እዋናዊ ብዛዕባ ማዕበል ብርገድ ንሓመዱ ምስ ጀነራል ጆን ብላክ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 242

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +9

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇
    Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @seyfe4296
    @seyfe4296 2 ปีที่แล้ว +16

    ውፉይን ጆንን በርትዑ ዝስርሕ ይጋራጮ እዩ።ጀጋኑ

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว

      ጹቡቕ አለኻ እቶም ሰብ ስነልቦኦም ሐደ እዩ ሐሳብ እዩ ዝፈላለ ሀብቲ እዩ ኽአ

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ibrahimmahmoud2959 ሰብ ተቖጺርካ ጺቕ እኖዳበልካ ኺድ፥ ሐንጊርናካ ኢና ንኸይድ ዓቕሚ የብልካን

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ibrahimmahmoud2959 ጸገምካ ሀገራዉነት ዘይኮነ ሀይማኖት እዩ፥ፍቶ ጽላእ ትግራዋይ ፍንጫሕ መሰንገልና እዩ ዓረብ ባዕዲ እዩ ንዓና።

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว

      @@ibrahimmahmoud2959 ፈሰዉቲ 300 ሚሊዬን እንዳ ጀለብያ እስራኤል ሰጥ ለጥ ተብለን። I love 🇮🇱 ሕጂ ተፈንጀር ያ ማኽኑድ ያ ዉሲኽ ያ ዓቢድ

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ibrahimmahmoud2959
      💪ጆን ብላክ💪warrior ጅግና
      💪ዬሴፍ ገብሪሂወት💪ፈላስፋ
      💪ዬሴፍ ገርሂወት💪ቀላሲ ትግርኛ
      💪ተፈታዊ - 💪media 👑 king 👑
      💪በየነ ዉፋይ💪 future President
      💪አማኑኤል💪ሐርበኛ ብግብሪ
      💪አለና💪ሐርበኛ ሐማ ጻዕዳ ከምዚ ኸማይ
      ንሕና ኪንዬ ሾመንተ ወሎዶ ስለንዋሰብ ብዱልዱል ፈትሊ ዝተሐተሐሐዝና ኢና፥
      ንሰኻ ጉዋል ሐዎቦኻ ትወድይ ሩኹስ ዓቢድ ባርያ ዓረብ አኽራሪ ኢኻ ትሕቲ ሀገር ኢኻ ትሐስብ
      ነዚኦም ዝትንክፍ ወይሉኡ
      🇪🇷💪🇪🇷

  • @esumaksibeauty6969
    @esumaksibeauty6969 2 ปีที่แล้ว +20

    ንሕና ብርጌድ ንሓመዱ
    ንሕና ውፉይ
    ንሕና ጆን ብላክ
    ንሕና ተፈታዊ
    ንሕና ዋዜማ
    ንሕና ፈቡ
    ንሕና ኣሰና
    ንሕና ኤሪ እሳት ኢና።
    ኣብ መንጎና ኣይትእተው ህግደፍ

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +3

      👏👏👏👏👏👏አለና ሐዉሰላ አድማዒ አወንታዉን ሰብ ኢኻ ፥ አለና ወን ተባዕ አያ እዩ

    • @fevenundselihommulugeta9081
      @fevenundselihommulugeta9081 2 ปีที่แล้ว +1

      ብራቮ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ።

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +2

      ሐዉ ረድኢ አለና edit ጌርካ ሐዉሶ please

    • @petrostsegai8738
      @petrostsegai8738 2 ปีที่แล้ว +4

      ንሕና ብርጌድ ንሐመዱ
      ንሕና ዉፋይ
      ንሕና ጆን ብላክ
      ንሕና ተፈታዊ
      ንሕና ዋዜማ
      ንሕና አሰና
      ንሕና አለና
      ንሕና ኤሪሳት ኤና
      ፎእ ህግደፍ

    • @ጓልሰረትብርጌደይ
      @ጓልሰረትብርጌደይ 2 ปีที่แล้ว

      እሱ እዩ እቲ ሓቂ 👌👌

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣጆኹም የሕዋት እንታይ መስለካ ተፈታዊ ኣብ መንጎና ንፋስ ኣይነእቱ ነዞም ወስላታት ህግደፍ ባይታ ክንህቦ የብልናን ምክብባር ዝመስሉዎ የለን

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 2 ปีที่แล้ว +5

    ዓወታት እናተዓቀበን እናሰሰንካዮን ምኻድ'ዩ ዘድልየና። ዘዝሓፈስናዮ እናኾዓና ንኸይድ እንተዀና ማእኮት ኣይርከብን'ዩ። ስለዚ ጆን ብሓቂ ልቦናኻን ሓላፍነታውነትካን ኣድኒቀዮ። ዓሽ ጅግና

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 2 ปีที่แล้ว +7

    በርገድ ኒሃመዱ ሂጂ ዊን TDF ዩ ጋህ ይበል በዚ ደስ ዘይበሎ

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam5971 2 ปีที่แล้ว +8

    ኤርትራውያንሲ ሓንቲ መሰረታዊ ጸገም ኣላትኩም። ኣብ ቃላት ስንጠቓ ኢኩም ዕንክሊል ትብሉ። እዝ ኩነታት እንበዓል ውፉይ ጥራይ እዩ ተረዲእዎም ዘሎ።

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 2 ปีที่แล้ว +9

    ጆን ብላክ ወዲ ኣብርሃ ማሌት፤
    መቦቆሉ ፍሉጥ፤ ዘይኮነ ማእከላይ ዓሌት፤
    ሓደ ጊዜ ስሪኡ፤ ምስተዓጥቀት፤
    ንታሕቲ ፍጹም፤ ኣይትወርድን ዘበት፤
    ኣብዚኣመነሉ ዕላማ፤ ወይከ ፈልከት፤
    መዘምዘሚኡ ቆራጽ፤ ብዓል ሓሞት፤
    ሽግር በርቲዑ፤ ወላ መሬት ትገልበጥ፤
    ሸጥ መዓንጣ፤ ኣይናቱን ኢዩ ለኽበጥበጥ።

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 2 ปีที่แล้ว

      Wae maekelay aelet dika elka ?

  • @BbbVk-cf1bu
    @BbbVk-cf1bu ปีที่แล้ว

    መሓሪ ዮውሃንስ ኣንፃር ህ.ወ.ሓ.ት እምበር ኣንፃር ወያነ ኣይኮን ሰልጠነ ሓወይ ኣብዚኣ ክእርመካ

  • @williamgeorge5737
    @williamgeorge5737 2 ปีที่แล้ว +7

    Well said dear our heroes of justice and freedom, it was very interesting and educative program.Keep it up!

  • @tzighetzehie7411
    @tzighetzehie7411 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ይሐግዝኩም ንብዐት አደታትኩም ክትድቡሱ።

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 ปีที่แล้ว +3

    ጆን ብልክ ጽቡቅ ኣሎ ምስ ትድፍ ሓቢርካ ኪትሰርሕ ይከአል ኢዩ በርጌድ ንሓመዱ ግን ትድፍ አይኮነን ኪብል ጽቡቅ ኣሎ በዚ ዝሓርቅ ተሎ ከኣ እጋገ ኢዩ ዘሎ ምክንያቱ በርገድ ንሓመዱ ንህዝቢ ኤርትራ ሓራ ከውጽእ ዝተሰኤ ኢዩ ትድፍ ከኣ ንትግራይ ኢዩ ስለዚ። ጆን ሚእቲ ጊዜ ጽቡቅ ኣሎ

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 2 ปีที่แล้ว +6

    Please we Eritrean’s let’s find the remedy! Stop finding faults! Go ahead Seltene, with great apreciation!

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome brother's nice to see you ❤️🇪🇷🙏🇨🇦❤️

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 2 ปีที่แล้ว +6

    *🇪🇷🇪🇷 FIELD MARSHALL YOHANNIS ABRAHA YOU ARE 100 %RIGHT *
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅❤️✅

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆና ህግደፍ ሕብረት ኤርትራዊ ኣይደልዩን ኢዮም፣
    ልዑል ንቕሓት የድሊ፣ ኣብ ውዳበታትና፣
    ህግደፍ ኣባደመ፣ ብዝተፈላለይየ መገዲ ከም ዝመጽእ፣ ነዳልዎ ነብስና።
    ጆን እቶም ዝጻረፉ ህግደፍ ኢዮም፣ ሓሳብ ይኩን ሓቒ የብሎምን፣
    ዓቕሞም ጸርፊ ኢያ

  • @selamnegusse3443
    @selamnegusse3443 2 ปีที่แล้ว +3

    አጆኹም እዚ ዘሎ ነገር እዩ። እቶም ጫው ጫው ዝብሉ ልኡኻትን ዝተደናገሩን እዮም።
    ክንዳኹም ዘይገበሩ ኣብ ዘረባ ዘለው እዮም
    ንሰኹም ጥራይ በርትዑ።

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ሓጎሰካ TDF ሰልጠነ

  • @selamnealmena5407
    @selamnealmena5407 2 ปีที่แล้ว +5

    TDF malte berged nehmedu menfeatome keme TDF kekonulna selzdeli maltu eyu meslni💪💯

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene girmay Tigray and Eritrea is they have a on country but I don’t know what they’re needs for ass the Eritrean people because they want to in Tigray 🤔 Tigray people are they’re peaceful with Eritrean people :: we are all we need a life Tigray Eritrea 👌

  • @alganeshmitelka5232
    @alganeshmitelka5232 2 ปีที่แล้ว +2

    Ajokum John hawey tesfana ekum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ab Gonikum alena Awet dima nay gidin EU

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 ปีที่แล้ว

    Selam selten hawey 🙏ajekum aewetkum aewetna keryba eya hagere tgray teser 💯💯💯✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪❤💛❤💙❤💛💙❤💛💙❤💛❤

  • @erisistersforever5685
    @erisistersforever5685 2 ปีที่แล้ว +3

    ብመልሓስ ኣይትባኣሱ ብተግባር ንስራሓ ትዲኤፍን ብብጌድ ንሓመዱ እንታይ ፍልልይ ኣለዎም?ክልቲኦም ሓደ ደመኗ ጸላኢ ኣሎዎም ክልቲኦም ንህዝቦም በጃ ዝሓልፉ እዮም

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 2 ปีที่แล้ว

    Ajokum ahwatey meftet hgdef keytkonu 🙏🙏🙏♥️♥️

  • @gunner7642
    @gunner7642 2 ปีที่แล้ว +1

    ጭርሖና
    ህግደፍ ክድምሰስ ግብራዊ ቃልሲ ነበግስ
    ይኹን

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ጅግና ወዲ ዓዋተ ኣይፈልጥዎን እዮም ንዕዖም ኣይንታዮም እዩ።(ህግደፍ) ዘይሓፍሩ 😸👽)ንሓመዱ ቃልሱኩም ቀጽሉ 🧸🥰🙏🏼💙🌿💙🌿💙💞 ጸርፊ ካብ ሳሕል እዩ መጺኡ።ኣብ ባርካ ኣይነበረን 💓💙🌿💙

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም የህዋት ሰልጠነ ከምኡ ከጁን ሰላም ኢቲ ስእሊ ህጁ አኩነን ወጺኡ ብናይ ኑርወይ ኩነታት ኢዩ ወጺኡ

  • @Merhawinetwerk1008
    @Merhawinetwerk1008 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣንታ black ዲዩ ስሞ ንሳቶም ከማን ምስ ኣምሓራይ ተላፊኖም ንህዝቢ ትግራን ኤርትራን ንምጥፋእ ይሰርሑ ኣለው።
    ህዝቢ ትግራይ ለሞን ጽባሕን የሕዋትና ኢዮም ስጋብ ሞት ባሓዛብ ዘይ ንሰርሓሉ ምክንያት እንታይ ኣሎዋ።

  • @baylulasfah615
    @baylulasfah615 2 ปีที่แล้ว +3

    Joni king of kings 🥰🥰🥰✅️✅️✅️✅️✅️🥰

  • @ashebrabrahakebede5300
    @ashebrabrahakebede5300 2 ปีที่แล้ว +15

    ከመይ ሰልጠነ ሓወይ ኢዚ ጀረናል ጆን ብላክ ኣብ ማስመዳ ከተምጾ ኮለካ ብዛዕባ ናይ መሳርሕቱ ክዛረብ የቡሉን ሓደራካ ብግሎም ክዛራቡ ኣለወም
    ውሽጥ ውሽጥ ክዛረቡ ኣለዎም ናይ ባዓል ዋዘማ ብውሽጥ ጥራይ ክትዛረቡ ኣለኩም እንበር ኣብ ላይፍ ኣይትዛረቡ በጃካትኩም

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 ปีที่แล้ว

      መዓረግ አይተውህድ FIELD MARSHALL ኣስተዒልኻ ተዛረብ ታ ወዲ ናይ ደሓን ዶ 🤣🤣✅

    • @samanthalondon1485
      @samanthalondon1485 2 ปีที่แล้ว

      Why not 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @yemanehayle553
    @yemanehayle553 2 ปีที่แล้ว

    አጆኹም ጆኒ ፅቡቅ ገይርኻ ገሊፅካዮ ኢኻ እቲ ዋና ነጥቢ ክልቲኡ ህዝቢ ዘቀራርብ ሓሳብ ሒዝና ናይ ሓባር ፀላኢና ንቃለስ ።
    ሓደ ነገር ግን ክንነቅሐሉ ዝግባእ አብመንጎና ተመሳሲሎም ብተመሳሳሊ ስምን ፎቶን እናለጠፉ ቃልስና ክኾልፉ ለይትን ቀትርን ድቃስ ዝሰአኑ ወገናት ከም ዘለው ክንፈልጥ አለና ።
    ውዳበ ጥርናፈን ንሓበራዊ ቃልሲ!!

  • @nisannisan3565
    @nisannisan3565 2 ปีที่แล้ว +1

    ካብቲ ዝገርመኒ ዋላ እቲ ደላዪ ፍትሒ ምሉእ ብሙሉእ ካብ ጽሊኢ ተጋሩ ኣይተኣለየን ዘሎ ሓፈሻዊ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ንሕግዝ ዘለና ዋላ ትዲኤፍ ኢና እንተ በልና እንታይ ጸገም ኣለዎ ከምኡ ኢልና ካይወጻእና ናብቲ ዝድለ ክንበጽሕ ዘሎ ተክእሎ ትሑት እዩ ስለዚ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮና ሃገርና ናጻ ክንገብር ኢና ኢልካ ንጹር ዝኮነ መርገጺ ክንሕዝ ይግባእ

    • @mkm4736
      @mkm4736 2 ปีที่แล้ว

      ይገርመኻ እዩ ምንም ክርደኡኻ ኣይኽእሉን🤔

  • @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
    @ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰልጠነ እታይ ዘረባ ተሳኢኑ ፡ኢዩ ንሕና ቲዲኤፍ ኢና ዝበለ ውፍይ እታይ ናቡኡ የተዎ ።ንምንታይ ኮሙኡ ኢሉ ተዛሪቡ ባዕሉ መጺኡ ክምልሶ ዘለዎ ኢዩ።

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Jan black ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @esumaksibeauty6969
    @esumaksibeauty6969 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣናብስ ኣብ መንጎኹም ክፍተት ከይተእትው

  • @genetbeyene8105
    @genetbeyene8105 2 ปีที่แล้ว

    ደለይቲ ፍትሒ ተባሂልና ፍትሒ ረጊጽና ንሰብ ክንጸርፍ ግን ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ዩ

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 ปีที่แล้ว +2

    Well come DEKII HEZIBIII WEXEANA KIBEKIEEE. EU HIJIII SEE BEHAYLIII FTARY. EDMEN TENANEE. YEHABKUME 🇪🇷🙏

  • @yonatanmengis4235
    @yonatanmengis4235 2 ปีที่แล้ว +2

    Very good answer jone black ❤

  • @batsebabere4386
    @batsebabere4386 2 ปีที่แล้ว +4

    ካብ ህግደፍ ከምዚ ይሓስቡ ኣለው ካብ ንብለ፡ንሚታይ ጨካንታ ኮይና ነዞም፡ህግደፍ ደፍቶሙን ዘይነቃብጾም፡ነዚኦም፡ንምታይ ግዜ፡ንወስድ ኣለና ኣብዚ ኤውሮፓ ዘለው ቀልጥፍና ከነቃብጾም ኣለና ።

  • @tsgabaxum
    @tsgabaxum 2 ปีที่แล้ว

    አስተውዑሉ ዕላማኹም ዝሳኻዕ አብ ህልውና tdf ዝተተሓሓዘ እዩ። አሕዋተይ 🙏👍

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 2 ปีที่แล้ว

    💯♥️💐👌👌

  • @amanuelsyoumgebremeskel9230
    @amanuelsyoumgebremeskel9230 2 ปีที่แล้ว +3

    ንምንታዩ ነቃዕ ዝህቦም ግን ውፋይ?

  • @fevengebreyesus3076
    @fevengebreyesus3076 2 ปีที่แล้ว +1

    Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 2 ปีที่แล้ว +1

    I love John Black 🤩💯💪💪💪

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 2 ปีที่แล้ว

    Jonblak 👍👍👍♥️♥️♥️🌹🌹🌹

  • @mihrettesfayb9192
    @mihrettesfayb9192 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤️😍💖❣️💕💘❤️😍💖

  • @berhanetesfai1963
    @berhanetesfai1963 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ከይዲ ፖሎቲካ ብዙሕ ሸታሕታሕ ስለ ዘሎ፡ ቅድሚ ምዝራብካ ክልተ ግዜ ምሕሳብ የድሊ፡ህግድፍ ኣብ ሞንጎ በርጌድ ንሓመዱ ነቃዕ ክፈጥር ከይደቀሰ እዩ ዝሓድር ዘሎ!!!

  • @tigestlemlem1531
    @tigestlemlem1531 2 ปีที่แล้ว

    Forced soldiers of Eritrea, to save your life and our society surrender to your brothers and sisters of the TDF.

  • @mot379
    @mot379 2 ปีที่แล้ว +1

    Tefe the greatest kkkkkk I new it you are the right one ✅💙 simerrr room crue least 10 yrs back. I will tell you my nn .if you respond ty ክክክ

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 2 ปีที่แล้ว

      He is admin in smerr one

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 2 ปีที่แล้ว +4

    ሎሚ ሰልጠነ ጸባ ኣስቲካኒ ውፍይ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ክዛረብ መሰልን ፈረቃን ኣለዎ። ብርጌድ ንሓመዱ ንፍዓት ኣክቢርኩምና ክብል ከሎ ዳአ ስለምንታይ ከምኡ ትብል ደይትብልዎ። ተረዳዲእና እንተከድና ጽቡቅ እዩ።

  • @solomon394
    @solomon394 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰልተነ ፉሉጥ ኢዲዩ ኣይቲበል ዉፉይ ኢታ ሓቂ ኣብልቡ ዘላ ኢዩ ኢሉ ላዕልን ታሕትን ኣይቲበል

  • @samuelmussie3056
    @samuelmussie3056 2 ปีที่แล้ว +5

    Etom zxarefu hgdef iyom Johnny the great.

  • @gunner7642
    @gunner7642 2 ปีที่แล้ว +1

    ባርዕ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ውሽጢ ሀገር ትወላዕ
    ህግደፍ ብሐዊ ክብላዕ

  • @wedisium6523
    @wedisium6523 2 ปีที่แล้ว +1

    ንወዲ መባእ ጻዊዕት ዘይነቅርበሉ ካብ ውድብ ናጻ ተሊ ?

  • @simon-jc6fs
    @simon-jc6fs 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Rijasebna
    @Rijasebna 2 ปีที่แล้ว

    ንሕና ኤርትራውያን እንካብ ኮንና ፡ኤርትራውነትና ካብ ህግደፍ ክምስከረልና ኣይንጸበ ።

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 2 ปีที่แล้ว

    BERGED NHAMEDU Elllllll 💚💚💚💚💚

  • @LifeLens1980
    @LifeLens1980 2 ปีที่แล้ว

    John Black, I agree with you

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 2 ปีที่แล้ว +2

    Wae bejakum beti seb zisebekum gberu nekae aytetwu ajeka Jon Black mtnkak gberu bqaltkum

  • @samanthalondon1485
    @samanthalondon1485 2 ปีที่แล้ว +3

    You are very funny🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @filmontekeste5507
    @filmontekeste5507 2 ปีที่แล้ว +3

    Bravotat yehwatey mearey teredadu tray da hgdef ab makelna atiyom fah fah keyebulna. Nsatom keman amharu koynom alewu::

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤🌹🌹🌹💚💚💚

  • @estifwonder7123
    @estifwonder7123 2 ปีที่แล้ว +1

    ጆን ቁሩብ ብስለት ሲ ተድልየካ ኢያ ደሓር ከኣ ሰልጠነ ቡዙሕ ኣብዚ ኣምጺካ እንተዘሓተትካዮ ኢዩ ተመራጺ ምኽንያቱ ጆን ገርሂ እንዳመሰለ ኣብቲ መናኣሰይ ምድንጋራት ይፈጥር ኣሎ ንዓይ እካ ስሚዒታዊ ሰብ ኣብ ከምዚ ብተደገጋጋሚ ዘይምምጽኡ ይሓይሽ ቆልዓዊ ባህሪ ኣለዎ

  • @msgnazeru3431
    @msgnazeru3431 2 ปีที่แล้ว

    ጆኒ ኣንበሳ ሓጂ ኣሕጊስካኒ ተረዳድኡ ድኣ ነቃዕ ኣይተእትዉ

  • @habtomkahsay9216
    @habtomkahsay9216 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃንሰይ ኣጆኻ ንፉዕ ኢኻ፡በጃኻ ሓራቕ ኣይትኹን ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ሓራቕ እንተኾንካ ከጸሉሉኻ እዮም እስኻ ንስራሕኻ ኣትሪርካ ሕዞ ምሓዙት ክኣ ኣብዝሕ፡ምስባዓል ዉፉይ ክትተሓባበር ኣለካ!

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 2 ปีที่แล้ว +5

    ጆን ናይ ብሓቂ ጅግና ኣብ ኣገዳሲ ግዜ ተጋግየ ኢልካዮም ነቲ ዘፍቅረካ ህዝቢ ወይ ደላዪ ፍትሒ። እዚ ካአ ክሳብ ክንደይ ፍቅርን ጽምእን ናይ ፍትሕን ሓርነትን ድልየት ከም ዘለካ እዩ ዘርኢ ኣጆካ ኩላትና ኣብ ጎድንካ ኣለና።

  • @elilta70
    @elilta70 2 ปีที่แล้ว +1

    አብዚአስ ጆን ብላክ ተሃዊኹ ኢዩ መፍቶ ህግድፍ ከአ ጌሩና ኢዩ ብሰንኪ ትህዋኹ ክጥንቀቅ አለዋ ማለት::

  • @besratobg1676
    @besratobg1676 2 ปีที่แล้ว

    👍💯💪💯💪👍💯💪💯💪👍💯💪

  • @batsebabere4386
    @batsebabere4386 2 ปีที่แล้ว +1

    ህግደፍ መንሰይ ሓሊፉ ናብ ኣቦታትና ሰጊሮም ኣለው ኣብጻ ኮናት ከትፍኦም፡ይገብር ኣሎ ህግደፍ፡መደፍ

  • @natnael75
    @natnael75 2 ปีที่แล้ว +2

    😂😂ክክክክ ተፈታዊ ትብሎ ተጠንቀቅ ኣብ 19:33-,35 ስምዓያ ኢኻ ኘዚኣ ዉን ቆሪጾም ክላገጹ እዮም ዳ ህግደፍ 😂😂😂

  • @brhanmulubrhan5414
    @brhanmulubrhan5414 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃብካ ብኸምዚ ይቅርታ ምሕታትካ ጆን ብላክ እምበር ቡዙሕ ህዝቢ ኢኻ ኣኾሪኻ ኔርካ ስለዚ ክውር ስብ ማዕረ ነብሱ የኽብረካ እዩ ።

  • @weldeab9707
    @weldeab9707 2 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ኣቴሙና ከምዘለዉ ዘረድእ ነጥቢ'ዩ።

  • @samirajfkfvdl811
    @samirajfkfvdl811 2 ปีที่แล้ว +7

    Joni king of Kings 🤴 💜

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 2 ปีที่แล้ว

    We are against Hgdf and Abiy we fight for justices

  • @harenakesete3628
    @harenakesete3628 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
    @ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጆን ብላክ ነገራት ከም ዝተረዳኣካዮም እዩ ብዝኮነ ነዛ ኮሞንቲ ተንብባ ተለካ
    ብርገድ ንሓመዱ ማለት ትዲፈ ማለት እዩ ማለት ቀላል እያ ክትርዳኣ መሲልኩም እዩ ውፉን ሓደራኩም ነገራት ብኩሉ ማኣዝን ንርኣዮ

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 2 ปีที่แล้ว

    ዓለም ካሓዳም እያ ግን ኦጆና ክንዕወት ኢና ዓለም ዝኩሉ ግፊዒ እናረአየት ትም እላ ዘላ ክንሕፊራ እና

  • @مبنظز
    @مبنظز 2 ปีที่แล้ว +2

    Jon black zibuk alo wufuy eyu tegagiu zelo

  • @tumuzghimuzghi4807
    @tumuzghimuzghi4807 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene jigna Kulu gizye jigna nska fuluy eka fetahi shgr hzbu nska kemzom hade gasha hizom minin zblu bzeymkanka aziye yhgos

  • @Rijasebna
    @Rijasebna 2 ปีที่แล้ว

    ንዕላማኻ ኣይኮነንዶ ፥ትግረዋይ ዝብል ሲ ጣሊባን ፡ኣልሸባብ እንተበሉና ውን ግዲ የብልናን ።

  • @beBold2023
    @beBold2023 2 ปีที่แล้ว +1

    ጆን ብላክ ፡ጽቡቅ መርገጺ ኣለካ። ግን ናብ ተፈታዊ ሾዊ ምቅራብ ማለት ናብ ኣባ ሻዉል ኬድካ ምምንዛር ምዃኑ እንተተገንዘብካ ጽቡቕ እዩ፡፡ I have two alarming
    1. stop pretending ( tefetawi ...l)
    2. Be like a brave soldier ( John black)
    John black ክትዕወት ትኽእል ኢኻ ግን ናብ ኣባ ሻዉላት ምዝዋር ደዉ ኣብል

  • @bazitbazit9656
    @bazitbazit9656 2 ปีที่แล้ว

    ጆን ብላክ እታ እንኮ ንህግደፍ እትድምስስ መንገዲ ፈሊጥዋ ኣሎ። ቃልሲ ብግብሪ ዳኣምበር ብመልሓስ ኣይኮነን። ብሩህ መጻኢ ውፉይ ሒዝዋ ደቂሱ ኢዩ። ማዓልታዊ ኣብ ላይፍ ምውጻእ ትርጉም የብሉንደ

  • @freweinietesfamichael1826
    @freweinietesfamichael1826 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምኵም. የብዛሐለይ. ብርጌድ ንሐመዷ. ብከመይ. ክንረክበኩም

  • @rezenedesta6483
    @rezenedesta6483 2 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @destagebremedihn2597
    @destagebremedihn2597 2 ปีที่แล้ว

    ናብ ቃልሲ (መሪሒነት) ዝወፈረ ሰብ ኣይኮነንዶ ፀርፊ ካሊእ ውን ክገጥመካ እዩ። ኣካላቶም እኳ ዘወፍዩ ኣለው።

  • @mehariredi4074
    @mehariredi4074 2 ปีที่แล้ว

    Pless bejakum aytbasu atokrona nabze komal shabya negbro

  • @fessehayehailu1664
    @fessehayehailu1664 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ተፍታዊ ከሙኡውን ጆን ብላክ ስለትገብርዎ ቃልሲ የመጉስ
    ሓድ ሓቂ ጆን ዝጠቐስ ሓቂ ዝተዛረቦ ብመስረቱ ንቓልሲ ተጸግዕካን ዋጋ ከፍልካን እምበር ብፕሮፕጋንዳ ጥራሕ ህግደፍ ክወድቅ ኣይኽእልን
    ዋጋ ከፍልካ ኢዩ ሓርነት ዝርክብ ፡ ዋጋ ክትክፍል ድማ ኣብ መኽፍሊ ዋጋ ወሪድካ ሓመድ ተነፅፍካን እምኒ ተተርእስካን ክኸውን ይግባእ ብፍላይ መራሒ ክኸውን እንተኾይኑ መሪሑካ ዝወርድ ሂወቱ ዝህብ ክኸውን ኣለዎ ዳሓር ስብ ምስተዓዘቦ ይስዕቦ
    ብኻሊእ ንሓደ ዝስርሕ ተቓላሲ ተጋግዩ ኢልካ ንንፋስ ካብትህቦ ቀርብካ ብመስመር ክትምዕዶ ኢዩ ዘለካ ንብጻይካ ዘይቀበጽካዮ ብሓደ ግዜ ንንፋስ ማሃብ ክንጥንቀቕ ይግባእ ይብል
    ካሊእ ጆን ብላክ ውፈር ከምቃልካ ኣጆኻ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ኤርትራውያን ሎሚ እቲ እንኮ ጥርኑፍ ዉድብ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዝቃለስ ዘሎን ኣድማዒ ውጽኢት ዘምዝግብ ዘሎ ፡ ብዙሓት መንእሰያት ውን ዝስዕብዎ ፥ ብርጌድ ንሓመዱ ጥራይ እዩ።
    ካለኦት ብዘተፈላለየ ጽቢብ ምትእኽኻብ ንዓመታት እተጠርነፉ ማሕበራት ስለዝኾኑ ብዙሕ ከድምዑ ኣየከኣሉን። ናይቶም ገሊኦም ናይ እኽብካብ እሞ ዘረባ የብሉን ፡ ኩሉ ግዜኦም ነቶም ተቓወምቲ ኣብ ምቅዋም ዘሕልፉ ፡ "ናይ ተቓወምቲ ተቓወምቲ" እዮም።

  • @beranealemeberane1070
    @beranealemeberane1070 2 ปีที่แล้ว

    Bhake ❤

  • @geryehadera7527
    @geryehadera7527 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰልጠነ ጆን ብላክ አንጻር በርገድ ንሐመድ ኢሳያስ አነምጽያ አነ ከምድላየይ ኢሉ ንህዝቢ ኤርትራአጥፊና ጆን ብላክ ሰብ ተስፋ
    ገሩ ነይሩ ሕጂ ግን መጀርያ ጸርፊ ድሕረት ኢዩ ንስካ አንጳ ፍትሒ ትከይድ አለካ

  • @senubereket7393
    @senubereket7393 2 ปีที่แล้ว

    Johni Entay yewxaka fetuw Ajokum Teray

  • @gezaegrmay2963
    @gezaegrmay2963 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene mestewali abi seb

  • @henoktekle1209
    @henoktekle1209 2 ปีที่แล้ว

    ጆን ብላክ ጽንግሊል😜😂😜😂

  • @tumuzghimuzghi4807
    @tumuzghimuzghi4807 2 ปีที่แล้ว +1

    Johnny busul jigna eti xegem ab degefti wufuy eu kemzi degefti eseyas ykonu alewu slezi ajoka Johnny jigna seltene dma nwufuy edme gberelu

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi eritreawi TDF konu ayfeltn

  • @berheberhe4807
    @berheberhe4807 2 ปีที่แล้ว

    selam selam seltene and joni

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 2 ปีที่แล้ว

    ሽፍቱ ጉጅለ ህግደፍ ምስ ፍኖ ደርጋውያን ናይ ፍሽሽትነት ልፍንቲ ጌሩ ህዝቢ ከብርስ ይፍቀዶ
    ንደለይቲ ለውጢ ምስ TDF ምስ መንግስቲ ትግራይ ምትሕግጋዝ ንናይ ሐባር ቃልሲ ምትሕብባር እንተተገበረ እንታ ኢዩ ቲ ጸገም ዘለዎ ወይስ ንኢሰያስ ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ምስ ፍኖ ደርጋውያን ሐቢሩ አህዛብ ከጥፍእ ዝፍቀዶ ኮይኑ

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 2 ปีที่แล้ว +1

    ልክዕ ጆን ወዲ ህዝቢ። ንስኹም ባዕሉኹም ንሙሁር ዓቅሚ ዘለዎ ካብ ውድባት ዘይኮነ ወይ ካብውድባት እንትኾነ ካብታ ምሳኹም ዝጽምበረላ ካብተን ውድባት ይውጽእ ። ባዕሉኹም መን ይኽእል ኢልኩም ትሐቱ ክም ኩሉ አሳራራሐ። ሐደራ። የቀንየለይ

  • @tumuzghimuzghi4807
    @tumuzghimuzghi4807 2 ปีที่แล้ว

    John King btaemi belihn busuln ajoka kexl nkdmit

  • @sona6527
    @sona6527 2 ปีที่แล้ว

    ሓዉና