Gergis Full Video. ገርግስ ሙሉእ ቪድዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ส.ค. 2021
  • ገርግስ ፣ ጉዕዞ ሓምሳ ዓመት ሂወት ንምንዳይ ሙሉእ ቪድዮ።
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 523

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 2 ปีที่แล้ว +56

    Ab hade mealti wedieya akerarbaka btaemi mesati eyu emo ka hakeyna zanta btaemi zedegts gn mewedaeta yehguseka welidu

    • @SelamMultiMedia
      @SelamMultiMedia  2 ปีที่แล้ว +13

      እወ ኣርእስታ ገርግስ ጉዕዞ ሓምሳ ዓመት ሂወት ን ምንዳይ እዩ ዝብል ፡ ደሓር ግን ገጽ ቦኽሪ ዉላደይ ምስረኣኹ ን ሂወተይ ረኺበያ ኢሉ። መጨረሽትኡስ ሂወት ረኺብዋ።

    • @qsanet3590
      @qsanet3590 2 ปีที่แล้ว +6

      Wela ane hansab ksemea ms jemerkuwa keqarxa ayfetekun

    • @mussieamanuel3566
      @mussieamanuel3566 2 ปีที่แล้ว +1

      ♥️♥️👌u

    • @mussieamanuel3566
      @mussieamanuel3566 2 ปีที่แล้ว

      🌹👍

    • @mussieamanuel3566
      @mussieamanuel3566 2 ปีที่แล้ว +1

      ♥️

  • @user-vy7wk1vu4k
    @user-vy7wk1vu4k 3 ปีที่แล้ว +54

    ኣብ ኤርትራ ኮሎኩ ልዕሊ 4 ግዜ ኣንቢበያ ሰሚዐያ
    ፉጹም ኣይትምኖን ያ ክገልጽዋዉን እሽገር ነቲ ደራሳይ ጸሓፈይ ክሮክቦ ፈቲነ ምካን ኣቢኒ ብዙሕ ሕቶታት ኔርኒ
    ትምርቲ ሂወት ያ 🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 2 ปีที่แล้ว +57

    ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ እዚኣስ ፊልም ክትስራሕ ኣለዎ ገርግስ ናይ ብሓቂ ጅግና ኤሪትራዊ ተባዓ ቀባጽ ደስ ዝብለካ እቲ ኤርትራዊ ክኣ ኩሉ ማዓልቲ ዝተሓባበር የሕጉስካ። may his soul rest in peace hero, Thank you for sharing🙏🇪🇷❤❤ I wish we open gofude me to help his family

  • @F-NG5
    @F-NG5 2 ปีที่แล้ว +134

    ብኡነት ድሕሪ ክንደይ ኮለል ምስ ኣዲኡ ምርካቡን ተመርዕዩ ቆልዑ ምውላዱን ልዕሊ ኩሉ የሐጕስኒ ❤❤ኣምላክ ኣቦይ ሓደራካ ከም ገርግሽ ዓድና ተመሊስና ዓድናን ገጽ ወለድናን ክንርኢ ኣብቅዓና🙏🙏🙏

    • @ranbirranbir2917
      @ranbirranbir2917 2 ปีที่แล้ว +5

      nay bhaq bro
      🙏🙏🙏💯❤❤❤

    • @user-os1yl8hc3i
      @user-os1yl8hc3i 2 ปีที่แล้ว +7

      ስደት ኤርትራውያን ካብ 1950 -2023 ስደትና ኣምላኽ ኣቦይ የብቅዓልና 🤲🏼🤲🏼🤲🏼 🙏🏾

    • @biniamteklay7452
      @biniamteklay7452 ปีที่แล้ว +2

      Amennnn

    • @KesanetHabte-vc9fw
      @KesanetHabte-vc9fw 8 หลายเดือนก่อน +1

      Amen ❤️🙏

    • @eriukchannel389
      @eriukchannel389 5 หลายเดือนก่อน

      Amen

  • @medajhon1274
    @medajhon1274 2 ปีที่แล้ว +19

    ንብዓተይ ኪቆጻጸር ኣይከኣልኩን ሂወት ብዙሕ ኢዩ ዓይነታ ናይ ብሓቂ በዓል ሃፍታም ልቢ ባባ ገርግስ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ይጥዓምካ አምበር ዓለምሲ ተጻቢኣትካ ኢያ

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 8 หลายเดือนก่อน +7

    እብ ስደት ምህላወይ ዓባይ ትምህርቲ እያ ንዓይ እብ ኤርትራ እየ ኣንቢበያ ኣብ ስደት ክኣ ደጊመያ ዓቢ ናይ ስሚዒት ፍልልይ ረኺበላ ምስጋና
    ን ነ/ሄር ገ/ግስ ጸሓፊ ጋ/ኛ ኣ/ከር ንኻልኦትን 🙏

  • @BiniBini-bn5em
    @BiniBini-bn5em 10 หลายเดือนก่อน +4

    ንጎዓዝ ኣለና መወዳእቱኡ ገጽ ስድራና ይርእየና ፈጣሪ ። ኣቦና ጌርጉስ መምህር ስደተኛ ኣምላኽ ኣብ የማኑ የዕቅቡካ 😢😢

  • @biemnethidru5663
    @biemnethidru5663 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነ ይዝከረኒ 2003/2004ዓም ቀዳም መዓልቲያ ትወጽእ ነይረ ሰብ ጋዜጣ ከይውድኦ ብንግሁኡ ዪ ዝትንስእ ነይሩ ናይ ወዲ ሓደራን ናይ ገርግሽ ጉዕዞ ሓምሳ ዓመት ንዓና ነኤርትራ ዛንታ ዓቢ ጸጋዩ

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 หลายเดือนก่อน

      2003/4 ሲ ኣይመስለንን 2013/14 ማለትካ ዶ ይከውን ? ኣነ ይዝክራ እየ ግን ድሕሪ 2010 ያ ዝመስለኒ ተደጊማ ተዘይኮና።

  • @teklitestifanos9830
    @teklitestifanos9830 2 ปีที่แล้ว +8

    ስደተኛ ኩሉ ግዜ ተጓዓዛይ እዩ
    ናይ ብሐቂ ተጓዓዛይ ዓቢ ትምህርቲ ሚሂርና
    ዘይ ሙኖ ታሪክ ገርግሽ ጅግና ኤርትራዊ

  • @Drar18
    @Drar18 2 ปีที่แล้ว +10

    እዚ ታሪኽ ንዘመናት ከም መወከሲ ሂወትን ቃልሳን እናትሓደሰ ክነብር ዩ እንተተኻ ኢሉ ውን ብእንግሊዝኛ እትዝትርጎም ከመይ ደስ ምበሎና ምስታ ህብብቲ መጽሓፍ THE ALCHEMIST ትማሳሰል ግን ከኣ ሕቀጛ ሂወት ኮይና ረኺበያ
    መንግሥተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦ ኩሉና 😭❤️❤️

  • @mossesteklesonbet6124
    @mossesteklesonbet6124 2 ปีที่แล้ว +11

    በል እስከ ጎይታይ መዓረይ ኩሉ ትኽእል ኢካ ሞ
    ስደትና ከም ኣቦና ገርግስ ግበረልና ስደትና
    ዕጥመን ሃበና ገጽ ወለድና።😥😓

  • @mosfilamosese4923
    @mosfilamosese4923 2 ปีที่แล้ว +4

    ስደተኛ ኩሉ ጊዜ ተጎዓዛይ ዩ፡፡
    ናይ ብሓቂ ተጎዓዛይ
    ትረኻ ካኣ ኣብ ልዕሊ ጽባቀኣ ጽባቀ ወሲኽካላ
    ግርማይ ኣብርሃም ይቀኔልና።

  • @fetawidka5685
    @fetawidka5685 ปีที่แล้ว +7

    Men alo kemay kulu gzie kidkis keleku ysemia so ❤️💔❤️‍🩹 hadesh tebil zanita 100% 😢 #like 🙏🏾

  • @user-io2sg3nx4p
    @user-io2sg3nx4p ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም እንታይ ዓይነት ሂወት ኢዩ እዋይ ዘይሕለል ኣቦና ገርጌስ
    እዛ ዛንታ ካብ ሰዓት ሓደ ለይቲ ጀሚረ ሰዓት 4 ወዲኤያ
    እታ መርክብ ሳሪንዳ ኣብ ጎጉል ኣቲየ ሰርችቺ ኢለ ሪኢያ ኣብ ጎጉል ኣላ ብጣዕሚ ዓባይ ኢያ ወላ እታ በዓል ጌርጊስ ዝተበገሱላ ዕለት ኣቡኡ ኣሎ።

  • @nahom9557
    @nahom9557 ปีที่แล้ว +4

    መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ ነኣቦና ስውእ ገርጊስ ። 😢😢😢
    ጸሓፊ ዓብደልካድር ሓመድን ከኣ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ።
    ዘርገም ኣወዳድቃ ፊደላትን ፣ ኣጸሓሕፋ ታሪኽን ። ❤❤❤
    ተራኺ ግርማይ ኣብርሃም ኣዝዩ ደስ ዘብል ኣተራርኻ ምስ ጥዑም ድምጽኻን ። ❤❤❤
    ንምሉኣት ወነንቲ ቻነል ናይ Selam Multi Media ነዚ መሃሪ ዛንታ ብደስ ፣ ዝብል ኣተራርኻ ኣባና ክበጽሕ ዝገበርኩም ፣ ክብርን ምጋናን ይኹንኩም ። 🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽
    My God blessing you to all🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @senaytewelde6326
    @senaytewelde6326 14 วันที่ผ่านมา +1

    This is by far the most extraordinary and touching story i have read in my whole life . Ertrawnet kubur, zeytsead meninet. Amlak ab yemanu yikebelka abona gergish and much appreciation goes to the Author and narrator of this beautiful story!!

  • @hanikesete3142
    @hanikesete3142 2 ปีที่แล้ว +4

    ገርግስ ጉዕዞ ሓምሳ ዕመት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ እቲ ዝገርመኒ ክሳብ ሕጂ ታሪኩ ከይሰማዕኩ ብምጽንሐይ ሞ ክኣ ወዲ ዓደይ ክንሱ ነዚ ከስምዑ ከለዉ ብዓል ሮቤል አንታይ ይስምዖም ይከውን መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ ሓርበኛን ታሪከኛን ኣቦና ወልደገርግስ

  • @centereri8198
    @centereri8198 2 ปีที่แล้ว +8

    ትብዓት ፡ብልሒ ፡ተስፋ እትምህር ብልጽቲ ታሪኽ ።ገርጊስ ኤርትራዊ ሰላም ዕረፍ

  • @rahelsamuel9079
    @rahelsamuel9079 3 ปีที่แล้ว +31

    Owwwww I don’t have any language to lessen my love story father’s of mendefera zoba Debub Georges my love father 💔💔💔💔💔 Rest In Peace 😭😭😭😭😭😭 thanks Abdat for readying this wonderful message und thanks Selam malti Media 👌👌👌👌👌🥰😍🥰

    • @bestofme1313
      @bestofme1313 2 ปีที่แล้ว

      Have u blood relative with gergish

    • @anwarmohamedbrhan3033
      @anwarmohamedbrhan3033 2 ปีที่แล้ว

      A det

    • @weinimaashio1545
      @weinimaashio1545 2 ปีที่แล้ว

      I wonder how are his kids?

    • @wolduwoldu8241
      @wolduwoldu8241 2 ปีที่แล้ว

      Gergiesh moytu du?

    • @frellaF1
      @frellaF1 2 ปีที่แล้ว

      My dear Woldu you must read the book or the TH-cam it is very sad and beautiful book

  • @safiyasafiya5671
    @safiyasafiya5671 2 ปีที่แล้ว +4

    አምላከ አብ ገነቱ የስፍሮ አነ ደጋጊመ አንቢያ እየ ግን ኩሉ ግዜ ትሕደሰካ ሂወት ሐጻርን ፈታኒትን ምኻና ትምህረካ አምላኽ ዳሕራይና የጸብቐልና ።ምስጋና ነዞም ዝሰነዱ ምስጋና ንተራኺ ብሐቂ ጽፉፍ አቀራርባ።

  • @WintaAwate
    @WintaAwate 3 วันที่ผ่านมา +1

    ገርጊስ ግዕዞ 50 ዓመት መጽሓፍ ዘንበባ ከምዚ ከማይ❤❤

  • @wengelnegede684
    @wengelnegede684 2 ปีที่แล้ว +7

    Zanta Gergis nenbib nerna, mis Gize gin zantue zantana koynu neana win Sidet arkibluna.
    Zfetwa Metsihaf Santa Gergis 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘይምኖ ታሪኽ ገርጊስ እዝስ ብፊልም ምተሰርሐ ግና ዓቕሚ ይሓትት ኮይኑ ገርጊስ መስኪናይ ከይሓለፈሉ ዓለም ኣርኪባቶ ነብሱ ይምሓር፡

  • @brhanekbreab4383
    @brhanekbreab4383 2 ปีที่แล้ว +20

    This is one my Favourite books.thank you so much for bringing my childhood memories back. I used to wait every Saturday for the newspaper to read it ❤️❤️❤️❤️

    • @SelamMultiMedia
      @SelamMultiMedia  2 ปีที่แล้ว

      You're welcome

    • @almazbokre2801
      @almazbokre2801 2 ปีที่แล้ว +1

      @@SelamMultiMedia 1

    • @youditsium-adam8910
      @youditsium-adam8910 2 ปีที่แล้ว +1

      Selamat selam media xibuk neru inte ni ato Tecle rekibkum ab media tekribwom
      Aboy gherghis Kab meda mis temelesu ni meaza kirekbuwa kifitunu yeghemiteka ghin wala hade yelen kemu win nay dekom abey yihiluwu mis adiom tnx

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 2 ปีที่แล้ว +1

      Waww Xinat Eritrawi kem werqi ab hawi Mehart tark ✊✊🇪🇷🇪🇷💚👁👂

  • @eritreaadey3254
    @eritreaadey3254 2 ปีที่แล้ว +10

    I can remember this story on Hadas Eritrea news. Very heart touching history. Xxx

  • @tedrosefrem1624
    @tedrosefrem1624 2 ปีที่แล้ว +8

    I feel proud to hear this history he is fighter and legend R.I.P LEGEND and also that one who is reading this history he wos fantastic and smart nice reading bro keep it up i fell joelus for you nice voice
    I have small the same history with this LEGEND
    I wos there
    SUDAN
    ETIOPIA
    KENYA
    UGANDA
    SOUTH SUDAN
    EGYPT
    TURKEY
    GREECE
    Am not stack yet i will go on some where better country for me may be EROUPE or UK . U.S.A May be CANDA god nows..... bay the way this history gave me power and hope to be contine... i will keep going when i gave my allear to this history i have hope.... tnx bro I WISH YOU ALL THE BEST IN UR LIFE WITH GODSPEED BRO

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 3 ปีที่แล้ว +18

    ሕቶ ኣለኒ እቲ ኣታዊ ንስድራ ገርግሽ ድዩ፧
    ብዝኮነ ኩሉ ሰላም ኮይኑ እዛ ናይ ገርግሽ ብፊልም ክትስራሕ ይምነ ኣለኩ ወረ ብደረስቲ hollywood

  • @selambahta145
    @selambahta145 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ንመጀመርታ ግዜ ተመሲጠ ከይቃረጽኩ ትሰማዕክዋ ወላደጋጊምካ አተሰማዕካያ ዘይትምኖ ዛንታ

  • @user-tc3kg2sm7x
    @user-tc3kg2sm7x 2 ปีที่แล้ว +25

    ኣብ 2005 ኮሌጅ ማይ ነፍሒ ተማሃራይ ከሎኹ ፡ ኩሉ ግዜ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ እየ ኣንቢበያ ። ኣብቲ ግዜ ንስደት ዝሓስበሉ ዝነበርኩ ስለ ዝኾነ ኩሉ ግዜ ገርግሽ እዩ ዝረኣየኒ ኔሩ ። ገርግሽ ድሕሪ 50 ዓመት ኮሊሉ መንደፍራ ክርከብ ከሎ ኣነ ውን ድሕሪ 14 ዓመት ናብ ዝሓሰብክዎ ምድሪ ስደት በጺሔ ። ገርግሽ ግን ናይ ኩሉ ግዜ ትዝታይ እዩ።

    • @brenzo9294
      @brenzo9294 2 ปีที่แล้ว +2

      We take the same boat 🚢 at the same time from the same location /16/17/18/round still in search of

    • @user-et1ls7pk8k
      @user-et1ls7pk8k ปีที่แล้ว +3

      ክሳብ ሕጂ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ኣለኩ 11 ዓመት ኮይኑ

    • @user-tc3kg2sm7x
      @user-tc3kg2sm7x ปีที่แล้ว +2

      @@user-et1ls7pk8k keep going and strives . one day will happened.

    • @user-et1ls7pk8k
      @user-et1ls7pk8k ปีที่แล้ว +1

      @@user-tc3kg2sm7x Thank you bro

    • @afaworksolomon8588
      @afaworksolomon8588 ปีที่แล้ว

      @@user-et1ls7pk8k ajeka kehalfelka eyu

  • @simonbeyene9937
    @simonbeyene9937 ปีที่แล้ว +2

    መጀመርታ ን ገርጊስ መንግስተ ሰማይ ነቶም ዘለዉ ደቁ እኽለማይ ይምነ። ጌርጊስ ሓደ ዕዉት ሰብ ኢዩ ናይ በሓቂ ን ሂወት ኣዚዩ ተቃሊሱዋ ኢዩ ቲ ዕዉትን ሓያልን ብልሓተኛን ሰብ ኢዩ፡ክትገልጾ ነዓኻ ደራሲ ቃላት ክትረኽበሉ ተኺኢልካ ናባኻ ከሕልፋ።ኣዚያ መሃሪት ኢያ መንእሰያት ክንመሃረላ ዓባይ መጽሓፍ ኢያ። ዓብደልቃድር ኣዚየ ኢየ ዝኾርዕ በኣኻ ንስኻ ተዘይትነብር ዚ ታሪኽ ምተሰነደዶ ይብል ኢየ ሞ የመስግነካ።ንኩሉኩም ኣብዚኣ ስራሕ ዝሰራሕኩም ክብሪ ይሃብኩም ፈጣሪ። i love u

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 2 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ዛንታ ብጣዕሚ ትምስጠኒ እያ ብፍላይ ከኣ እዋናዊት ታሪክ እያ please deqi Eri🇪🇷 🇨🇦 we can’t wait to see in a film sort or documentary film ….

  • @negasihedgu9625
    @negasihedgu9625 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ሂወት ገርጊስ ብሓቂ ምንባርካ ዝፈታትን ዩ ኣማስዩ ግን ምስ ወለዱ ምስትራከበስ ዳርጋ ዘይደከመ ተስፋ ይገቡር ኣብቀጻሊ ብኻልእ መጽሓፍ ክንጽበየካ አና ናእካ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓው 👍🙏

  • @fanuelsimon777
    @fanuelsimon777 2 ปีที่แล้ว +6

    ዘገርም ዛንታ
    ኣብ ኣጸደ ገነቱ የንብርካ

  • @kisanetahferom35
    @kisanetahferom35 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብጠዓሚ መሳጢት ሓቐኛ ዛንታ ገርግሽ ካብ ዝኩሉ ዘረበኡ ከርተቱን ግን ዝተመሃርኩላ ናይ መወድእታ ብዘለካ ኣጊብካ ተመስገን ትብል ቃል እያ።ክብርን ምስጋናን ንኩቡር ጅግና ስውእ ኣቦና ገርግሽ

  • @georgeson21
    @georgeson21 2 ปีที่แล้ว +12

    Gergish was one of the unique very intelligent and courageous peoples a life full of adventures

  • @shewitmulugeta34
    @shewitmulugeta34 2 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ሂወት መምህር ! ነብስኻ ኣብ ኣጸደ ገነት የስፍራ

  • @brhanemichael5942
    @brhanemichael5942 2 ปีที่แล้ว +14

    ገርጊስ ጉዕዞ 50 ዓመት ኣብ ጋዜጣ ኣንቢበያ ነይረ ዝገርም ታሪክ

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pf 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጽሓፋይ ዓብደልቃድር ክምስገን ይግባኦ፡ ገለ ዓይነት ጽሑፍ። ካብ ዘንበብክወንን ዝሰማዕኩወንን መጻሕፍቲ እታ ዝበለጸት መጽሓፍ፡ተራኻይ ውን መሊስካ ጽባቕን ሰሓብነትን ፈጢርካላ፡ ደጋጊምካ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ።
    ኣቦና ጌርጊስ በዓል ሃብታም ልቢ፡ ከም ናትካ ስደትና ሓጺሩ ናብ ስድራና ብሰላም ዓድና ይምለሰና።
    ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብሮ ኣቦና ጌርጊስ መምህር ሂወት።

  • @yafetabed6655
    @yafetabed6655 ปีที่แล้ว +6

    He was Eritrea's enlightened person.......🙏🙏🙏

  • @finanyemane7407
    @finanyemane7407 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you so much! What a mesmerizing story, and such an amazing narrator. 😊

  • @user-iw8fi5iz9h
    @user-iw8fi5iz9h 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ መሳጢ ደጋጊምካ ሰሚዕካዩ ዘይምኑ❤

  • @dindan5944
    @dindan5944 2 ปีที่แล้ว +5

    What a story, this should be broadcasting on TV 📺 Er, very intellectual true life story every one need to learn, thanks all

  • @davekmda9968
    @davekmda9968 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ በሓቂ ኣዝዩ ንኽትኣምኖ ዘጸግም ዛንታ ገርግስ ኣብ መንደፈራ ብሽክሌታ ዘዊሩ እንክትሪዮ ተራ ሰብ እዩ ዝመስለካ እንተኾነ ግን በዓል ዓቢ ታሪኽ ሙኻኑ ብዛዕብኡ ምስ ሰማዕካ ኢኻ ከመይ፡ዝበለ ሰብ ብጎንኻን ኣብ መእልታዊ ጉዕዞኻ ከምትርኢ ዘለኻን እትግንዘብ። ታሪኽ ገርግስ ብጋዘጣን ብ youtube ክሰምዖ ከለኹ ብዙሕ ፍሊልይ ረኺበሉ ሕጂ ንበይነይ ኪሰምዖ ከለኹ ዕረፍቱ ተወሲኹዎ በይነይ ክበኪ ተቀሲበ ገርግስ ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዳዊት ካብ መንደፈራ

  • @temesgenamlakey6945
    @temesgenamlakey6945 2 ปีที่แล้ว +5

    I have read this true story before ten years and it's really instructive. However, the 57 poeple surprised me, how they disliked this unique true history?
    Keep it up
    SELAM MALTI MEDIA

    • @SelamMultiMedia
      @SelamMultiMedia  2 ปีที่แล้ว +1

      Thank you so much. We really appreciate it 🙏

    • @tesfaeritrea
      @tesfaeritrea 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ዝመስለኒ ብዙሓት ዓበይቲ እለዋ ቢዘይ ፍላት አዩ ዚኾውን ። አምበር መጽሓፍ ኢዩ ታይ በሃላይ

  • @awethabtom7937
    @awethabtom7937 3 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሃቂ ጅግና ገርጊስ

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 2 ปีที่แล้ว +6

    Waw what an amazing story, and very good Wrighter 👏👏👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @temreyhabtom8475
    @temreyhabtom8475 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ኣቦና ገርግስ ዝሕጎስኒ ኣደእ ብሂወት መጽንሓ እዩ።

  • @Mogos29
    @Mogos29 2 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ ዝገርምን ዘሕዝን ታሪክ
    Thank you so much please mobile ናይ ስድሩኡ ተለካ ናይ ደቁ ወይ ሰበይቱ ድሃይ ክንገብር 🙏🙏👍

    • @shemahdurgham4222
      @shemahdurgham4222 5 หลายเดือนก่อน +1

      Proudly supportive the idea you just mentioned. Am with you

  • @Natuya.yemane9295
    @Natuya.yemane9295 2 ปีที่แล้ว +2

    Wowww very tachy story eway nay eritrawiyan hiwet unbelievable jigna gorgo and may God bless his soul🙏🙏🙏❤😍

  • @maezenhiwetchanel4565
    @maezenhiwetchanel4565 3 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ የቀንየልና ኣብዚ መጽሓፍ ንስእነሉ እዋን ከምዚ መሃርን መራላዉን ትሕዝቶ ምፍናዉኩም ኣዝየ የምስግን።ነቶም ደቁ ንምዕባይ ግን ዝሕግዝ ኤርትራዊ ኣይምተሳነን እሞ ተልፎን እንተትጽሕፉልና ደስ ምበለኒ።

    • @robielnguse854
      @robielnguse854 2 ปีที่แล้ว

      Adrashuau ako hade wedu zfelto aleni n wedu kezararbo amo fqadecha antekoynu namberu adresun kemxelka ykal aye

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa3770 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ ከይ ድቀስኩ ሓዲረ ካብ ገርግስ ሲ እንታይ ንማሃር ዓቅሊ ተጸዋርነት ዘይ ምሕላል ወሳኒ ኩሉ ነገር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጽሓፊ ካኣ ብጣዕሚ ኣድናቆተይ መወዳእታ የብሉን ድሃይ ስድሩኡ ከመይ ይህሉዋ

  • @Zaideyeyaalemey-ch4pb
    @Zaideyeyaalemey-ch4pb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ገለ ዓይነት እንቋዕ ጥራይ ምስ ወላዱቱን ቆልዑ ክኣ ወለደ ❤❤❤❤

  • @whoknowstomorrow6693
    @whoknowstomorrow6693 2 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ዛንታ፡ዛንታ ኩላትና እዩ። ዕድለኛ ገርግሽ ዛንትኡ ዝጽሕፍ ረኺቡ እንሆ'ኳ ይጽወየሉ። ክንደይ ካብ ገርግሽ ዝክፍእ ኣብ ጉዑዞ ስደታ ዘጋጠማ፡ ንሳን ዛንትኣን ኣብ ዓዲ ጓና ዝጠፈአት።

    • @wolduwoldu8241
      @wolduwoldu8241 2 ปีที่แล้ว +1

      Ane keman aleku cab gergiesh zeynies zaniet zelenie

  • @RaeEntertainment
    @RaeEntertainment 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብሪ ይሃብኩም Selam multimedia & ብሓፈሻ ኣዳለውቲ እዚ መደብ፡ ኣየ ወ ቖልዑ እንከለና - ገርጊስ ካብ ገዛውትና ወጺእና ንከተማ ኪንወሪድ እንከለና፡ ንሱን ጋዜጡኡን ሒዙ ኣብ ኣፍደገ ምምሕዳር ኮይኑ ከስሕቐና እንከሎ ሕጂ ኮይኑ ተራየኒ!!
    Rip - ኣቦይ ገርጊስ።

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes3140 2 ปีที่แล้ว +11

    I met my mother after 17 years and I am glad though it was very emotional.

  • @heavenzaid4939
    @heavenzaid4939 2 ปีที่แล้ว +7

    Thanks more Abadat for writing us this awesome true story.It's Really incredible and jorj (gergsh)he Share us he's life Expirences and that means a lot for us
    ❤🙏🏼but he was very Lucky to See his mom after 40 years. Record zgeberkalna hawna dma btami nemesgn great job ❤🙏🏼nkuluna dma gex sdrana nrielu gzie fetari yhabena❤🙏🏼

  • @eliaskidane391
    @eliaskidane391 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍ ፡ እዋይይይይ ብ ሓቂ ፡ ዝተሓዋወሰ ስሚዒታት እተስተማቕረሉ ፡ ናብ ኩሉ ጫፋት ናይ ሂወት እትበጽሓሉ ፡ ኣሎ ዝበሃል Geographic ኣቀማምጣ እትበጽሓሉን ኮታስ ፡ ኣሎ ዝበሃል ኩሉ ገጻት ናይ ሂወት ዘይበቀቀትሉ ፡ ሂወት ን ገርግስ ፡ ኩሉ እያ ለጊሳትሉ ። ናይ ዘላለም ዕረፍቲ ይምነየሉ😢😢😢 ኣቦና ገርግስ። ወያ ሂወት ውሕስነት የብላን ፡ ሞት ከኣ ሓቂ እያ ። ዝበላ ከኣ ዘኪረ 😢😢😢 ።

  • @asmeromtesfay8652
    @asmeromtesfay8652 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጽሞና ሰሚዐዮ ነዚ ዛንታ! ሕማቕ ስምዒት ተሰሚዕኒ። ነዚ ዘለናዮ እዋን ውን ትተናኽፍ፣ ናይዛ ዓለም ነገር ግን መወዳእትኡ ብመቓብር ትዛዝም ምኻና እዩ። ሓቂ እዩ ሂወት ዋሕስ የብላን።

  • @kokobentertaiment5676
    @kokobentertaiment5676 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋውው ምልእክቲ ትሕልፍ ጽብቅቲ ዛንታ

  • @Henokghrimay
    @Henokghrimay 3 ปีที่แล้ว +11

    ናይ በሓቂ ሰደተኛ ኩሉ ግዜ ተጎዓዛይ እዩ

  • @johniefrem9965
    @johniefrem9965 2 ปีที่แล้ว +1

    Woww ብጣዕሚ ደስ ትብል ዛንታ ቅድሚ ሕጂ ብመጽሓፍ ኣምቢበያ ኔረ ግን ዝከኣል ተኮይኒ በጃኩም ብመልክዕ ፊልም ስርሑዋ ካልእ ካብ ኣንባቢ ጀሚርካ ደስ ይብል

  • @eritreaadey3254
    @eritreaadey3254 2 ปีที่แล้ว +3

    RIP George! Ab Eritrea Zeytenegre ember zeytegebre yelen 🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you so much, bro
    This is a life lesson

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 2 ปีที่แล้ว +3

    Wawww just wawww what a history
    I was free from work and i hear it all was lucky that i heard lovely history

  • @gezanachannel3463
    @gezanachannel3463 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much anbabi betami mesati aboy gergish kea enkua abzi abkome betami mesati tarik 🥰🥰

  • @tedrostekestekidane7000
    @tedrostekestekidane7000 ปีที่แล้ว +3

    Soul healing narration... Keep it up!

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ zabel ዛንታ. Nice akerarba👍

  • @berbere4478
    @berbere4478 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣርእስቲ: ገርግስ ጉዕዞ 50 ዓመት እንተ ዝኸውን ቡዙሕ ዓሚል ምረኸብኩም

  • @damn-pg9in
    @damn-pg9in ปีที่แล้ว

    Mexhaf Zanta gergis bzuh gzie anbibeyan ab TH-cam semieyan
    Btaemi eye zidneq , azyu fluy eritrawi sebiay eyu neru 🇪🇷
    He deserves all respect 🫡

  • @mikeeriboy8656
    @mikeeriboy8656 3 ปีที่แล้ว +3

    Btaemi mesatn meharn tarich anbabn & akrabn really appreciate you ❤🙏

  • @z1zz954
    @z1zz954 3 ปีที่แล้ว +14

    ብ መጽሓፍ ኣቢበያ ኔረ፡ኣብ ኤሪ ሽዑ ዝንባዕክዎ ንብዓት ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ።ጀርጆ ከኣ ናይ ሂወት መምህረይ ኮይኑ ወትሩ ኢዪ ብ መንፈስ ዘሳሌኒ፡

  • @peaceforall3845
    @peaceforall3845 2 ปีที่แล้ว +1

    ዛንታ ግዮርግስ መሃርን. መሳጥን, የቐንየልና ተራኺ, ከይሰልከኻ ነዚ ዘቕረብካ

  • @phil3840
    @phil3840 3 ปีที่แล้ว +7

    heart touching story and it's related my friend story 🤔💯

  • @samisami-br3kx
    @samisami-br3kx 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይብሓቂ መምሃሪት ቀደም ዙፈልጣ ኣርሲ ዕላል ለከ ባዓል ተአግርቲ ዩ ሰላም ዕረፍ

  • @merhawitadesse318
    @merhawitadesse318 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for sharing us this Kind of Amazing Histry😢😢❤❤

  • @zewdimeles6655
    @zewdimeles6655 2 ปีที่แล้ว +2

    Betamiy yehzenaka ab Eritrea keleku ab teketataliy gezat heat teketataliy mallet gazeta anbibaya nera 👍😍

  • @Hanigoitom1
    @Hanigoitom1 2 ปีที่แล้ว +5

    Amazing story i can’t stop crying 😢

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 5 หลายเดือนก่อน +1

    Atawi nayza mesehafe gen wala ferku ne deku kekewen xubux neyru wala alem be gergse esok ente konte etom deku entehalfelom kemzeymote eyu dekamu ka aseby mekono abona kertetena ❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltesfazghi26
    @michaeltesfazghi26 2 ปีที่แล้ว +5

    Zehzn tarik.
    Akerarbaka gele aynet u i love it 😀

  • @yoditisaac1885
    @yoditisaac1885 ปีที่แล้ว +1

    What a great story. The journey is a teaching life of human beings. I feel I know Gerish and what a sad ending😢

  • @gazella2867
    @gazella2867 3 ปีที่แล้ว +18

    ኣቢ ፊልም ምኮነ documentary

  • @abrhaley938
    @abrhaley938 2 ปีที่แล้ว +3

    Ktdnequ zgbeakum sebat ekum emo. Thank you, xamakum yhabkum adalewty nayzi zanta

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 5 หลายเดือนก่อน +1

    Waweeeee xubux yehwate kulu mesahefety kemze gerkum eba amsulina des zeble tarke eyu gergese anbesa zeygedso ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AfwerkiK-E
    @AfwerkiK-E 3 ปีที่แล้ว +6

    😪eti zgerm hiwet Gergis abana ydgem bmhlawi!

  • @temf8072
    @temf8072 2 ปีที่แล้ว +7

    My best book, but it published in 2005 . I was young tried to understand his thought at that time. I spent 10 years to reach my last destination. I lost a lot of ,because lack of understand Gergeshs book. Rest In Peace ideal .

  • @berhanetberih3060
    @berhanetberih3060 ปีที่แล้ว +1

    Aziyu Mahari zanta nay bahaki Thanks Girmesso

  • @aaronhabtai8009
    @aaronhabtai8009 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much what amazing Story.

  • @qsanet3590
    @qsanet3590 2 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi mesatitn mharitn, bflay ka mengedi gergsh guezo sdet nezi zelenayo teuy gieru sle ztnkfo bezyada mesitatni. Slezi ka hansae denine ms nbeat ksemea ms jemerku kay'aqarexku bhanti mealti zwedaekwa😥.
    N'adalewti medeb kab lbie kemesgnekum efetu, nay teraki kelet ka kay'adneku khalf adeln, mknat kay'aqarexku msmeay' wn eti kelet zthaweso teum dmxu eyu so thanks bdgamie🙏🏿💕

  • @weinimaashio1545
    @weinimaashio1545 2 ปีที่แล้ว +1

    I love this book life is not easy

  • @alishurussomtumay253
    @alishurussomtumay253 ปีที่แล้ว +1

    Omg nay Bhaki eye mefelay nab adiu mes kide nebat mexine ❤

  • @wedixgaba
    @wedixgaba 2 ปีที่แล้ว +4

    Woww this is very touching story.
    We will wait you to more videos

  • @tesfaaleni548
    @tesfaaleni548 3 ปีที่แล้ว +24

    ያ ከማይ ገይራ ዝመሰጠቶ ዶ ትህሉ ሰሙን ሙሉእ ኣብ ዝኽረይ ተማላሊሳትኒ

    • @eritreawikuburmenenet9772
      @eritreawikuburmenenet9772 3 ปีที่แล้ว +2

      Ane kedmi hiji abmeshaf anbibeya nere kemnewa aykalkun Anes kurub b kolel kab eritrea2013 jemirka kesab hiji erfti sine hiji win nab America kekeyid ab megdi eye zelku tebgise koyne enber abzelkayo meraf eyu zedli neru merkuna eske

    • @amanuelhabtai6037
      @amanuelhabtai6037 2 ปีที่แล้ว

      @@eritreawikuburmenenet9772 ykinaka

  • @simontewelde4996
    @simontewelde4996 2 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi mesatit zanta thanks ❤

  • @Henokghrimay
    @Henokghrimay 3 ปีที่แล้ว +9

    ዘለኒ ግዜ ቀቲለ ሰሚዐያ ናይ በሓቂ ብልጽቲ ታሪኽ,ከሞ እውን ተሰፋ ዘይምቆራጽ ትምህር

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 2 ปีที่แล้ว +2

      ንትፈትዎ ጊዘይ ኣጻቢበ ወይ ጊዘይ ወፍየ ደኣ እንበር ጊዘይ ቀቲለ ኣይብሃልን ምስ ናይ ይቕሬትኡ፡

    • @mand6515
      @mand6515 2 ปีที่แล้ว

      Haswei habsha da entay giza aleka eitom xeaduo keman kemo ayiblon 🦍🤯

    • @selam841
      @selam841 2 ปีที่แล้ว +1

      @@mand6515 መስኪናይ ንጻዓዱ ጥራይ ገርካ ስለ ዝእመካዮ ርእስካ እንበር ግዜ'ስ ይኩላትና ሓደ ኢዩ።

  • @danielteklehaimanot6137
    @danielteklehaimanot6137 2 ปีที่แล้ว +2

    Kibret yhabkum Abdulkadr, Ghirmai Mis kulom neza zanta midlaw zetehagagezu kemudma Mengstesemai NGhergis Tsnat Nisdrabeth ..

  • @hiwetgebrekidan9778
    @hiwetgebrekidan9778 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ታሪኽ ጻዕራም ሰብ

  • @gezachnteklegeshu9158
    @gezachnteklegeshu9158 หลายเดือนก่อน

    Gergs hawey inkao kulu arayeka amlak biselam tegadilka adeka rieka welidka amlak biyemanay edu yikebelka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @samiafwerki1110
    @samiafwerki1110 3 ปีที่แล้ว +4

    ጉዕዞ 50 ዓመት ጌርግስ ካብተን ዘንቀን ዝፈትወንን ዛንታ ያ።

  • @EDAS-Love
    @EDAS-Love 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami mesatitn tdnekn zanta iya .Thank you very much🙏🥰

  • @mogosrobel-zl2nq
    @mogosrobel-zl2nq ปีที่แล้ว

    Wawwwww nay bhaqi nay gergsh zanta taemi eu zhzneka gn amlak temerau wuladu mray btaemi eu edliena edmen teanan yhabkum ms sdraka🙏🙏🙏♥️