Yikun Belni`ba new Mezmur Ametawi Beal abune aregawi

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 579

  • @yonaskinfe6164
    @yonaskinfe6164 6 ปีที่แล้ว +62

    ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ ። ዝማሬ ኣቦና ዳዊት ቅኔ ኣቦና ያሬድ ዝትቀበለ ዝማሬኩም ይቅበለለኩም ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና !!!

  • @SambaTrading-hz7zt
    @SambaTrading-hz7zt 11 หลายเดือนก่อน +53

    ክሳዕ ህጂ እዛ መዝሙር ዝሰምዓ ዘለኩ 16/02/2024 ከማይ ዝፈትዋን ዘስተማቅራን ዘበለ ሰብ like ሂቡኒ ይኺድ ማሕበር ኣቡነ ኣረጋዊ ድማ ማራ ጠፊእኩምና መዛሙርኩም ሂወት ዘፈልፍል ዩ ❤❤❤

    • @aprikos1234
      @aprikos1234 2 หลายเดือนก่อน

      Wedey kea ❤

  • @simongebreluel7723
    @simongebreluel7723 6 ปีที่แล้ว +80

    ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ቡሩካት ዋይ ዛደይ ከተፍቅረኩም ኣርያማዊ ዘማ ከመይ ደስ ኢልዋ ይከውን እመ ብርሃነይ ከምዞም ደቅኪ ካብ ስደትና ተመሊስና እንዝምረልኪ ዘመን እባ ኣምጽልና

  • @danieltesfaldetdanieltesfaldet
    @danieltesfaldetdanieltesfaldet 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መኣእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክን ይቀድስን መድሃኔ ኣለም❤❤❤

  • @hanademlewu6295
    @hanademlewu6295 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
    ትግርኛ ባልሰማም የቤተክርስቲያናችን ያሬዳዊ ዜማው ይመስጠኛል ደስ ያሰኛል

  • @medhanietesfamariam4109
    @medhanietesfamariam4109 6 ปีที่แล้ว +19

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና። ኣሰይ ደስ ዝብል መዝሙር ብሓቂ ጸግኡ የብዛሓልኩም ፈጣሪ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ

    • @letekdamekenen7565
      @letekdamekenen7565 6 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen kal hewit ymasgan, 💔❤💖💔🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samiabrham5703
    @samiabrham5703 6 ปีที่แล้ว +297

    @@@ -ይኹን በልኒ- 'ባ@@@@
    ፍረ ልሳን ኣበው ኣምላኻዊ ጥበብ
    ልበይ ከቕርበልኪ ናይ ዝማረ ህያብ
    ድንግል ማርያም ኣደይ ኣብ ቅድሜኪ
    ሞጎስ ተ' ደኣ ረኺበስ
    ይኹን ይኹን በልኒ ባ ምስጋናኺ 'ሎኒ ንስምኪ ዝውድስ።(3)
    ኣዝማች'''''
    ንመድሓኔ ዓለም ዝወለደ ከርሳ
    ድንግል 'ያ ኢሎምኒ ዘይብላ ኣበሳ
    ዛ" ኤልሳቤጥ ልበይ ምሒር ተደሲታ
    ሕራይ እንተ ኢልክያስ ኣለዋ ውሬታ(2)
    ንዓኽን ወድኽን ብቕኔ ዝንገር
    ኣሎኒ ዝማራ ኣውዒሉ ዘሕድር
    ይኹን በሊ ግዳ ልበይ ክሰራሰር
    (2)ይኹን በሊ ይኹን ይኹን ባ ልበይ ክሳራሰር።
    ታ ብወርቂ ኦፌር ስልምቲ ንግስቲ
    ካብ ኩለን ኣንስቲ ዘይተረኽባ ሕፍቲ
    ንሳ„ ያ • ታ መርዓት ውሕልልቲ ብግርማ
    ክብሉኺ ሰሚዐ ናይ ልዑል ከተማ
    (2)ናይ ልዑል ከተማ ።
    ማዕሙቕ ባሕሪ ውሽጠይ ደስታ ቀስቂስዎ፡
    ኮታ ክሰራሰር እንታይ ተሪፍዎ
    ይኹን በልዮ ' ባ ዝዝመር ኣለዎ
    (2)ይኹን በሊ ይኹን ይኹን በልዮ ባ ዝዝመር ኣለዎ።
    ይትረፍ ዶ ንስኺ ኣደ ጎይታ ጎይቶት
    ብጽእቲ ዝብሉኺ ኩሎም ወለዶታት
    ነገስታት ምድሪ 'ኻ መወትቲ ክንሶም
    ብኸምኦም ፍጡራት (2) ክብሪ ዘይጉደሎም።
    ኣነ' ዉን ንዓኺ ዝህቦ ብዓቕመይ
    መዝሙር' ዪ ህያበይ ዕሽር ትሕዞ ኢደይ
    ይኹን በልኒ' ባ ከምኡ ክኾነለይ
    (2)ይኹን በሊ ይኹን ይኹን በልኒ' ባ ከምኡ ክኾነለይ ።
    ኣብቲ ሰፈር ክብሪ ናይ ንግስነት ዙፋን
    ኣለኺ ኢሎሙኒ ኣክሊለ ቅዱሳን
    ኣብ መቕደስኪ ቆይመ ኢድ እና ነሳእኩ
    መልስኺ ክሰምዕ እጽበ ኣለኹ ፡
    (2)እጽበ ኣለኩ ።
    ብመልክዕ ዝማሬ ዘቕርበልኪ ህያብ
    ከም ገጸ በረኸት ኣሎኒ ዝወሃብ
    ይኹን በልኒ ' ባ ምስጋናይ ከንጀርብብ
    (2)ይኹን በሊ ይኹን ይኹን ምስጋናይ ከንጀርብብ።

    • @letekdamekenen7565
      @letekdamekenen7565 6 ปีที่แล้ว +3

      Amen amen amen kal hewit ymasgan

    • @solomonwelde7766
      @solomonwelde7766 6 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen zemarie melakt yesmealna amlak xegeu yebzh nay behaki des zebel mezmur egziabher amlak xegeu yebzh

    • @yafetyafu7551
      @yafetyafu7551 6 ปีที่แล้ว +2

      Sami abrham Amen egziaviher xega yeadlka

    • @tesfalemhabte9951
      @tesfalemhabte9951 6 ปีที่แล้ว +1

      Zmare melaikt yesmealna brukeyyyy

    • @eskyagebresslasie9085
      @eskyagebresslasie9085 4 ปีที่แล้ว

      Good

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zimare melakti yesmalna egziabiher tseguan bereketn yebizihalkum nay agolgulot zebenkum fetari yibarikelkum

    • @fkaduteklay2260
      @fkaduteklay2260 6 ปีที่แล้ว

      amen amen amen ellllllllllllllllll elllllllllllllllllll ellllllllllllllllllllll

  • @ሞኬጸጋይ
    @ሞኬጸጋይ 6 ปีที่แล้ว +9

    Ellllllllllllll ellllllllllllll elllllllllllllll amen amen amen zamare melaekti yesmalna btami lbka zmst mezmur nay Eme brhan bereketan amladnetan ykaflena egzabiher amlak xegu yebzahlkum brukat yehwatey.

  • @filmonfinu5240
    @filmonfinu5240 6 ปีที่แล้ว +56

    ኣሰይይይይ እልልል እልልል እልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓስቡ ይሃብኩም ድንግል ማርያም በማላድነታ ቅዱሳን ብበረኸቶም ጾሎቶም ይደግፍኹም ፣ ኣንታ ክንደይ ደስ ይብሉኻ ኢዮም ፣ ኦ ኣምላኸይ ንዓይ ንድኹም ባርያኻ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ የመስግነካ ኣለኹ ኣሜን። እንካዕ ኦርቶዶክስ ኮንኩ ፣ ኣንቲ ተዋህዶየ ንስክስ ንዘልኣለም ንበርለይ ኣሜን እልልልልል።

    • @fthawitnuwaye6593
      @fthawitnuwaye6593 5 ปีที่แล้ว

      Ellllllllllllllllll smare melakti yesmalna

  • @adhanomberhe8193
    @adhanomberhe8193 6 ปีที่แล้ว +271

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና. ናይ ብሓቂ ህይወት ትህብ መዝሙር.
    ይኹን በልኒ'ባ
    ፍረ ልሳን ኣበው ኣምላኻዊ ጥበብ
    ልበይ ከቕርበልኪ ናይ ዝማሬ ህያብ
    ድንግል ማርያም ኣደይ ኣብ ቅድሜኺ
    ሞገስ'ተ ደኣ ረኺበስ
    ይኹን/2/ በልኒ'ባ ምስጋናኺ'ሎኒ ንስምኪ ዝውድስ/2/
    ንመድሃኔ ኣለም ዝወለደ ከርሳ
    ድንግል'ያ ኢሎሙኒ ዘይብላ ኣበሳ
    'ዛ ኤልሳቤጥ ልበይ ምሒር ተደሲታ
    ሐራይ እንተ ኢልኪያ'ስ /ኣለዋ ውሬታ/2/
    ነዓኽን ወድኽን ብቕኔ ዝንገር
    ኣሎኒ ዝማሬ ኣውዒሉ ዘሕድር
    ይኹን በሊ ግዳ ልበይ ክሰራሰር
    ይኹን በሊ ይኹን
    ይኹን በልኒ'ባ ልበይ ክሰራሰር
    ኣዝ.........
    'ታ ብወርቂ ኦፌር ስልምቲ ንግስቲ
    ካብ ኩለን ኣንስቲ ዘይተረኽባ ሕፍቲ
    ንሳ'ያ 'ታ መርዓት ውሕልልቲ ብግርማ
    ክብሉኺ ሰሚዐ /ናይ ልዑል ከተማ/2/
    መዓሙቕ ባሕሪ ውሽጠይ ደስታ ቀስቂሱዎ
    ኮታ ኽሰራሰር እንታይ ተሪፍዎ
    ይኹን በሊዮ'ባ ዝዝመር ኣለዎ
    ይኹን በሊ ይኹን
    ይኹን በሊዮ'ባ ዝዝመር ኣለዎ
    ኣዝ........
    ይትረፍ ዶ ንስኺ ኣደ ጎይታ ጎይቶት
    ብጽእቲ ዝብሉኺ ኩሎም ወለዶታት
    ነገስታት ምድሪ'ካ መወትቲ ክ'ንሶም
    ብኸምኦም ፍጡራን /ክብሪ ዘይጎደሎም/2/
    ኣነ'ውን ነዓኺ ዝህቦ ብዓቕመይ
    መዝሙር'ዩ ህያበይ ዕሽር ትሕዞ ኢደይ
    ይሉን በልኒ'ባ ከምኡ ክኾነለይ
    ይኹን በሊ ይኹን
    ይኹን በልኒ'ባ ከምኡ ክኾነለይ
    ኣዝ............
    ኣብቲ ሰፈር ክብሪ ናይ ንግስነት ዙፋን
    ኣለኺ ኢሎሙኒ ኣክሊለ ቅዱሳን
    ኣብ መቕደስኪ ቆይመ ኢድ እና ነሳእኩ
    መልስኺ ክሰምዕ /እጽበ ኣለኹ/2/
    ብመልክዕ ዝማሬ ዘቕርበልኪ ህያብ
    ከም ገጸ በረኸት ኣለኒ ዝወሃብ
    ይኹን በልኒ'ባ ምስጋናይ ከንጀርብብ
    ይኹን በሊ ይኹን
    ይኹን በልኒ'ባ ምስጋናይ ከንጀርብብ
    ኣዝ........../2/

    • @Judi571
      @Judi571 6 ปีที่แล้ว

      V

    • @philmon236
      @philmon236 6 ปีที่แล้ว +4

      Adhanom Berhe እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡር ሓውና እመ ብርሃን ብጸግኣ ትደፍኩም ትደፈና ኣሜን

    • @allthingsgrowwithloveizak5994
      @allthingsgrowwithloveizak5994 6 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሕ እግዚኣብሂር ብሩኻት የሕዋት።

    • @Ruta0922
      @Ruta0922 6 ปีที่แล้ว +2

      Elllllllllllllllllllllll
      Elllllllllllllllllllllll
      Elllllllllllllllllllllll zmare melaekti yesmalna tsegeu yebzhalkum

    • @solomonwelde7766
      @solomonwelde7766 6 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen Amen amlak xegeu yebzh nay behaki des zebel mezmur

  • @ilovemyself9522
    @ilovemyself9522 6 ปีที่แล้ว +39

    ኣምላከ ቅዱሳን ዝማሬ ዳዊት
    ማህሌት ቅዱስ ያሬድ
    ልማኖን መዝሙርን ጋዕርን ዝተቀበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ይግበርኩም ፡ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ።

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski3376 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna nay behaki des zebl Egziabhier xega dibe xega yeadlkum Eme brhan dma bereketa tebzhalkum

  • @bereketakale6718
    @bereketakale6718 6 ปีที่แล้ว +6

    amen Amen amen yekun tebelena bemaldneta terdana qale hiwet yesmealna ahwateyyyyyyy

  • @filisem1028
    @filisem1028 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና!!
    ፍረ ልሳን ኣቦው ኣምላኻዊ ጥበብ
    ልበይ ከቕርበልኪ ናይ ዝማሬ ህያብ
    ድንግል ማርያም ኣደይ!!
    እግዝኣብሄር ኣምላኽፈጣሪ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ፡፡ኣሜን !!!!

  • @biniamnebey4408
    @biniamnebey4408 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melakty yesmalna kuburat ahwatey egziabiher amlak breketu yebzhalkum aseyyyyyy tslala tenbrelkum bala weladit amlak ellllllllllllllll elllllllllllllll ellllllllll

  • @brhaneyhdego3353
    @brhaneyhdego3353 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakt yesmalna egzabher amlak qne yared mezmur dawit zteqebele zmarekum yqebelelkum

  • @ፍቅሪጥዕምኢዩኣብፍቅሪንን
    @ፍቅሪጥዕምኢዩኣብፍቅሪንን 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zemare malakti yesmalna Egziabeher Amlak zemare abona kudsan Zeamary Dawit kem zetekabela zemarekum yekabllkum 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌸🌸💐🌸🌸🌸🌸

  • @yonaskinfe6164
    @yonaskinfe6164 6 ปีที่แล้ว +81

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ ኣምላክ ኣሜን ።
    ፍረ ልሳን ኣቦው ኣምላኻዊ ጥበብ
    ልበይ ከቕርበልኪ ናይ ዝማሬ ህያብ
    ድንግል ማርያም ኣደይ ኣብ ቅድሜኺ ሞገስ"ተ ደኣ ረኺበስ
    ይኹን ይኹን በልኒ"ባ ምስጋናኺ"ሎኒ ንስምኪ ዝዉድስ
    ንመድሃኔ ኣለም ዝወለደ ከርሳ
    ድንግል"ያ ኢሎምኒ ዘይብላ ኣበሳ
    "ዛ" ኤልሳቤጥ ልበይ ምሒር ተደሲታ
    ሕራይ እንተ ኢልኪያስ /ኣ *ለዋ ውሬታ* / (2)
    ንዓክን ወድኽን ብቅኔ ዝንገር
    ኣሎኒ ዝማሬ ኣውዒሉ ዘሕድር
    ይኹን በሊኒ"ባ ልበይ ክሰራሰር
    *ይኹን በሊ ይኹን*
    ይኹን በሊኒ እባ ልበይ ክሰራሰር
    ኣዝ.........................
    "ታ" ብወርቂ ኦፌር ሰልምቲ ንግስቲ
    ካብ ኩለን ኣንስቲ ዘይተረክባ ሕፍቲ
    ንሳ"ያ "ታ" መርዓት ዉሕልልቲ ብግርማ
    ክብሉኺ ሰሚዐ / *ናይ ልዑል ከተማ* / (2)
    ማዕሙቕ ባሕሪ ውሽጠይ ደስታ ቀስቂስዎ
    ኮታ ክሰካሰር እንታይ ተሪፍዎ
    ይኹን በልኒ"ባ ዝዝመር ኣለዎ
    *ይኹን በሊ ይኹን*
    ይኹን በልዮ"ባ ዝዝመር ኣለዎ
    ኣዝ...................
    ይትረፍ "ዶ ንስኺ ኣደ ጎይታ ጎይቶት
    ብጽዕቲ ዝብሉኪ ኩሎም ወለዶታት
    ነገስታት ምድሪ"ኳ መወትቲ ክንሶም
    ብኸምኦም ፍጡራት */ክብሪ ዘይጎደሎም* /(2)
    ኣነ"ውን ንዓኺ ዝህቦ ብዓቕመይ
    መዝሙር"ዩ ህያበይ ዕሽር ትሕዞ ኢደይ
    ይኹን በልኒ"ባ ከምኡ ክኾነለይ
    *ይኹን በሊ ይኹን*
    ይኹን በልኒ"ባ ከምኡ ክኾነለይ
    ኣዝ....................
    ኣብቲ ሰፈር ክብሪ ናይ ንግስነት ዙፋን
    ኣለኪ ኢሎሙኢ ኣዝሊለ ቅዱሳን
    ኣብ መቕደስኪ ቆይመ ኢድ እና ነሳእኩ
    መልስኺ ክሰምዕ / *እጽበ ኣለኩ* / (2)
    ብመልክዕ ዝማሬ ዘቕርበልኪ ህያብ
    ከም ገጸ በረከት ኣሎኒ ዝወሃብ
    ይኹን በልኒ"ባ ምስጋናኪ ከንጀርብብ
    *ይኹን በሊ ይኹን*
    ይኹን በልኒ"ባ ምስጋናኪ ከንጀርብብ
    ኣዝ..............

    • @Mezmurmsganazetewahdo
      @Mezmurmsganazetewahdo 6 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen zemare melakti yemalna egzabiher amlak xegu yebzhalka nay agolglot edmekum egzabiher amlak ybark 💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 6 ปีที่แล้ว +1

      @@Mezmurmsganazetewahdo Amen Amen Amen nkulahna

    • @Ssss-jj7dv
      @Ssss-jj7dv 6 ปีที่แล้ว

      Zmare melaekti yesmealna nay Agelglot zemenka ybark

    • @yonaskinfe6164
      @yonaskinfe6164 6 ปีที่แล้ว

      amen

    • @fretaalem8825
      @fretaalem8825 6 ปีที่แล้ว

      Aseyyyyyyyyyyy Ellllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllll zmare melaekti ysmelna amlak xegu ybzhlkum 😍😍😍😍😍😍😍💒💒💒💒

  • @sebumekseb2418
    @sebumekseb2418 5 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyy deqi eme brhan yehiwatey eta qidste qdusan rhirhte hilna zkomet xlala tenbrelkumn tenbrelnan amen, zmare melakti qine nay yared mezmur nay dawit ztqebele zmarekum yqebelelkum amen .

  • @biniboy1731
    @biniboy1731 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen zmare melaekt yezmealna brukat ahwatey
    Nay agelgilot zemenkum yibarik Egz3abher amlak.

  • @zemsraq4894
    @zemsraq4894 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ።ኣቱም ሰባት ኣበይ ነይረ ክሳብ ሕጂ ዘይሰማዕክዋ ናይ በሓቂ ኣሳር ኣቦነ ጊወርግስ ዘጋስጫ ተከቲልኩም ኣሰር ቅዱስ ማህሌታዊ ያረድ ሲዒብኩ ። ጹብቅ ስራሕ ነባሪ

  • @abrahambanboy332
    @abrahambanboy332 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen (3) qale Hiwet Yesmealna yhwatey mezmeran Amlak msakum ykun .

  • @tesfaeyusinkey5026
    @tesfaeyusinkey5026 5 ปีที่แล้ว

    Amen egzabher amlak kelehiwet yasmealna egzabher amlak bzkedkmwo kulu yhalwukum na y nefsi mezmur eya kab gezaau aytfeleyuna

  • @اباخ-س9د
    @اباخ-س9د 6 ปีที่แล้ว

    Amen,amen,amen,zmare melaekt yesmealna,yehwatey egziabher amlak xegu yebzhalkum,zemen edmekum ybarek

  • @መሃርኒድንግል
    @መሃርኒድንግል 6 ปีที่แล้ว +8

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna amlak xegu ybzhlkum

  • @Smretna
    @Smretna 6 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላአክቲ የስመልና አግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣቦና ቅዱስ ያሬድ ኣቦና ዳዊት ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም በረኸታን ረዴኤታን ናይ ኣደና ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲት ኣምላክ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ቃድቃናት ሃወርያት ናይ ኩሎም ኣቦታትና ጸሎቶም ኣይፈለየና ኣሜን ብድጋሜ ቃል ሂወት የስመልና።

  • @asmeromabraham6874
    @asmeromabraham6874 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna kuburat ahwat egziabhier nay agelglot zemenkum ybarkelkum bereketn redietn nay kidste kidusan dingl weladite amlak ms kulatna ykun.

  • @ዲያቆንወዲዮና
    @ዲያቆንወዲዮና 6 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amen qale hiwet yesmalena behaqe bereketa redieta naye adena qedeseti degel mareyam mes kulatena yekun yehewatey

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen

  • @kalabnegasi9329
    @kalabnegasi9329 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare mekakti ysmalna amlak xega ab lali xega yebzuhalkum

  • @abadittadese3226
    @abadittadese3226 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmarye melakti yesmelna egzabiher amlak nay zemen agelglotkum ybarkelkum ahwatey

  • @Haile6-t1k
    @Haile6-t1k 6 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ክጥዕም መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስማልና ኣሕዋት ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም፡ ጽንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፍሪ ልሳን ኣበዉ ዝፍትዋ መዝሙር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dngleyadefkri5866
    @dngleyadefkri5866 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melaekty yesmalna yhwat egzabiher nay agelglot zemenkum ybarkelkum 😍⛪❤⛪⛪⛪

  • @abraham1678
    @abraham1678 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen qale hiwet yesmalna amlak nay agolglot zemenkum ybark btami xbuq

  • @debasteklit3511
    @debasteklit3511 6 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna

  • @helensemere3033
    @helensemere3033 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna zmare melaekti kem ztekebele zmarekum ykebelelnum nay agelgulet admekum ybarkelkumun ykedselkumu Amen

  • @awethaile2307
    @awethaile2307 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen (3) Zmare melaekt yesmealna fqurat Ahwatey Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkhelkum 🙏🙏🙏💒❤️ HYAWAY GUASA MS KULATNA YKHUN

  • @ogbamicaelangesom3240
    @ogbamicaelangesom3240 6 ปีที่แล้ว +45

    እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹ ልበይ ክሰራሰር ይፍለጠኒ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓወልቲ ዝኾነ መዝሙር ዘሚሮም ካብ መዓርን ጠስምን ዝምቅር!

    • @tedifish399
      @tedifish399 4 ปีที่แล้ว

      Ane wm likie kemeka hawey kitzimer kela mara ye dfsahn zhgosn

    • @elsaelsa7310
      @elsaelsa7310 4 ปีที่แล้ว +1

      Eza mezmur ksema keleku lbey kseraser yfleteni ms belkas bzabay tzareb zbeleka koynu tesemieni des elini nay bhaki wushtna telaeln tesarasrn eya. Amlak tsegu ybzhalna nkuluna Eretrawyan selamu ylakelna. Amen

    • @ዲዮስቆሮሳዊ
      @ዲዮስቆሮሳዊ 4 ปีที่แล้ว

      ዋይይይ ከለኣነኮይኡ ዋይ ደስክትብል🙏🙏🙏

    • @millionbox.6964
      @millionbox.6964 4 ปีที่แล้ว

      @@tedifish399 wey is

  • @nunichbins8346
    @nunichbins8346 6 ปีที่แล้ว

    Amen Qal hiwet yesmaelna xega ybzh fkurat yehwatay EGZABHIER agegletkum ybar

  • @maryameykbleye7671
    @maryameykbleye7671 6 ปีที่แล้ว +6

    Amen zmare melakti yesmealna xegu yebzahalkum amlak

  • @debasteklit3511
    @debasteklit3511 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlakn xegu yebzhlkeum

  • @fthiwedigerie1708
    @fthiwedigerie1708 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmarie melakti yesmalna Egzabiher amlak xegu yebzahalkum burkat yhwatey

  • @yonastesfasilasie8352
    @yonastesfasilasie8352 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melakti yesmealna Egzabiher amlakna xega ybzihalkum.

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemare melikti yesimealina Egzabhier amlak xegu yebzhalikum

  • @ምስጢርጽባሕና
    @ምስጢርጽባሕና 6 ปีที่แล้ว +29

    ኣሰይይይይ ደቂ ተዋሕዶ ፍቁራት የሕዋተይ ዝማሬኹም ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቀበለልኩም
    ኣደ ኩሉ እግዝእትነ ማርያም ኣዴና ውን ጽላላ ተንብረልኩም

  • @arsuiabraha5686
    @arsuiabraha5686 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kali hiwet yesmalna berkat

  • @biniamkesete7434
    @biniamkesete7434 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ብሩካት ኣሕዋተይ እመብርሃን ብኣማላድነታ ትደግፍኩም ኣሜንንንን።

  • @helenasmerom36
    @helenasmerom36 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna ezgabher xeguau yebzahalkum

  • @ኣይንፈላለከይንኸውንመፍቶ
    @ኣይንፈላለከይንኸውንመፍቶ 6 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ደቂ ትዋህዶ ህዱእ መንፈሶም ጎይታ ዝጋስዮም ትምህርትኩም ትምህርቲ ሃዋርያት ይኹነልና

  • @mikisielay8114
    @mikisielay8114 4 ปีที่แล้ว

    Tebareku burukatey zmare melakti yesmalna zemenkum ybark kdagagma wieile mxgaba sieine

  • @yoditftwi156
    @yoditftwi156 6 ปีที่แล้ว +2

    Amennnn Zimarie melaekt yesmealna. Nay Agelglot zemenkum yibarik.

  • @tedroshabtemicael8872
    @tedroshabtemicael8872 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen amem amen zimare melakti yesmahlna eg/her amlak xegu yebzhalkum

  • @simonwelase4345
    @simonwelase4345 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna nay agolglot Admekum Agzabhier ybarkelkum

  • @MS-to6mv
    @MS-to6mv 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmalna xegu yebzhalkum yehiwat

  • @እግዚኣብሄርጓሳይየይእዩ
    @እግዚኣብሄርጓሳይየይእዩ 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zimarya milket yesmalina nayi agolugulatikom.zemani yebrikalikom amilke

  • @michaelmengsteab4295
    @michaelmengsteab4295 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amenn kale hiwet yesmealna yehwat xegakum yebzehayo fetati

  • @goytayadlenie9573
    @goytayadlenie9573 6 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen zimare melakte yesimealna zega dibe xega yebzahalkum amen

  • @evenezer55
    @evenezer55 6 ปีที่แล้ว +49

    ኣሰይይይይይይ ደቂ እመ ብርሃን ፡ብጣዕሚ ደስ ዘብል ፡ኣምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብኩም ፡ዝማሬ መላእክት ፡ዳዊት ፡ያሬድ ዝተቐበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ።
    **እቲ ምስጋና መስዋእቲ ዝስወኣለይ ንሱ የኽብረኒ ፡መዝ 50፥23**

    • @awetberhane9351
      @awetberhane9351 6 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ደቂ እመ ብርሃን ዲያቆናትን መዘምራንን።
      ኣሜን ይኩነልኩም እመ ብርሃን ጽላላ ተን ብረልኩም ፍትዋት ሓሕዋት ኣሓት።

    • @angosommichaele4989
      @angosommichaele4989 6 ปีที่แล้ว

      JCLM IANP አልልልል

  • @haftomalem4645
    @haftomalem4645 5 ปีที่แล้ว +1

    ዝማርየ መላእክት የስመዓልና
    ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ፀለትዋ በረከትዋ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @dawitwedihagos2480
    @dawitwedihagos2480 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna brukat deki tewahdo bietechristian

  • @simonberhe1322
    @simonberhe1322 6 ปีที่แล้ว

    Amen zemare melaekti yesmelna amlak xegu ybzahalkum amem

  • @biniamteklebrhan2654
    @biniamteklebrhan2654 6 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen Zemari melakti yesmalena

  • @natanlaine534
    @natanlaine534 5 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllll Elllllllll Ellllll, Zimare meleakti yesmealna Egziabher amlak xega ab leli xega yebzhalkum ❤❤❤

  • @ንዒማርያምወዝየቅረቢ
    @ንዒማርያምወዝየቅረቢ 6 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyyyy elellelellelelelellelelelel💒🌹❤️💠👏🙏Amen Amen Amen zmare melaket yesmalna Egziabhir Amlak xegu yebzhalkum fqurat ahwat tama fqra amladneta ms kulatna ykun
    ab xelotkum zekruna fqurat ahwat🙏

  • @zemenfeszemenfes4068
    @zemenfeszemenfes4068 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakt yesmalna semia mxgab zsankuwen mezmer.

  • @TsegaAsmorom
    @TsegaAsmorom ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna, xelot adena qdsti dngl maryam ms kulatna hzbi krstian ykun...amen. qeshi qalab hawna ms kulom deqi mezamurtka selamkum ybzah.

  • @arsuiabraha5686
    @arsuiabraha5686 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kali hewit yesmalna

  • @msghnayeabio5877
    @msghnayeabio5877 6 ปีที่แล้ว +1

    Ellllll zmare melaekt yesmealna qudus amlakna xega ableali xega yeadlkum❤ tewahdo nzelealem tnber🙏❤🤗

  • @weldayzereu7342
    @weldayzereu7342 6 ปีที่แล้ว +5

    amen
    amen amen zmare melakti yesmalna

  • @mebri7227
    @mebri7227 6 ปีที่แล้ว +5

    ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዞም የሓዋተይ ምስጋና ናይ መላእክት መዝሙር ናይ ኣቦና ዳዊት ቅኔ ናይ ኣቦና ያሬድ ዝተቀበለ ምስጋናኩም መዝሙርኩ ይቀበለልኩም

  • @burtakanb5816
    @burtakanb5816 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትያስማልን

  • @lwamgebrtinsae3102
    @lwamgebrtinsae3102 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melaekit ysmeqalna yehwatey zemen agelglotkum ybarek. 💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @brhanenega716
    @brhanenega716 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmelna xega yebzh egzaher amlak.

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 6 ปีที่แล้ว +4

    Aseeeeeeey elllllllllllllll Egzabhwr ybarikum burukat ahwatey zimare mlikit ysmealina amldinta mies kulatina ykun amen

  • @henokberhane8562
    @henokberhane8562 6 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen dngeley beala eda tebrelkum.

  • @ጎይቶኦምበርሀ
    @ጎይቶኦምበርሀ 6 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ጀመርቲ ዘይኮንኩሙስ ፈጸመቲ ክትኮኑ ወትሩ ብጸሎታ አይትፈለኹም እመ ብርሃን ድንግል ማርያም አዴና

  • @አምላክይኩሉከምፈቃድካይኩ
    @አምላክይኩሉከምፈቃድካይኩ 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ከቡራትይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @shewittadese1200
    @shewittadese1200 6 ปีที่แล้ว

    Amen zmarie melak ysmana zmari dawit tekebilu zmarina ykebelelna

  • @Kokob.abebe143
    @Kokob.abebe143 6 ปีที่แล้ว +3

    Eleleleleleleleel zemre melakti yesmalna egzabiher amlak xegu ybzhalkum burukatey

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemare mlakitey
    Ysemalna amen amen

  • @adegoytadnglaye3927
    @adegoytadnglaye3927 6 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyyyy aseyyyyyyyyyyy aseyyyyyyyy elelelelellllll amen amen amen zmare melakti yesmealna agzabiher amlakna tsega abrasi tsega yadlkum nay agelglot admekum ybarkelkum burukat yhwati 💒💒💒💒💒💒💒

  • @lambklip3950
    @lambklip3950 5 ปีที่แล้ว +1

    Tseboti mezmir amen amen amen

  • @Gebartv7
    @Gebartv7 6 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen zimare melaekti yesmealina

  • @lwamkifle9607
    @lwamkifle9607 6 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ደቂ ዓደይ ደቂ ዓዶም ንክርስትያንንን ይህዋተይ ደስ ክትብሉሲ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማረ ማልክቲ የስማዓልና ኣጆኹም ንፉዓት ይህዋተይ ምስ ቡዙሕ ናፍቆት!!!

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 6 ปีที่แล้ว

    Egziabiher amlak xegu yebzhalkum ahwatey embrhan adey yikun tibelkum

  • @awetwulud1483
    @awetwulud1483 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna zimare melaekti ysmealna yhwatey

  • @algab3306
    @algab3306 3 ปีที่แล้ว +7

    Egziabiher ntewahdo haymanot yibarekan yihalwan.

  • @ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ
    @ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemari melaekte yesmalena egzeabhire amlak xegeu yeaedlekume dingele mariyam berekta redieta tehalewena amen!!!💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @fevenandemeskel7707
    @fevenandemeskel7707 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zimare melaekti yesmialna nai agolgulot zebenkum yibarik

  • @grtesgrtes1660
    @grtesgrtes1660 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረኢ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @abigoytomgoytom6582
    @abigoytomgoytom6582 6 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy Elllllllll deqi Embbrhan zemare melakte yesmalna Egziabher amlake zemen agelgulotkum yebarek.

  • @tesfafqri8289
    @tesfafqri8289 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melaeki yesmealna Egziabhier Amlak xega yebzhalkum zeben Agelglotkum ybarkelkumn yqedeselkumn

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 6 ปีที่แล้ว

    Ellllllllll elllllllllll elllllllllll zemare melikti yesimealina Egzabhier amlak nay agoligulot zemenikum yebarek burukat ahiewatey amen

  • @nuguswedikeshigebrekiros9112
    @nuguswedikeshigebrekiros9112 4 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና።
    ናይ ብሓቂ ይኹን ትበለና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ።
    ኣሕዋትና ከኣ ቃለ ሂወት የስምዓልና
    ናይ ኣገልጉለትኩም ዘበንኩም እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም፡ ምእንታይ ንዓና ክሕሸና።

  • @mhretabcheay
    @mhretabcheay 4 ปีที่แล้ว

    💞💕💕❤❤❤❤❤ Lbi tetll mezmur EGZIABIHIER xegu yebzhalkum💞💕💕❤🙏

  • @makumehari9049
    @makumehari9049 6 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላክት የስመዓልና፥ሰላም ናይ እግዚኣብሔር ኣምላክና መድሓንና ኢዮሱስ ክርስቶስ፥ኣማላዲነት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም፥ናይ ኩሎምቅዱሳንን ምስ ኩሉና ይኩን ሕዝበ ክርስትያን ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ብሩካት የሕዋተይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ኣምላክና ይባርከልኩም።

  • @simonadaniel6316
    @simonadaniel6316 6 ปีที่แล้ว +2

    Elll elll elll zemare mealkti yesmealna ahwaty xegu yebzhalkum

  • @daniwedieri741
    @daniwedieri741 5 ปีที่แล้ว

    Zemarye melakt yesmalna yhwatey bereket adena maryam ayfeleyena and xegu yebzhalkum fetari.