መልሲ ነቲ ንገለ ገለ ወገናት ጫው ጫው ዘበለ ቪድዮ ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ) ሰሚዕኹም ሼር በልዎ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 411

  • @temesgenfetari4510
    @temesgenfetari4510 2 ปีที่แล้ว +30

    Ajoka Ajoka Ajoka Kbur memhrna tguh Agelgali Sltan Hawna Dngl Maryam Eme Adonay ab godnka tkun Egziabhier kea kabzi nleali kteabi mstiru yglexelka xegan melekotawi haylun wn yebzhalka zhawey ane zkoralu ika tdekmelu zeleka mefexemtaka smur xnue mengedi qdsna ygberelka ❤️
    Orthodox haymanot nxihti qnieti emnet
    Fetari’kua tewelidu zbjewela nsqlet
    Aymrmernyu wushta degumea nzeyqbel
    Qexra’wn aydfern esatyu zeqaxl
    Ayxegebwon Abew nsle fqra mekera
    Degagimu ydenqom eti zeymrmer mistira
    Hiwetom kem krstos beja kehlfula
    Msea nkwehadu bzuh kertet yblula!
    Txnue xeba aykonen nlaeli tekomiru
    Nsus lahmetyu estayu mxar sinu
    Alewu btahti tewahdo mannetom
    Mesreja zeyfleyo neti xnue qalatom
    Wegen ayteashu gzieka teteqem
    Hiwet bzeyrkebo qal mnfqna aytgerem
    Neeoms ngdefelom memharana yerkblom
    Anen nskan gn bnay beal memhrna Sltan hiwetna nemaezn!
    Amen Egziabhier sle kulu neger ymesgen.
    Dehan kun!

    • @Azahel181
      @Azahel181 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ ሓገዝ ደልየ

    • @rutharutha2453
      @rutharutha2453 2 ปีที่แล้ว +3

      Ewayyy ajoka tetahizkum kea nab gudgad tiatwu,,,entay zeymrimr hizbi eyu wedey ewayy yesus entay tbl thlu

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +50

    እንኳን በሰላም መጣህ ንቁ የተዋህዶ መምህራች በእውነት ባንተ አድሮ እግዚአብሄር ያሰተማረን ክብር ና ምሰጋና ይድረሰው
    ለመናፍቃን የሆኑ ወንድሞቻችን ደሞ እግዚአብሄር ልቦና ይሰጣቸው

    • @Azahel181
      @Azahel181 2 ปีที่แล้ว +2

      ሳብስክራይብ ሓገዝ ደልየ

    • @zyadaychannel-zyadaychanne1237
      @zyadaychannel-zyadaychanne1237 2 ปีที่แล้ว

      መጎስ ምስ መምህሩ እስራኤል እዮም ናይ ትሕቲ መሬት ፍጡራት

  • @ዕባይገጠርወጀረተይቲ
    @ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 ปีที่แล้ว +48

    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ይኽበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ
    ይኽበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ
    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ቅዱሰ የሰመዐልና
    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክቡራተይ እንካዕ ብሰላም አብጸሐና ንፈጠሪት አጋእዝተ ዓለም ሰላሴ ንፆመ ነነዌየ አብጸሐና ፆመና ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ንህዝበና ንሃገረና ሰላም ይልአከልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራተይ

  • @utfy3687
    @utfy3687 2 ปีที่แล้ว +26

    እኳን በስላም መፃእካልና እኳዑ አብፆሖኩም ድግ ተዋህዶዋኒ ለፆሞ ነነዌ ናስላም ናይ ፋቂር ይግበረልና ትግራይ ዒድና ድማ ስላማ እንስምዐሉ ይግበርልና አመን ስላጣኒዋ እመበተ አትለይህ

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +18

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @ድንግለይ-ዠ8ቈ
    @ድንግለይ-ዠ8ቈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ እመብርሃን ብጸሎታ ትደግፈና።

  • @akezakalayu9339
    @akezakalayu9339 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እግዚአብሔር አብ እምነትና ፅንዕና ክነብር እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝና

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 2 ปีที่แล้ว +18

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ አንኻዕ ናብ ጾም ነነዌ ኣብጽሓና

  • @ሚዙጓልተዋህዶእየ
    @ሚዙጓልተዋህዶእየ 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ክቡር መምህርና 👏👏👏🥰🥰ተመስገን ፈጣሪ ናዓኻ ዝሃበና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክበር ይመስገን 👏አሜን 👏
    እንካዕ ኣብጸሐኩም ንጾመ ነነዌ 👏👏

  • @እመብርሃን-ጘ8ከ
    @እመብርሃን-ጘ8ከ 2 ปีที่แล้ว +4

    😭 ኦ ህዝበይ ኦ ክርስትያን ኤረትራውያን ከምኡ ውን ትግራዎት ኣሕዋተይ ዝዛረቦ ኣለኒ ንመላእ
    ህዝበ ክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም
    😭 ንመምህር ስልጣን ዝዛረቦ ኣለኒ😭
    😭 ንቤተክርስትያን ዝዛረቦ ኣለኒ😭
    😭ንመምህር ከሳሁን ዝዛረቦ ኣለኒ😭
    😭 ንበዓል መምህር ስልጣን ጥራሕ ዘይ ኮንኩ
    ወላ ንህዝቢ ዝዛረቦ ኣለኒ 😭
    🤔😭 ዘሕዝን ፍጻሜ ሪኢና ከም ዘይ ረኣና ሰሚዒና ከም ዘይ ሰመዕና ኮይና ንኸዶ ለና ዘሕዝን 😭😭
    🤔😭 ሆሴእ 4 ~ 6፤ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ 🤔😭 ።
    ብመጀመርታ ሰላም ሰላም ሰላም 😭😭😭 ኹቡር
    መምህር ስልጣን ሓወይ ከመይ ትኾኑ ድሓን ዲኹም መምህረይ😭😭😭 ንብዓተይ ከም ማይ እንዳ ዛረየ እየ ዝዛረበኹም ዘለኹ ኣነ ዝዛረቦ ፉሉይ እዩ ካብዚ ኣምጺኹሞ ዘለኹም ትምህርቲ ኣይ ኮነን
    🔜 አነ ዝዛረቦ ኣብ እስራኤል ዝቅመጥ ኤፍረም ሚኪኤል ዝብሃል እየ።
    መምህር ስልጣን ~ ከምኡ ውን መምህር ከሳሁን ~ ከምኡ ውን ህዝቢ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ወይ እንታይ ኢና እንዳ ሰማዕና ስቅ ንብል ዘለና ቤተክርስትያን ከ ኣፍ የብላን ድዩ ንዑዑ ዘዛርብ ወይስ ቅቡል ስለ ዝኾነዩ እንታይ እዩ እቲ ምስጢሩ ❓ ወዲ ሰብ ክርድኦ ዘይ ከኣለ
    ቤተክርስትያን ማለት ህዝቢ ማለትዩ🔜 ህዝቢ ~ መምሃራን ~ ሊቃውንቲ ኣቦታት ~ ቆሞሳት ኤጲስ ቆሞሳት ~ ጳጳሳት ኣቡነ ሽኖዳ ። እዚኦም ኣፍ የብሎምን ድዩ ❓ ወይስ ኤፍረም ሓውና ቅኑዕ መንገዲ ስለ ዝኸይድ ዘለዩ ስቅ ኢላቶ ክሳብ 9ሽሕ ~ 10ሽሕ ህዝቢ መሪሑ ዝኸይድ ሰብ እሞ እዚኦም ከኣ ካብኡ ዘይ ፍለዩ ሰባት ኦዮም ዝካታተሉዎ ብሊቪ Live ከኣ ክሳብ 40ሽሕ 50ሽሕ ህዝቢ እዩ እዞም ኹሎም ሰባት ቅኑዓት ድዮም ዘለዉ ❓
    እቲ ቅንዕንኦም ከኣ ክገልጸልኩም
    1, ብማሕበር ብቴሎፎን ጸሎት ገድልታት ኩሉ የብጽሑ እዮም
    🤔 ዘገርም ነገርከ
    2, ጸሎት ምስ ኣብጽሑ :ኣደይ ማርያም : ምዓር ትህቦም : ኣብ ስእሊ ቅዱሳን ማይ ይፈስስ ግን ናበይ ይፈስስ ዘይርአ : ኣብ ስእሊ ቅዱሳን ቅብኣ ቅዱስ ይፈስስ ግን መወደእትኡ ዘይርአ : ምዓር 12 ኪሎ ድንግል ማርያም ሂባትና ይብሉ ወላውን ይበልዑዎ : ኸምኡው ድንግል ማርያም ሕንባሻ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ተምጻሎም ኩሎም ይበልዑዎ : ቅብኣ ቅዱስ ከኣ ገዚኦም ባዕሎም ይለክይዎ : ዕጣን ገዚኦም ኣብ ገዝኦም ይዓጥንዎ : ብማሕበር እንዳ ጸለዩ ኩሎም በብውሽጦም ሓጥያት ጌሮም ከለዉ እንዳ ፈለጡ ድማጺ ቅዱስ ሚካኤል ኪዳነ ምህረት መጽዩ ኣነ ኩስቶየ እንዳ በሉ ሓጥያትኹም ተሓዲግልኹም ኣሎ ንስኹም ንጹሓን ኢኩም ይብሃሉ ካብኡ ንስሓ ይገድፍዎ ወላ ዝሙት እንተ ዘመዉ : ቀዳምን ሰንበትን ይጾሙ ዓርበ ረቡዕ ይስዕሩ ታሪክ ሂወቶም ዘርዚርኻ ኣይ ውዳእን እዩ እሞ እስኪ ንመርምሮ ሓቂ ዶ ይኸውን ሰይጣን ውን ኩሉ ክገብር ይክኣሎዩ ብዛዕባ ዕጣን ቅብኣ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስና እንታይ ይብል ዘጽኣት ካብ ምዕራፍ 30 ቁጽሪ 30 ጀሚሩ ክሳብ 38 ዘሎ ነንብቦ
    እሞ እዚ ኹሉ ዝገለጽኹዎ ሓቂ ኢልኹም ዲኹም ስቅ ኢልኹሞ ዘለኹም ምኽንያቱ ጌጋ እንተ ዝኸውን ከምዞም ንመናፍቃን ነገለመለ ትዛረቡዎም ዘለኹም ምተዛረብኹሞም እንታይ ድኣ ወይ ኣይ ፈለጥኹምን ኣዳምን ሂዋንን ኣብ ኤረትራ ተፈጢሮም ኣቦና ኣብርሃም ዝነበረሉ ቦታ ኤረትራ መልከጼድቅ ዝነ በሮ ቦታ ኩሎም ቅዱሳን ኣብ ኤረትራ እዮም ተፈጢሮም ወላውን ጠቀሚጦም ፉሉጥ ኹኾነልና ከኣ ቦታ ከኣ ኣብ እኮሎ ጉዛይ እዩ ኢሉ ዝተዛረበ መን ድዩ ኤፍረም ዶ ኣይ ኮኑን እዩ እሞ እንታይ ድኣ ቤተክርስትያን ኣብዚ በጺሓ ኣፋ ሒዛ ቤተክርስትያን ከኣ ንስኹም ሙምሃራንን ህዝብን ኢኹም ግናኸ መምህር ስልጣን ኣብ ዝሓለፈ ሓንቲ ግዜ ኢኹም ኣምጺኹም ግና ኣኻሊ ኣይ ኮኑን ከምቲ ንመናፍቃንን ንሙስሊሙን ጉዶም እንዳ ኣውጻኻ ሓቂ ተፍልጦም ዘለኻ እሞ ሕጂ ከደኣ ኣብዚ በጺሒኹም ንምንታይ ብሸለለንነት ሪኢኹሞ ንምንታይ ከ ብቅንዕና ኣብ መድያ ኣውጺኹም ኣፍኹም መሊኢኹም ዘይ ተዛረብኹም ሓቂ ስለ ዝኾነ ድዩ ስቅ ኢልኹም ወይስ ተጠራጢርኹም ስቅ ኢልኹም 50ሽሕ ህዝቢ እንዳ ጠፍአ ስቅ ኢልኹም ኣነ 100% ንሱ ዝኸዶ ሓሶትዩ እሞ እንታይ ድኣ ወይስ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ትኣምር ኣይ ትገብርን እያ እቲ ኣብ ቤተክርስትያን ዝግበር ጾሎት ናብ ኣምላክ ኣይ በጽሕንዩ ምስ ኤፍረም እንተ ከይድካ እንተጸለኻዩ ትኣምር ዝግበር ነዚ ክትምርምሮ ኣይ ንከሰእልን ዘሕዝን ፍጻሜ ወይ ኣነ ሐራይ እቲ ቅንዕና ኣዛራርባኹም በየናይ መንገዲ እንተ ኸድኹም እንተ ተዛረብኹም ኢኹም እዩኸ ዘጸብቀልኹምን ቅነዕና ዝብሃልን ማለት ኣብ መላእ ኤሮጳ ካህናት በብዘለዩዎ ምስ ኤፍረም ትኸዳን ትኸዱን ክውግዘኹምየ ክሰጎኹምየ እንዳ ተባህለዶ ይሓይሽ ወይስ ንሕዝብን ንሰዓብቱን ንዕዑን ቀስ ኢልካ ኣብ ሜድያወጺኻ ምዝራብ ካብኡ ኩሉሰብ ይበርሃሉ ይሓይሽ
    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
    ነየናይ ንስዓቦ ነየናይ ከ ንከተሎ ነየናይ ከ ንቃዎሞ ዘሕዝንዩ
    ብፍላይ ክጸቅጠልኹም ዝደሊ ንመምህር ስልጣን ንመምህር ከሳሁን ክሊቴኹም ሰሰማንያ 80 ሽሕ መምኢቲ ሽሕ ነብሳት መሪሒኩም ትኸዱ ዘለኹም ኢኹም መን ደሎዩ ክንዳኹም ዝመጽእ ህዝቢ ዝሓዘ እስኺ ንመርምሮ
    እሞ እንታይ ድኣ ስቅ ኢልኹም ኣብ ሕጂ በጺሒኹም
    ኣቱም ህዝቢኸ ስቅ ዲና ንብል ኣፍ የብልናን ዲና ኽንዛረቦም ኣይ ንክእልን ነዞም መረሕትና እንታይ እዩ እቲ ሽግር ኣይደነው ክርድኣነ ኣይ ኸኣለን
    ኣነ ነዚ ኹሉ ንብዓተይ ከም ማይ እንዳ ዛረየ
    ዝዛረበኹም ዘለኹ ኣነ ኣብ ነርወይ እየ ዝቅመጥ ብእዝነይ ዝሰምዖ ዝነበርኹ ብዓይነይ ምሰጋጠመኒየ
    ኣመና ሓዚነ እንዳ በኸኹ ዝዛረበኹም ዘለኹ ምኽንያቱ ቤተክርስትያን ከ እንታይ ትብል
    መምህር ስልጣን ነዚ ከም ዘንበብኹሞ ንክኣምን ተስፋ ንክረክብን ወላውን ሓቂድዩ ብክልተ ነገር ክኣምንየ ንሱ ድማ ሓደ ኣፍኩም ክትከፍቱለይ ተስፈ ይገብር ወላ ሊንክ ክትገብሩለይ ካልኣይ ናቱ ሒዝኩም ናብ ህዝቢ ከተማሓላልፍዎ ህዝቢ ኸኣ ክትምስኩሩለይን ኣፍኩም ከተውጹለይ ይጽበ
    ብጣዕሚ ነዊሕ ምተዛረብኹ ግን ከይነውሓና ኣብዚ ክኣክለኒዩ
    ንኤፍረም ሚኪኤል እንተ ሓቅን ዘይ ሓቅን ከተረጋግጹ ደሉኹም ንሱ ዝሰብኮን እቶም ናቱ ስዓብትን ምስክር ዝህቡዎን ክትካታተሉ ኣብ ፌስቡክ Efrem michael ኢልኹም ርኣዩዎን ተኸታተሉዎን
    ደፊረ ብምዝራበይ ካብ 🙏 ልቢ ይቅርታ ግበሩለይ
    ወስብሃት ለእግዚኣብሔር ኣሜን

    • @dejenzeresenay3537
      @dejenzeresenay3537 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ እንታይ ኣምላክ ኣዛሪቡካ ወደይ ዘሕዝን እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ኣነ ውን ይፈልጦ እየ ሓዘነይ ከም ማይ እዩ ዝዛሪ ኣንቱም መምህረይ ከ ገለዶ ኣይ ትገብሩን ኣብዚኣ በጺሒኹም ጠጠወው በልኹም ኣነ እዚ ዝበሎ ሓውና ብሓቂ እዩ
      ጸባ : ማይ : ቅብኣ ቅዱስ : መዓር : ሕንባሻ እዚ ኹሉ ስራሕ ጸይጣን ኣደይ ማርያም ኣምጺኣትልና ሂባትና እንዳበሉ ዝጉዓዙ ዘለዉ እዮም
      ስለዚ ኣቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ኣፍ ዶ የብልክንዩ እዚ ኹሉ እንዳ ተፈጸመ ወይስ ሰብ ሲኢን ዓክ
      ኣቱም መምህር ስልጣን እዚ ኹሉ ጅግንነትኹም እዚ ኹሉ ትብዓትኹምን እዚ ኹሉ ፍልጠትኹመሲ ኣብዚ በጺሒኩም ኣፍኩም ክትሕዙ በሉ ቀጽሉ ሓቢርና ክንሪኣ ኣና ሰይጣን ኣብ ኹሎም ይነግስ እዩ ዘሎ ኣብ መወዳእትኡ ግና ኹሉ ሰብ ኣነ ትኣምር ይግበረለይ ኣሎ ቅዱሳን ይግለጹለይ እዮም እንዳበሉ ኽዛረቡ ምስ ጀመሩ ክርስትያን ተጋሒጡ ከም ዝኸይድ 100% እዩ ንመምህር ስልጣንን ንመምህር ከሳሁንን ብድጋመ ከምዚ ሓወይ ሓደራ ይብለኹ 🙏ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኹልና ይኹን

  • @ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ
    @ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ 2 ปีที่แล้ว +11

    ስልጣን ሓወይ ንሕና ካባኻ ብዙሕ ኢና ንምሃር ኣጆኻ ንሳቶም ተስፋ ቆሪፅካ ክትገድፎም እዩ ሕልሞም ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ንሕና እውን ሼር ንግበር የሕዋት ብዙሓት ካብ ክሕደቶም ክምለሱ ሼር ምግባር እውን ኣገልግሎት እዩ😍

  • @mersi100.
    @mersi100. 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረክ ኩቡር መምህርና፡ ቱጉህ ኣገልጋሊ ንኡሽተይ/መንእሰይ ክንድሺሕ ተባረክ ካባካን ከማካም ዓቢናኢና ኣጆኩም እግዚብሔር ኣምላክና ከኣ ጽላሉ ይንብረልካን/ናን 🙏💒🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ናዓና ጹቡቅ ትምህርት ንቶም ኣብ ጉዕዞ መንገድ ጥፋት ዝከዱ ዘለዉ መንጾረር ኢዩ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @ዉለተመድህንየተዋህዶልጂ
    @ዉለተመድህንየተዋህዶልጂ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለህወት ያሰማልን መምህራችን ወንድማችን እናመሰግናለን የማንቃ ደውል እየደወልክ እያነቃሄን ነውና እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛልህ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትና ሀይማኖት ለዘልአለም ፀንታ ትኑር ⛪️⛪️✝️✝️💒💒🙏🏻❤️🔐👆

  • @hermonmuhamedsuraj9729
    @hermonmuhamedsuraj9729 2 ปีที่แล้ว +8

    አንቋዕ ብሰላም መጻኻ ሰልጣን ብሩኽ ጾም ክኣ ይግበረልና የሕዋት

  • @ጋልጀጋኑተጋሩ
    @ጋልጀጋኑተጋሩ 2 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን አለና በምሕረት አምላክ ስልጣን ሓውና እንኮዒ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤❤

  • @apostlenimrodtesfamariam9805
    @apostlenimrodtesfamariam9805 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ እሞ ናዓይ ዘይትረኽበኒ ኩቡር ሓወይ ምሳይ ተዘራረብ ናዓኻ ምጽላም ዘይኮነስ በቲ ሓቂ ቓል ንዛራረብ ርኸበኒ

  • @senyyoutube3770
    @senyyoutube3770 2 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ርእሲ ኩሎም ኣይትገደሰሎም ንፈልጠካ ኢና ኣቦ ትዕግስቲ ጅጋና ወታደር ናይ እግዚአብሔር መምህረተይ ❤

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ብሓቂ እቲ ኩሉ ምስጢር ዝገለፀልካ እግዚአብሔር ኣምላክና ይመስገን

  • @saimonandom7248
    @saimonandom7248 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ።ናይ ኣገልግሎት ዕድመኻ ይባረኽ።

  • @ስኒትጓልተዋህዶ
    @ስኒትጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ እልልልልል ክቡር መምህርና ንስኻስ እንቋዕ ናትና ኮንካ ተመስገን ኣምላኽ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ✝️🕊✝️🕊✝️❣️❣️🥰

  • @ቻካ
    @ቻካ 2 ปีที่แล้ว +1

    ክፍኣት ግብሪ ደኣ መን ክቅድሞም ጥቃ ሓቂ ዘይቀርቡ
    ንሕና ንቀሐሎም ደቂ ተዋህዶ
    መምህረይ ዕድመ ምስ ጥዕና ይስዓብካ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ጸጉኡ የብዘሐልካ (ኣጆኻ ሕሰርቶም ኣሰኩሞም ነዞም ጎደሎ መናፍቃን

  • @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
    @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ 2 ปีที่แล้ว +2

    እንዃዕ ብስላም መፀእካ ክቡር መምህርና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣጆካ ስልጣን ሓውይይይ አብ ኩሉ ዓለም ንርከብ ደካማታት አሕዋትካ አብ ፀሎትካ ዘክረና ክቡር መምህርና ✝️✝️✝️

  • @XxxXxx-gm6gc
    @XxxXxx-gm6gc 2 ปีที่แล้ว +11

    መምህርና ኣጀካ ሐደ ክንዲ ሽሕ ቃል ሂወት ይስመዐና🙏💖💖💖💌💖💌💌💙💙💙

  • @መኖርበተስፋ
    @መኖርበተስፋ 2 ปีที่แล้ว +45

    ቀዳመይቲ በዕለይ እንኳዕ ኣብፀሐኩን ልፆመ ነኔውየ

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቓለ ሂወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ሓውና እግዝኣብሄር ናይ ገልጉለትካ ዘመን ይባርክ ተባዕ ወተሃደር ክረስቶስ ኢካ እሞ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ናይድንግልማርያምባርያእየ
    @ናይድንግልማርያምባርያእየ 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ምህረይይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎትካ ዘመንካ ይባረክልካ

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሰናይ የስመዐልና ዳግማዊ ብርሃን አለም ሃወርያ ጳውሎስ ,ቀፅለሉ እመ ብርሃን አብ ፀግዕኻ ትኹን

  • @የተዋህዶልጅነኝ-መ9ኰ
    @የተዋህዶልጅነኝ-መ9ኰ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጣን ሓወይ ብኣካ ክንደይ ሰብ እዩ ዝቅየር ብናትካ ትምህርቲ ሜታችን ትሓልካ

  • @AsAs-lz6bh
    @AsAs-lz6bh 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላኽ ጥበቡ ይግለፀልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ስልጣን ሓወይ

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye7009 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልካ ክቡር መምህርና
    ናይ ኣገልጎሎት ዘመንካ ይባረኽ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር ስልጣን፡ እታ ናይ መጽሓፈ ኣክሲማሮስ ዝበልካያ ናይ ውድቀት ኣጋንንቲ ትገልጽ ምዕራፍባ ንገረና።

  • @maekelkesete3148
    @maekelkesete3148 2 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና"
    ኣብ ግዚኡ መልሲ ምሃብ ጽቡቅ እዩ ኣይትሕመቅ ዝሓወይ!!! ።

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ክብር መምህርና ስልጣን ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏❤

  • @saramohammed4239
    @saramohammed4239 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሓልካ ቅድሰ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን ክብር መምህርና

  • @manetsgabahaidu8336
    @manetsgabahaidu8336 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህረይ ስላጣን ሓውና ብሓቂ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ ንኣኻ ዝኸውን ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ወዚጓልተዋሂዶ
    @ወዚጓልተዋሂዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ንበሩልና ብሓቂ ናይ ማቱሳላ ዐድመ ይሃብኹም

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም ሰላም፡ሰልጠና ሓወና ንስካ ኑፉዑ ናይ ኑፉዓት ኢካ በቃ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ናበልኩ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ፍቅሪ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ያበኩም ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይ ኣቲኩም፡ሳብክራብ ግበሩለይ ዞም ይሕዋተይ ።

  • @rutaruta5920
    @rutaruta5920 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውናን መመህርናን ስልጣን ድንግል ማርያም ኣብ ጎንካ ትኩን ኣታ ጅግና ወትሃደር

  • @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ መምኅረይ #ለሙስ ጸረፊ አና ንማኃረ ዘለና ንመሠል

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ስልጣን ሓወይ 💖💖💖💗💗
    ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗

  • @ተመስገንኣምላኬይ
    @ተመስገንኣምላኬይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላኬ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ቈ
    @ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ቈ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እዝኦም ብዝተቃወካ ቁፅሪ እናዓበካ መንፈስ ቅዱስ ክመርሐካን እዩሞ ኣጀኻ በርተዐልና ዕድሜን ጥዕናን ይባካ ሓቀኛ ኣገልጋሊ ብትሕትና ዝተመላእኻ እግዝአብሔር አምላክ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ፀጋ ይዓድልካ

  • @utfy3687
    @utfy3687 2 ปีที่แล้ว +8

    መምህርይ እድመ ይስጥህ የኔ አባት የተዋህዶ ጀግና

  • @salamsa4185
    @salamsa4185 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ
    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዒና ያሃብካ ስልጣን ሓወይ

  • @cgifjfgh7449
    @cgifjfgh7449 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሓውና ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና አይዛህ ✅✅✅🙏🙏🙏

  • @የኔውበትክርስቶስነው
    @የኔውበትክርስቶስነው 2 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቅ ቃለ ሕይወት ያሢመዐልና ፀጋ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና ካብ አኻ ቡዙሑ ናትማሃርና ዩኡ በእውነት ዕድመይ ጥዕናይ ያሃበለይ ፈጣር 🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️

  • @cuk9148
    @cuk9148 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓዉና ስልጣን

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +3

    ካብ ቃል ኣምላክ ዝወፀ እዩ ዘረባካ ፅብቅ እዩ ንሳቶም መስሓትያን እዮም ኣጀካ ስልጣነይ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስምዐና ፀግኡ የብዝሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲✝️🤲✝️🤲✝️

  • @tesfahiwetabraham5527
    @tesfahiwetabraham5527 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኻ ጥራይ መምህረይ ተባዕ ኣገልጋሊ
    ንኹሎም ኣፍሪሕካዮም ፊት ንፊት ደኣ ዘይረኽቡኻ ሓቀኛታት እንተኾይኖም
    ደጊም በዚኦም ዝታለል ወዲ ተዋህዶ የለን

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
    @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር መምህርና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ እንካዕ ንፆመ ነነውየ ኣብፀሐና ሩሑስ ፆም ይግበረልና ኣጀሚሩ የፈፅመና ፍቁራት ደቂ ተዋህዶይ ✝️😍☘️🤲💒

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 2 ปีที่แล้ว +2

    Qal Hiwet Yesmealna🙏✝️ Kubur DIYAQON SULTAN Kurue Eye Beaka ❤👏

  • @user-rs8vj7uc8t
    @user-rs8vj7uc8t 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሱልጣን ሓወይ

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳን በሰላም ምፀኹ ክብርይ ሓዉና ናይ ስድት ምመህርይ

  • @weynimebrhten8755
    @weynimebrhten8755 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሕልካ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክብር ሓዉና

  • @سميرهحبشيه-ع4ن
    @سميرهحبشيه-ع4ن 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረይ ፀገም የብሉን ድላዮሞ ይግበሩ ልሰመዖም የብሎምን ብቻ ንስካ ትምህርትካ ከይተቃርፅ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +6

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረይ ዝፈትወካ ዘክብረቃ ናይ ተዋህዶ አንቂ አመቤቴ ብአድመ ብጥአና ይሓልወልና አልባዓል ንስካ አንሃለኩም አይንአንቀፍን አካ ድአ ሃይማኖትና ዝያዳይ ናፈለጥና አና ክብሪ ንአግዚአብሔር ይኩን አሜን 🌹❤🌹

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቃ ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርይ ብሓቃ እግዝእብሔር ኣምላካ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ አተ አዘም መንፍቃን እምኣምላካ ልቦና የሃቦም እምብር ናይ ስረሕ ሰይጣን ከይን ስረሐም ብቃ ሰብ እንታይ ይሰርሕ እንታይ ይገብር ኩቡሉ ለይቲ ምስ መዓልቲ ህራስ ስእኖሞ ሰይጣን አየ ለይቲ ምስ መዓልቲ ሱብ ከስሕት ህራስ ዘይብሉ ዘሓድር ኣምብር መንፍቃን እውን ስብት ከጋግዩ ክስሕቲ ከዐንቁፊ ከም ሰይጣን ዓርካ ድያብልስ ከይና ስረሐም እግዝእብሔር ኣምላካ ዓይነ ልቦኖእሞ ይብረሃልም ኩቡር መምህር ከምካ ዙበል ሰል ሃይምኖቶሞ ብትብዕት ብፅንዕት ዝምስኩር እግዝእብሔር ኣምላካ ይፍጠረልና

  • @okubaandom6263
    @okubaandom6263 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማኣልና ኩቡር መምህርና እግዛብሄር ኣምላክ ጸጐኡ የብዛሃልካ

  • @ጋልሃጋረትግራይ
    @ጋልሃጋረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወተይ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካሞ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም አግዚአብሄር አምላክ ክብር ሓወና❤🙏❤

  • @ሓፊቲገሬየማኛ
    @ሓፊቲገሬየማኛ 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ሓውና ስልጣንየ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ያበዘሐልኻ አሜን(3)💞💞💞

  • @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
    @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር

  • @natnaelkidane6723
    @natnaelkidane6723 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ንዓካ ዘሃበና እግዚብሄር ዝከበረን ዝተመስገነን ዩኩን ።

  • @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ
    @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ 2 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀረ ኢ ኣማንያን ዓንደ ክርስቶስ በርትዕ ኣብ ቤቱ ኣብ ፍቕሩ የንብርካ እንኳዕም ንፆመ ነነዌ ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ህዝቢ ትግራይና ይኣኽሎ ይበለና እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @ስላምጋልተዋህዶ
    @ስላምጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ
    እግዚአብሔር ኣምላኽና ምስጋና ይብፃሓዮ
    🙏🙏🙏💜💜💜💖💖💖

  • @ኣለምጋልሃገረትግራይ
    @ኣለምጋልሃገረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብደሓን መፃካ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏👏👏

  • @hduhdh6263
    @hduhdh6263 2 ปีที่แล้ว +15

    በስመአብ ወወልድ መንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏✝️ እምባኣር ከስ ክቡራት ኣሕዋተይ ተገዲስኩም መልሱለይ መስቀል ዘለዎ ክዳን ምክዳንሲ ሓጥያት ድዩ ?ከመይ ? ተገዲስኩም መልሱለይ ።የቀንየለይ የክብረለይ ቡሩካተይ

    • @fiyorigilay1522
      @fiyorigilay1522 2 ปีที่แล้ว +6

      መስቀል ኣብ ክሳድና ጥራይ እዩ ዝከውን ካብኡ ወጻኢ ኣብ ዓራት ኣብ ክዳን ኣብ እዝንና ወዘተ ጌጋ እዩ ንሕና ከም ተዋህዶ መጠን ኣይፍቀደናን እዩ

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ይመስገን ስላጣን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ዳግማዊ ጳብሎስ አሜን ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለና አሜን

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ሰላም መፃእካ አታ ተባዕ ናይ ተዋህዶ ሃርቀኛ ብሓቂ አግዚኣብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ይዓድልኻ ስልጣን ሓወይ ብጣዕም አንቅሕኻና ሃይማኖትና ክንፈለጥ ገይርኻና እኻ እሞ ቀፅለሉ መምህረይ እግዚአብሔር ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
    @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ
    @ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ 2 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ ኣጆካ በርተዕልና እመ ብርሃንይ ምሳካ ትኩን

  • @michaeltesfatin5157
    @michaeltesfatin5157 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጣን ሓውና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።ነዚ ጋይላ ክገብር ዝውዕል መናፍቅ ሞጎስ ኣይትገደሰሉ

  • @ፋናጓልተዋህዶ-ቐ7ጸ
    @ፋናጓልተዋህዶ-ቐ7ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን፫ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክቡር መምህረና🌷🌷🌷

  • @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ
    @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ 2 ปีที่แล้ว

    እመ አምላክ ምሳካ ትኩን መድኃኒአለም ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ጥበብ አብ ልዕሊ ጥበብ ይዓድልካ ሓወይ መዓረይ ንዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንዓና ውን ዝተምሃርናዮ አብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ፅጋኡ የብዝሕኩም 💒💗💗💗💗💗💖💖💖💖💖💖💖💯💯💯💯👍👍👍💝💝💝💝💝👈

  • @ኣምላክፍቀደለይክነብር
    @ኣምላክፍቀደለይክነብር 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና💒🙏🏽❤☀💒🙏🏽🙏🏽❤☀💒🙏🏽🙏🏽☀❤💒

  • @AaAa-hs2ft
    @AaAa-hs2ft 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰለጣነይ ጡዑም ጨና ላዛ ወለላ ዕደምይ ጥዕናን ይሃብኻ ናቲኻ ትምህርቲ ኪሰምዒ ኮሎኹ አርቶዶኩሰ ምኾነይ ይሑጎሰ ቀፀለሉ ጀጊና ፀረ መናፈቅ

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @mmmfff9982
    @mmmfff9982 2 ปีที่แล้ว

    በአነት ቃል ህይወት ያሠማልን ክብር ሓዉና እግዚኣብሔር ያክብርልና ካባኣኻ ቡዙሕ ያትማሃሪና የና ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ኣሜን 🤲⛪️

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab9850 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም፡ነዓኩም ይኩን ስድራ እዚኣብሄር ኣምላክ ?ሓውናን መምህርናን ስልጣን፡እቆዕ ደሓን፡መጻካ በሓቂ ቃል ህወት የስመዓልና

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
    @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና አብ ሙሉእ ሂወትካ ናይ እግዝአብሄር ፀጋ ይብዝሓልካ ብጥዓሚ እየ አናድዶሙኑ ነሮሙ ምስኦሙ ክመላለስ እኳ ግዜይ ቀትለ ካብቱ ቩዶ ቆርፆሙ ምምፅኦሙ ንልዓሊ አብቲ ኾሞት ዝፅሕፍዎ የናደካ ፈጣሪ ምስትውዓል ይሃቦሙ ይሃበና

  • @haiahh4466
    @haiahh4466 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዐ ደሐን መጸካ ሰልጣን ሓውና
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ አብዝሕሕሕሕ አብል ይዓድልካ አጀካ ቀጸለሉ እግዝአብሔር አምላክ ትዕግሰቲ ይዓድልካ አጀካ እመ ብርሃን ምሰካ/ኩላትና ትኩን።

  • @ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ
    @ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ክቡር መምህርና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ኣብዚሑ ያዓድልካ 💞✝️✝️✝️

  • @rutharutha2453
    @rutharutha2453 2 ปีที่แล้ว +3

    ገላትያ 1 (Galatians)
    8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
    9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።ezi kulu ztezarebkayo zereba amlak kihateka eyu ab mexhaf qudus zeyele hatewqetew eyu,,,nihna nyesus wedi amlak mqanu felitka kitsiebo nay zelam hiwet kihbeka ztexewaka nisika nay shtet tmrti tmhr aleka bzaba yesus endo tezareb wedey
    ዮሃንስ 20 (John)
    31፤ ግናኸ የሱስ፡ ንሱ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ምእንቲ ኽትኣምኑ፡ ኣሚንኩምውን ብስሙ ህይወት ኽትረኽቡ እዩ እዚ እተጻሕፈ።
    Ember nikali aykonen bzaba yesus tezareb gdef mermro eti qal seb hizka tutefiii aleka brukey libka aytetriro n amlak ayenay eyu eti haqi ngereni belo ,,,tebarekkk n yesus mflat mgilgaln ykunelka bshm yesus

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኸልካ ክቡረይ👏🍃❤🕊
    ብሓቂ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ሃይማኖትና_ንኩሉ_መልሲ_ኣለዋ ተመስገን✝️🌹

  • @dawittewahdotuyub3176
    @dawittewahdotuyub3176 2 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር ፀጋኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @sarar9370
    @sarar9370 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዓ ብሰላም መጻእኪ ስልጣነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ 👏👏👏💒💒💒♥️♥️♥️💊

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ፀገኡ የብዝሕልካ
    እንካን ንፀም ነኔውየ ብሰላም ኣብፀሕና 🤲🤲🤲⛪✝️❤️❤️❤️

  • @bbbbbb9059
    @bbbbbb9059 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃሌ ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓዉና ፀጋኡ የብዘሐልካ

  • @mazigaltewahdo9079
    @mazigaltewahdo9079 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ዓስቢ ስደተይ

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና 🙏😍😍

  • @simretkefela4372
    @simretkefela4372 2 ปีที่แล้ว +1

    qal hiwet yesmalna kbur hawna egziabher amlak xegu yebzhalka 🙏🙏🙏

  • @galtewahdo64
    @galtewahdo64 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @hfgggyy7705
    @hfgggyy7705 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የሥዐልና ክቡር ሓውና ጸጋበረከቱ የብሐልካ እግዚአብሔር አምላክ የፈጽምካ

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፅጉኡ ይብዝሕልካ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @ለሙየቅድስትኣርሴማልጅ
    @ለሙየቅድስትኣርሴማልጅ 2 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏