"ኤርትራ ነፃ ሃገር ዝኾነት ደቃ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ስለተቖፃፀሩ እዩ!" ብርቱዕ ክትዕ ኣብ ኣብ ሞንጎ ደጀን መዝገበን (ዶር) ገብረየሱስ ተኽሉ (ዶ/ር)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 20 วันที่ผ่านมา +8

    ዶክ ኣቶ ገ/የሱስ ተኽለ ብጣዓሚ ብጣዓሚ ብጣዓሚ የመስግነኩም። ምናልባት እዞም ዕሙታት ብናይ ህወሓት ማሌሊት ፕሮፓጋንዳ ዝተታለሉ መናእሰይ ታሪኽ የዕሙቆም ክርኡ ዕድል ይኸፍተሎም ይኸውን እዩ ኢለ ተስፋ ይገብር።

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 23 วันที่ผ่านมา +44

    እቲ ዝገርም ከምዚልኩም ክትዛተዩ ፅቡቕ እኳ እንተኾነ ግን ብዓልዚ ገብረየሱስ ዝብሃሉ ጠምዘዝቲ ታሪኽ ምሁራት ኢና በሃልቲ ግን ነዚ ህዝቢ ክርመስ እምበር ርእሱ ከቕንዕ ፍፁም ኣይደልዩን ኤርትራ ዝውክልዋ ኣብ ኢትዮጵያ ተዝነብሩዋ ንምንታይ 30 ዓመት ደማዊ ኲናትን መሪር መስዋእትን ኣካይዳ ኤርትራ ብቕልፅማን ፅንዓት ህዝባን ንመራሕቲ ኢትዮጵያ ደምሲሳ ናፅነታ ረኺባ ከምኣ ንኽትኮኑ ዓቕሚ እንተሊኩም ሃየ ፈትኑ ግን ቃልሲ ኣብ ሚድያ ዘይኮነ ኣብ ሜዳ ምዃኑ ዘክሩ።

    • @Yirgalem-tp8rk
      @Yirgalem-tp8rk 21 วันที่ผ่านมา

      እሞ ትግራይ ኣብ ሙቁር ህይወት ነይራ ማለትካ ድዩ?ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ተዘይህልው ነይሩ ድማ ካብኡ ንላዕሊ መዛየደ ነይሩ ሓወዋይ።

    • @danielkeleab8029
      @danielkeleab8029 20 วันที่ผ่านมา

      Perfect answer 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @MerkebTewelde-p9x
      @MerkebTewelde-p9x 20 วันที่ผ่านมา

      😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @BereketKidey-sj1km
    @BereketKidey-sj1km 24 วันที่ผ่านมา +70

    ተባዕ ተቃላሰ መ/ር ደጀን ሃገረ ትግራይ ናይ ግዲንእዩ💪💪💪

    • @BinamKesete
      @BinamKesete 23 วันที่ผ่านมา

      @@BereketKidey-sj1km የሕሱ ኣሎ ከም ትግራዋይ

    • @LovelyCoyote-sj3kb
      @LovelyCoyote-sj3kb 23 วันที่ผ่านมา

      Entay emo ktbele gobo emni

    • @fanuskesh4838
      @fanuskesh4838 22 วันที่ผ่านมา

      Day night dream Independent Tigray will be strong

    • @deresewoldu9118
      @deresewoldu9118 22 วันที่ผ่านมา

      ሕሠም ኣይትርከቡ መሥማር ኣእትዮሙሉ እዩ ዓጀዉጀዉ ዝብል ዘሎ ኢትዮጽያ እንተፈሪሳ ትግራይ ዝብሃልዉን ፍጹም ፈራሲ እዩ:: ምናልባት ኣክሱሙን ከባቢኡን ከም ቫቲካን ኮይነን ክቅጽላ እየን: ዓነይነይ ስደት ጥምየት ዕርቃን ሕስራን እንሆ ካብ ሎሚ ጀሚሩ:እዚ ኩሉ ከልበትበት ወያነ ኣብቲ17 ዓመት ዝዘርኦ ናይ ጽልእን ፀላእን ፍልስፍና እዩ::

    • @BSAbsa-u1j
      @BSAbsa-u1j 6 วันที่ผ่านมา

      True nationalist.

  • @1224-m3e
    @1224-m3e 23 วันที่ผ่านมา +19

    ዶ.ር ደጀን ጅግና በርትዕ ምሳኻ ኣለና ❤🎉

    • @tesfayegirma7140
      @tesfayegirma7140 22 วันที่ผ่านมา

      ጉጅለ አደመ ኸ ምስ መን ክኾኑ😅

    • @1224-m3e
      @1224-m3e 22 วันที่ผ่านมา

      @tesfayegirma7140 ንሶም እኮ ብፎቶ እምበር ብሂወት የለዉን 😂

  • @MohammedBerhan-z8p
    @MohammedBerhan-z8p 23 วันที่ผ่านมา +44

    እንታይ ደአ ኮሌናል ዝተገዘአ ሀገራት እየን ሀገር ክዃና ዝፍቀድን ክትብል ጸኒሕካስ አብ ኤርትራ ምስ በጻሕካ ብጌጋ ሀገር ኮይና ትብል ኤርትራ ኮሌናል አነበረትን ዲያ ቱርኪ ግብጺ ጥልያን እንግሊዝ ኢትዮጲያ አይገዝእዎን ዲዮም ቁኑዕ ታሪኽ ዘይትትንቱኑ ጥውይውይ ትብሉ ደሐር ከአ ባሕርና ሲኢና ትብልሲ ባሕሪ ነይሩኩም አይፈልጥን እይ አይትሕለሙ ተጓሩ ሐቂ አይቅበርን እዩ

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤😂

    • @mirafdagnew7483
      @mirafdagnew7483 23 วันที่ผ่านมา

      Negereleyba baelom tentinom ydmssuwo 😂😂😂😂

    • @Dania09082
      @Dania09082 21 วันที่ผ่านมา +3

      ባዕሎም ዝርቱዑ ምዃኖም እኮ ኢዩ እቲ ጽቡቕ ነገሩ። 😂😂😂 ሃገራት ናይ መግዛእቲ ታሪኽ እንተ ኣለውን ሃገራት ክኾና መሰለን ኢዩ እንዳ በለ ድኣ እንታይ ኮይኑ ነዚ መሰል እዚ ሰጊርዎ ኣብ ኤሮትራ ክበጽሕ? ወላ ንጽሉል ዘስሕቕ ኢዩ እዚ ዘረብኡ😂😂😂😂

    • @erilove2053
      @erilove2053 21 วันที่ผ่านมา

      @@Dania09082❤

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 20 วันที่ผ่านมา +5

    "ካብ ደርጊ ዝገደፋ ኢትዮጵያ ወያነ ዝገደፋ ኢትዮጵያ 10 ዕፅፊ ትክፍእ" ብጣዓሚ ብጣዓሚ ዝገርም ሓቅነት ዝመልኦ ዘረባ። ሞልተ ግራሴ ዶክ ገ/የሱስ።

  • @Sg20052
    @Sg20052 23 วันที่ผ่านมา +83

    ብዛዕባ ኤርትራ ዘለኩም ኣረዳድኣ ዝምቡዕ ምኻኑ ኣረጋጊጽና።ኤርትራ ሓያል ሓይሊ ምድሪ፡ ሓያል ሓይሊ ባሕሪ፡ሓያል ሓይሊ ኣየር ዘለዋ ከምኡ ውን ብጀጋኑ ደቃ ልእላውነታ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዘረጋገጸት ሃገር እያ።ስለዚ ጉዳይኩም ግበሩ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤😂😂

    • @LovelyCoyote-sj3kb
      @LovelyCoyote-sj3kb 23 วันที่ผ่านมา +1

      @@Sg20052 yesssss

    • @gobasommetie4768
      @gobasommetie4768 23 วันที่ผ่านมา +2

      @@Sg20052 🧖‍♀️🤣ኤህ ዳኣ ንሱኩምስ

    • @weredekal
      @weredekal 23 วันที่ผ่านมา +2

      ኤርትራ ናይ አፍሪካ ሰሜን ኮርያ እያ::
      ጉዳይኩም ግበሩ ? አብ ናይ ተጋሩ መርበብ ዳኣ እንታይ ውራይ ኣለካ ?

    • @erey550
      @erey550 23 วันที่ผ่านมา +4

      ኣየ ተጋሩ መዋእልኩም ኮለል ክትብሉ ማይ ሓቁንኩም ክተርፉ ኢኩም😂

  • @simonteclesenbet
    @simonteclesenbet 23 วันที่ผ่านมา +21

    ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ሓለፍቱን ገለ ምሁራት ኢና ባህልትን ኣብ ሾንኮለል ኢዩ ዝነብር።

    • @SolomonBerhe-xz9mu
      @SolomonBerhe-xz9mu 21 วันที่ผ่านมา

      ትሕሾ ዳኣ እርይራዊ ሓወይ ኣብ ከርተትን ስደትን ዕድሜኻ ዝውዳእ ዘሎ።

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 19 วันที่ผ่านมา

      ​@@SolomonBerhe-xz9mu
      How is for the millions of Tigreans displaced from their own homes & indigenous mother land to all over Horn of Africa & the middle east?

  • @SamuelEyob-z4g
    @SamuelEyob-z4g 23 วันที่ผ่านมา +120

    ብዛዕባ ኤርትራ ጌጋ መልክቲ ኣይተመሓላልፉ! ኤርትራ ግዝኣት italy ኢያ. ብመሰረት ውዕል ሃገራት ድማ ሃገር ኢያ. ንነብስኹም ኣይተተዓ ሻሽዉ

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 23 วันที่ผ่านมา +42

      ናይ ገሌኦም ደናቁር ዘረባ ንኣና ንተጋሩ ኣይውክልን እዩ። ውልቃዊ ሓሳቡ እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ኤርትራ ሕቶ መግዛእቲ ይሃልዋ ኣይሃልዋ ብዘየገድስ ናጻ ክወጽእ እየ ኢላ ተቃሊሳ ተዓዊታ። ንሕና ኸኣ ሕቶኣ ቃልሳን ፍትሓዊ ስለዝኾነ ሕቶኣ ኣፍልጦ ሂብናያ። ኤርትራ ሉኡላዊት እያ። ኣብቂዑ።

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot 23 วันที่ผ่านมา +3

      @@abrehaleyal Entay adekum dea "B zalnbesa hadia ala dhri merexa" enada belkum propoganda tserhu,,,

    • @freedomeri-1991
      @freedomeri-1991 23 วันที่ผ่านมา +17

      @@Asmeraweymot ንኹሉ ኣይትለክም ሓወይ ። እዚ ወዲ ብዛዕባ ኤርታ ጽቡቕ ርእይቶ ኢዩ ሂቡ። ስለዚ ለኻኽሞ ኣይንግበሮ።

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 23 วันที่ผ่านมา

      ​@@abrehaleyal
      Tigray needs more realistic, logical & honest people like you.
      Unfortunately, very few handful warmongers had been misleading the Tigray people to sow discord, animosity, hatred & wage war against the Eritrean people, costing too many Tegarus & Eritrean precious lives & vital economic resources.
      Therefore, let's stand together & fight against the sworn enemies of the people & hope the warmongers are permanently defeated for peace & harmony to prevail among the Eritrean & Tigray people.

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤😂

  • @girmayhailu1966
    @girmayhailu1966 22 วันที่ผ่านมา +13

    Dr Gebreyesus Tekhlu, perfekt you are right.

  • @RobelTesfay-s1u
    @RobelTesfay-s1u 21 วันที่ผ่านมา +5

    D.r Gebreyesus thankyou.

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 23 วันที่ผ่านมา +31

    ትግራይ ሃሪረ ትግራይ ሃገረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እያ💙💊

    • @BinamKesete
      @BinamKesete 23 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂 እሞ አንታይ ይብሉ ኣለዉ ባ ተረድዮ

    • @BinamKesete
      @BinamKesete 23 วันที่ผ่านมา +1

      ዓለም ዝፍልጣ ከም ክልል ኣካል Ethiopia አያ ኮ

    • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
      @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 23 วันที่ผ่านมา

      ንዓይ ግን ሃገረይ እያ ሃገር ንክገብራ ኣብ ዝቃለስ ውድብ ጎኒ ድማ ኣለኩ

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 23 วันที่ผ่านมา

      Absolutely right

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 21 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ክንደይ ሙሁራት ለባማት ተጋሩ አለዉ እዮም'ለካ? ለካ ተስፋ ንቆርፅ ዘለና ሓደሓደ ደናቁር ካድረታ ኢና ባሃልቲ መድረኽ ስለዝተቆፃፀሩ እዮም ለካ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 23 วันที่ผ่านมา +10

    እዛ ሃገር ትግራይ ሰብ ኣለዋ yes Indeed

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 22 วันที่ผ่านมา +9

    ብዶ/ር ገ/እዮሱስ ዝቀረበ ሐሳብን ካብ ተሳተፍቲ ተገንጸልቲ ብምቅዋም ሐሳቡ ዝገለጸ ናይ መቀለ ዩኒቨርስቲ ሐው ንናይ ብዙሓት ተጋሩ ድልየት ዘገለጸ ሓሳብ ❤።

    • @TsgzabAbraha
      @TsgzabAbraha 19 วันที่ผ่านมา

      ናይ በይንካ ድልየት እዩ ዝሓወይ፡ፈሪሕኩም፡ክትሞቱ ደሊኩም ታይ እዩ ጉዱ

    • @ttplc8642
      @ttplc8642 19 วันที่ผ่านมา

      @TsgzabAbraha ናይ በይነይ ድልየት ምዃኑ ከመይ ገይርኻ ፈሊጥካ? ባዕልኻ አይትስቀል አይጠቅምን።

  • @eri-dm
    @eri-dm 23 วันที่ผ่านมา +8

    ተጋሩ ጎረቤትና ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ዩ። ከም ርኢቶይ ግን ኣብዚ ማእከልኩም ደቂ ኣንስትዮ ዘይምህላውኩም ቂር ኢሉኒ። ብዝኮነ ካብዛ ኣሻክ ኢትዮፕያ ናጻ ሃገር ምኳን ጸጋ ዩ። ኣቀዲምኩም ግን ምስ ጎረባብትኩም ከም ኤርትራ ሱዳን ከምኡ ካልእ ጎረባብትኩምን ዘለዋ ክልላት ከመይ ዓይነት ዝምድና ክትምስርቱ ከምዘለኩም ካብ ሕጂ ክትሰርሑሉ ኣለኩም

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 leave them alone They have a long way to go

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      Ethiopia our neighbor not Tigray. Tigray northern county of Ethiopia bro.

  • @berhaneweldeab7736
    @berhaneweldeab7736 23 วันที่ผ่านมา +57

    ብዛዕባ ፡ትግራይ ተዛረብ ፣ኤርትራ አይትብል አይምልከተካን

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤😂

    • @weredekal
      @weredekal 23 วันที่ผ่านมา +4

      ይምልከተናን ፈረቓን::
      ናይ ጊዘ ጉዳይ እዮምበር እቲ ኹሉ ዝጋሓልኩሞ ተሸኪምኩም/ ተማሪኽኩም ክትመልስዎ ኢኹም ::
      ዝፈፀምክዎ ማእለያ ዘይብሉ ገበን እውን ክዋራረድ እዮ !!

    • @Hopeisvisson
      @Hopeisvisson 23 วันที่ผ่านมา

      Kkkkk

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 22 วันที่ผ่านมา

      ​@@weredekal
      Agame, The game is over. 😂

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 22 วันที่ผ่านมา

      ​@@Blessingssssss
      If you can NOT save Tigray, you can NOT mess around with Eritreans.
      Face it, the game is over.

  • @ruthhab3798
    @ruthhab3798 17 วันที่ผ่านมา +1

    Memhr Abraha thanks. Eritrean freedom is tigray freedom.

  • @adisufiseha8750
    @adisufiseha8750 23 วันที่ผ่านมา +5

    Dr. Dejen, thank you for your factual analysis.

  • @First-Eri
    @First-Eri 23 วันที่ผ่านมา +50

    ምስ ኤርትራ ዘለኩም ኣጠማምታ ከይታዓረየ ሃገር ክትኮኑ ኣይትክእሉን ኢኩም

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

    • @gobasommetie4768
      @gobasommetie4768 23 วันที่ผ่านมา +1

      ውሉድ ዎሎዶኩም እትከፍልዎ ዕዳ ኣለኩም

    • @magnetbuckyballs3070
      @magnetbuckyballs3070 23 วันที่ผ่านมา

      ​@@gobasommetie4768 hayli yehablum 2 edna atamirna kentsebeyekum ena

    • @First-Eri
      @First-Eri 23 วันที่ผ่านมา

      @ ናይ ምንታይ ዕዳ እዩ

    • @Azmarino-n2e
      @Azmarino-n2e 22 วันที่ผ่านมา

      @Tigray Elites: You are the sworn enemy of the Eritrean people & their aspiration of right to live peacefully as your neighbor. One thing 100% sure is , we will be over 100 years head of you how to contain you as a neighbor.
      We will never ever rest for you. !!!!!!!

  • @okbaytewelde4834
    @okbaytewelde4834 23 วันที่ผ่านมา +9

    እዚ ሓደ እግሩ ኣብጉድጓድ ዝኣተወ ሰብኣይ ፉሉይ ጽልኢ ኣብልዕሊ ኤርትራን፡ህዝባን፡መሬታን ብዝኮነ ዘይልካዕ'ዩ !! ግን ንኤርትራውያን ጽቡቅ መልእኽቲዩ ሓወይ፡ጎረቤተይ ብምባል ክወርድ ዝክእል መልእክቲ ይህበና ኣሎ ኣስተውዕል ኤርትራዊ ወገነይ እምበር ናይዚ ዘረባ ኣይኮነን ናይዓለም ዓዘፍ ዘፍ ውን ንኤርትራዊ ኣየዳህልሎን ሕጂ ግዳ ሃገር ኮይና ካብደስ ዝበለና መሳርሒ ስሒብና ንጸላኢ ንቅሽሙደሉ ዘመን ኢና ዘለና መጻእ ኣታ ዳዕጓስ ከይለበመ ዝኣረገ ሰብኣይ ግደፍ ንሰላም ዘምር ሕሰብ እዩ መልእክትና።

  • @ewnetubelay7856
    @ewnetubelay7856 21 วันที่ผ่านมา +2

    ደጀን ናይ ሃሶት ፒኤችዲ ብአሚቁ ዝደንቆረ ካድረ ትግራይ ሃደ ብሄር የብላን እቲ ጽህጻህ ዝሰተካዮ ናይ ሸርሂ መለሰ ዜናዊ መንነት አቦ ሃጎ አምሃራይ እንኡ ንመለስ ኤርታዊት ካልእ ዘርእውን አለዋ ሰበይቲ መለሰ ዜናዊ አምሃረይቲ ወልቃይት ደቅ መለስ ናይዚ ኩሉ ውጽኢት እየን አንታ ደንቆሮ መለሰ ዜናዊ ብጉርሂ ኤርትራ ንሻእብያ ህልሚ ብተንኮል ኩሉ ወንጀላት ሃገር ፈጺሙ ብዙህ ዘይትነግረ ገበናት መለስ ዜናዊ አለዉ ብኩናት ኢትዮ ኤርትራ ክለአሉ ዝግቦኦም ነገራት ብይግባኝ ዘይብሉ ጥቅሚ ሃገር ኢትዮጵ ፈሪሙ ቁማሩ ቀጽሉ ከዚለ ንስካ ከመለሰ ዜናዊ ባንዳዊ ልእኩቶ ሃዝልካ ንይ ምግንጻል ደርፊ አገግ ትብል አብ ትግራይ ትግራውይ ዝባሃል ጥራህ የለን መቀለ መብዛህትኡ አምሃራይ አገው ትግራውይ ዘርኢ አለዎ ሽረ ተመሳሳሊ ታይ ግዱ አብኩሉ ጊኖሳይድ ፈጻሚ ህወሃት ይብሃል ሃምሳ አመት ሬሳ ዘምረት ማንም ዝለቀካ የለን መን ኢካ ንስካ ሃሶት ታሪክ እንዳውረካ አዲ ገንጻሊ ዝገበረካ እቲ ድንቁርናካ አእዝዩ ይገርም ባንዳ ወ ባንዳ ወድፎቆዶ ሽንጥሮ ታሪክ ህሲንጥሮ ይዛረብ

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 23 วันที่ผ่านมา +7

    ዶር ገብረየሱስ ሓቂ ኣውፂእዎ!!

    • @DrarGebreMariam
      @DrarGebreMariam 22 วันที่ผ่านมา +1

      ከከከከከከ ማራ ሃሳዊ ስብ

    • @amanuelsolomonabebe6936
      @amanuelsolomonabebe6936 21 วันที่ผ่านมา +1

      ታዩ እታ ሓቂ?

    • @abtd3861
      @abtd3861 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@DrarGebreMariamመሀይም

  • @desalegngebrezabeher9336
    @desalegngebrezabeher9336 22 วันที่ผ่านมา +5

    ደር, ገብረየሱስ: ሓሳብካ እንተዘይደገፍኩውን ድፍረትካ ብጣእሚ እዬ ዘድንቅ

  • @Seido-g3q
    @Seido-g3q 23 วันที่ผ่านมา +8

    viva ዶር ገብረየሱስ ተባዕ ናይ ሓሳብ ጀግና ተቓላሳይ ኢኻ ናዓይ።
    I am really sure to tel you that if you produce your own party ; you can win. Tanks doctor.

  • @woldemariamwoldeezgi8145
    @woldemariamwoldeezgi8145 22 วันที่ผ่านมา +7

    I respect and support Dr.G/yesus's idea

  • @MeresaGebru
    @MeresaGebru 22 วันที่ผ่านมา +6

    much respect,Dr Degen

  • @Hannah1312-r6f
    @Hannah1312-r6f 22 วันที่ผ่านมา +5

    Memhir Abraha is so brilliant . Always on point.

  • @WediabayuKinfe-om3sn
    @WediabayuKinfe-om3sn 23 วันที่ผ่านมา +7

    ዝገርም መደብ እዩ ኣዝዩ ዘምህርን ንክትፈልጥ ዝገብር ኣከራካሪ መደብ እዩ ነይሩ ።እቶም ኢ/ያ ዝብሉ ሰባት ግን ኣእምሮኦም ደሓን የለውን

  • @AbelKidane-s1t
    @AbelKidane-s1t 23 วันที่ผ่านมา +10

    We, as Eritreans, are so fine alone than to be Ethiopians! I assure you.

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 22 วันที่ผ่านมา +3

      Living abroad 😂 and the ones in Eritrea living in open air prison yeah ok

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 22 วันที่ผ่านมา

      @@loyalbelieve6954. You don’t know Eritrea.

    • @SA-oc2kw
      @SA-oc2kw 21 วันที่ผ่านมา

      @@loyalbelieve6954 it is a thousand times better than living in a failed state, where your safety is not assured to even leave your house to run simple errands.
      We are doing just fine. Don’t fool yourself into thinking otherwise!

    • @habeshochyamiralu5018
      @habeshochyamiralu5018 17 วันที่ผ่านมา

      @@AbelKidane-s1t ,lol, what have you achieved after all?

  • @aronakalu2915
    @aronakalu2915 23 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ዲክታተራት ኢና፡ ዝተፈለየ ሓሳብ ክስማዕ ዕድል ኣይንህብን

  • @mikeberhe6364
    @mikeberhe6364 20 วันที่ผ่านมา +1

    I really think Berakhe is on the right path. Thank You

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 22 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks Biraki show for bringing those decisions.

  • @hailemariamkassa3904
    @hailemariamkassa3904 21 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you very much Brakhe show team!
    I appreciate your effort on creating clarity for the policy
    or strategy of each political organizations in Tigray.
    You are doing what our governors must do.
    Sincerely,

  • @WediMemher
    @WediMemher 23 วันที่ผ่านมา +7

    ካሕሳይ ሙሉ ከም መንግስቱ ሃይለማርያም "ተገንፀልቲ" ይብለና ኣሎ። ሓሳቡ ጥራይ ኣይኮነን ንመንግስቱ ዝመስል፣ መልክዑውን ንመንግስቱ እዩ ዝመስል። ትግራይ ዝዓበየ ወዲ ደቡብ ምዃኑ የፋልጥ።

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 21 วันที่ผ่านมา +1

    ን2ይ ተሳታፊ ዘለኒ ክብርን ናእዳን ግን ብሓቂ ብሓቂ በዚ ኣጋጣሚ ልዑል ምስጋናይ ከቅርብ ይደሊ።

  • @kibrommisgun8846
    @kibrommisgun8846 23 วันที่ผ่านมา +6

    ዶክቶር ደጀን ብሓቂ ኮሪዔልካ ይበል ብስለት ከምኡውን መም አብራሃ ተኹሉ ትግራይ ሰብ አለዋ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትግራይ ን ህዝብታት ቀርኒ አፍሪቃ ።

  • @NatnaelD
    @NatnaelD 21 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you Dr. Gebreyesus for your very wise and intellectual expression of the facts. You're an antidote to short memory ideas.

  • @tsegahunweldegebrieal-bq4sf
    @tsegahunweldegebrieal-bq4sf 23 วันที่ผ่านมา +5

    ተባዓት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ። ጀጋኑ!!

  • @hilufgirmay5315
    @hilufgirmay5315 23 วันที่ผ่านมา +6

    መዳ ብጣዕሚ ፅቡቅ ምይይጥ ንሰምዕ አለና ፅቡቅ መድረኽ እዩ አብ ካልኦት ፓለቲካዊ መራሕቲ እውን ክቅፅል ይግባእ።ንተበግሶኺ ነመስግነኪ መዳ ሓፍተይ!!

  • @MuluFissehaye
    @MuluFissehaye 23 วันที่ผ่านมา +3

    ብራኸ ሸው የቐንየልና።❤❤❤

  • @hagosdesta3929
    @hagosdesta3929 21 วันที่ผ่านมา +3

    Wow Dr. Gebreyesus lecture everyone.

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 23 วันที่ผ่านมา +3

    ተወካሊ ሳልሳይ ወያነ ኣንበሳ ቀፅለሉ ሕቶኻ ኣቀራርባኻ ይበል ❤

  • @keflommengsetu5135
    @keflommengsetu5135 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሃገር ትግራይ❤❤❤❤

  • @selam2953
    @selam2953 22 วันที่ผ่านมา +3

    Great disccusion. What kind of good freedom u have in tigray. I love that❤❤❤

  • @ermyisthebest
    @ermyisthebest 23 วันที่ผ่านมา +8

    ዶ/ር ገ/የሱስ ክብሪ ይግበኣካ የቀንየልና።🙌🙏

    • @solomonhadgu5636
      @solomonhadgu5636 22 วันที่ผ่านมา +3

      Denqoro 😂hade dqala tkewn

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 22 วันที่ผ่านมา

      ​@solomonhadgu5636ya dkala eyu ember tsuruyat tegaru hager eina ndeli zom dekalu gn langa langa koynom yhmusuna alewu

    • @TsegayKidanu-p6t
      @TsegayKidanu-p6t 22 วันที่ผ่านมา +2

      እግሩ ሕፀቦ😭

    • @DegoMulu
      @DegoMulu 22 วันที่ผ่านมา +2

      ዶ/ር ገበረየሱስ ትግራይ አበኻይ ሃመኻ መሰልይ አለዋ። ህዝቢ ትግራይ ና ልምዓት፣ ዲሞክራሲ እምበይ ና ምግንፃል አጀንዳ የብሉይ።

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 23 วันที่ผ่านมา +31

    ኤርትራ ኤርትራ ናጽነትና አይትወሃጠትልኩምን ምሽ ወሓጥዋ 🫵
    የኤርትራ ጠላት ትግራዋይ እና ትጋሩ ናቸው

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤😂😂

    • @JesusisMysavior-x7f
      @JesusisMysavior-x7f 23 วันที่ผ่านมา +3

      ተጋሩ የዘልዓለም ጠላቶቻችን ናቸው ይሄን የማያምን ኤርትራዊ ካለ እሱ ውሸታም ጠማእ ኤርትራዊ ነው ባጭሩ ጫካ ውስጥ እባብና ትግራዋይ ቢያጋጥሙኝ ቀድሜ ማንን አናቱን ብዬ መግደል እንዳለብኝ እኔና ግፍ የተፈጸመብን ኤርትራውያን ቤተሰቦቼ ናቸው :: ሁሌም ልክ ዛሬ ላይ እንደሆነ ውስጤን ይነዝረኛል

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 23 วันที่ผ่านมา +3

      ካብቶም ወልደገባ ዝነበሩ ኤርትራውያን ንላዕሊ እቶም ምስ ኣቦታትና ዝተሰውኡ ተጋሩ እዮም ዝያዳ ንልኡላውነት ኤርትራ ተቃሊሶም፡ ተጋሩ ደኣ ንልኡላውነትና ዘኽበሩ ለባማት ህዝቢ እንበር።.

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 23 วันที่ผ่านมา +2

      ​​@@JesusisMysavior-x7fእስቲ ትግርኛ ተናገር፡ በእኛ እና በተጋሩ ወንድሞቻችን ጠብ ኣትዝራ፡ እኛ ወንድማማቾች ነን።

    • @Tsehayu-v6f
      @Tsehayu-v6f 23 วันที่ผ่านมา

      Canada vs Tigiray is different

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 23 วันที่ผ่านมา +6

    ዶ/ር ደጀን 👌👌💪💪💙💙💙

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 24 วันที่ผ่านมา +32

    ባዕሉ ንባዕሉ ዝዋቃዕ ብዛዕባ ናጽነት ኤርትራ. ሓደ ህዝቢ ዝንጸል ወይ እታ ሃገር እንተ ኣፍቂዳ ወይ ኮለኒ ኢልካ ( ኤርትራ እኮ ናይ ጣልያን ኮለኒ ), መሊስካ ኣፍቂድናዶ..... ሃለውለው. ኣመል ኮይኑኩም.

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 23 วันที่ผ่านมา +9

      ንኣና ንተጌሩ ኣይውክልን እዩ ውልቃዊ ሓሳቡ እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ኤርትራ ሕቶ መግዛእቲ ይሃልዋ ኣይሃልዋ ብዘየገድስ ናጻ ክወጽእ እየ ኢላ ተቃሊሳ ተዓዊታ። ንሕና ኸኣ ሕቶኣ ቃልሳን ፍትሓዊ ስለዝኾነ ሕቶኣ ኣፍልጦ ሂብናያ። ኤርትራ ሉኡላዊት እያ።

    • @oneeritrea
      @oneeritrea 21 วันที่ผ่านมา

      Men ekhum nskhum aflto thbwa kkkkkkkk. 😂 Eritrea ktqales kela kem hger kem gzat nay italy ember kem kll aykonetn ezi meseretawi hasab ekha zengieka zelekha. Slezi mejemerta bdemna dehar ab qdmi alem breferendm. Ethiopia ab naxnet eitrea aflto htetelu mkhnyat yelen.mkhnyatu hager slezneberna.ezi meseretawi aflto zbezahkum tegaru aytrdewon zelekhum, aytehazelkumn eyu hager slezeytwnnu eyu 😂 ​@@abrehaleyal

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 22 วันที่ผ่านมา +2

    Although untimely, Very interesting agenda. Thanks BraKhe and Medhin.

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 21 วันที่ผ่านมา +3

    ዶክ ገ/የሱስ ብሓቂ ብልቢ ዓቢ ኣክብሮተይ ክገልፀልካ ይፈቱ እንካዕ ተወለድካ ንሓቅነትካን ንድፍረትካን ንፍልጠትካን ኮታስ ንኩሉ ኣቀራርባኻ ብጣዓሚ እየ ዘመስግነካ።

  • @fissehakebede3146
    @fissehakebede3146 19 วันที่ผ่านมา +2

    Dr.Dejene best of best

  • @shibabaw1083
    @shibabaw1083 19 วันที่ผ่านมา +3

    The bold head politician didn't prepare well. I expected him to mention his justification why he supports cessation. I do have big respect for Dr Gebreyesus, well prepared. I recommend another session between two individuals with better preparation, thanks Brake Show!

  • @shenenzeybl
    @shenenzeybl 23 วันที่ผ่านมา +7

    ፖለቲካ ምስ ዝጥዕመካን ኣብ ዝጥዕመካን እዩ ።ናጻ ሉኡላዊት ሃገር ንምምስራት ተጋሩ ክንቀሳቀሱ ኣለዎም ተዘየለ ዘዘርከበ መሪሕነት ሕማቅ ከይሰረሐ ዝወረደ የለን ካብ ሃይለስላሴ ጀሚርካ።ኣጣቅልል ኣቢልካ ዝጠዓመ ግዜ ሕጂ እዩ ንተጋሩ ፖለቲካ ናይ ከባቢኦም ተተዓዚቦም ተወሳኺ መሳርዖም ዘደልድሉሉ ብሉጽ እዋን ምስ በልኩ ከም ኤርትራዊ ክርእዩ ከለኹ።

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 23 วันที่ผ่านมา +4

    ደ/ር ደጀን ኣጀካ ተጽዕኖ ፈጣሪ ኩን❤❤❤

  • @amenred5124
    @amenred5124 20 วันที่ผ่านมา +2

    Wow unbelievable it’s a big step forward guys learning deep lessons snd getting a way out of current situations. Creating new opportunities

  • @johnhabte6743
    @johnhabte6743 22 วันที่ผ่านมา +17

    ተጋሩ ብመጀመርታ ብዛዕባ ኤርትራ ዘይኮነ ጉጉይ ርድኢት ኣይትሓዙ ኤርትራ ናጽነታ ብቅልጽማ ደማን ድምጻን ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ተኸቲላያ ረኺባቶ ምኽንያቱ ጉዳያ መግዛእታዊ ስለ ዝነበረ
    ምሊኒክ ንጥልያን ሂብዎ ፈሪምሉ ትብሉ ኣለኹም ሓሶት ምኒሊክ ንጥልያን እዚ ናተዩ ኒሩሞ እንካ ኢሉ ኣይሃቦን ጥልያን ንኤርትራ ምስ መጸ ገግዝኣቶም እዮም እዚ ናተይ ኢዚ ናትካ ተበሃሂሎም ተወዓዒሎም ቅድምዚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓደ ኔረን ዝብል ታሪኽ የለን ኣይነበራንውን ኣቀዲሙ ግን መሳፍንቲ ትግራይ ዶብ ሰጊሮም ይወሩ በቶም ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ራእስታት ይጋጠሙ ኔሮም ኪኖዚ ዝኸይድ ታሪኽ የለን
    ኣብ ኤርትራ ግን ከም በዓል ባሕረ ነጋሲ ዝኣመሰሉ ነገስታት ኣብ በዓል ድዋርዋ ነሮም ሃገረ ሓማሴን ትብሃል ኔራ
    እንተ ንስኹም ግን ኣብ ሓሶት ኣይትንበሩ ተነጸሉ ስመሩ ንዓኹም ይምልከት እቲ ኩሉ ህልቂት ትግራይ ግን ባዕልኹም ዘምጻእክሞዩ ብሰንኪ ብሄርኩም ከጽንተኩም ዝመጸ የለን
    ብመጀመርታ ን28 ዓመታት ብዓብላልነት ስልጣን ተቆጻጺርኩም ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብኽልልን ብብሄርን ፈላሊኹም ጸቂጥኩም ድከቱ ኣስቲኽሞ እዚ ተዘይትገብሩ ስልጣን ተመቃሪሕኩም እንተ ትሕዙዎ ህዝቢ ኣንጻርኩም ኣይምተስኤን ብግብርኹም ተጸሊእኩም ተፈንፊንኩም
    ድሕሪዚ ኮሪኹም ንትግራይ ብምምጻእ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብድቁሱ ሓደጋ ወዲቅኩሞ ጨፍጪፍኩሞ ንባህርዳር ሚሳይል ወንጪፍኩም እዚ ከይኣክል ንኤርትራ ወንጪፍኩም
    መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ተጨፍጪፉ
    መንግስቲ ኤርትራ መሳይል ተወንጪፍዎ
    መጺኦም ደኪሮሙኹም ኪኖዚ ሓቂ የለን
    ስለዚ ንዓኹም ክሓይሽ ሕጂውን ናብ ሓቂ ተመለሱ ኣይትሓስዉ ብሓሶት ዝስራሕ ታሪኽ ይኹን ሃገር የለን

    • @bereketrussom9444
      @bereketrussom9444 22 วันที่ผ่านมา

      Bravo ❤❤❤

    • @azebhaile4957
      @azebhaile4957 21 วันที่ผ่านมา

      አንተ እንኳን ላሐጫም ነገር ነህ አሁን ና እና ኢ/ያ ጠይቃት

  • @AmanuelGebremedhin-z5z
    @AmanuelGebremedhin-z5z 22 วันที่ผ่านมา +5

    Both of them have convincing grounds, keep it up! work on substiancial comparative advantages as well!

    • @ራስዱሜራሚድያ
      @ራስዱሜራሚድያ 22 วันที่ผ่านมา

      Dr Gebreyesus has strong scholarly ideas , others have emotional, shallow ideas based on personal feelings.

    • @AmanuelGebremedhin-z5z
      @AmanuelGebremedhin-z5z 20 วันที่ผ่านมา +1

      @@ራስዱሜራሚድያ So does Dr Degen. It is helpful to have a meaningful discussions that produce least consequences

    • @ራስዱሜራሚድያ
      @ራስዱሜራሚድያ 19 วันที่ผ่านมา

      @@AmanuelGebremedhin-z5z I agree , no matter what the idea is , there must be a ground to entertain on . People must listen all alternatives to make their choice.

    • @AmanuelGebremedhin-z5z
      @AmanuelGebremedhin-z5z 19 วันที่ผ่านมา

      @@ራስዱሜራሚድያ Yepp!

  • @GebreslasieSelemon
    @GebreslasieSelemon 23 วันที่ผ่านมา +4

    dr dejen mezgebo we respect and adore you. indeed you are special....no one else can compare to you except god

    • @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ
      @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ 22 วันที่ผ่านมา

      በጃኻ ይለካ ሰብ መወዳድርቲ ኣምላኽ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ:: ወዮ ኣብ ጥቕኡ ዘሎ ገብረ የሱስ እኳ ሰነ ሰነ ኣቢልዎስ:: ናእዳ ኣይነብዝህ : ብልክዕ ንግበሮ:: ምስ ከምኡ ዝበለ ሰብ ድኣምበር ምስ ኣምላኽ ምውድዳር ኣይግባእን:: እቶም ፖለቲከኛታት ከምዚ እንዳተብሃሉ እዮም ዚግብሉ::

    • @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ
      @ቀሪንገረመው-ጸ8ከ 22 วันที่ผ่านมา

      Please, don't compare which is not compare able.( Dejen, a human being, politician, full of errors and the almighty God are not to be compared.) When you are admiring someone try to be modest. Because tomorrow Dr.Dejen may disagree with you on some other issues. Don't say a politician : "oh, you are special ......" because a politician is just like a shadow, a shadow always changes its position constantly according to the sunlight!!

  • @brhanegmedhin5188
    @brhanegmedhin5188 15 วันที่ผ่านมา +1

    thank you dr !

  • @hailemariamkassa3904
    @hailemariamkassa3904 22 วันที่ผ่านมา +3

    I appriciat the 3y weyane speaker. He is calm and respectful suggester.

  • @AbrahaleyHadush
    @AbrahaleyHadush 23 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you Dr. Dejen

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 23 วันที่ผ่านมา +7

    Dr Degen absolutely correct - if Ethiopia was our country, why did the leadership rushed to Mekelle/ Tigray empty handed, handed everything to Abiy, why they did not fight in Addis??

    • @samiaj1020
      @samiaj1020 23 วันที่ผ่านมา

      @@janetjohannes3392 they were busy embezzling the country

    • @abtd3861
      @abtd3861 21 วันที่ผ่านมา

      because they know what they did.. and where their base is... ርዕሲ ጮማ

  • @amahakiros3894
    @amahakiros3894 20 วันที่ผ่านมา +2

    I support Dr Gebreyesus Teklu's point of view.

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 23 วันที่ผ่านมา +4

    ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን ❤️❤️🤍🤍💙💙

  • @TekleKahsay-b8r
    @TekleKahsay-b8r 23 วันที่ผ่านมา +3

    The program is very important, that it is good to bring this big issue in to the open discussion. Those who spoke with short temper have to learn that in democracy you have to listen to ideas that you really hate not only to what you like.

  • @AstedeSemage
    @AstedeSemage 23 วันที่ผ่านมา +11

    ሀቂ ብድፍረት አደባባይ ክትወፅኧ ,
    Dr. Gebreyes high respect ,
    simple explanation which is not hard to understand, the only obstacle is that thinking is hard work.

    • @rahelestif2112
      @rahelestif2112 23 วันที่ผ่านมา +5

      @@AstedeSemage ሱቕ ኢሎም ቤተ-ክርስትያኑ ይስዓሙ በሎም ኢትዮጵያ ክብሉ ስኖም ወዲኦም አለዉ።

    • @solomonhadgu5636
      @solomonhadgu5636 22 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkk denqoro

    • @AstedeSemage
      @AstedeSemage 22 วันที่ผ่านมา +1

      ቤተክርስቲያን መቀለዲ።።

  • @weghta3315
    @weghta3315 23 วันที่ผ่านมา +7

    We need free Tigrai free 🌷🇻🇳💐💜🌹🙏

    • @abtd3861
      @abtd3861 21 วันที่ผ่านมา

      more problems will come.. and when the problem arrives you won't find this ገንምፃሊስ in your side...even you will not find brakheshow ... it will be clown show...

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂ኸመይ ኢና ክንፈትሖ ዶ በለ በዓል ጻዳ ኻሚሻ ሽግር እስራኤል ፓሊስቴን ምስ ተፈተሔ ሽዕ ሸግር ክልል ትግራይ ክፍታሕ እዮ።

  • @TesfuGEREKIDAN
    @TesfuGEREKIDAN 23 วันที่ผ่านมา +7

    ትግራይ ሃገር እያ !! ተጋሩ ክንነብር እንተኮና ሃገረ ትግራይ የድልየና ።

    • @september626
      @september626 23 วันที่ผ่านมา +1

      ጨዉ ከተራግፍ ኣለካ ኣብ ማሰዋ

  • @AregawiHailu-r5b
    @AregawiHailu-r5b 21 วันที่ผ่านมา +3

    mediii bejaki eba brake show nab tvi keyrlna pleassssssss🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aklilabrha6419
    @aklilabrha6419 23 วันที่ผ่านมา +8

    ታሪኽ ደቂ ሰባት ይሰርሕዋ ንሕናውን ሰባት ኢና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና ሀገረ ትግራይ ድማ ግድን ክትግበርዩ fredom comes tomorow

    • @abtd3861
      @abtd3861 21 วันที่ผ่านมา

      and you will be out of Ethiopia once and forever... do you want more problems?

  • @ደሃይስደት-ፀ7አ
    @ደሃይስደት-ፀ7አ 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዶክተር ደጀን❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 23 วันที่ผ่านมา +27

    ኤርትራ
    2 ሚልዮን ጋላን ኣድግን ዓጋመን ቀቲላን ኣራኣሶም ኣብ 2 ፈንጪሓ ብሓይሊ ኢያ ናጺነታ ረኺባ።
    ኢርትራ ገይራቶ ኢልካ ገበን ፈጺምካ ሃገርር ክትከውን ኣይካኣልን ኢዩ።
    ትግራይ
    ብደቃን በማኣምሓራን ኦሮሞን ክትብሊዕን ጋዛ ክትከውን መጻኢኣ ኢያ።
    ትግራይ መረት ሰሪቕካ ያኢኢ ሃገር ክኸዉን።
    ኢትዮጵያ ነንሕድሒዳ ከም እትበላዕ ገርናያ ኣለና።
    ህላወ ኢትዮጵያ ኢርትራዊ ስጋኣት ኢዩ።
    ለሓስቲ ዓጋመ
    ኢርትራ ርእሰ ሓያል ኢያ። ኢርትራ ኢትዮጵያ ግዛ ከግብራ ጸኽእል ወተሃደራዊ ዓቕሚ ኣለዋ።

    • @mahmudm3900
      @mahmudm3900 23 วันที่ผ่านมา

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤

    • @AbrahaleyHadush
      @AbrahaleyHadush 23 วันที่ผ่านมา +1

      ሓሳዊ መዓዝ እያ ብሓይላ ነፃነታ ኣረጋጊፃ ?? ብሰላም እያ ነፃነታ ረኪባ!!!

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 23 วันที่ผ่านมา

      ማለስንተጋሩን አመስግኑ እወ ስልሳ ዓመት ተቃሊስኩም ኢኹም ግን ክሳብ ተጋሩ ቃልሲ ዝወፁ ምንም ለውጢ ክተምፅኡ አይከአልኩምን እድመ ንተጋሩ አሕዋትና በሉ አይትሞቱን ከም ሎቆታጥሕኒ ቦለል ማለት ልማድ ኮይንኩም ብቃልሲ ጥራይ አይኮነን ተጋሩ ሓጊዞምኹምን ሓጊዝኩምዎምን ግን ደርጊ ዘርጊ ምስ ወደቀ ንሓገርነት እውቅና ምንድን ሂብኩም መለስዶ አይኮነን እዩ ዘቀላጠፈልኩም አይብዙይን ድዩ ፀሚዶም ሒዞምና ዘለው እዙይ አፀቢኩም ክትፈልጥዎ አልልም ትግራዋይ ነአኹም ፀላኢ አይኮነ ንሱኹም ግን ምስ መሰረታዊ ፀላኢ ኮይንኩም ንህዝቢ ትግራይ ጨፍጮፍኩም ሎሚ ከአ እትም ዘሓገዝኩምዎም ፀላፍቲ እንታይ ይሕነይልኩም ከምዘለው ፍለጡ።

    • @muluehagos4151
      @muluehagos4151 23 วันที่ผ่านมา +1

      "ሕልሚ እዮም ሓሊሞም"

  • @AregawiHailu-r5b
    @AregawiHailu-r5b 21 วันที่ผ่านมา +2

    dr dejen 10q🙏🙏🙏🙏 respect🙏🙏👍👍👍👍

  • @AbrhamTeweldebrhan
    @AbrhamTeweldebrhan 23 วันที่ผ่านมา +4

    Atum sebat bejakum Eritrea aytelelu Selam zelewa Hager konkakum astekaklu

    • @LoveLove-zx8fl
      @LoveLove-zx8fl 22 วันที่ผ่านมา

      Nbaelu eyu zwkil aregit wala neana aywklenan dekalu tegaru atehasasbiom lkie kem amharu b lialawnet Eritrea zeyeamnu abay Ethiopia sreat haxeynet nafekti eyom neana ewn aytekmun

  • @SimonGebrekidan
    @SimonGebrekidan 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጀግና ንበረልና❤❤❤

  • @weghta3315
    @weghta3315 22 วันที่ผ่านมา +3

    Dr. You are right averting Our hero 👏🙌❤♥Tigrai free 👏

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 21 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢ብሓቅ ንሕና ሃገረ ትግራይ እና ንደል ዘዝተወለደ መንእሰይ ዋጋ ናኻፈልና ክንነብር ኣይንደልይን😢😢😢እዝ ኹሉ ዋጋ ከፍልና ለለ ክንድገም ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር ሃገር ትግራይ ትግራይ ትግራይ

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 23 วันที่ผ่านมา +22

    መርኣያ ናይቲ ጠዋይ ልብኩም ኣታሓሳስባኩምን ናብቲ ናብቲ ክትብሉ ካብ ኩሉ ተሪፍኩም እምበር ኣብ 10 ክፍለ ዘመን ኩሉ ኩሉ ኤርትራ ትግራይ ኣምሓራን ሓደ ኔሩ እቲ ኤርትራዊ ኩሉ ግዜ መጻኢ ጥራይ ዝጥምት ትግራዋይ ጠዋይ ኣምሓራይ ገባቲ ምካኖም ምስ ረኣየ ራሕሪኩም ኤርትራ ትብሃል ሀገረ ስሪሑ እንሆ ኤርትራዊ ጎይታ ነብሱ ኮይኑ ኣብ ጸጽባሕ ታሪክ ይስንድ?
    ከምታ ናይ ቀድምኩም ምስ ኤርትራዊ ሓውኩምም ተዓሪቅኩም ብሰላም ምንባር ይሕሽኩም?

    • @saimonananiya6021
      @saimonananiya6021 23 วันที่ผ่านมา +2

      ተጋሩ ኣኪልኩም ኣብ ዕንኪሊል ክትነብሩ እንታይ ገርኩም እዚ ድካ ህዝቢ ዘይትገድፍዎ ፈቲኩም ጸሊኩም ኢትዮጵያውያን ኢኩም ጸማማት ለፍሊፍኩም ክተርፉ ኢኩም

    • @ፕሪንስ
      @ፕሪንስ 23 วันที่ผ่านมา +3

      @@saimonananiya6021ኣየ ትግራዋይ ሓሳድ ንባዕልኹም ኣብ ኢትዮጵያ ዘይጠዓመኩም ናበይ ከም ትኸዱ ዓቕልኹም ጸቢቡኩም ዘሎስ፥ ጠዋይ ልብኹምን ሕስድናን ከይተርፍ ግን ንዓና ኢትዮጵያውያን ክንከውን ትጽልዩ 😂😂🤦🏾‍♂️ ምሳኹም'ሲ ማዕዶ-ማዕዶ ድኣ ተደሊኹም ክልል ኩኑ እንተደሊኹም ሃገር ኩኑ ጉዳይና ኣይኮነን

    • @TsegayKidanu-p6t
      @TsegayKidanu-p6t 22 วันที่ผ่านมา

      የህ😂

    • @deresewoldu9118
      @deresewoldu9118 22 วันที่ผ่านมา

      ​@@ፕሪንስእንጭጭ ሕጻን

  • @haftomtewelebrhan-nz7yf
    @haftomtewelebrhan-nz7yf 24 วันที่ผ่านมา +10

    ደ/ር ደጀን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MahariBrihane
    @MahariBrihane 22 วันที่ผ่านมา +3

    Free tgray 💊💪💪

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 23 วันที่ผ่านมา +8

    ክቡር ሓውና ደ/ር ደጀን ናይ ብሓቂ ሕሩር ትግራዋይ::

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579 23 วันที่ผ่านมา +3

    Dr Dejen respect ❤❤❤

  • @AstedeSemage
    @AstedeSemage 22 วันที่ผ่านมา +1

    በድህነት መማቁን
    የእንቅልፍ ልብ መቃዠቱን
    መታከቱን መጉላላቱን
    መጨካከን መጣላቱን
    መባከኑን ኪሳራውን
    ቅርብ አዳሩን መደደቡን
    መንፈሳችነ ከቀልባችን መፉታቱን
    መማሪያችን ማዳኝችን
    መፈወሻ ህይወታችን
    መካሄጃ መንገዳችን
    የኝ ብለን መጠሪያችን
    መለምለሚያዉ መዳኝችን
    ፍቅር ሠላም ህብረታችን።

  • @immanueldesta7349
    @immanueldesta7349 23 วันที่ผ่านมา +4

    Keep going D.Degen we proud of you

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 24 วันที่ผ่านมา +18

    ትክክል ዶክተር ደጀን እወ "ንሕና ማለት እወ ንሕና ኢና - ወልቃይትን ራያን ሓዊሱ ተጋሩ ኢና"

    • @Welse1965
      @Welse1965 23 วันที่ผ่านมา

      ወለቃይት ራያ ኩናማ ኢሮፕ ኢትዮጵያውያን ኢና

    • @ጋልትግራይ-ቨ2
      @ጋልትግራይ-ቨ2 23 วันที่ผ่านมา +2

      ከድ ፅረገ በል እትዮጲያ እንተድልየካ ናትረገፅኻ ንበረ ፀግዕተኛ

    • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
      @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 23 วันที่ผ่านมา

      Game over Ethiopia 😂😂​@@Welse1965

    • @solomonabraha756
      @solomonabraha756 23 วันที่ผ่านมา +1

      @@Welse1965 ሻዕቢያ ኢካ ይመስለኒ ፤

    • @RahelKidanemariam
      @RahelKidanemariam 23 วันที่ผ่านมา +2

      ​@Welse1965 ሓሳዊ

  • @AK-ow2ps
    @AK-ow2ps 23 วันที่ผ่านมา +11

    ኤርትራ ከም ሃገር ከይ ኣመንኩምላ ትግራይ ካብ መከራ ወጸት ማለት ዘበት።

    • @asgedomtewelde2593
      @asgedomtewelde2593 23 วันที่ผ่านมา +2

      ኣሚና ሃገር እኳ ኢብናካ ኣለና

    • @muluehagos4151
      @muluehagos4151 23 วันที่ผ่านมา +2

      ከም ሃገር ክኣምኑን ከይኣምኑን ኣብ ዝሕተቱሉ ደረጃ ኣይበቅዑን yet.

    • @RahelKidanemariam
      @RahelKidanemariam 22 วันที่ผ่านมา +1

      እንዃዕ ሀገር ኮንኩም ግን ብሓቂ ኤርትራዊ ታይ ተረቢሑ ኢልኩም ብቅንዕና ሕተቱ?

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂ኸመይ ኢና ክንፈትሖ ዶ በለ በዓል ጻዳ ኻሚሻ ሽግር እስራኤል ፓሊስቴን ምስ ተፈተሔ ሽዕ ሸግር ክልል ትግራይ ክፍታሕ እዮ።

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@RahelKidanemariamit is none of your business

  • @awetg6801
    @awetg6801 19 วันที่ผ่านมา +1

    Why always Eritrea. Don't worry 😉 We love ❤️ Tigray

  • @natangirmay5407
    @natangirmay5407 23 วันที่ผ่านมา +3

    Dr dejen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeldehaweriaNegash
    @WeldehaweriaNegash 20 วันที่ผ่านมา +1

    i go wz Dr. Dejen

  • @ራስዱሜራሚድያ
    @ራስዱሜራሚድያ 22 วันที่ผ่านมา +8

    Honestly Dr Gebreyesus lectured everyone.

  • @zbestisyetcome1
    @zbestisyetcome1 21 วันที่ผ่านมา +1

    Dr dejen respect❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 23 วันที่ผ่านมา +4

    Prof Medhanye: Being with Ethiopia the key problem for Tigray. Being with Ethiopia Tigray suffering the worst #genocide in world history, Ethiopians burning tegarus alive. Is that what we want to stay Ethiopia???

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 22 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ስራሕ ብራኸ ሸው።ትግራይ ሽግራ ክፍታሕ እንተኮይኑ ኢትዮጵያ ካብ ትግራይ ክትንጽልዋ አለኩም።ከምዞም'ብዓል እዚ ዶክቶር ዝኣመሰሉ ዕሱባት ዓቀፍቲ ብደንቢ ክትቃለስዎም ኣሎኩም ኣዝዮም መርዛማት'ዮም።

  • @GerezgherGebray-c6l
    @GerezgherGebray-c6l 23 วันที่ผ่านมา +3

    Dr dejen❤❤❤💪💪💪👍👍

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 24 วันที่ผ่านมา +14

    ዶክተር ደጀን ቀፅለሉ ምሳካ ኣለና ኣብ ትክክለኛ መንገዲ ኢካ ዘለካ እስከን ውድብካን።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 23 วันที่ผ่านมา +7

    ኣቲም የሓዋት ናይ ዶክተር ደጀን ዘረባ ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ እዩሞ፡ ኣስተውዕልዎ።

  • @Jesusuislove
    @Jesusuislove 23 วันที่ผ่านมา +14

    ዝተረፈ ዕድሜኹም ኩሉ ንኤርትራ ከም ሕማቕ ምሳሌ ክትገልጽዋ እኳ እንተፈተንኩም፡እቲ ዘገርም ግን እቲ ኩሉ ትካትዕሉ ዘሎኹም ኣብቲ ኤርትራ ዝበጽሓቶ ክትበጽሑ ክንደይ ዓመታት ክወስደልኩም'ዩ ንዓኹም ንገድፎ፡ነጻ ክንወጽእ ንደሊ ኢና እንተበልኩም ግን ኤርትራውን ሕጂውን ዳግማይ አራት ኪሎ ክንመልሰኩም ንኽእል ኢና ፡እቲ ንኤርትራውያንን ኤርትራውነትን እትንዕቁ ግን ፡እቲ ናይ ጽልኢ መንፈስ ክትቀትለኩምያ ፡And I would like to describe you as someone who drank poison and as a result suffering and waiting until the time of his death thinking that the poison he has drunked will kill his enemy, And this kind of will can never come truth.

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤😂

    • @azebhaile4957
      @azebhaile4957 21 วันที่ผ่านมา

      ባህር ይዘህ ከተሰደድክ ምን ዋጋ አለው

    • @neverforget7472
      @neverforget7472 18 วันที่ผ่านมา

      ኸመይ ኢና ክንፈትሖ😂 ዶ በለ በዓል😂 ጻዳ ኻሚሻ ሽግር እስራኤል ፓሊስቴን ምስ ተፈተሔ ሽዕ ሸግር ክልል ትግራይ ክፍታሕ እዮ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 18 วันที่ผ่านมา

      @@azebhaile4957 whenever you Guys leave us alone 😅

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ህዝብታት ጎደቦናን መላእ ሓራ ህዝቢ ዓለምን 😊

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 24 วันที่ผ่านมา +4

    Right d/r mezegebe keep on this bright struggle, bravo,