መሳጢ ታሪኽ ግምባር ሓልሓል | ማእገር : maeger History of the battle of Halhal - ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • መሳጢ ታሪኽ ግምባር ሓልሓል | ማእገር : maeger History of the battle of Halhal - ERi-TV
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 114

  • @tsegaihedru
    @tsegaihedru 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ክትዛረበሉ ቀሊል ይመስል አየ ሓንቲ አምነቱ ህዝቢ ኤርትራ

  • @አሰርህዝባዊግንባር
    @አሰርህዝባዊግንባር วันที่ผ่านมา +17

    ሙዑታት ተጋደልቲ ህ.ግ. ሓ. ኤ... ከምዚ ዓይነት መግለጺ ክድፍኣሉ ኣለዎ.... እቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ ስውኣት...ውጩ.. ቻይና.. ሃንጆማ.. ባይናክ.. ዓብዱረመጭ... ካልኦትን ቃሎም ከይሃቡ ብ ምሕላፎም የሕዝነካ

    • @birhan5231
      @birhan5231 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Yeah 😅 that is the answer to your question why do 😭 you want the Facebook account for the question why did you send me your address I don't think I can I call you in the sentence and then you will tell you that I don't have the money 🤑🤑 to the house and I was going to ask if you wanted me to come over for a few minutes and then I don't have it in every way I have a lot done

    • @samki-rw6lt
      @samki-rw6lt 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ፡እንዳ ዜና ዝምሃሩ ኣይመስሉን ኢዮም

    • @xone-J
      @xone-J 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Iza ab Tgray ztegebere wn krahalu alewo

    • @አሰርህዝባዊግንባር
      @አሰርህዝባዊግንባር 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@xone-J እወ ሓቅኺ ኣነ ዝፈልጦም ሕልፍ ዝበሉ ጀጋኑ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኔሮም 🇪🇷🌹🇪🇷

    • @xone-J
      @xone-J 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@አሰርህዝባዊግንባር hakki mexi zeyblu huluf yelen

  • @አሰርህዝባዊግንባር
    @አሰርህዝባዊግንባር 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ማርቶቭ ጎይታ ግንባር ሓልሓል ጐይታ እግሪ መኸል 🇪🇷🌹🇪🇷

  • @YosiefTesfazghi
    @YosiefTesfazghi 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኤረ ቲቪ ብሓቂ ጉሩምን ታሪኽ ሓዘል ምደብ ብምቅራብኩም ምስጋና።🙏✋👍✌🇪🇷✌🇪🇷❤🇪🇷🎉🇪🇷

  • @Weldezghi
    @Weldezghi 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤ ይከኣሎ❤ኩሉ❤ዝንከኣሎ❤ነብሪ❤ጫኻ❤ዘብሉ❤ጎዶሎ❤ኩሉ❤መፍቲሒ❤ኣብ❤ኢድካ❤እዩ❤ዞሎ❤ዓወት❤ንሓፋሽ❤

  • @motherland1510
    @motherland1510 วันที่ผ่านมา +3

    ኣርካናት... ሃገረይ.... ሰራሕቲ.... ቅያ! ዕድመን... ጥዕናን... ይሃብኩም ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 วันที่ผ่านมา +3

    ንክትአምኖ ዘጸግም ጅግንነት የቀንየልና ስለ እቲ ኩሉ ጅግንነትኩም ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏

  • @WediMengstab-l7f
    @WediMengstab-l7f 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ባሃቂ ጀጋኑ ኣቦታትና አኩም ቀጽልዎ አቲ ታርኪ ከይ ተፍ ነቶም ኣብ ስደት ዘለና ናብ ሃገርና ይምለሰና ፈታሪ ናብዚ ኣዲ ጀጋኑ ሃላል መሬት ሃውኩም ካብ ልብያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መግለጾ የንልናን ጀጋንና ኣምላኽ እድመን ጥ ዕናን ይሃብኩም ይገርም እዩ እኮ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትና ይባርኽ❤

  • @RamadanSaad-by4pi
    @RamadanSaad-by4pi 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አሪ ትቪ ከምዚ ገርኩም ንመንስያት ብህልን ጅግንንትን ኣያታቶም ክፍለጡ ቀጽሊ ጎስጋስ ክግበር ኣልዎ
    ነዛ ሃገር ክትህሉ ክዳኖም ከይቀየሩ ፡ ጠምየት ፡ጽምኢ ተጽውሮም ንዚ ዘብቅዑ ጀጋኑ ተጋድልቲ ሞሳ ይግባኩም ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @RamadanSaad-by4pi
    @RamadanSaad-by4pi 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ን ህዝቢ ኤርትራን

  • @AlayGere
    @AlayGere 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘይድገሙ ጀጋኑ ኣቦታና ንዓኹም ዝገልጽ ቃላት እኳ የለን።ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታት ንኣቦታናን ኣደታትናን። ታሪኽና ንዘለኣለም ተዘንትዩ ዘይውዳእ፡ መዳርግቲ እውን ዘይርከቦ ዓርሞሽሽ ኢዩ።

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ማርቶቭ ጅግና❤❤❤❤

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eritra went kubur mennet viva Eritrea yes wow wow 🎉 🎉❤ 🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እስካትኩም 'ሲ ኤርትራ ❤❤❤ ደጊማ ክትረክቦም ዘይትክእል ወሌዶ

  • @wintamusi9247
    @wintamusi9247 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣርካናት ተጋደልቲ ኣቲ ጅግንነትኩም ንናኡስ ዎሎዶ ብጉቡእ ኣውሪርኩሞ ጅጋኑና ኣናብስ ክም ኤሪትራውስ የለን ማይ ሪ ሕሪ ቀዲሕካ ዘይ ውዳእ ❤

  • @aemas3942
    @aemas3942 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    "ኣምበሳ ወኻርያ ኣይትወልድን'ያ"
    ብርግጽ!
    ኣናብስ ሳሕል ወኻሩ ክወልዱ ኣይክእሉን'ዮም 🇪🇷

  • @yehdegotekie9218
    @yehdegotekie9218 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብዛ ቅድስቲ ሃገር ና ኤርትራ ብጀጋኑ ደቃ ዘይተነገረ እንበር ዘይተፈጸመ ጅግንነት የለን። ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 วันที่ผ่านมา

    ንክትአምኖ ዘጸግም ጅግንነት የቀንየልና ስለ እቲ ኩሉ ጅግንነትኩም ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏

  • @abayweldeghergis7874
    @abayweldeghergis7874 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘተሓሳስበና ዝነበረ ናይ ሰራሕቲ ቅያ! ህ ግ ሓ ኤ! ትም! ርኣይዎም ተራ ሰባት ይመስሉ! ሃየ ጸሓፍቲ! ጽሒፍካ ዘይውዳእ-------------

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤👍🙏🇪🇷በጃኩም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገርና ከምዚ ገርኩም ታሪኩ ንገርዎ።እዚ ኩሉ እምኒ ክድርብን ታሪኩ ክፍንፍንን ዘጋበሩ ብመድያ ኢዩ።ኣብ መዓስከር ብቃላት እዳ ገበርት ኣብ ዘይፈልጥዎ ሓሸውየ ወያነ የእትያቶም ዘላ። እዚ ሕጂ ዝገብርዎ ዘለዉ ውጺዩ።ናይ ህዝቢ ታሪክ ይነገር።ናይ ተጋዳላይ ታሪክ ሰብ ዘይገብሮ ዝገበረ ብላሽ ከይከይድ።❤❤

  • @AsterMekonen-qn9rd
    @AsterMekonen-qn9rd 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብረት ይሃበልና ታሪክ ናይ ጀጋኑ አያታትናን አቦታትናን ዝገለጽኩምልና ጽቡቅ መልእክቲ ቀጽልዎ መንእሰይ ወለዶ ክማሃረሉ

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጂግንነት ትበተኽ መዓንጣ፡ካብ ብረታዊ ቃልሲ ገድሊ፡ዝጀመረሉ፡ታሪኽ ዝስርዚካ ኣይውድ'ኣን ከም ካብ ባሕሪ ብጭልፋ፡፡ስለዚ ኣነ ኣብቲ ዝሓለፈ ኢትዪኦፒኣያ ከም በዓል በላይ፡መንገሻ ደሳለ ወዘተ ብዓቢኡ ኣብይ ኣህመድ ኣብ አሪትረኣያ ኣብዝመጽሉ ዝነበረ ቀጣታ ናብ ቀይሕ ባህርና ባጽዕ ድቬርቲረ፡ናብቲ ጎበጣ ጽም'ኣት ዘለዎም የኸዱ ከምዝነበሩ
    ሕጂ ክትሓስቦ አንከለኻ ቅር ይብለካ "ክምብል በለ አሞ ኣይተኻዕወን"መንታይ መሓሸ ነይሩ አትው ምስ በሉ ኣስመራ ናብቲ ጅግንነት ዝተሰርሕ ዕውደኽናት ዝተፈጸመ ሹሸ፡ሰራዊት፡ደርግ ፡ኣብ ዝተፈላለይ ግዜ ዝሃለቅሉብዘትምሰሱሉ ድፋዓት ክሪ'አዎ ታሪክ ሓደ ብሓደ ንባዓል ሳሕል ናቅፋ ናደው ዝፈረስሉ ወዘተ ወዘተ ጂግንነት ኢሪትራዊ ማዕረ ክንደይ ክቡርን ምፈለጡ ምተረድ'ኦም አዞም ደናቁር የ"አዱግ ዓሰብ አትብ ቃል ኣየምጽዋን ነይሮም ካብ ልሳኖም ምፈገዱ "ማየት ማመን ነው"ኣብቲ መጀመርያ ናጽነት ይዝከረኒ ካብ ፓርላማ ናይ ኢትዪኦፒኣያ ፡ናብ ኢሪትራ ንዑደት ኣብ ዝመጽሉ ንናቅፋ ናይ ቅልሲ ድፋዕት ምስ ከዱ፡ተውስዱ ታሪኽ ክፈልጡ ሓደ ዓቢ ብዕድመ ሰብ'ኣይ በኽዮም ንብዓቶም ክቆጻጸርዎ ኣየከ'ኣሉን አንታይ ኢሎም ተዛረቡ ሕንቅንቅ አንዳበሉ ወዶም ናይ ደርግ ወታደር ስለዝነበረ የልጄ ሬኣስ ኣጥንቲ አዚ ቀርተዋል፡ኢሎም ተዛረቡ፡ኣብ TV ere ክዛረቡ ዝሰማዕኩዎ አዩ፡፡ስለዚ ሰኪሖም ዕዶቶም ፈጺሞም ተመልሱ፡

  • @DLETEY291
    @DLETEY291 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eri Tv bejakum weskuna

  • @MISGNAGHIRMAY09
    @MISGNAGHIRMAY09 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቆራጻት ጀጋኑ ሰራሕቲ ቂያ ፡ኣብ ማእከል ጸላኢ ጸላኢ ከይረኣዮም ድላዮም ዝገብሩ ካብ ተራ ፍጡራት ሰባት ናብ ዘይረኣዩ መናፍስቲ ኮይኖም ንጸላእቶም መንጸሮር ዘትሕዙ ፡ ጀጋኑ ደቂ ኣራዊት ኣብ ማእከል ጽላኢ ድላዮም ዝገብሩ ምዑታት።

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ጸጋ ዚ ማንም ዘይረኽቦ ታሪኻዊ ሓቂ። እቶም ፍሉያት ፍጥረታት ኣብዛ ስርሒት እዚኣን እቲ ህዝቢ ኣብዛ ስርሒት እዚኣን, ሞ ከኣ ብኣካል ደቆምን ደቅደቆምን " ነዚ ታሪኽ ዚ ብኣፈታሪኽ ክሰምዕዎ ዝጸንሑ ብኣካል እንካን ሃባን, እዚ ዩ ታሪኽኩም ክትብሎም ነዞም ወለዶ እዚኦም ናቶም ታሪኽ ክርከቡ ክትብሎም ዓቢ ጸጋ ዩ።
    ብቀንዱ ታሪኽ ሰውራ ኤሪትራን ህግን ነዚ ዝሓለፈ ታሪኽ ብኸምዚ ብኣካልን ኣብቲ ቦታን ኬድካ ነዚ ወለዶ ምርካቡ ሕጂ ውን ካብዚ ዝዓቢ ጸጋ የሎን። ክብርን ምስጋናን ነዚ መደብዝን ብከምዚ ኣገባብን ንዝቀርብን, ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንኣርካናትና።❤ እቲ ዝገርም "ኣነ ከምዚ ገይረ ዘይኮነ, ከምዚ ገርና እናበሉ " ዝትርኽዎ ንባዕሉ እቲ ዝዓበየ ክብር ስነምግባርን ተጋደልቲ ህግ ፍሉያት ፍጥረታት ዩ"❤❤❤

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘስተውዓልክዎ እዞም መራሕትናስ እቲ ቅርጺ አካላቶም ሸጥ መዓንጣ አብ ስራሕ ከምዘለዉ አጸቢቅካ ተረጋግጽ ። ንበሩልና ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።❤❤❤❤❤ እዞም ጎረቤትና ኸአ ከብዲ ንቅድሚት ምዕጉርቲ ጠልጠል ኢሉ ክሳድ ስጋ መሊኡ ፎእ

  • @meronsergalem-dp7jc
    @meronsergalem-dp7jc 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ሰብ ታሪኽን ቅያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክብር ን ሞጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TeweldeBeraki
    @TeweldeBeraki 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam.eri.tiv.yeknylna.nezi.zkri.zemxakumlna.martob.anbesa.ajoka.kexlo

  • @yemanetesfa4228
    @yemanetesfa4228 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤eritrawi malet

  • @yohannesissak6429
    @yohannesissak6429 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማርቶቭ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @agneritra420
    @agneritra420 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምቲ ብትረኻ ንሰምዖ ንኣንበብቲ ዉን ይጽሓፍ

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 ❤❤Eritrea 🇪🇷 ❤❤Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግንባርኩም ይመቐል ዱሁላት ህዝቢ ኤርትራ ባ መጻወቲ ኣሽካዕላልኩም ገበርኩሞ 😮😮!!!

    • @MeriEyoba
      @MeriEyoba 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቆማል ዓጋመ። እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ኤርትራ፧

  • @tsgheredaokubalidet8791
    @tsgheredaokubalidet8791 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway Martop ab botolenina kabtom niashtu u neru Ambesa ab kemzi mirayey bitaemi tehaguse. 👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ambesa wekariya aywelidin u nay bihaqi weriska awriska Martop gigna.

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ..Selam...deki erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤

  • @aziebngse8197
    @aziebngse8197 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Rezene hawey ztesewaela bota 😢

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በቓ ኩናት ጥራይ

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Eritrean defens forces proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmirAdam-cv4ul
    @AmirAdam-cv4ul 2 นาทีที่ผ่านมา

    This is not the language of the Eritrean people understand

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos51 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Edimen tienan yhabkum deki eri Jeganu salakum goblel koynu kitqxil zigeberkumo ❤❤❤❤♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💪👈👈

  • @bereketeabkidanemariam9933
    @bereketeabkidanemariam9933 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aye sire Hamot men kem Shaebiya
    Des zibil tarik Ab Eri Tv mizrgahkum bitaemi Nemsgin
    Kulu Tarikina 1 gizie Ab semun Akrbiwo bejakum Hadera Hadera Hader Wedi EDF❤

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Jiganu EDF And hezbi Eritrea,continue to share our history,thank you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏾💪👍🏾🌺💯✔️✔️

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Merhaba deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sabia Sabia Mekesene Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷💯🌺✅✊❤️🌴🙏⭐️🌹🌟🌟🇪🇷🇪🇷💯🌹🌹

  • @TeddyTeddy-j3x
    @TeddyTeddy-j3x 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kbrn mogosn nsweatna awet nhafash

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank youu eri TV🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🤜🤛

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The most effective and productive ERITREA 🇪🇷 free dome fighter at ERITREA 🇪🇷. Our freedom fighter are dedicated and prosperity democracy fighter 👏. Now in ERITREA 🇪🇷 game is a barbaric game. Must be stop ✋️

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Keep telling the stories of the unparalleled achievements you performed to defeat the enemy. Thank you!

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    B haki mesati tarik ! gn nmntay b film zeysrah?

  • @godefaihezbai6249
    @godefaihezbai6249 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ATA LOMES LEBIMKUM BHAKI
    KEMZI EIU ZEDLIENA

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 วันที่ผ่านมา

    I'm so proud to be Eritrean long life for our Eritrean heroes ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yekenyelna nekhul hakegna haberetakhum nemntay khulu haketat zetesenede zeygeletse bekhulu hageraweyan mediatat dipomasegnatat artists kulu bekhulu .

  • @Shigut
    @Shigut 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Martov melisu menisey mesilu , ab nay egri mekel dekumntary film rieyo neyre gin hiji xelimu imber nebsu c xibuk alo

  • @ahferom7780
    @ahferom7780 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi 14 koyne ztewagakulu gnbar u
    Hiji kea wedi 50 amet smeten aleku😢beal Kiara xbkti, Axmay goyta brien Habtom Yemane abzi u senkilu. Zeyrisio civil mensey wedi Melebso Salah "kitiwetu ekum gn kulna aykinhigosn ena" kidegagim abrasion ye mekniat nerwo ane'wn zeyrisio nushtey sle zneberku ye mesleni
    Salah adey yihlu ?

  • @GebremedhnGebremedhn
    @GebremedhnGebremedhn 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወትሩ ሻዕብያ::

  • @grmaygoytom8311
    @grmaygoytom8311 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eri 2:34 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @AbdurahmanMohammed-j1t
    @AbdurahmanMohammed-j1t 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ezi bal mlabso abi tarik alwo bhabar mrshanen mehraden nerwo eyo xbahal enta tgalxwo xboq ner😢

  • @kinganbilen
    @kinganbilen 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ‏مساكين الشعب 🦵🏾🖕🏼🖕🏼🖕🏼🖕🏼😭😭😭

  • @RonetKemalemey
    @RonetKemalemey 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🦁🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦅🦅🦅🦅👮‍♂️👮‍♂️👮‍♂️👮‍♂️👮‍♂️🫡🫡🫡🫡🫡goblel serawitnan hezbnan

  • @AliSalim-q4p
    @AliSalim-q4p 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We are proud our heros martove tsbuk megletsy

  • @habtommebrahtom4932
    @habtommebrahtom4932 23 นาทีที่ผ่านมา

    Martov Jigna.

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tarikhe nebari eu ne weledo kefelto khe a agedasi eu eti haki . Hezbi eritreawi zehelfo sekayen mekerane zeweredo gefen kelile aykonen ne leli 70 80 acetate weledotate .

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tarikhe nebari eu ne weledo kefelto khe a agedasi eu eti haki . Hezbi eritreawi zehelfo sekayen mekerane zeweredo gefen kelile aykonen ne leli 70 80 acetate weledotate .

  • @Michele-b6k
    @Michele-b6k 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tarikhe nebari eu ne weledo kefelto khe a agedasi eu eti haki . Hezbi eritreawi zehelfo sekayen mekerane zeweredo gefen kelile aykonen ne leli 70 80 acetate weledotate .

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Many veteran Army officers are already passed away taking alot historical events with them including M/General Haile Samuel ...

  • @MeriEyoba
    @MeriEyoba 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሕጂ ግርም EriTv። ዓለም ዘይሰርሓቶ ታሪኽ ሰኒዓ ሰናኒዓ ተምጽእ ኣላ። ንሕና ኤርትራውያን ግና ታሪኽ ኣብ ምስራሕ እምበር ታሪኽ ኣብ ምንጋር ድኹማት ኢና። ብሰንኪ ታሪኽ ውዕሎ ጀጋኑ ዘይ ምንጋሩ ድማ ብዙሕ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ብጎረባብትና ተሰሪቑን፡ መንእሰይ ኤርትራን ፋሕፋሕ ኢሉን። ስለዚ በዚ ጀሚርክሞ ዘለኹም መደብ ቀጽልዎ።

  • @saraadem9401
    @saraadem9401 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤ God protect Eritrea 🇪🇷

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you, Eri tv ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sirakabrar7428
    @sirakabrar7428 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I proud to be reritrea❤❤❤❤❤

  • @lucasyokab6104
    @lucasyokab6104 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mikes3312
    @mikes3312 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes, our hero's we are proud of you

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @meharizere7754
    @meharizere7754 36 นาทีที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @genetmihus8301
    @genetmihus8301 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @yoseftewelde4319
    @yoseftewelde4319 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    A

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🐆🇪🇷❤🇪🇷

  • @chamejohn6593
    @chamejohn6593 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤🫡🫡🫡🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fitsumgebrehawariat1193
    @fitsumgebrehawariat1193 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @agneritra420
    @agneritra420 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @alem2627
    @alem2627 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷❤️

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤😂

  • @asmeafabri4547
    @asmeafabri4547 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሐይልታት ምክልካል ኤርትራ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿☘️🌿🌴🌹🌿☘️🌿🌹🇪🇷🌼🌼🌼🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mokonengebrhiwet8667
    @mokonengebrhiwet8667 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 🇪🇷

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤሪ Tv ኣይንኣምናን ኢና

  • @hiwotmehari8015
    @hiwotmehari8015 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eritrea Hagere Jeganu Eritrawian ne Alem Zmeketu 🇪🇷💒🕌🌿💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @kutmiamassawa167
    @kutmiamassawa167 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህግደፍ ኩናት ክትጀምር ምስ ደለየት ዝገብረላ ሃለፍታ ሃለፍለፍ የብሎም ህዝብና ትብል ሓረግ ግደፍዋ ኣቱም ሰተይቲ ደም ሕጅስ ዉድቀትኩም ክንሪ ኢና

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    The land of Hero❤