ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Ane aloku wela wayene zey kune deash ete zihgzuna yiqibelo
ናይ ብሓቂ ሰመረ ስሞአን ቅድሚ ምርሻኑ ናብ ሳዋ ሰድደሞ ኣብ መስርዕና ነይሩ ቡዙሕ ነዕልል ነይርና ኣብቲ ግዜ እቲ ግን ንቕሓት ኣነበረንን ግን ኣብቲ ኣሃዱና ዝነበሩ ሎሚ ባራዩ ህግደፍ ኮኖም ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጥያት የለን በዓል ወዲ እንባየ ኣዉድቖም ዝቐጥቀጥዎም ሎሚ ስኒ ዘይብሎም ኣኽላባት እስያስ ኮኖም ዉሕ ዉሕ ክብሉ ይዉዕሉ ኣለዉ
Ewai Meat bigeza dekika bizikone enkwa terefika bro.
Betami nufue
አምላኽ ናይ ሐደ መዓልቲ ስልጣን ተዝህበኒ ተጋደልቲ ዘበሉ ንኹሎም ክርሸኑ ምወሰንኩ አይትሐዙለይ ስለፍርደይ😂😂
your stupidity is forgiven.
ናትና ኤርትራውያን ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቁሩብ ሓቂ ብዙሕ ሓሶት ኣስሚዕካና
Thank you Sir for sharing us your story
Semere hawey enqae teray mewaxeo feterelka kabzi kulu sheger Aseb Adi nefas be hade narena 2008 kesab 2009 ab shela B kulu gize eye zehasbeka nare mesti zehlefkayo shegerat.
ኣነ ኣባል ሓይሊ-ባሕሪ ኔረ እዚ ዝብሎ ዘሎ ናይ ማልታ ጥሩዛት ካብ ዳሃላክ ክሳብ ገደም ዝነበረ ኣጥዕየ እየ ዝፈልጦ ዝበሎ ክኣ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣውሒድዋ ከማን። እንቖዕ ብሰላም ወጻእካ።
Good!!!
ያያያ ንዝክሮ ብጠዐሚ ከኒና ብገንዘብኩም ግዝኡ ኢሎምና ጨካናት ስርዐትን ሰዐብቱን
ጊዜ እወ ይሕተቶም የዓከ ፐእ ገልዓሎ ተኣሲረ ኔረ ኣነ
Ata wedi neska da wala kulen eseribet ane kgeltsin zideli zeberku glitsikaye ruf ilka deqs eske nezi kab geltsika
Ezi wedi ab prima barentu thadso msay neru kab Gelialo ms amsiwom
Men eyu fqre ?
Semere arkey ትዝክር ዶ ዳህላክ ገልዐሎ አዳርሰት አንደር ቶጋን ታማራት አብዚ ኩሉ ከርተት ዝበልናዮ ጨካናት ስርዐት ቀተልቲ እንቁዐዃ አይሞትና ምዞም ቆዳራት ሓሳዳት
For criminals, Eritrea should be unforgiving prison.
እንዳ 42 ኣብ በለዛ 2010 ዝኽበርኩም እባ በጃኩም ጽሓፍለይ
ሐው ሰመረ እንቓዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ ካብዚ ረሳሕ ስርዓት ጥፍአት መንእሰያትና😂😂😂
አስመሮም ቻርሊ ወደርባዕተ አስመራ ካልአዩ ኸአ አድሓኖም ወዲ ተሰነይ ምሳና ዝነበሩ ዳህላክ ኡሱራት ዝረሸንዎም እዮም እዝክሮም እየ ሚኪኤለ ኸአ አብ ባረንቱ ገራጅ አውፂኡ ዝነበረ ምሳና ዳህላክ ኡሱር ዝተረሸኑ አይንርስዖምን ኢና ጨካናት ሰመረ አብቲ ዐዲ መዐት ለኸባብጥ ሕብረተሰብ አለው
Selam haw nay asmeromn adhanomn meas eyu neru gize mhaberikani do brother? Kaliay misom hade wedi teseney qolia neru elu emo men mikhanu mihaberikani do shiomu.
Eritrea is a large prison
Exactly, Eritrea is a giant person, but let's struggle against dictators!
@@tomasmogos6239For the sworn enemies of Eritrean independence, peace & stability, Eritrea should be unforgiving prison to war criminals.
ካብዚ ቐታሊ ፅሉል ኸሓዲ ደገፍትን አመንዝራ ሻዕብያ እንቁዐ አይሞትና ሰመረ ዐርከይ አብ ሓለዋ ሰውራ ዝለመድዎ ግፍዕን ጥልመትን ጭካነን አብ ዐለም አይተራአየን ብማይ ውዑይን ጎዞሞን ንሓዎም ንፍጡር ሰብ ብጭካነ ዝቐትሉ ስርዐት ነዚኦም
ግርማይ ሀይሌ ድዪ?
መአሰሪ ዘየበሉ ዘረባካ 😂
ኣብ 2018 ኢሳያስ ምስ ኣቢይ ናብ ጎንደር ከይዶም ፡ ኢሳያስ ኣብ ናይ ኣቦሓጎይ ሃጸይ ዮሃንስ መቓብር ዕምባባ የቐምጥ ኣለኹ ክብል ኣብ ናይ አኢትዮጵያ ተለቪዥን ብጋህዲ ተራእዩ ፡ ብዙሕ ሰብ ነዚ ሓቂዚ ይፈልጥ ነይሩ ፡ እቲ ዘይፈለጠ ድማ ሽዑ ፈሊጡ ።
Ane kemzi natka 2 giziye gerumuni Hade geziye ab neqfa kaly giziye ab fesko kababi teseney dehan gn nazum ab maqabrum agedefon eye.
Ezi kulo haqi eyu
Ewe haki eyu
😂😂😂😂😂😂😂ሃለፍታ ጌርልካ ወድ ሃወቦይ😂😂😂😂
Ab Sarah megbi yeln may yelen
Semere you didn't finish year 11 Don't lie we all knew that
Hawi Eto LekbaT
Ata wedi shermuta
ክንደይ ከፊሎም እዮም ዓድኩም ኣጸልሙ ኢለሙኩም ዓጀውጀው ትብሉ ዘለኩም ኩሉ እስነድ ኣሎ ዕድሜኩም ሙሉእ ኤርትራ ኣይትርእይዋን ኢኩም ብዘይ ገበን ዝእሰር ሰብ የለን ድርባያት
ቀታሊ እሱ ጥራይ ድዩ ዐዲ ቆናጭ ደመኛ ቁኑዐት ኢኻ ጃሱስ ሀገር ትብል አለኻ ዳተሳቐኻ ንበር አሎ ዝብል ሕጊ አብ አመንዝራ ሻዕብያ ጥራይ እዩ ዘሎ ካብ ሓለዋ ሰውራ የሕዋቶም ብማይ ውዑይ ጌሮም ጎዞሞ ዝቐትሉ ስርዐት ጠላማት
ኤረትራዊ ዲኻ ኸ ኒ ሙኻኑ ኤረትራ ኣይትፈልጣን ተኾንካ ኣፍካ ሒዝካ ስቅ በሊ ለባ ሰራቂ ባርያ ህዝብኻ አንዳ ጸነተ መቸም ኣይምደገፍካን ግን ኤረትራዊ ኣይኮንካን ኣምሰሉ?
Ane aloku wela wayene zey kune deash ete zihgzuna yiqibelo
ናይ ብሓቂ ሰመረ ስሞአን ቅድሚ ምርሻኑ ናብ ሳዋ ሰድደሞ ኣብ መስርዕና ነይሩ ቡዙሕ ነዕልል ነይርና ኣብቲ ግዜ እቲ ግን ንቕሓት ኣነበረንን ግን ኣብቲ ኣሃዱና ዝነበሩ ሎሚ ባራዩ ህግደፍ ኮኖም ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጥያት የለን በዓል ወዲ እንባየ ኣዉድቖም ዝቐጥቀጥዎም ሎሚ ስኒ ዘይብሎም ኣኽላባት እስያስ ኮኖም ዉሕ ዉሕ ክብሉ ይዉዕሉ ኣለዉ
Ewai Meat bigeza dekika bizikone enkwa terefika bro.
Betami nufue
አምላኽ ናይ ሐደ መዓልቲ ስልጣን ተዝህበኒ ተጋደልቲ ዘበሉ ንኹሎም ክርሸኑ ምወሰንኩ አይትሐዙለይ ስለፍርደይ😂😂
your stupidity is forgiven.
ናትና ኤርትራውያን ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቁሩብ ሓቂ ብዙሕ ሓሶት ኣስሚዕካና
Thank you Sir for sharing us your story
Semere hawey enqae teray mewaxeo feterelka kabzi kulu sheger Aseb Adi nefas be hade narena 2008 kesab 2009 ab shela B kulu gize eye zehasbeka nare mesti zehlefkayo shegerat.
ኣነ ኣባል ሓይሊ-ባሕሪ ኔረ እዚ ዝብሎ ዘሎ ናይ ማልታ ጥሩዛት ካብ ዳሃላክ ክሳብ ገደም ዝነበረ ኣጥዕየ እየ ዝፈልጦ ዝበሎ ክኣ ኩሉ ሓቂ እዩ ኣውሒድዋ ከማን። እንቖዕ ብሰላም ወጻእካ።
Good!!!
ያያያ ንዝክሮ ብጠዐሚ ከኒና ብገንዘብኩም ግዝኡ ኢሎምና ጨካናት ስርዐትን ሰዐብቱን
ጊዜ እወ ይሕተቶም የዓከ ፐእ ገልዓሎ ተኣሲረ ኔረ ኣነ
Ata wedi neska da wala kulen eseribet ane kgeltsin zideli zeberku glitsikaye ruf ilka deqs eske nezi kab geltsika
Ezi wedi ab prima barentu thadso msay neru kab Gelialo ms amsiwom
Men eyu fqre ?
Semere arkey ትዝክር ዶ ዳህላክ ገልዐሎ አዳርሰት አንደር ቶጋን ታማራት አብዚ ኩሉ ከርተት ዝበልናዮ ጨካናት ስርዐት ቀተልቲ እንቁዐዃ አይሞትና ምዞም ቆዳራት ሓሳዳት
For criminals, Eritrea should be unforgiving prison.
እንዳ 42 ኣብ በለዛ 2010 ዝኽበርኩም እባ በጃኩም ጽሓፍለይ
ሐው ሰመረ እንቓዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ ካብዚ ረሳሕ ስርዓት ጥፍአት መንእሰያትና😂😂😂
አስመሮም ቻርሊ ወደርባዕተ አስመራ ካልአዩ ኸአ አድሓኖም ወዲ ተሰነይ ምሳና ዝነበሩ ዳህላክ ኡሱራት ዝረሸንዎም እዮም እዝክሮም እየ ሚኪኤለ ኸአ አብ ባረንቱ ገራጅ አውፂኡ ዝነበረ ምሳና ዳህላክ ኡሱር ዝተረሸኑ አይንርስዖምን ኢና ጨካናት
ሰመረ አብቲ ዐዲ መዐት ለኸባብጥ ሕብረተሰብ አለው
Selam haw nay asmeromn adhanomn meas eyu neru gize mhaberikani do brother? Kaliay misom hade wedi teseney qolia neru elu emo men mikhanu mihaberikani do shiomu.
Eritrea is a large prison
Exactly, Eritrea is a giant person, but let's struggle against dictators!
@@tomasmogos6239
For the sworn enemies of Eritrean independence, peace & stability, Eritrea should be unforgiving prison to war criminals.
ካብዚ ቐታሊ ፅሉል ኸሓዲ ደገፍትን አመንዝራ ሻዕብያ እንቁዐ አይሞትና ሰመረ ዐርከይ
አብ ሓለዋ ሰውራ ዝለመድዎ ግፍዕን ጥልመትን ጭካነን አብ ዐለም አይተራአየን ብማይ ውዑይን ጎዞሞን ንሓዎም ንፍጡር ሰብ ብጭካነ ዝቐትሉ ስርዐት
ነዚኦም
ግርማይ ሀይሌ ድዪ?
መአሰሪ ዘየበሉ ዘረባካ 😂
ኣብ 2018 ኢሳያስ ምስ ኣቢይ ናብ ጎንደር ከይዶም ፡ ኢሳያስ ኣብ ናይ ኣቦሓጎይ ሃጸይ ዮሃንስ መቓብር ዕምባባ የቐምጥ ኣለኹ ክብል ኣብ ናይ አኢትዮጵያ ተለቪዥን ብጋህዲ ተራእዩ ፡ ብዙሕ ሰብ ነዚ ሓቂዚ ይፈልጥ ነይሩ ፡ እቲ ዘይፈለጠ ድማ ሽዑ ፈሊጡ ።
Ane kemzi natka 2 giziye gerumuni
Hade geziye ab neqfa kaly giziye ab fesko kababi teseney dehan gn nazum ab maqabrum agedefon eye.
Ezi kulo haqi eyu
Ewe haki eyu
😂😂😂😂😂😂😂ሃለፍታ ጌርልካ ወድ ሃወቦይ😂😂😂😂
Ab Sarah megbi yeln may yelen
Semere you didn't finish year 11
Don't lie we all knew that
Hawi Eto LekbaT
Ata wedi shermuta
ክንደይ ከፊሎም እዮም ዓድኩም ኣጸልሙ ኢለሙኩም ዓጀውጀው ትብሉ ዘለኩም ኩሉ እስነድ ኣሎ ዕድሜኩም ሙሉእ ኤርትራ ኣይትርእይዋን ኢኩም ብዘይ ገበን ዝእሰር ሰብ የለን ድርባያት
ቀታሊ እሱ ጥራይ ድዩ ዐዲ ቆናጭ ደመኛ ቁኑዐት ኢኻ ጃሱስ ሀገር ትብል አለኻ ዳተሳቐኻ ንበር አሎ ዝብል ሕጊ አብ አመንዝራ ሻዕብያ ጥራይ እዩ ዘሎ
ካብ ሓለዋ ሰውራ የሕዋቶም ብማይ ውዑይ ጌሮም ጎዞሞ ዝቐትሉ ስርዐት ጠላማት
ኤረትራዊ ዲኻ ኸ ኒ ሙኻኑ ኤረትራ ኣይትፈልጣን ተኾንካ ኣፍካ ሒዝካ ስቅ በሊ ለባ ሰራቂ ባርያ ህዝብኻ አንዳ ጸነተ መቸም ኣይምደገፍካን ግን ኤረትራዊ ኣይኮንካን ኣምሰሉ?