Eritrean Music 2017//ኣለኹም'ዶ\\ KIFLOM YIKALO

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • Eritrean Music 2017//ኣለኹም'ዶ\\ KIFLOM YIKALO
    www.youtube.co...
    / @churamedia355
    / churaband1
    @ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
    © Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 2K

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 11 หลายเดือนก่อน +16

    ሓወልቲ ብስምካ ክንገብረልካ ኢና ዓድና ጥራይ ንእቶ ❤❤❤

    • @Alemeyt7654
      @Alemeyt7654 11 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

  • @RBLTVEntertainment
    @RBLTVEntertainment 6 ปีที่แล้ว +244

    ዝኸበርኩም ጩራ band ብጣዕሚ ዘደንቕ ስራሕ ዩ ኣጆኩም ኣጆኩም ኣብ ጎድንኩም ኣለና Team Rbl Tv
    ክፍሎም ኣገዳሲ ብጣዕሚ ውሽጥኻ ትትንክፍ ደርፊ እቲ ምሁር ዝብሃል ኣብ ውልቓዊ ረብሓ እንድሕር ክሃድን ጀሚሩ ምሁር ክብሃል ኣይንደፍርን
    ኣጆና ጥራይ ባዕልና ነንሕድሕድና ነታ ፍትሒ ካብ ውሽትና ተበጊስና ንድለያ
    ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ጸገማት ናይ ህዝብካ ከምዚ ገርካ ምግላጽካ

  • @awetabraham2066
    @awetabraham2066 6 ปีที่แล้ว +93

    ክፍሎም ዓርከይ ኣታ ብዓል ዓቅሊ
    ጽቡቅ ዝሓልም ንናይ ሓባር ፍቅሪ
    ኩሉ ግዜ ሓርኮት ትብል ጸላኢካ ክትኣሊ
    ኣጆካ ኩሉ ምሳካዩ ዞሎ
    ክመጽእ ዩ ባዕሉ ሕልንኡ ምስ ኣንቆሎ
    ንስካ ጥራሕ በርትዕ ንበገስ ቦሎ

  • @kibreababraham8879
    @kibreababraham8879 4 ปีที่แล้ว +100

    እዛ ደርፊ ዳርጋ ኩሉ ግዝየ ብዘይምግናን ዝሰምዓ ባህታን ትፈጥረለይ ከማይ ዶ ትኾኑ።

    • @user-bq7mz3vf4m
      @user-bq7mz3vf4m 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ምስቲ ግዜዊ ዘሎ ትከድያ 🤔😪ክፍሎመይ ማራ ዝፈትወን ዘክብሮን ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @landescap2262
      @landescap2262 2 ปีที่แล้ว

      Anewin kemaka ye hawey gerimna alo kulu kefali hawey adina nafikina betina,besebina habejeraway gizia wedey

    • @user-qr3gf5lm6n
      @user-qr3gf5lm6n 26 วันที่ผ่านมา

      Nay bahaqi habibib Ana

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle8762 6 ปีที่แล้ว +439

    እዋይ እዞም ጩራ ባንድ ኣንታ ክንደይ ትነፍዑ ከፋሊ ኣለና ኣጆካ ቀሪባ ኢያ እታ ግዜ ክትወግሕ ኢያ ኩሉ ግዜ ንህዝብካ ምስ ሓለካ ኢካ እሞ ኣጆካ ንሕጎሰሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ ።

    • @yoni8787
      @yoni8787 6 ปีที่แล้ว +2

      selamawit tekle great comment🤙

    • @shewitnateynatey2440
      @shewitnateynatey2440 6 ปีที่แล้ว +1

      selama👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @forsatv3905
      @forsatv3905 6 ปีที่แล้ว +2

      selamawit tekle Seb diki Computer 😂 neshnesh sebayki dyou ?

    • @user-le3wq8yf5j
      @user-le3wq8yf5j 6 ปีที่แล้ว +1

      selamawit tekle ሰላማዊት ሽኮር እሞ ኣነን ንስክን ከም ናቶም ዘይ ንሰርሕ ግጥምን ዜማን ድሓን ናባይ ግደፍዮ

    • @alokumdodekihzbi1670
      @alokumdodekihzbi1670 6 ปีที่แล้ว +1

      ዝሓሌለይ ስኢነ ajoka/ki camera editor bealey kkkkķ wela eskum kief alekum wegenatey 😍

  • @filimonmeashotewelde8215
    @filimonmeashotewelde8215 6 ปีที่แล้ว +53

    ከፋሊ ወናኒ ሙሉእ ሕልና
    ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድንና
    ይብጻሕካ ካብ ፈታዊካ ፊሊ ዓቢ ምስጋና ።

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 หลายเดือนก่อน

    ጩራባንዲ ሚዴያ ዝነኣድ፡ስራሕ ኣብልዕሊኹም ዘለኒ ክብሪ ክገልጽ ይፈቱ፡ ክፍሎም፡ይካኣሎ ክኣ ኣካል ዕውት ናትኩም ፍረ እዩ።ኣጆኹም ቀጽልዎ።❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltesfu2949
    @michaeltesfu2949 6 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ብሓቂ መልእኽቲ ዘለዋ ክፍሎም ሐወይ. የቐንየልና.

  • @tesfiehabteab8904
    @tesfiehabteab8904 6 ปีที่แล้ว +1026

    ከፋሊ ጅግና በዓል ሙሉእ ተስፋ ኩሉ ግዜ ናይ ጸገም ህዝብካ ምስ ደረፍካ፡ዝያዳ ከኣ ገጽካ ይንበብ እንሆ ጉሁይ ምኳንካ ኣጆካ እስኪ ዝያዳ ኩሉ ንበረልና፡ንሕና ከኣ ሞራል ንሃቦ የሕዋተይ።

    • @aruberhe4352
      @aruberhe4352 6 ปีที่แล้ว +8

      Tesfie Habteab hhhhh aytxaref eba arku

    • @merihkibrom9416
      @merihkibrom9416 6 ปีที่แล้ว +7

      Nicccc one jigna nay jeganu kuflom hawey kexlo alena ab godnka 👍👍👍👍👍👍👍👍👄💋👄👄❤

    • @harnetnashih9012
      @harnetnashih9012 6 ปีที่แล้ว +3

      Tesfie Habteab kkkkkkk klae entay kguhi ezi bnebsu da komeu koynu eti gexu mraku zwedae koynu

    • @filihanihanifili2775
      @filihanihanifili2775 6 ปีที่แล้ว +6

      Auyyyyyyyyyyyyy askas kefye kulu dterefeka yelen kulu seb kemaka tezkewns kndey selam mkone ymesleka so tuaum dmxi kea

    • @adamkiflu6772
      @adamkiflu6772 6 ปีที่แล้ว +2

      no to so we'll all all all all was good we'll all

  • @fani1057
    @fani1057 6 ปีที่แล้ว +126

    ከፉሊ ጅግና ኣታ እስካስ እንታይ ኢለ ኤየ እሞ ክገልጸካ
    ኣታ ትስፉው መንእሰይ እንቃዕ እስካስ ናትና ኮንካ ክብረይ። ከፋሊ King of Eritrea
    ንዓካ ኢያ ዝሃገር ኣታ መንእሰይ ያላ እንዶ ተበጋስ

  • @fanustesfay8793
    @fanustesfay8793 6 ปีที่แล้ว +42

    ኣብዚ እዋን ካብ ዝፈረዩ ኣዝዮም ትስፉዋትን ኣብነታዉያን መንእሰያት ኢኻ ናይ ብሓቂ ከፋሊ ሓወይ ዓቢ ሰብ ሓርነት ክትመጽእን ሽምካ ከም ወርቂ ክኹላዕን ከምዛ ሓንቲ ያ SO KEEP IT ረብሪበ ኣይትበል ኣጆኻ ክወግሓልና ዩ ብሩረይ ዓሪባ ዘይትበርቕ ጸሓይ ከቶ የላን ክቡር ሓው G.B.U ኣጆና ከኣ ንሕና ኣለና ንበሎ ነተባብዓዮ ንፋዕ ARTIST ዩ ንመጻኢ ኩላህና ሞራል ኣይንብቀቐሉ ሰብ መትከል

  • @dejenhagos1223
    @dejenhagos1223 6 ปีที่แล้ว +96

    ዋውውውውውውው ከፋሊ ምቃል ጎድነይ እንቃዕ ብሰላም መጸካና ምስ ዓጽምካ ዝሰብር ድምጽካ ምስ ንልቢ ዝድብስ ኣእምሮካ ምስ ሓቀኛ ቃልካ እንታይ እሞ ክነውጸልካ ጽባሕ ከም ዝወግሕ ሕልምካ ከም ዝግሃድ ጥራሕ ከበስረካ። So ኣጆካካካ #Like #Schere #Comment ክኣ ናባና ጊደፎ ኣጆካ፡ንሕና ከ ኣለና ዶ የሕዋት ኣለኩም ዶ ይብለና ኣሎ እስከ ኣለና ንበሎ ሌክ ንሃቦ ያላ። ✌️👏

    • @gottseidanke2417
      @gottseidanke2417 6 ปีที่แล้ว +2

      Wedi Hagusha Dëjü Guya Guya {Déjüÿë Mãr } wawww deju hawey mekseney kebriteyyy wegeneyyy kemey dika asli 👍👍👍👍👍👍👍👍💙❤❤💛💜💜💙💚💗😍😍😍😍

    • @dejenhagos1223
      @dejenhagos1223 6 ปีที่แล้ว +3

      gott sei Danke Thanksssss kbretey natey Muhurey welelo ata abza alem si kemaka zbele alo do 🤘🏽✌️❤️✅

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

  • @deviii1070
    @deviii1070 6 ปีที่แล้ว +65

    Men kem kflom ykealo
    Wellcome enkae bdham mexekana,,,, ab nay kefali eske like👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼 neayn nykin agrchw abulna.

    • @habenteklemariam7421
      @habenteklemariam7421 6 ปีที่แล้ว

      devììì ዓዲ ቐይሐይ ክብረተይ wedi adikeyh dawit chakan

  • @user-hq2re9rb7k
    @user-hq2re9rb7k 5 ปีที่แล้ว +24

    2019 men alo zesma zelo.?kefali buxue menesy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @user-zf2ug8zx4e
    @user-zf2ug8zx4e 5 ปีที่แล้ว +11

    ከፍሊ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ሰብ ከማኻ ተዝኸውን ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ቀሪብና ኢና

  • @GoodLuck-zh8dx
    @GoodLuck-zh8dx 6 ปีที่แล้ว +10

    I really appreciate this person from sincerely.He understand his people's problem.he sings always for justice.

  • @user-pf4vd8rc9z
    @user-pf4vd8rc9z 6 ปีที่แล้ว +20

    ውውውውው ወዲ ይከኣሎ ጅግና ኣጆካ ከሃልፍ ኡዩ ኩሉ ግዝየ ምስ ህዝብካ ደው ምስ በልካ አካ ምስ ብጸትካ ኣምላክ ጽማኩም ይፍደይኩም ኣጆኩም ደኪ ህዝቢ ትዕም ደርፊ ካ አልና አና

  • @Eritrea-funny
    @Eritrea-funny 2 หลายเดือนก่อน

    Masterpiece ❤I miss u kiflom from Jamaica 🇯🇲 ❤

  • @user-qn6wf7ns4u
    @user-qn6wf7ns4u 2 ปีที่แล้ว +4

    ለባመይ ልቦናካ ይባርልካ አምላክ💊💊💊🙏🙏🙏🙏😍

  • @deciptigodasendantxxx6014
    @deciptigodasendantxxx6014 6 ปีที่แล้ว +13

    I don’t have enough words to appreciate you guys.You are doing your best,I wish the other artists who sing love songs at this time follow your footsteps.Kiflomay hawey meksen ajoka keribu eyu iti gize.Chura band my heroes.

  • @fanielfre5849
    @fanielfre5849 6 ปีที่แล้ว +24

    ብሩክ ምዓልቲ እዩ ሎምዓንቲ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናህኩ ደርፊ እያ like like like እስከ ንሃቦም ደኪ ኤረይ ከፋሊ ከኣ ኣጆካ እስከ ካብ ዘለካዮ ንላዕሊ በርትዕ ኣይትጥፍኣና

  • @selambrhane1993
    @selambrhane1993 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ኣይ ንዓኩም ዝውለደት ማህፀን ትባረክ ሙቁራተይ ክንዲ ኩሉም መራሕቲ ሃይማኖትን ገለታትን ገለታትን ኣለኩምና ንስኩም ናይ ሃገር ማእገርን ንሰላምን ፍቅርን ትግስግሱ ኩቡራትይ ዋላ ይውሓዱ ናብ ፍቅሪ እግዚአብሔር አምላክ ዝግስግሱ ኢዮም ዘሸንፉ ኣጀኩም ጥራሕ

  • @beryewedigebar374
    @beryewedigebar374 6 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ እዛ ደርፊ ነነሻብ ደጋጊመ ምጽጋብ ስኢነያ ጩራ ባንድ ናይ ብሓቂ ስራሕኩም ጽፉፍ ኣብ ዝተመርኰሰ ንጌራና ከይበልኩም ንስለ ሃገር ንስለ ህዝቡኹም ከይደኸምኩም ተወፍዩ ደለኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን ዓስብኹም ይኽፈልኩም ፡ ክፍሎም ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ኩሉ 100 ኣጆኻ ፡

  • @genetn9512
    @genetn9512 3 ปีที่แล้ว +10

    አጆኹም አለና አዮኹም ናይና ክንዕወት ኢና ትግራይ ትዕወት አዮኹም ጀጋኑ ተጋሩ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን አሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልል እሰይ እንኳዕ ደስ በለና ዕልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ምሳና እዩ ማርያም ፅዮን ምሳና እያ

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว +1

      🥰🥰🥰🙏🙏🙏

    • @user-hn6qx2mq5b
      @user-hn6qx2mq5b 3 ปีที่แล้ว

      Amien

    • @user-hn6qx2mq5b
      @user-hn6qx2mq5b 3 ปีที่แล้ว

      @@merhawimedia8898 ati bkulu dye zrekbeki arifi eba weyal kkkk

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-hn6qx2mq5b selam zhaway kkkk

    • @dc8625
      @dc8625 2 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏 amen 🙏 love ❤️

  • @tiktokeritrea292
    @tiktokeritrea292 6 ปีที่แล้ว +16

    kalay geza yekomment zexehef zalaku endi bka kam gele yekawen eza derfi enta sameya omg omg bejaka kiflom gele gerkani kam mazmur bka sameya yedekis koyna medfar abena ewaaa ahhhh ajokum abmlek isreal alo mesana bsemeaet ye zexehefa zalaku gega enta alo arumni hizbay i lov u alll

  • @user-mf1ll1dw7s
    @user-mf1ll1dw7s 5 ปีที่แล้ว +1

    ኩፉሎም ዓቢይ ሰብ ብጠዓሚይ ኢኻ ንፉዕ ንስለ ህዝብኻ ምስ ዘመርካ ኣጆኻ ወገነይ በሓፈሻ ከኣ ኩላትኩም ጩራ ባንዲይ

  • @nahomsocialmediaeritrea7394
    @nahomsocialmediaeritrea7394 2 ปีที่แล้ว +6

    ከማይ ጌሩ ዝፈትወካስ ይህሉ'ዶ ይኸውን ወዲ ኣከላ ጻዕዳ💙💙💙✌️❤️💪👈

  • @cristianorashfordmarcelora945
    @cristianorashfordmarcelora945 6 ปีที่แล้ว +66

    Wawwwwwwwww
    kuflom
    Hawey
    Eza
    Derfi
    Gele
    Aynet
    Btami
    Adnikeka
    Tifelit
    Kiflom
    Hawey
    Ezia
    Kaliayti
    Comment
    Yxhif
    Aleku
    Nay
    zaki brhane
    Kolay
    Ember
    Ni
    Mejemrita
    Gize
    Eya
    Nsika
    Dea
    Kemey
    Dika
    Tehgusen
    Alekum
    Do
    Chura
    Band
    Alena
    Nihna
    Dea
    Ajona
    Thanksssssssssssssssssssssss
    Sooo ooòoo
    Machhhhhhhhh
    Kuflom hawey
    Xinah kemexekum
    Lomi
    Muxu
    Ekzm
    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍⏭⏭⏭⏭😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @hmemnbar5774
    @hmemnbar5774 6 ปีที่แล้ว +30

    ከፋሊ ጅግና ጥበብካ ጥራይ ኣይኮነን
    ንሓርነት ዝጽውዕ ዘሎ ውሽጥካ ውን ግሉጽ እዩ ኣንቢቡ ዘይክእል የንብቦ።

  • @filiposberih9527
    @filiposberih9527 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ተባዕን ክንድሽሕን ክፍሎም ዓርከይ ብሉጽ ስራሕ ።

  • @yut9623
    @yut9623 3 ปีที่แล้ว +6

    ክፍልሸይ ሽኮር❤👌

  • @erapentertement1043
    @erapentertement1043 6 ปีที่แล้ว +213

    kflom meglexi albo I like like

    • @bahtagrmay1313
      @bahtagrmay1313 6 ปีที่แล้ว +1

      ክፍሎም ያሆ ኣታ ንፍዕ
      ጥዑም ድምጺ ፋጺ ናይ መድፍዕ
      ሓለዩ ህዝቡ ህሩኩት ጻዓራም ብልክዕ
      መስመር ሓቂ መስመር ፍትሒ
      ደይ ከም ዘይ ገሊኦም ንመለኽቲ ወደስቲ
      ኩሉ ግዜ ቃንዛ ህዝብኻ ምስ ኣጋሃካ ለይቲ ምስ ማዓልቲ
      ባዓል ሙሉእ ተስፋ ጩራ ባንዲ ንስኻ
      ድምጽኻ ስሒልካ ኣብ ጽባሕ ህዝበይ ምስ በልካ
      በል ቀጽሉ ብርትዕ ኣይትሕመቅ ኣጆኻ
      እቲ ውጹዕ ህዝቢ ኩሉ ግዜ ኣሎ ኣብ ጎንኻ
      ክፍሎም ዝቡሉኻ ወዲ ጅግና
      ወዲ ህዝቢ እታይ ሞ ክብላካ ንኩሉ ትርዳእ ልብኻ ይዓቢ
      ጸማኻ ክትረክብ ኢኻ ካብቲ ውጹእ ህዝቢ

    • @joniboy9207
      @joniboy9207 6 ปีที่แล้ว

      dine grmay kflom jgna 100

  • @user-hn8md4dv9b
    @user-hn8md4dv9b 6 ปีที่แล้ว +5

    ጩራ ብርሃን መጺኩም ጽቡቅ ስራሕ ከፋሊ ጅግና

  • @WediHaftam-j9v
    @WediHaftam-j9v 20 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ክፎሎም ኣጆኻ ኣነ ትግረዋይ እየ ብጣዓሚ ኣድኒቀካ

  • @kibromkidane3033
    @kibromkidane3033 6 ปีที่แล้ว +8

    ትሕትና ዘለዎ ጻውዒት ጻውዒት ሓሊዮት ጻውዒት ፍቅሪ፡ጅግና ሓወይ ልክዕ ከም ባርያ ትሕትና ዘለዎ ጻውዒት እንተደሪፍካ ወዲ ባርያ ዝብል ሷጓ ከነውጻልካ ኢና።ክልእ ምትብባዕ ዘይትደሊ ተባዕ ኢካ ጻውዒትካ ጥራይ ኣበራትዕ ጅግና

    • @rahwahais929
      @rahwahais929 4 ปีที่แล้ว

      kibrom kidane nay behaki I love you Kefali

  • @samuelteame2075
    @samuelteame2075 6 ปีที่แล้ว +224

    የማነ ን ኪሮስ ወለደ ኪሮስ ን ክፍሎም ወለደ

    • @user-he1il1bd3b
      @user-he1il1bd3b 6 ปีที่แล้ว +4

      እቲ ለዋክ ኤርትራዊ ድምጻዊ ኩፉሎም ይካኣሎ ሓደ ካብቶም ኣብ ቅድሚት ሞት ነዓይ ምቾት ዝብል ኣባይካ ሓለይ ኣነዉን ኣሎኩም ምስቶም ቅድሚት ዝስርዑ ምእንቲ ክጥዕማ ነታ ዘወለደት ከርሲ ማማየይይይ

    • @jonigirmaygrmesofikriumeng9034
      @jonigirmaygrmesofikriumeng9034 6 ปีที่แล้ว +1

      nay bihaki haki ya

    • @ichbinbitewededgoogle3415
      @ichbinbitewededgoogle3415 6 ปีที่แล้ว

      Samuel Teame nay bahki 😍

    • @bashayweldu4253
      @bashayweldu4253 6 ปีที่แล้ว

      Samuel Teame yes that is true.

    • @fremenyifeltelynaywishtey4966
      @fremenyifeltelynaywishtey4966 5 ปีที่แล้ว

      Ja Nay behaki & Sami hawey

  • @user-cd3qu3iq5s
    @user-cd3qu3iq5s 4 ปีที่แล้ว +4

    Kflomey ሽኮር ክፈትወካ ማዓት እየ ኣጆኩም ደቂ ኤርየ ማዓራተይ ቀሪብኩም እኩም

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 3 ปีที่แล้ว

      Thanks zeyda natey 🥰 🥰

  • @dc8625
    @dc8625 2 ปีที่แล้ว +1

    Kisbi hji zisema men alo kemzi Kememay Kiflom yikalo Jigna beli metikel ajona mezenay edmen tenana yehbkum fetari 🐅🐅🐅🏆😘❤️

  • @dejensultan4825
    @dejensultan4825 6 ปีที่แล้ว +11

    ከፋሊ ማለት ንጁሉ ተለሊ
    ኣነስ ህዝበይ ዲኣ ባሃሊ
    ወላ ትቅጠን ዓለም ከም ፈትሊ
    መን ኣሎ ከማካ ኣባዳህሪ
    ንህዝቡ ዝሓሊ ከይህረሞ ቁሪ
    ከፋሊ ኣጆካ ምሳካ ኣለና
    ነው በለኦም እዞም ኣልቦ ሕልና

  • @wedixorenashikorbrgxselamk6868
    @wedixorenashikorbrgxselamk6868 6 ปีที่แล้ว +3

    ከፋሊ ባዓል ዓቢ መትከል ከመይ ዲካ ኣታ ህዝበይ ይጥዓሞ ብሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዑ ባ ኣቱም ዓበይቲ ኣይትኩኑ ታዓዘብቲ ተባዕታይ መልእኽቲ

  • @temesgenbazigar4409
    @temesgenbazigar4409 6 ปีที่แล้ว +81

    ጩራ ባንድ
    ጩራ ሃገር
    ጩራ ሰላምን ፍትሕን ኣጆኩም እስከ በሉ !!

  • @asteraster6030
    @asteraster6030 6 ปีที่แล้ว +17

    ዋውውው ሰላምኩም የብዛሓዮ የሕዋት

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 2 ปีที่แล้ว +1

    This song made me cry 😢 cant stop listening it ...fetari aboy ezi habejereway gizye ahlifelna bejaka

  • @hadnetmediea783
    @hadnetmediea783 6 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ጩራ ባንድ ካልእ ናይ በለጸ ትራይ እዮም ።
    ክፍሎም ሓወይ ካብ ልቢ አየ ዘመስግነካ ጽባሕ ኣብ ኣድካ ኮንካ ካብዚ ንላዕሊ ናይ ፍቅሪ ፡ናይ ሃገር ደርፊ ክትደርፍ ምካንካ ኣይጠራጠርን ።

  • @tigraylegacy
    @tigraylegacy 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣጀኩም ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
    ሓደ እዩ ቃንዛና
    ኣብ 2ተ መቂሎም እባ የጥፉኡና ኣለው
    ክንዕወት ኢና ንቃለስ ሓቢርና

  • @ablelkeseteselalia2548
    @ablelkeseteselalia2548 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ መፋሊ ከም ሽሙ ኡንቃዕ ድሓን መጻካ ብዓል ሕልና ጥዑም ድምጺ ኣጆካ ከፋሊ ሓወይ ምእንታና ዘይኮነትስ ምእንቲ ርእሳ ምትወግሕ እያ ጩራ ባንዲ ካብቲ ብዙሕ ውሑድ ካየመስገና ኣይንሓልፍን ኢና ምእንታና ብዙሕ ትጽዕሩ ዘለኩም እንኮ ንስሙም ኢሙም ቀጽልዎ ሞራል ሓቦ ንሃቦም ይሕዋት።

  • @matishow3043
    @matishow3043 5 ปีที่แล้ว +71

    ንምንታይ ግና እዚ ክንድዚ ጎስጋስ እንዳ ኣካየዱልና ነዚኣ ናቶም ቻነል ሓፍ ዘየነብላ በጃኹም ንኽፍሎም ልበይ ተንኪፉኒ ኣሎ ተስፋ ሃቡለይ ክፍሎም ባዓል ጡዑም ድምጺ ኣጆኻ ኣብ ጎንኹምን ጎኒ ህዝብናን ኣሎና

  • @robelboy9420
    @robelboy9420 6 ปีที่แล้ว +4

    ጩራ ባንዲ ኩሉ ግዘ ድምጽኩም ምስ ጨራሕኩም ዝስምዕ ተሳኢኑ ክፍሎም ጅግና ጽቡቕ ስራሕ ኣጆካ

  • @user-xp5gl5qm2f
    @user-xp5gl5qm2f 6 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ክፍሊይ ሽኮር ንስካ ዳኣ ጅግና ኢንድካ አንትርፎ ንህዝብኹም ኢምባር ንራብህ ዝይትብሉ ናይ ብሃቂይ ንፋዕት ኢኩም

  • @genetgerye7594
    @genetgerye7594 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ክፈለየ የኔ ተወዳጅ ስወድህ እኮ ውስጤ ነህ ኣንተ ፍቅር የሆንክ ልጅ እግዚአብሔር ዕድመና ጤና ይስጥህ ማርርር ..ሰላም ለሃገራችን ፍቅር ለህባችን
    ደቂ ኣሬ ሽኮር ብዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @zeresenayhagos1819
    @zeresenayhagos1819 6 ปีที่แล้ว +3

    ክፍሎም ባዓል ሕልና ሓው ባዓል የማነ ባርያ፣ ኣብራህም ኣፈወርቂ፣ ምናስ ኪሮስ ኣስፋሃ ፣ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣሪካና ክወግሕ እዩ ኣምላክ ንመን እልዎ። ጩራ ባንዲ ናይ ባሓቂ ጩራ ባንዲ ጩራ ጻሓይ እለኩም ኣለኩ። so i love you

  • @henilovehani791
    @henilovehani791 6 ปีที่แล้ว +4

    ካፊተይ ያኽ ኣታ እስኻስ እንቋዕ ሓገትና ኮንካ
    ናይ ብሓቂ ካብ ብሩር ዝጸሪ ስራሕ ኣጆኹም ጩራውያን ቀጽልዎ።
    ንሕና ከኣ እቲ like share & ሃናጺ ርኢቶን ነቀፌታን ኣይንበቀልኩምን ኢና
    ብራቮ ካፊተይ
    ማእሙና ሕጂ በዛ ደርፊ ክንደይ ተደፊኖም ዝነበሩ ክበራበሩ ኢዮም

  • @batsebaber8932
    @batsebaber8932 2 ปีที่แล้ว

    ኣበይ ደኣ ተሓቢኢካኒ ነርካ ክፍሎም ኮርዒዳ ኣብ ውሽጥን ኣብ ስደት እትነንሩ ደቂ ኤረይ ዘመኩም፡ይባረክ ፡፡

  • @onemasis6873
    @onemasis6873 6 ปีที่แล้ว +26

    ኮርዒዳ" ክፍሎም ወዲ ህዝቢ'ኸ…!
    ኣታ ንስኻስ ካብ ድምጺ- 100%
    ኣቋውማ'ሞ ይበል ምስሊ ዋጽዓና ዘንጸባርቅ- 100%
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ኣጆኾም ዓወትና ቀረባዩ። ጥራይ ድምጽናን ኣዉያትናን ሰማዒ ይርከብ

  • @samiadhanom9914
    @samiadhanom9914 6 ปีที่แล้ว +3

    ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ከፋ ሓወይ ፎርሳ ኣጆካ።

  • @jetebaisenon7292
    @jetebaisenon7292 6 ปีที่แล้ว +8

    Kefali shko atum chura bandi mara hlna msakum eyu zelu ajekum kefali 😍anbesa

  • @user-fd6zs4lu7q
    @user-fd6zs4lu7q 3 ปีที่แล้ว +1

    ክፍሎም ሽኮር ለባምን መሰተውዐልን እካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ካብ ትግራይ

  • @mhreteabhabteab4143
    @mhreteabhabteab4143 6 ปีที่แล้ว +2

    ክፍሎም ሓወይ ጅግና ጽቡቅ መልእክቲ ኣጆኻ ቀጽሎ።

  • @wedibaba3787
    @wedibaba3787 6 ปีที่แล้ว +36

    ኩፉሎም hawna wedi hzbi entay emo kiblekaye btamiye zednkeka lomi zeykone kab kedem eza derfi ms semakwa btamiye astemasile bezkone ab ezni tom tererti libi bmaedo koynom nezi kalsi zizebu zelewu kigebru endakelu zsenkelu kitbexh wey libom kittnkfom tesfa yigebr . Chara bandi gn amlak msakum yikun ab awet yerakbena fetari selam neakum.

  • @mubarek11suleman11
    @mubarek11suleman11 6 ปีที่แล้ว +9

    ክፍሎመይ ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ዝበሃል ኩሉ ተባሂሉ ኢዩ እሞ ኣብ ኩሉ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ኩቡር ሓው ጽቡቅ ስራሕ ከኣ ወሰን ህዝቡ ኩራዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @user-if3yg4bm5k
    @user-if3yg4bm5k 6 ปีที่แล้ว +1

    ከፋ ሽኮር ኣጆኻ ኣምላኽ ኣለና ዝሓወይ ። እንበር ቕድሚት እወ ምሓለፍና ኔርና ፡ ኣጆኻ ጥራይ ከማኻ በዓል ሕልና የብዛሓልና እየ ዝበሃል። ዝሓወይ መዓረይ

  • @atyewedimako6190
    @atyewedimako6190 6 ปีที่แล้ว +7

    Kflomey nay hlna seb eka amlak msaka ykun zhawey alweys i love you kflomey music ..

  • @muleasli2064
    @muleasli2064 6 ปีที่แล้ว +8

    Kefali hawey u know how much I love you? Ur one of the best singer ever haki tederf god bless you bro

  • @atameteridekiadeydeselunir7622
    @atameteridekiadeydeselunir7622 6 ปีที่แล้ว +12

    ነኣድጊ ኣድጊ ስለ ዝፈለጦ ኣምላክ ቅርኒ
    ኣይ ሃቦን
    ነአሪትራ አወን መስኪን ህዝቢ ሪኡ ጦዑይ
    መራሒ ኣይ ሃበናንን ኣምላክ
    ታዕድልቲ አዩ
    ኣጆካ ክፉሎም ኣበሳ

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t 4 ปีที่แล้ว +3

    27.06.2020 men alo ksab hji zsemea like nay kefi mmnaw seneyo

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ወሃቢ ሓይሊ ኩልሻዕ በዓል ምሉእ ሓቦ ተስፋ ንኡስ ወለዶ , ዕድመን ጥዕናን

  • @kulubtesfa7282
    @kulubtesfa7282 6 ปีที่แล้ว +55

    ጸባ ስተ ኣታ ጂግና
    አንዳ ፈለኣጥክሞ ዘሎን ዝከውንን ተበገስ ህዝቢ

  • @taflat9364
    @taflat9364 6 ปีที่แล้ว +9

    Ember Chura kemshmkum. Do you know chura band artist get fighting for provide us such beautiful songs. they do this they love the county called Eritrea and its people. Thank you Chura.

  • @user-yr2wr1lf2l
    @user-yr2wr1lf2l 3 ปีที่แล้ว

    ክፍሎመይ ናይ ሄርተይ ማራ ጥዕምቲ ደርፊ ማራ እየ ኻኣ ዝፈትወካ ኩሉ ሻዕ ንህዝብኻ ምስ ደረፍካ ኢኻ ኣጆኻ ኣብ ጉንኻ ኣለና ብሓፈሻ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣብ ዘዘለናዮ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብና ስደትና የሕጽረልና

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኩም ሰዓቡና ኢልኩም ብግስ በሉ ጩራ ባንዲ ኩሉ ከም ዝስዕብ ርግጸያ እየ ማለት ንስኩም ሕብረት ኣለኩም ጥርኑፋት ኢኹም ኣብዚ ግን ክጥርነፍ ግዘ ክወስድ እዩ እዚ ህዝቢ።

  • @sidi3247
    @sidi3247 6 ปีที่แล้ว +24

    Kefali jigan nice
    music seb hlna wedi hazbi
    Well commm ወዲ ይካኣሎ ጅግና ኣጆካ ምሳካ ኣለና በኣካ ነዕለል በዓል ወዲ ጹሩይ ሓንጎል
    ከይመስለካ በይንካ ኣብ ጎልጎል
    ኩሉ ከመካ ዩ ንሕና ንሳ ዝበል
    ኣጆካ ካብ ዘለካዮ ከይትዘብል
    ኣጆካ ኣለና ምሳኻ ኢና
    ንሳ ያ ትዓብየና ካብ ነብስና
    ዘዕንቅፈና ካ ዘይብልና ጛና
    ህግደፍ እንደኣሉ ዝሰተየ ደምና
    ክሳብ ሎሚ ዘይ ዓገበ እዚ ደመኛ
    ከይ ንተርፍ ከይሓልፈና ዕደል
    ገና ዩ ዘሎ ህግደፍ ከይድልደል
    ተመን ዩ ዘሎ ንዑ ደሓር ከይገበል
    ንበገስ ደኣ ዕድልና ከይበልል
    ኣጆኩም ኣጆና ጊዜና ኣይነባኽን
    ከይ መስለኩም ከም ቀደሞም
    ሒመላ የይብላ እታ ብረቶም
    ካብዚ ኒንዮው ጊዜ ዕደል ናባኾም
    ክትሓስቡ ህግደፍ መን ምኻኖም
    ክትብገሱ ብንግሆኡ ሓሲብኩም
    ትጽዉዓኩም ኣላ ናፊቃትኩም
    እታ ትፈልጥዋ ሓላልኩም መረትኩም።

  • @Tesfit195
    @Tesfit195 6 ปีที่แล้ว +190

    ጥበብ ውህብቶ ኣምላኽ'ዩ:: ውህብቶኻ ኣለሊኻ ድማ ትነብረሉ እሱ ከኣ ምሳኻ ይነብር::
    ጥበብ ሕልናን ሓቅን ኢዩ:: እቲ ሓቀኛ ጥበባዊ ድማ ኣብ ሕልናን ሓቅን ይነብር:: ክንዮ'ዚ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ኣብ ባይታ ዘየለን እንተዘመርካ ፋይዳ የብሉን::
    ነቶም ብሕልና ማሚቖም መዝሙር ሕልናን ሓቅን ዝዝምሩ ክብሪ 'ሃቦም::
    ነቶም ካብ ሕልናን ሓቅን ሸፊቶም መዝሙር ዕሽነት ዝዝምሩ ድማ ልቢ 'ሃቦም::
    ከፊል ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @user-hc8zm9qj4o
    @user-hc8zm9qj4o 6 ปีที่แล้ว +10

    ከፋሊ ሓየት እቲ ሓቂ ኩሉ ኢልካዮ ኣጆካ ክሓልፍ ኢዩ እንዳ በልና ዳኣ ሰብና ትንፋሱ ይሓልፍ ኣሎ እንበር ክሓልፍዩ!

  • @user-yw4zx8en6x
    @user-yw4zx8en6x 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahaki kebidka tibeli derif god job kiflom hawey

  • @welwel3145
    @welwel3145 6 ปีที่แล้ว +3

    ከፊ ጂግና ኣናብስ ኢኩም ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነልኩም ልሳነይ ኣይገልጾን ትልበይ ደብለኩም ብሓቂ

  • @miremeles1343
    @miremeles1343 6 ปีที่แล้ว +10

    uuufffff keflom hawey hade kenseka gen ka kendi 1000 nefu bal mut helna kulu serhka besul kota kalat yebleyn nakum meglxi chura bandi musakum Alena ajokum yehwatey

  • @mhreteabhabtemariam2259
    @mhreteabhabtemariam2259 6 ปีที่แล้ว

    ክፍሎም ኣምበሳ ሎሚ ምጹና ጹባሕ ክንከደኩም ናይ ብሓቂ። ዓቢ መልክቲ ኢዩ።

  • @solomonsolomon8024
    @solomonsolomon8024 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆካ ክፍሎም ሓውና ክንብገስ ኢና ኣጆና ደቀ ኤረ ንበገስ ሶ ብጣሚ ጎስጎሲት ሙዝካ ኢያ ፍሊልያትና ኣወጊድና ናብ ሓደ ክንሰምር ከመ ዘላ ኢያ ትነግረና ዘለካ እሞ ቃልካ

  • @alexandergiorgo3452
    @alexandergiorgo3452 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ ከፋሊ ጅግና ኩላትና ከማኹም እንተንኸውን ሲ ሕጂ ምስ ስድራ ምሃለና ።ህግደፍን ስደትን ሲ ኢድኩም ደኣ ኣይትስኣኑ።

  • @iloveumamfiyori4263
    @iloveumamfiyori4263 6 ปีที่แล้ว +7

    ቀዳማይ ደራፋይ ናይ እስራኤል ኩፉሎም ሽኮር ኣጆካ ቀጽሎ

  • @melakemehari5244
    @melakemehari5244 3 ปีที่แล้ว +2

    2021 ትስምዓ ዝለኩም ላይክ ክፍሎም ሓወይ

  • @mengsteabemaha23
    @mengsteabemaha23 6 ปีที่แล้ว +1

    መግለጺ ዘይብሉ ሃግራዉነት ን ሓልዮት ህዝብካን ዩ ዘለካ ክፍሎም ኣጆኻ ጂግና ይግባካ ዩ ናይ ባኣሃቂ

  • @efremgoytom2236
    @efremgoytom2236 6 ปีที่แล้ว +11

    Kefali beal Helena nice song keep it up

  • @niggaman7890
    @niggaman7890 6 ปีที่แล้ว +10

    Kefali sebay ajoka hanti malti ala 💪❤👍

  • @meharitemelso9306
    @meharitemelso9306 6 ปีที่แล้ว

    ከፍሊ ጅግና ኣጀካ በርትዕ ቀጽሎ ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ሓቀኛ ዛንታ ኤረትራ

  • @wediykalo6920
    @wediykalo6920 6 ปีที่แล้ว

    ዛ ቀሺ አሞ ሸይፍዋ ሃዳሚ ።ከፋሊ ጅግና ብዓል ሕልና ኣጆኻ ቀሪብና ኢና።

  • @millionhagos7652
    @millionhagos7652 6 ปีที่แล้ว +37

    ክቡር ሰብ ኣብ ክብሪ ዩ ዝነብር ወጽዓ ህዝቡ ክኣሊ ዘየዕረፈ ውልዶ መንእሰይ ክፍሎም ይከኣሎ ላይክ ሃቡለይ

    • @abisem4906
      @abisem4906 4 ปีที่แล้ว

      Love your song to much browheart🐆🦍🐆🐎🐃🐘🕊🐊🥀🍀🍁🍁🍁🍁🤣 wedi meretey ajoka qexlo king you live only one go after your dreams 😜🤣🤣🤣

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

  • @joseemeen4282
    @joseemeen4282 6 ปีที่แล้ว +39

    Nikuflom zifetu like habuni kefali ma hero💋💕💔💓❤💓💔💕💖💖💕💛💓💔💕💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @andebrhanweldemichael6015
    @andebrhanweldemichael6015 6 ปีที่แล้ว

    ኩፍሎም ጅግና ናይብሓቂ ምስ ግዜ ዝኸይድ ደርፊ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆኻ

  • @totontonguse6339
    @totontonguse6339 6 ปีที่แล้ว

    ኣታ መክሰን ኩሉ ሰብ ከማካ አንተ ዝከዊን ከመይ ሰላም ምኮነ ማራ ደስ አንዳ በለኒ አየ ዝሰማ ትምህርቲ ማራ አዩ ኣገዳሲ ግን አንተ ሰሪህካሉ ኣዩ nic job ዝሃወይ ናተይ

  • @haileabraham918
    @haileabraham918 6 ปีที่แล้ว +5

    ur Song is really amazing , u always sing because of our People, just keep it up bro

  • @hayelomtsegay2448
    @hayelomtsegay2448 6 ปีที่แล้ว +4

    Wawwwww kefali lebam seb kebdey beliekani hayal seb ika bhaki ajoka keribna ina hijis kemzi kemaka entebezihom kanzana zsemu seb hlna !!!!!!

  • @user-cg4om6nw3q
    @user-cg4om6nw3q 5 ปีที่แล้ว

    ሰኣን ኢሂን ሚሂን ንሓስብ ንጽባሕ ሂወት ዕሸላት ክጠፍእ ጽብጽባሕ Niccc ናይ ብሓቂ ክፍሎም ጅግና

  • @kidanemeng5800
    @kidanemeng5800 5 ปีที่แล้ว

    ከፋሊ ዓርከይ ሓየት ኣቦ ጥበብ፡ God bless you bro

  • @Merana10632
    @Merana10632 6 ปีที่แล้ว +10

    ኣሕሕሕ ናይ ብሓቂ ከፋሊ ሃወይ።

  • @cr7ronaldounited783
    @cr7ronaldounited783 6 ปีที่แล้ว +27

    ኣነ ዝገርመኒ እዛ ገዛ ሳብስክራይብ and viwes ዘይብላ ከምቶም ቁምነገር ዘይብሎም ሳብስክራይብ ግበሩ ኢሎም ክልምኑ ዘይወዓሉ ድዩ እቲ መክንያት እሞ ከኣ ቐዳመይቲ ክትከውን ዝግብኣ እቶም ዝነኣሱ ግን ዘይ ከም መሳትኦም ሰብ መትከል
    ኣጆኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @user-zm8ou6qh5j
    @user-zm8ou6qh5j ปีที่แล้ว

    መግለፂ ኣልቦ ክፍሎም ጅግና one of the best singer in the ertiran

  • @fioriygere9985
    @fioriygere9985 5 ปีที่แล้ว +2

    ክፍሎም ብጣዕሚ ጅግና ተቓላሳይ ኢካ እሞ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣብ ቀጻሊ ስራሕካ ንጽበየካ ኣለና ዛርከይ

  • @tekleweinilaine4731
    @tekleweinilaine4731 6 ปีที่แล้ว +19

    Kiflit bal Hlna tum Dmxi Ajoka khalf ayu azi wn

    • @tesfogrmay8852
      @tesfogrmay8852 6 ปีที่แล้ว

      wawwwwwwwwww kiflom shikorrrrr nay bahaki xbuk music kestlo jegna wedi hzbi

  • @jonasjonas3327
    @jonasjonas3327 6 ปีที่แล้ว +2

    I’m proud of you kefali & tesura bandi everyone 🙏❤️❤️🙏👌👌👍🏿👍🏿