''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (3ይ ክፋል)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 390

  • @Fnoteabewmedia
    @Fnoteabewmedia  3 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
    🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
    🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
    🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
    🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
    🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
    🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿
    ኣ ውሮጳ / Europe
    🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
    🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
    🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
    🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
    🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
    🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
    🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
    🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
    🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
    🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
    🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
    ዓዲ ዓረብ / Arab countries
    🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
    🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
    🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
    🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
    🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
    ኣፍሪቃ / Africa
    🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
    🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @user-my7tq4yn3e
      @user-my7tq4yn3e 3 ปีที่แล้ว

      አብ ዓረብ ሃገራትስ የለን??? ተተካኢሉ ተሐባበሩና

  • @kidangebreegziabher1711
    @kidangebreegziabher1711 3 ปีที่แล้ว +117

    በስመአም በወልድ በመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን። ዝሐፍተይ ብሐቂ ንስኺ አብዛ እንነብረላ ዝረሰሐት ዓለም እዚአ እትርከቢ ንፅህቲ እቶም ዘዕበዪኺ ቅዱሳን ሐንቲ ቅድስቲ ኢኺ እግዚአብሔር አብዝፈቀዶ ድምፅኺ ስሚዕናኪ ኣላና እሞ በይዛኺ ንእግዚአቢሄር ቀረባ ኢኺ ሞ ንዚ ጦርነት ከቁሩሮ ከሕፅሮን ፆሎትኪ ይሐግዘና አሜን።

    • @abikanal6691
      @abikanal6691 3 ปีที่แล้ว +10

      ኣሜን +++ ክንደይ ደስ ይብል ዘረባኻ ሓወይ ! ካብ ናይዛ ብርኽቲ ኣደ ንላዕሊ ናትካ ልብኻ የምክኽ ።

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 3 ปีที่แล้ว +7

      አሜን አሜን አሜን ክብር ሓወይ ክንደይ ደስትብልእታ ፅሕፍካ አምላክ ይታዓረቀና ልቤካ ትትንክፍ ፁሑፉ

    • @eastafro6749
      @eastafro6749 3 ปีที่แล้ว +2

      Nay b haki lebam mestewaali

    • @user-or5sx2nu4d
      @user-or5sx2nu4d 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-jx8tg5dy9p
      @user-jx8tg5dy9p 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @user-yp6nu7fw3l
    @user-yp6nu7fw3l 3 ปีที่แล้ว +92

    አቶም ከይሰማዕኩም ኮመንት ትጽሕፉ ግን ቅድም አንተትሰምዕዎ ምሓሸ ኣብ 5 ደቂቕ ቃለ ሂወት የስማኣልና ክቡር መምህርና ከምኡ ውን ክብርቲ ኣዴና በረኸት ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን

  • @Tube-vu1kz
    @Tube-vu1kz 3 ปีที่แล้ว +78

    ቃል አይበለን በንዓት ወዲኦዮ እዚ አምላክሰ ከንደይ ይረቅቅ ጥበቡን ፍቅሩን

  • @tadelumeresu9689
    @tadelumeresu9689 3 ปีที่แล้ว +64

    ብሓቂ ከመይ ዝበልኪ ንፅህቲ ፍጥረት ኢኪ ለካ እግዚአብሔር ንወድሰብ ከምዚ ዝበለ ተዕድልቲ ይዕድሎ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትና ንፁህ ልቢ ይዓድለና

  • @danighiwet2980
    @danighiwet2980 3 ปีที่แล้ว +30

    ናትኪ ሂወት ሰሚዒካስ ባዓል ኣነሰ ኣብ ምንታይ ኢና ክንኣቱ ህግዝዮ ምሓረኒ ጎታይ ክል እንተተረ ፈንስ ንብዘሎ ሓጥያተ ንክንሳሕ ሓንቲ ማዓልቲ ኣብ ናብ ናይ ንስሓ ሂወት ኣብቅዓንኒ ብስም ወላዲትካ ዝኮነት ንጽህተ ንጹሃን ድንግል ማርያም ይልምነካ ኣሉኩ።
    ሓፍትናን ኣደናን ከምኡውን ሓውና ድማ ቃለሂወት ይስማዓልና ናይ ብሓቂ ሂወትና ኣብ ምንታይ ከም ዘላ ዘዛካክር ቃላት ሰሚዕና።

  • @mananeghuse1098
    @mananeghuse1098 3 ปีที่แล้ว +33

    እግዚአብሔር ጥበብ እቶም ጥበበኛታት ከሕፍር ነቶም ትሑታት ሐረየ ዕድለኛ ኢክን

  • @Zebib8.
    @Zebib8. 3 ปีที่แล้ว +11

    ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ መምህር ካሳሁን እታ ነጸላ ግና ካብታ መእተዊ ጀሚርካ ግበራ ግርማ ሰበኽቲ ወንጌል ክሳብ ዝኾነት

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 ปีที่แล้ว +12

    ናይ አምላክ ስራሕ ረቂቅ እዩ ንዝፈተዎ ኹሉ ይገልፀሉ እዩ ናይ አቦና አባ ዘወጌል በረከቶም አይፈለየና ክቡር ሓውና ክብርቲ አዴና ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና ናይ ቅዱሳን በረከት አይፈለየና

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 3 ปีที่แล้ว +14

    አሰይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ቃል እግዚአብሄር ሰሚዕካ ዘይፅገብ አቦና አባ ዘውንጌል ፀጋ በረከቶም ይሕደረና

  • @mulugetashishay8692
    @mulugetashishay8692 3 ปีที่แล้ว +26

    እንቆዕ ብደሓን መጸኩም ኣደና ዓጸደ
    ሓውና ኻሳሁን ሃዉና

  • @user-jj9kd7ig3p
    @user-jj9kd7ig3p 3 ปีที่แล้ว +14

    አስይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ተመስገን ፈጣሪ

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 3 ปีที่แล้ว +10

    ለእግዚአብሔር ምን ይሳነዋል ሁሉ ይቻለዋል እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏

  • @ssoossasdf5572
    @ssoossasdf5572 3 ปีที่แล้ว +10

    እዊይ ብንብዓት ውዲኤያ ናይ ባሓቂ ክብረቲ ኣዲና ኩቡረ ኣቦና ብሰላም ሙፁና ክንፀብ ኢና

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว +11

    _ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም//ክን እግዚአብሔር ኣምላኽ መመህረና ኣድና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም በጣዕሚ ድስ ዝበል ታኣምረ ሰሉ ኩሉ ነገረ እግዚአብሔር ይመሰግን ንሕናም እዚይ ክንሰመዕ ዝገበረና __#4ይ__ ክፍል ብሰላም ክትመፁ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን አሜን#_

    • @yergalemkidanekelib7356
      @yergalemkidanekelib7356 3 ปีที่แล้ว +1

      Temesgen Amlak
      Atsede kasahun Hawna
      Enka Bselam metsaekum
      Kale hiwet yesmalna
      Amen

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና🤲
    ክብርቲ ኣደና ኣፀደ ክቡር መምህርና ካሳሁን
    ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ 👏
    🌾🌾✝️✝️✝️❤️⛪⛪⛪🌾❤️✅✅🙏🙏🙏

  • @user-pe3sk2tx5q
    @user-pe3sk2tx5q 3 ปีที่แล้ว +9

    ቃለሂወት የስመዐልና ናይ ኣቦታትና ፀሎትን በረኸቶምን ኣየፈለየና

  • @user-if9uk1dx3z
    @user-if9uk1dx3z 3 ปีที่แล้ว +8

    እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ክብርቲ ወላዲትና እንካዕ ብሰላም መጻኩም አረወላዲትና ኩሉግዜ ተዳሃያና ዉይ ክፈትወክን አነስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ናይእግዚኣብሔር ጥበብስ ክንደይ ድንቂ እዩ

  • @solomuntekae2648
    @solomuntekae2648 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን ረድኤቶም ምስ ኩልና ይኹን ነዴና ድማ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብክን

  • @mulugetashishay8692
    @mulugetashishay8692 3 ปีที่แล้ว +8

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርት ኣደና
    ሓዉና ካሳሁን ናይ ዘመን ኣገልጉለትካ
    ይብርክ

  • @user-wq4xd6qc2j
    @user-wq4xd6qc2j 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና ክብርቲ ሓፍትና ክቡር መምህርና ፀሎትን በረከቶምን ናይ ኣቦታትና ቅዱሳን ኩሎም ምሰ ኩልና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን ኣምላክ ኣቦና ንሃገርና ትግራይ እውን ዝክሉ ሸግርን መከራን ይኣክሎኩም ይበለና ትንሳኤና የቅርበልና አሜን፫

  • @misganadesta498
    @misganadesta498 3 ปีที่แล้ว +3

    በጣእሚ ዘቅንእ ልብካ ዘረስርስ ተስፋ ዝመልእ ዘረባ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን አሜንንን 🙏🙏🙏🙏

  • @gabrielnaizgi8198
    @gabrielnaizgi8198 3 ปีที่แล้ว +10

    ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና

  • @askalabrahamsaldosry1110
    @askalabrahamsaldosry1110 3 ปีที่แล้ว +7

    በረከትኪ ይሕደረና ብርክቲ ኣዴና ኣስካለ ማርያም ስደተኛ እየ ጋል ትግራይ እየ

  • @user-js1gz1kw1z
    @user-js1gz1kw1z 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣቦና ዘወንጌል በረከቶሙን ሬድኦቶምን ምስ ክሉና እምነት ክርስትና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-wj3sc6wy7o
    @user-wj3sc6wy7o 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይ እቲ አንደበተን ክንደይ ይጥዕም ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐለን እግዚኣብሔር አምላክ በረኸትክን ይሕደረና ወለተ ማርያም ናበልክን አብ ፀሎትክን ሕሰባኒ ኣደይ መዓረይ ♥♥♥

  • @user-et2zs2ic2m
    @user-et2zs2ic2m 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ሕጂ ግርም ኮነ ኣንታ እዚ ታሪኽ ቅዱሳንሲ ክንደይ ደስ ይብል ብሓቂ ፈጽ ኢልካ ኣብቲ ኣቦታትና ዘለውዎ በረኻ ስፈር ይመጻካ

  • @lulawityemane6784
    @lulawityemane6784 3 ปีที่แล้ว +2

    መንክር እግዚኣብሔር በላዕለ ቅዱሳኑ። ናይ ብሓቂ ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ንልዑል እግዚኣብሔር ይኹን። በረኸት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኹን።

  • @genetkidane2053
    @genetkidane2053 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓና🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 3 ปีที่แล้ว +3

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህረ ካሳሁን🙏
    ታዐዲልኪ ኢኪ ወይዘሮ አጸደ በረከትኪ ይሕደረና🙏

  • @user-td3nk4yt3b
    @user-td3nk4yt3b 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎይ ዘመንኩም ይባረኽ

  • @berhe4910
    @berhe4910 3 ปีที่แล้ว +2

    ነዴናን ሓፍትናን ወ/ሮ አጸደ ገ/መድህን ቃለ ሂወት ያስመዓልና መንግስተ ሰማያት ያውርሰልና ፡ ናይቶም ቅዱሳን አቦታትናን አዴታትናን በረኸቶም አይፈለየና አሜን ።

  • @tigistidesta4478
    @tigistidesta4478 2 ปีที่แล้ว

    አምላኽ ሓቂ ነዚ ቃል እዚ ኽንሰምዕ ስለ ዝፈቀደልና እግዚኣብሄር ይመስገን።

  • @user-bc7kv4jw9o
    @user-bc7kv4jw9o 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመኣና ክብርቲ አዴና ሓንቲ ሕቶ እንትወስድዋ ከለውስ ብምንታይ ትከድ ብእግራ ድያ ወየስ ትነፈር ንገሩና አሕዋት

  • @user-tg9xx4ne4m
    @user-tg9xx4ne4m 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መግለጺ የብለይን ኣብየት እግዚኣብሔር ኣምላክ ጥበቡነሰ ፍቅሩን ክደንቕ በእውነት✝️

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘደንቅ ታኣምራት ኣዴና ኣጸደ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኪ ጸሎት ቁዱሳ ኣቦታት ኣይፈለየና

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ በረከትን ረዲአትን ጸጋን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ናይ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ጸሓይን ምስ ኩሉና ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ኣዴና ኣጸደ ኮምኡ ውን ሓውና ካሳሁን

  • @arsemagmedhin9416
    @arsemagmedhin9416 3 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ክቡር ሓውና መምህር ካሳሁን እና ክብርቲ አዴና አፀደ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀሎት ናይ ቅዱሳን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @jjji4435
    @jjji4435 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡራት ወለድና እግዚአቢሄር ዝመረቀኪ አደ ኢኺ እና ናአቦና አባ ዘወንጌል በረከቶም ምስኩላቶም ይኹን ብሓቂ ቁዱስ አቦ እዮ አነ እውን 2008 ዓ ም ከይደ ዝተቀበልኩዎ በረከት ተቀቢለ ተፈውሰን ተመልሰ ብጣዓሚ ዝገርም ተአምር እየ ሪአ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ክብርቲ ኣዴና ኣፀደ ክቡር ሓውና መምህርናን ካሳሁን

  • @tsadayokbaslase4707
    @tsadayokbaslase4707 3 ปีที่แล้ว +8

    ፈጣሪ ጥዑም ኩሉ ኣብኢዱ እዩ

  • @gebrigebri2293
    @gebrigebri2293 3 ปีที่แล้ว +4

    እንኻዕ ብሰላም መጻኹም እዝግኣብሄር ኣምላኽ ስለ ኩለ ነገር ምስጋና ይብጸሓዮ ኣዴና ኣጸደ ከኣ ስለ እቲ ዝዕለልክናና ዓቢ ትምህርትን ትኣምርን እዳመስገና ኣብ ዝመጽእ ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ::

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ኣዴናን ኩቡር መምህርና ካሳሁን ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ንካማይ ዘበልና ድኩማት ከዓ ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩና🙏🙏🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @samasefa4459
    @samasefa4459 3 ปีที่แล้ว +2

    Praise to our Lord Jesus Christ Thank you 🙏🙏🙏

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen ❤❤

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏

  • @user-fi2mp2fc9j
    @user-fi2mp2fc9j 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏 4ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኹም።

  • @tsh2012
    @tsh2012 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ኣምላክ የስመዓና 🙏

  • @mikiteklom80
    @mikiteklom80 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna xegeu yebzehalen ybzhalna

  • @lene6205
    @lene6205 2 ปีที่แล้ว

    ክብርቲ ኣገልጋልሊት ሐፍትና ኣጽደ ኣምላክ ኣዝዩ ይባርኪ ክይ ሰማዕኩኪ ዳርጋ ኣይውእልን እየ ደስ ስለዝብለኒ ክስምኣኪ ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርኒ🙏🙏🙏

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንንንን ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር ፀጋን ጥበብን የብዘሓልኩም ኣሕዋተይን መምህራነይን ሽሕ ዓመት ንበሩልና ✝️✝️✝️💒💒💒🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Kale hiwet yesmalena bereket nay kudusa Aebotatna mis kulu ykun 🙏🙏🙏

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ቃል ህወት ይስማዓልና ቃልኪ ክሰምዕ ዝውቀዕኒ ስለ ኽሉ ነግር ኣምላክ ይመስግን 🙏

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea6904 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓና ኣደና ኣጸደ ፡ መምህር ካሳሁስ ካ ኩቡር ሓውና አግዛኣቢሄር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ከምዚ ጌርካ ዘቅረብካልና ፡ ባሓቂ ታኣምር ዩ ስራሕ አግዛኣቢሄር ናይ ኣዴና ኣጸደ ሰሚዒካዘይ ምኖ ድንቂ ዝኮነ ስራሕ ዩ ፡ፈጣቲ ናዓና ንደቁ ማዕረ ክንደይ ከም ዘፍቅረና ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይክኖባሓቂ

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 ปีที่แล้ว

    አግዝኣብሄር ይምሰገን አቓኡ ጸግኡ ኣብዝሓልኪ, ጸሎት ኣቦና ኣባ ዘወንገል ያፈለየና

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu5346 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ክብርን ውዳሴን ኣምልኮ ንእግዝኣብሄር ኣምላክ ይኩኖ፡ በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ኣይፈለየና ን ኣዴና ኣጸደ ብዕድመ ብጥዕና ይዓቅበልና።

  • @axsumawit3339
    @axsumawit3339 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀሎቶም በረከቶም አይፈለየና እግዚአብሔር አምላክ ታአምሩ ብዙሕ እዩ ፀግኡ በረከቱ የብዘሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን👏👏👏

  • @user-md3od4xj1u
    @user-md3od4xj1u 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፁጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ቃለ ኣምላኽ ክንደይ ሰናይ ጡዑም እዩ
    ኣምላኽ እንታ ሓሪካ ብጥበብ ይሕሊየካ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጣዕሚ ደሰ ብሃሊ ክብርቲ ኣዶና ኩቡር ሓውና ኣምላክ እሰራኤል ጾጉኡ የብዚሕልኩም እግዚኣብሔር ዝተከበረን ዝተመሰገንን ይኩን ለዘላኣለም ኣለም ኣሜን 🤲🤲🤲⛪️✝️💖💖📖📖🌹🌹🕊🕊🕊💞💞

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 3 ปีที่แล้ว +4

    Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽, yes I got the book. I read it all in one day, I couldn’t stop. I love it. Egziabhier edmen tienan yhabki. Tselot kudusan abotatna ayfeleyena 🙏🏽, thank you for sharing .

  • @nigestyhagos8778
    @nigestyhagos8778 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen kale hiwet yes mealna kidesty haftey,

  • @muludesbele817
    @muludesbele817 3 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወይ የስምዓልና ኩብርቲ ኣደና ምስ ሓውና ካሶሆን የቀንየልና

  • @user-zt7ud8ks7v
    @user-zt7ud8ks7v 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን ፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @alaaptup6760
    @alaaptup6760 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር መምህርና ቃለ ህይወት ያስመዓልና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሐልኩም

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመወልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ካሳህን ሓዉና አደነለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፀሎት ግበርልና ምሕረት ክወርደልና እግዚአብሔር አምላክና

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 3 ปีที่แล้ว +1

    Fetari yikber yimesgen kale hiwet yesmaelna 🏗⛪💕

  • @user-cl1le5gq6e
    @user-cl1le5gq6e 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፡ ኣዴናን ሓፍትና ፡ ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ፡ ፍቅሮም በረከቶም ይሕደረና ፡ ንዓካ ሓወና ካሳሁን ድማ እግዚኣብሔር ዓስቢ የብዝሓልካ

  • @natsnetokubazgi9937
    @natsnetokubazgi9937 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen klehwet yesmalan Atsde heftey zemenky ybrek Kshun hewey yekenyelna

  • @tifgytufy885
    @tifgytufy885 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃላት የብለይን።ናይ እግዚአብሔር ስራሕ እፁብ ግሩም እዩ።ክብርን ምስጋናን ይብፀሓዮ።ቃለ ህይወት የስመዐልና አዴና አፀደ ክቡር ሓዉና ።ሰሚዕካዮ ዘይፅገብ ክብሪ ቅዱሳን ኣቦታትና ናይ አቦና አባ ዘወንጌል በረከቶም ምስ ኩላትና ይሕደር።

  • @luwamhaile683
    @luwamhaile683 3 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmeana egzabiher amlak xegue yebzahalkum ⛪️🥰🌿🕊⛪️🥰🌿🕊⛪️🌿🥰

  • @he2971
    @he2971 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ⛪ኣሜን⛪ኣሜን ⛪ኣሜን ⛪ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alemagrmay6052
    @alemagrmay6052 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህር ከኣ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @godislove2279
    @godislove2279 3 ปีที่แล้ว

    አሜን ቃል ህይወት የስምዕልና ኣብ ፀሎትኩም ሑወሱኒ ብሩካተይ 🙏

  • @ggt620
    @ggt620 3 ปีที่แล้ว

    ሰማዝ እንዳ መጥምቀ ዬውኀንስ ገዳም እዩ ክንደይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ልብኻ ዘተርክስ ክንደይ ታዓዲልኪ ሐፍተይ ማዓረይ እት ቃላትኪ ክንደይ ይምስጠካ እግዚአብሄር ሐርዩኪ እዋይ ተዓዲልኪ ንሕናውን ዕድለኛታት ኢና ጸሎት ቅዱሳንን አባ ዘወንጌልን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen. Amen. Kalhiwet. yesmealna⛪👈☝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺🕊️

  • @user-jh5xg8nq1r
    @user-jh5xg8nq1r 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ብእነት እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይክን ማማየ ፆሎትክን ፆሎት ክሎም ቅድሳን ኣይፈለየና እዛ ኣብልዕሊ ምርስሓ ጭንቅን ፀበባን ተወሲክዋ ኒሀ ዓለምና ሰላም ክሰደልና ኣብ ስደት ዘለና ናፍቲ ቅድስ ስፍራና ክንምለስ ፀልይልና ማማየ ኣነስ ንዚ ምስመዐይ ብጣዕሚ ዕድለኛ እየ

  • @danielteklu4652
    @danielteklu4652 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና
    ጸሎቶም ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና

  • @yacobhaile7915
    @yacobhaile7915 3 ปีที่แล้ว +3

    በስመበስመ ስላሴ
    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን ።
    ቃለ ሂወት የስምዓልና ።

  • @vvcfdymklopi9428
    @vvcfdymklopi9428 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክብርቲ ኣዴና ኣፀደ ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዛኣብሄር ይኩን ኣሜን ክቡር ሓዉና እዉን ቃለ ህይወት የስመዐና ክብርቲ ኣዴና ንኣየይ ንደካማ ሓፍትክን ኣብ ፆሎትክን ዘክራኒ ማማየይ መዓረይ

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 3 ปีที่แล้ว +4

    የቕንየልና ሓፍትና የቕንየልና ሓውና
    ቓለ ህይወት የስመዐልና

  • @pawloskibrab2482
    @pawloskibrab2482 3 ปีที่แล้ว +14

    ሰላም ካሳሁን ሓወይ ሰላም እግዝኣብሄር ምስ ኩሉና ይኩን እንዳ በልኩ ኣብዚ ዘለክዎ ግዜ ቁዱስ ቁርባን ይቁበል ኣለኩ ነገር ግን ሓሳብ ዙሙት ከምኡ ውን ዘርኢ ካብ ምፍሳስ ዳርጋ ኣዕሪፈ ኣይፈልጥን ስለዚ ፍቃደኛ ተኮይናስ ንሳን እቶም ቁዱሳንን ጳውሎስ ኢሎም ጸሎት ክገብሩለይ እባ ሰለ ንጽህና ኢልኩም ተለመኑኒ በለለይ ስለ እቲ ትገብሩለይ ጸሎት ኣቀዲመ የመስገን ኣለኩ ኣሜን ።

    • @hailzgimsgna5300
      @hailzgimsgna5300 3 ปีที่แล้ว +4

      ሓወይ ናተይ ቅድሚ ምድቓስካ ኩሉ ግዜ ብዙሕ ስግደት ስገድ መልክኣ ሩፋኤል ክኣ ምሱኡ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

    • @tirhasberhe5495
      @tirhasberhe5495 3 ปีที่แล้ว +2

      ክቡር ሓወይ ብጾም ስውነትካ ኣድክም ብዓቅምካ ቀስ ኢልካ በብቁሩብ ክሳብ ዝተወሰነ ግዜየ መግቢ ከይበለዕካ ከምኡ ውን ስግዳን ከምዚ ሓውናዝብለካ ኣጆኻ ክትብርትዕ ኢካ ተስፋ ኣይትቅረጽ እግዚአብሔርክልውጠካዩ !! እግዚአብሔርምሳካ ይኩን ጾሎት ቅዱሳን ኣይፈለካ 🙏

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +1

      ስግዳን ኣዘውትር ዝሓወይ

    • @user-pf9hi1so4f
      @user-pf9hi1so4f 3 ปีที่แล้ว +2

      ሓወይ ናተይ ኣጂካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳካ ይኹን እመ ብርሃን ምሳካ ትኹን ጸሎት ኣዘውትር ብዝያዳ ካብ ምስ ኣባት ነብስካ ተዛርብ

    • @weyniyeibyo2686
      @weyniyeibyo2686 3 ปีที่แล้ว +3

      Kbur hawey ajoka fetene nay Dyablos eu key akaretska nguhon mshetn nay Amlkot sgdet sged leul Ezgabiher Amlak msaka ykun zhawey

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 🙌 ❤️ 👏

  • @tmmt1334
    @tmmt1334 3 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሔር ይመስገን ኣብ ዘመና ከምዚክን ዓይነት ብርኽቲ ናይ እግዝኣብሔር ሕሪቲ ዝፈጠረልና ጥበቡን በረኸቱን ይብዘሐልክን ክብርቲ ኣዴና። ሓውና ካኣ ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @amenamen3751
    @amenamen3751 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለህይወት የስመዐልና ንገርናም ሰላም የውርደልና ንዓኻቱም ዕድመን ጥዕናን የብዝሐልኹም

  • @tsegaberhane3361
    @tsegaberhane3361 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏aba zewengel abxolotom ydegfuna

  • @ngstitigraykuweit2624
    @ngstitigraykuweit2624 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እዝግኣብሔር ኣምላክ ቁዱሳን ኣቦታትና ፀጋ ኣይፈለኹሙ ኣይፈለየና ፀጉኡ ዘብዘሐልኩሙ እዝግኣብሔር ኣምላክ ንህዝብና ሰላም የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @user-mw5ui6kd7h
    @user-mw5ui6kd7h 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna

  • @ksanet6914
    @ksanet6914 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክቡራት ወለድና

  • @he2971
    @he2971 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @danealgebre552
    @danealgebre552 3 ปีที่แล้ว +3

    አድሜን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጠሪ።

  • @zewdigaym9353
    @zewdigaym9353 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yasmalena nay agelgelot zemenkum ybarak 🙏🙏🙏

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጥበብ እንደይ ጉርም እዩ ኣደና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ

  • @user-rm3gc2oy5u
    @user-rm3gc2oy5u 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡራተይ

  • @user-le4zl3fc2k
    @user-le4zl3fc2k 2 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ክንደይ ደሰ ይበል ቃለ ሂወት የሰመዐልና አግዝብሄር አምላክ ይክብረልና አደና አጸደ ከምኢ አዋን ክበር መምህር ከሰሁኖ ቃል አምላክ ብምሰመዐይ ዐድለኛ አየ አነ ሕጥያተኛ ሕፍትኩም አበ ፅለትኩም ዘክሩኒ😥🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐🌾🌾🌾💒➕👈☝️

  • @user-mf4uj4mg6z
    @user-mf4uj4mg6z 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማልን

  • @hiwetfsha5948
    @hiwetfsha5948 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 amen to