎዉ ዝመቱ አዮም።
ዝገርም እዩ ብከምዚ ዝመፀት ሃገር ሻኢብያ ኣየምፃኣን ትልያን ኢዩ ኣምፂኡዋ ክብሉ መን ኢዩ ክሃፍረሎም እዞም ሸየቲ ዐ ዶምታዲኖ ሃወይ መተኣብይተይ ኣይንካ ኣላ ኣብ ታሪክ ሃገር ሰለዘረከበት ወይሎኦም እዞም ኩፋት ታሪክ ሃወይ ኢበሰይ ደበዚቶ ኣብገዛና ኩሉ ግዜ ኢካ ትዝከር ኣድራሻካ ኣይረከብኩን
Jeganu na.deki..erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐪🐪❤🇪🇷❤
Tarik geganuna! men ynger zweale men yerdae zkebere! Eritrea 🇪🇷😍🇪🇷
Salam salm mgs
🎉🎉🎉
ሰራውር ሓባሬታ ነዚ መደብ ታሪኽ ጀጋኑና ኣምጺእካ ታሪኾም ክጸውዩ ምግባርካ ከመስግነካ እሞ ቐጽሎ: ከም ባዓል ሓርበኛ ሓውናን ኣያናን መንግስን ካሉኦትን: ከምዚ መደብ ክትቕጽሎ ይላበወካ።
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑና ኣሰጋግሪልና ታሪኽኩም ባዕልኹም እንተዘይ ነጊርኩሙና መንእሰይና ዝፈልጦ የለን ስለዚ ሓደራኹም ተዛረቡ።
ከም ሓበሬታኸኣ ኣባላት ሓፋሽ ውድባት ዝነበራ ኣዴታትና ኣብስደት ዘለዋ ታሪኸን ዝሰርሕኦ ዝነበራ ስርሒታትን እንተተምጽኡልና ጽቡቅ ኔሩ ኣብ ለንደን ዘለዋ ንኣበነት ማኣዛ ኻሕሳይ ሓሚማ ኔራ ሕጂ ድሓን እያ ግን ካብ 1972 ጀሚረን ሓፋሽ ውድባት ዝነበራ ስለዞኾነት በጃኹም በርብርዎ ታሪኸን እሞኸኣ ኣብስደት ከቢድ እዩ ናታተን ስራሕን ተወፋይነትን ፍቅሪ ሃገርን ብዘይ ውላድን ሓዳርን ዕድምኤን ዘወፈያን እየን ፈትሽዎ ታሪኸን ንኣብስደት ደለና ኸኣ ክንመሃረሉ ደቂኤረይ ሓላለይ።
ሰላም አሪትራውያን፣ከምዚኣቶም ዛመሰሉ ጀጋኑ ስለ ዘሎዉና ዕድለኛታት አያ፣ጊን ሐደ ሐደ ስሪኦም ፈቲሖ ዝከዱ፣ብከብዶም ዝሽየጡ ሚስ ጸላአቲ ኮይኖም ኣንጻር ሀገር ክዛረቡ ክትሰምዖም ከሎካ ልብካ ይቃጸል፣ብሕልፊ ሕጂ ኣሪጎም ኣስናኖም ወዲኦም ብከኒና አንዳ ደቀሱ ገና ዘይጣዐሱ ሕሱራት አዮም፣ብሂወቶም ከሎዉ ዝመቱ አዮም።
ዝገርም እዩ ብከምዚ ዝመፀት ሃገር ሻኢብያ ኣየምፃኣን ትልያን ኢዩ ኣምፂኡዋ ክብሉ መን ኢዩ ክሃፍረሎም እዞም ሸየቲ ዐ ዶም
ታዲኖ ሃወይ መተኣብይተይ ኣይንካ ኣላ ኣብ ታሪክ ሃገር ሰለዘረከበት ወይሎኦም እዞም ኩፋት ታሪክ ሃወይ ኢበሰይ ደበዚቶ ኣብገዛና ኩሉ ግዜ ኢካ ትዝከር ኣድራሻካ ኣይረከብኩን