Waka TM: New Eritrean Series film 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 814

  • @SirakFrezghi
    @SirakFrezghi 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +563

    ኣቱም ሰባት ኣደይ ማርያም ብር ክትብሉ ሓጎስ ትሃብኩም ❤❤

    • @fnantedros4610
      @fnantedros4610 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

      Amennn haweyyy❤❤❤

    • @YirgaBerhane
      @YirgaBerhane 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      Amen 🙏

    • @SelameySelamey
      @SelameySelamey 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      amen amen amen

    • @AwetWeldezgi
      @AwetWeldezgi 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen amen amen

    • @awetmussie9800
      @awetmussie9800 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen 🙏

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +62

    ብእውነት ውሽጠይ ኸመይ ደስ ኸም ዝብሉ ሻምን ስዳይን ብሓደ ምኸኖም ዓሽሽሽሽሽ❤❤❤❤❤😂😂😂 እስከ ኸማይ ደስ ዝብሉ ሊይኸ ❤❤❤❤

  • @Fanat-w1n
    @Fanat-w1n 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +190

    Bejakum lemaenti like habuni please bshm tselim metsba bejakum

  • @tsnat2ፅንዓት2
    @tsnat2ፅንዓት2 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +210

    ኣበይ ኣለኩም ቅኑዕ ልቢ ዝወነንኩም 500 ኣብፅሑኒ ደምሩኒ ደቂ ዓደይ❤❤

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ገይረልኪ ግብርለይ ንስኪ እዉን ክብርተይ❤

    • @سميره-ه8م
      @سميره-ه8م 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ገይረልኪ ማዓረይ❤

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@سميره-ه8م 🙏❤

    • @m.g5367
      @m.g5367 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen zeyada❤

    • @HagerSebuq4ot
      @HagerSebuq4ot ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@tsnat2ፅንዓት2 youtube.com/@hagersebuq4ot?si=SJPqpzHaUuOwFbyZ

  • @DejenWelu
    @DejenWelu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +253

    መበል 12 እየ ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኩም ንኩሉኩም ደቂ ሰባት ❤❤❤❤❤❤

    • @YirgaBerhane
      @YirgaBerhane 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen 🙏

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen3❤

    • @SaronSiele
      @SaronSiele 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Amen amen amen 🙏🙏🙏

    • @berhaneaster2399
      @berhaneaster2399 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Amen amen amen 🙏

    • @FthawitRezene-f4q
      @FthawitRezene-f4q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen (3)

  • @Zebibeyob-h5p
    @Zebibeyob-h5p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +81

    Wawwww nay mewdata des ziblkum kmezi kemay like❤😂😂

  • @SamirahSam-w4k
    @SamirahSam-w4k ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    ብጣዓሚ ደስ ባህሊት ፍልሚ
    አድናቅት ግራዋ እየ ካብ ትግራይ

  • @berekettewelde3044
    @berekettewelde3044 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +53

    ግራዋ ነዛ ፊልም ብጣዕሚ መቐረት ሂብዋ ኢዩ ።ካብ ጌግኡ ዘይምሃር ሰብ የለን ። ንኹሎም ስነ ጥበባውያን ብልቢ ነመስግነኩም። ❤❤❤

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +44

    *_ብጣዕሚ ደስ ልብል ኣወዳድኣ በተለይ ከኣ ሻም & ሰዳይ መጨረሻ ብሓደ ምኳኖም ከምዚ ኸማይ ደስ ዝበሎ ኣቦ ሰዳይን ግራዋን ከኣ ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን❤_*

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +23

    ኳዓ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣወደአኩምጎ ሮቤታችን❤🎉

    • @HzbawitKeshi
      @HzbawitKeshi ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      አሜን ጎሮቤታኘን

    • @loriwaterson6852
      @loriwaterson6852 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen 🙏

    • @MeronTesfit-of1nj
      @MeronTesfit-of1nj ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen brkti seb ❤❤❤❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ትቅፅል ነይርዋ ትብሉ እስኺ😍👌

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    ብሩካተይ ሓጎስኩም ብንሳን ወዳይ ይምላእ ገዛኩም
    ካብ ኩፉእ ዘበለ ነገር ብቅዱሳና ይሓልወና አሜን❤❤❤🙏

  • @endiamo10
    @endiamo10 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +44

    ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️
    ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄
    ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹
    ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊
    ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔
    ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫
    ክርትምትም ዋላ እንተበለ💔
    ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸
    ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ 😃
    ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨
    ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊
    እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ
    ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏
    እምነት ፍርሓት ኣምላኽ ጽላል
    ናይ ኩሉ ነገር ኢየን.
    ኣማልኽ ክኣሊ ኩሉ🙏

  • @selameuderetey7076
    @selameuderetey7076 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ናይ በሓቂ ዝበለጸት 2024 ጽብቅቲ ፍልም

  • @Eyou-pi2ie
    @Eyou-pi2ie 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    የቅንየልና ብጣዓሚ ቆንጆ ድራማ ነይራ
    መወዳእታኣ ደሞ ዋው 🙏

  • @ሳሚ..ብርሃነ.100
    @ሳሚ..ብርሃነ.100 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ክትውድእ ኣይነበራን ባእእእእ love you deqi ereyyy❤

    • @ሶሊጋልሱዳን
      @ሶሊጋልሱዳን ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Love you too 😘 wedi erey❤❤❤❤❤

  • @rutahaylemariyam7376
    @rutahaylemariyam7376 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ዋውው ኣዝያ ብልፅት ስራሕ
    ኣድናቂት ናይ ዲቦራ እየ 🥰🥰🥰

  • @ft-zl7tz
    @ft-zl7tz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሰብ ዝዘርኦ ዩ ዝዓጽድ" ኩሉ ነገር ዋጋቲ ትህቦ ዩ ዝምለሰልካ ❤❤❤❤❤

  • @KisanetBelay
    @KisanetBelay 37 นาทีที่ผ่านมา +1

    Wawi wawi wawi fantastic 👏 👌 👍 teamri

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +47

    ነዛ ጹሑፍ ተንብብ ዘለኻ/ኺ !
    ኣምላኽ ካብ ኮሮና ይሓልኹም!

    • @heniasmera
      @heniasmera 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      Corona alo du 😂😂

    • @fhifhu2625
      @fhifhu2625 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣሜን🙏😂

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ካብ ኮረና ዝኾኑ ሰባት ማለትካ ዲዩ 😂😂😂

    • @ኣርያምይቲብ
      @ኣርያምይቲብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሐጂ ኮሮና ኣሎ ድዩ

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ኣርያምይቲብ ኮሜንት ልመና አምበር ክክክ

  • @senaitmihreteab9186
    @senaitmihreteab9186 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    Congregation ኣቦ ሳዳይ 🎉🎉
    እንኴ እዚ ረኣኻ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
    እመንዮ ንፍቅሪ ❤️waww waww ደራሲን ዳይረክተር ምስጋና ይግብኦም 🙏🏻🙏🏻
    ደራፊት ምስታ ድራማ waww ❤️❤️👏🏻👏🏻👏🏻109%✅✅

  • @Milen500
    @Milen500 46 นาทีที่ผ่านมา +1

    So sweet ❤❤❤ END

  • @lulit7119
    @lulit7119 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ohhh I really enjoined this movie
    - ባህልን ክብርን ዝዓቀበት
    -ከተማን ገጠርን ዘኣንገደት
    ተፈጥራዊ ጽባቀ መሬትን ፍርያት ዓድናን መነባብሮናን ዘማቃረሐት
    -ፍቕርን መስዋእትን ዝመጠወት
    -ሓጎስን ጓህን ዝዓንገለት
    ኣብ መወዳእታ ከኣ ሕጉስ ዕጋበት (happy ending ) ዘኣንገደት ብልጽቲ ፊልም.
    ደራሲን ተዋሳእትን ኣዚኹም ክትምስገኑን👏🏽👏🏽 ክትተባቡዑን👏🏽👏🏽👏🏽 ይግባኩም🙏🏽. የቀንየለይ.

  • @Tsigedejen-h1g
    @Tsigedejen-h1g ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @gshhdh5051
    @gshhdh5051 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ዋው ፊልሚ ማለት ብጣዕሚ ጽብቅቲ ካብ መጀመርያኣ ክሳዕ መፈጸምታ ዝዓገብኹላ ብጣዕሚ ንፉዓት❤❤❤

  • @bryegaldiesae
    @bryegaldiesae 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Wawwww ደስ ዝብል ስራሕ ፅፉፍን ብሉፅን ስራሕ ነይሩ ቀፅልሉ ኣደይ ማርያም ካብ ክፉእ ዘበለ ኩሉ ትሓሊኩም/የና❤

  • @fikrtemariamdemoz8564
    @fikrtemariamdemoz8564 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እጅግ በጣም ጥሩ እና አስተማሪ ባህላዊና ዘመናዊነት የተሟሉበት ጥሩ ያልሆኑ ሰዎች መጨረሻቸው ምን እንደሆነ የሚያሳይ ፊልም ነው። ከናንተ ብዙ መማር ይቻላል።

  • @Diamond.Dc2
    @Diamond.Dc2 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    እንቅዕ ዛዘምኩማ ረባቢጽኩም ወዲኢኹምና ኢኹም ግን ቤላ ወዲኹማ ብሰላም 💞💞💞💞

  • @SARAAMIR-x9y
    @SARAAMIR-x9y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደስባሃሊት ደራማ ነይራ ኣወዳድኣኣለ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ኩሎኩም ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓሳብ ልብኩም የስመረልኩም 🌺 ዘይውዳእ ሽሻይ ይሃብኩም ብር ናበልኩም ተሓጎሱ 🌺

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እዛ ኣዚየ ዘድንቃ ሓያል ፍቅራዊት ፊልም ሰዳይን ሻምን ዕምበባ ጽጌረዳ ክትመጽእ ኩሎም ደለይቲ ሰዳይ ክም ዊሒጅ ስንጪሮ ክረምቲ ብዝተፈላለየ ማኣዝን ክፈሱ ይራኣዩ ግን ሰዳይ ኣብ መወዳእታ እቲ ኣዚዩ ዘፍቅራን ሰዳይ እተፍቅሮን ሻም ደኾን ይወስዳ ይኸውን ኣብ ምልክት ሕቶ እያ ዘላ።ሰዳይ ሰዳይ ኮይና መሬት በቃ ከላ ሰዳይ ትብል ኣላ መሬት ሰዳይ ናይ መን ኢያ ሎሚ ምዓልቲ ትጋሃደላ ዕለት ክትከውያ።
    ❤🌸❤🌸❤🌸🎉💐🎉💐🎉💐🏵️💐🌸🏵️💐🌸🏵️💐🌸🏵️💐🌸!!!

  • @AdonayWelday
    @AdonayWelday 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ገለ ዓይነት ብሓቂ🌍🥰🙏

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዋይ ማርያምን ኣሳጉምኣን ኣወዳድኣን ብጣዕሚ ደስ ትብል እዚ ከኣ ብስለት ናይ ሚካኤል እያሱ ሃርሞንይ እዩ ዘርኢ እሞ ብሉጽ ስራሕ ሃርሞንይ thanks a lot ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Eruna757
    @Eruna757 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ገለዓይነት 😇🇪🇷✨

  • @DianaRezene
    @DianaRezene 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Eta zbelexet nay 2024 film xbuq srah deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤

  • @mhretnegash738
    @mhretnegash738 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኡፍ እንቃዕ ከም ትምኒተይ ተወደአት❤❤

  • @briktifissehaye
    @briktifissehaye ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጸሊም መብጽዓ❤❤❤🙏🙏🙏thank you all the crews 🥰🥰🥰

  • @HelenZeray-d1w
    @HelenZeray-d1w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ደስ ዝብል መፈጸምታ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋው ብጣዕሚ እየ ታሓጉሰ ሰዳይ ምስ ሻም ምምርዓዋ ዲቩ & ሳባ ታዓሪቀን ኩሉ ግዝየ መጨርሺታ ናይቶም ቁናዓት ልቢ ምኳኑ እቲ ዓወት ኣምሂርኩምና ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ወዲሰብ በጃኩም ልብና ቅንዕናን ፍቅርን ንምላኣዮ ፅልእን ህልክን ንግደፍ ፅባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ።❤❤❤❤❤❤

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋውውውውው እታ ኹሉ ጊዜ ዝተተተስፈኹዋ ሓሳበይ ሰሚራ ፍቅሪ ሰዳይን ሻምን ተፈጸመ ጻሓዮም መሊኣ በሪቃ ፍቅሮም ሲዒራ እንቋዕ ሓጎሰኪ ሰዳይ እንኳዕ ሓጎሰካ ሻም ተፈጸመ።ናይ መወዳእታ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ኤረ!!!
    ❤🌸❤💐😍❤🌸❤💐😍🎉🌸🎉💐🎉🌸😍🎉💐🌸🏵️🏵️🏵️💐🌸💐🌸!!!

  • @WintaTesfalem-o3d
    @WintaTesfalem-o3d 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዋውው ብጣሚ ጽብቅቲ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SasaDad-b1z
    @SasaDad-b1z ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋወወ ብጣዕማ ፅብቅት አባታ ቦታአ ዓርፋ አብዛ ድራማ እዚ ዝትስታፍኩም ዕድማ ጥዐናና ይሃብኪም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዋዋዋዋዋዋዋዋዋውውውውውው😮😮😮 ብጣዕሚ ትምሰጥ ውይይይይይይይ ዓወት ብዓወት ሰላም ንዓኩምምምምም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbebaTilanhun
    @AbebaTilanhun 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋዉዉዉዉ ገራምት አወዳድአ ❤❤❤ንኹላትና ንፁህ ልንብን ፍቅርን የዓድለና አምላኽ

  • @ZeTewahdo14
    @ZeTewahdo14 2 นาทีที่ผ่านมา

    እንዃዕ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈጸመኩም👏ሰዳይ&ሻም❤

  • @hagerniguse3717
    @hagerniguse3717 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Mebel 22 Baeley like eba habuni des kbleni ftwatey❤❤❤

  • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
    @ጎልዞምጀጋኑፈረ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    የቀንየልና ሓላላት❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏👌👌

  • @SalihMousa-v8o
    @SalihMousa-v8o 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Adneqti badsha like giberu ❤❤❤

  • @HusHus-gz5kj
    @HusHus-gz5kj 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Wawww namber 1perfet filim 👌👌💯💯💯🔥🔥🔥

  • @aumhayat7218
    @aumhayat7218 48 นาทีที่ผ่านมา

    Gele aynet mewedaeta ❤❤❤❤❤❤ ayni abaykum ydefen yehwatey thank you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MerhawiBahta-qc2bm
    @MerhawiBahta-qc2bm 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Waww wawww kemziya film ayraakun kef alewa good job 👏 👍 ❤🎉

  • @KbromGebretnsae-j1c
    @KbromGebretnsae-j1c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Adneqti teklit kndey alekum like ❤❤❤❤🎉

  • @mengshaile2805
    @mengshaile2805 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ፊልሚ ትግሪኛ ዛዓገብኩላን ዝበለጸትን ፊልም❤❤ መጀመርታኣን መውዳእታኣን ይበልልልልልል 👌👌👌👌👌

  • @fxumselomun5083
    @fxumselomun5083 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Wow nice movie Deqi Erey Marey🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MikiBoy-o6l
    @MikiBoy-o6l 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣወዳድኣ ኣተሓጎስኩላን ቀልጢፋትኒ ግን ጽብቅቲ ፈልም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yowhanamail7100
    @yowhanamail7100 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wow Btaemi Des Eluni mera sham&Seday Mewedaeita feteyom Beqa deqi Erey Shikorat Zeytmno film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🤴❤👸❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    So great , Thanks hermoni ጹቡቅ ኣቀራርባን ኣፈጻጽማን። ቡልጻት ተዋሰእቲ ዉን ብ ልክዕ ለቢሰሞ ኣምላክ ን ክሉኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተካፈልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🤜🤛🇪🇷

  • @tsigeabreha3374
    @tsigeabreha3374 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ❤❤❤❤❤❤

  • @DanielEyasu-ne4si
    @DanielEyasu-ne4si 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ገለ ዓይነት ብጣዕሚ ጽብቅ መፈጸምታ❤❤❤

  • @EfremMasho
    @EfremMasho ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንቅድም ነቲ ኣጀሚሩ ዘወዳኩም ልዑል ፍጣሪ ምስጋና ይኩኖ ቀጺለ ንዓኩም ዕድመንን ጥዕናንን ይምነየልኩም ፡ ከዚ ዝበለ ስራሕ የለንን

  • @SelamSereqe
    @SelamSereqe 17 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwwww eritrean movie btaemi xbqti tefexeme❤❤❤❤❤

  • @DianaTeame-ni2ex
    @DianaTeame-ni2ex 16 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwww ademen tenan yhabelena akulatkum ❤❤❤❤daki Erey ❤❤❤❤

  • @abrhamtadese1220
    @abrhamtadese1220 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሻም ሰዳይ ናይ ብሓቂ ያ ልባ ዓንቢባ ስለዚ ዝዓንበበት ልቢ ከትቆምስላ ሓደርኻ ።ንዘላለም ወኣለም መናብርትኻ ትኹን ብፍቕርን ሓጎስን ሕለፍዋ ዛዓለም።

  • @NxhtiTewelde
    @NxhtiTewelde 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Eway bhaqi ab xubuq zazimkuma nberuley deqi erey muqurat ❤❤❤❤bejakum bkale srah knxbeyekum ena bezom tewasaeti 🎉🎉🎉🎉

  • @RimAdgoy
    @RimAdgoy 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thanks for alot enjoying us, thanks allllllllllllllllot

  • @danayitkbrom9307
    @danayitkbrom9307 47 นาทีที่ผ่านมา

    ዋውውው ፅብቅቲ ኣወዳድኣ ❤❤❤❤❤

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wawwwww kulu seb nay edu rekibu❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣስሜ-ደ6ቀ
    @ኣስሜ-ደ6ቀ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ❤🎉

  • @EyobMaekebay-hi3jz
    @EyobMaekebay-hi3jz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋው !! ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መፈጸምታ ❤❤❤❤❤

  • @tirhasandemicael9909
    @tirhasandemicael9909 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሐቅ ማሀርት ሙብ ደስ ትብል ንኩሉ ከከም እዱ ረክቡ ክላትኩም ንፍዓት ቀጽልዎ ❤🇪🇷🙏🏾

  • @እንደርታ
    @እንደርታ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውውው ደስ ክብል ኣወዳድኣ👏❤❤❤

  • @wasiemahamed9037
    @wasiemahamed9037 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋዉዉዉዉዉ ዝገርም መፈፃምታ❤❤❤❤❤

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    thank you harmony blxti srah❤❤❤

  • @FANUSfqri11
    @FANUSfqri11 29 นาทีที่ผ่านมา

    Nmntay twdiewa keymenenaya 🥺Anway btami agibna xbuk srah ❤ bkalie thzto temelosna 🇪🇷❤

  • @kibram6805
    @kibram6805 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Btaemi xbkti teketatalit film xbuk mefexemta tebareku.🙏🏽❤️👏🏾

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 57 นาทีที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ትብል fillm ❤❤❤

  • @semharmatios652
    @semharmatios652 34 นาทีที่ผ่านมา

    Great movie from start to ending. Thank you❤❤❤

  • @yowhanachannel8563
    @yowhanachannel8563 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Waw btaemi xbuk neyru ❤

  • @mili_Tube23
    @mili_Tube23 42 นาทีที่ผ่านมา

    ዋዉ ገለ ዓይነት ኣፋፃፅማ❤❤❤😊

  • @TigstiWerie
    @TigstiWerie 39 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwww bitaeme blux srah ❤❤❤❤ edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kasay67
    @kasay67 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽብቅቲ ፍልም🎉❤

  • @SaraYemane-s6d
    @SaraYemane-s6d 8 นาทีที่ผ่านมา

    Just wow! This is masterpiece movie🎉
    Congratulation deki erey well done💐🎊

  • @fifififi-zd5ch
    @fifififi-zd5ch 18 นาทีที่ผ่านมา

    Nay behqi belxti nay 2024 Aseyyyy sham &seday Congratulations ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dallastesfalem562
    @dallastesfalem562 44 นาทีที่ผ่านมา

    Congratulation ekae butsubuk tewedat nay bhaki tsubuk srah deki eri❤❤❤

  • @Merhawit-nz9ql
    @Merhawit-nz9ql 46 นาทีที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ አየ ክናፍቀኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉ፍልም ማለት ከምዚ አዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @EdenEden-w5z
    @EdenEden-w5z ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋው ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣወዳድኣ ፊልሚ ከምዚኣ ኣይ ተራእየን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semharAraya-l8l
    @semharAraya-l8l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጽብቅት ድቂ ኤራትር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HelenTesfu-o6l
    @HelenTesfu-o6l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wawwww 🎉🎉🎉🎉❤❤❤Bietamie Xebuk Awadadea Nenatu Rekibu kulu

  • @MeryLoveuw6cd
    @MeryLoveuw6cd ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውውውውው ደስ ዝብል ኣፈፃፅማ ❤❤ኣብ ሂወት ብዙሕ መስናክል እዩ ዘሎ ብዓቅል ትዕግስትን ምስ ትሓልፍ ግን መጨረሽኡ የዕውተካ እዩ :: ቅኑዕ መንገዲ ዝክተል ሰብ ኩሉ ግዜ ኣምላክ ምስኡ እዩ ተመስገን ❤ ሻም ሰዳይ❤ ዝፈትወኩም

  • @senaitmihreteab9186
    @senaitmihreteab9186 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስይይ እስይይ እልልል እልልል 🎉🎉🎉
    Congregation ሻም &ሳዳይ ❤️❤️❤️

  • @senayttaye-r2e
    @senayttaye-r2e 3 นาทีที่ผ่านมา

    The ending was fantastic!👏👏👏👏

  • @medhaniemeharzghi4394
    @medhaniemeharzghi4394 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ቅዱስ ተግባር ቅኑዕ ተግባር ዘሎዎ ን ሕማቅ ተግባር ፈራዲ ኡን ፈዳይ ሕነን ኣምላኽ ምኻኑ ተረዲእኒ praud of this film.

  • @HanaGirmay-ft1fc
    @HanaGirmay-ft1fc ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Betami xubuq film wawa zbleli eyu 🙏♥🥀🌎💍👑

  • @AffectionateCasualShoes-gy8hp
    @AffectionateCasualShoes-gy8hp 8 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwwww btami des elni btami xbuq afaxaxma ❤🎉🎉😊

  • @rodasariaya-cl6wk
    @rodasariaya-cl6wk 52 นาทีที่ผ่านมา

    Wawww btaimi xbkti filmi ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Bereket-xg3xq
    @Bereket-xg3xq 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ ክትብለካ ፊልሚ ደቅ ኤረይ ሓላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GirmawitAnde
    @GirmawitAnde ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wow mewedaeta gele aynet film deki erey shikorinatat ❤❤❤❤❤

  • @Mensuramir-u1d
    @Mensuramir-u1d 23 นาทีที่ผ่านมา

    Congratulations 👏🎊 sedayin & Sham ❤❤❤❤❤❤

  • @QualisInternationalCertificati
    @QualisInternationalCertificati ชั่วโมงที่ผ่านมา

    WELL DONE it's impressive 👏👏👏BRAVO to all 🥰 waiting more great work .

  • @lelti0Brhan
    @lelti0Brhan 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውው ደስ ዘብል ኣፈፃፅማ የቀንየለና ቡሩካተይ ኣብ ሂወት ብዙሕ እዩ መስገደል መጨርሽኡ ግን የዐውተካ እዩ ❤❤ቅኑዕ መንገዲ ዝክተል ሰብ ኩሉ ጊዜ ኣምላክ ምስኡ እዩ ተመስገን ፀሊም መፅባዓ 💚ሻም ሰዳይ💘 ዝፈትወኩም❤❤❤❤

  • @temarwelday4645
    @temarwelday4645 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The best movie ever. Thank u to all team. Hope to see you guys in future with wonderful movies like this. ❤❤❤