"ኤርትራ ትበሃል ዓዲ ቀደም እያ ኔይራ" ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ዋና ፀሓፊ ብርጌድ ንሓመዱ ዓባይ ብርጣንያ ሃፍቶም ተስፋሁነኝ (መጨጨ)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 มิ.ย. 2024
- Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ሃፍቶም_መ
ጨጨ
#haftom_Tesfahunegn
❤❤❤አነስ ይትረፍዶ ሃገር ክሸይጥስ እታ አቦይን አደይን ዝሰርሕዋ ናይ ግሎም ገዛ ክሸጣ አይከአልኩን አይክእልን ድማ!!❤❤❤
ኣተሓሳስባና እዩ እንበር ብውልቀ ሰባት ትሽየጥ ሃገር ኣይራእናንን።
@@MerihHadgu ትኽክል አሎኻ እዘን ቃላት እዚኤን እቶም ሕማቃት ይጥቀሙለን ስለዝጸንሑን ስለዘለውን ነቶ አዚሮም ዘይሓስቡ ድማ ከምኡ ጌሮም ስለዘረድእዎም ገለ ገለ ነታ ጽሕፍተይ አንቢቦም ክሓስቡ እንተገበርቶም ኢለየ!!
@@kibreabesey9582 ብልክዕ ኣለካ
ኤርትራ ን ኤርትራዉያን ጥራይ ❤❤❤❤❤
Excellent interview! Thank you....
በሊሕ መስተውዓሊ ረዚን ቃላት ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ዕድመ ይሃብካ ወዲ ሓወይ
Good luck well done great interview 🙏
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ ክቡር ሓው ብርጌድ ንሓአዱ ወዲ ወደባት እዩ ምዕለቢኡ ከኣ ኣብ ሓመዱ፡ ናጽነት መጺኣ እያ ግን ዉሑዳት ሰባት ጨዉዮማ ትብል ብፍላይ ኣስሚረላ ኣልኹ ።
ኣንበሳ መጨጨ ጅግናናናናና
መምህር መጨጨ ባዓል ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Waaaaw des zibl interview this is the voice of all Eritrean justice seekers
ንዓ ሓወይ ናተይ ድምጺ ኣይኮነን
@@eritreanalgebra7704 i don't think so u are full Eritrean. I can tell u you have identity crisis. Nay b haki Ertrawi n Ertrea zelato haki eyu zizareb.
ጽቡቕ ገርካ ገሊጽካዮ... ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ.. ውድቀት ንውልቀ መላኺ
ክትቃወም ኤርትራዊ ኮንካ እምበር ትግራዋይ ኮንካ ኣይኮነን ከም ዓዲ ቀይሕ
@@naliru6096 ከኩሒ ኢኻ.. ምስ ኣኻውሕ ተዛረብ...
Sne hasbun belo ab ertra 30%wey 1siso remot Issu ziserh hangol eyu zelewom.
Thank you for the excellent interview.
ክብርቲ ሓፍተይ መዳ ንትገብርዮ ዘለኺ ኣዝዩ ደስ ዝብል ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ኣጆና ❤❤❤❤❤❤❤
Eritrea Eritrea Eritrea for ever Eritrea
😂😂 ኖኖ፣ ኤርትራ ናይ ኩሉ'ያ፣በጊዕ።
Eritrean for nageria😂😂
@@teklemahari9006 😂😂 ጽቡቕ ገበርካ! እንስሳ ዝኾነ መንእሰይ ፈጢሮም ሻዕቢያ ኢዶም ኣይስኣኑ።
@@woldaislassie2930Ala deki junta...abay tigray eya zela hanti tesfakum..yelen...neskum mewalkum ne Barnet ne America ne meswati zetekerebkum abagea ekum...foo denakur😂😂
@@teklemahari9006kabakum kabakum wexae zetemerawa yelewan deyen..wedza betni...deki adekum awaled eko tigraway kimereo aydeleyen eye zebela haken kea weagin endikum😂😂😂
ጅግና ዝኾነ ሰብ በዓል ሕልና 👍👍👍👍👍
አቲ እስኺ ሕሙማት ጥራይ ኢኺ ተምፅኢ።ምህረት የውርደልኹም ተጋሩ። እዚኦም እልፍ ጉሐፍ ምሐፍ🇪🇷♥️🇪🇷
ዓድ ቐይሕ !!! ዓዲ ከድዓትን ሸየጥቲ ዓዶም ሓቚፋ ምህላዋ ኤርትራውያን ኣስተውዒልና ኣለና ዲሕሩኡ ዝወልድ ሰበብ ክንሪኦ ኢና
ንመሰልካ ምሕታት ከምክድዓት ዘይኮነ ክረአ ዝግበኦ ነቲ ወሪድና ዘሎ ምጭፍጫ ከም ቁቡል ምውሳድ እዩ እቲ ገበን ምሕሳብ ዘቆረጽካ ኢካ ትመስል።
ዓዲ ቀይሕ ኢልካ ምጥቃስ ኣድላዪ ኣይኮነን ብሮ፡ምክንያቱ ክንደይ ድማ ዓደይ ዝብሉ ኣለዉዋ ብሓደ ክልተ ሰብ ዓዲ ምሉእ ኣይለከም
Adi keih mahyo barya hgdef yeblnan ms hzbna ena keda eti tdgfwo mengsti eyu Tedemirna elu 90 shih eritreawian nethiopia kedhn atfiuwom.
@@MerihHadgu kabzi nlaeli entay delika entay ya ktwskelu ms ezia interview gieru nsa zedlya twesd ala tegemtilom kchfchufka kea ywielu alewu fo 🤮
ፍጽም ከዲዕና ኣይንፈጥ ንጎይቶትካ ግን ብክሳድኩም ክንሓንቆም ኢና ትጸበ ጥራይ ደቂ ዓደቀይሕ መቃድሾ ዕባይ ኢና😂
Anbesa abuchi selam belena emo smart &Hero .
Awesome interview bro.
bravo
አብ ትግራይ ዘለው መሲልዎ ህግደፎ ኸይጭፍጭፈና ይሰግዕ አለኹ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ፈራሓ መሰለም እዩ።
Men ika neska barya hegdef.
Ne medhin kemue bela hawi tesawer ala 😮
❤❤❤❤❤👍👍👍 great work….keep it up , 🎉🎉🎉🎉
ጽብቕ መደብ የሕዋት ❤❤❤
Anbesa habtom 💙💙💙💙💙💙💙💙💙👈🏼☝🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
ሕጂ ኸማን ወትሮ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ewe Hijin lomn timalin xbaHin wetru HAGEREY ERITREA
Wetru hagerey abkiniue yukhwun ab gega wetru Eritrea 🇪🇷 yu mezmurna meare kindey wudukat mukhwanom miss hade kilil eway gwudam
@@lalaland4552 entay yemelketeka aray kuenti
ሕጂ ከማን ወትሩ ባርያ ሓሰማ ክትብል ዲኻ🤣🤣
ቆፍቛፍ ኣምቸ
ናይብሓቒ ልቦም ረኪብካዮም ልይቲ ምስዘከርዎ ክበኽዩ ዮም💙💙💙💙💙💙
anbesa bsul belih xfuf interview ebeyelna kab kufue yhaluka ❤❤❤❤❤
ክብርቲ ሓብትና መርህን ግዜ እንተረኺብኪ ንሓውና በረኸት ካሕሳይ ኣምጽልና ኢኺ
ክክክክክክ እንታይ ዝኮነ ንቃዕ ትግራዋይ እዩ ከ እዚ መጅራጋት መፈተኒ አጽዋርና ክንገብረክን ኢና
ኣነ🇪🇷 እዉን ኣለኹ ነዛ ዘባል ማኮር መድህን ኣፈ ከትዘ
Well done both of you…
Memhr Nere Do Semye Haqey, way Gud
I am hegdef so proud of it 💪🏿♥️🇪🇷♥️ ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ 💪🏿
መምህረይ
He said derge is better. He crossed a line.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤☂️☂️☂️☂️☂️☂️☂️☂️☂️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
Medhin you are trying your best to touch the nerves of Eritreans
ወይዞሮ መድሂን ግርም ስራሕ ሒዝኪ ኣለኪ ኣላፋልፍዮም እስከ ፍልጦቶም ክኣ መምዘኒ ይኮነኪ ምስ ተቃወምቲ ትግራይ
ኣብቶም ብጣዓሚ ጹቡቅ ዝኮነ መግለጺ ብራቮ ሰኒ መንድህን የቀንየልና ጹቡቅ ዝኾነ ሕቶታት ስለዚ keep it doing.
Thank you
ኣብዛ ምድሪ ኣብዛ ዓለም ከም ደገፍቲ ህግደፍ ንባርነት ኣሜን ኢሉ ዝተቀበለ ኣይረኣኩን። እንትርፎ ጸርፊ ሓሳብ ዘይብሎም። ከምቲ ባዕሎም ዝብሉዎ ደቂ ሓደ ልቢ በቃ ብሓንቲ ልቢ ዝሓስቡ ኮይኖም እዮም ዝስምዑካ !! ሓሳብ ባዶ፡ ስነምግባር ባዶ ፡ዕሽነት ሚእቲ ፡ ድንቁርና ሚእቲ። ዓለም ንቅድሚት ትሓስብ ንሶም ንድሕሪት ወይ ንጸጋም ይሓስቡ። ኣብ ኣምላኽ ገዲፎም ኣብ ሰብን ፡ኣብ ጨርቅን የምሉኩ!! ሓዎም ክመውት ይስሕቁን ይዘሉን። ኣዲኦም ሓፍቶም እንዳነብዐት ሕሊኖም ይቀብሩ። ሃገሮም እንዳ ዓነወት፡ ህዝቦም እንዳተሰደ ፡ ነፍሰፍትወትን ዕሽነትን ኣጥቂዑውም ምሕሳብ ኣቃሪጾም። ዓገብ ይኣክል ጭቆና ንዝበለ ደላይ ፍትሒ ወያነ ኣሜሪካ ሊኢካቶ ከዳዕ ብምባል ንነብሶም ይሕሱውዋ። ናይ ደገፍቲ ህግደፍ ዕሽነት መግለጺ ኣይርከቦን። ባርነትትትትት ዝመቀሮም ዓያሹ፡ ኣምለኽቲ ሳጥናኤል ኢሰያስ ሃሎታይ ናብ ልብኩም ተመለሱ እሽነት ግደፍዎ!!
Nsekum ke entrfo Emni mdrbay ab 21 centruy kale zeyblkum
@@yordatesfay9055 yemroki asrhiyo kem gal ansteyti hsebi??? Yehwatki eyen zemexa zelowa hlina yhaliki?? Hasab xhafi endhri bhasab zeysemie koinu ka kalee mfthi yelon ??
መድሕ/ህንን ብራኸን show ክኣ ከም ወትሩ:
Thank you.
At the end of the day it’s Identity crisis.
Xebuk medeb 💙
❤❤❤
ጽቡቕ ጌርኪ ኣቃልዕዮ ኢኺ ። ድሮ ተዓዚብክዮ ኣለኺ ንትግራይ ከምዘይጠቕምዋ። ብገንዘብ ምቐሉኒ ዝተቓተሉ ኣለዉ ።
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኾነ ዕላል ሓው ሃብቶም 💙💙💙🌹🌹✌️✌️🫡🫡🫶🫶 ቀጽልዎ
Tselele aetikilom n da higdef tslulatt Medi nebsi❤❤❤❤❤❤❤
You are Lemani Kelbe Adwa I hope you get to the front and we will see you in the battle.
እዋይ ሃብቶመይ ወዲ ተስፍሁነይ ወዲ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤
Etu ewan newih aykonen ketsllu❤❤❤
Habtish entay dea barayu bezihom abta tihmom gdi harimkayoms
ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብ ትገብርዎ ቃልሲ አምላክ ይሓግዝኩም! ንኩልና ሰላም ንናፍቕ አምላክ ፍጹም ሰላም ይፈንወልና🕊
ሳብስክራይብ ከዓ ግበሩለይ ፍቱዋት ተኸታተልቲ ብራኸ ሾው🙏😍
Kid komal agame
Ab hawi etewi……kkkkkkk
💔💊💔💊💔💊💔💊💔💊💔💊💔💊💔
መንእሰያትና ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣዝዮም ለባማትን ተባዓትን ኢዮም!!!!! ሃብቶም ተስፋሁነይ ከኣ ሩጡብ መልእኽትን ተሪር መርገጽን ኢዩ ኣስሚሩ ኣብ ቃለማሓትቱ!!!!
Habtom anbesa besul seb 💙💙😍😍
Nebska kitel ata wedi belet denbiya kid neta degal adeka b HIV tisake zelela hawilela wedi meblet 😂😂
Sekt niskum da kebmeas eritrwyan kinkum wedi afie kedem yieshkum u eritrawynan ilu gen niskum kab gonder gojam ikum mexikum seb ka tibelu ikum gexkum trahak 😂and hji keman neta mbelet adeka hawilela ika entezy koynu kisadka korise kisalela eye 😂😂
Thanks medhin and Kbur hawi slemin hsabka nxrn xfifn tekamin eyou brgad nhmdi kli kemzi natka hsab ente alwa shegrna ab kreba gza kftah eyou
ኣይዙኩም በርጊደይ ናሕማቅ ግዜ የሕዋትና ፈንጫሕ መሰንገልና ኩፍእኩም ኣየሰመዐና ፈጣሪ ብርካተይ ቃልሰኩም መፈፀምትኡ ይርኢኩም❤
😂😂😂 tewelige eyu....kemaki agame eyu
እንቃዕ ባርያ ኣይኮነ እምበር ዓጋመስ ደሓን ኣየብረሀ ምዓረይ ክክክ
@@mokenenpetros755 😆 🤣 😂 men diyu baria? Komalat agame....teref abi Ahmed
Kkkkkkkk…….entay tibil…..💔💊💔💊💔💊💔💊💔💊💔💊
ጋኔን ዓዲ ሀሎ ማይ ዘይብላ ሃገር ሒዙ ብእምኒ ንህዝቢ መቀመጪኡ የጽርጎ አሎ እዝግዮ እዝግዮ እዝግዮ
@@koala10ish
ናትኪ ማዓኮር እዚ ጋኔን ዓዲ ሀሎ
አተጊርዎ ዘይኮነስ የዕቢቕዎ ምስክነይቲ ሐኻይም ዓለምና ይፍውስኺ ይኾኑ አጆኺ ተስፋ አይትቁረጺ
Good job
ማላሀይ ሚትብል ከምሃሌካ ተስተዉኡብ ሃሌካ ዋላ ሃጃዉጃዉ ትብል ሃሌካ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ህግያ ተጋሩ ይትሃገይ ሃላ """ ግንዘት እግል ሚ ፈርህዎ ? ትም ሰበት ልብል""" እዚ እዩ ስቕ ታና ንተጋሩ የዕገርግሮም ኣሎ
ሓደ መራሒ ሕግደፍ ከምዛ ንስካ ትዛረባ ዘለካ ብናጽነት ክዛረብ ኣይኽእልን ።
አብ ብናጽነት ዝዛረብ ሰብ እውን ውልቓዊ ነቐፊታ ኽህብ ኣይኽእልን ዕሱብ ኣጀንዳ ወያነን ኤሜሪካን ትግራዋይ ምባል ኢዮም ዝኽእሉ ።
እወ ትግራዋይ መንነት ኣሎኒ ! ትግራዋይ እውን እቲ እንኾ ሓወይ ምቓል ጎነይ ኢዮ ፥ ምስ በሎም ሕማም ርእሲ ሒዙዎም ፥ ስለዚ ሓቢርና ሰላምና እንተንደሊ ዝበለጸ ምኾነ 💙💛❤
ሃብቶም መግለጺ ኣልቦ ሓቆምዮም ብቅዓትካ ርእዮም መሪጾሙኻ ኣብልብና ዘላ ኩላ ሓቂ ገሊጽካዮ ቀጽሎ ከምኡዉን መድህን ሓፍትና በላሕ እርምቲ ሕቶታትኪ ጽቡቅ የቀንየልና 👍🩵🌹🩵🌹🩵🌹🩵🌹
Well done good job
ናይ ዳ መን ፋራ ኢዩ ። ተዋጊኡ ምስ ኣአተውካ ደኣ ኣሰብ ሃበኒ ክብለካ ትጽበ፡፡
ገሽላዕ ሀላይ
50
U are right, but show me u are smart bye going back home .please don't ensult people while u live on foreign land
መጨጨ ጅግና I'm proud of you መድሂን ዓባይ ሰብ የቀንየልና💙
ኣታ ትፃረፍ ዘለካ ድኹም ሓንጎል ንሰላም ዘምር
Agame.
Bemeten abzi nay medhin mexiuom luelawenetna wey behizbi Eritrea kexelemu. nehnawen ab leli tegrawot entay aynet rediet kemnehder ketfelet aloka. Mexeraf tray eu zereyeka zelo. Ety zezemetkumo meret welkait:humora: raya nehawaru ekum tementilkum.
Aby ahmed zebelo semiekayo eka ende weyane teketeketalachu elokum. Werdenagatat merahty weyane n eliten kexegnewa eyom bemealtom.
Misakum Selam yelen…..💔
Midkar tirayyyyy…….💊💔
ክልትዬም እግሪ ባዴላ መን አራከቦም ድስትሰ መክደንያ አይትስእንን ዝበሐል እባ ሐቆም እዬም አቦታትና😂😂
እዋይ ኣነስ ብሓቂ ኤርትራዊ ኣይኮነን እዚ ወይ ከኣ ምልሻ ስርናይ ዝበሃሉ ዝነበሩ እዚ ኸኣ ካብኦም ዝፈሊ የብሉን ከዳዕ
😂😂😂😂you right! check his father's name
አንታ እንታይ ዓይነት አታሓሳስባሎካ? ትፈልጥዶ እቲ ምልሻ ስርናይ ዝብሃል ዝነበረ ብደርጊ ካብዚ ሕጂ ሰራዊተይ ዋላ መንደላይ ትብሎ ዝሓሸ ክብሪን አታዊን ከምዝነበሮ?? ሽዑ አብ ገዝኦም ኮፍ ኢሎም ምስ ሰበይቱን ደቁን ይሓድር ሕርሽኡ ባዕሉ የካይድ ኔሩ ናይት ብረት አብ ገዝኡ ስለዘቀመጠ ድማ 90 ኪሎ እኽሊን ዘይቲን ይውሃብ ኔሩ ደቁ ጽቡቅ ጌሩ የጽግብ ኔሩ! ሕጂኮ አንስቲ ሰራዊት አብ አስመራ ቆልዑተን ምስደቀሱ ሰዓት 10 ምሸት ናብ ጎደና ይወጻ ክሽርሙጣ ድኽነት ስለዝመረረን !!!
አንታ እንታይ ዓይነት አታሓሳስባሎካ? ትፈልጥዶ እቲ ምልሻ ስርናይ ዝብሃል ዝነበረ ብደርጊ ካብዚ ሕጂ ሰራዊተይ ዋላ መንደላይ ትብሎ ዝሓሸ ክብሪን አታዊን ከምዝነበሮ?? ሽዑ አብ ገዝኦም ኮፍ ኢሎም ምስ ሰበይቱን ደቁን ይሓድር ሕርሽኡ ባዕሉ የካይድ ኔሩ ናይት ብረት አብ ገዝኡ ስለዘቀመጠ ድማ 90 ኪሎ እኽሊን ዘይቲን ይውሃብ ኔሩ ደቁ ጽቡቅ ጌሩ የጽግብ ኔሩ! ሕጂኮ አንስቲ ሰራዊት አብ አስመራ ቆልዑተን ምስደቀሱ ሰዓት 10 ምሸት ናብ ጎደና ይወጻ ክሽርሙጣ ድኽነት ስለዝመረረን !!!
መጨጨ ጅግና ባዓል መትከል
Ajoka hawey kexlo beal haki yewet
Xbuk tesfa zhb eyu. Habtega
ህግደፈ ዛአመነን ማይ ዛሓቆነ ሓደዮም
Ayyyy weylkum da tigray tiewet zeblkum
@@koala10ish መሰክን መሕዘን አሳሳይ ባረነትን ሑሱር ጉልበትን መሉእ ህወቱ ብሓደ ቀታሊ ሰጋዲ ዕጽዉ ሓንጎል
Tagrawy zamena Gabriel daki uhuda daki may xelamit tegrawy kaba kulu alem tselena eyu
Are u talking as Eritrean or an Ethiopian from Tigray? The way you said you are from Tigray. why are you worried about Eritrea. U said the way the Eritrean government committed genocide on us, Tigray in Ethiopia. Ask your PM Abi Ahmed. Bravo sllip-of-tongue.
❤❤❤ጋዜጠኛ መድሂን አለና ኢና አብ አውስትራሊያ!! ከምቲ ሓው ሃብቶም ዝበሎ አውስትራሊያ ከም ኤውሮጳ አቃሪጽካ ዝእቶ ስለዘይኮነዩ ብዝሒ ዘይብልና ርሑቅ ስለዝኾነ ጥራይ❤❤❤❤
@@koala10ish ብጸርፊ ድአ ናይ ዕድመ ልክዕ ተመኩሮ ከምዘለካ መዓስ ስሒተዮ! ብዓል ፊዝክስ ሳይንስ ባዮሎጂ ማትስ ወዘተ ፍልጠታት ስለዘየብልካ አእምሮኻ ብምልኡ ዝተሸከሞ ነገር
ጸርፊን ጸርፊ ጥራይን እዩ!!
@@koala10ish
Ab ዝከድካዮ ትጻረፍ ኣሎካ ንሓመዱ ንቅሓት ከምዝኮና ድኑሳት
@@koala10ish
ናትና ኤርትራን ናትካ ኤርትራን ይፈላለያ ኢየን ናትና ዜጋኣ ተክብር ኤርትራ ኢያ።ናትካ ኤርትራ ባንዴራን ባንደራ ጥራይ ኢያ ተክብር።
@@koala10ish አንታ ቁሩብ አይትምሃርን ወይ አይትሓስብን ዲኻ!? ኤርትራ አፍ አውጺአ እንተትዛረብ አነ ድየ ዝቀርባ ዋላስ ንስኻ አበይሞ!! ግን እስኪ ካብቶም ህግደፍ ጸሪቡ ቀሪጹን ካብ ዝሰርሖምሞ ዲኻ? አብ ደገ ኮይንካውን ትጣበቅ አለኻ?? ካልሲ ህግደፍ ክትከውን መሪጽካ?? ብላሽ ብላሽ ኢኻ!
ዕሱብ ከልቢ ወያነ 🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕
Barya +barya =hgdef
@@amanuelmulugeta4475 😅😅😅 1 million agame ab tihti gudgad alewu....ab kereba ghize keterkibom ika
Chama Eseyas abidom hhhhhh
ናይ ሻዕቢያ ኻራኹራ መሰተወቂያ ኮ ፀሪፊ እያ ምክንያቱ እሳ እዩ መሰሎም ጎይቶኦም ዘይመሪፁ ባራዩ😂
@@eriblood803 ክላእ ሓሶትኩም ጠፊሻ ፋሽና ሓሊፋ እያ ምኻን መጸናኒዒትኩም እያ ዓዕ በሉ እዝኒ ዝህበኩም የለን ንሕና ተዓዘብቲ ኢና 🍺:: ግዳ ጉዳይ ስደትካን ዓድኻን ግበር ወዲ ኣገው ላስታ
ንቕልሶ ? ? ?
ክክክክክ
ኣላ ዓጋመ ንቕልሶ እናበልካ ኤርትራዊ እየ
ኪዲ ጥራይ ሕተትዮ ግና ሸታሕታሕ ክብል ክብል እዩ
ዕምቆት የለ፡ ኩርናዕ ጠመተ የለ፡ ስምዒትን ኣቓልቦን ንምስሓብ ሃጥው ቀጠው ኣብዚሕኩም!! ከምዚ ዓይነት ርእሲ ድማ ዕምሪ የብሉን!!
መዲሂን በረኸት ኣዝዩ ንሽትይ ኢዩ ብዙሕ ኣፍልጦ ናይዚ ዞባና የብሉን ስለዚ ከም ባዓል በረኽት ካሕሳይ ወይ ተስፎም ወዲ ንጉሰ ኣምዕልና
መድህን ዕውርቲ😂😂😂 ሕለሚ ጥራይ ምክነይቲ
Birged nihamedu nikdmit
❤
እቲ ዝጨከነ ውድብዩ
መርሐባ ብራኸ ሾዉ መድህን ሃብቶም ሐውና ብጣዕሚ ጽብቅ ቃለ መጠየቅ ጌርካ ንፍዕ ጽቡቅ ተንታን ሐሳብን መጉትን ሂብካ ብቁዕ ሐደ ኻብቶም መንእሰያት ይሕዋትና ኾንካ ረኺበካ እሞ የቀንየልና ቀጽሎ ኩቡር ሐው መድህን ድማ የቀንየልና
ዓዋሉን ሰኽራማትን ዘይበትከላ ቻነል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂
Selam medhn subuk mezenagie rekibki aleki
❤❤. Wedi. Zurayn. Nay. Sdet. Mesadtey. 🎉❤🎉❤🎉
💙🫏🫏💙🫏💙🫏🫏🫏🫏
Medhin shkor btaemi nfeti ❤❤❤❤ykenyelna
❤🙏
💙💙💙
❤️❤️ ❤ good interview 👍
መድሂነይ ብጣዕሚ ነመስግን ጽቡቅ ጅማሮ ሃፍቶም ሓውና ቀጽልሉ
መጨጨ ናይ ሃገር ተቃላሳይ ጥራይ ዘይኮነ ኣቦ ናይ ስደተኛታት እኮላይ ኢዩ::
Good job yehwat 🎉❤
Great job Habtom!
መድሕን እግዚአብሔር ይባርኽኪ። ትካል ክኸውን ዘይክኣለሉ ምኽንያት ናይ ሽርሕን ናይ ሕመቅ ፖለቲካ ሰዝካየድ እዩ።
💙💙💙✊
ለተመድህን ዘይተምጽእዮ ሰብ የለን
ትፈልጡዶ ህግደፈ ሰብ ከም ሓሰር ከምዝቃጽል
Why kulu gizie. Adikeyih???
Selam is hiwte without Selam there's no peace. Peace for all Eritreans and Tigray people. We like or not many Eritreans and Tigraywot has been married for generation and even nowdays. We've to accept facts as it's. Our wishes is Peace.
Jesus christ is love we have to spread love. Peace and for Eritrean BlueRevolution movement.
God bless you, my Bro!!!
እዋይ ዛወዲ ክትሑሱ ዶሮን ዶሮን መሸኒት ትግራይ ጢዒምካስ ሃለዉለዉ ትብል
ኣዲኦም ገዲፎም - ጎረቤት "እንኦም" ዝናፍቑ፣
ጀጋኑ የሕዋቶም ንዒቖም - ደጎልቲ ጭራ ዘድንቑ፣
ስዉኣቶም ኮኒኖም - ንብስሄርት ዓዲ ሃገር ዘጽድቑ፣
ነሕዋቶም ብእምንን ጎዞሞን - ርእሶም ዝጭፍልቑ፣
ዓወት ንሓፋሽ ገዲፎም - ትግራይ ትዕወት ዘድምቑ፣
እዚኦም እዮም ብስም ተቓወምቲ ዝሽቅጡ።
ምሃንዲስ ካብ ፔንሰልቫኒያ።