ኤርትራ ብከመይ ትምሓደር ኣላ ? ብከመይ'ከ ክትምሓደር ኣለዎ? - ዕላል ምስ ምሁር ፖለቲካል ሳይንስ መርሃዊ ወልደሚካኤል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 13

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ቀጽሊዉ አብ እራኤል እዉን ከምኡ ኢዩ❤❤❤❤

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሓውና ዝነግረና ዘሎ ናይ ፖለቲካ ፎርሙላ መን እዩ ሰሪሕዎ፧ ንጥቕሚ መን ተሰሪሑ፧ ንዓና ከ የዋጽኣና ድዩ፧ ንባዕሎም እቶም ዝሰርሕዎ ከ ብሓቂ ይጥቀሙሉ ድዮም፧ ኢልና ክንሓትትን ክንመራመርን እንበር በቃ ኣሜሪካ ስለዘጽደቕዎ ንሕና ናይ ክንጥቀመሉ ግዴታ የብልናን፡ ንዓና ዘርበሓና ናይ ፖለቲካ ቀመር እንተኮይኑ ክንጥቀመሉ ዘየርበሓና እንተኮይኑ ከኣ ክንጉሕፎ ኣለና በሃላይ እየ፡ ኣሜሪካ ከኣ ዲሞክራሲ ተጠቀሙ ኢላ ተእውይ ንረብሓኣ እንበር ንረብሓ እተን ሃገራት ኣይኮነትን፡ ኣብ ኣሜሪካ ከኣ ሓደ መዓልቲ ህዝቢ ፕረዚደንት መሪጹ ኣይፈልጥን እዩ.

  • @Nowadays-qv5xq
    @Nowadays-qv5xq 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሜሮን ንመርሃዊ ብኸመይ ክረኽቦ ንኽእል ብዛዕባ እቲ ዝህብዎ ትምህርቲ ፧

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @danieltesfamariam-ni7wp
    @danieltesfamariam-ni7wp 2 หลายเดือนก่อน

    Mera and meri xbuq astemhro yekenyelna b power point ztedegefe gieru enter zgebrylna timhrti xbuq neyru

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 หลายเดือนก่อน

    Wc my brother ❤❤

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas 2 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ንD/R ሲራጅ ኢባ ኣምጻልና ዋላ ንሱ'ውን ምሁር ፖሎቲካል ሳይንስ ኢዩ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 2 หลายเดือนก่อน

    ሓው ሜሮን :
    ሕጂ ግርም ;
    ነቲ ጥቅሚን ፍረን ዘይብሉ ቆዮቋታት መንእሰያት ደው አቢልካ ከም ክቡር ሓው መርሀዊ ምሁርን ምኩርን ዓዲምካ ኩሉ ዜጋ ብፍላይ ብርጌድ ንሐመዱ አብዚ ሐናጽን ጠቃምን ዓሲሉ ቃልሱ ከቀላጥፍ ከዕውትን ምስራሕን አዝየ የመስግነካ ; ክትቅጽሎን ሓደራ ይብለካ::

  • @hbahta
    @hbahta 2 หลายเดือนก่อน

    Hi Meron, ንመርሃዊ ወይ ንኻልኦት እዚኣ ሕቶ ሕተተለይ።
    ካብኩለን ኣውራጃታት ዝተዎጽኡ ቦርድ ገርካ ቃልሲስ መዎጸኤ ዶ????

  • @SomariSomari-y1u
    @SomariSomari-y1u 2 หลายเดือนก่อน +1

    መሮን ካልአ ሓሳብ ኣብቲ ሀገርንና ክሰረት ድለት ናይ ኩሉ አርትራዊ እዩ ከም ብዓል ሙልገታ እንዳ ኣምፃኻ ክብረት ናይ ሀገርንና ኣይትተናኽፍ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      Kulu wedi hager tekawami tekoynu,ayedliyenan eyu aybhaln eyu.kulu degafi dyu tekawami hasabu kehlf alewo.n Esseyas sle zxerefo kterhiko aleka malet dyu.mfililay zbhal yelen.ezi eyu kea eritrawi key ewet zgebro zelo

  • @YonasAbraham-g5r
    @YonasAbraham-g5r 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሜሮን እንታይ ክብለካ ገፈጥ መፈጥ ኣኪብካ ትውዕል ደለካ ኢድካ ኣይትሳን ክብለካ ይደሊ እምበር ኣነ ባውራጃ ክጻረፍ ዝውዕል ኣብ ትግራይ ኣትዩ ንህዝቢ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ዝብል ሰብ ወላ ውን ኣብ እስራኤል ዝፈጽም ዘሎ ውን ገዛኻ ሓንቲ መራሰኒት ትከውን ከምዘላ ክሕብር ይፍቱ

  • @Nowadays-qv5xq
    @Nowadays-qv5xq 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሜሮን ንመርሃዊ ብኸመይ ክረኽቦ ንኽእል ብዛዕባ እቲ ዝህብዎ ትምህርቲ ፧