Andit Okbay - Nabey | ናበይ - New Eritrean Tigrigna Music 2018 - ( Official Music Video )
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2017
- ኣብዚ ቻነል እዚ SUBSCRIBE ብምግባር ን ስራሓትና ቀትታ ምክትታል ትክእሉ።ከማኡ ዉን ሃናጽን ኣራምን ርእይቶታትኩም ቀትታ ምዝርራብ ትክእሉ።subscribe.share.like&coment ብምግባር ምትብባዕኩም የድሊ።ዝኮነ ይኩን ቪድዮ ይኩን ሙዚቃ ካብዚ ዳዉንሎድ ምግባር ን ስነ ጥበባዊ ሃሳዪ ስለ ዝኮነ ብሕጊ ዉን ስለ ዘሕትት ንቆጠብ።የቀንየልና።
Please Make sure to like & subscribe my TH-cam Channel and turn on notifications to stay updated with all new uploads.Thank You!!!
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2020: Andit Okbay Media Entertainment.
Andit OkbayTH-cam Channel is always providing New & best Eritrean Tigrigna Music
ንዝያዳ ኣብ
Facebook_ / anditokbayofficial
Instagram / andit_okbay_official
ክትረክቡና ከም እትክእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
#eritreanmusic #tigrignamusic #anditokbay
#Andit #AnditOkbay #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #DerfiQedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic
#WolaytaMusic #WolaytaMezmur #WolaytaMediaNetwork #WolaytaDance #WolaytegnaDance #Wolaytegnamezmur #Wolaytegnamusic #Wolaytegnasong #Wolaytegnatraditionaldance #GuragignaMusic #NewGuragignaMusic #GuragignaDance #GuragignaMezmur #GuragignaMusicMeskel #GuragignaHolidayMusic #GuragignaWeddingSong #GuragignaWeddingMusic #FamousGuragignamusic #Guragignafilm #Guragignamovie #GuragignaDrama - บันเทิง
2023 ከምዚ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰምዓ ይህሉ ዶ? ብፍላይ መኣዲ ስድራ ወግዒ ጠፊእዎ ትብል ኣኣብ ገዛና ዘላ ሂወት 😒😒😒 God bless u anditey 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ኤ ኔ አለኹ
መን ኣሎ ኣብ 2020 ዝሰማዓ ላይክ ጌርኩም እስከ ኣሸይፉኒ
Tetqmelu lik ktbl aytwal ruhq temt
ዓንዲተይ ኣነስ ኩሉ ደርፍታቱ ክፈትዎ መዓት እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ኤሬ ቆንጆ
❤️ዓንዲት ውናኒ :ፍቅሪ,ሕውነት,ስኒት,ሓልዪት ,እምነት,ሳሓቅ ,እኬ ሞ እዚ ኩሉ ፅጋ እግዛኣቤሄር ንዘላኣለም ምሳካ ይንበር,💒❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💒
ዋውውውውው ደርፊ ክባልሃል ከሎ ከምዚ ናይ ዓንዲት ክኸውን ኣለዋ ማሃሪት ንደቂ ሰባት ።
ኣነ ትገርመኒ እንተላ ኣብ መርዓን
ጥምቀትን 'ያ
ክዕጅቡኻ ትዕድሞም 'ሞ ምስ ተለፎን ይኸውን ዕድሚኦም ።
ኣይ ባህሉ ኣይናቱ ኣቕሊቡሉ ድዩ ጥውቕ ማዓሉ !!!
ዓንዲት ተባዕታይ ትመንዎ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ገለጽካዮ እዚ ጸላም ሂወት
ዓንዲት ጅግና ናይ ባሓቂ ነዚ ዘሎናዮ ሂወት እትገልጽ ደርፊ ቆጽሎ እስከ
ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ ንበረልና!!!
በብዒዱ ኹሉ ጅግና ኾይኑ ______👨💻👨💻👨💻
አያያትና ፦ ሓፂር ስሬኦም ጀጋኑ ተባሒሎም
አቦታትና ፦ ዘይዕፀፍ ቃሎም ጀጋኑ ተባሒሎም
ዓዲ ተኺሎም ።
Love it Andit 👍👍👍👍
Wellcome ዓንዲተይ ኣግርጭው እስኪ ላይክ ንዓንዲት ዝፈቱ ይጽፋዕ፡
ገሪምኒ ማዕረ ክንደይ ከማን ነብሰይ ጸሊኤ ዓንዲት ሓወይ. .
ሓቂ መራር ኢያ ቀጨውጨው ከማን ኢልኒ
... ኣለኹም ዶ ኸማይ ከ ቀጨውጨው ዝበለትኩም
Meri ane keman alku gen kortimya suki ele enber
Sandro Gere ቆርጢምካያ ሱቅ ትብሃል ኣይኮነትት ተማም ጌሩ ካብ ተሳህለና. ... ምስሃልና ተቀቢልና ሓቅዃ ክንብሎስ ግዴታና ኢዩ ሓቢቢ
Meritey entay hakeka eka mekbale terey eu
joni jewete kkkk ጀወጠ yahoo
ሜሮን ጮጎራ Eri dhri eza derfi nay bahaki hiwetey xeleya
ዓንዳት ናይ በሓቂ እዋናዊትን ነዚ እዋን ትገልጽ ደርፊን ያ ኣጆካ ወዲ ህዝቢ
ብጣዕሚ መምህር ኢካ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ዓንዲት ኮርዒዳ.......
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ርሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ። ምስ ቶም ንፈትዎም ስድራና ተተሓቃቁፍ ትኩነልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wedi Hailat እቶም ዝተሓቃቀፍና ከዓርኩ?
Wedi Hailat Amen Amen Amen yhbru nkulatna
ነዛ comment ተንብብ ዘለኻ ኣድናቃይ ዓንዲት ምኻንካ ዘይስሓት ሓቂ እዩ ስለዚ ክንድቲ ክተንብባ ቄነን ዝበልካዮ ስለዘይከውን like ለግሰለይ። ርሑስ ሓድሽ ዓምት ይግበረልና ዓመተ ራህዋ ቅሳነት ምቾት ትኹነልና
Abishro Foto
ኣታ ትኩስ ጡሙይ ለማኒ like ሂበካ ኣለካ አንታይ ኢኻ ኮኒ ክትገብሮ።ክክክክ
devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ ክላእ ንስኻ ዳኣ ጌና ብዙሕ ለቃሕ ኣሎካ ዘይመለስካለይ
ኣታ ኣብር ሽሮ ሎም ሲ ቀዲምካኒ ሻወር አንዳ ገበርኩ ቀዲምካኒ ላይክ ይልሂበካ ኣለኩ
ኢሱ ወዲ ዒለ ይዓየ ክቅድመካ እየ እምበር ኣብኡ ተሰጢሐ እንድየ ውዒለ ክክ
ክክክክክ
You are the best Andit hawey very proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማኣዲ ስድራ ንቡር ጠፊእዎ ናይ ባሓቂ ዓቢ መልእክቲ ዝሓዘለ ደርፊ ባዓል ሕልና ኣጆካ
እንቃዕ ብሰላም መጸኻና ዓንዲታ ሓወይ፡ ኣዝያ መሳጢትን እዋናዊትን ደርፊ።
ዓንዲተይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና so nic song ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና 100%
ትክክል ሕልንኡ ዘይሸይጥ ተባዕ መሃሪ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን ኣርባዕተ ነጥቢ ።
ዓንዲት ወናኒ ካናሪ ድምጺ ነዚ ዘሎ ግዜ ተንጸባርቀልካ ደርፊ ኣጆካ ቀጽሎ ጥዑም ድምጺ ምስ ባህላዊ ክሊብ ብልክዕ ገሊጽካያ እዛ ግዜ ሞራል ንሃባ ይሕዋት ንሕና ክኣ ዓቅምና ንግበር ንሱ ዓቅሙ ገሩ ኣሊ።
ሕጂ'ሲ እዞም ዲስ ላይክ ጌርኩም ዘለኩምስ እንታይ ኢያ እታ ጸገም
ንሳ ዶ ኣይኮነትን እታ ሓቂ ?
ብፍላይ ኣብ ኤሮጳ ዘለናስ 1 2 ገዲፍካ ናትና ኢዩ ደርቢልና ። ዓንዲተይ i hope 2018 ይማሓየሽ ይኸውን ኢየ።
Haki zeyfetwuwa.
Andit is the 1st one in the world 🌍. I like Andit
ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ዓንዲት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ኣየ እወ ሓቕኻ
ዓንዲት! ኩሉ በብኢዱ ጀግና ኮይኑ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽሎ ወገነይ
Meaningful song. We don't realize how social media is destroying our lives. This song is a reminder.
ዓንዲት ሓወይ ቅያ ሰሪሕካ፡ኣምበሳ ወዲ ማይ'ኣምበሳ!!!ኩሉ ግዜ ጽፉፍ'ዩ ስራሕካ።
ብጣም ኣስተምሃር ዝኮነት ደርፍ አያ ብሓቅ ደምጽ ይበል ግጥም ይበል ክሊብ ይበል ኣጆካ ካሙ አልካ ቀጽለሉ Andit Okbay ኩሉ ደርፍታትካ ማር አዩ ዝስሕበን ካሙ አልካ ቀጽለሉ ጥራይ ጹቡ ኣለካ ክብቶም ስነ ጠበባት ጹቡቅ ስን ምግባር ትርከብ ሓደ ንስካ አካ ትሰርሖም ሕልናታት ሰራሕ ካሙአልካ ክትስርሕ ከለካ አምላክ ምሳካ ይኩ ኣጆካ so Very good music Andit Okbay 100 % 100
ንመጀመርያ ሓንቲ ግዜ ሰሚዐ ዝፈተክዋ ደርፊ፡
Loveyouandit
Kiros Asfaha ጽቡቕ እካዓ ፈተኻያ ብኽበረት ግን ስምካ ግበር ሓቢቢ ኮይሶም'ዶ?
Kiros Asfaha g
@asmeromtesfagabir😅441
i came from Ethiopia but i Love music Eritrea and people Eri ðip one Love Habesha like it
Love u god God is Love Yes u r right ma darling bro. We love to ethiopan People.
Love u god God is Love wedi tgray Grad.
Love u god God is Love we also love Ethiopian people
Kemzi tgebru alekum bejakum kabzi temaharu!!!
Thankful My Andit☺
ብጣዕሚ ጽቡቕ ነቶም ነቓዓት ርእሲ ናቶም ሂብካዮም ኣለካ።ናይ ባሓቂ ፈቴካ ኣለኹ።
Indeed our fathers are so wises.
ዓንዲት ሓቦኛ ብጣሚ ደስ ትብል አዩ ርሕስ ሓዱሽ ዓመት የሕዋት
Samiel Desta 4n9jj8ujunu hmm hmm kl n jeg.Jung:-)
ዋው ኣታ ጂግና በለና አስከ ። ኣብ ሰዓታ አኻ ረኺብካያ ኢዛ ስራሕ። ቀጺሎ ጽቡቕ ስራሕ።
Viva ANDIT 👍👍👌👌✌✌
What an amazingly courageous, poignant and powerful song. Andit is becoming one of Eritrea's best artists.
Andit, may the Good Lord give you and your family good health and continued creativity.
ዋውውው ገለ ኣይነት እንዲድታ ሽኮር
ሕልው ግዜ ግልጽ ኣቢልካያ
ምስ ነብስና ከምንዘራረብ ጌርካና
ነብስና ንፍትሽ ኣለና
ሳሚ ደቂ ኣንዱ በዚ ከኣ ላይክ ሂብና ኣለና
ኢሱ ወዲ ዒለ ነዓካ ደኣ 10 like ክህበካ ኣብ ምጽዓር አየ ዘለኩ
Sami Daki Andu እምእእ ኣኽዓየ ዳኣ ሎምስ ምስጣሕ ገዲፍካያ ዲካ ቀዲምናካ እኮ
Abishro Foto ሕጂ ደኣ አንዳዛሕተልና ኢና
ደሓር ከኣ አንታይ ኪደግመና ዓንዲኮ
ኣንታ ዚ ሰበይ ኣኪልዎ ድዩ ክጥውቅ ምዓሉ
ኣቅሊብሉ ድዩ ግዚኡ ኣትፊኡ ኩሉ ጽቅጥ ምዓሉ።
ዓንዲት በቃ ናይ ባሓቂ እዋናዊት ደርፊ ሓያል መልእኽቲ ጽቡቕ ስራሕ
ዓንዲት ጅግና መዳሪግቲ ኣልቦ ውሕሉል ስራሕ ኢዩ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ይግበርልና ሰላምን ክሳነትን ፍክሪ ይግበልርና።
wawww andit asli anet neska da metba ay yedlkan eyu nay qademka nefu eka betami xebuq serha so qaxelo like kman wehdika
ይገርመካዩ ዓንዲት ኩሉ ሰብ ትርጸሊሊ ክጥውቅ ጥራይ ኢኻ ትርእያ
So ጹቡቅ ስራሕ
Andit tefetawi sirahka kulukiz. forward Our Great singer!!!like habuni eske nay andit derfi zifetu entehaliyu
ኣነሰ ፍግም ኪጅምር ከከከከከከ ኣንድት
100% ኩሉ ዝማለት
⬇⬇
ሩሑስ ሓድሸ ዓመት ።
♥love you all ሓበሻ 4 ever
ANBESA, Andit hawey, i hope kabzi bezuh kenemehar yetsebe, God bless you! Rehus beal Ledeten hadushe ameten yegberelna!
ይገርም ጥውቅ ይውዕል ኣለኩ ኣነ ውን ይገርም ኒ ሎሚስ ታይ ዝገብሮ😨😢😢😢
ዓንዲት መቅሰን ናይ ልበይ ረኪብካያ !!!ቀጽሎ ኣጆካ በሎ ነዚ በትኪ ወለዶ!!!
ዓንዲት ለዋህ ሰብ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ናይ ባሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢኻ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ እሞ ኣጆኻ ጥራይ ንቅድሚት ሰጉም "ካብ ኣድናቂኻ "
ብጣዕሚ መሃሪት ደርፊ በቢ ኢዱ ኩሉ ጀግና ኮይኑ ይገርም
Let the great music keep them coming ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ካብ ማይኮ ረከርድስ
Maico Records በዓል ልደት'ከ ንምንታይ ረሲዕኻያ?
kab melHas egri yiEnkef silezikone eyu kubur haw/hafti
Nice music
+Semir Kiyar 👌👌👌👌👌👌👌😭😭😭😭
ኣንዲት ኣንበሳ ምስ ህሉው ኩነታት ትከይድ ደርፊ ናይ ብሓቂ ሶ ኣጆካ ኣይትሓምቅ ቅትጥፋና
ዋውውውውውው ዕንዲት ሽኮር ናይ በሓቂ #ጊዛዊት ዝኮነት ደርፊ ኣያ።
ሩሑስ በዓለ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና።
ያ ጃምዓ #like እስኪ ኣይነውሕደሉ።
ዓንዲት ጂግና ካብቶም ሰብ ሕልና ሰነ ጥበባዊያን ሃገርና ኢለ ዝምክሓሎም ሓደ ኢኻ,,,, ደርፍታትካ ከኣ ኩሉ ምስ ትሕዝትኡ ባይታ ዘይ ወድቅ አዩ። ናይ ሕጂ ክኣ ኣብ ግዚኣ ትገልጽ ደርፊ comment gerom fgm ygerm eyu.
devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ ንብዓል ንዓኻ እዩ። ፍግም ዳኣ የብልኩም እምበር ክክ
Beal nska andaelkum fgm teblwo dawit rugum
ክክክክክክ እንታይ ድዩ ዝል ዘሎ
Abishro Foto
Kkkkkkk kidd ane fgm neay aytmketenn eya weyal.
Wedi Lewahat
Ane fgm ayblon eye agenae eya natey b like kkkk.
ዓንዲት ጥዑም ደሃይ ደስ ትብል ደርፊ፡
ከሉ ነገራ ብልጽቲ፡
like like like like
ክሊብ100%
ግጥሚ100%
ደምጺ100%
ቪደዮ ውን ኣመና ጽቡቅ ኣይትጥፋና ኢኣ
Tomas Habtetsion wow beatame das ylale
ዓንዲት ናይ ሓማመይ ሽኮር ኣጆኻ እሰከ በርትዕ 1000 like hibeka leku
Andit shukor!!!! Shangebuy!!! Elelelelelelele
You are truly talented!!!!
ኣብ ሰዓታ መሃሪት ደርፊ ።
ናይ ባሓቂ ዓንዲት ዓባይ መልእክቲ ዝሓዘለት ኢያ ኣጆካ ቀጽሎ እቲ ምትብባዕ ከኣ ናባና ግደፎ ሃየ በሉ የሕዋይ like comment share aynewhselom ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ይግበረልና ንኩሉ ህዝቢ Eritrean Ethopian
ናይ በሓኪ ኣዝያ ጽብቅትን ጽፍፍትን ክሊፕ ሰሪሕካ ቀጽሎ ኩሉ ግዜ ጸግዒ ህዝቢ ዩ ዝዕወት ሞ ቀጽሎ የ ክብለካ ዝፈቱ ።ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ድማ ኣማሓላሊፍካልና።
ጽቡቅ ስራሕ፡ ብሓቂ ሕብረተሰብና ናብ ጸማማት ዝቀየረ ንዓና ኣብ ስድራቤታት ውሽጢ ክቱር ጸጥታ ዘዕሰለ፡ ምዕባለ ክበሃል ኣይክእልን፡ ምስ ናይ ርሑቅ ፈተውቲ ግና ከኣ የራኽብ፡ ደሃይ ንዓመታት ተጣፊኡ ዝነበረ መራኸቢ መገዲ ኮይኑና ኣሎ፡ ስለ'ዚ ስልጣኔ ወይ ሰይጣኔ ክበሃል ኣይከኣልን። ጠፊኡና ዘሎ መደብ ሰዓታት ዘይምግባሩ ኢዩ። ጽቡቅ ጌይርካ።
ኣመና መሃሪትን እዋናዊትን ስራሕ ያ ፡ክሊፕ ውን ጽቡቕ ብዘእምን ኣገባብ ተሰሪሓ ፡ ዓንዲት ካናሪ ከመይ ዲካ መቕሰን ።
ነዛ ቻነል ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ #like
ፍቕሪ ዓማጺ! 👍
ዓንዲታ ብጠዓሚ ንህልውን ንዝግበር ዘሎ ትገልጽ ደርፊ ማሃሪትን ክሊፕ ውን ጽቡቅ ነቲ ህልው ተጸባርቅ ምኳና ኣድኒቀያ ኣጆካ ንህልውን ንዝግበር ዘሎ ምስ ትገልጽ ኢዩ ስነ ጥበብ ዝበሃል፡ንሕና ከኣ ሳብስክራፕ ንበለሉ የሕዋት።
Tesfie Habteab naka eyu arku deriflka ente teredieka
Tesfie Habteab ስራሕ ኣለካ ዶ ንምኳኑ?
Davit Vila ewe alewo abe agaraja ena nsere Internet kea alena ab agaraja
Tesfie Habteab ክክክክክክ ናዕካ እዩ እንተተረዲካ ዳኣ
Nayi bihake kkkkkkkkkk
ኣንዲት ሃወይ ናትካ ስራሕ ሲ መግለጺ የብሉን ናይ ብሃኪ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ዚ ዞሎ ኩነታት ትገልጽ
Wawwwww andety mekseb alemi 💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Andit my brother great job you are Really good bless you today and always
ዘከርም ኢዩ ኩሉ ሰብ ሃሚሙ
በቢኢዱ ኩሉ ጅግና ኮይኑ
ዓንዲተይ መቅሰን ናይስ ሙዚክ
ኣነ ካ ንዓካ ኮመንት ገረ ፍግም
ላይክ ገረ ኣገናዕ ኢለካ እለኩ
Gudam 😳😳Always proud of u Anditey
ብጣዕም ደስ ትብል ዕንድት ወገነይ ፡ኢዋናውት መልክትይ ፡ኢንከላይ ተዋሳትይ ብጣዕም ደስ ባሃልትይ መስሓቃት ፡ዳሪክተር ንፍዕ ኮታ ብጣዕም ዝናድ ስራሕ ።ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደቅ ኢረይ ማዓረይ ።ሩሑስ ባዓል ልደት ንኩሉኩሙ ኣመንትይ ክሪስትያን ኣሕዋተይ።
አነ ዝገርመኒ ናይዞም 170 Dislike ገሮም ዘለዉ ሰባት እንታይ አበር ዮም ከውጹላ ደሊዮም ነዛ ዓቢ መልእክቲ ሓዚላ ዘላ ደርፊ ግን እቲ አታሓሳስብኦም
ንባእሉ Dislike ሙካኑስ ብአጉኡ ትፈልጦ ብዝኮነ ዓንዲት ሓወይ ቀጽሎ ናብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ.
ኣገናዕ ኣገናዕ ኣታ ጅግና
ጥበብ ማለት ከምዚ ኪኸውን ኣለዎ እምበር ፥ ዘየለ ሃለውሎው ክብሉ ሓቂ ቀቢሮም ትሪምሪም ኣቢሎም ስምዑና ዝብሉ ስነጥበበኛታት ኢና በሃልቲ እዝንና የሕሚሞምና ቀንዮም ፥ ሎም እዝንና ዝሓጽበልና ሰብ ረኪብና። የቐንየልና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ። እቲ like እሞ ንዓኻ ዘይሃብና ንምን ኪንህቦ ። እዛ ዓዲ ሰብ ኣለዋ
Ahhhhhhh ata abesa jegna wedi jegano 👍👍👍🖒🖒🖒🖒🖒🖒100%100%1000%
ናይ በሓቂ ዓንዲት ወዲ
ጹቡቕ ደርፊ ጹቡቕ ስራሕ
Great artist with great message Andit brilliant.
እዋናዊት ደርፊ ምስ ክሊፕ
ጎበዝ ዓንዲት
I just love you! Wonderful song! You know Andit because of you i knew where I was so thanks alot.
ዓንዲት ኣስሊ ኣጆኻስከ ቀጽሎ Nice song
Pls guys nadit mara eye zfetwo
Eske nadit tfetwo like abuni
wedi Sena nm
እቲኣ ብሃንቀዉታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ ሕጂ ደበኽ ኢላ ዓንዲተይ ናተይ እስታይል 2018 liek kea ኣይንሕመቕ ያ ጀምዓ
wellcam andit abo zemo bial metkel
i don't care how people hate this song but i like it more and more
actually he defined our life Exactly continue andit 2020/04
Andit haway anta anbasa wedi hzbi 💪🏽
I agree with you 💯%
Keep it up all the great work, god bless you 🙏🏽💕👍
Aditey enkae bselam mexaka ajoka kepp it Up
asey Andit shikor 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌 Mafi kelam so continue and merry Christmas , New year
You are such a hero..I give you 75% Like...
I'm from Iraq love song eritrean
እሽብ እሽብ እሽብሽብ ኣኣኣኣ
ኣሃሃሃሃሃሃ ሻዲዳዳዳዳዳዳዳ
ሁሁሁሁሁሁሁሁሁ
ኣንታ እዚ ሰበይ ኣኺልዎ ድዩ ኹሉ ጥውቅ ምዓሉ ለለለልይይ
ኣቅሊብሉ ድዩ ግዚኡ ኣጥፊኡ ኹሉ ጽቅጥ ምዓሉ
ረኣይዎ ሞ ሀሆሀሆ ሆይይይ
ፍቅሪ ገዛና ተናኺፍዎ
ብእኩባትና ቤትና ክጽምዎ
መኣዲ ስድራ ወግዒ ጠፊእዎ
፡ስኒይ የሕዋት ፍቅሪ ዘሪግዎ
ንገለ ኣፍዚዙ ሬሳ ቀይርዋ
፡ንዘይትፈልጦ ፍቅሪ ኣትሒዝዋ
፡ንገለ ኣትቢዑ ጅግና ቀይርዋ
ስለ የዕጢቁ ካልእ ኣምሲልዋ
ነቅልበሉ የሕዋተይ ነቅልበሉ
ግዜ ሂብና ሰናይ ንስራሓሉ
ሃሃሃሃሃይይይ
፡ነቅልበሉ ሕዋተይ ነቅልበሉ
ግዜ ሂብና ሰናይ ንስራሓሉ
ህዋሃሃህዋ
ኣለዉ ብዙሓት ምስኡ ዮም ዝውዕሉ
ጸለመን ነገርን ተኩሶም ዘይደኽሙ
፡ብየማን ጸኒሖም ብዘጋም ዘብርዩ
ከም፡ደቂ ሕድርትና ፍጹም ዘይረኣዩ
ዋሃሃሃ
የቅርቡልካ ሓሳብ ምስኦም ክትሳማማዕ
፡ሐራይ ኢንተልካዮም like ጌሮም ይብሉኻ ኣገናዕ
፡ከም ገለ ኣብ ሓሳቦም እንተዘይ ኢልካ ስጥም
፡ዕርክነትካ የብልዋ ክርትም
Comment ጌሮም ፍግም
ጸለመ ጌሮም ፍግም
፡ኣንታ ዚ ባህሉ ኣቅሊብሉ ድዩ ኹሉ ጥውቅ ምዓሉ ለለይይለይ
ረኣይዎ ሞ ኦኦሆሆኦሆሆ
ገለ ኣቅሊቡ ግዚኡ ፈሊጡ
ፍቅሪ ከሲቡ ስድራ ጠርኒፍሉ
ገለ ብዘይ መጠን ምስ ወረ ኣሻርዩ
ፍቅሪ ከሲሩ ሓዳሩ ደፊሩ
፡ ክንዲ ምጽቡቅ እሂን ምሂን ዝብሉ
፡ዘይፋለጡ እንዳተዛናጠሉ
ሓደ እንተድኣ በዲሉ ፈኪሩ ጅግና ጅግና ክብልዎ ይሓድሩ
,ዝገርም ዩ ብዙሕ ሰብ ሓሚሙ
፡በብኢዱ፡ኩሉ ጅግና ኾይኑ
ወይወይኣኣሃሃ
ዝገርም ዩ መዓት ሰብ ሓሚሙ
በብኢዱ ኹሉ ጅግና ኾይኑ
፡ተረካቢ ዘረባ እናኣራረዩ
የሕዋት ዘናቁቱ ምስሎም ከይተርኣዩ
፡ወረታት በዚሑ ሽም ሰብ ዝጠቀነ
፡ጽልኢ ዝሰረቱ ካብ ፍቅሪ ዘይኮነ
እዋህዋህዋህ
፡የቅርቡልካ ሓሳብ ምስኦም ክትሰማማዕ
፡ሐራይ ኢንተልካዮም like ጌሮም ይብሉኻ ኣገናዕ
፡ከም ገለ ኣብ ሓሳቦም እንተዘይኢልካ ስጥም
ዕርክነትካ የብልዋ ህልም
ጸለመ ጌሮም ፍግም
COMMENT ጌሮም ፍግም
እዋዋይ ኣየየየ
ዝገርም ዩ ብዙሕ ሰብ ሓሚሙ
በብኢዱ ኩሉ ጅግና ኾይኑ
ዝገርም ዩ መዓት ሰብ ሓሚሙ
በብኢዱ ጅግና ኾይኑ
፡ሓወይ ሓፍተይ ኣነ ክነግረካ
፡ንቤላቤሎው ኣይተጥፍእ ግዜኻ
፡ጅግና ጅግና ዋላ እንተ በሉኻ
፡ናይ ሕቡኣት ታይ ክዓብሰልካ
፡ማህደር ገንጽል ዘክሮ ታሪኽካ
፡እንታይ ድዮም፡ጌሮም ኣያታት ኣሕዋትካ
፡እንታይ ድዮም ጌሮም
ስከ ዘክሮም ቶም ኣያታትካስ ታይ ድዮም ጌሮም
፡ሓጺር ስሪኦም
ጨጓር ዳንግኦም
፡ደቂ ሳሕለይ ታይ ድዮም ጌሮም
፡ ዓለም እምነት ከይመቀሎም
፡ኣብ ልዕሊ ታንኪ ዓሊሎም
፡ኣብ ትሕቲ ጫካ ኣጽሊሎም
፡ስጋ ስዉኣት ምሒሎም
፡ክቡር ሂወቶም ከፊሎም
ጀጋኑ ተባሂሎም
ኣናብስ ተባሂሎም
፡ናይ ሎሚ ግን ንበይኑ ዩ በይኑ
፡በብኢዱ ኩሉ ጅግና ኾይኑ
ኣየየየይይይ እዋዋዋ
ዎዎዎዎዎዎዎ
እሽብ እሽብ እሽብሽብሽብሽብሽ
፡ዝገርም ዩ ብዙሕ ሰብ ሓሚሙ
በብኢዱ ኩሉ ጅግና ኾይኑ
ዝገርም ዩ መዓት ሰብ ሓሚሙ
በብኢዱ ኩሉ ጅግና ኾይኑ
፡ኣታ መንእሰይ ኣነ ክነግረካ
፡ንቤላቤለው ኣይተጥፍእ ግዜኻ
፡ጅግና ጅግና ዋላ እንተበሉኻ
፡ናይ ሕቡኣት እንታይ ክዓብሰልካ
ማህደር ገንጽል ዘክሮ ተሪኽካ
፡እንታይ ጌሮም ኣያታት ኣሕዋትካ
፡ እንታይ ድዮም ጌሮም
ስከ ዘክሮም
እቶም ኣቦታትካ ታይ ድዮም ጌሮም
ሓቂ ኣመሎም ዘይዕጸፍ ቃሎም
ቶም ኣቦታትናስ ከመይ ድዮም ኔሮም
፡ኣብ ትሕቲ ዳዕሮ ኣጽሊሎም
፡እሂን ምሂን ተባሂሎም
፡ባይቶ ዓደቦ ተኺሎም
፡ስንኩፍ ሓዳር ኣደልዲሎም
ብኡሳት ኣሕዋት ሸምጊሎም
ጀጋኑ ተባሂሎም
ኣናብስ ተባሂሎም
ናይ ሎሚ ግን ንበይኑ ኢዩ በይኑ
በብኢዱ ኩሉ ጅግና ኾይኑ
ኣየየይየይእዋዋዋ
እሽብ እሽብሽብሽብሽብሽ
(ካብ ሮቢ)
ዓንዲተይ ምትብባዕ ኳ ዘድልየካ ኣይመስለንን ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ ቀጽሎ ኣጆኻ በዚ ኣጋጣሚ፡ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፍቅርን ሰላምን ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይብል ኣብ ስደት ዘለኹም ኣሕዋተይ ምስ ስድራና ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ስከ F,b ጉድ ጌርና
TEN Channel ok bro I can Subcreib your Channel
ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv
ኣሜን ናይ ራሄል ሃይለ ቴለ የብልክን ገለ
ኣስመRA Embeር ናfiቀ Aነስ men Rahiel haile eya eta tgraweyti derafit diya
ብዝሓለፈ የመስግነካ ብዝተረፈ ይልምነካ እወ ንሳ ኢያ!
ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv amen amen amen
ዓንዲት ሓዉና መግለጺ የብልካን ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ ኣጆካ ቀጽሎ እዋናዊት ደርፊ።ናይ ኮሜንት ገሊጽካና 100%
Tedawi tedawi 👍
ዓንዲት ናይ ብሓቂ ልብኻ ጥራይ ዘይኮነት ምንባርካ ዝተንክፍ ዩሞ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ንኹሉኹም ደቂ አረ ኣብ ስደት ንነብር ዘለና ስደትና ይሕጽረልና ቀጺለ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዓምት ይግበረልና።
ዓንዲት ጎይታ ጥበብ ናይ ልብና ባ ረኸብካና እወ comment ጌርና ፍግም ። ኣጆኻ ቀጽሎ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንኹላትና ምስ ሰላምን ቅሳነትን ።
wawwwww btami des tbl ewanawit temti derfi ajoka adit meqsen
ኣንዲተይ መቅሰን like ካብ በልካ እስከ ላይክ ሃቡለይ ንዚኣ ተንብቡ ዘልካ.ኪ ካኣ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይኩነልካ .......
ዓንዲተይ ናይ ብሓቂ ገልጺት ደርፊ ኣጆካ ቀጽሎ
Andit hawey good job!!! Long live bruh. God bless Eritrea👌
ናባኪ ዓንዲተይ መኪሰነይ ተፈቲምካ (ላይክ)
ተጸልምካ(ኮሞንት) ገሮም ፍግም
ናባኪ
ኣድንከካ።
100000000000% ከማን ዊሒድካ።
aye wedi adey halal Happy new reay you
Very spécial music Andit Wedi
nay bahaki Abnetawi srah eu Andit. 1000 times thanks.
Wellcome anditey jegna
ግዜን ወቕትን እናንበበ ጥበቡ ዘካፍል ፍልይ ዝበለ ጥበብ ዘለዎ ዓንዲት #like ንሃቦ ሞ ብካልእ ስራሓቱ ኣብ ቀጻሊ ክንራኸብ።
TEN Channel ካብ ትደሊዎ ምግባር ኣይክንቑጠብን ኢና ጽቡቕ ስራሕ እንዳኣቅረብኩም ክትዓብዩ ከኣ ተስፋና'ዩ። and happy New year too you
ብጣዓሚ ማሃሪት ኢያ ኣምላኽ ይሓግዝ ሓውይ ናተይ
Brilliant! We are mirrors of each other, but we can't see what we are becoming. Now you show us ourselves clearly with your great artistic skills. I hope we learn more from your messages. I love it! Thank U brother