ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ መቐለ | ህውሓት ሓዱሽ መረፃ ኣካይዱ | አብ ልዕሊ ጌታቸው ውሳነ ተወሲኑ | Ethiopian news | Tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ መቐለ | ህውሓት ሓዱሽ መረፃ ኣካይዱ | አብ ልዕሊ ጌታቸው ውሳነ ተወሲኑ | Ethiopian news | Tigray news
    Ethiopian Daily |Reyot |ATV asena |Tigrai news |ertrian news | ethioforum | ethiopian news |abelbirhanu |fetadaily|mereja| tmh|zaramedia| dw |kokob media news |kulu media|jstudio
    Telegram: t.me/kokobmedi...
    kokob news today,kokob media now
    Facebook page: / kokobmn
    Make sure to subscribe to kokeb media network and turn on notifications to stay updated with all new uploads! 🔔
    You will find social, economic and political, international news, other useful and accurate information, mentors and educators as well as entertaining events from our channel.
    Become a family today by subscribing.
    kokeb media network
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Copyright ©2021: kokeb media network
    #kokobmedia #ኮኾብሚዲያ
    @kokob media network

ความคิดเห็น • 21

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wq2ts8gc8w
    @user-wq2ts8gc8w 28 วันที่ผ่านมา +4

    ዓሌታዊ ጎጅለ የብቅዕ ዝብል መሪሕ ቃል ክሸራሸር አለዋ

  • @TesfealemLegese
    @TesfealemLegese 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሕውሓት ክወርድ የብሉን።

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሓሶት ኣቋርፁ ኣቱም ካብ ጌገኦም ዘይምሃሩ😢

  • @ShishayTetemke
    @ShishayTetemke 28 วันที่ผ่านมา +2

    ዋ ለያቡ ዲኹም፤ኣርስትኹም ካሊእ ትንተናኹም ካሊእ፤መፅላእቲ

  • @Abrahaley-rx2zs
    @Abrahaley-rx2zs 28 วันที่ผ่านมา +2

    Hasawi

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k 28 วันที่ผ่านมา

    Ezi misli des kibil ufffff eski kemzie gierka mengedi adina ariyena ember biakals kindeyenay keyniriyo 😢😢😢

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 28 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ አድሕኑዋ ናብ ሓደ ሙጹ አይትታለላለኹ ትግራይ ንቕድሚት ። ኮሜንት እንህብ ሰባት ካብ አልውሃ አስካብ ጫፍ ሑመራ ትግራይ ኦያ አሸላት ህይወት ከፍሎም አዮም አሌታዊ ዝብል ናይ ድሕረት ቓል ግደፉ

  • @JonNati
    @JonNati 28 วันที่ผ่านมา +1

    ንጌታቸው ምትንካፍ ትግራይ ኣብ ክልተ ምምቃል ከኸትል ኢዩ ስለዚይ ንቶም ተኣኪቦም ዘለዉ ደንቑር ንገርዎም ንጌቾ ምንካእ ዝኽተለኩም ከቢድ ከምዝኾነ ንገሩዎም ትግራይ ናይኩሎም ተጋሩ ዓዲ ኢያ ናይሰለስተ ደቂ ዓድዋ ጥራሕ ኣይኮነትን ትግራይ ናይኩሎም ተጋሩ ኢያ እዚኣ ዘይኣምን ኣይትግራዋይን ትግራይ ከፍርስን ክብትትንን ዝተልኣኸ ጥራሕ ኢዩ

  • @GRMAYEstifanos
    @GRMAYEstifanos 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ ደቀይ ንሓሶት ዶ ይፍጠር ገና ዋጋ ከክፍለኩም እዩ ኣይተማሃርኩምን ሕጂዉን ስም ኤርትራ ኣብምጽላም ትዋፈሩ ዘለኩም ወይልኩም ኣመጽቲ የህዋትኩም ባዕልኩም ካባኩም የድህነና ረስሓት ፍጥረት

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 28 วันที่ผ่านมา +3

    ህወሓት ይውረድ

  • @samuelasgedom2561
    @samuelasgedom2561 28 วันที่ผ่านมา +2

    Rubbish!

  • @aklileymogos1113
    @aklileymogos1113 28 วันที่ผ่านมา +1

    ባእልኩም ተግራዎት አመጽቲ ቀተልት ኢኩም

  • @danieltewelde1015
    @danieltewelde1015 28 วันที่ผ่านมา

    Kkk Zena moytatka

  • @TesfayDone
    @TesfayDone 28 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ከኣ ኤርትራ ትብል አለኻ ኣትሓፍርን ቁሩብ ባዕልኹም ዓመጽቲ ሰረቅቲ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ረሳሓት ዉድብ አይዛረብን እዩ ስሩሑ ጥራይ እዩ ዝሰርሕ አብ ማስሚድያ ወጺኡ አይፍክርን ዘዓርከይ ተማሀሩ ካብ ዝሓለፈ

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ልዕሊ ገታቸው ውሳኔ ተወሲኑ?ኣበይ ኣሎ ደኣ ውሳኔ ዘየቕረብካዮ?በቃ ሓሶት መቂሩኩም

  • @user-lf4zn5ux3j
    @user-lf4zn5ux3j 28 วันที่ผ่านมา +2

    ማእላይ ቁፅፅር ህወሓት ዘይተቐበሉን ዘይተሳተፉን፣ ዓሰርተ ሸውዓተ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዘይተረኸብሉ፣ ህጋዊ መሳናዳዊ ጉባኤ ኣብዘይብሉን ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ዘይተቐበሎ ተቐባልነት የብሉን።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 28 วันที่ผ่านมา +1

    ንጌታቸው ምንኻእ ማለት እቶም 4 ደናቁር ናብ ጋሃነብ ምውራድ ማለት እዪ ዝቁፀር