ሰበር ዜና ህወሓት ዕላዊ መልሲ ሂቡ/ውግእ ሑመራ [ሎማዓንቲ] /tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #tigrignamusic #ethiopianews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና

ความคิดเห็น • 99

  • @user-jn5pu2ob8w
    @user-jn5pu2ob8w หลายเดือนก่อน

    NO NO ።ንህዝብ ትግራይ ክሕደት ከምዝፈፀመ ይቆጠራል።

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f หลายเดือนก่อน +7

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና ዓወት ንህዝቢ ትግራይ

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 หลายเดือนก่อน +3

    ❤️❤️🎉🎉❤️❤️🎉🎉❤️❤️🎉🎉❤️❤️🎉🎉

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 หลายเดือนก่อน +2

    Viva tplf I'm proud of you jeganu ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلملنطويل
    @سلملنطويل หลายเดือนก่อน

    ❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HsenSraj
    @HsenSraj หลายเดือนก่อน +3

    viva tplf

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 หลายเดือนก่อน +4

    Excellent decision by, ሕ.ወ ሓ ት.bravo ❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂

    • @ddw2
      @ddw2 หลายเดือนก่อน

      dedeb eskan keman eka eyom adi datsirfleyu aedug

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

      ደንቆሮ

    • @ddw2
      @ddw2 หลายเดือนก่อน

      @@AsdfghZxcv-jl8vk Donkey stupid

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye7803 หลายเดือนก่อน +1

    God bless TDF for life. We will build Tigray by any means .

  • @ጥዕማይርዳኢ
    @ጥዕማይርዳኢ หลายเดือนก่อน

    ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና

  • @berhaneteklu-k4j
    @berhaneteklu-k4j หลายเดือนก่อน

    Nice response. That's we need for the people from TPLF good idia.

  • @HadushFitwi-eq4su
    @HadushFitwi-eq4su หลายเดือนก่อน +2

    ኣንበሳ

  • @bezahigus6043
    @bezahigus6043 หลายเดือนก่อน +2

    ትኽክል እዩ ክልቲኦም ዘይምቅባሎም ድማ ፅቡቅ እዩ ዝገረመኒ ግን ጌታቸው ደብረፅየን ዝሓተቶ በቲ ሓዱሽ ናይ ምዝገባ እዩ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ እይሉ ነይሩ ምርጫ ቦርድ ድማ መልስ እንትህብ ሕጋዊ ሰውነቴ ይመለስልኝ ብሎ መጠየቁን አረጋግጧል እንታ ዳዩ ጌታቸው ዝበሎ ዘይምፍላጥ ወይስ ንምድንጋር አይተረደኤንን ?

  • @Tsgush-algahtamaa017
    @Tsgush-algahtamaa017 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰንኪ ውልቀ ሰባት እባ ታዋሪድና😢

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      ኣጆና!

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s หลายเดือนก่อน

      ህወሓት ሒዝካ ዘይዉርደት ካሊእ የለን። ኣይተፈለጠናን እምበር 50 ዓመት ምሉእ እናተዋረድና ኢና ነይርና።

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s หลายเดือนก่อน

      እዞም ደናቁር እኒ ደብረፅዮን ነቲ ኣዋጅ ኣይንቅበልን ኣብ ክንዲ ምባል፤ በቲ ኣዋጅ መሰረት ሕጋዉነትና ይመለሰልና እዮም ኢሎም። በታ ዝጠየቅዋ መሰረት ድማ ሕጋዉነቶም መሊሰምሎም ኣለዉ። ፕሪቶረያ ስለ እንታይነት ዓይነት ስታተስ ህወሓት ኣይገልፅን።

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 หลายเดือนก่อน +1

      ​@user-ed4xp3gs3q ከም ወያነ ዝሰርሕ የለን። ❤❤❤

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ግን ከደናግር ፈቲኑ ፕረዚደንት ኮንኳውንዶ ይሕሶ አየ ግዜ

  • @RobelAlem-t4l
    @RobelAlem-t4l หลายเดือนก่อน

    King tplf ab mesmerka tkel

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i หลายเดือนก่อน

    ናይ መለስ ረኣይ እባ ኣቐፅላ በኸይቲ።

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 หลายเดือนก่อน +2

    መራሕቲ ትግረሰይ ገዛገዛ ናይቆልዑት ኢዮም ዝጻወቱ ዘለው።

  • @tesfayehadush-ms7om
    @tesfayehadush-ms7om หลายเดือนก่อน

    ብመግለፂ ህዝቢ ተሻቅሎ

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይ ተሳዒራ

  • @gebrehiwotganenia3108
    @gebrehiwotganenia3108 หลายเดือนก่อน

    😅ከፊታ ሁባስ ደሓር ዋይዋየ ዝበሃል ከምዚ እዩ 😅😅

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @user-hh5jy7nk4r
    @user-hh5jy7nk4r หลายเดือนก่อน

    ቦኽባኻት

  • @Kidane-l5u
    @Kidane-l5u หลายเดือนก่อน

    ትኸክል

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน

    እተቕርቦ ፀብፃብ ብጥዕሚ ፁፁይን እዋናውን እኻ እተቕርብ።

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

    ህውሓት ፅምኢ ስልጣን ትሞት ደልያ

  • @zebibaosman9282
    @zebibaosman9282 หลายเดือนก่อน

    ቶም ሰረቅቲ አብ ቃልሲ ዘይነበሩ እዮም ናይ ዲያስኮራ ገንዘብ ዝሰረቁ አብ ቃልሲ ዘይነበሩ እዮም

  • @YibraHagos-ow4jx
    @YibraHagos-ow4jx หลายเดือนก่อน

    ታእዩጉዱ ንሕና ተዘይገዚናኩሙ ሞትና ነርከብ ታይማለትዩ አሞአንግዛእን አንደልየኩሙን

  • @saidosman763
    @saidosman763 หลายเดือนก่อน

    Tplf rejects NEBE's Decision 😮😮

  • @BarnabasKidman
    @BarnabasKidman หลายเดือนก่อน

    እታ ማመልከቻ ንግልፅነት ክበሃል ይለጠፍ።

  • @BarnabasKidman
    @BarnabasKidman หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ዘይሓተትክዎዩ መልሲ ተዋሂቡኒ ኢሉ ብፅሑፍ መግለፂ ይህብ ኣሎ ነገር ግን እዚ ቅቡል ክኸውን ዝኽእል እቲ ዝቐረበ ሕቶ ልክዕ ከምዛኣ ብፅሑፍ ዝቐረበ ሕቶ ታይ ከምዝነበረ ግልፂ ይገበር ።እመኑኒ ጥራይ ናይ ግልፅነት መለክዒ አይኮነን።

  • @Selamawit-c4o
    @Selamawit-c4o หลายเดือนก่อน

    Haswi

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 หลายเดือนก่อน

    ወጣት ትግራይን ህዝብ ትግራይን ዝደሊዮ ዘሎ ስልጣኖም ለTDf. ይሃብዎ ይረክብዎ ።።

  • @kunama1170
    @kunama1170 หลายเดือนก่อน

    ብዙሓት ሰባት ብዘይኮነ ትግራይ ዝጎድእ ሓሳብ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ሕጋዊ ሰውነተይ ብውዕል ፕሮተርያ መሰረት መልሱለይ እዩ ዝብል ከሊእ ኣይበለን።

  • @Hareg675
    @Hareg675 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ እሞ መልሲ ሃቡ እንተኾነ ግን ቀንዲ ፀገም ኣብ ውሽጥና ዘሎ ሕመቅ ክስተኻኸል ኣለዎ ተዘየለ ዋጋ የብልናንን😢

  • @tesfitokubay7040
    @tesfitokubay7040 หลายเดือนก่อน

    ፋኖ ብኸላሽን ጥራሓ ማይ ማይ የብሎም አሎ

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u หลายเดือนก่อน

    አብይ ዮላገፁ እዮዛሎ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb หลายเดือนก่อน

    No young tigrans support to tplf stand,but the risk is up to tplf leadership

  • @mehari1315
    @mehari1315 หลายเดือนก่อน

    ሰበር ዜና ዘዐግስ ኣይበልካን ንመን እዮ ከዐግስ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      ሕቶ ንዝነበረና

    • @ddw2
      @ddw2 หลายเดือนก่อน

      @@NatnaForum First thing first you are biased why are saying TPLF, why don't you say a group led by Debretsion group , second you are already told that when Debretsion return to Mekele can say this thing, why didn't he brief on the spot when they gave him the certificate right away in Addis? Be rational just don't go around the bush.

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน +1

      ንዓና ሓዊሱ ኩሉ ምእንታን ከንብቦን ብግለፂ ድማ ብዛዕባ እቲ ትብሎ ዘለኻ ሰብ ሓሳብ ክህበሉ ብትግርኛ ፀሓፎ ርኢቶኻ።የቕንየልና!

    • @Hareg675
      @Hareg675 หลายเดือนก่อน

      ​@@NatnaForumእንጀራ ዓለም ብላዕ ንምታይ እዮም እባ ብትግርኛ ዘይፅሕፉ? ቡዙሓት ትውክል እያ ፅብቅቲ መልሲ።

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie หลายเดือนก่อน +1

    ሕዋሓት መወዳእታ እንታይ እዩ እንታይ ከ ምርጫ አለዋ ነኩነታት ዝርዳእን በልክዕ ዝትንትን መራሕነት አሎዶ?

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s หลายเดือนก่อน

      መልሱ የለን እዩ።

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb หลายเดือนก่อน

      ካበይ ክመፅእ

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb หลายเดือนก่อน

      ኣንቱም ሰብ ደብረደንባር ፓለቲካ ኣይፈልጣን።ጌቾ እዪ ዝሓሸና

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s หลายเดือนก่อน

      @@CheerfulDirtBike-bf2mb ንሱ ይቅረ እሞ፣ ናይ ብቅዓት ጉዳይ እዩ፣ ምእንቲ ህዝቦም ክብሉ ቅንዕና ተዝህልዎም ከ? ህዝቢ ከታልሉ ክልተ ደብዳቤ ምእንቲ ስልጣኖም ክብሉ ዝፅሕፉ።

  • @rona7755
    @rona7755 หลายเดือนก่อน

    ዝእሰሩ ዘለው ግን ጉባኤ የገበር ካብዝብሉ ድዮም ወይስ ኣይፋል ጉባኤ እንተጌርና ኣብይ ክወቕዓና እዩ እሞ ይትረፈና ካብ ዝብሉ እዮም።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb หลายเดือนก่อน

    መንዳንኡ ክዋገአሉ

  • @user-pf8mi8ke4q
    @user-pf8mi8ke4q หลายเดือนก่อน

    ተጎረም

  • @alemashbelay6177
    @alemashbelay6177 หลายเดือนก่อน +1

    ❤💛❤️💛❤️💛❤️💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷🐆🐅🐆🐅👍

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    ንቂዲሚት ምስ ዉዲብና ህዉሐት ዘእጊብ አነጋግራ እዩ ተጋሩ ንሂበር ጸላኢ አይነእቱወላ አዲና ናይ አቢዪ ናይ ገዛ እዮ አይንቀበል

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi หลายเดือนก่อน

    ካብ ምድቃሰኩምም ተልዓሉ ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ሩቡኡ ዝበልዎ ዓበይቲ ወለድና እንደዘክርዎ በይዛኩም አቦ ሕዝቢ ካብዱ አይተሕምምወዎ

  • @bossboss-y8i
    @bossboss-y8i หลายเดือนก่อน

    atgabi melsi tibl eneka fara

  • @nunyat6066
    @nunyat6066 หลายเดือนก่อน

    ሃሰዉቲ እቲ ደብረጽዮን ዝፈረመሉኸ

    • @berhaneteklu-k4j
      @berhaneteklu-k4j หลายเดือนก่อน

      ዝፈሮሞ የለን ኣይትደናገር ሓዉ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጭጉራፍያስ? ባዕላ ወቅዓ ባዕላ ተእዊ እዩ ዋኢ።ጨለ! ብቻ ህወሃት ትፅር? ካልኦትውን አይትፃር?ተምካልኦትውን ክፃርፉ ዘይካነስ ?ሓሳቦም ክሽጡ ???

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment2635 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ንሓበሬታካ ንዜናካን ንንእድን ነክብረካን ኣብዛ ግዜ እዝኣ ግን ናይ ደብረፅየን ነገር ትክክል እያ እትመስል ምክንያቱ ጌታቸው ደማ ትፈርሶ ኣላ ምስ ኣብርሃም በላይን ካልኦት ብ1993 ዓ/ም ካብ ህወሓት ዝወፁን ጌታቸው ፃድቃን ዘለዎምን ኣብ ትግራይ ሓዱሽ ፖሎቲካዊ ፓርቲ ከምዝምስርቱ ክሕብረልካ ይፈቱ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ หลายเดือนก่อน

    ናይ መን መግለፂ? ኣየነይቲ ህወሓት? ማህተም ኣብ ጅቧኡ ዝሓዘ ጉጅለ ዒዋሉን ሰረቕትን ንህወሓት ይውክል ማለት ድዩ?? እታ ደብረፂዮንን [ ደብረዕንክሊል] ደቂ ቁሸቱን ዝወራዘዩላን መዋእሎም [ ምስ ስድራኦም] ዝነግሱላን ጉጅለ ቆራዲድ ማለት ድዩ?

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn หลายเดือนก่อน

    መራሕትና እዛ ሒጂ ካብ መረፃ ቦርድ ንህወሕት ብፍሉይ ብዝብል ዘሓቦ አፍልጦ እንተ ተቀቢልክምዎ ብዘይ ዘረባ ውዕል ፕሪቶሪያ ባዕሉኹም ከምዘፍረስክምዋ ከምዝቁፀር ፍለጡ ስለዚ ሕሰብሉ

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment2635 หลายเดือนก่อน

    ካሊእ ከም ካሊኡ ክሳብ ሕጂ ደብረፅዮን ዝመርሖ ምንም ኣይሓሸውን ናብ ቦርዲ መርፃ ብነበርነት ክንምዝገብ ከም ዘለና ደብዳቤ ፂሒፍና ኢሉ ዶ/ር ደብረፅዮን መግለፂ ሂቡ ብፅባሒቱ ጌታቸው ብሓድሽ ንክምዝገቡ እዮም ደብዳቤ ኣእትዮም ኢሉ ዓዘፍዘፍ ኢሉ ንህዝቢ ከዳናግር ሞኪሩ መረፃ ቦርዲ ድማ ህወሓት ብነባርነት ክምዝገብ ደብዳቤ ኣእትዮም ነይሮም ይኩን ግና ኣይትቀበልናዮን ኢሉ ብነባርነት ንክምዝገብ ደብዳቤ ከም ዘእተዉ ባዕሉ ቦርድ መርፃ ተናጊሩ ግን ከም ዘይተቀበሎ ጠቂሱ እታ ሓቂ ደብረፅዮን ዝተናገራ ኣብ ደብዳቤ ኣስፊሮምዋ ጌታቸው ዝበሎ ከም ሓዱሽ ክምዝገቡ እዮም ደብዳቤ ኣእትዮም ካድረ ክፈልጦ ኣለዎ ዝበሎ ሓሶት ባዕሉ መረፃ ቦሪዲ ኣቃሊዕዎ ሐዚ እቱ ሓሻዊ ጌታቸው እዩ።

  • @user-fe4cp6xh5r
    @user-fe4cp6xh5r หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ግን ክረዳድኡ አለዎም አቱም ደገፍቲ ኢና መዓኮር ሓፀብቲ ኢና ኢልኩም ዋዕ ዋዕ ትብሉ ዘለኹም አደብ ግበሩ

  • @Realtube-h3v
    @Realtube-h3v หลายเดือนก่อน

    ኩሎም ነፍጠኛ ኦሆዴድን ካልኦትን ትግራይ ተመቒላ ኢሎም ብታሕጓስ ክሞቱ ደሊዮም እለዉ ገለ ደኑቑር ተጋሩዉን ናቶም ተሓባበርቲ ኮይኖም ብከቢድ ይሰርሑ አለዉ ስለዚ ዝጠፍእ ህዝብኻ እምበር ነፍጠኛ ወይ ካልእ አይኮነን ስለዚ ነዚ ፈሊጥካ ንቓሕ አንታ ደንቆሮ

  • @DoofenSchmerz-ok2qq
    @DoofenSchmerz-ok2qq หลายเดือนก่อน

    Sikbel..xegi..debrexn..hjika..aytizareb

  • @brhanekhane
    @brhanekhane หลายเดือนก่อน

    ሕውሓት ኣብ ፍርቂ ዘመን ታሪኹ ንስልጣኑ እምበር ንረብሓን ዓርሰ ውሳኔ ህዝቢ ትግራይ ብጭራሽ ተገዲሱ ከምዘይፈልጥ ኣብዙይ ኣብ ዓጽረ ሞት ዝፋሓዀሉ ዘሎ ሰዓት ከም ወትሩ ብብድዔ፡ ክድዓትን ንዕቐትን ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ስልጣተ ዕቃቤን ተምበርካኽነት ከምኡ ድማ ንህዝቢ ኣብ ዳግማይ ሓደጋ ዘእቱ ውዑል ምስ እቢዩን ንኸይጋልጽ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ኣምሰሉያ ኣምሰሉ መግለጽታትን ንማንም ርዱእ ኾይኑ እዩሞ። ህዝቢ ትግራይ እግዝኣብሄር ይሓግዞ።

  • @teklaygebremicael1373
    @teklaygebremicael1373 หลายเดือนก่อน

    ቀዲሙ ጌታቸው ተዛሪቡ ነይሩ ንምንታይ ክልቲኦም ዘይስማዕምዑ?

  • @GebremedhinTewelay
    @GebremedhinTewelay หลายเดือนก่อน

    TPLF THE BEST ONE,ኣነሰ ደብሪፅ ከመይ ገይሩ እዩ ሓሰዩ ኢለ ኔረ።ወዲ ረዳ ግደፍንዶ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb หลายเดือนก่อน

    Un flexible mindset or rigid mind set.
    2013 is repeating in 2016/7 but certainly for arogant ellits.

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i หลายเดือนก่อน

    ኣብ ምኽልኻል ክተቱኩሩ ግዜ ህዝቢ ትግራይ ኣይትብልዑ። ምድረ ዘረኛታት። ጎታታት😂😂😂

  • @GebreegziabherGebreselam
    @GebreegziabherGebreselam หลายเดือนก่อน

    ታያገይራስ፡ከተሐፍረልካ፡ከምዝባሃል፡ፌደራል፡መንግስቲ፡መገዛ፡ባዕሉ፡ትግራይወሪሩ፡ንስኻትኩኢኹም፡ጥፍአተኛታት፡ከምበሐዱሽ፡ትመዝገቡ፡ማለት፡ከቢዽ፡ተወሳኺ፡በትሪእዩ፡ስለዝኾን፡ድማ፡ስወኣት፡ኣሕዋትና፡ቃል፡ክዕፀፍየብሉን፡እና፡ሕዋሐት፡ተመሊሳ፡ማማይወይድማሕንጠይ፡ክትከውን፡የብላ፡ምክንያቱ፡ንድሕሪት፡መሊሶም፡ጭቡጮና፡እዮም፡ክሕድጉና፡።

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 หลายเดือนก่อน

    ጉጅለ ዕንክሊል ሐሶት ስሩሁ ኮይኑ አሎ

    • @profit-zf7dg
      @profit-zf7dg หลายเดือนก่อน

      Go home do your afairs

  • @user-pf8mi8ke4q
    @user-pf8mi8ke4q หลายเดือนก่อน

    ኮላይ ንስኻ ትእሰር እኻ

  • @AbuYousuf-dq3bj
    @AbuYousuf-dq3bj หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @rona7755
    @rona7755 หลายเดือนก่อน

    ናይ ህወሓት ጉባኤ ይገበር ኣይገበር ዝውስን ኣባላት ጥራይ ዘይኮነስ ወላ ባይቶና ፡ውናት ፡ሻዕብያ ኮታስ ኩሎም እዮም ዝውስኑ ዘለው። ባይቶና ፡ውድባዊ ጉባኤ ክገብር እየ እንተዳኣ ኢላ መን ዩ ዝውስን? ውድብ ህወሓት ጉባኤ ናይምግባር መሰላ መንዩ ዝምንጥላ ዘሎ? በቃ ፡ ውድባዊ ኣኼባ እንተ ኾኒንካ ዲክታትርነት ካብ ህወሓት ንላዕሊ በሊፅካያ ኣለኻ ማለት እዩ። ኣይ ተጋሩ፡ ዴሞክራሲ ክተፅብቡ ትቃለሱ ኣለኹም? ጭራሽ ህወሓት ጉባኤ ክትገብር የብላን ኢልኩም ሽምጥኹም ትቃለሱ ኣለኹም? ንትግራይ ካባኹም ኣብኡ ዘፍለጠ ኣብይ ይሓይሽ። መሰል ማለት ኣብ መን እዩ ዝሰርሕ? ብዝኾነ ትግራይ ካብ ግዜ ህወሓት ዝገደደ ዝባኣሰ ኣብ መድረኽ መከራን ጭቆናን ትኣቱ ኣላ።

  • @TilahunMulat
    @TilahunMulat หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ እንተኾይኑ ናይ ጌች ዉፅኢት እዩ ማለትዩ

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 หลายเดือนก่อน

      I don't think so Gecho is loser

    • @berhaneteklu-k4j
      @berhaneteklu-k4j หลายเดือนก่อน

      ጌች የታልል እዩ ዘሎ ብሓፂነ መፂን ከይጥየቅ ሓሶታት ይድርድር ኣሎ።

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 หลายเดือนก่อน

    ጫዋታ

  • @GebremeskelHailemariam
    @GebremeskelHailemariam หลายเดือนก่อน

    አውኡ ርገፅ።ኣቱም ንጭቡጥ ኩነታት ከይረጋገፅኩም ኩዉኑን ዘይኩዉንን እናሓዋወስኩም ኣብዘየርብሕ ወረ ዝተፀመድኩም ሰባት ድማ ንነገራት ብትዕግስቲ እናተገንዘብኩም ንፖለቲካዊ ኣንፈት ትግራይና ብኣወንታ ብዝፀሉ እንተትሰርሑን ፣ህዝቢ ትግራይ ናብ ዘየድሊ ምድንጋር ካብ ምእንፋት እንተትእንደቡን ክብለኩም ይፈቱ። ንባዕልኹም ኮነ ንማንም ትግራዋይ ኣይረብሕን'ሞ።

  • @solomontekleegzy3797
    @solomontekleegzy3797 หลายเดือนก่อน

    ኣባኻ አምነት የብለይን ጌታቸአ ጌትቸው ምባል ኢኻ አተብዝሕ።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      ኣብ ሓበሬታና እምነይ ይሃልኻ ።ኣብ ካልእ ፀገምየብሉን ሓወኒ።ተጋሩ ሓድነት እዩ ዘመልክዐልና!

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ደብረፅየን መወዳእታ የብሉን እኽኽኽኽኽ

    • @berhaneteklu-k4j
      @berhaneteklu-k4j หลายเดือนก่อน

      ናይ ሓሰዉቲ እናሰማዕኹም ኣይትደናገሩ

  • @user-pf8mi8ke4q
    @user-pf8mi8ke4q หลายเดือนก่อน

    ጥፍአተኛ እና ኢልካ ማመልከቻ አእትኻ እንደገና ካልእ ፅዋ ሓሰውት፣፣

    • @berhaneteklu-k4j
      @berhaneteklu-k4j หลายเดือนก่อน

      ከምኡ ኣይብልን ነይሩ እቲ ዝተላኣኸ ኣይንበብካዮን ነይርካ ማለት እዩ።

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና