"ዓለም ኣብ 2060 ክትውዳእ'ያ" ሰር ኣይዛክ ኒውተን፡ ኣዳላዊ ጽሑፍ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 41

  • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
    @zrqrzsfcnppwjlzwfxe 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hello Memhir Mokie and the interpreter ( Anghesom. )). I appreciate you a lot for providing great videos….❤❤❤❤

  • @abrhethabtemariam2359
    @abrhethabtemariam2359 ปีที่แล้ว +9

    መወዳእታ ዓለም ብጀካ ኣምላክ ዝፈልጦ ወዲ እውን ኣይፈልጣን ኢዩ ይብል ቃላ ኣምላክ።

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 ปีที่แล้ว +12

    ብፍጹም!
    ምጽኣት ጎይታ ሓደ ኣምላኽ እምበር ካልእ ዋላ መልኣኽ ኣይፈልጥን እዩ!!!

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 ปีที่แล้ว

    Thank you teacher and Angosom

  • @abrhethabtemariam2359
    @abrhethabtemariam2359 ปีที่แล้ว +1

    ኣማኒ ምካኑ ኣዚዩ ደስ ይብል ሃቁ ኢዩ እተን ፕላነት መን የንቀሳቅሰን ዝበለን ዘገርም ኢዩ።

  • @ስደትስዲ-ነ9ረ
    @ስደትስዲ-ነ9ረ ปีที่แล้ว +1

    ኣብዛ ቻነል ዝቀርብ ቪዲኦስ ይሓጽረኒ ደኣምበር ኣሰልችኒ ወይ ውን ነዊሕኒ ኣይፈልጥን እዩ፡ እንታይ ከዝተነበ ከይሰምዑ ኮመንቲ ክጽሕፉ ምስረኣኹ ግን ተገሪመ፡ ከይተዛረብካ ንቆልብ ቶማሃሮኻ ስለ ዘለና ዕጅብ ኣይበልካ መምህረይ thanks

  • @ተፈጥሮእዩሓቂ
    @ተፈጥሮእዩሓቂ ปีที่แล้ว

    ናይ ምምርማር መንፈስካ የባራብር

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 ปีที่แล้ว

    ነመስግነካ መምህር መኮንን ከምወትሩ።

  • @admasfltet4753
    @admasfltet4753 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክቡር ሓው
    ሜስጥር ዓወት ናይዜ ሌቅ
    ቅያረ ጾታዊ ጽሜዔት ዶ ይኮን ?

  • @efremgebreyonas5093
    @efremgebreyonas5093 ปีที่แล้ว +14

    mewedata alem bjeka Amlak zfelto yelen

  • @menkemakumlove9268
    @menkemakumlove9268 ปีที่แล้ว

    Awesome 👏

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ ปีที่แล้ว +1

    ዌልካም ሞኬ ኤንድ ኣንግሽ

  • @Teqwamemahitot
    @Teqwamemahitot ปีที่แล้ว +1

    ነዚ ርእይቶታት ክነብቦ ጸኒሐስ መብዛሕትኡ ወሃቢ ርእይቶ፥ ከይሰምዐ እዩ ርእይቶ ዝህብ። በጃኹም ሰሚዕና ርእይቶ ምሃብ ንልመድ።
    ንመምህር ከኣ ርእይቶ ኣላትኒ፣ ኣብቲ መእተዊ ስእሊ ዘሎን እቲ ትሕዝቶን ፍልልይ ኣለዎ፣ ብዝተኻእለ መጠን ሓደ ዓይነት ትሕዝቶ ክህልዎ ጽቡቕ ኮይኑ ይስመዓኒ። ከምዞም ብዙሕ ሰብ ክርእየሎም ቢሎም ጉድ ስማዕ ወዘተ እናበሉ ዝህውትቱ ኣብቲ ናቶም ደረጃ ምውራድ ከይከውን። ብዝተረፈ ብእተቕርብዎ መደባት ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልዎ።

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว +4

      ቅብልቲ ርእይቶ ኢያ። ከም ዝበልካዮ ዝበዝሑ ወሃብቲ ርእይቶ ከይሰምዑ ኢዮም ጽሒፎም። ኣብቲ ጉድ ስማዕ ገለ ዝብሉ ኣርእስትታት ኣይቅበሎንየ። ነዛ ኣርእስቲ ግን እቲ ሰብ ብኸመይ ከምኡ ኢሉ ኢሉ ተሃንጥዩ ክሰምዓ ካብ ዝብልየ መሪጸ ግን ኣባህላኻ ተቐቢለዮ ኣለኹ።

  • @endesta166
    @endesta166 10 หลายเดือนก่อน

    ኢያኣምራ ወልድ ዘእንበለ ኣቡሁ ምንም ብዘይካ እቲ ዝፈጠራ ካልእ ምንም ዝፈልጣ የለን

  • @Temesgenegun
    @Temesgenegun ปีที่แล้ว

    ተገዲስካ ግን መልሰለይ ንስካስ ትሞተላ ማዓልቲ ትፈልጣ ዲካ ንስካ ነቢ ዲካ ?

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว

      ቅድሚ ተገዲሰ ምምላሰይ፡ ንስኻ ተዓጊስካ ነታ መደብ ክትውደኣ ክሓተካ። ሽዑ ሕቶኻ ኣብ ቦቱኡ እንተልዩ ክምልሰልካ።

  • @gerekidanalem
    @gerekidanalem ปีที่แล้ว +2

    Aykonen ezi seb etom kidusan melakt wn ayfeltn eyom hade Amlak tray eu zfelto ab srah Amlak ayteto

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 11 หลายเดือนก่อน +1

    Entay yefelite amlake aykonene eko

  • @senaytdaniel7664
    @senaytdaniel7664 ปีที่แล้ว +4

    Arsti ms reaku zgeberkwa gal Kndey amet kkewn ele eye tsebtsibe 😂

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 ปีที่แล้ว

      Like anewun kemaki 😅😅😅

    • @filmonbeyene6477
      @filmonbeyene6477 10 หลายเดือนก่อน

      Wela ane teqedadime kemea yhasb xenihe😂

  • @hermonghebremichael7635
    @hermonghebremichael7635 ปีที่แล้ว +1

    Anes 2030 Mintaq wey Rapture, zibehal Kimetsie eyu Bidihrue Eti Ganin Abza Ale kinegis eyu base biblical words...

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ሰብኣይ ተጸሊልካ ዲኻ መወዳእታ ዘመን እግዚአብሔር ጥራይ እዩ ዝፈልጦ ሃለውለው ኣይትበል

  • @tedroshanbirhytswamba4178
    @tedroshanbirhytswamba4178 ปีที่แล้ว +1

    Memhrey eta tufah ab resey ente talb si ms fetariyeyey entay abise enabelku kbas mwalku. Kk htoy gn ezom kemziom aynet raesamat sebat muruxat do weys xaeramat ele ms nebsey ykata ye kalay mebzahtiom ab deqi anstuyo zelewom araeya aziyu qutub darga fqri ab lbom zqeteluwo yom ezi wn belama do ykewn? Yqeneley tedi.

  • @mussieaman8969
    @mussieaman8969 ปีที่แล้ว

    Hawnna Mhret yewrdelka tzarbo mflat tsbuq eyu metshaf kudus anbb wey liqawnit htet

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว +2

      ፈለማስከ ነቲ ዝበሃል ዘሎ ጽን ኢልካ ስምዓዮ ሽዑ ተዛረብ። ምስ ኣንባቢ ጽሑፍ ከኣ ዘራግም የብልካን።

    • @Teqwamemahitot
      @Teqwamemahitot ปีที่แล้ว

      ኣንቱም ሰባት ከይሰማዕኩም እንዶ ኣይትጽሓፉ ህውከት!

  • @akberetmedhanie3667
    @akberetmedhanie3667 ปีที่แล้ว +2

    Amlak kmexi koloku kem seraki kem seraki kmexi eye elu kulu tedalkim xnhu elu eyu malti aywesennen mlktat yerana alo

  • @ARC-ZONECHANEL
    @ARC-ZONECHANEL ปีที่แล้ว

    entay tsegem alewo geb tibel,mars Nikiyer

  • @almaznuguse9705
    @almaznuguse9705 ปีที่แล้ว

    Hosete lomanet Ewan kekawan tikelay bezay feteran maneam zefelta yalaon

  • @filimonhabtemariam814
    @filimonhabtemariam814 ปีที่แล้ว

    ብከመይ ከምዚ አልኪካ ተራጋግጽ ትክእል መወዳእትኡ 2060 አሊካ ጺህፋክዮ ዘለካ ከ?!!😂😅😢😮

  • @Ndndnd-lq8yx
    @Ndndnd-lq8yx ปีที่แล้ว

    Netom shiu gzie zneberu nikehfr elu eyu ksab 2060 ala elu elka enber ab 2060 alem kittefe eya aybelen shur koynu melet eu

  • @fekarasmerom7887
    @fekarasmerom7887 ปีที่แล้ว

    ምጻኣት ዓለም 2088 ዓመት እዩ

  • @DllayTareke
    @DllayTareke ปีที่แล้ว

    ዓለም ከ ብሳይነሳዊ ድያ ተፈጢራ🤔🤔🙄🙄ኣምላኽ ይቅር ይበለልካ

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  ปีที่แล้ว

      ፈለማ እታ ቪድዮ ሰሚዕካ ወዳኣዮ፡ ሽዑ ርእይቶ ጸሓፍ።

  • @robenalen9658
    @robenalen9658 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkk😂😂😂😂😂

  • @tigrinya_nationalgeographi5708
    @tigrinya_nationalgeographi5708 ปีที่แล้ว

    ሱቅ በል ሓሳዊ

    • @filimonhabtemariam814
      @filimonhabtemariam814 ปีที่แล้ว +2

      ንሱ ዝመስሎ ትዛሪቡ ኣሎ ንምንታይ ዘጻርፍ ኣለካ ወይ መሲልካ አዩ!