ፍቕሪ ስሒብዎ / fqri shibwo New Eritrean OrthodoxTewahdo Mezmur ቤ/ት/ሰ/ኮከበ ገዳም አቡነገብረ መንፈስ ቅዱስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 199

  • @ድንግልዋሕሰይ
    @ድንግልዋሕሰይ ปีที่แล้ว +122

    ፍቕሪ ስሒብዎ
    ፍቅሪ ስሒብዎ ንወልድ እግዚኣብሔር ልዑል
    ካብ ሥልጣኑ ናይ ክብሪ መንበሩ
    ኣብጺሕዎ ክሳዕ ሞት ገሊጽዎ ዓቢ ፍቅሩ /2/
    በታ ብኣኣ ዘፍቀረኒ ዘይትቅየም ፍቕሩ
    ካብ ላዕሊ ዝፋኑ ካብ ሰማይ ምስ መጸ
    ጽዋእ ሕይወት ከስትየኒ ሰትዩ ዝመጸጸ
    መን ንመን ኣርእዩ ከምዚ ዝበለ ፍቕሪ
    ብምሕረት ክኸድን ሕዝቢ ኩላ ምድሪ
    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ
    መሪር ሓሞት እናጥዓመ ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ
    ኣዝ....
    በታ ብኣኣ ዘፍቀረኒ ዘይትጎድል ፍቕሩ
    ዓቀይቲ ናይቲ ሹም ኣቤት ክንደይ ደፊሮም
    ኣብ ርእሱ ዝቅመጥ እሾኽ ተኒጎም
    ኣኽሊል ደፍእሉ ናይ ላግጺ ዘውዲ
    ናይ ነገሥታት እኳ ዘይበቕዖ ክወዲ
    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ
    ኣኽሊል እሾኽ ደፊኡ ክሳዕ ክንደይ ኢሉኒ
    ኣዝ....
    በታ ብኣኣ ዘፍቀረኒ ዘይትጠዓስ ፍቕሩ
    ድውያት ዝፍውሳ እተን ብሩኻት ኣእዳው
    ክሽንከራ ኣብ መስቀል ገይሩ ናቱ ፍታው
    ሮዳስ ኣይኮነትን ኣዴራ ወይስ ሳዶር
    መስማር ፍቅሪ'ዩ ሒዝወን ዳናት'ዶ ኣላዶር
    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ
    ሽንካር ኢዱ እናኣርኣየ ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ
    ኣዝ....
    በታ ብኣኣ ዘፍቀረኒ ዘይትመውት ፍቕሩ
    ሰዓት ድኅነት በጺሓ ምስ ኮነት ልክዕ
    ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዝስሓብ ንጹህ በጊዕ
    ገንሸል ክኸውን ሞተ ብፍቃዱ
    ዓለም ዝጨበጠ ጎይታ ኣብ ከብዲ ኢዱ
    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ
    ጎኑ እናተወግአ ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ
    ፍቅሪ ስሒብዎ ንወልድ እግዚኣብሔር ልዑል
    ካብ ሥልጣኑ ናይ ክብሪ መንበሩ
    ኣብጺሕዎ ክሳዕ ሞት ኡ ዓቢ ፍቅሩ /2/
    ኣሜን³ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏🙏❤

    • @yodithayleab8540
      @yodithayleab8540 ปีที่แล้ว +5

      ብሓቃ ጥዕምቲ መዝሙር እግዚአብሔር ዓስቢ ይሃብኩም

    • @mineyberhane9849
      @mineyberhane9849 ปีที่แล้ว +2

      ❤❤❤❤zmare melakti yesmalna

    • @fevenandemeskel1809
      @fevenandemeskel1809 ปีที่แล้ว +4

      ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ውህደት ናይ ግጥሚ ክንደይ ክምስጥ'ዩ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

    • @jesusking3536
      @jesusking3536 ปีที่แล้ว +3

      @@fevenandemeskel1809 ewa wala anea zmara melaktn yasemaln

    • @jesusking3536
      @jesusking3536 ปีที่แล้ว +1

      @@yodithayleab8540 amen amen amen

  • @nntt6100
    @nntt6100 ปีที่แล้ว +11

    ኦ ጎይታይ ምእንታይ ክትብል ወሪድካ ተዋሪድካ ኢካሞ ካብ መንገዲ ጥፍኣት ምለሰኒ አሜን 🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @lwamghrmay
    @lwamghrmay ปีที่แล้ว +13

    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ ተፍክረኒ
    ጎኑ እናተወግአ ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ🥺🙏❤
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤🙏

  • @melon_kidane1935
    @melon_kidane1935 ปีที่แล้ว +16

    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳዕ ክንደይ ተፍክረኒ
    መሪር ሓሞት እንዳጠዓመ ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ♥️
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @matanyosief2170
    @matanyosief2170 ปีที่แล้ว +17

    Almost cried 🥲 ብሓቂ ሕብረትኩም ሕብረት ሓዋርያት ይግበረልና። ከምዚ ዝበልዎ ጸጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማሕበራት ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኤርትራ ኣድባራት ብርግጽ ምህላዉ ንኣምን ኢና እሞ እተን ካልኦት ማሕበራት'ውን ብኸምዚ ናይ ኮከበ ገዳም ንዓና ክጥዕመና መታን ናብዚ ክቐርባ ናይ ጐይታ ቅዱስ ፍቓድ ይኹነልና።

    • @abelharnet8610
      @abelharnet8610 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @brktibeki1741
      @brktibeki1741 ปีที่แล้ว

      ኣሜን፫ ናይ ብሓቂ ሕብረቶም ክንደይ ደስ ከብልዩ።
      እግዚኣብሄር ኣምላክ ንማሕበርናን ንሃገርና ባርኽ።

    • @RahelTekie-bo3vw
      @RahelTekie-bo3vw ปีที่แล้ว

      ewe hakeka matan hawej

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab8927 ปีที่แล้ว +4

    ሓቲተዮ ንጎይታይ ክሳዕ ክንደይ ተፍቅረኒ ኣክሊል እሾኽ ደፊኡ😭 ክሳዕ ክንድዚ ኢሉኒ ❤

  • @fethawi
    @fethawi ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን? ናይ ብሓቂ
    ንልቢ ዝምስጥን ናብ እግዚኣብሔር ዘጠምት ኣገልጉሎት፡ እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም፡ ይባርኽ፡ ብጣዕሚ ዝነኣድን ምብርታዕን ዝደሊ ማሕበር። ኣብ ቻነሎም ኣቲና ነበራትዓዮም። ለካ ዓድናስ ምስ በረኸቱ እዩ ዝቅጽል ዘሎ፡ እግዚኣብሔር፡ ንቤተ ክርስቲያናን ሃገርናን ይባርኽ፡ ኣሜን።

  • @alexdirar8277
    @alexdirar8277 ปีที่แล้ว +3

    ኣቤት ጣዕሚ ዝማሬ፡ ኣብ ናይ ቤተክርስቲያን ጽሑፋት ዝተሞርከሰ እሞ፡ በቲ ዝርደኣና መልክዕ ዝቐረበ። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 ปีที่แล้ว +13

    ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽና ይኹን። ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብልብኻን ሕልናኻ እነከተስተንትኖ ንውዕለት ልዑል እግዚአብሔር ዘዘክር ጥዑም መዝሙር። ፍቁራት የሕዋተይ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኣጆኹም።

  • @ZUFAN1223
    @ZUFAN1223 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ጥዑሙ ዝማሬ ብሓቂ ተመሰገን ኣብ ቤቱ ይጽንዕኩም ሕብረትኩም ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @SemharTesfahiwet-ic3pb
    @SemharTesfahiwet-ic3pb ปีที่แล้ว +1

    Edmen tienan yhabkum agelgulotkum zemenkum ybarek xegau yebzhalkum des tebl mezmur zmare melakti yesmealna🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ዞም ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @trhassolomon9222
    @trhassolomon9222 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekti yesmalna amlak xegeu yebzhalkum yehwat nlbi zeresrs menfeska zerge

  • @Truth-In-Orthodoxy
    @Truth-In-Orthodoxy 6 หลายเดือนก่อน

    አግዛብሄር ይመስገን። ብጣዕሚ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ጎይታና አየሱስ ምዝማርኩም ናይ ሰራዊት ጎይታ አግዛብሔር ይባርኽኩም።
    አሜን!!

  • @YOS_YOH
    @YOS_YOH ปีที่แล้ว +2

    ሓቲተዮ ንጉይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ🥺❣ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፍቁራተይ!!!

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፍቁራት የሕዋትና እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ስለ'ዚ ሕብረት ስለ'ዚ ጸጋ እግዚኣብሄር ይመስገን ።

  • @medhanegebeyehu7452
    @medhanegebeyehu7452 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽና ይኹን። ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ብልብኻን ሕልናኻ እነከተስተንትኖ ንውዕለት ልዑል እግዚአብሔር ዘዘክር ጥዑም መዝሙር። እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኣጆኹም።

  • @EbuBoy
    @EbuBoy หลายเดือนก่อน

    O goyitay mantas ktbl weridka tewaridka ekum kab mengedi tfaat mleseni amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum nay bhaqi Tmhrti zelewo mezmur Egziabihier nay Agelglot zemenkum ybark

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว

    ፍቅሪ ስሕብዎ ፍቅሪ ስሕብዎ ፍቅሪ ስሕብዎ
    ፍቅሪ ስሕብዎ ንወልድ እግዚኣብሔር ልዑል ካብ ስልጣኑ ናይ ክብሪ ስልጣኑ ንወልዲ እግዚኣብሔር ክሳብ ሞት ኣርእይኒ ፍቅሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልናዞም የሕዋተይ ጸገኡ ይብዝሓልኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤️❤❤🙏🙏🙏

  • @tesgeredafeker5830
    @tesgeredafeker5830 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይ ዝማሪ መልኣክቲ የስምዓልና ደቂ ክርስቶስ ቡሩካት ኣሕዋተይ ኣዝዩ ጥዑም መዝሙር ደስ ዝብል እግዛብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ruthtekle5414
    @ruthtekle5414 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ ናይ ጎይታ ፍቅሪ እትገልጽ ጥዕምቲ መዝሙር። ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና!!! እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ወሲኹ፥ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ፍቁራት ኣሕዋትን ኣሓትን!!!

  • @maryameyadefekri5226
    @maryameyadefekri5226 ปีที่แล้ว +2

    Esey xegu yebeze deki mahberey mearey 😍😍😍

  • @abelharnet8610
    @abelharnet8610 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ዘመንኩም ይባረኽ ጽግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር።
    ዝማሬ መልኣክት ይስመዓልና

  • @emebrhan_wahsey
    @emebrhan_wahsey ปีที่แล้ว +1

    Zmarie melakti yesmalna, btaemi lbka zeresrs mezmur.

  • @million2784
    @million2784 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋት ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ።
    በጃኹም ቀጽልዎ ናይ ማሕበር መዛሙር ዳ ጠፍኡ ይኸዱ ኣለዉ ናይ ውልቂ ጥራይ ኮይኖም ምርዛሙርና ኣጆኹም ኣይትሕመቁ።
    ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር እንታይ ክምዝብል እኮ ጠፊኡኒ።
    ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እግዚኣብሔር ይዓድልኩክ ብሩኻት።

  • @RahelAshenefe-os9nk
    @RahelAshenefe-os9nk ปีที่แล้ว

    Kokeb gedamat best mezmur ever
    Hatiteyoo ngoyta ksab Kndey yefqreni….😢

  • @ድንግልኣደይርድኢኒኣደጎይ

    ኣሜን ኣምላከ ቅዱሳን ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዑ ጸጋ ኣብ ልዕሊ የብዛሓልኩም

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 elllll ellllll elllllllll zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari bteami des tblu smurat

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel1809 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ፍትዋት ልቢ ትትንክፍ ጥዕምቲ ዓቢ ት/ቲ ዘለዋ መዝሙር🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 ปีที่แล้ว

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ዝማረ መላእክቲ የስማልና' ኣህዋተይ

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 11 หลายเดือนก่อน

    Amiennn zemare melaekti yesmeAlna nay agolgulotkum zemen EgziabHier yebarkelkum fqurat aHwat🙏⛪🙏

  • @niyatgerie3678
    @niyatgerie3678 ปีที่แล้ว

    ሓቲተዮ ንጎይታ ክሳብ ክንደይ የፍቅረኒ
    መሪር ሓሞት ሰትዩ ክሳብ ክንድዚ ኢልኒ😢😔✝️❤️

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen nay lbka tmst mezumr xegeu yebzhalkum kuburat yehwatey 😢😢😢

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab8927 ปีที่แล้ว +1

    Eseyyyy❤ zmare melaekt yesmealna yehwatey egzabiher zemen agolgulotkum ybark 🙏🤲🏽

  • @capital__debesay6351
    @capital__debesay6351 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና♥️♥️♥️
    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሕ🙏

  • @heavendawit2115
    @heavendawit2115 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Medhani Alem Xegueu Yebzhalkum Zmarie Melaekti yesmalna

  • @harnetissaq8494
    @harnetissaq8494 ปีที่แล้ว

    Zmarie melaekt yesmeana semieka zeytmenwo mezmur amlak xegeu yebzhalkum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yafetmengstab
    @yafetmengstab ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሕ ብጣዕሚ ገላጺት መዝሙር❤❤❤

  • @maryameymaryamey7964
    @maryameymaryamey7964 ปีที่แล้ว +1

    Xega ab resi xega teadelu yehwatey ❤❤❤

  • @Jonas-wl8rr
    @Jonas-wl8rr ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝመሬ መላእክቲ የስመዓልና፡ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 elllllll elllllllll ellllllll aseyy lbka ttnkif mezmur bhaki des tblu smurat zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-6686 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!❤❤❤❤❤
    ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ቡሩኻት የሕዋተይ❤

  • @fevenkahsia5510
    @fevenkahsia5510 ปีที่แล้ว

    Amen amen zmarie melaikti yesmialina nay ageligilot zemenikum ybarek

  • @Mentki3838
    @Mentki3838 ปีที่แล้ว +1

    ሓቲተዮ ንጐይታ ክሳዕ ክንደይ የፍቅረኒ!!!!!!!!!! ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጥዑም ናይ ሕብረት መዝሙር

    • @kirostesfahans
      @kirostesfahans ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጽቡቃት ፍጥረት

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl ปีที่แล้ว

    Zmare Melaek yesmaalna kburat yehwatna nay Agelglotkum zemen ybark Liul FETARI ❤❤❤.

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k 7 หลายเดือนก่อน

    Xelyu menti hadesti krstyan ❤❤❤❤ zmari melakt yesmalena❤❤❤

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas4782 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላክት የስሞዓልና ክቡራት የሕዋተይ።ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ።

  • @abeljhon1191
    @abeljhon1191 ปีที่แล้ว +1

    Xegue yebzhalkum mara des yebele bhaki

  • @melatyemane3967
    @melatyemane3967 ปีที่แล้ว

    Wowww btemi des zbel mezmur egziabhier xegeu yebzhalkum kulna ab sdet wexina zelena ab debrna temelisna negelglelu gzie yemxalna deqi gabrey xegeu yebzhalkum yehwat nay mfllayna zemen yehxro

  • @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
    @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmealna brukat yehwat fkri amlak kulu gzie msana u mo ab fkru knxene yhagzena

  • @yeet7039
    @yeet7039 ปีที่แล้ว +3

    Zmare melaekt yesmealna xegakum yebzhayo Ahwat

  • @meakeleyemane5024
    @meakeleyemane5024 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዋተይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mesobetsidq
    @Mesobetsidq ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤😊😊😊😮😮😮ልቢ ዝትንክፍ ዝማሬ

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 ปีที่แล้ว

    kale hiwet yesmalna yehwatey amlak ybarkum sdetna haxiru msakum nrakebelu mealti yhabena amlak

  • @lidiateweldeberhan2434
    @lidiateweldeberhan2434 ปีที่แล้ว

    Amlak msakum ykun ahwat❤❤❤❤❤

  • @yoditt7687
    @yoditt7687 ปีที่แล้ว

    Egizabiher zemen agolgulotkum yurayelkum.

  • @tsinatmichael8962
    @tsinatmichael8962 ปีที่แล้ว

    Zmarie melaekti yesmalna xegu yebzhalkum fetari qdste qdusan dngl mariam thalkhum!!!

  • @amnkisanet1815
    @amnkisanet1815 6 หลายเดือนก่อน

    Des zbile zmra tike zbla sibshaba (aedwe) kemo dima amlke tiki abulu kisbe mwdaeta ab hymntna yxnhna, ab xelotkum zkuruni nay nhtaeha Brya egzi kbki zey kile.🙏🙏🙏

  • @eyobteklemaryameyobadmas-vn4hq
    @eyobteklemaryameyobadmas-vn4hq ปีที่แล้ว

    Nay behaki amlak ms kuluna yukun
    💖💖💖 zmari melaekti ysmalna

  • @abelhaile3905
    @abelhaile3905 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen

  • @Mariyamey2119
    @Mariyamey2119 ปีที่แล้ว

    Zemari melaeket yesemalna deki gaberey tenafekti

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም

    Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum yehwatey marey nay bahki tum mezmur 🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰

  • @fuch9239
    @fuch9239 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና

  • @simretgousch8176
    @simretgousch8176 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤❤

  • @efriammelak
    @efriammelak 10 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) zmare melakt yesmealana xegeu yebzehalkum brukat ahwat 🙏🙏🙏

  • @FithawiKelati
    @FithawiKelati ปีที่แล้ว

    Zmare melakti yesmalna tsegueu yebzhalkum yehwat

  • @تحقاسوهد
    @تحقاسوهد ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላክቲ የስማዓና አሜን (((3)))አምላክ ይመስገን❤❤❤

  • @aimenyosef1733
    @aimenyosef1733 ปีที่แล้ว +1

    Amen! Zmare melaekt yesmealna,xega ableli xega yemzhalkum mahberna.

  • @kidanemhretadey
    @kidanemhretadey ปีที่แล้ว +1

    Zemarie melaekt yesmealna🙏🙏🙏

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemare melaekt yesmealina egzeabiher amlak nay agoligulet zemnekum yebreklikum edmen tenan yehabekum fetare ahewate mearey 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @semiecokiflay405
    @semiecokiflay405 9 หลายเดือนก่อน

    Btami tum mezmur tebareku brukatey

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክት የስማኣልና ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @solyanasoli9795
    @solyanasoli9795 ปีที่แล้ว

    Zemare melakt yesmalna❤🙏🙏❤

  • @mrim222
    @mrim222 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁራት አሕዋተይ💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 5 หลายเดือนก่อน

    amen amen amen❤❤

  • @yostibikuhermon4976
    @yostibikuhermon4976 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmaalna. Nay agolgulot zemenkum ybark egziabher Amlak

  • @meronhaile4420
    @meronhaile4420 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና❤❤❤

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab ปีที่แล้ว

    Zimare melaikt yesmalna 🤍

  • @smretkesete786
    @smretkesete786 ปีที่แล้ว

    Asey zemenkum ybarek tsegeu yebzhalkum fetari.... Kal hiwet yesmealna ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @akberetghebre6453
    @akberetghebre6453 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤bkrstos yehwatey amlak nay agolgulot zebenkum yibarkelkum enkae Orthodoxe konku temesgen amlakey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfomhabteze5042
    @tesfomhabteze5042 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ይባርኽኩም የጽንዕኹም የብዝሕኹም ብመንፈሳዊ ጸጋ የዕብኹም

  • @lwamyohannes418
    @lwamyohannes418 ปีที่แล้ว

    Zimare meliakt yesmiana 🙏

  • @zeresenaykidane4460
    @zeresenaykidane4460 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ናይ በሓቂ ፍቅሪ ስሒብዎ

  • @تحقاسوهد
    @تحقاسوهد ปีที่แล้ว

    አሜንሜን አሜን

  • @kidanezgta9665
    @kidanezgta9665 ปีที่แล้ว

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና።ናይ በሓቂ ብልጽቲ መዝሙር ልብኻን ዘረስርስ።ኣጆኹም ቀጽልዎ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @niyatyohannes5572
    @niyatyohannes5572 ปีที่แล้ว

    Zimariye melakti yesmialna kuburat yihwatey ❤❤❤

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 ปีที่แล้ว

    Amlak xegeu yebzhalkum yehwatey kexlwo

  • @jesusking3536
    @jesusking3536 ปีที่แล้ว

    Zmara melaktn yesmealna amen amen amen

  • @yohanamengs655
    @yohanamengs655 ปีที่แล้ว

    Zmarie melakti yesmana

  • @asterkiros6731
    @asterkiros6731 ปีที่แล้ว

    Anen amen amen zemarea melaket yesmalina 🙏🙏🙏

  • @diletbrhane9130
    @diletbrhane9130 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna ❤❤❤

  • @danieltekle5146
    @danieltekle5146 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarei melaekt yasemalen

  • @tigsitiasmelashi3025
    @tigsitiasmelashi3025 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmialna zeykyer fkiru bhaki

  • @tesfasionseghid-bf3cv
    @tesfasionseghid-bf3cv ปีที่แล้ว

    Zemarie melakti yesmealna

  • @JesusisNGUS
    @JesusisNGUS ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኹን
    እግዚኣብሄር ጸግኡ የ ዝሐልኩም ንኹሉና ንእግዚኣብሄር በብውህበትና ከነገልግሎ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን፡ እግዚኣብሄር ንማሕበሩ ይባርካ❤

  • @ebabaebaba9261
    @ebabaebaba9261 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyy Aseyyyyyy Aseyyyyyy des ktbulu zmarie melaekti yesmalna ftwat yehwateyyyy

  • @kidanezgta9665
    @kidanezgta9665 ปีที่แล้ว

    ድንቂ መዝሙር እግዚእብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።