ገበርቲ ድማዕ፡ ተፈደይቲ ሕሰም!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመታት ከቢት ኲናትን ህልቂትን፡ ጉዕዞ ሰላም ኢትዮ-ትግራይ፡ ደረጃ ብደረጃ ንቕድሚት ይኸይድ ኣሎ። ብድሕሪ ብዙሕ ውረድ-ደይብ፡ ሎሚ እቶም ቀንዲ መሰረታውያን ዝበሃሉ ጉዳያት ትግራይ፡ ማለት ምውጻእ ሰራዊት ኢሳይያስን ኣምሓራን፡ ምምላስ ግዝኣት ትግራይን ቅድሚ ምእታው ክራማት 2023 ንክትግበሩ መንግስቲ ትግራይ ናብ ምሽብሻብ ከም ዘሎ ንከታተሎ ኣለና።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | TPLF | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 10

  • @burnlies
    @burnlies ปีที่แล้ว

    እንታይ ዋጋ ኣለዎ ህዝቢ ኤርትራ ከዲዕዎም. ምስክናይ ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ህዝቢ ኤርትራ ኣበይ ኣሎ ኢሉ ስለዝሓተለይ ብዝኾነ ከምዘይሰግእ ከንቱ እምነት ኣብ ህዝቡ ኣሕዲሩ ተዛሪቡ ነይሩ. እቲ ኣዝዩ ዘደንጹ ከኣ እቶም ኣብ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ዓብዪ ተራ ተጻዊቶም ሓርነት ሃገረ ኤርትራ ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ በቲ ዝኣመንዎ መሪሕ ፖለቲካዊ ውድቦም ተጨውዮም ኣብ ገሃነም ቤት ማእሰርቲ ክበልዩን ክሞቱን ምብቃዖም 'ዮም. ኹሉ ግዜ ህዝባዊ ዘይኮነ ፖለቲካ ውድብ መዕንደሪ ኣጋንንቲ ዝተወጥሖም ሰብ ስልጣናት 'ዩ ዝኸውን.

  • @sinit2016
    @sinit2016 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ኣይግብኦን'ዩ ኔሩ ግደ ሓቂ መግዛእቲ ደርግን ሃይለስላሴን ይሕሾ ኔሩ ፡ ንባርነት ናጽነት ይብሎ ዘገርም ድንቂ ህዝቢ ኢዩ ።

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว +2

    ጉዳማት ህዝቢ ትርጉም ነጻነት ናብ ባርነት ዝቀየረ ፥ኣብ ኣለምና ዘይተራአየ ፥ኣብ ዘይንቡር ከም ንቡር ዘነብር ህዝቢ ፥

  • @aziebdesta7130
    @aziebdesta7130 ปีที่แล้ว +1

    Bra r m the way you explained things very well amazing ❤😊

  • @mleteberhe4215
    @mleteberhe4215 ปีที่แล้ว +1

    Tikikil zereba bizaeaba ezom jeganuna kihasbo kelekas endei meglexi yebulun haki geberti senay tefedeyti hisem 😢

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @mleteberhe4215
    @mleteberhe4215 ปีที่แล้ว +1

    Alena❤❤❤❤❤❤🙏

  • @عبدهاحمد-س3د
    @عبدهاحمد-س3د ปีที่แล้ว

    Allena media. Khadamet. Agame.👎👎👎👎👎👎👎👎😞😞😞😞😞

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว

    በጃካ ህቡር ሃው ኣመት መጸ ኣብ ግብሪ ዘይትርጎም መታለሊ ጪርሆ ፥ኣብ ኣሰና መድያ ወጺኡ ስለዘሎ ነዚ ረሳኢ ህዝቢ ናይ 32 ኣመታት ናይ ሃሶት ጪርሆ አስኪ ኣብሪካ ከም መደብ ኣዘካክሮ ነዚ ረሲአ ህዝቢ ፥