ምሕላፍ የለን! 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 358

  • @user-lx9bv5md8w
    @user-lx9bv5md8w 13 วันที่ผ่านมา +34

    ane Henok ybhal nay abyel teketali nere kab hji gn nabti haqena tewahdo haymanotey temelise aleku kbri nfetari temesgen amlakeyy kbret yhabeley

    • @godolyastube4733
      @godolyastube4733  13 วันที่ผ่านมา +9

      እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ ፍቁር ኃወይ

    • @debesegaltewahdo456
      @debesegaltewahdo456 12 วันที่ผ่านมา +3

      ተመሥገን እንካዕ ሰላም መፀእኻ❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา +1

      Enqa bselam mexaka marey egziabher amlak ab betu yenbrka🙏✝️❤️

    • @tiftoberhe3320
      @tiftoberhe3320 12 วันที่ผ่านมา

      Enqae ane lbonaka kefetelka amlak kubur hawna egzabiher ymsgen amen

    • @luwammedhane1470
      @luwammedhane1470 8 วันที่ผ่านมา +1

      Ekoe egziabher Amlak ayni lbonaka kefetelka 🙏

  • @AbielTesfay-p8g
    @AbielTesfay-p8g 14 วันที่ผ่านมา +62

    ሃይማናትና✝️መልሲ ከም ዘለዋ ኢና ንፈልጥ❤ሓደራኻ ከይተሕልፎም ንኹሎም ኣኣብ ሰዓቶም ብመጽሓፍ ቅድሳዊ ጌርካ ጥርይ ኣወድኣዮም መምህረይ❤እመ ብርሃን ምሳኻ ትኹን❤

    • @Akheza-jt1zs
      @Akheza-jt1zs 14 วันที่ผ่านมา +3

      ❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +2

      Nay bhaki ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 14 วันที่ผ่านมา +3

      ኣሜን❤ምስ ኩልና❤ትኩን❤እመ ብርሃን❤ንዘልኣለም❤

    • @አነዘ-ክርስቶስ
      @አነዘ-ክርስቶስ 13 วันที่ผ่านมา +1

      ረቡኒ❤❤

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 10 วันที่ผ่านมา

      ሀይማኖትኪ ዘይኮነ ክሮስቶስ ዩ መልሲ ዘለዋ, አብ መጹሓፍ ቁድስ አምቡቡ

  • @EagerBlackKitten-zy7tt
    @EagerBlackKitten-zy7tt 14 วันที่ผ่านมา +25

    ፍቁር ሓውና መምህር ስልጣን ቓለ ሂወት የስመዓልና ተባረኽ ብሩኽ ሓውና ።ብዙሕ ተማሂርና ግቡእ ግብረ መልሲ ።ኦርቶዶክስ ናይ ጥንቲን ንዘለኣለምን።orthodox tewahdo for ever.❤❤❤❤❤❤ Am happy Am orthodox tewahdo.

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 14 วันที่ผ่านมา +31

    #ፍርቂ ፍርቂ
    ፈታሒ እሱር መላሲ ሕቶ
    ንስኻ እትገብሮ ኣበርክቶ
    ልኡኽ እግዚኣብሔር ማንም ዘይዓግቶ።
    ውፍይ ኢኻ ንፉዕ ሰባኺ
    ብሃይማነቱ ውሕሉል ደራኺ
    ድንግል ማርያም ሓልውዮ ባዕልኺ።
    ጅግና ኢኻ ጅግናን ፈረቓን
    ኣዴኻ ዝሰደደትካ መሪቓን የዕጢቓን
    ስግኣት ኮይንካዮም ንመናፍቓን።
    ከምቲ ስምካ እወ ባዓል ልዑል ስልጣን
    መድሃኒት ፈውሶም ንኣበጣን ቃቒጣን
    ሕጂ ይፍለጥዎ ጽራይን ዱቋን።
    ኣሕፈርካዮም ገጽብገጽ
    ኣብ ማእከል ኣባጊዕ ኔሩ ሓርገጽ
    ነዚ ዝኣመኖ ሕጂ ይቀረጽ።
    ኣነ ኢየ በሎም ስልጣን ከሰተ
    ካብ ዝውለድ ካብ ዝብል ታተ
    ካብ ዝዛረብ ኣፈይ ከፊተ
    ካብ ዝመሃር ሓደ ክልተ
    ኣብ ሃይማኖተይ የ ተሰሪተ።
    ካብ ሃይማነቱ ዝወጸ ኮብሊሉ
    ብደጊኦም ሰብ ውሽጦም ተዃሉ
    ካባና ወጼዮም ንሕና ዝብሉ።
    ንዘይሕደስ ከሕዱሱ
    ብሓሳቦም ልዕሌና ክነግሱ
    ሲሒቶም ዘይመንገዶም ዘልገሱ።
    ገጽ ብገጽ እወ ቀባሕባሕ
    መንገዱ ዝሳሓተ ሕጂ ይንቃሕ
    ብዘይ ጸባ ኣይስተን ብራሕ።
    ኣብ ኦርቶዶክስ ተወሊዶም ዝዓበዩ
    ሕማቕን ጽቡቕን እናራኣዩ
    ስለምንታይ ደኣ ሕጂ ዝጻረፉ
    ባዶ ርእሲ ስልጣን ዝሃርፉ።
    ድሌትኩም ጸጋ ዶ ረብሓ
    ኦርቶዶክስ ዳኣ ቅድሜኹም ነቒሓ
    ወዲኣ ኣጽፊፋ ስራሓ።
    ሕጂ ግን የለን የማን ጸጋም
    ከም ቆልቋል ክትነብዕ ብዓጋም
    ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ
    ኦርቶዶክስ ያ ናይ ዘለኣለም ርስቲ።
    መናፍቓን ብሓባር ኩሎም
    ስልጣን ሓውና ዝኣኽሎም
    ስልጣን ሓውና ንገሮምም ትሓቂ
    ድሕነት የለን እምነት ፍርቂ ፍርቂ።
    ንጹህ ህዝብና ጻዕዳ ልቢ
    ክማሃር ዝደሊ ክዓቢ
    ሕራይ እምበር ዘይፈልጥ እምቢ።
    ምሳና ኔሮም ንዓና ዝመስሉ
    ሓቀኛ መሲሎም ዝድብሉ
    ካብ መረበቶም ዝኽብልሉ
    ዓገብ ንበሎም ብቑምነገር
    ንደርቤሎም ሓንቲ እምኒ ጸጸር
    ድሕሪኡ ቁምነገር ክፍጠር።
    ሓጎስ መዓሾ
    12/8/2021

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +7

      Breka ysesin egziabher amlak ybarkka marey❤❤❤🙏🙏❤

    • @MSASSR
      @MSASSR 14 วันที่ผ่านมา +6

      Woww❤❤❤❤

    • @JaWu-l5z
      @JaWu-l5z 9 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-md8pc3lw1o
    @user-md8pc3lw1o 14 วันที่ผ่านมา +18

    በእውነት ቃል ህይወት ያሰማልን ❤👏እግዚአብሔር ይሓልውኻ
    እዋይ ዘይሕፈር ምስ ሃዋርያ ማትሞስ ጳውሎስ ሓደ እና ብጣዕም የሕዝን ልቦናኡ እግዚአብሔር የብርሄሉ ናብ ቀጥተኛ ሃይማኖት ይመልሶ ኣታ ጉድ ክንሰምዕ እና 😊

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +1

      Entay ygber koynu egziabher amlak yhagzo ayne lbonu ykftelu😢😢😢

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 14 วันที่ผ่านมา +14

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ💐💜_

  • @HappyBoardGame-uy9wk
    @HappyBoardGame-uy9wk 14 วันที่ผ่านมา +15

    ስልጣነይ ኣነስ ኣትየ ክሰምዖስ ክስምዖ ኣይከኣልኩን ዘለዎ😢ናይ ትዕቢት መንፈስ ንርእሱ ምስ ቅዱሳት ታይ ኣለና ዝፈሊ ኢሉ ንስካ ተዘይ ትምልሰሎም እዞም መናፍቃን ክንደይ ሰብ መስሓቱ እኳ ዳኣ ኣምላክ ይመስገን ክንደይ ሰብ ነቂሑ ኣምላክ ንከይንጠፍእሲ ን ኣካን ከማካ ዝበሉ ኣቦታትና ሂብና ኣብታ ቅድስትን ኣፅናፋዊትን እምነትና የንብረና መዲሃኒ ኣለም

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 12 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @TubeMerkebselamTube
    @TubeMerkebselamTube 14 วันที่ผ่านมา +8

    መምህረይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ደቂ ተዋህዶዋይ
    150k ንብጽሐዮ ንዕኡ ይጥቅሞ እዩ
    ሸር ❤

  • @tretre-br2fv
    @tretre-br2fv 4 วันที่ผ่านมา

    ብስም ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ክቡር መምህረይ ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልካ🙏💒🕊♥️

  • @ደላይሰላም-ቐ6ቈ
    @ደላይሰላም-ቐ6ቈ 14 วันที่ผ่านมา +8

    ሰላም መምህር ስልጣን አምላክ ይባርካ ከይተቃርፆ ብፍፁም ቀሊል ሰብ አይኮንካን ተድሕን ዘለካ

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 14 วันที่ผ่านมา +17

    አሜን ቃል ህይወህ የስመአልና ስልጣነይ ❤️💙💙

  • @TsigeBerhie
    @TsigeBerhie 14 วันที่ผ่านมา +9

    ዕድመ ማቱሳላ ይሀብካ መምህርና

  • @genet440
    @genet440 14 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ከማካ ዝበሉ የብዘሐዮም ❤❤❤

  • @MichaleAmanuel
    @MichaleAmanuel 14 วันที่ผ่านมา +7

    እንቃዕ ብድሓን መጻካ መምህረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ob8je4gr7q
    @user-ob8je4gr7q 11 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህር ወንጌል ስልጣን ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣለኻ ቀጽሎ ነቲ ግጉይ ትምህርቲ ብሓቂ ጌርካ ተፍሽሎ ንፉዕ ተባዕ መንእሰይ ኢኻ ካብ ሓዝካዮ ጽቡቕ ጌርካ እቲ ናትና እምነትትን ርድኢትን ኣፍልጦም ገለገለ ሰባት እቶም መራሕቶም ንማርያም የምልኽዋ ንሚካኤል ገብርኤል ኢሎም ዝምህርዎም ንተዋህዶ እምነትና ክፈልጥዋ ንሕና እንኣምኖ ኣብ እግዚኣብሔርን ቅዱሳንን ዘለና ርድኢት ንገሮም መርሚሮም ዝምለሱ ኣይሰኣኑን ኢዮም ይፍለጥዎ እቶም ዘይፈለጥዎ ስልጣን ሓወይ ።
    ሰይጣን ንሚካኤል ጸሪፉዎ ኢልካ ሰሚዐ ኣበይ ኢዩ ጸሪፉዎ ምስ ምንጩ ክትገብሮ ጽቡቕ ኢዩ እዚኣ ግን ኣይበረሀትለይን ብውሽጢ ክረኽበካ ደልየ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል ?

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 13 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarka kbur hawey 🙏🙏🙏✝️❤️💙

  • @ምሰኩሉብፍቅሪ
    @ምሰኩሉብፍቅሪ 13 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን ክብሪ ንእግዚአብሔር አምላክ ይኩን እመ አምላከይ ክብሪ ምስጋና ይብፃሕኪ ፕሮስታንቲን ትዕቢት እያ ትምህር ኦርቶዶክስ ግን ትሕትና እያ ትምህርርርር ❤❤❤❤መምህረይይይይ ንበረልና❤❤❤❤❤

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su 10 วันที่ผ่านมา

    ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 13 วันที่ผ่านมา +1

    God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @user-qo4tu1jc2c
    @user-qo4tu1jc2c 3 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሄር አምላክ ነዐኦም ዓይነ ልበነኦይክፈተሎም ንአምንቲ አርቶዶክሰ ተዋህዶ ከዓ አብታ ፅንዕቲ ሃይማኖት የንብረና

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብኣካ ኮሪዕናን ኢና ስልጣን ሓውና ፍቃደኛ እተኮይንካ ተልፎንካ እባ ልኣከልና ነዚ ክንወከስካ ደልና ኣለና

  • @MuleyNuguse
    @MuleyNuguse 5 วันที่ผ่านมา

    ብስም ኣዴና ድንግል ማርያም ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባረክ

  • @user-sy2qg8iq2r
    @user-sy2qg8iq2r 14 วันที่ผ่านมา +3

    ቀጽሎ ጥራይ መም ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ጥቃለስ ኣለኻ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ።

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 12 วันที่ผ่านมา

    አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርና ንዕኡ ከኣ አግዚኣብሄር ዓይኒ ልቦንኡ ይኽፈተሉ ❤❤❤

  • @bsrat6782
    @bsrat6782 5 วันที่ผ่านมา

    ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 14 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን ክቡር መ ምህርና

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 14 วันที่ผ่านมา +1

    እዝጉኦ እግዝያብሔር ዓይነ ልቦናና ያብረሀልና 😢 ቃለ ህይወት ያስመዐና መምህር ስልጣን👏

  • @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
    @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ 14 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን በእዉነት አንስ 3 ዓመትይ እዩ ደካታትልካ ስልጣኑ ሓወይ ኹሉም እቶም መናፈቃን እንት መልስ እንደሕር ትህቦም ኑእሹትይ ያሓፉሩ እዩም ናይዘ አበለ ደቢሃል ገን ፈልይ ደብል እዩ ትዑቡት እግዚአብሔር ልብ ለደያ ዝኻፈት ለቦናእ የኽፋትሉ 😢😢

  • @ManarBeauty-fn7hh
    @ManarBeauty-fn7hh 12 วันที่ผ่านมา

    ባሓቂ ቃል ህወይት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና አግልግሎት ዘመንካ ይባረኩ ሰልጣነይ❤❤❤❤

  • @ወለታማርያም
    @ወለታማርያም 13 วันที่ผ่านมา +3

    ኦ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ነዞም ምአንቲ አዛ ቅንዕትን ርትዕትን ሓቀኛን ዝኮነት ሓንትን ዘይ ትድገም ዘይ ትጎድን ብኩሉ ምልአቲ ጎዶሎ ኣልቦ ዝኮነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማሎተይ ዝምህሩ የሕዋተይ መማሃራን ሰበክቲ ድያቆናት ክሎም ኮታስ ኩሎም መአንትኣ ብዙሕ ዋጋ ዝከፈሉ፡ ዝኸፍሉ ዘለዉ ክንደይ ነብሳት ካባይ ጀሚርካ ዘድሕኑ ዘለዉን ካብ ኣፍ ገበል ዘውጽኡ ዘለዉ ብጽላልኪ ካብ ሃደንቲ ናይ ድሃብሎስ ስራሕ ፈጸምቲ ሓልውልናን ጋርድልና ነዊሕ አድመ ሃብልና አንተ ንዓካ ከምዚኣ አንዳ ገበርና ተቓልዕም ዘለካ ሓይሊ ትብዓትን ኣፍልጦን ይሃበካ ንጉስ ❤ሓያል ❤ መድሓኒዓለም ብዕጽፍን ድርብን ኣሜን

  • @HaftomMillion-xe7fn
    @HaftomMillion-xe7fn 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ነዞም ናይ ሕጅ ነብያት ኢና ዝብሉ ሰባት ምስ ራኣኩ እዛ ጠቅሲ እዝኣ ይዝክር ንሑሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም።❤❤❤

  • @sarabirgadoeidah8624
    @sarabirgadoeidah8624 14 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኽብር መምህር ብሓቂ ክብሪ ዝግበኣካ እዩ ብዜካካስ ከመይ ምኮንና ቦ ኣነስ የታሓሳስበኒ😢❤❤❤

  • @Trhas-qx7jk
    @Trhas-qx7jk 13 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል አምላክ ይስምዐና ክብር ሓወና ፀጉኡ ይብዝሐልካ አምላክ ❤🌿❤🌿❤😍🌿🌿😍🌿❤🌿👏👏🌿👏🌿👏🌿

  • @brhenbrhen7005
    @brhenbrhen7005 13 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይመሥገን ኩብር መሞህረና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mogosasmera4831
    @mogosasmera4831 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen qale hiwet yesmealna🙏🏻 bmqxal ane hade kab adnektkan teketatali medebkan kem mkaney ajoka qexlo kemzi gierka etezey agalixkayom seabti kebzhu eyom ezom agannti ane kea ezi gbre melsi thbom ydgfo trah zeykonku abertika kitserhalun kemzi zelekayo netom ztefu zelewu yehwatna kimlesun eyu tmnitey ajoka btami nfui jigna xbuq meglexi bzkone🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
    @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 14 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ጸጉኡ የብዘሐለካ ክብር መምህር ና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MielatMelu
    @MielatMelu 13 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ቅል ህይወት የሰምዓልና ኮብረ ሕዊና🙏🙏🙏🙏

  • @Ahmad-hz4nw
    @Ahmad-hz4nw 14 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና 🎉🎉🎉

  • @tiebedebesay8448
    @tiebedebesay8448 13 วันที่ผ่านมา +1

    ምሕረት የውርደልካ ጥራይ ኢና ንብሎ ካልእ ንብሎ የለን ከምዚ ትዕቢተና ደፋር ሰብ ርኤ ኣይፈልጥን።

  • @bokarbokar6134
    @bokarbokar6134 14 วันที่ผ่านมา +5

    Sltan hawey Kem lbey 🥰.ezi kabti Des zbleni medebka Yu kexlo bzuh seb Yu zmehar.agelglotka ybarek edmen tienan yhabka!

  • @EsuH-t6i
    @EsuH-t6i 13 วันที่ผ่านมา

    Amen kalehiwet yesmealna kubur haw

  • @ሚካዊቸልሳዊ
    @ሚካዊቸልሳዊ 12 วันที่ผ่านมา +1

    I’m happy to be Christian Orthodox🙏 ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ስልጣን በሎም ድኣ ጨፍጭፎም

  • @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
    @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ 14 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ህይወት ያስምዕልና በእዉነት ፀጋኡ ያብዝሕልኻ ❤❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 13 วันที่ผ่านมา +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 13 วันที่ผ่านมา +1

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @meharigebretnsae8617
    @meharigebretnsae8617 13 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስምዕልና መምህረይ ስልጣን ሓውና ተባርክ ❤❤❤❤ ኣጆካ ንዚኣቶምሲ ኣስምዓዮም ሕማቅ ትሕትና ስንፍና ኢዩ ኢዚ ናይ እምነት ኢዩ ክግሰጹ ኢዩ ዘለዎም እዚ ናይ ኣገልግሎት ውንጌል ኢዩ ።❤❤❤❤

  • @KadirKadir-sw4gr
    @KadirKadir-sw4gr 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ዲያቆን ሰሊጣነ ሓውና🎉🎉❤🎉❤

  • @SaraSara-du4nl
    @SaraSara-du4nl 14 วันที่ผ่านมา +3

    አይ ስልጣናይ መቅስን ሃሃ ብለ ኪስማዓ ጸናሓ እግዚአብሔር አቤቱ ያፂናዒኻ❤❤❤😂❤❤

  • @mursidalam4370
    @mursidalam4370 14 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ህይወት ይስመዕልና❤
    ካግንየኻ የደልይ እየ 🙏
    ከይት ሓልፈን❤

  • @LuwamBERIHU-c3d
    @LuwamBERIHU-c3d 12 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 kal hiwet yesmealna kbur hawna ❤⛪️

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 14 วันที่ผ่านมา +3

    *_እንኳዕ ብስላም መፃእካ ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ❤_*
    _ዝተሓተቶ ዘይምልስ ግን🤔ተካል ሕቡሩ🤒_

    • @selamawitseyoum5884
      @selamawitseyoum5884 14 วันที่ผ่านมา

      ተካል ሕቡሩ ያ😂😂😂😂

  • @ShewitTesfay-y6o
    @ShewitTesfay-y6o 10 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet yesmialna kubur hawey ❤❤⛪🙏♥️⛪🙏♥️♥️🙏🙏🎉🎉🎉

  • @wudaseaweldensea7178
    @wudaseaweldensea7178 13 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 13 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ስላምኻ ይብዛሕ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉♥️🎉♥️🎉♥️

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 13 วันที่ผ่านมา +1

    ረቡኒ ቃል ሕይወት ያሥመዐልና❤

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 11 วันที่ผ่านมา +1

    Kalehiwet yesmalna, Egziabher ybarka zihawey kexilo.

  • @HftkialFsehaye
    @HftkialFsehaye 14 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ወታደር ናይ ከርስቶስ ኣምፀእዮሞ ዳኣ ህዝቢ ከድሕን ኣባካ ኹይኑ ዝዛረብ ዘሎ ኣምላከ ኣብሰብ ኹይኑ እዩ ዝግስፅ እሞ

  • @bereketbere4809
    @bereketbere4809 13 วันที่ผ่านมา

    Amen qal hiwet yesmalna 🙏🏼👍⛪️👏💐♥️⛪️

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 14 วันที่ผ่านมา +4

    እንቋዕ በሰላም መፃእከ ረቡኒ ይኃብ ለከ ጸጋ በዲበ ጸጋ ጥቀ ይአድም ተግሳጽ ዚአከ👌💙ያጽነአነ በርትዕት ኃይማኖት🤲🤍

    • @selamawitseyoum5884
      @selamawitseyoum5884 14 วันที่ผ่านมา +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🎉

  • @meggg292
    @meggg292 14 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንንን(3)ቃል ህይወት የስዐልና መምህርና💙🌹🙏

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 13 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ😢❤❤❤

  • @AbaditMatiwos
    @AbaditMatiwos 14 วันที่ผ่านมา +5

    ብንጤ ብጣሚ ደፋርት እዮም ኣነ ዝፍልጣ ቤንጠ ኣላ ጾም ኣይትፎልጥን ኢያ ዘይቲ ጸሚ እንተ እልካያ ክርስቶስ ጽሜለይን ሞይትለይን ኢዩ ኢያ ትብል

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 14 วันที่ผ่านมา +2

      Amlak ayne lbona ykftelom😢😢😢

  • @uipo7453
    @uipo7453 14 วันที่ผ่านมา

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና❤❤❤

  • @AsefuNhesu
    @AsefuNhesu 11 วันที่ผ่านมา

    Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey ❤❤❤❤

  • @MerryEthiopian-wh4vr
    @MerryEthiopian-wh4vr 13 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WediTigawu
    @WediTigawu 13 วันที่ผ่านมา

    አሜን፫ ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ሰልጣን ሓዉና ክንደይ ደስስስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልኻ👏♥️

  • @AftabAlam-em2jg
    @AftabAlam-em2jg 13 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ናይ ወንጌል ሓረስታይ❤

  • @user-su1xq1hp3y
    @user-su1xq1hp3y 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤መኹርዕ ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤

  • @ergalemsereke9772
    @ergalemsereke9772 14 วันที่ผ่านมา +1

    Amen(3) 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @FreyGebremichael
    @FreyGebremichael 13 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @ኣፀደኪማርያም
    @ኣፀደኪማርያም 13 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና👏❤❤❤

  • @hermonteklu212
    @hermonteklu212 14 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝተመስገነ ይኹን ኣመን ❤❤❤

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 13 วันที่ผ่านมา

    አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የበዘሐልካ❤❤🎉🎉

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 14 วันที่ผ่านมา +4

    ቀጽሎ ዘሓወይ

  • @FfyRfy
    @FfyRfy 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላምቃል ህይወት ያስመ ዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 13 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ቃለ ሰናይ ልበሙ ይኽፍቶሎሙ እንበረ ሰብ መካን ዝፄለኣ ግዜ😢

  • @TsigeBerhie
    @TsigeBerhie 14 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይሀበልና መምህርና

  • @SemereabLeul
    @SemereabLeul 13 วันที่ผ่านมา

    አሜን ቃል ህይወህ የሰመአልና ሰልጣይ❤❤❤❤

  • @semereghebrelul153
    @semereghebrelul153 14 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ንፍዕ መምህር እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓወይ

  • @YordanosGide
    @YordanosGide 6 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 qale hiwet yesmealna ❤

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 14 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ስልጣን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @fdg761
    @fdg761 13 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ስልጣን ሓወይ ❤❤❤

  • @user-sb2dl6ft6l
    @user-sb2dl6ft6l 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐና መምህረይ❤

  • @AbrahamAbraham-u3f
    @AbrahamAbraham-u3f 13 วันที่ผ่านมา +1

    Kal hiwet yesmalna bruk hawuna

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 14 วันที่ผ่านมา +7

    ሰላም መምህር❤❤❤❤

    • @MmN-vi1yy
      @MmN-vi1yy 14 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @89946
    @89946 14 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብደሓን መፃእካ ሓወይ ፀጉኡ የብዝሓልካ❤❤🎉🎉🎉

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 14 วันที่ผ่านมา +5

    ስልጣነይይይ ❤️💙💙

  • @AlekuGena
    @AlekuGena 14 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ቃል ህይወት የስመአልና ስልጣን ሓውና❤❤❤

  • @DawitOkbatnsae-e9u
    @DawitOkbatnsae-e9u 13 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህወት የስምዓልን ፍቁር ሓውናን መምህርን።

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኩቡር ስልጣን ሓወይ ኣና ካብቶም ቀዳሞት ተኻታተሊኻ ኢዩ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ብፍላይ ኣብ ኦርተደክስ እትገብሮ ኣስተምህሮ ግን ነዞም ከም ጎይታና መድሓኒና ክርስቶስ ካብ ሓደ መንእሰት ብሕማም ጋኒን ዝሳቀ ዝነበረ ውጻእ ካብዚ መንእሰይ ኢሉ ነቲ ጋኒን ናብተን ሓሰማ ምስ ሰጎገን ጪጭ ዝብላ ሕጂ ካኣ ነዞም ከም ሓሰማ ዝግዕሩ ኣይትገደሰሎም።

  • @user-vm2os7ts6k
    @user-vm2os7ts6k 14 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ❤❤❤

  • @HehrHdhrh-o9u
    @HehrHdhrh-o9u วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓውና የቀንየልና ንስካውን ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ፑረቴስታን እግርእግሮ እናሰዓብካ ኣሳድዶም ሓወየ እታ ቅንዕቲ ሃይማኖትና ከየራክሰልና እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነት ኣይፈለይካ ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 13 วันที่ผ่านมา

    ጸግኡ የብዝሕ መምህረይ ❤

  • @infinks8320
    @infinks8320 10 วันที่ผ่านมา

    አሜንንንን

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ
    @ገኒየድንግልማርያምልጅ 14 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ብሰላም መፅኣኻ ክቡር መምህረይ❤❤❤❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 12 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @dgxt1908
    @dgxt1908 13 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህየወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ሰልጣን ሐወይ❤❤

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7j 14 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ቡሩክ መምህረይ❤🎉

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z 12 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉