መቐለ የስምሮ ዘብል ምዕባለ| መሓሪ ዮሃንስ ናብ ህወሓት| ጌታቸው ወሳኒ ቃል ኣትዩ|

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • #መቐለ #ጉባኤ #ትግራይ
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 211

  • @tbstig
    @tbstig  25 วันที่ผ่านมา

    Updates
    👉ከህወሓት አዲስ መረጃ|
    👉"ስልጣን መልቀቅ አይታሰብም!"
    👉 የትግራይ ሹፌሮች ተገደሉ
    መረጃው በዝርዝር ለማየት👇
    th-cam.com/video/RM6n_YtcxDo/w-d-xo.htmlsi=MVcaqvx8Sd1lHvGI
    ተከዘ ዴይሊ
    ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re 20 วันที่ผ่านมา +1

    ማሓሪ ጅግና ትግራይ ክሓልፈላ ተኮይኑ ንስካ ተትመርሓ እዩ ክትመርሓ ደማ ኢካ

  • @user-bd6jx5bt5q
    @user-bd6jx5bt5q 25 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክለኛ ሓሳብ ኩሉ ትግራዋይ ክኽተሎ ዝግባእ "ዩ

  • @Timtu-cd8qr
    @Timtu-cd8qr 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፁቡቅ ጅማሮ ቀፅሉሉ

  • @fitsumasgedom9658
    @fitsumasgedom9658 26 วันที่ผ่านมา +1

    👉ጽቡቕ ጀማሮ!!
    ቐጽልሉ በርዑ 👍

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo Mahari yohannes

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j 25 วันที่ผ่านมา +3

    ተመስገን ፈጣሪ ደስ ዝብል ዘረባ ሓደ ኹኑ ደቂ ዓደይ ኣይትባኣሱ ትግራይ ጥራሕ እያ ዓድና

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 25 วันที่ผ่านมา

    10Q Dr,muze Gidey

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 25 วันที่ผ่านมา

    ምመህር ኣብርሃ ተክሉ ዶ/ር ሙዑዝ ብራቮ ሪቶ ቀፅሉ ሰማዒ እንተረኺብኩምስ

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 26 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thanku. Mehare.

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @fisehaeyasu4189
    @fisehaeyasu4189 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቕ ስነ መሳብ እዩ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 26 วันที่ผ่านมา +1

    Amazing Discussion, proud of you ‼️

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 26 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ እዩ ግን ቅሩብ ደይቡ በለለይ !

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 26 วันที่ผ่านมา

    እቲ ብዙሕ ተስፋ ዝገበርናሉ ግዚያዊ መንግስቲ ብከባቢ ዝድገፍ ምህላው ዘሰምብድ እዩ

  • @amashifa4244
    @amashifa4244 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤በቁም ይስቃይ ሞት መመነኘት ጥሩ ባይሆንም❤❤❤የትግራይ ህዝብ ስቃይ በቁም ማየት አለበት

  • @nisri1567
    @nisri1567 25 วันที่ผ่านมา

    መንእሰይ መኸተ እንዳተባህለ እረግፍ ንሳቶም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ረኺቦም እዘምቱን እኸትሩን፡ ኣሰር ሓለፍቲ ወያነ እኽተሉ፡ ኣየ እንዳ ሸፋቱ! "ራዛ ናአቡኡ ሓዛ"

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 26 วันที่ผ่านมา +2

    ትክክል መሐሪ የዉሐንስ ንዚሰምእ ተናጊሩ የእግብ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @tegryohafte2933
      @tegryohafte2933 25 วันที่ผ่านมา

      ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ የለን

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 26 วันที่ผ่านมา +1

    Love and respect to Mehari Yohaness.
    Regardless of point of view differences.

  • @birhanuwoldemichael8829
    @birhanuwoldemichael8829 26 วันที่ผ่านมา +4

    ጀግና ሐውና ብጣዕም ነፋአት ትግራዋይ ንድድሕንነቱውን ይጠንቀቅ ነገርሉና

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 25 วันที่ผ่านมา

    Jigna mahari❤

  • @aregawihailemariam3273
    @aregawihailemariam3273 25 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል ሐደገኛ ፀቢብነት ኣብ መራሕቲ ንረብሓ ስልጣኖም ክብሉ ኣብ ቁሸት ክሕብኡ ክብሉ ሓድነት ህዝቢ እንዳዘረጉ ንህዝቢ ይጉድኡ ኣለው። እምበር ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ፀገም ሓድነትን ምርድዳእን ተራእዩ ኣይፈልጥን።

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 25 วันที่ผ่านมา

    10Q dr,muze Gidey

  • @redaetella-bn3hh
    @redaetella-bn3hh 26 วันที่ผ่านมา

    Really you are scientific doctor Muez! keep it up for your citizens 🎉

  • @tekahailu1897
    @tekahailu1897 26 วันที่ผ่านมา +3

    Thank-you Dr.Mueuz Giday your research too excellent.I called you are our pride.Continue your research and them implement indeed.

    • @tbstig
      @tbstig  25 วันที่ผ่านมา

      Thank you, I will

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thanku Belome. Fetewete. Ade. Meselome. Ne. Seletane. Eyoume. Zegoyeyu. Zelewo. Tewesaku. Hewehate. Gedefu. Dea. Abeza. Seate. Ezea. Mene. Ne TIGERAY. Yerebesha. Kime. Zelo. Kubrate. Memehere. ABEREHA. I am. PROUDE OF YOU ❤ Negerelena. Zefokusu. Zelewo. Fetewete. Hagere. Meseloe.Ehhheeee thanku Memhere. Abereha.Weye. Sibe. AFE !!!!

  • @FollowCats
    @FollowCats 25 วันที่ผ่านมา

    Resahat gahbat

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 25 วันที่ผ่านมา

    General tsadkan astekuash nay abiy khohnu nehiwatu baal mesfin tehabimomulu zineberu zektelom iyu!🎉

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j 25 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ እንተዘይ ወፂኣ ዘላኣለም ካብሽግር ኣይትወፅእን ምኽንያቱም ትግራዋይ እንዘይጠፊኡ ዘይድቅሱ እዮም

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 25 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ጀጋኑ ኢኹም ናይ ብሃቂ ብሉፃት ሕዝቢ ኢኹም ንTDF ግን ፀቡቅ ጌርኩም ሐዝዎም ማለተይ ንኦኦም ዝደልይዎ ግበርሎም ሃየት ዝኾነ ስራዊት እዩ ዘለኩም።

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 26 วันที่ผ่านมา

    ዋው ይበል ጉባኤ

  • @amiraajeily5140
    @amiraajeily5140 26 วันที่ผ่านมา

    Eskahun Mokoyetu Rasu yigermal Dibin Yadrgeew yareb ❤

  • @Haregotzewde4735
    @Haregotzewde4735 26 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ዜና አስሚዕኹምና

  • @tsehayebarya1964
    @tsehayebarya1964 26 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ ሆይ ስቓዩ አብዘሓዮ ንዙ ጨካን ሙርከኛ ጀነራል

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጊ መዕረ ታሐታትነት ዝረጋገፅ ብሕጊ ዝተደገፈ ናፃ ናይፍትሒ ተቆማት ምሕናፅ ግድን ይከዉን ትግራይ ናይኩሉ ትግረዋይ ማዕረ ተቆርቃሪነት ዝፍጠረሉ ሜዳ ምትዕርራይ ግድን ይኮዉን ,,ፀፀታ ሐይሊ ብዘመናዊ መንገዲ እንድያዉ ክህነፅ አለዎ ደጉተረይ ፁቡቅ ሰነድ ዳይ

  • @mekonnengebreal8969
    @mekonnengebreal8969 26 วันที่ผ่านมา

    Very pretty constructive and impressive ideas have been presented my appreciation for the analysts

  • @KahsayKiros-yi3gf
    @KahsayKiros-yi3gf 25 วันที่ผ่านมา

    ናይ ለሚ ዘበን GSTS ኣኼባ ፍሉይን ደስ ዝብልን ዝገብሮ እቲ ናይ #TigrayGenocide መቀላጠፊ ዝኾነ ዶ/ር ደብሪፅንተት ዘይምርኣዩ እዩ።

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 26 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rshanzeray2253
    @rshanzeray2253 26 วันที่ผ่านมา

    አነዝገርመኒ ብአንቀፅ 39 ተጠቂምኩም መጀመርያ መሠል ዓርሢውሣኔ ብሠላማዊ መገዲ አውጁ ተጋሩዋኒ

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 26 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቅ❤

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 11 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ጆኖሳይዳዊ ጭፍጨፋ ንከይለዓል ግምት ጠበቓ ኽይኑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 25 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ናይ ባዕላ ትካላትን መፍረይትን ኢንዳስትሪን ፋይናንሳዊ ንካላትን ክህልዋ ናይ ግድን እዩ ዝብል

  • @EliasGebremichael-gp4mo
    @EliasGebremichael-gp4mo 26 วันที่ผ่านมา +1

    ባዲዶ ወ ላ በደዶ

  • @hadasabay9074
    @hadasabay9074 26 วันที่ผ่านมา +1

    Tegaru united

  • @gebretatyos
    @gebretatyos 26 วันที่ผ่านมา

    ere mehari tefikana

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 25 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝመስለኒ እዞም ጊዚያዊ ዝብልዎም ዝለመደት ከብዲ ትናፍቕ አላ እቲ ጣደ ግና ትግራይ ናጽነታ ዝብል ይመስለኒ ግና ፓለቲካ ትግራይ ብሕስክርና ዝመተት ቀታሊትሕዝበይ ኮርቻ ዝደልዩ ይመስለኒ ጉሓፋት በላዕቲ ሕድሪ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 25 วันที่ผ่านมา

    ትኽክለኛ ኣገላልፃ"ተኹሲ እዩ ደው ኢሉ እምበር ኲናት ደው ኣይበለን"

  • @woldemariamgirma6682
    @woldemariamgirma6682 26 วันที่ผ่านมา

    How long is the transtional period for the Tigray administration?

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 26 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዘ አኼባን ዘተን አሎ አብ መፍትን ርኡይ ስራሕ ግና የለን ስለዚ ብቅንዕና ርኡይ ስራሕ አርእዩና ሙሁራትን መራሕትን ትግራይ?

  • @user-iz8pr3bi5g
    @user-iz8pr3bi5g 26 วันที่ผ่านมา

    እዚአ አኼባ ታይ እያ ምክንያቱም ኩሉም አፈንጊጾም ዝወጹ ሰባት ኩሎም አብዚአ አለው ጉባኤ ገዲፍካስ ካሊእ ጉባኤ ንምንታይ ካብኦም ዘይተዓደመ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 26 วันที่ผ่านมา

    Selam. ❤❤❤❤

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 25 วันที่ผ่านมา

    ክምብል ይበል

  • @user-cy4do2lq8t
    @user-cy4do2lq8t 25 วันที่ผ่านมา

    እቲ ከይንክኦ ዝከላከል ጥራሕ ዘይኮነስ ክጥቀም ዝደሊ እውን መፀግዒ ይደልዩ ከባብነት ይጥቀሙ ካሊእ ዱኩዒ

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 26 วันที่ผ่านมา +1

    ነዉ ነዉ ትህነግ 50 አመት ቃልሲ ደምኩም ደኣ ከልቢ ኮይኑ

    • @user-rh8fw1tf8i
      @user-rh8fw1tf8i 26 วันที่ผ่านมา +1

      ሕልምያ ጥንስቲ ወዲ ያበለ ንህወሓት ዘይፈልጥ ሰብ ከምኡ እዩ ሕልምኹም በሉ ፅባሕረአዩ

  • @GirmayTechane-o9y
    @GirmayTechane-o9y 25 วันที่ผ่านมา

    ሓቀኛ ሚድያ ኮይንኹም ክተገልግሉ ካብ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ፓርቲ ገለልተኛ ኮይንኹም ክተገልግሉ ህዝቢ ትግራይ ይምነ

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 26 วันที่ผ่านมา +3

    Dr, muez great respect 🙏

  • @DesalegnAsfawu-w5c
    @DesalegnAsfawu-w5c 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z 25 วันที่ผ่านมา

    ጥንቃቀን. ሓቅን የሐልዎ ተጠርጠርቲ. አብ መሓዝ ብሕልፊ ደቂተምቤን ነምእሳር ድልየት ዘለዎም ደቂ. አድዋ ባኣርሶም ለያው. እናሐለው ንስሳቶም ይሻፋፈኑ. እዬም አብ አዲስ. አበባ ዘሎ ፎቅን. ነብረትን ናታቶም እዩ. ዝሐቂ. እዚ. እዩ ሚዲያታት ጥንቃቄ ግበሩ.

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 26 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 26 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ፍርቂ ልፃይ ጥራሓ ዘይኮነስ ለማስ እውን እዩ 100/%

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wi9hi6eq2s
    @user-wi9hi6eq2s 25 วันที่ผ่านมา

    ከረው ይበል

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 25 วันที่ผ่านมา

    ፖለቲካን ፖለቲካዊ መራሕትን ናብ ዝኽፈእ መንገዲ እናምረሐ ስኽ ኢሉ ዝዕዘብ ማሕበረሰብ ተፈጢሩ ኣሎ፤እዚ ድማ ናብ ነዊሕ ፀድፊ ንኣቱ ኣለና፤

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 26 วันที่ผ่านมา +1

    These elites are totally detached from the affected population

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 26 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ዝኮነ ዉሳነ ሐቂ ንሱ እዩ ካምቶም ሐደሐደ ወረቀት ይዉሰዱ አለዉ ናበሉ ዝልፉልፉ ዝነበሩ አርሒቆም ዘየሐሰቡ አይኮነን ዝሕሰብ ዳይ

  • @user-dd5vi6wm2d
    @user-dd5vi6wm2d 26 วันที่ผ่านมา

    Amazing channel

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 26 วันที่ผ่านมา

    Selam kiburat dekebat Geganu Tigray Tegaru. Agukum hizbitat Eritrea,Tigray abgodnikum allena.
    Hadnetkum yideldl.
    Maryamsion abgodnikum eya.
    Selamkum miss awet yinges

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 25 วันที่ผ่านมา

    No to DDR until elected government forms in Tigray. No to dictator Getachew Reda and general Tsadkan Gebretensay. Both dismantled elected Tigray government, shame on them
    No to power hungers

  • @user-qe5kt5je5q
    @user-qe5kt5je5q 26 วันที่ผ่านมา

    Resah agame

    • @almaztareke6060
      @almaztareke6060 26 วันที่ผ่านมา

      በይዛ አጋመ 7 ጊዜ ተሓጎሙ አጋመ ጎይታኹም እዩ ዋሓጥዋ

    • @magdarodriguez6778
      @magdarodriguez6778 26 วันที่ผ่านมา

      Higdaf medef empty mind

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 26 วันที่ผ่านมา

    Entay eka tibilo theleka

  • @fanuelafworki
    @fanuelafworki 26 วันที่ผ่านมา

    raya conforens

  • @kunama1170
    @kunama1170 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሙሁራት ንዘፈንገጡ መፀግዒ ክከውን ኣይነበሮን, ህዝቢ ደቡብ እና ካልኦት ከይሳተፉ ዝገበሩ ክፃረዩ ኣለዎም ፃድቃን ህወሓት ሽሙ ከልዕሎ ኣይደልን ብ1987ዓ/ም ተጋደልቲ ህወሓት በቲኑ ሕጅውን ንሱን መሰሉን ትግራይ ብዘይ መሪሕ ክነብር ይፅዕሩ ኣለው ግን ኣይሳካዕን።

  • @DemelashBelay-o8y
    @DemelashBelay-o8y 26 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ (ሙዑዝ)ኣብ ሕልሚ ለሎ ሰብ እዩ።ኢትዬጵያን ትግራይን ኣይፈልጠንን።

  • @josefberhane
    @josefberhane 26 วันที่ผ่านมา

    Getachew tegray lemefras eiyu telaeilu lelo netenkeko

  • @adaneAbay-b8u
    @adaneAbay-b8u 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሞት ኣቅድምኡ ዘሎ ምዃኑ ሰብ እንተዘይዝግዕ ነይሩ ንኻልእ ሰብ ሞት ኣይምበየነን ንምታስ ከምታ ንሱ ምንባር ኹሉ ይደልያ እዩ ።
    ንፃባ ዝሃበዶ ማይ ጨባ ትኽልክሎ ።

    • @cruushidaar2616
      @cruushidaar2616 26 วันที่ผ่านมา

      ኣብዚ ሰብ ብተፈጥሮ አንስሳ ሙካኒ ብተፍጥሮ ድማ ብስሚዒት ክሓስብ ጥራይ ኢዩ ተውሊዱ። ኣግፍሕካ ምሕሳብ ብትምህርትን ብልምድን ኢዩ ዝቀስሞ።

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 25 วันที่ผ่านมา

    ሓቁ ማሓሪ ዞም ገበቲ ተጋሩ ግና እንትርፊ ኸብዶም ካልእ የብሎምን ከብዶም እንታይ ይመስል ራኣዩ

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 25 วันที่ผ่านมา

    ጨናዊ ናፊቑካ ክትበልዕ መሊስካ ርእሲ የብልካን ሞራል ውን የብልካን ብዝዓባ ትግራይ አነ ይፈልጠካ ኢየ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 26 วันที่ผ่านมา

    ንሕና ንደልዮ ሓቂ ሓበሬታ ጥራሕ ቀጽሉ ።

  • @nisri1567
    @nisri1567 25 วันที่ผ่านมา

    መሓሪ ዮውሃንስ ማለት ካብ ደቭሪጽ ዘይሓይሽ ብዘይካ ምሁር ፖለቲካን ፍልስፍናን መሲልካ ወግሐ ጸብሐ ምልፍላፍ ዘስዕቦ ዘሎ ኣይመስለንን።

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 25 วันที่ผ่านมา

    Murat metifet hager tigray haye hizbi tigray nezom seytawinilti misti telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray wishtawi rikhikib zelewom iyo liki kem kedamay weyan kittefiwa iyom awet ny yiwihat 🎉

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 26 วันที่ผ่านมา

    እራስህን መንግስ አርገህ በመቁጠርህ ቅድመ ስራዎች ላይ ፎከስ አድርጎ ከመስራት። ፎከስ በመበተን ህዝብን መቨተን

  • @TekleBerhane
    @TekleBerhane 26 วันที่ผ่านมา +5

    ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዝበል ስነ ሓሳብ ከይደምሰኩሞ ሰላም ኣብ ትግራይ ኣይመጽእን እዩ

    • @BereketKiflu-y6z
      @BereketKiflu-y6z 26 วันที่ผ่านมา +1

      በል ደም ይጥዓምካ እምበር ዓባይ ትግራይሲ ትጅምር አላ ተቀበላ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 26 วันที่ผ่านมา

      ሓሳድ ረሳሕ ሓማሼን

    • @MIKIboy84
      @MIKIboy84 26 วันที่ผ่านมา

      @@zaebakulu8553hamasen wenenti hagere Eritrea eyom denkoro reis Derho

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 26 วันที่ผ่านมา

      ኣየ ባርያ😂😂😂

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 26 วันที่ผ่านมา

    እዛ ኤሪትራ ርስዒ ኣቢልኩም እስከ ፈትኑ ሃገርኩም ሰላም ክወርዳ ቁኑዒ ቅኒኢ ይሃልወኩም በጃኩም ንስላም ጎስጉሱ ቅንኣት ንዲሕሪት እዩ ዝመልስ ትዒወቱ ትኮኑ ካቢ ኤሪትራ ትፂቢቅ ትግራይ ክትሃንፁ ሹዑ እርትራዊይን ዲማ ይሕጎሱ ❤❤❤

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AdoWoldu-do9kh
    @AdoWoldu-do9kh 26 วันที่ผ่านมา

    አብ 646 እቶም32 ስደተኛታት ሞይቶም ዝብል ዜና መኣዝ ኣበይ??

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 26 วันที่ผ่านมา

    Ayeeeeeee Murekega. !!!

  • @WediShre
    @WediShre 25 วันที่ผ่านมา

    ንምታይ ተባልዑና ነቲ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ አኽቢርኩም ብህዝቢ ድምፂ ስልጣን ተረኪብኩም ዓቕሚ እንተልዩኩም ዘይትመርሑናን ዘይትመሩሑናን አቱም ሙሁራት ኢና ባሃልቲ ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 26 วันที่ผ่านมา

    ነዚ በሊሕ ምልምል መንእስይ ዶክቶር ፡ ክንሰምዖን ፡ ክንጥቀመሉን ይግባእ ፡ ከምዚኦም ፍረ ሓድሽ ወለዶ (ሰዊት ) ስለ ዝዀኑ መ ኣዛ -ህዝቢ ' ኣብ ልዕሊ ምዃኖም ፡ብተንኰል ዘይከሓኑ ፡ ደም ዘይተጸየቑ ንመንሽሮ መድሃኒትዮም ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤ሞቱ የቀላጥፍዎ አሜን❤

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 25 วันที่ผ่านมา

    Exactly he is right, but he is flip flops, because he and Tegaru elites are playing dirty games to grab power without election instead contributing their professional. ከም ቅጫ ግልብጥ ኢሎም ጸረ ህወሓትን ህዝቦምን ይሰርሑ ኣለው እሞ ብሓሶትን ምጭብርባርን የሕዝን እዩ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 26 วันที่ผ่านมา

    ተጋዳላይ ማሓሪ ዮውሃንስ ልክዕ አሎ

  • @melakunigus1533
    @melakunigus1533 26 วันที่ผ่านมา

    ውሑዳት ማእኸላይ ኮሚቴ ብዝሓሰቡልና ንነብር ኣለና

  • @user-xh3cl2li3y
    @user-xh3cl2li3y 26 วันที่ผ่านมา

    ዶ/ር ሙዑዝ ዘቕረብካዮ ሓሳብ ረዚንን ጓጓ ትግራይ ፈቲሹ መደያይቦውን ዘርኢ ሙሉእ ብሙሉእ ቅቡል ሓሳብ እዩ። ፕሮፌሰርን መሓሪ ዩሃንስን ዘቕረቡዎም ሓሳባትውን ነቲ ጭቡጥ ኩነታት ትግራይ ዝምጥኑ ሃነፅቲ ሓሳባት እዮሞ። ንትግራይ ዝሓስብ ኣመራርሓ እንተሃሊዩ ካዓ እዚ ክቕበልን ክትግብርን ኣለዎ። ኮይኑ ግን ገለ ኣካላት ኣብ መድረኽኩም ተረኺቦም መፀግዒን መንጠልጠሊን (አማራፂ መተንፈሲን መተኣኻኸቢ ደገፈፍቲን) መድረኽ ጌሮም ክጥቀሙልኩም ይፍትኑ ስለዘለዉ ብውነ ክተጓዓዙ እላቦ!!!

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 26 วันที่ผ่านมา +1

    አምላኬ እዳልካው ከእደዚሕ አይነቲ ትዕቢት አድነን ራሱን እደፈጣሪ ቆጥሮ የራሱ ጦፋት ሳያውቅ ሌላውን ለሞት ሲፌርጅ ሕፍረት የሌሎው ሰው

  • @GedenaMebratu
    @GedenaMebratu 26 วันที่ผ่านมา

    Etrf

  • @josefberhane
    @josefberhane 26 วันที่ผ่านมา

    Esekum kimkum eikum tewatseu zelekum hashewti

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 26 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት በሰላ ትግራይ-ብኸመይ?
    ህወሓት ብኸባቢ ተነድቀት፣
    ብኸባቢ ዝኣበየት፣
    ብኸባቢ ዝጨፈረት፣
    ብኸባቢ ሥልጣን ደይባ ዝሓንገደት
    ትግራይ ዳጽነተት ውድብ ነድሕን ኢላ ዘወናበደት።
    ነጥቢ፦ ኣሌተኛ፣ ጎጠኛ፣ ሓሳዊት፣ አድዋኛ
    ዳሞተት ተላ ትወራጮ
    ጸገም በደልን ጥምይትን ሕዝቢ ትግራይ ኣሒጊስዎ ትሰዕስዕ
    ሕማቅ፣ በኽቲ፣ ኣጣሪት፣ ስስዕቲን ጥምይቲን ጉጅለ ማፊያ እያ። ህወሓት ተልገስ ወይ ክንጸርጋ ኢና!!
    ነጥቢ፦ግዕዚይቲ መጽነቲት ሠሪቂት ናይ መሃይማን እኽብኽብ ጎዲፍ ኣውዲ እያ

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 26 วันที่ผ่านมา

    መን እዩ ጌታቸው?
    እቲ ሓማሲ ትግራይ መንገሲ ጆኖሳይዶራት ትግራይ
    ድዩ?

  • @user-do3vq9no2t
    @user-do3vq9no2t 26 วันที่ผ่านมา

    Mehari is not in USA