ካልኣይ ወራር ...
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2023
- ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ክጓዓዝ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ካብ ብርኩ ብዝተወልደ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ዓወት ኣበሲሩ ኣሎ። ሽግ ሓርነት ተወሊዓ ኣላ። ዕሰል ኤርትራዊ ንጀጋኑ ምሰል! ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ የብሉን። ኩልኻ ህዝቢ ኤርትራ መከራኻ ሓንሳብን ንሓዋሩን ከብቅዕ፡ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ኣብ ጎድኒ ብርጌድ ንሓመዱ ተሰለፍ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
alenamedia.org/product/tlmi-n...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | debretsion | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia
ብሕጽር ዝበለ ግን ገንዘቦም ምለስሎም ሰላም ይፈጠር
ኣቶ መሓሪ እቲ ኩሉ ትብሎ ዝነበርካ ኣብ ምጥርጣር የኢቲካና እቲ ኩሉ ዝሰማዕናዩ ኣብ ጉሓፍ ከንእትዎ ንግደድ ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ሃተውተው ንበዓል ኣዱ ቢለና ከትልዕል ከልካ ማዕረ ክንደይ ወዲቅካ ኣልካ ማለት እዩ
This case is easy. If you have Tadesse’s Money just give him period !!!
ሰላም ሰላም ኣያ ረድእ እዚ ዝተባህለ ዘረባ ሓቂ ድዩ ወይስ ሓሶት ንዝብል መልሲ ክትበሉ ኢና ንጽበ ኔርና እንበር መልሲ ንሰልጠነ ዘይኮነ ንታደሰ ኢዩ ዝግባእ ግን ሕቶ ክሓተካ'ሲ ስለምታይ ኢኻ ብዛዕባ ሰልጠነ ጥራይ ትዛረብ ዘለኻ ሰልጠነ ሜድያ ኢያ ዘላቶ እታ ሜድያ ከኣ ናይ ኩሉ ስለዚኾነ እዩ ኣቕርበኒ ንዝበሎ ኩሉ ሰብ የቕርብ መርትዖ ዘለዎ እዩ። መርትዖ እንተለካ ሰልጠነ ዘጣፋኦ ተዛረብ ።ሰልጠነ ብመዴያ ኣቃሊዑኒ ኢልካ ግን ክሳብ ክድዚ ዘረባ ኣብ ልዕሊ ሰልጠነ ግን ብዙሕ ከም ታደሰ ከም ዘሎካ እዩ ክንርዳእ ዝገብር ዘሎ ምኽንያቱ ጉዳይ ታደሰ ገዲፍካ ኣብ ሰልጠነ ትውዕል ትሓድር ኣሎኻ ስለዚ ህድእ ኢልካ ሓቂ ድዮ ሓሶት ምስ መርትዖኻ ኢኻ ክትመጽእ ዝግባእ ወድሓንካ
ኣያና ረዲእ ምሓሪ በጃኻ እዚ ጉዳይካ ምስቶም ዝኸሱኻ ዘለዉ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ክትፈትሖ ጽዓር:ምኽንያቱ ኣብ ዝሓለፈ መደብካ ግን ክሳብ ንብዓል ቴድሮስ: ዘርኡ ከም ዝተቀንጸሉ ካብ ቃልሲ ኣምሲልካ ምግላጽካ ቅኑዕ ኮይኑ ኣይስምዓንን ምኽንያቱ ብኽንደይ ሂወት ሰባት ዝሕተቱ ካብ ቃልሲ ተቀንጺሎም ብሰልጠነ ክትብሎም ቅኑዕ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ንብዙሓት ገበነኛታት ካብ ቃልሲ ተቀንጺሎም ኢልካ ክትከላኸለሎም ዓገብ ኢልናካ ኣለና ሕጂ ውን ጉዳይካ ብምርድዳእ ዓጺኻ ክርእየካ ይደሊ።
You are nice actor Charles Chaplin
ምርድዳእ ይሐይሽ ካብ ሕድሕድ ኩናት ጸላኢና ኣሓትካ ይቀተል ወዲ መዲሕን በራድ ንግደፈሉ ባሐላይ እዬ
ገንዘቦም ምለሰሎም እዞም ህዝቢ በሱማኣም መሕፈር 😢😢😢😢😢
Thank you Abona Alena , short answer and precise
Ata sebay atay eika kolel tbl , gezebu tray mleselu zi wedi .
እሞ ሓሚመ ኔረ ክሳብ ግጂ አይመለስኩልካን ኔረ ይቅሬታ ሕጂ ግና ክመልሰልካ የ እዩ ዝብሃል ጋል መገዲ አይተብዝሕ
እዚ ጉዳይ እና ዓበየ ይከይድ ሰለ ዘሎ ናብ ብሽምግልና ምስ ሰለጠነ ይኹን ምስ ታደሰ ለባማት ሰበ ነዚ ጉዳይ ዕጸውዎ።
WELCOME BACK.
Thank you 🙏👍.
ደሃን አያ መሓሪ ኩሉ በቲ ሃቂ ዝፈርድ እግዚአብሄር አሎ ጊዜ ክነውህ ክሃጽር ይክእል
Alges Sarky ana baly kkeska eya i live in Calgary
give them their money back
Bzeba tenaka amlak mihret yewrdelka
4 netbi bzaeba kalee aytzareb seltene wun genzebu mleselu eyu eluka
ጽቡቅ ጉዳይካ ምስ ከሰተ'ዩ። ኣብዚ ትብሎ ዘለኻ ተቓውሞ የብለይን። እቲ
ሰብ ድማ እንታይ ምላሽ ይህበካ ንዕኡ'ዩ ዝምልከት። ምስ ሰልጠነ ዘመላልስ የብልካን።
Welcome back God bless you
ይቅረታ ረዲአ ማሐሪ እንታአምፀ ናብቲ መልሲ ናይ ታደሰ ቀትታ ዘይትምልስ :
አበክንዲ ናይ ዝወደቁ ሰባት ( አረጋይ,ዘርኢሰናይ....) ተምጽእ?
ካልእ ተዛረብ በጃካ : ወራር ወዲ ወራር ዝብል ቃል ረስዓዮ :: ኣይትወራዘ ነቲ ጉዳይ ብትክክል መልሶ :: 5 ዓመት ናይ ሰብ ገንዘብ ምሓዝ ገበን እዩ : እንተኮነ ምስ ወለዱ ብዝተረፈ ግን እተን ገንዘቡ ብዘይ ወለድ ብዘይ ወዓል ሕደር ገንዘቡ ሕሃቦ : ናብ ካልእ ኣይተግፍሓዮ : ጌጋካ እመን ጏል መንገዲ ኣይተምጽእ ::
ሓቅኻ ወደይ፡ ከይሓፈረ ከኣ ወራር ወራር ይብል።
@HT-hg8fl hgdef eka
👍🌿🥇
Seraki Lekbat Mleselu Genzebu
Seltene Abo Haki Eyu.
Teqalasay bmkuanu respect aleni wala gega yhaluwo, kulu seb ygage. Edmen tienan yhabka Redie Mehari. ❤💙💖
Baba redii ezia eko welhanti tebes yebla tekeyaym yeblan enberkes eti wedi eko bakal mexiu eyu tezaribu slezi seltene entay gega alewo
Hawboy fagar nezay faltka di adnger
Hero ❤️❤️
ካብዝኽሉ መርተዖታት ብታደሰ ቐሪቡ ዘሎ፤ ረድኢ ከተጠፋፍእ ክትዕምጽ ትደሊ ኣለኻ፤፤
$26500.00 USD ተቐቢልካ
$7280.00USD ($10000CAD) መሊስካሉ
$19,220USD ($26,385CAD) ክትመልሰሉ ኣለካ
Hawna Redie welcome back mhret kea yewrdelka .
Hade hade gzye kthgz elka tgebro mezezu bzuh eyu bzkone ms Tadese teredadieka kem ztemeka gerka genzebu mleselu.
Seltene kea mhgazka equa stubuk entekone kab nab zelefa nab mrddae emen.
Kulukum deleyti flhin n hgdef fetfet zebelkum slemntay nenhdhdkum zeytredadau?
Seltena kea Gena kab tenau zeytemelse tekalasi kndzi mederogah keteznbelu stubuk aykonen.
Abzia taakla mesleni sesenayu.
3ይ ክፋል "ገንዘቡ መሊሰሉ" ዝብል ክኸውን ብተስፋ ንጽበ ኣብ ዝሓጸረ።
ከከከከከ ሕጂ ኣበይ ዘላ ሃገር ያ ወሪራ
ነዎ በልዎ ሰላም ግበሩ
ፈገር ፈገር ዎ ፈገር
ሰላም ኣቶ ረድእ
እዚ ተፈጢሩ ዘሎ ጉዳይ ብዘይተሓስበ ጌጋታት ከጋጥም ይኽእል እዩ
እቲ ፍታሕ ዝብሎ ኣነ ኣብ ህልኽን ሞጎትን ምስ ኣሕዋትካን መቓለስትኻን ጽቡቕ ኣይኮነን ስለዚ እዚ ጉዳይ ናብ ህዝቢ ወሪዱ ስለዘሎ
ሓጺር ፍታሕ ካብ ህዝቢ ክወሃቦ ይግባእ።ንሱ ከኣ GoFundMe ከፊትካ ህዝቢ ይዕረቅኩም።
ናይ ምንታይ ጎፈንድሚ እዩ ህዝቢ ከዋጽእ፧ ባዕሉ ዘይመልሰሉ ገንዘቡ ንሱ እንድይይ ወሲድዎ፧
መጀመርያ ሰልጠነ ባዓለገ ስለ ዝኾነ ኢዩ እምበር ኣብ ሚድያ ከውጽኦ አይነበሮን ናይ ግሊ ጉዳይ እዩ። ብሐደ ክሰርሑ ጀሚሮም ነይሮም አንጭዋን ድሙን ተፋቃራ ዓይኒ ዓይነን ይናቆራ።
@@DehabKinfu ከምዚ ጌሩ እንተዘይኣውጺዎም ደኣ ዓመጸኛታት ብከመይ ክንፈልጦም ንሕና፧
ሰላም መም ረዲእ ሰልጠነ አብ ውልቀ ሰባት በለካ ለኽዓካ ጊዜዩ ዘጥፍእ ብዙሕ ትኹረት አይትሃቦ
Well come our brother Redae after long time, what happened to you,
Selam
Genzebu mleselu newri eyu zgeberkayo ageb.seletene xbuq srah eyu serihu ab goni wuxue seb mukanu wedehanka.werar kea aytebzh nsu nshaebya gdefelom 😢
ሳላ ሰልጠነ ክብሪ ይሃብካ ሰልጠነ ቀልጢፍካ ጥራይ ምለሰን ዘንገንዘብ
ሰልጠነ እንተስ ኣተዓባብዩኡ፡ እንተስ ስዉር ተልእኾ ሃልይዎ ሰባት ኣብ ምጥቃዕ ካብዝጽመድ ነዊሕ ኮይኑ'ሎ። ሕጂስ ከኣ ነዚ ዓንዲ ተንኪፉ እዚ ፍንፉን፡ ብዓዲቀይሕ ዝብል ቃል ዝተጠመቀ ጸቢብ ርእሲ። All respect goes to you Wedi Mahari, its your right to engage in any activity without harming anyone. So i know you will handle this case wisely !!!
ኣያ መሓሪ ንምንታይ ግን ኣብ ከምዚ ነገር ኣቲካ ነዉሪ ገንዘብ ሰብ ምለሰሎም።
Baba rede i have a lot of respekt for even i call u All the time Abo Haki for that your fait against higdef. But on this program i am very disapoint. Whay u don,t give answer aboat many direkt to tadese. U just spoke abaut seltene
Book 📖the day after esayas regime...no one knows. Let's focus on the biggest challenge.
Hji wun krekbwo alewom zwesedkyo genzeb tray mless
Good morning I was just wondering if you are doing okay I haven’t heard from you for so long I pray you are doing well 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕
Thanks for your concerning, thanks to God am doing well.
❤🎉❤🎉❤🎉❤👍👌👏
Anse baba redi ferihelka 😢😢😢😢
ግርም እባ ኣብ ለውጢ ኢና ዘለና
ኣብ ስርቂ ዶ?
ኣይ ረራቂ ከምዝኮንካስ ብኣዛራርባካ ትፍለጥ ታደስ ጥራይ ኣይኮነን ክንደይ ቀሺ ዓለምን ዘታለልካ ኢካ ምለሰሎም እሾክ ኮይኑ ከይወግኣካ ኣብ ላዕላይ ሰማይ እምበር ሕጅስ ኣሪግካ ኢካ ደቅካ ከይትልክም
Aregit Serakiy Halewulew ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤣❌😆❌😆❌😆❌😆❌
Serak
Well, come back 😊
ሕጂ ግርም በጃኹም ሕጂ ሰላም ሃቡና።ዓቢ ሓዉና ረድእ ሕጂ ግርም ጌርካ ኣለኻ❤❤❤❤
Abona Redie ajoka biaka welehanti teteratirna aynfeltn ena bial haki mkanka lsanka ymskrelka❤❤❤
ኣነስ በል ይኣምኖ ኔረ ሕጂ ግን ዓማጺ ምኳኑ ፈሊጠ ኣለኹ፡ ነዛ ይቕሬታ ውን ዘይደፍራ ምኳኑ ፈሊጠ።
Timbel feger zikonka sebay genzebu meleselu ezi wedi
Selam Selam alena
Anta zeytisiter hakim do ab compiter aytiteqiem iluni tibl ayneberika lekibat gezebu mleselu hatewtow aytibel seltene zibeleka yelen lekibat
Kemzi Aytxebekukan neire genzebu mileselu nab kala hiwteta aytkid
Ajoka jegna 👍
ምለሰሎም ጥራይ💰😅
Please , please forget Seltene , go policical
✅✅✅✅✅
Desale bereket ko gelitsuka nska lmadegna seraki eika btaemi ena nekbreka nerna
Hasawi lekbat seraki
Sarky
ብዘይ ጥይት ክንዋገኦ አሎና ሳብስክራይብ ሰሐቡ ኩልኹም
ኣይተርፍን እዩ
Seraqi belai kelbi
በጃኹም ብዉሽጢ ወድእዎ።
We baba redie ezias gega eye Mejemrta nihna ab isreal ninebr nay Canada 🇨🇦 money 💴 aynfelton ena b nay USA 🇺🇸 ena neshrf beka n nebska kihsheka mileselu mara dekimna dem nebiena ena nemtso please 🙏🏼 mileselu
ዋ ሐራይ ነቶም ካልኦት ከ ማዕረ ሓምሳ ሽሕ መምላስ ኣብዩና ዝበሉ ሓቅነት የብልካን ኮለል ኣይትበል
Aklkom b zaba wega tray bkadmo tagadlty serkty
Welcome back Our hero ❤🙌♥
He's a deceiver.
አንታይ ኣምጺአዎ ደኣ ካልኣይ ወራር ሳልሳይ ወራር? አንኳዕ አሞ ብሰላም መጻአካ፡ቀጺለ ክቡር ኣያ ገንዘብ ንዝወሰድካሉ ገንዘቡ ምለሰሉ ብዝተረፈ ሃለውለው ንዓኻ ጽቡቕ ኣይኮነን
ሎቅማጽ ኢኻ ግን ዋጋ ዕዳጋ ትገብር ከም ዝነበርካኮ ፈሊጥና ትማሊካብ ኣፍካ
ገንዘቡ እንዶ ምለሰሉ ነዚ ሓውና።ሃተፍተፍ ገዲፍካ
Ata kemey aynet feger sebay aka nska tserk amber aythgzn kezab
I am glad seeing you again, we missed you a lot and I wish you the best of the best, be healthy, strong and beyond.
Hasawi lokimax genizebom mileselom mileselom mileselom mileselom ageb ageb 😭😭😭🥱🥱🥱🥱🤮🤮🤮🤮🤠
Fetika dey konika keyifeteka seraki seraki seraki 😢😢😢😢😢
እንቋዕ ብዳሓን መፃእኻልናኽቡር ሓውና እነኽብረካ ሓውና
ብዝኾነ ግን እታ ጀሚርኩማ ዘለኹም ንሕና'ውን ተስፋ ዝገበርናሉ እዛ ሃገርስ ክወግሐላ ዶኾን ኢሉ ኢልና ተሓጉሲና ሰለዚ አብ ሞንጎኹም ንፋስ ኣይተእትዉ ተጠንቀቑ
I pay my self for you
edmen tinan yhabka aya ajoka tray bezi kemzi wedi kemzn aytsheger
ሓቀኛ ሰብ ፊት ንፊት ኢዩ ዝቀርብ ኣብ ናይ ሰልጠነ መዳ መጺካ ተማጎት ሓሙሽተ ዓመት ገሩ ኣሎ እዚ ጉዳይ 10,000 canadan 7,000 dollar america ተቀቢሉ ኣሎ ካብ 26,000 dollar ኣብ ቀብሪ ዝዋዓለ መርድእ ምንጋር ኣየድልዮን ዩ ።
ብሓቂ ኣቦና ረድኢ ኣብ ከምዚ ደረጃ ክትወድቕ ኣይጽበየካን ኔረ። ኣነ ጽቡቅ ጌረ ካልእ ውን ኣለዉ ገንዘቦም ዝሓስካዮም ምለሰሎም ። ናይ ክልተ የሕዋት ፡ናይቲ ሓደ 12000$ ናይቲ ሓደ ድማ 19000$ ዝሓስካዮም ክሳብ ሕጂ ላል ዘበልካዮም ኣነ ይፈልጥ። ንሶም ውን ከይተዛረቡ ከለዉ ዕጸዋ እንዶ እዛ ጉዳይ። ደሓር ሰልጠነ መድያ ሒዙ እምበር፡ ምስዚ ትብሎ ዘሎኻ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ።ዓይንና ኣይተንቁረና ናትና ትዕዝብቲ ኣሎና። ስለዚ ብይቕረታ እዛ ጉዳይ እንተትዓጽዋ ምሓሸት።
ኣንታ ኣያ ረዳኢ ኔው እንዶ በሎ ናይ ካልኦት ናትካ ግበር ፡ ነዚ ቀሪቡልካ ዘሎ ሕቶ መልሲ ሃብ ፡ ገንዘቦም ምለሰሎም ፡ ምስሰልጠነ ጉዳይ እንተለካ ኣብ በይንኹም ወድእዎ።
ቀጣፊ
Teredade mrrdae yhaish
ረድኢ መጀመርያ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ብትክክል መልሲ ሃበሉ:: ሃለዉለው እናበልኻ ኣይተሽካዕል:: ነዞም ሰባት ድማ ገንዘቦም ሃቦም::
Metaleli naka eyu Astergami zedlyeka Lekbat mleselom Genzebom
ያ ደንቆሮ እንትኣዳኻ ኣፍሊጥካ ናይ ፍትሒ ወዲ ማይ ጠላሚት
Bal mlu habo agoka trah ayana redi
ዝበላዕኩሞ ምለሱ ብሰማይ ከይትኽሰሱ ፡👎👎👎👎👎👎
Sekit seraki lekbat haswi mednagre
ኣነ መቸም subscribe ገይረካ ዝነበርክይ ስሒበ እየ።
Ewae entay eyu ezi kulu kolel werarat hJumat damtsaka Ghenzebu habwo meniseyatna komuu gerkum hiwetom kxeliu aytgberwom aboy very sad
ተፈልጥካ ኢካ
Seraki leba
እዚ ሰብኣይ ብሓቂ ንድሕሪት እዩ ወዲቑ ዝኣርግ'ምበር ዝልብም ሻዕቢያ የለን ክንደይከ ሃለውለው የብዝሕ እዩ
ቅንዕና እንተለካ ከፊልካ ወድእ
Hatewutob yhakleka lekbat Genzebom Mleselom ????
ሰራቒ