ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ታ መዝሙር እባ ጸሓፍልና ትፈልጥዋ
እሸይ ክብረተይ ከም ፍቃድ ኣምላክ ይኩን💚
ፍቅሪ ድንግል ማርያም ተመሊኡ ልበይ(2)ሞት ኣይርእን እየ ብሩህ እዩ ህይወተይ(2)ሓዛን እንትረኸበኒ ተስፍ እንተቁርፀኒሰብ ይብለይ ወገን ዝኾነኒመፅናዕኒዕተይ ተስፍይ ንስኺድንግል ማርያም ንዒ ምስ ህያው ወድኺ።ሎሚ ዝተናገሮ ፅባሕ ዘይደግምመኣመኒ የቡሉን ወዲስብ ኣብ ዓለምመስናከል ዓለም ኣብ ቅድመይ እንትቕመጥቀልጢ ፊኺ ርድእኒ ፀገመይ ክቕንጠጥ።ንዝለመነኪ ፈጢነኺ እትበፅሒብፅኑዕ ቃል ኪዳን ናብ ገነት እትመርሒልመናኺ ዘድሕን ከምቲ ፅኑዕ ማዕፆዕዙዝ ውሕስነትኺ ብከመይ ኽገልፆ።ንድሕነት ሓጥእን ኣብ የማን እትቖሚንዒኺ ዝሓዘ ፍፁም ኣይሓሚ ምስቶሞ ቅድሳኑ ክዝምር ክዕልልከይርሕቕ ካባኺ ሓግዝኒ ድንግል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤@@selam7383
ሹማ መን ዱዩ ናታ ዘማሪት ክብርተይ@@selam7383
@@selam7383❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልል👏👏👏ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እልልል ፍቅር ድንግል ማርያም ተመልኡ አብ ልበይ ሞት አይርእይን ብርሁ እዩ ህይዉት እስይይ ብጣዕም ደስስ ትብል መዝሙር😍😍😍😍👏👏👏
እሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ዝሓፍተይ ዝፍትዋ መዝሙር ኣብ ፍስቡኹ ሰምዐያ ኣብይ እየ ዝረከባ ናብልኹ ነይረ ተመስገን🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብረተይ ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ቃጽሉሉ ዝያዳይ 👏👏👏🍀🍀🍀🍀🌾🌾🌾
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡን በረከቱን የብዘሓልኽ ክብርተይ አብ ቤቱ የንብርኽ❤❤❤❤❤❤❤ክንደይ ደስስስስስስስስትብል እየ መዝሙራ
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ደስ ትብል መዝሙር ፀጋኡ ያብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ✝️🕯
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመአልና ሰላመይ ሓፍተይ🥀🥀🌷💐🥀🌷💐🌷🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
ኣሜን❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ካብ ልቢ ደስ ትብል መዝሙር ቃለ ህይወት የስመዐና👏👏👏👏👏👏
ደስ ብሃሊ ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስማልን ፀጋኡ የብዝሐልኺ🙏🙏🙏
ደስ ትብል መዝሙር ኢያ መኣረይ ቃልሂወት የስመኣልና ናይ መን መዝሙር ድያ
Zemariwa atiakatm ende
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ደሰ ዝብል መዝሙር ናይ ኣደና ቅድሰት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተ የሰመዐልና ፀጋኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤
_አሰይይይ ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተመስገን ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣዶዋና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ አይፈለየና አሜን_
እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል ደስትብል መዝምር ዝሜር ማላእክቲ የስመዐልና
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋ ይብዘሐልኪ❤
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ልብል መዝሙር👏👏👏👏😊
ኣሰሰሰ ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ዕልልልልልልልልል🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐💐💐💐✅🌾🌾🌾🌾
አሜን አሜን አሜን🎉
እስይይይይ ዝማሬ መላአክት የስመዕልና ፀግኡ የብዛሕልኪ ጓልነይ ማዓረይ🙏❤
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እግዚአብሔር አብዝሑ ይባርክኽ ዝሓፍተይ በርትዕ 👏❤❤❤
እልልልልልልልልልልል❤😘❤😘❤😘ፍቅሪ ድንግል ማርያም ተመሊኡ ልበይ⛪️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ዕልልልልልልልልልልልልል ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ክብርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤
ዝማርየ መላእክቲ የስመኣልና ❤❤❤
ፊቅር ድንግል ማርያም ተመሉኡ ኣብ ልበይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ ፀጋኡ የብዘሐልኽ ቅዱስ እግዚአብሔር
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏💚
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
ዕልልልልልልልልልልል 🌼🌼🌼🌼ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ 💐💐
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና
❤❤❤
ኣሰይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ዕልልልልልልልዕልልልልልልል ዕልልልልልልል 🌻❤💞💞💞
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓል
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐና
ዝማሪ መላኣክት የስመዓልና ብሓቂ ፈጣሪ ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ዝሓሓፍተይ❤
🙏🙏🙏
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🥰👏
እልልልልልልልልልልል❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐል❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ዛሓፍተይ❤
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ✝️
🙏😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማር መላአክት የስመዐልና 🤲🤲🤲
ታመእተዊት እንያ መዝሙር እባ ሊንክ ለአኽለይ ክብረተይ❤
th-cam.com/video/uS0VU094Ups/w-d-xo.htmlsi=nDqJKKrsfPBsptqG
እግዚአብሔር የኽብረለይ ዝሓፍተይ ❤ 🥰🥰🥰🥰😘♥️♥️
@@احمدقصادي-س1ز ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን💚
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሕ ደስ ኢሉኒ ዛመዝሙር ክረክብ ኽንደይ ኣልሺ ሲኢነያ ነይረ❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዐልና🌾🌾🌾🌾🌾
ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን🌾🌾
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤ ፀጉኡ የብዘሐልኪ
እልልል
ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ✝️🌹🌹
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና 👏🙏🙏🙏
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ❤
ታ መዝሙር እባ ጸሓፍልና ትፈልጥዋ
እሸይ ክብረተይ ከም ፍቃድ ኣምላክ ይኩን💚
ፍቅሪ ድንግል ማርያም ተመሊኡ ልበይ(2)
ሞት ኣይርእን እየ ብሩህ እዩ ህይወተይ(2)
ሓዛን እንትረኸበኒ ተስፍ እንተቁርፀኒ
ሰብ ይብለይ ወገን ዝኾነኒ
መፅናዕኒዕተይ ተስፍይ ንስኺ
ድንግል ማርያም ንዒ ምስ ህያው ወድኺ።
ሎሚ ዝተናገሮ ፅባሕ ዘይደግም
መኣመኒ የቡሉን ወዲስብ ኣብ ዓለም
መስናከል ዓለም ኣብ ቅድመይ እንትቕመጥ
ቀልጢ ፊኺ ርድእኒ ፀገመይ ክቕንጠጥ።
ንዝለመነኪ ፈጢነኺ እትበፅሒ
ብፅኑዕ ቃል ኪዳን ናብ ገነት እትመርሒ
ልመናኺ ዘድሕን ከምቲ ፅኑዕ ማዕፆ
ዕዙዝ ውሕስነትኺ ብከመይ ኽገልፆ።
ንድሕነት ሓጥእን ኣብ የማን እትቖሚ
ንዒኺ ዝሓዘ ፍፁም ኣይሓሚ
ምስቶሞ ቅድሳኑ ክዝምር ክዕልል
ከይርሕቕ ካባኺ ሓግዝኒ ድንግል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤@@selam7383
ሹማ መን ዱዩ ናታ ዘማሪት ክብርተይ@@selam7383
@@selam7383❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልል👏👏👏ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እልልል ፍቅር ድንግል ማርያም ተመልኡ አብ ልበይ ሞት አይርእይን ብርሁ እዩ ህይዉት እስይይ ብጣዕም ደስስ ትብል መዝሙር😍😍😍😍👏👏👏
እሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ዝሓፍተይ ዝፍትዋ መዝሙር ኣብ ፍስቡኹ ሰምዐያ ኣብይ እየ ዝረከባ ናብልኹ ነይረ ተመስገን🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብረተይ ጸጋኡ ያብዘሐልኽ ቃጽሉሉ ዝያዳይ 👏👏👏🍀🍀🍀🍀🌾🌾🌾
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡን በረከቱን የብዘሓልኽ ክብርተይ አብ ቤቱ የንብርኽ❤❤❤❤❤❤❤ክንደይ ደስስስስስስስስትብል እየ መዝሙራ
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ደስ ትብል መዝሙር ፀጋኡ ያብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ✝️🕯
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመአልና ሰላመይ ሓፍተይ🥀🥀🌷💐🥀🌷💐🌷🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
ኣሜን❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ካብ ልቢ ደስ ትብል መዝሙር ቃለ ህይወት የስመዐና👏👏👏👏👏👏
ደስ ብሃሊ ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስማልን ፀጋኡ የብዝሐልኺ🙏🙏🙏
ደስ ትብል መዝሙር ኢያ መኣረይ ቃልሂወት የስመኣልና ናይ መን መዝሙር ድያ
Zemariwa atiakatm ende
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ደሰ ዝብል መዝሙር ናይ ኣደና ቅድሰት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተ የሰመዐልና ፀጋኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤
_አሰይይይ ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተመስገን ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣዶዋና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ አይፈለየና አሜን_
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል ደስትብል መዝምር ዝሜር ማላእክቲ የስመዐልና
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋ ይብዘሐልኪ❤
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ልብል መዝሙር👏👏👏👏😊
ኣሰሰሰ ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና
ዕልልልልልልልልል🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐💐💐💐✅🌾🌾🌾🌾