ኣደ'ዶ ትብደል!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ክጓዓዝ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ካብ ብርኪ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተወልደ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ብሰማያዊ ማዕበል ተበጊሱ ኣሎ። ሎሚ ሽግ ሓርነት ኤርትራውያን ተወሊዓ ኣላ። ዕሰል ኤርትራዊ ንጀጋኑ ምሰል! ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ የብሉን። ኩልኻ ህዝቢ ኤርትራ መከራኻ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከብቅዕ፡ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ኣብ ጎድኒ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰለፍ። ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሓን ንሰምዖ ከም ዘለና ፍልልያት ብኣውራጃ ሳዕሪሩ ኣሎ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 9

  • @gilbertm2332
    @gilbertm2332 9 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Alena ,please don't block the comments .and merry Christmas 🎉🎉

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 9 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome back Ayana harbegna❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abe4082
    @abe4082 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦና ኣያና፤ ኣንቷ ህያዋይ ናይ ታሪክ ቤተ መዘክር፤ ንበረልና ታሪክና ሰንደልና

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 9 หลายเดือนก่อน +2

    Rede❤❤

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 9 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ኣደ ዘይከበረት መን ትኸብር?💙💙💙💙💙💙💚💚💚💙💙💙💙💙

  • @FreeEritreafromIssayas
    @FreeEritreafromIssayas 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያና ረድኢ ኣብ ቅልሲ ንናጽነትን ቃልሲ ንሓርነትን ዘበርከትካዮን ዝኸፈልካዮ ዋጋን ቀሊል ኣይኮነን።ብፍላይ እታ ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ትብል መጽሓፍካ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከይተረፈ ኣዝዩ ብዙሕ መንእሰይ ከምዘንበባ ከረጋግጸልካ ይፈቱ። እዛ ነዚ ናይ ኢስራኤል ሓውና ዘጋጠመቶ ግን ካብ ዘይንጽበየካ ሰብ ከምኡ ዓይነት ጌጋ ስለዘይተጸበና ቅር ኢላትና እያ እሞ ነቲ ቆልዓ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ገንዘቡ ክትመልሰሉ ተስፋ ንገብር ክሳብ ሕጂ ዘይመለስካሉ እንተሊኻ ማለተየ።ብዝተረፈ ግን ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ክቡር ኣቦና።

    • @peaceforall2405
      @peaceforall2405 9 หลายเดือนก่อน

      እዚ መደናገሪ ሰብኣይ ክንደይ ሰብ ኢዩ ብውሽጢ ውሽጢ ዝሰርሖ ናይ ውልቁ ቢዝነዝ ኣለዎ ።ናብ ካናዳን ኤሜሪካን ከእትወኩም ኢየ ኢሉ ኣደናጊሩ ላል ኣቢሉ ክንደይ መንእሰይ ዘንብዕ ዘሎ ሰብ ኢዩ ።ኩሉ ህዝብና ክፈልጦን ክነቕሓሉን ይግባእ ።

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu7388 9 หลายเดือนก่อน

    Welcome abna rede nefu gerbat eya 6 amet alne yektatlka

  • @samialabrha1121
    @samialabrha1121 9 หลายเดือนก่อน

    Tikikl❤