ቴቄል ናይ ንስሃ መዝሙር ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ (ፆመ ነነዌ) new tigrigna orthodox mezmur tsome nenwe

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • #ፆመ_ነነዌ #ቴቄል #ናይ_ፆመ_ነነዌ_መዝሙር

ความคิดเห็น • 254

  • @selam7383
    @selam7383 7 หลายเดือนก่อน +22

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ሔዋነየይ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤
    ግጣሚ ኣቀምጥልና ዝበልኩም ኣሓዋተይ ኣነ ፅሕፈልኩም ኣለኩ ሸር ሳብስክራይቨ ገበሩላ ክብራተይ ንሓፍትና ንታባብዓያ።
    ቴቄል
    ~~~~~>
    መስዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍሪ
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
    መዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ
    ~~~~~>
    ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላኢክቲ
    ኣብ ኣፈይ መሊአ ተቅረብኩ መሰዋእቲ
    ፍቅሪ ተዘይብለይ መእሰሪ ምስጋና
    መዝሙረይ ተራፌ ኣብ ትሕቲ ደመና
    ~~~~~~~>
    ርቱዕ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉ
    ተዘይተመሪሐ ኣሚነዮ ቃሉ
    ይስሕት እየ ዘለኩ ነብሰይ የታልላ
    ኣለኪ አናበልኩ ወዷቃ እንከላ
    ~~~~~>
    ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙ
    ሜሮን ተቀቢኡ ጥምቀት ተሓቲሙ
    እቲ ገዛ ፀሎት ማህሌት ዝበልካዮ
    መውዐሊ ርኩሳን መናፍስት ገይረዮ
    ~~~~>
    ሰምካ ይፅውዖ ኢለ ጎይታ ጎይታ
    ልበይ ግን መሊኣ ኣላ ምስክፍኣታ
    ጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ
    ልቦናይ ክከውን ኣብታ ናይካ ባይታ
    ~~~~~~~>
    ዘማሪት // ሔዋነየይ❤

  • @hcin8827
    @hcin8827 7 หลายเดือนก่อน +1

    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቅሪ
    ዘይዓረገ ናብ ፈጣሪ
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
    መዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ 😢😢ሰሚዐ ዘይፀግባ መዝሙር ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ማዓረይ 👏👏👏👏👏

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ 👏👏👏❤🌹🕊

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤

  • @tesfamaryammhretab4250
    @tesfamaryammhretab4250 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ዝማረ መላእኽቲ የስማዕልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሂዋን ሓፍተይ❤❤❤

  • @ናነፃትገረላሰ
    @ናነፃትገረላሰ 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @BreTube-i1i
    @BreTube-i1i 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💘💘💘💘🌿🥀

  • @saadasaa4006
    @saadasaa4006 7 หลายเดือนก่อน +8

    ብሰም ሥላሤ❤❤️
    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ 😍
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣረ ❤
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ 😢
    መዝገብ ህይወት ቴቄል ተባሂሉ ፪
    ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእኽቲ
    ኣብ ኣፈይ መሊአ ተቅረብኹ መሰዋእቲ
    ፍቕሪ ተዘይብለይ መእሰሪ ምስጋና
    መዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና ፪😢
    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣረ ❤
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ 😢
    መዝገብ ህይወት ቴቄል ተባሂሉ ፪
    ርቱዕ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉ 📖🥀
    ተዘይተመረሐ ኣሚነ ንቓሉ 📖✝️
    ይስሕት እየ ዘለኹ ነብሰይ የታልላ😢
    ኣለኺ እናበልኹ ወዲቓ እንከበላ ፪😢
    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣረ ❤
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ 😢
    መዝገብ ህይወት ቴቄል ተባሂሉ ፪
    ክፍለ ኣካላተይ መቅደሰ ተሰይሙ
    ሜሮን ተቐቢኣ ጥምቀት መሕተሙ
    እቲ ገዛ ጸሎት ማህሌት ዝበልኻዮ 😢
    መውዐሊ ርኩሳን መናፍስት ገይረዮ ፪😢
    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ 🥰
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣረ ❤
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ 😢
    መዝገብ ህይወት ቴቄል ተባሂሉ ፫
    ንስምኻ ይጸውዕ ኢለ ጎይታ ጎይታ
    ልበይ መሊካ ኣላ ምሰክፍኣታ 😢
    ጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገሰጸኒ ጎይታ😢
    ልቦናይ ክኸውን ናብታ ናትኻ ባይታ ፪ ❤😊
    መሰዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ 🥰
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣረ ❤
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ 😢
    መዝገብ ህይወት ቴቄል ተባሂሉ ፫
    ይትባረከ ኣምላኽ ኣቦዋነ ❤
    ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ❤

  • @Grmawit-l8n
    @Grmawit-l8n 4 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኪ👏❤

  • @majedmousa
    @majedmousa 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የንበኪ ዝያዳይ ኩላትና ሸር የበሎ ክቡራተይ❤❤❤

  • @behiwotmenged-yh4ql
    @behiwotmenged-yh4ql 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ ለሁሉም ማሰሪያው ፍቅር ነው❤❤❤ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን።❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน +8

    እተው ኢለ ቅድሚት ረኪበያ ተመስገን
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናዘመርኪ ንበሪ ሼር ንበል ሓላፍነትና ንዋፃእ አሕዋት ተገደደ ን10 መሓዙትና ንበል ❤❤

  • @DanielTsegay
    @DanielTsegay 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
    መዝገብ ሕይወት ቴቄል ተባሂሉ
    ❤❤❤❤😢😢😢😢
    ዝማሬ መላእክት የስመዐለይ ሔዊ ሓፍተይ

    • @zemarit_hewan_tube
      @zemarit_hewan_tube  7 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️❤❤

  • @user-MG27
    @user-MG27 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ናይ ብሓቂ ነብስካ ትፍትሸሉ መዝሙር

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ናይ ብሓቂ ነብስካ ትፍትሸሉ መዝሙር

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 7 หลายเดือนก่อน +1

    Xega goyta bumulu adimki ysabki hafitey

  • @Gofla111
    @Gofla111 5 หลายเดือนก่อน

    ኣልበምኪ ብሙሉኡ ህደይ ይጥዕም🤩ቃል ኢየሱስ ብኣንደበት ጥዕምቲ ህደይ ይጥዕምም እግዚኣብሄር ይሓልወኺኺኺ

  • @tesfalemgebreegziabhier
    @tesfalemgebreegziabhier 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኪ ሔዋን ሓፍትና
    ቴቄል ማለት ግን እንታይ ማለት እዩ

  • @TesfitMhretab
    @TesfitMhretab 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ፡ዘበን ኣገልግሎትኪ ይባርክ እግዚኣቢሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ ጀማሪት ዘይኮንክስ ፈጻሚት ይግበርኪ ❤❤❤፡፡

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ሔዋን ሓፍትና ይበል ዘብል ግጥሚ ምስ ዜማ፣ መዝሙራትና መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትሕዝቶ ክህልዎም ከሎ መቐረቶም እዩ ዝዛይድ: እዛ መዝሙር ከዓ ንነብሰይ ግዲ ገሊጻትለይስ ኣብዚሐ እየ ዝፈትዋ😢 ቀጽሉሉ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ንኩልኹም ዘመርቲ ኣሕዋትና💖🕊

  • @ማርያመይ
    @ማርያመይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @ybrahmesfun2338
    @ybrahmesfun2338 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሄዊ ብርኽቲ ሓውትና ስለኺ ንኣምላኽ ነመስግኖ። ሰስንልና በርትዕልና ብርኽተይ።

  • @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
    @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብረተይ❤

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሓፍትና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሐልኪ

  • @meazasemereab7296
    @meazasemereab7296 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤Ellllllllllllllll ❤❤❤Ellllllllllllllll ❤❤❤Ellllllllllllllll ❤❤❤

  • @Miri-rf3lr
    @Miri-rf3lr 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኣሜን😢

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሔዋነይ ፀጉኡ የብዛሓልኪ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ❤❤

  • @elenygebru8387
    @elenygebru8387 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ ተቄል❤
    መስዋአቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቅሪ
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
    መዝገብ ሂወት ተቄል ተባሂሎ ፪
    ብስማያዊ ቃል ከምቱም መላእክቲ
    ኣብ ኣፈይ መልኤ ተቅረብኩ መስዋአቲ
    ፍቅሪ ተዘይብለይ መአስሪ ምስጋና
    መዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና ፪
    ኣዝ------+++++++++++++
    ርቱዕ ኣንደበተይ መካሪ ወንጌሉ
    ተዘይተመሪሔ ኣሚነዮ ቃሉ
    ይስሕት እየ ዘለኩ ነብስይ የታልላ
    ኣለኪ እናበልኩ ወዲቃ እንከላ ፪
    ኣዝ+++++++++++++++
    ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተስይሙ
    ሜሮን ተቀቢኡ ጥምቀት ተሐቲሙ
    እቲ ገዛ ፀሎት ማህሌት ዝበልካዮ
    መውዐሊ ርኩሳት መናፍፍስት ገይረዩ ፪
    ኣዝ--+++++++++++++
    ንስምካ ይፅውዖ ኢለ ጎይታ ጎይታ
    ልበይ ግን መልኣ ኣላ ምስክፍኣታ
    ጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ
    ልቦናይ ክከውን ኣብታ ናይካ ባይታ ፪
    ኣዝ--+--++++++++

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 7 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ❤

  • @yeshiy
    @yeshiy 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኽ ይቀድስ

  • @safsfass1951
    @safsfass1951 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ❤❤

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብረተይ

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ፡ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓብትና❤

  • @KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
    @KDSanተመስገንመድሓኒዓለም 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ፀግኡ የብዘሐልኺ እግዚአብሔር አምላክ ናዘመርኺ የንብርኪ ሄዋን ሓፍትና 🤍🕊️❤️🥰

  • @rehasetmichael
    @rehasetmichael 7 หลายเดือนก่อน

    ሰምዒካ ዘይትጽገብ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤❤

  • @ግርማዊትዘተዋህዶ
    @ግርማዊትዘተዋህዶ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣብ ቤቱ የንብርኺ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኺ🙏🕊💜❤ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ናይ ብሓቂ(ጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ ኣየ እወ😢😢

  • @AaaSss-z1m
    @AaaSss-z1m 3 หลายเดือนก่อน

    ናዓየይ ዝምልከት መዝሙር ዝምርኩምለይ 😔የክብረለይ

  • @ጓልተዋህዶእየ
    @ጓልተዋህዶእየ 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርት ዘማሪት ሓፍትና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኽ

  • @የድንግልማርያምልጀነኝ
    @የድንግልማርያምልጀነኝ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብረተይ ፀጋኡ ኣቢዚሑ ያዓድልኺ 🙏🙏🙏😍

  • @yyss1449
    @yyss1449 7 หลายเดือนก่อน

    ዘማርት ሓፍትና ሔዋን ዝማረ መላእክት የስምዐልና❤አይዘኺ በርትዕልና!ምስ ዘማርያን ክብሮም ምሓሪ ምስ ዘማርት ትርሓስ ገብረእግዝአብሔርን ኻልኦትን ብሓባር ኾይንኹም ዝማረ ንኽተቕርቡልና ድማ ንፅበ!ነዊሕ ናይ አገልግሎት ዘመን ይሃብኹም❤

  • @HiwotGebretsadik
    @HiwotGebretsadik 5 หลายเดือนก่อน +1

    🤲🤲❤️❤️💒🏖️👏🤲

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬኺ ኣምላክ ይቀበለልኪ ዝሓፍተይ 👏

  • @2112MARYAM
    @2112MARYAM 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሓቂ ፅቡቅ ድምፂ ውህበት ፀጋ እግዚአብሔር አለኪ ሂዋነይ አብቤቱ የንብርኪ እግዚአብሔር ❤❤

  • @akeseme_tube
    @akeseme_tube 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kflom hawna diqon tadele ዓብይ hawey ጥበብኩም ይብዘሓልና ሄዋነይ ቃለህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ከማኪ ፀጋ ይዓድለና ❤❤❤❤

  • @mehanaymzeorthodox
    @mehanaymzeorthodox 6 หลายเดือนก่อน +2

    ፀጋ ይብዛልሽ ሂዊ

  • @almazhadish6047
    @almazhadish6047 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉

  • @mulerjohn-qr1zj
    @mulerjohn-qr1zj 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Eritrea-nx3yi
    @Eritrea-nx3yi 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @ኦጎይታየምሕርትኻልአኸልና
    @ኦጎይታየምሕርትኻልአኸልና 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኽ ክብርት ሓፍትና👏👏👏

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @abelatsbeha-b1o
    @abelatsbeha-b1o 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    ብኣገልግሎት ንበርልና
    ትርጉም ኣገልግሎት ክርደኣና
    ብፍቅሪ ክነብር ከም ኣቦታትና
    መስዋእትና ክኸውን ከምናይ ኣቤል
    ብምስጋና ክንምልስ ውዕለታ መስቀል 🙏
    ፀጋኺ የብዘሓዮዮዮዮ👏👏👏

    • @zemarit_hewan_tube
      @zemarit_hewan_tube  7 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏🥰

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️❤❤

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር ይባርኽ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️❤❤

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 4 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰💜👏

  • @kidushaile-u5y
    @kidushaile-u5y 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @SaraSs-iz5bm
    @SaraSs-iz5bm 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልክ

  • @ተመስገን-ጀ7ረ
    @ተመስገን-ጀ7ረ 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና💐💐💐💐💐💐💐

  • @amen5503
    @amen5503 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @tslatemusiemedia2653
    @tslatemusiemedia2653 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘ. ሔዋን ፀጋኡ የብዛሓልኪ ዝሓፍተይ 💝💝

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክብራት አሕዋትና አሜን ንፁህ ልብ ይፈጠረልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @zemarit_hewan_tube
      @zemarit_hewan_tube  7 หลายเดือนก่อน

      Amen🙏🥰🙏

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️❤❤

  • @SmyrhS
    @SmyrhS 7 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @slastekle1585
    @slastekle1585 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @DawdDadf-ke4fy
    @DawdDadf-ke4fy 6 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ❤❤❤

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 7 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen zemaei melakti yesmalna xegu yebzhalki ❤❤❤

  • @asqualkidanemariam8449
    @asqualkidanemariam8449 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍትና

  • @shewittesfay7275
    @shewittesfay7275 7 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና አብቤቱ የፅንዕኪ ሄዋነይ መምህር ነብሰይ😢❤❤❤

  • @tekianmida
    @tekianmida 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ያስምዕለነ ክብርት እኀትየ🙏😥
    እንበለ ፍቅር ከንቱ ውእቱ ኩሉ
    ቴቄል ምንት ፍካሬሁ?

    • @zemarit_hewan_tube
      @zemarit_hewan_tube  7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን🙏 ኣብ ቅድሚ ጎይታ ዝቀለለ ኣገልግሎት

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና 🎉❤

  • @Febenhagos655
    @Febenhagos655 7 หลายเดือนก่อน

    Zemen agelglotki ybarkelki heiwan hatey nlbi nab nseha zmels tuem zmarie 😢😢

  • @TeheshKmariam
    @TeheshKmariam หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekti yesmealna🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @TeheshKmariam
    @TeheshKmariam หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekti yesmealna🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @TeheshKmariam
    @TeheshKmariam หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekti yesmealna🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @TeheshKmariam
    @TeheshKmariam หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekti yesmealna🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 7 หลายเดือนก่อน

    zemarie melakit ysmalna ❤❤❤❤

  • @Samira-i9y4o
    @Samira-i9y4o 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእት የሰመዐና

  • @MhretKesete-g8d
    @MhretKesete-g8d 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen zmarea melakti yesmalna Habatna

  • @HelenTeklehaymanot-hx3pb
    @HelenTeklehaymanot-hx3pb 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏❤️❤️❤️❤️

  • @trhasgaltewahdo9489
    @trhasgaltewahdo9489 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ ❤❤❤መስዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቕሪ ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ😢😢😢

  • @zhrazz7910
    @zhrazz7910 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @shewitmedia
    @shewitmedia 7 หลายเดือนก่อน

    #በስመ #አብ #ወወልድ #ወመንፈስ #ቅዱስ #አሐዱ #አምላኽ #አሜን
    ❤መዝሙር❤
    #ብዘማሪት #ሔዋን #ገብረኣነንያ
    ✝️ቴቄል✝️
    መስዋዕት ቃኤል ኣልቦ ፍቅሪ
    ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ
    ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
    መዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ።
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
    ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእክቲ
    ኣብ ኣፈይ መሊአ ተቅረብኩ መስዋእቲ
    #ፍቅሪ #ተዘይብለይ #መእሰሪ #ምስጋና
    #መዝሙረይ #ተራፊ #ኣብ #ትሕቲ #ደመና(2)
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
    ርቱዕ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉ
    ተዘይተመሪሐ ኣሚነ ንቃሉ
    #ይስሕት እየ ዘለኩ #ነብሰይ #የታልላ
    #ኣለኪ #እናበልኩ #ወዲቃ #እንከላ(2)
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
    ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙ
    ሜሮን ተቀቢኣ ጥምቀት ማህተሙ
    #እቲ #ገዛ #ፀሎት #ማህሌት #ዝበልካዮ
    #መውዓሊ #ርኩሳን #መናፍስት #ገይረዮ::(2)
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
    ንስምካ ይፅውዖ ኢለ ጎይታ ጎይታ
    ልበይ ግን መሊኣ ኣላ ምስ ክፍኣታ
    #ጭጉራፍ #ወንጌል #ኣልዕል #ገስፀኒ #ጎይታ
    #ልቦናይ #ክከውን #ኣብታ #ናትካ #ባይታ(2)
    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዘማሪት ሔዋነይ❤❤❤❤⛪️⛪️🕊🕊🕊🫶🫶🫶
    ✝️ወስብሐት ለእግዚአብሔር✝️

    • @MhretKesete-g8d
      @MhretKesete-g8d 5 หลายเดือนก่อน

      Tiqiel entay maletyu

    • @filifili8994
      @filifili8994 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@MhretKesete-g8d ትንቢት ዳኒኤል 5:-27

  • @HanibalTesfagabr
    @HanibalTesfagabr 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fusfv877
    @fusfv877 5 หลายเดือนก่อน

    🤲🤲🤲👏👏👏👏❤🎉❤😭😭😭😭

  • @amantukue473
    @amantukue473 7 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melakt yesmealna hiewan haftey ❤❤❤

  • @fhvsgt3180
    @fhvsgt3180 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ልብኻ ዝትክፍ መዝሙር ዝማርየ መልኣኽት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ሂዋን ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኪ ይባረኽ ብሕብረት ክትዝሙርና ድማ ንፅበ❤❤❤

  • @zebibsamsom7447
    @zebibsamsom7447 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ሂዋነይ❤❤❤❤

  • @ftawwftwww2822
    @ftawwftwww2822 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gedamaxqku1451
    @gedamaxqku1451 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @raeeeer-xx5sy
    @raeeeer-xx5sy 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፀጉኡ የብዘሕ እግዚአብሔር አምላክ ክቡራተይ❤❤❤

  • @ዕባይአፅቢወንበርታmili
    @ዕባይአፅቢወንበርታmili 7 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏👏👏😢

  • @Awet229
    @Awet229 7 หลายเดือนก่อน

    😍🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @GenetHayle-gb6pe
    @GenetHayle-gb6pe 7 หลายเดือนก่อน

    😘😘😘😘😘😘🙏

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri6884 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🌿🌿🌿

  • @genet341
    @genet341 6 หลายเดือนก่อน +1

    🙏❤.🙏.❤🙏❤.ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @سلامه-ج7ش
    @سلامه-ج7ش 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ዝሓፍተይ ድምፅኪ ክጥዕም ❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉❤❤

  • @MhretKesete-g8d
    @MhretKesete-g8d 5 หลายเดือนก่อน

    Amien

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏❤❤❤

  • @MaMa-uf7rp
    @MaMa-uf7rp 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏