Alo nhade hawuna agatimwo eu mis dekese lbu mis atfee zbei tekeyiru gn key tewede ab edu kbesh eti seb ezi hawun zblekum zeleku tesieu arkibwo ab hanti ansola eyom tenesifom eti ansola gn mis nebsu ytawawe sihibwo eu eti seb tesiue riewo edu key tewede xenhiwo ezi sugro dob kmesu kelewue eyom
Ba ta tay konkum ata mare kndzi dikum denakur? Seb ke nsu nab zbi zkyer yelen. Black magic allo bshuhur gerom kmesluna ykilu eyom kab wexai shuhur gn amlak zfetero seb nab ensisa kikyer zeklo akmi kabey amxiu.
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢
ኣነ እኮ ብወገነይ ሓቂዪ ምበልኩ።ኩሎም እቶም ዝተለወጡ ኣብቲ ምስክርነቶም እንተስተብሂልና እቲ ክእለት ካብ ጠንቃሊ፥ሰይጣን ከምዘረኸብዎዮም ዝዛረቡ።እቲ ብሳይነስ ናይ ኣእምሮ ሕማምዩ ዝበልዎ ድማ ታራ ሕማም ኣይኮነን።ሕማም ምባሎም ጽቡቅዩ ሰይጣናዊ ሕማም ስለዝኾነ።ፈውሲ የብሉን ብምባሎም ድማ ንቡር ወይ ተራ ሕማም ከምዘይኮነ የብርሁ ኣሎዊ።ስለዚ እዚ ስራሕዚ ብሰይጣን ዝግበር ክፍኣትን ጥፍኣትንዩ።ብተወሳኺ ድማ ነቶም ናብ ጠንቆልትን ሰይጣንን ኣጋንንትን ዝከዱ ሰባትዩ ዘጥቅዕ።ፈውሲ ከምዘልዎ ግን ክሕብር ይፈቱ።
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
ሓቂ ክከውን ይክል አዩ ከይተገብረ ኣምዝገብን አዩ ኣብ ምድርና ብዙሕ ምስጢራት አዩ ዘሎ ናዓይ ዘይተረዳኣኒ ግን ባህሪኦምን ኣቃውሞኦምን ጥራይ ድዩ ዝቅየር ሲ ዋላ ኩሉ ነገሮም አዮም ዝብኢ ዝቅየሩ አዩ ገሪምኒ ዘሎ
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ሓወይ ኣብዛ ቻነል
ፅቡቕ ሐሳብ ግን ቁሩብ ህውኽ ኢልካ ዝፃሐፍካዮም ይንበቡ ካላኣይ መዓልቲ ህድእ ኢልካ Make sure ነዞም ፊደላት ትግርኛ Cheek እንዳገበርካ ፅሐፎም ብዝኾነ ሃለውለው እዩ እምበር ዝብኢ ዝቕየር ስጋዕ ሎሚ አይራአናን 👍 ካብ ሐውኻ
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰🥰
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
Hji Akeumuku tzarebu alekum cabzi aythlefo bejakum
bahriatom dom zqyeru tbl zeleka, walas enkolay aqawm'om?
Egzyo mharna
ዝብኢ ዝቕየር ሰብ የለን ሃለውለው ኣቃርጽ
ዛራ ጥንቆላ ኢዮም ኢዚኦም ፍልጠት ዜሮ ኢዮም ኣበይነቲ ዓለም ይነብሩ ይገርም ኢዩ
😂 😂 😂 እዚ ሕጂ ንሕና ብብሂል እንኽተሎ ዘለና ጸዓዱ ድማ ቅድሚ 50-100 ዓመታት ዝኽተልዎ ዝነበሩ እዩ ዘዘንትዎልና ዘሎ:ኣብ ሃገርና'ውን ኣዝዮም ዘሕፍሩ stereotypes እዮም ዘለው::ከም ኣብነት ዛርቲ ለይቲ ሓዊ ኣጒደን ክስዕሰዓ ሓዲረን:ለይቲ ጸሊም ክዳውንቲ ዝለበሰ ሰብ መሰል ጉልቡት ፍጥረት ብፍጥነት ናብ ቀላይ ኣትዩ:ሰይጣን የእጋረይን ይእዳወይን ሰባቢሩኒ....ወዘተ ዝብሉ እዮም::ስለዚ ሓድሽ ነገር የለን!
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
ትቕየር ዶ ኮንካ 😂😂😂 ኣለዉ ኢሎምና ኣብ ሃገርና
😂😅
Eway abzia zela lama zikonet hasot kie .
እግዝዮ ምሓረና ክርስቶስ😭😭😭
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ💔😭😭😭kefrh😭😭😭😭😭
ደቂስኪ ከለኺ ዝተሶቅረ ዝብኢ ክመጸኪ እዩ😂
@@HAN-lx1nh eway kitxikin entay bedila wedy
@@HAN-lx1nh 🤣🤣🤣
ኣታ ሓወይ ንገንዘብ ክትብል ዛየለ ታሪክ ኣይተ ማሓላልፍ
ነቲ መደቡ፡ ዛራ ፍልጠት ኢሉ ምስማዩ ይገድድ!@@hermonmikiaele9586
Ata hawey, zara fltet enda belkasi zara hasot tmgbena. What are your sources?
Nay behaki des tbl zanta ❤❤
መድሃኒት ኢሉኩም ጸበል ሓመድ ትቁሕሙ
ሰብ ናብ ዝብኢ ይቕየር እዩ ኢልኩም ሓር ኢ ደርሆ ትበልዑ ብሄር ትግርኛ ክኽክክክክ ነዚ ጽውጽዋይ ድማ ሓቂ ዝመስለኩም ደናቁር ትግርኛ
Ehi dea Zara dinkurunas zibei ybleakum
ጽቡቕ መደብ" ቀጽሎ
ካብ ሰብ ናብ ኣዛብእ ዝተቐየሩ ዳኣ ናብ ካልእ ከይከድና ኣብ ማእከል ዓድና እንድዮም ዘለውና ብርጌድ ንሓነዱ እንታይ ድዮም
Zey belauka da neberu wedey
Hawey ab kebdika aytietiwo silezefrihuka kemeu koynu tesemieuka 😂
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰🥰
Yes it is true
እዞም ሰብ ቻነል ግን ብጀካ ንሕብረተሰብ ዝብክል ካልእ መደብ የቕርቡ ዶ? ዘየለ ኣይትዛረቡ ሰብ ከመይ ጌሩ እዩ ናብ ዝቢኢ ዝቕየር
😂 i agree with u
ኣብ ኢትዮጲያ ከማን ኣለዉ ይብሃሉ
Axum አለው
ኣክሱም ኣይመስለንን ጎጃም መይቢ
Kkkkkk. Do Aksum nab gojjam gojam nab Aksum edqyeru eiom azbu zeqyruuu
Atta nehan sey ..heby da meslkumna ebber 🤲😄🇪🇷✍️
ab Midia kemzuy temhr ykewulka
Wala hiji ewin Alewi eyom
❌️ ታሪኽ ዝሰነዶ ሐቀኛ ክትብሉ እንከለኹም ሐቂ ከምሙኻኑ እንኮ ክንፈልጥ እንኽእል ብጭብጢ At least ብዝስማዕ ብዝርኣይ ብዝንበር ማለት ብቦታ 👍 ዝኾነ ሰብ ብግምት ብሕልሚ ብይኸውን ብዝተባህለ ብእምነት ንዘይ ኮነ ነገርን ንዘይከውንን ታሪኽ ኢሉ መፅሐፍ ክፅሕፍን ክትርኽን ይኽእል እዩ አንሕና ሰባት መምስ ተባህለ መምስ ተፃሐፈ ልክዕ ከምሐቂ ክንወስዶን ክንፈልጦን አይግባእን ምኽንያቱ ከምተፈፀመ ብጭብጢ ከቕርበልና ዝኽእል ስጋዕ ዘየለ ብፍላይ እቲ አብከባቢ 2016 አብ አሜሪካ ሰብ ዝብኢ ተቐይሩ ትብሉ ዘለኹም 🙄 come on people ? አብድራማ አብ films አብደርፊ ከይከውን ተቐይሩ ብዝኾነ ካልኦት ብጭብጢ ክቐርቡ ዝኽእሉ ብዙሐት ፍፃሜታት ታሪኻት ስለዘለዉ ካብኣታቶም ገለ ተተቕርቡ አይምሐሸን ዶ ?
Nay bhaki sk elka halewlew eu
ሓቅነት ኣለዎ ፡ ብቀረባ ኣብ ዓድና ሓንቲ ሰበይቲ ምሸት ምሸት ናብ ዝብኢ ትቅየር ኣላ። ኣብዚ ግዜ ሕጂ ብ ሂወት የላን
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
@@ERI_ATS ሰላም Atsmedia ሰበይቲ ከምዝነበረት እስኻ/ኺ ብኣካል ሪእኻያ ዲኻ ዋላስ ሰባት ኢለሞ ኢልካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ❓️ ምኽንያቱ ኩሎም ሰባት ተባሂሉ ሰሚዕና ብይኸውን ስለዝዛረቡ እየ ዝብለካ ዘለኹ Unless እስኻ ብኣካል ሰበይቲ ዝብኢ ክትቅየር ሪኤያ ትብል ኣለኻ ኮይንካ ኣስፍሕ አቢልካ ግለፀለይ ካብ ሐውኻ/ኺ
Zebi eiu zekuen entay eda renka da✍️🇪🇷😄🕊🤲
ኩሉ ቢሂል እዩ ሓቂ ኣይኮነን ጽውጽዋይ እዩ ኣብ ኩሉ ሕብረት ሰብ ዓለም ኣብ ፍሉይ ሕብረተሰብኣዊ ምዕብልና ዝርኤ ቢሂል እዩ።
እዞም ኣዛብእ ዝቅየሩ ኣብ ሳሕል ነይሮምን ኣለው።
Thats true 100000000%especially tekarur ( Nigerians) ab kebabi Tokombia Dase abti kebabi znwbru zmskriwa haki iyu ksab hji.
Entay kenageb daa Aridekana ember
Besmam bewod mefskdus amlkey kmesgnica gwdseica icab muruk hebrtseb amet fetarom ferhat fetarien nana neritreawn tebrkena iena🇪🇷🕊💞💞💞🤝🕊
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
@@Chixias.amora11 tomas huwhat nefhuto 🦖nateica 🤕🤕🤕
@@yorsaliembeyene270 entay?
እዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ዝገርምን ዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቀን ዘይ ስነ ፍልጠታዊ ብቅንእን ብሓሶትን ጸለመን ሰባት ኣብ ሽግር ንምእታው ዝተፈብረኸን ዝተሃንደሰን ጺውጺዋይ እዩ።
ትክክል
Haqi alo sebey
@@sidetkertet6545 ድንቁርና ንኻልእ ጸዓኖ... I am not foolish
Alo nhade hawuna agatimwo eu mis dekese lbu mis atfee zbei tekeyiru gn key tewede ab edu kbesh eti seb ezi hawun zblekum zeleku tesieu arkibwo ab hanti ansola eyom tenesifom eti ansola gn mis nebsu ytawawe sihibwo eu eti seb tesiue riewo edu key tewede xenhiwo ezi sugro dob kmesu kelewue eyom
@@freweinibereke4419 aminkyo malet dyu abza alem teamr zbhal yelen sk elka halewlew eu hasot entay dea abzuryana gele teamr zeinrei wela bvideo chbti zelewo gele zeinrei semiena entezeykoinu reina elu chbti zerieka yelen
አነ ንባዕለይ ገጢሙኒ እዚ ነጋር አደይ ናይ መጨረሻ ንእሽተይ ሓወይ ክትወልድ ሕርሲ ተታሒዛ ለይቲ እዩ አባይን ሓወይን ማይ ምስታይ መስኖ ከይዶም ሓደ ጎሮባይና ፀዊዐ ናብታ መዋለዲት ዝኮነት ሓፍተቦይ ክንፅዋዓ ሳዓት5 ፈረቃን ብግእዝ አቆፃፅራ እዩ ንሓፍተቦይን መርዓታን ሒዝና ናብ ገዛና ቅልጥፍ ቅልጥፍ ናበልና ናብ አደይ ክንበፅሐላ ናከድና ሓሞኽሽቲ ዝመልአት ቦታ አብታ እንዳቡዳታት አላ አዛብእ የንከላልዩ ኔሮም ሳዓት6ኮይኑ አሎ እናም ከም ህበይ ካዕካዕ ይብሉ ኔሮም ማራ ፈሪሕና ጠጠው ኢልና ተፀጊዕና ክንዕዘብ ሞኪርና እናም ናጎየዩ ናብታ ግቢ ብቲ ዃና ዘሊሎም አትዮም 😢 ብድሕሪኡ ናብታ ከባቢ አይቀርብን እናም እቲ ምስጥርውን ንዋላ ሓደ ከይትዛረባ ዝአምነክን የለን ኢላትን ንመጀመርያ ግዘ ሎማዓንቲ አውፂአያ
ቅድም ትግሪኛኻ ኣጽሪ እሞ ድሓር ጽቡቅ ጌርካ ትዛረበሉ 😢
@@maharialem755
እታ ሓቂ ኮ ንመጀመርያ ግዜ ኣምሊቁዋ እኮ።
ንክውንነት ዝእመንን ዝተጸንዐን ብተደጋጋሚ ዝተመስከረን ዝተረጋገጸን ንርድኢትካ ዳግመ ግምት መጽናዕትን ክትገብር የድልየካ።
እዛ ዘቀምጠልካ ሊንክ ዛር ርኩስ መንፈስ እንዳ ተወራረሰ፡ ስሙ እንዳ ቀያየረ፡ ግብሪ እንዳኣክፈለን ን400 ዓመት፡ እንዳ ተወራረሰ ዝመጸ ብናይ ርኩስ መንፈስ ብዘስተምህሮም #ብዕጸዋት ብምጥቃም ዝተወሰኑ ዝፈልጥዎ ስራሕ ጠንቆልቲ ኢዩ። ጠንቋሊ ማለት ዝብኢ ከም ማለት ኢዪ። ንጠንቋሊ ዝብኢ ፈረሱ ኢዩ። ምሳሌኡ ውን ዝብኢ ነጣቂ ድያብሎስ ፈረስ #ሲሞናውያን ጠንቆልቲ ኢዩ። ታሪክ ቅዱሳን መጻሕፍትን መርትዖ ዘለዎ ርትዓዊ ምስክርነት ኢዩ። ምምርማር ምንባብ ምስክርነታት ምስማዕ ብመንፈሳውነት ብምብርታዕ ርድኢትና ከነካዕብቶ ይግበኣና። ንሓቂ ሓሶት ንዝብሉ ደቂ ሓሳዊ ድያብሎስ ተታሊሎም ብዘታልሉ ክንጥንቀቀሎም ይግበኣና።
ንእግዚኣብሔር ንፍለጦ ክንፈልጦ ከኣ ንስዓቦ። ብኮሚንስታዊ ድኩም ናይ ክሕደት መንፈስ ንሓቂ ንምቅባል ኣይከኣልን ኢዩ።
th-cam.com/video/lyncMTHKnlw/w-d-xo.htmlsi=kg9v_8Z0TfDPS42t
ካብ ከሓዲ ኮሚንስታዊ ኣይሁዳዊ መንፈስ ደሓኑ!!!
ሃለውለው ገዲፍኩም ንመንእሰያትና ፍልጠት ዝድልብ ኣቕርቡ ኣይኮነንን ወዲ ናይ ወዲ 7 ዓመት ኣይተምጽልና
ygermeka ekoyu
ብዓል እዚኣቶም ናይ ረብሓ እዮም። ልክዕ ከም ናይ ሓደ ወቕቲ ዕምባባ ተራእዮም ዝረግፉ ዝተረገሙ ሓጺር ዝዕድሚኦም እዮም። መንእሰያትና ካብዚኦም ተስፋየብሎምን።
Nay bhaki zegerm eu briesna kxawetu kab haki zrehake kkewn zeykiel halewlew hizomulna ymexu
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
Agibkum zeykones frihkum do eu zbal
Kla xinxway kemzi enawrekum abey kitmieblu drbayat
😂😢😮 moyte ewe ab uni nay blgium 1mlion kehbe ena elom alu abu yekdu azbi tegray sebe telo emo agme eiom kkk
ናብ ስብ ዝቕየር ዝብ ኢ ሪ ኤ ኣይፈልጥን ናብ ዝብ ኢ ዝቕየሩ ሰባት ግን መሊ ኦም ኣዝዮም ሱሱዓት ነጋዶ ብደውካ ንሰባት ቆርጢሞም ክህብትሙ ዝፍትኑ። አዞም ኩሎም።ኩሊት ኣሕዋትና ዝሸጡን ዘሽጡን ምስ ሰባት ዲኹም ትቆጽርዎም። አዞም ኩሎም ሕጻናት ደቂኣንስትዮ ወላ ደቂተባዕትዮ ዝጋሰሱ ምስ ሰባት ዲኹም ትቆጽርዎም
Is Iseyas ZibE Mishet?
Tsutduway geffifka tekamie hasab ye zey tmlesie genzeb ketarie hmak aytharr
Data gda wedikalna nejs
😅😅😅
kkkkkkkkkkkk
😂😂😂😂😂
sk bel hasawi werena
በስመስላሴ😭ካብዚ ሰውረና😢
ሓሳዊ ወዲ ጁኑታ
ንፈልጦ ተኣምር የብልናን ሃላው
Yhea 😅 😅
😂😂😂
😂😂😂😂
Hahsjsh zebi eiu sebe...like eblka alow eti temer da ab money eiu zelo
Ezgyo meharena crestos
🙏🙏🙏egzyo
ፍርሃት እግዚኣቢሄር ይህስልኻ ሓወይ ሰብ ፍጡር ሰብ ደኣ እንበር ዝብኢ ክኸዉን ኣይክእልን ከምዚ ከማኻ ብረብሓ ዝዓወሩ ግን ህዝቢ ከናቁቱ ይነብሩ ኣለዉ እዚኣ ድማ ከተሕትተካ ያ ተጸበ ጥራሕ
ዝገርም ዩ.... ዘሎ ድንቁርናን ድሕረትን ከይኣክል ሕጂ ከኣ ዓይኒ ዘፍጠጠ ድንቁርና ክውስኹ ይሓስቡ ኣለዉ
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
Men kemu elka.weys rekayo
አነስ ክፈርሕ መዓት ከምዝታት
Yes
Yelen elka ktkhdo kebid eu ksab nay sheytan hlawe ziteragagexe
Bkemey teregagixu nay sytan hlawe??
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
ንህዝቢ ትግርኛ ዘደንቁር እንበር ዝምህር ተሳ ኢ ኑ
ነበርያ ነበረ ኢልኻ ልይጀመርኻ?
Besmiam trah eyu zebil kab kemzi ysewrena fetari bsemiam🥺🙏..!
እንታይ ማለት ዩ በስምኣም?
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
@@mssiezekarias9041 ab zmlketeka xehaf foe srah yeblkum dyu koynu besmiam dea ብስምኣብ! are you crazy
@@Chixias.amora11 tewaliii habibi entay xegem alewo
@@Regenmehariዘይትፈልጦ ምሕታት ባህልና ዩ መስለኒ ብሮ ።ድሕሪ ሕጂ ግን ኮመንት ክትጽሕፍ ኮለኻ ሲ ምስ ትርጉሙ ጸሓፍ ሞ ንሕና ኸኣ ተረዲእና ኣብ ዝምልከተና ኮመንት ክንጽሕፍ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
ሓቂ እያ ናብ ዝብኢ ዝቕየሩ ኣለዉ ኢሎሞም
ናብ ዝብ ኢ ዝቅየሩ ሰብት ኣለዉ ንሶም ድማ ኣዝዮም ስሱዓት ብደውካ ክቁርጡሙኻ ዝደልዩ ስ ሱዓት አዮም ዝብ ኢ ናብ ሰብ ዝቅየር ግን ሪ ኣ ኣይፈልጥን
@@yonisabrha8887 ቀትሪ ምሳኻ ይውዕሉ ለይቲ ከኣ ዳምዳም ክብሉ እዮም ዝሓድሩ, በዚ ምድሪ ሓበሻ ከምኡ ዝሕመዩ ሕብረተ-ሰብ ኣለዉ ሰብ ዝብሃል ኣይዋሰቦምን እዩ, ብ'እንዳ ቡዳታት እዮም ዝፍለጡ,ነንባዕላቶም እዮም ከኣ ዝመርዓዓዉ, ንሳቶም ዝቕመጥሉ ቦታ ከኣ ንጽል ኢሎም እዮም ዝቕመጡ
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
ሕማቕ መንፈስ
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
Ezgabir yiqrita 🙏
ኣብዚ ሜድያ ትዛረብ ዘለካ ሰብ ማዕረ ክንደይ ድሑር ኣተሓሳስባ ከምዘለካ በዚ ምክንያት ተረዲአ ሰብ ካብ ሰብ ሓሊፉ ክቅየር ኣይክእልን እዩ ሰይጣን ዝብኢ ክቅይር ሓይሊ እንተዝህልዎ ንምንታይ ካብ ሰማይ ተሰጊጉ። በዚ ኣበሃህላ ክፈጥር ውን ይክእል እዩ ስለዚ ኩቡር ሓው ኣትስተውዒልካ ክትዝርግሖ ይሓተካ ሰብ ሰብ ኮይኑ እዩ ተፈጢሩ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናብ ካልእ ዓይነት ክቅይር ውን ዓቅሚ የብሉን።
እዛ ሕክያ ኣብ eritrea ይሰመዓ ነረ
ቡዳታት ለይቲ ለይቲ ዝብኢ ይቅየሮ አዮም ይባሃል ነሩ
Bejaka qexla bejaka ane 2 geze ydgma alku bjaka qexla
Bad deream gedefuna eske hasot eyu
Ab Ethiopia alewu ab Tigray gonder
Gn meregagexi eko wela hade ika zeyeqrebka
ለክባጥ ሰብ ተጋጊሎካ።ሰነፍ ጥዑይ ዘይትምህር ደንኮቖሮ።
በስመኣብብብ
Ezi kebabi keren tesemi neru
ኣልግስ ሓሳዊ ጃሱስ ናይ ዓለም
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
ትም በል ንካልኣይ ግዜ ከይትምለስ ሰብ ምድሃል እዩ እምበር ሰብ ዝብኢ ዝቅየር የልቦን ዘይከውን ኣይትዛረብ ኣምላኽ ዘይፈትዎ ዘረባ
ሓቂ አዩ 👈
ሱቕ በል እስከ ሰብ ናብ ዝብኢ ኣይቅየርን ኢዩ። ደቂ ሰባት ግን ኣብ ኣብ ጫካ ዝነብሩ ኔሮም ኢዮም።
ኢንታይ ኣብ ቀረባ ኢንዶ ኣለካን፡
ኣብ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ
ሰነፋ ጁኑታ
ወዲ አፌ ሰብአይ ሰቡኡት እዮ።
@@Moka-rl9sg እሞ ተመርዓዎ ነጅስ
😂😂😂😂😂
Kemen. Zeykeal eu.
Shwedenawi zibei kkk
ከምዚ ዓይነት መስተንክራዊ ነገራት ኣብ ኤርትራ የለን ዲዩ ደኣ ብዛዕባ ኣብ ካልእ ሃገራት ዘሎ ጥራይ ንዛረብ
Ata hasawi lakbat
Ferah 😂😂😂😂😂😂😂
Ab Eritrea alewu neslam tray kbelkum eyom 🤙💪
NAY TIGRAY GENERALAT EYOM
Jis hasawi
Halewlelow Halewlelow
No nay bhaqi iyu wa hanti nera ab ads gorbtna zbi beliwa ab gxa afncha gel
ሰብ ግን ከመይ ኢሉ ካበይ የምጸኦ እቲ ናይ ዝብኢ ኣካላት ክተኣምኖ ዘጸግም ኢዪ ኣምላክ፡የጥፋኣዮም
ከብቶም ንዓለምና ዘናወጻነገር አተዐልል
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👈👈😍🥰
😢😢😢😢😢😢eway bogog
Ab tigray Aksum Wun buzuhat Budatat Azabie ketri Alewu yibehal eyu 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
Kkkkk Ewa Seb nab zbeey pow a life is very horrifying bro
ሰክት እስከ ምሸት ምድሪ ኣይተዘርጠና ህኮት 😂😂
😂😂😂😂😂
እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ሽወደን ኣበደን ኣይኣምነኩምን በይነይ ምስ ዝረኽበኩም ወይ ተካል ስማዕ በይንኹም እንተ ቀሪብኩምና ቀዲምካ ምህዳም እዩ 🤔
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ናብ ዝብኢ ምቕያር ሓቀኛ ታሪኽ ምዃኑ ብሳይንስ እንተድኣተረጋጊጹ ወይ ከኣ ብግብሪ ዝተርኣየ ክስተት እንተድኣ ኾይኑ እሞ ከኣ ፈውሲ ዘይተረኽቦ ናይ ኣእምሮ ሕማም 'ዩ ዝብል ምኽኒት ካብተዋህቦ ኣስታት 98%_99% ኣጋንንታዊ መንፈስ ዲኤንኤ ዘለዎም ሰባት
ምዃኖም ዝሕብር 'ዩ. እዚ ሰብ ናብ ዝብኢ ምቕያር ኣድማሳዊ ክስተትን ጽውይጽዋይን ምዃኑ ከኣ ተወሳኺ ምልክት ክኸውን ይኽእል 'ዩ.
Sk elka halewlew eu haknet zbhal yeblun
እስኻ ሓደ ሽንቲ ኢኻ ድርባይ። ለቓቓሚ። ንመን ከተጋጊ ኣታ ጉሓፍ። ሱሪሕካ ብላዕ ርሂጽካ ብላዕ። ፈጣሪ ሓንሳብ ካብቲ ኣዝዩ ዝዓበየ ክሳብ ቲ ኣዝዩ ዝደቐቐ ፍጥረት ዝፈጠረላ ሳዓት ክሳብ ሕጂ ካልእ ኣይተፈጥረን። ሰብ ጸኒሑ ዝብኢ ወይ ዝብኢ ጸኒሑ ሰብ ክቕየር ዝኽእል ፍጡር ኣይነበረን ኣይክህሉን ድማ እዩ።
SUBSCRIBE eba gbereley hawey 👈😍🥰
ኣብ መወዳእታ ነቲ ዝነበረኒ ፍልጠት ዝድርዕ ኣብዛ channel ረኺበ የቀንየልና ዛራ ፍልጠት
ቅድም ብንኢሽተየይ ይስምዓ ኔረ እዛ ሕክያ ተፍራሓኒ ኔራ እምበር ኣይኣምነላን እየ 😁
"ዓርኪ ሰይጣን ብራቮ!!!"
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👍🏼👈😍🥰
እዛ ቻናል ፍልጠት ናይ ዘይብሎም ናይ ጠንቋሎ ክንሳ እቲ ኣርእስታ ግን ሰብ የደናግር ኣሎ ሰብ ናብ ዝብኢ ይቕየር ኢልካ ዜናስ እንታይ ትምርቲ ኢዩ ክርከቦ ትርፎ ድንቁርና።
Fetari alem kab kemzi neger ysewrena
ሰላም ኩቡር ሓው ፍጹፍ ሓሶት ኢዩ ፡ ኣብ ታሪኽ ዝተሰንደ እንዳበልካ ማዕረ ክንደይ ሓቅነቱ ከየረጋገጽካ ናብ ህዝብኻ ምዝርጋሕ ጽቡቅ ኣይኮነን ወላ ውን ሓቂ እንተኾነ ካብዚ ታሪኽ እዚ ሲ እንታይ ጽቡቅ ነገር ኢና ክንመሃር ኣብዚ ኣምጺእካዮ ብጣዕሚ ተደንግጽ ፡ ካልእ ትምህርቲ ፍቅሪ፡ሰላም ፡ ሓጎስ ፡ ዝምልከቱ ካልእ ጽቡቅ ነግራትን ማእልያ ዘይብሎም ዛንታት ኣለው ካብኦም እንተተቅርብ ጽቡቅ ኔሩ ህዝብኻ ጽቡቅ ትምህርቲ ምተመገበ ንስኻ ውን ዓስቢ ምረኸብካ ፡ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ንህዝብኻ ጥቅሚ ዘይብሉ ካብ ምዝርጋሕ እንተገደፍካዮ ወላ ውን ነዛ ቪድዮ እዚኣ ካብ ዮቲብ እንተ ኣለኻያ ጽቡቅ ይመስለኒ ወደሓንካ ኣብ ሂወትካ ሰላም ይምነየልካ ሰላም።
ድሑር ገንዘብ ክትስብስብ ድሕረት ትዘርእ ኣለካ ሞራለ ቢስ ኢካ ንህፃናት እተሕልፎ ዘለካ ድሕረት ብምድሪ ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ሰማይ ውን ብፈጣሪ /ኣላህ ክፋረደካ እዩ ።
እዚ ሚዲያ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ
Eway Ata hade Zibie do tesaenu ni Esseyas kurtimtim abilu zibelie!
ከላእ ህውተታ ሃውቲትኩም ሰብ ኣይተጋግዩ
ሰብ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ናብ ዝብኢ ይኹን ናብ ነብሪ ይኹን ኣይቅየርን'ዩ
ብፍላይ እቶም ኣመንቲ ክርስትና ኢኹም ዘየለን ዘይጭበጥን ትኣምኑ
እዚ ጋዜጠኛ መን እዩ፧ please መልሲ እባ
Haylom bereqe kkk
Ezom Gorobetachen eko nezi Sega abeu kelo eyom zemchtwo anes Wela zay amnom😅😅
🤣🤣🤣
ኣቡኡ ኢንድዩ መቦቆሎም እዞም ቡዳ ስራይ ጥንቆላ። ጎንደር ዮንበርስቲ እያ ናይ ከምዚእታት ኣብኣ ኢዮም ድፍርዩ።😅😅
ኣነ ኣለኩ ዝብኢ ዝቅየር 😂😂
😂😂😂😂bsman bel
Misaka teqeyire neyre zekirkani do 😂😂
Ab tgray wun alewu
Ab axum alewh
ብኸመይ ፈሊጥኪ ኣጋጢሞሙኺ ኔሮም ድዮም ወይስ ወረ እዩ
ኔሮም ኣብ ዓድና ከማን ዝብኢ ዝቅየሩ ቡዳታት ሸጋጥ ከፊቶም ኣጣል ዝሰርቁ ኣዛብእ
ኣበይ ዓዲ?
Ba ta tay konkum ata mare kndzi dikum denakur? Seb ke nsu nab zbi zkyer yelen. Black magic allo bshuhur gerom kmesluna ykilu eyom kab wexai shuhur gn amlak zfetero seb nab ensisa kikyer zeklo akmi kabey amxiu.
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👈😍🥰🥰