ANDIT OKBAY "Bdihriu da'a" {ብድሕሪኡ ድኣ}-NEW-ERITREAN TIGRIGNA MUSIC 2019-{Official Music Video}
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 มิ.ย. 2019
- ኣብዚ ቻነል እዚ SUBSCRIBE ብምግባር ን ስራሓትና ቀትታ ምክትታል ትክእሉ።ከማኡ ዉን ሃናጽን ኣራምን ርእይቶታትኩም ቀትታ ምዝርራብ ትክእሉ።subscribe.share.like&coment ብምግባር ምትብባዕኩም የድሊ።ዝኮነ ይኩን ቪድዮ ይኩን ሙዚቃ ካብዚ ዳዉንሎድ ምግባር ን ስነ ጥበባዊ ሃሳዪ ስለ ዝኮነ ብሕጊ ዉን ስለ ዘሕትት ንቆጠብ።የቀንየልና።
Please Make sure to like & subscribe my TH-cam Channel and turn on notifications to stay updated with all new uploads.Thank You!!!
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2020: Andit Okbay Media Entertainment.
Andit OkbayTH-cam Channel is always providing New & best Eritrean Tigrigna Music
ንዝያዳ ኣብ
Facebook_ / anditokbayofficial
Instagram / andit_okbay_official
ክትረክቡና ከም እትክእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
#eritreanmusic #tigrignamusic #anditokbay
#Andit #AnditOkbay #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #DerfiQedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic
#WolaytaMusic #WolaytaMezmur #WolaytaMediaNetwork #WolaytaDance #WolaytegnaDance #Wolaytegnamezmur #Wolaytegnamusic #Wolaytegnasong #Wolaytegnatraditionaldance #GuragignaMusic #NewGuragignaMusic #GuragignaDance #GuragignaMezmur #GuragignaMusicMeskel #GuragignaHolidayMusic #GuragignaWeddingSong #GuragignaWeddingMusic #FamousGuragignamusic #Guragignafilm #Guragignamovie #GuragignaDrama - บันเทิง
ድምጻዊ ማለት ኣብዚ ነህልኩም
ድምጺ 100%
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ዳይልክተር 100%
እንቃዕ ንስካትኩምስ ናትና ኮንኩም ዓንዲተይ ኣምበሳ ።👍👍👍👍
why two 2 best comment ever
Why two enkae nska wn natna konka
Wow w ow wow er er er z😤😤😤😤😤😤😤😤😤✋✋✋✋✋💟✋👏👏👏👏💝💝
why two 2 gobez gobez
Nay bhaqi enka natna kenu
No comment መግለጺ ቃላት ሲኢነልካ በቃ ሱቕ ኢለ ኣለኩ እንታይ ኢየ ሞ ክብል ጂግና ጥራይ ኢለ ክሓልፍ።
ወላ ኣነ ውን ዝብሎ ጠፊኡኒ ኣሎ ግን ክምርቆ እየ ነዚ ሓኔታይ እንቋዕ ተወለድካ መኹርዒ ህዝቡ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢኻ ዓንዲቶም ክቡር ሰብ
ኣንታ ጅግና ነዚ ኩሉ ሓቂ ደፊኖም ንርብሕኦም ኣቀዲሞም ዘስቀጡ ካባኻ ይመሃሩ ጥበኛታት በሃልቲ ኣጆኻ ኩሉ እቲ ሓቂ ኣውጽኣዮ ክወግሕ ቀሪቡ ኢዩ
Kirosi jegena
Adet xag wxat nicc picc xebuk serh
Wedi hzbi men kem kiros dengikan aleka Emo gele belen
*Still ክሳብ ሕጂ ትርእይዋ ዘለኩም **#like*
@Ermi love momona💪💪❤💪💯Feb 04/2021☝️
@emeb😢ete.dngelmariyam1309
I try to read all the comments here, there is No any negativity here, we are all in one point we need justice and freedom in our beloved country.
Thanks Adnit for you great job.
0000
@@biniyammengstab1241
What you mean?
Hear this words
This is not joke (true words)
Definetly We need justice ! But is it geting justice by insulting our martyrs, killing inocent people and preaching hateful and dividing our contries by province going down to many subs up to blood relatives. The answer should be no but what some idiots are doing nowadays!
Dakin Eray Abza natey channel subscribe gebru please
th-cam.com/channels/det9JAo0GDfJ7KCj21mFGQ.html
Dakin Eray Abza natey channel subscribe gebru please
th-cam.com/channels/det9JAo0GDfJ7KCj21mFGQ.html
I love all Eritrean music from Paris France❤❤🇫🇷
Jena wedi hzbi🙏🙏🙏
Paris
Much love from somali 🇸🇴 to my Eritrean brothers and sisters
Cushtic family Somalia eritrea Djibouti Ethiopia
zhuceyb Abdi we love you brother
ኣታ ሶማሌ ዓርኩ ህግደፍ ሃገር ከም ሶማል ክትገብሩዋ ደሊኹም እዮም ድብሉና ሶማል ከመይ ድያ ክክክክክ
@@user-kf4bi3yg1y 😂😂😂😂😂😂
Thank u. We love u bro
100 👍 ክርኢ ደሊየ አሎኹ ጀጋኑ ህዝቢ ኤረይ ናፊቆትኩም ሕሱም ኢዩ።❤
😍😍😍😍😍😍😍
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤረና ምስ ህዝባ ዝሓልፉላ ብፍቅርናን ምትእስሳርናን እዩ ሞ ሃየ ሓደራኾም እሕዋተ ፍንጫሕ መሰንገለይ: ከም ቀደምና ኮይና ታርኽ ንድገሞ::
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ጠንባር ግዜ ኣንዲት ተባዕ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷
ዋው ዓንዲት ገሊጽካዮ ኩሉ በብሓደ ኣብዚ ዘለናይዮ ግዜ ሓሳዊ ከም ሓቀኛ ሓቀኛ ከም ሓሳዊ ዝባሃሎ ግዜ በጺሕና ኣብ መወዳእታ ግን ሓቀኛ ይዕወት።
ከምዚ ከማካትኩም መስከርቲ ትደሊ ኣላ አዛ ሃገር ፥ ኣጆኩም ኢደ ኢድና ንበላ ነዛ Eireyyyy...
22-6-2019 ዘስተማቕራ ዘሎ Like
عشت مع الإريتريين في مخيم لللاجئين في السودان، كنا نشعر بالخجل بسبب أخلاقهم العالية وتعاملهم الجميل معنا.
مجتمع متحضر ومنضبط، ويستحق أن يعيش بكرامة في بلده.
🌹
هل انت سودني ولا لا
#andit ዝበለጸት ደርፊ ናይዚ ዓመት።
ክብርን ሽለማት ይወሃቦ ነዚ ዓቢ ሰብ።🔥🔥💯🔥🔥
ኣይትእመኖ ሓንኳል እዋን ጎኒ ሱሱዓት ስሚ ቕኑዓት ናይ በሓቂ!!😟😟😟 ዓንዲተይ ሕጂስ መሪርካ እዩ!!!!!
ዓንዲት ጃግና ሃገራዊ😘😘🇪🇷🇪🇷😘 ዘመን ጠላማት ብሓቂ ነታባባዓዩ የሕዋት
ሓዊ ዝኾነት ደርፊ ጹቡቕ ስራሕ ዓንዲት ጅግና ሃየ በሉ እስከ #like ኣይተውሕዱ
When I watching this video I was crying hard. It is really touching my mind because my mom was minter and she lost her leg 🦵. All the heroes Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷people dead 💀 for us. Now it is our turn guys.
Bhgdef zemarere and eri znafeqe tiray like ygber%💯🔥🔥🔥🔥
Tesfu Tekle 💯✋🏽✊🏽🇪🇷
ተስፉ ወዶቦይ ተኽለ Kkkkkkkkk ህግደፍ ኣብ ዉሽጢ ኤረይ ኢዩ ደሎ ሰብኣ እንተ ኮንካ ከድካ ፈንቅሎ ኣብ ስደት ኮንካ ኣይ ተስተማስል መስተማሰሊ ኣብ ኮሜንቲ ናይ ድጸሓፍካ ሰብኣይ ኣይ ትምሰል ስግረ ዶብ ክትሰግር ከለኻ ኣብ ስረኻ ሽንቲ ንሽንቲ ኮንካ ሲ ክክክክክክ ሱቕ ኢልካ ተማሃር ስድራኻ እለ ሸንካ ደቅስ ዛ ወደይ ከከከከከ
Halifna enber wedi shukey
👍
@@user-zb8cn5uv5e o
እንታይ ሞ እንታይ ሞ እንታይ ሞ (2)
ብጻይ ቀደመይ ወገነይ
ወዲ ሃገረይ ፍንጫሕ መሰንገለይ
መጋድልተይ ጎነይ መቃልስተይ
ቁራስ መማቅልተይ
እንታይ ደኣ ሎሚ ተራሓሒቅና
ማሕላ ትማልስ ነዚ ዶ ኔራ
ግራትካ ለሚዓ ናተይ ቃዲራ
ጁባይ ዓቢራስ ናትካ ሃጢራ
ኣይትእመኖ ሓንካል ጌዜ
ጠምባር እዋን
ጎኒ ስሱዓት ስሚ ቅኑዓት
እንዳስሓቐ ግሩህ ዘጽድፍ
ጨካን ዝሓቁፍ
ዘመን ጠላማት ዘመን ደፋራት
ነጺሁ ዝተጋደለ ጻማይ ከይበለ
ጠጥዑሙ ንህዝበይ በለ
ዝተንኮለ እናታለለ በታቲኑና ከምቲ ዘየለ
ንርስቱ ክብል ደም ዝረሃጸ
ከየንቀጸ እናተለቑመጸ
ኣይግዳዱ እናሎቓመጸ
ተመያየጸ በየን ከ መጸ
ደቂ ሰባት ተባሊዖም ካብ ሕልና ምስ ሓንገዱ
በረድ ክጥብስሉ ኢሎም መጋርያ ምስ ኣጎዱ
ብጻይነት ጠሊሞም ምስ ከብዶም ምስ ዘመዱ
ክቡር መንጸፍ ተነፊጎም ፊሑኽ ፊሑኽ ዝኸዱ
መላእኽቲ ገዲፎም ኣብ ሰይጣን ምስ ሰገዱ
ሸማምንቲ ተባሂሎም
ካብ ኣፍ ሰብ ዝምንጥሉ
ይትረፍ ዶ ጥዑይ ክፈርዱ
ክሰምዕዎ ካ ይስምብዱ
ፍሉጥ ከም ዝዓበዱ
በይኖም ኣብ ስብራ ዘኹዱዱ
ሓንqaል ጊዜ ውን ኣሻርዩ
ምስኦም ክሳዱ ኣርጊዱ
ተካል ጊዜ ዘመድ ጠላማት
ዘመድ ካሕዳማት
ክሳቀ ዝኸረመ ከይሓሾ ናተደግመ
ዝጎየየ ከይላልሀ ኮፍ ዝበለ እናደኸመ
ኣፍ ዓያሹ ተኸፊቱ ናይ ለባማት እናተሎግመ
ጁባ እቲ እኩይ መሊኡ ናይ ለዋሃት ናጠመመ
ሴፍ እኩያት በሊሑ ናይ ቅኑዓት እናጎደመ
ጋና ርእሱ ኣቕኒዑ ወደ ባት ምስ ደነነ
መንዩ ሞ ዘይገሮሞ ማይ ምስ ቀደሞ ንግመ
ተዓረቕ ተልናዮ ጊዜ እምብለይ ኢሉ ፈረመ
ጠምባር ጊዜ ዘመን ጠላማት
ዘመን ካሕዳማት
ዝተጋደለ ጻማይ ከይበለ
ንእስነቱ ዝኸፈለ
እቲ ዘውደለደል ውጥም እንዳለ
ኣሸጊሩና ቅልቅል እንዳለ
ሓሊፉ'ብሉኒ ካሕዳም እዋን
ኣልካሒዳ ዘመን ካሕዳማት
ሎሚ ገደደ ኣርኪብልና
ዘመን ጠላማት ዘመን ደፋራት
ኣንታ ብጻየየ ብጻይ ቀደመየ
መጣፍእተየ ሓወይ መዓረየ
ኣንቲ ኣንበሲተየ ሰብ ትማለየ
መዓቢተየ ሓፍተይ ቅጭነየ
ማሕላ ትማሊ ዝክር ነብልየ
ስጋ ብጾትዩ ዝነበረ
እንታይ ደኣ ሎሚ ኣፍና ትም በለ
ብጻይ ብጸይቲ ናተኸወለ
እውይ ትማልና ሲ
ክጥዕም ትማልና
ሓድሕድ ክንፋቀር
ቁራስ ተማቒልና
በረኻ ነይሩ ስፍራና
ጉድጋድ ኢዩ ኔሩ ቪላና
ኩርካሕ ኢዩ ኔሩ ትርኣስና
ዘይስገር ጸላም ሰጊርና
መስዋእቲ ኔሩ ሕርያና
ዕላማ ኔሩ ኣብ ቅድሜና
ሎሚ ርግምቲ ሎሚ ሕስምቲ
ፈላሊኽዮም ብጻይ ብጸይቲ
ሓደ ክእሰር ሓደ ኣሰረ
ዝተጋደለ ዶ ዶብ ምሰገረ
ምንቕቃፍና ባህሊ እንድያ ኔራ
መን ደኣ ሎሚ ገበን ቀየራ
ኣንታ ብጻየየ ብጻይ ቀደመየ
መጋይተይየ ሓወይ ንኡሰየ
ኣንቲ ኣንበሲተየ መጣፍእተየ መጋይተይየ
ለይለይ ቅጭነየ
ኣበይ ለዉ ብጾት መሳግርቲ ጸላምና
በርሃውሃው ምስ በለ ምርኣዮም ዝሰኣንና
እውይ ትማልና ሲ ክጥዕም ትማልና
ብጾት ክንሳለ ቁራስ ተማቒልና
በረኻ ኔሩ ስፍራና
ጉድጋድ ኢዩ ኔሩ ቪላና
ሎሚ ሎሚ ግን ኣይከም ቀደምና
ተረሓሒቕና ተፈላሊና
ቁራስ ቆሪስና ከምዘይ ነበርና
ሞሶብ ምስ መልአ ተፈላሊና
ሓደ ክእሰር ሓደ ኣሲሩ
ሓደ ክመውቕ ሓደ ቆሪሩ
ቤት ኣቦታቶም ከየማእክሉ
ደቂ ሰማእታት ስደት ሰፈሩ
*we love you ዓንዲት ወዲ ህዝቢ*
Akkkkkkk entay emo
@@bahlbisolomon8377 ዋውውውውው የቀንየልና ዝዓርከይ፡
@@bahlbisolomon8377 bror shiqu aykonen smit yu anbba akkkkk .
Tanks sle tegedasnetka.
Thanks for lyrics!
i am from Somalia i love Eritrea people because Eritrea people are very nice 🇸🇴
We also love you too rafiki wangu
We love you too
Oh wow this so beautiful an word.
an thank you so we also luv too!!
😊✌😍❤
شكرا تحياتي ليك دوله الصومال اشقيقه
Warayaa
*ዋውውው tnx 1.1K Like❤*
Amen kbur haw
Amen 🙏🙏🙏
ኣሜን ኩቡር ሓው
Sesnu yhwatey amlak sdetna yexrelna
@@tameygerye3139 *ኣሜን ወዲ ኤረይ ሓላል*
ደቂባት ኣለኩም ዶ ኣለና እስከ በሉ
Alena srbey
alena
The true definition of an artist is being voice to the voiceless. Keep up the good work hawey mearey.
We lost Abraham Afeworki but we got you Andit. you are one of the few conscientious Eritrean Artists. Thanks for being a good human being. we are lucky to have you.
ዓንዲት ኣንበሳ ፡ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ እንቓዕ፡ ናትና ኮንካ ንስኻ' ሲ ። ዓንዲትን፡ ኪሮስን፡ ወዲ ትካቦን፡ ዝፈቱ እስከ 👍
Habeshana media ፍረሰላም
ክፍሎም
ዛኪ
ዳዊት
ምሕረትኣብ ወዘተ ትፈቱ ከኣ ሳብስክራይፕ ግበሩለይ
Anditsi an kiros si ms wedi tkabo ketewedadrom. 2 denakur ms wedi tkabo.
ኣዮኻ ናይና በሎስከ
@@tigereritrawi2928
ኣልግስ ቖንዳፍ
ነዞም ጀጋኑ ግርማ ሃገር ዘይፈቱ ዳኣ ድቃላ ክከውን ኣለዎ ።
ዓንዲት ካፍቶም ዝፍትወን ኣዝየ ዘድንቆን
ን ሓቂ መዕተቡ ዘይበትኸ መንእሰይ ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ
ኣንዲት ቃላት ሲኢነልካ መግለጺ ናዓካ ዝከውን። ኣንዲት መስተውዓሊ ሰነ`ጥበበኛ ።
ጠንባር ግዚ አወ ሓቅካ ዓንዲት ሓወይ
👇 xketu eske
ጠንባር ግዜ እወ ሓቅኻ ደቀ 40 ክጥዕሞም ደቀባት ክሓስሞም ::
ወዲ ዑቁባይ ዉሑሉል 👌
ዓዲተይ ከይንንእደካ ኑኡድ ኢኻ ከይነታባባዓካ ትቡዕ ኢኻ። ከይንነቕፈካ፡ሙሉእ 'ዩ! በቃ ናተይ ኢኻ ናትናን ብሙኻንካ ሕጉስት፡ኢና ብኣኻ like you! My king!
ናይ ብሐቂ ዓንዲት ጅግና
Wwww kabta getmi tened comment natka .andity ka ma nefue behaki.
@@semharghirmay6997 ሰሙ thx
@@adhanetgebregziabher9488 thx Adu
@@user-xn8zj3dy5c genzebka ema berki
Wow great job let's go to United eritrawayn ⛪+🕌we can do impossible 🌹big like 💪💪
Keep going anditey I appreciate you 👍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓንዲተይ ዋና ጥበብ ንፉዕ እዋናዊት ደርፊ ይብል ስራሕ ላይክ 100
ናይብሃኪ መግለጺ ሲኢነልካ ኣንዲት ጅግና በትሪ ሃኪ ትከትን አንበር ኣይትስበርን አሎም ኣቦታት ሃኪ መሰስ አላ ትወጸአ ኣላ ኣጆኩም የህዋት ሃቦ ንግበር ህግደፍ ኩጎሃፍ
I do know what say !! You are amazing person you are absolutely right tell us what is happening in Eritrea under dictatorship.May God have mercy on us. I love all your songs.
I knew there was something I liked about you, a jigna thank you for using your voice for the voiceless and not being a coward like many other artists #YIAKL 😓✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እስከ ኣብ ደምበ ተቃውሞ
ደላይ ፍትሕን
ደለኻን / ደለኽን ብላይክ ኣርኡኒ ደቂ
ኤረይ.......
ata lemani
ajoka msaka alena
Yrdaeka wedey .kindey tlmin 😀
Lemani
ኣታ እስካ ብዝከድካዬ ዲካ like ትልምን, ሪእቶ የብልካን ድዬ .
Fithi qeriba eya tmesl zela ajona esiki deki Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝያ ኣዝያ ሓይሊ ዘለዋ ደርፊ.
ትግርኛ ቛንቛ ሓይሊ ከምዘለዎ በዚኣ ደርፊ ክርዳእ ክኢለ.
ናይ በሓቂ 👍
Kulu gelixikayo zelenayo zemen Anditey wela Hanti Aygedefkan Nay bhaqi slezi Yhiwatey eza derfi Abay Tihmrti eya mo hawey haftey enda belena Nimersh ena kem Abotatina
ዓንዲተይ ወዲ ሃዝቢ ኣንታ ሓላል ፍጥረት ደጊም ቀሪብና ኢና ክንምለስ ዓድና ሕድነትና አዩ ውድቀት ጸላእትና እናቃዕ ጥራይ ኩሉና ኣብ ሐደ ምስመር መጻእና ሓዞ ሓዞ ኢልካ ዓድካ ምእታው ጥራይ እዩ ተሪፍና ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ቀሪብና ኢና ፈጣሪ ሒዝና ።
ዓንዲተይ መለይ መን ከማካ Really ኤሪትራዊ ብውጹዕ ህዝቡ ዝቁንዞ ቃንዛ ህዝቡ ድቃስ ዝከልኦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወገነይ
😂😂😂😂😂
እዞም dislike ትገብሩ ዘለኩም ተወልጀ ማዳ ሃገርን ህዝብን ኢኩም
ኣጆካ ኣንዲተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አዞም dislike ዝህቡ'ስ robot ከይኮኑ bro
Natiii ናቲTV ይኮኑ መን ሪኢዎም broo
Oooyy eza derfi ezias wela hegdef mendef ya anqixatom zela 😂😂
ምሕረት የውረዶሎም እንበረ ሓቂ እንድዩ ዝደረፍ ዘሎ ኣቱም ገዛ ወይ ንብረት ሓላፍ ምካኑ ረሲዕኩም ህግድፍ ትድጉፍ ዘለኩ ጽባሕ ቀረባያ ብሓደ ኣለና
Dakin Eray Abza natey channel subscribe gebru please
th-cam.com/channels/det9JAo0GDfJ7KCj21mFGQ.html
ዓንዲተይ ተባዕታይይይይይይ ILOVE YOU SO MUCH and PROUD OF YOU BRO!!!!!😎❤👑❤
ሃይይይ እዊ እዊ ዋይ (4)
እንታይ ሞ 'ታይ 'ሞ (4)
ብጻይ ቀደመይ፡ ወገነይ ወዲ ሃገረይ ፍንጫሕ መሰንገለይ
መጋድልተይ፡ጎድነይ መቃልስተይ
ቁራስ መማቅርተይ
እንታይ ደኣ ሎሚ ተራሓሒቅና
ማሕላ ትማልስ ነዚ ዶ ኔራ
ግራትካ ለሚዓ ናተይ ቃዲራ
ጁባይ ዓቢራስ ናትካ ሃጢራ
ኣይትእመኖ ሓንኳል ግዜ
ጠንባር እዋን ጎድኒ ስሱዓት
ስሚ ዑርዓት
እንዳ ሳሓቀ ግሩህ ዘጽድፍ
ጨካን ዝሓቁፍ ዘመን ጠላማት
ዘመን ደፋራት
ነጺሁ ዝተጋደለ....ጻማይ ከይበለ
ጠጥዕሙ ንህዝበይ. .. ዝበለ
ዝተንኮለ እንዳ'ታለለ
በታቲኑና ከምቲ ዘየለ
ንርስቱ ክብል ደም ዝረሃጸ
ከየንቀጸ 'ንዳተለቁመጸ
ኣይግዳዱ እንዳሎቋመጸ
ተመያየጸ በየን ከ መጸ!፧
ደቂ ሰባት ተባሊዖም
ካብ ሕልና ምስ ሓንገዱ
በረድ ክጠብሱ 'ሎም
ማጌራ ምስ ኣጎዱ
ብጻይነት ጠሊሞም
ምስ ከብዶም ምስ ዘመዱ
ክቡር መንጸፍ ተነፊጎም
ብፍሑኽ ፍሑኽ ዝኸዱ
መላእኽቲ ገዲፎም
ኣብ ሰይጣን ምስ ሰገዱ
ሸማምንቲ ተባሂሎም
ካብ ኣፍ ሰብ ዝምንጥሉ
ግደፍ ዶ ጥዑይ ክፈርዱ
ዝሰምዕዎ 'ኳ 'ስንብዱ
ፍሉጥ ከም ዝዓበዱ
በይኖም ኣብ ስብራ ዘኽድዱ
ሓንኳል ግዜ'ውን ኣሻርዩ
ምስኣቶም ክሳዱ 'ርጒዱ!!!😢
ተካል ግዜ ዘመን ጠላማት
ዘመን ካሕዳማት
ክሳቀ ዝኸረመ
ከይሓሾ 'ንዳተደግመ
ዝጎየየ ከይላህለሀ
ኮፍ ዝበለ 'ንዳደኸመ
ኣፍ ዓያሹ ተኸፊቱ
ናይ ለባማት 'ንዳተሎግመ
ጁባ'ቲ እኩይ መሊኡ
ናይ ለዋሃት 'ንዳጠመመ
ሴፍ እኩያት በሊሑ
ናይ ቅኑዓት 'ንዳጎደበ
ጓና ርእሱ ኣቅኒዑ
ወደባት ምስ ደነነ
'መን እሞ'ታ ዘይገረሞ
ማይ ምስ ቀደሞ ንግመ
ታዓረቅ 'ንተበልናዮ ንግዜ
እምብለይ ኢሉ ፈረመ
ጠምባር ግዜ ዘመን ጠላማት
ዘመን ካሕዳማት
ዝተጋደለ ጻማይ ከይበለ
ንእስነቱ ዝኸፈለ
'ቲ ዘውደልደለ ውጥም 'ንዳበለ
ኣሸጊሩና ቅልቅል 'ንዳበለ
ሓሊፉ'ዩ 'ብሉኒ ካሕዳም እዋን
ኣካሒዳ ዘመን ካሕማት
ሎሚ ገደደ ኣርኪቡልና
ዘመን ጠላማት ደፋራት!!😥
ኣንታ ብጻየየ ብጻይ ቀደመየ
መጣፍእተይየ ሓወይ ማዓረይየ
ኣንቲ 'ንበሲተይየ ሰብ ትማለይ
መዓቢተይየ ሓፍተይ ቅጭነይየ
ማሕላ ትማሊ ዝክር'ንዶበለ
ስጋ ብጾት'ዩ ዝነበረ
'ታይ ደኣ ሎሚ ኣፍና ትም በለ
ብጻይ ብጸይቲ 'ንዳተኸወለ
እዊይ ትማልናሲ ክጥዕም ትማሊና
ሓድሕድ ክንፋቀር ቁራስ ተማቂልና
በረኻ'ዩ ኔሩ ስፍራና
ጉድጓድ'ዩ ኔሩ ፍግራና
ኩርኳሕ'ዩ ኔሩ ትርኣስና
ዘይስገር ጸላም ሰጊርና✊🏻
መስዋእቲ'ዩ ኔሩ ሕርያና
ዕላማ ኔሩ ቅድሜና😎
ሎሚ ርግምቲ ሎሚ ሕስምቲ ፈላሊኽዮ ብጻይ ብጸይቲ
ሓደ ክእሰር ሓደ ኣሰረ
ዝተጋደለ ዶ ዶብ ምሰገረ😢
ምንቅቃፍና ባህሪ 'ንድያ ኔራ
መን ደኣ ሎሚ ገበን ተጌራ
ኣንታ ብጻየየ ብጻይ ቀደመይየ
ምጓይይተይየ ሓወይ ንኡሰይየ
ኣንቲ 'ንበሲተይየ መጣፍእተይየ
መጓይይተይየ ለይለይ ቅጭነይየ
ኣበይ'ለዉ ብጾት
መሳግርቲ ጸላምና
በርሃውሃው ምስ በለ
ምርኣዮም ዝሰኣና
እዊይ ትማሊናሲ ክጥዕም ትማልና
ብጾት ክንሳለ ቁራስ ተማቂልና
በረኻ'ዩ ኔሩ ስፍራና
ጉድጓድ'ዩ ኔሩ ፍግራና
ሎሚ ሎሚ ግን ኣይከም ቀደምናን
ተረሓሒቅና ተፈላሊና
ቁራስ ቆሪስና ከም ዘይበላዕና
መሶብ ምስ መልአ ተፈላሊና
ሓደ ክእሰር ሓደ ኣሳሪ
ሓደ ክመውቅ ሓደ ቆሪሩ
ቤት ኣቦታቶም ከየማእክሉ
ደቂ ሰማእታት ስደት ሰፈሩ
ላላላየየ😢
ዓንዲተይይይይ❤️💘 ይቅረታ ግን ጸይቀያ ከይከውን!!!!!! ፍቅርኻ'ዩ
👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Bravo👏👏👏
ንፉዕ ኣንበሳ ንስኻ ውን ኣጆኩም ደቂ ኤረ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።
Yekenyelna ezi Hawey
ካብ ልቢ'የ ዘመስግነኩም ደቂ'ታ ሓላል መሬት!! ኣጆና ወገናተይ ዓወትና ግድን'ዩ።
"ምንቕቓፍና ባህሊ'ንድያ ኔራ
መን ድኣ ሎሚ ገበን ቀየራ"
ካብ ናይ ዓንዲት ወርቂ ቃላቱ
ናይ ብሓቂ ጠምባር ግዜ ዘበን ጠላማት ዘበን ካሕዳማት
ዓንድቲ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ።🇪🇷😍
♥♥☺ Country of My Origin▬♥♥♥my country I recognized late through a real research of my life ♥♥♥ ☼ERITREAN☼ ☺♥♥ I loved much,...Big Up!...
The right derafay eyu derifwa! Gobez Andit!
ዓወት ን ህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ን ህግደፍን ሳዓብቱን ነዚኣ ዝሳማማዕ ላይክ 👇😊😊😊
Nebari hzbi Ember Nebari srat yelen So kief zeysamamae moknney kab hawka nay hmamey
@@user-hm5nv2wl5n ህግደፍ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ፈጢርዎ
Anyet andet nay behaqe erzerawi mslet koreslka hawey bemeqewanka
እንጌራ ዓለም ብላዕ ዓንዲት ለባም ወዲ ዓበይቲ ክብሪ ይሃብካ ።ፍናንን ኒሕን ህዝቡ
hearing 10 times a day.anditna real hero& talented guy, God bless you dude.
10 times? are you serious? his confused and doesn't know what his talking about.
He deserves big credit
Let's give him big respect sir andit wedi eri GBU BLESS MUSIC
ምንቅቃፍና ባህሪ አንድያ ኔራ
መን ደኣ ሎሚ ገበን ቀየራ።
I love it.
ኢሰያስ ርጉም በጀካይ አንተዘይኮይኑ ካልአ ዘይፈልጥ ቀይሩዋ፡፡
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዓንዲት ሓወይ፡፡
Wawwww great good job Thanks brother I Love my country music 👌👌👌👍👍👍
ኣንዲተይ ፍሊቲ ግጥሚ ምስ ፍሉይ ህርመት ንበር ክበር ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ
Andit jegna ata kemay deka
Edmen tenan yehabely 🙏🙏😍😍💋💋💋💪💪💪👍👍👍
ተዓረ ተበልናዮ ግዘ እምብለይ ኢሉ ፈረም ኣንዲተy i hoop hanti mealti ksemana yu eti kulu zkl fetari 🙏
Anditey jigna eka
Kulom tezkonu kemaka
Kulu Selam mkone beka
Ajoka bel buzuh alo kemaka
Kmlesu eyom kulom nabaka
Etom wegenom zeyflet anxar hzbi zfkru
Etom kahdamat
Andit wedi hzbi Like eske habuley
ዓንዲት ጅግና ህዝቢ ምሳኹም አዩ ዘሎ ኣጆኩምምም ኣባኹም እዩ ተስፋና
ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ነዚ ኩቡር ሃዉና ቀኑዕ ራህራህ ለባም መስተውዓሊ ሞራል ክንህቦ ይግባኣና
❤ ውውውውውውውውውው ዓንዲት መስተወዓሊ ጡዕም ድምጺ ጥዕም ግጥሚ ጥዑም ዜማ ከማ ሽሕ ደቂ ዜጋና ይብዝሑ ጎኒ ውጹዓት
Coming together is the beginning and the KEY to fight against the common enemy. Please, rise up to bring our country to the course. Thanks Andit!!!
Anditey jgna kulu srahka bluxx Love u keep going. Andit zfetu like yrgexx nandit.
ኣንዲተይ ኣብ 10/2010 ኣብ ምዕጢር ምሳይ ታኣሲርካ ከለካ ኢየ ዝዝክረካ ኣብቲ ጻሓይ ሃሩር ብክራርካ ከተፃወተና ከተዘናግዕና ኣየ ኢወ ኣብቲ ተካል ቦታ ምስቶም ተባዓት መንእሰይ ምዕጢር ኢወ ያሆ ሓሊፉ
እዋይ ሓሶት ድፍን
ዓንዲተይ ዝብሎ ጠፊእኒ ውሽጠይ ተናኪፍካኒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 🐎🎤🎧🙋♂️👍🌻
#ዓንዲተይ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ!!
2:13 ኣቤት ስሚዒት ኣታ ከምዚ ከማይ ተዘዝ'ዶ ኢልኩም? እንተ ኢልኩም እስኪ#
👇 ግበሩላ ኣጋራጩው፡፡
Berta aejoka bta.ami hyal eka
ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ዓንዲት ወገነይ ሓቀኛ ዎዲ ህዝቢ
ቡምምምምምምምምም። ዐንዲት ሐወይ ወገነይ
Wwwww I love you too my bor
Fffff behhhh 👎👎👎👎👎👎👎
Ajokum ajona kemzi kemakan eya tdeli Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deleyti fithi like habuleyyyyyy l proud of you 🇪🇷💖🇪🇷💖💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷
Dawit eyob
Andit jegna good job keep going bro waw samya after long time gaba arkay nice to see
God bless u ANDIT great artist👍👌🙏👌👍❤️💖💞💗💕💞💗💕🙏💞💗💕💕
We love you a lot Andit wisely boy.
Keep going we are wiz u.
Hi Andit I am always proud of you. you are my favorite god bless
መን ኣሎ ከምዚ ከመይ ርእሱ ጠጠው ዝበሎ ብፍላይ 2፥13 ክሳብ 3፥16 ዘሎ ዓንዲት ጅግና
ኣየ እወ እቲ ጎሮሮ ግትር ክብል ዓንዲት ብሉጽ ስራሕ
ክላመዶ እየ ቶሚ andit zxeles yhlu do anta uyyy anbiuni eko omg
@@samigosb8538 aymeslenn mnalbat tigrigna zeysemu kkonu alewom
.
Dakin Eray Abza natey channel subscribe gebru please
th-cam.com/channels/det9JAo0GDfJ7KCj21mFGQ.html
Haters trying to dislike this magnificent clip but hell no theyn’t gonna reach any where. Keep marching and aggravate the mass.
ዓንዲተይ ሓቦኛ
ድምጺ-100%
ዜማ-100%
ግጥሚ-100%
ኩሉ ምሉእ ኣጆካ one day ኣላ ቅኑዕ ዝዕወተላ።
ዓንዲት ጅግና ወዲ ጀጋኑ
ኢዩ እወ ሓደ ካብቶም ኣንጊሁ
ምስ ህዝቦም ዝወገኑ
ሰላም ከየበለ ዝሓድር
ወትሩ ንሓቂ ክምስክር
ንፍትሒ ንሰላም ንራህዋ ዝምድር
አወ እምብለይ ንዓመጽ ዳበለ ዝዝምር
Thanks so much my beloved people for the love and support.god bless you all.
For more updates Follow me on Instagram instagram.com/andit_okbay_official/
instagram.com/andit_okbay_official/
Thank you! Andit Anbesa! God bless Eritreans and Eritrea! Amen!
Andit jigna kemaka 1000 yweled nic song keep it up
Andit hawey adnakotey wedie! Teamrat u zi.
Kab hawka Efrem Tadese
Eskas nbre eski hawi wxuiat Andit natey kurub uka denguye comment yxhf aleku neza hadas Eritrea 🇪🇷 nay mexaie nrkeba kreya ztaweke eski like habuni alena belu
God bless you brother 😍😍🇪🇷
Thank you very much ANDIT the legend as always you stand with your people
ይቀንየልና ዓንዲት ሓወይ::
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍
መጹ በሉ ጅግና ደላዪ ፍትሒ ነዚ ቡሉጽ ድምጺ ዝወንን ዓንዲትን ናዓይ ደላዪ ፍትሒ ሃውኩም ስኪ ላይክ ሃቡና
Anditey meglexi yebleyin bitaemi ewanawit derfi ezi zelo kulu gelixikayo👍👍👍👍💋💋💋❤❤❤❤
You're right Andit sweet keep it I hope all Eritrean people will be completely be come happily together one day.
*I have no words to describe this guy proud of you Anditey*
ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ዓድና ሰላም የውርደልና።
Amen Amen Amen 🙏
ባሕቲ ዶ በልካ መንነትና ኢዩ ነዚ ዝመልኽ ህዝቢ ኣይወገነይን ምባል ግን ኣንጻር መንነትካ ተላጊዓኻ ምትራፍዩ
@@tigereritrawi2928 tigrawaye zeytbl. tigraway kea hawi amharay hawi oromo :: ni eritrawiyan kea gorebetna ::
Thank you so much for great job Andit,u are legend
ዝበለጸት ደርፊ ናይ 2019 ። ዝገርም ግን ከይኣተንፈሰ ነዊሕ ደሪፉ ። አዛ ደርፊ ብዙሕ ፍልዩነት ኣለዋ ። ዓንዲት ኣስሊ ቀስሎ አስኪ ክሉ ግዜ ብሉዝ ስራሕ ምስ ሰራሕካ
𝕟𝕒𝕪 𝔸𝕟𝕕𝕚𝕥 𝕒𝕕𝕟𝕖𝕜𝕥𝕚 1𝕂 𝕝𝕚𝕜𝕖 𝕪𝕕𝕖𝕝𝕚 𝕒𝕝𝕖𝕜𝕦 ! ❤🇪🇷❤
ፍቕሪ ኣስመራ emo yelen
@@gualorthodoxtewahdo8229 እንታይ እዪ ዘየለ
ዒንድት ጅግና 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍✌️✌️💪💪💪✌🏿✌🏿✌🏿
Nay comments like faka zebila endiya koina shenka tiray dekis
Like abey ketshrfo eika
Andit suhul gororo kemaka dea men ata🎤🎤🎤🇪🇷👏👏👏 kab lomi kea ane kjimr like
Like kerkum eske keyhasekum rgexuni
Anta men emo alo kemaka you are always best Andit i am crying 😭
Kndi shih eileka aleku andit jgna 💯
We need more artists like you bro
Good job 👍🏽✊🏽
I have no word to express my self, excellent song with true Storey. Good Blease you ANDIT. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Absolutely right one day everything changed just untidy Eritrean people we stand up our right
I miss my country badly 💔.
እዋእ ፍልይቲ ሰራሕ እያ ብሓቂ
ብሉጽ መልእኽቲ ዝሓዘለት ኮይና
እሞ ክኣ ፍሉይ ቅዲ ዝሓዘት ዓጊበላ
ብዘይቀልዓለም ዓንዲት ብዓል ሕልና ስሑል ጎረሮ በርትዓለይ ወገነይ ጽቡቕ ስራሕ።
ምንቅቃፍና ባህልና እንድያ ናራ
መን ደኣ ሎሚ ገበን ቀየራ
ብተኣሚ ንፉዕ ኣዲተይ ተባዕታይ
Anedit jigna ajoka teray kulu Gize alowo ajona 10000000
Andit 100 100 kulu so sebay eika
Andit the best