ስውእቲ ምንያ ክብሮም ዛግር 10ይ ርእሳ ኣብ ሰውራ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- ታርኽ ህይወት ስውእቲ ኣዴና ምንያ ዛግር ብኣገረምቲ ዛንታት ዝተመልኤ ኢዩ። ብኸምዚ ክግለጽ ዘይኮነ ብስፍሓትን ብዕምቆትን ክግለጽ ስለዘለዎ፣ ናይ ብዙሓት መቃልስታን ፈተውታን ተዘክሮታትን ፍጻሜታን ተፈቲሹ ንታርኽ ክስነድ ከምዘለዎ ክዝከር ይግባእ። ብዛዕባ ጽንዓት ተወፋይነት ኣደነት ኮታስ ዝንገር ሓግቀኛ ዛንታ ናይ ሓርብኛ ኣዴና ምንያ ብዙሕ ክብሉ ዝኽእሉ ብጾታ ከምዘለዉ ርጉጽ እዩ።
ሓርበኛ ኣደ ምኒያ ዛግር ከም በዓልቲ ኪዳን ብብዓል ኪዳና፡ ከም ወላዲት ድማ ብዉሉዳን መቅርባን ዘሎ ተዘክሮታት፡ ካብ ስድራ መን እያ? ትውልዳ ኣተዓባብያኣ ክሳብ ዕለተ መውስቦኣ. . .ካብ ምስላፍ ክሳብ መስዋእቲ ዘለ ታሪኽ
Jigina weladit Ade hizibi Eritrea 🇪🇷. Sefih aeaimuro ziteaedelet. Mengustu semay yiwarsiki mis Jegunu suwaaet!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
ዘለአለም አብ ልብና ሰማታት ዓሐወተይ ዘለዓለምዚኪሪ መጋስን ን ሃዋርያት ሰማአታት 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯😥💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣደ ሓበን ኣደ ጅግንነት ኣዴና 🇪🇷❤️🇪🇷 ከም ወልዲት ወን ለውህ ኣደ 🇪🇷❤️🇪🇷
ልክዕ ገሊጽካ ገላጺ 😪🇪🇷❤️🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብሰላም ዕረፊ ኩሉ ጊዝየ ኣብ ልብና ኣለኺ,❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ሓርበኛ ኣደና ምንያ ብስላም ረፊ🇪🇷🥰🇪🇷
ዝገርም እዩ ናይ ሕዝቢ ኤርትራ ንቅሓትን ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉሰኻ ዘኩርዕን ነዚ ከጥፍኡ ክድምሱስ ዝደልዩ ካአ መጽኦምና። ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ወትሩ አብ አሰሮም አለና 🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️🌹🎉👍።
ዋው ዘኹርዕ ታሪክ ሓርበኛ ዋዕሮ ተጋዳሊት ምንያ ክብሮም ኣብነታዊት ኣደ ክልተ ስዉኣት ደቃ ፍረወይኒ ተክላይን ያቆብ ተክላይን ጀጋኑ ብሰላም ዕረፊ ታሪክኪ ንዘልኣለም ክነብርዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Brkti ade ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ❤ክብሪን❤ሞጎስን❤ንሰማኣታትና❤ወቱሩ❤ኣብ❤ኣሰሪኩም❤ዓወት❤ንሓፋሽ፧፧🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሐርበኛ አይነብርን ታሪኹ'ዩ ዝውረስ, ዋዕሮ ሐርበኛ አደና ምንያና ክብሮም መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ምስ ክልትኦም ስወአት ደቃ , ብጣዕሚ እውን ሐዚነ ጓላ ምስ ድቂ አብ ከብዳ ምስውአ, ታርኽ አደና ምንያ ሐበን ሃገር አዘላቶ ሰላምን ዕረፍትን ንምነ❤❤❤።
❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️❤️❤️❤️
❤🎉❤ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ ሰውራ ኤሪትራ ሰብ ኣይድገምን ኢዩ ታሪኽ ኢዩ ዝድገም ሽጥ መዓንጣ❤🎉❤
"ዓሻ ምውት ይናፍቅ ይብሉ ኣቦታትና "ንከም በዓል ስውእቲ ምንያን ኩሎም ስውኣትናን ምንፋቅ ግን ዓሻ ዘብል ኣይመስለንን
ዘለኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስውኣትና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓወት ንሓፋሽ
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
Harbena aynebrin eyu tarik eyu zwres zelalemawi kbrin mogosen nswatna yku awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷❤️🕯🇪🇷🕯❤️✊️❤️🙏
እንታይ ዳኣ ኣብ ሕጂ በጺሖም እዞም በልዓቲ 2ተ ጻሕሊ ዝታካትኩና ዘለው
ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ንሕበን።🕯🐪🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏🕯
Weylka kediat deki zagir
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ጅግናታሪኽ ይገድፍ እንበር አይነብርን እዩ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋
ኣዝዩ ልዑል ክብርን ሞጎስን ነቶም ብኩልንትንኦም ብርሃን እንከይረአዩ ብርሃን ዝለገሱልና ሰማእታት ኤርትራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናይ መን ኣዘንቲኻ ናይ መን ክትገድፍ ስለቲ ታሪኽና ንኽንፈልጥ ትገብሮ ደለኻ ነምስግን ቀጽሎ ሓርበጫ ኣይ ነብርን ዩ ታሪኽ ዩ ድውረስ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤
ታሪኪ እዩ ነባር ቅሰኑ ሃዋርያት አሕዋተይ 🕯🕯🕯🕯🕯😥🕯🕯🕯🕯🕯😥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💝💝
Kisenu suwaaetna Aede kulu Hzibiy Jeganu Ade🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹❤️👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
ደገርም ኢዩ ናይኤርትራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🙏
ኤርትራውያን ኣዴታት ፍሉይን ዜደንጹን ታሪኽ ዚውንና ምዑታት ሓርበኛበኛታት ኢየን።ክብርን መጎስን ንኹለን።
Thanks so much for sharing with us good job keep it up 🙏🏽🇪🇷❤️🌹🎉 .
❤🎉❤ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ❤🎉❤
ሰራውር፣ ዳን ኮነል ሰላሊ ምዕራብ ጸጥታ ከምዝነብረን ክምዝኾን ኩሉ ዝስተውዕልን ዝፈልጥን ዝፈልጦ ኢዩ። ኩሎም ግዜጠኛታት ደቀባት ምዕራብ አብ ኣገልግሎት ዓበይቲ ዜና ትካላት ከም ቢቢሲ ዘሎው ምስ ሰለላ ትካላት ህገሮም ርክባት አሎዎም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓርበኛ ይነብር ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ🇪🇷።
ክብርቲ ሓርበኛ ምንያ ኩብሮም(ዛግር) መቓብርኪን መቓብር እቶም ኩሉ ጀጋኑና ማይ ትፈልፍል።
ምንያ ኩብሮም ኣደ ሃገራውነት ኣደ ትብዓት ኣደ ተዋፋትይነት ኣደ ሓቂ ኣደ ፍቕርን ሓድነትን ኢኺ ሞ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኺ🇪🇷🙏❤።
ዓወት ንሓፋሽ!!
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🌹🕯️❤️
Jeganuna kibretna habena kbri neakum sematatna wetru yzekeru ykiberu❤
Kibirin megosin nisiwatina kiburatti Mini yy'a minya Tezekeru
ክብርቲ አዴና ምንያ መንግሰተሰማይ የዋርሳ ጅግና እያ ታሪካ ነባሪ እዩ ንዘልአለም ዓወት ንሐፋሽ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷❤
ሓማሴን /ዛግር/ጅመሪ ሰውራ
❤❤❤❤❤❤.❤❤❤❤❤❤wetru.ab.lbena
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና
ሻዕቢያዊ ክብርታት
ሕድሪ
መትከል
ውድብ
ንቅሓት
ቃልሲ
ዓወት
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for sharing🙏🏼 ade Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💛💛💛❤️❤️❤️💚💚💚
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Jeganu.adetat.zager.❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢 ንኪር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯💝💝💝💝🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷
💪🐪🇪🇷❤️🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤
Jigna aynebrn eu zelalemawi zikri n swatna
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Ahhhhhhhh😢😢😢😢😢😢
ውይ ምንያ ዛግር ጅግና ኩልሻብ ፍሽኽ ንሳሕል ሕሽክብ መሊስኒ ፍሽኽታኺ 🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉፤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤
Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤🎉❤🇪🇷💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Ansit Azien filuyat nefuat eyen kedus keni eyu zehzeka . Harbeja ade.
❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉like like 👍 ❤
❤
Eway Minija zelalemawi zekren kebren nisematatna❤❤❤
Eretrya jeganu 🙏🇪🇷🕯🕯
Anbsetee 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🙏🙏🙏
❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤🇪🇷❤️
Slemntay iyu izi tsaeda zfetwena ? IZNI slezkhone ! Nay lomi men'isey kemzia ade beliH do alewuna ......