Vodcast | መልክዕን መለኪዒታቱን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @fkadutsaidi9538
    @fkadutsaidi9538 10 หลายเดือนก่อน +52

    ኩሉ ናይ ከንቱ ከንቱ ኩሉ ፈረሳይ ኢዩ እቲ ዘይፈርስ ዘለኣለማዊ ሂወት ንኣምላኽ ምፍራሕ ሕጊ ኣምላኽ ምሕላው ሃብቲምካ ንድኻታት ምሕጋዝ ፍልጠት ሃሊኻ ኣብ ረብሓኻን ኣምላኽ ዝፈትዎ ምግባር ሓንሳብ ነሓዋሩን መንግስቲ ሰማያት ምእታው ፍልጠት ዓለም ናይ ስጋ ጥራይ ኢዩ ሞት የምጽእ መንፈሳዊ ግን ክብርን ጸጋን ይህብ ❤

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 9 หลายเดือนก่อน +11

    ❤ፉርቱና ሓፍተይ ንስኪ ውጥኽን ደገኺን ጽብቅቲ እኪ❤

  • @merhawimeles4698
    @merhawimeles4698 10 หลายเดือนก่อน +13

    እዛ ጓል ሕብራ መልክዓን ሕብሪ ኣተሓሳስባኣን ደስ ክትብለካ
    ቀጽሉ ኣሕዋት
    ነዚ መንእሰይ ከምዚ የድልዮ ዩ❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 10 หลายเดือนก่อน +20

    ከምዚ ኸማኺ ሕብሪ ሸኮለት ትውንን ሄዋን ውድእቲ motivational speech and intelligent woman 💪 🤞 👍 🥰 ❤️ ❤❤❤

    • @mosheyosief8093
      @mosheyosief8093 9 หลายเดือนก่อน

      msaka ysemamae eye ab akedadna eti zeyreayeni eye krie zdeli tedea riayo kalie ztsbeyo yelon oredey wedia aloku

  • @bereketwoldeselassie5786
    @bereketwoldeselassie5786 10 หลายเดือนก่อน +15

    ጽባቐ ከም ጠማቲኡ እዩ።ከም ዝበልክዮ ክፉእ ሰብ የሎን፡ዘይጠዓሞን ዝጠዓሞን እንበር።

  • @yonasmesele5598
    @yonasmesele5598 10 หลายเดือนก่อน +18

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ መግለጺት። ጽቡቕን ክፉእን ብዓይኒ ጠማቲኡ እዩ !!

  • @Llull3841
    @Llull3841 10 หลายเดือนก่อน +6

    ብጥዕሚ ንፉዓት: ፍርቱና ንፍዕቲ ከማኺ የብዛሓና ❤❤

  • @rahsikudu9846
    @rahsikudu9846 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰባት ከምኢ ኢና ኣብ ስራሕ ኣምላክ ኣቲና ሕማቅ ጽቡቅ ንበል እግዚኣብሔር ግና ጽቡቅ እንዳ በለ እዩ ፈጢርና ኣምላክ ምህረት ይግበርልና።

  • @eritrean2285
    @eritrean2285 2 หลายเดือนก่อน +1

    After I started watching your debates, I couldn't stop 👏👏 I've already watched every single episode 🤞🤞 You guys are really smart.

  • @delinafanus6954
    @delinafanus6954 10 หลายเดือนก่อน +9

    Eway anes kefetwekum ❤❤❤❤

  • @yoditgebremeskel9759
    @yoditgebremeskel9759 10 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ዝብል ዕላል እዩ። ኣብቲ ባህላዊ ኣከዳድና ወይ ቁኖ ግን ጊዜ ወሲድኩም መጽናዕቲ ምክያድ ዘድልየኩም ይመስለኒ። የቀንየልና።

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 8 หลายเดือนก่อน +1

    ንፉዓት ኢኩም።ኣምላክ ዕድመን ዕጥናን ኣብዚሑ ይዓድለኩም

  • @belultube6784
    @belultube6784 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣንቲ ከደረይቲ ናተይ ኩሕለይቲ ........ ኢሉ ዮውሃንስ ትካቦ ደሪፉ'ዪ ፉርቲ ሽኮር ንከምዚ ከማኪ ሽኮሪና እዪ ከኣ ደሪፍዋ 😊

  • @Pablo-nl1bg
    @Pablo-nl1bg 9 หลายเดือนก่อน +1

    My God!! ሓዳሽ ተከታታሊ መደብኩም እየ፡ ጽቡቅ እዩ፡ ናይዚ ወዲ ዘረባ ግን ብጣዕሚ እንዳፎኸሰኒ፡ ፍርቱና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣተሓሳስባ ኣለዋ፡ ካልኣይ ብዙሕ ከደራይ ዝፈቱ ሰብ እዩ ዘሎ....ተፈታዊ ሕብሪ ኣፍሪቃዊ ቆርበት። ዝግርመኒ ግን ጓል ኩሉ ጊዘ ተመራጺት ወዲ ከኣ መራጺ ኮይኑ ይቀርብ ሙዃኑ የተሓሳስበካ።

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 9 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ባህላዊ ዝበለጸ ኢዩ።ቡኹሉ ነገሩ በዚ ዘለናዮ ዘበን ተተዓዚብካዮ chemical መወዳእትኡ ሕማምዩ ዘስዕበልካ ኮይኑ ዝስምዓኒ ጽቡቅ dailouge የሕዋት ካብ ኩሉ ብስለት ዘለዎ ስለ ዝኾነ ንኽትሰምዖ ደስ ይብለካ❤❤❤

  • @KisanetTekle-rp4fe
    @KisanetTekle-rp4fe 10 หลายเดือนก่อน +11

    Frtish nski lieli keyahti melikie aleki btami beka❤❤❤

  • @fkadutsaidi9538
    @fkadutsaidi9538 10 หลายเดือนก่อน +8

    ቅምነገርን ዘለዋ ፍረ ገጻ ጽቡቅ ጸላም ትኩን ቀያሕ ትሕትናን ክብረት ዘለዋ ማለት እዩ ንሲኺ ኸኣ ለባም ጃኮሎት100% ❤

  • @biniyam8228jd
    @biniyam8228jd 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኬፍ ኣለኩም ባሓቂ ማሃርቲ።

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks yehwat chekolet enbee zmrex kemza haftey

  • @شفاءعلىمحمد-ع7ع
    @شفاءعلىمحمد-ع7ع 9 หลายเดือนก่อน +2

    ،Awita hawey Ajaka Amilak yihaduzikum ❤❤❤❤

  • @MedhanieT-sq9uk
    @MedhanieT-sq9uk 10 หลายเดือนก่อน +5

    ሓፈሻዊ ጽቡቅን ሃናጽን መደብ ኢዩ :
    ኩፍእ ሰብ የለን ኣድኒቐኪ ንፍዕቲ ኢኺ ።

  • @tekleab9462
    @tekleab9462 10 หลายเดือนก่อน +7

    ውሕልና ድኣ ሃበኒ እምበር መልክዕስ ካብ ኮስመቲክ እያ እታ ምስላ love u guys

  • @meharihabteslasie318
    @meharihabteslasie318 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብግዝእብሄር ሰላም ንዓኹ ይኩን ብሩኻት
    መልክዔኛ ሰበይቲ ብዘይ ኣእምሮስ፡
    ከም ኣብ ኣፍንጫ ሓሰማ እተሰቝረ
    ቐለቤት ወርቂ እያ። ምሳሊ 11 ፥22

  • @soli9125
    @soli9125 10 หลายเดือนก่อน +3

    Sehabi zrrb kbret yhabelna yehwat🙏🏾

  • @lulrbahri
    @lulrbahri 10 หลายเดือนก่อน +12

    ጽባቀ ብዓይኒ ጠማቲኡ እዩ፡ እቲ ዝተሃነጽናሉ ኣተሓሳስባ እዩ ዝውስኖ፡ ብሓፈሻ ካብቲ ንቡር ወጻኢ ናይ ትርፍርጥሮ ምስ ንመስል ከምኡ ጥራይ ኢና ንጽበ❤

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bealti betika waw bslti nkhti gaul Sandiyagovxbkti❤️❤️❤️broo ginn himmmm😃😃

  • @rmn5009
    @rmn5009 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምስ ራኣኩኩም ገጽኩም ኣይሓደሰንን ኣበይ እየ ዝፈልጦም ኢለ ፡ዳሓር ግን ሓደ ዓርከይ ኣዘኩሩኒ ፡ብጣዕሚ ኾሪዕልኩም ፡13 ዓመት ኮይኑ ፡4 ይ ዓመት ከለና 1ይ ዓመት ነርኩም ፡ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ፡ጸጽብቁ ናዓኩም።መደብኩም ድማ ቀጽሉዎ ፡ኣስፍሕዎ፡❤

  • @mattanshewitsolomon8991
    @mattanshewitsolomon8991 10 หลายเดือนก่อน +17

    ሰላም ከመይ ትኾነ፡ ብጣዕሚ ከምትፋቀሩን ተኸባቢርኩም፡ ተማላሊእኩም ትበብሩ መጻምዲ ከምዝኾንኩም ትፍለጡ። ስለዚ ሚስጢር ፍቅሩኹምን ስኒትኩምን ብ መደብ ንኻልኦት መምሃሪ እንተኾነስ መደብ ዘይተዳልዉ።

  • @merontesfay5130
    @merontesfay5130 8 หลายเดือนก่อน +2

    Being natural on all sides of your life is the best, don't destroy what God gave us it was for a reason and purpose.... your color is admirable

  • @jemalmohammedsaeed78
    @jemalmohammedsaeed78 10 หลายเดือนก่อน +8

    Respected and loved couples, you are very amazing couples (in and out) and you are genuinely practical and excellent couples. To be honest, people of all ages are watching you. For me, the finest part of you is your openness. keep going and may God bless you.

  • @Maranata224
    @Maranata224 9 หลายเดือนก่อน +5

    1ጴጥሮስ (Peter)3.3-4
    ስልማትክን እቲ ብሕቡእ ናይ ልቢ ሰብን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክቡር ዝዀነ ለዋህን ህዱእን መንፈስ ይኹን እምበር፡ እቲ ናይ ስሩሕ ርእስን፡ ናይ ስልማት ወርቂ ምእሳርን፡ ናይ ዘጌጸ ኽዳውንቲ ምኽዳንን ኣፍኣዊ ነገር ኣይኹን።
    ስለዚ እየ መልክዕ ካብ ዉሽጥ ንደገ እዩ ዝብል ርድኢት ዘሎን ::

  • @EfrataNguse
    @EfrataNguse 8 หลายเดือนก่อน +1

    Kshbeka medebkum..xubukat kexilliwo pls 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @youelbrhane3666
    @youelbrhane3666 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣደ ወሊዳ ትምከን። you guys are impressive ❤

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኩም ኣውራ ስነስርዓትኩም ❤🙏

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 9 หลายเดือนก่อน +1

    Zhawey tselam guala ya tefetawit ❤❤❤❤kndey ngsnet zgemtele ftweten,abnet ngus Solomon, Alexander the great, hji dma prince Henry tselam Africawit ❤❤❤❤❤

  • @AbedomWeldab-fi1jv
    @AbedomWeldab-fi1jv 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bzkone kulu negerkum xbuqat ilekum aleku ❤❤❤

  • @jentira9890
    @jentira9890 10 หลายเดือนก่อน +3

    ❤ዋው ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ። ጽቡቅ ጌርኩም ድማ ኣብ 2ይ ክፋል ክትገልጹልና ንጽበ። ንዚኣ ጸላም ኣሜሪካዊት ብዛዕባ መልክዓ ዝተዘራበቶ ኣሎ ። ካቡኡ እንታይ ትብሉና ንጸበ ። lupita nyong'o speech on black beauty essence ኣብዚ ኣቲኩም ርኣይዋ❤ የቀኔለይ

  • @fev984
    @fev984 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nmejemerya mealti yrekum aleku nay behaki des tblu kltekum ❤ketsluwo

  • @Exodus3377
    @Exodus3377 10 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቕ መደብ!❤❤❤
    እቲ ኣገዳሲ ነገር ንጽህናኻ ምሕላው እዩ።

  • @selamawittadesse1092
    @selamawittadesse1092 4 หลายเดือนก่อน

    Blessed you❤

  • @joegr5323
    @joegr5323 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዝየ ኢየ ዘድንቐኩም እንዳ ሕብሪ ኣካዳሚ❤
    ብዙሕ ጠቓምን ጎስጓስን ዘተ ኢዩ እዚ መደብ
    ኣብታ ናይ ጸዓዱ ዝበልክያ ግን፡ ኣብዚ ምስኦም ኢየ ዝነብር
    ቀደም ኣዝዩ ዝተደናገረ ርድኢት ኢዩ ኔሩና፡ ጻዕዱ ዝበዝሑ ሎቅማጻት ሓመይቲ፡ ኣብ ርእሲ ጸለምቲ ዘለዎም ኣጠማምታ ፍጹም ዘይቅየር ትሑት። ብሓፈሻ እዚ ናይ ሕብረተሰብና ጽባቐ ኣዝዩ ኢዩ ዝምስጠኒ። ናተይ ስለዝኾነ ኣይኮነን እዚ ናትና ብኩሉ ኣዝዩ ፍቱው ኢዩ፡ ስነልቦናን ሕልናን ዝበሃላ ክልተ ነገራት ካብ ዓለም ፍልይ ዝበለ ጽባቐ ከምንውንን ይገብራና

  • @robelz2699
    @robelz2699 3 หลายเดือนก่อน +2

    Abza tkawemo slatine ab agalalexakum keyah gual nexbekte memeseli gerkuma never ab kulu seb keyah zebl seb be persent eu.

  • @joegr5323
    @joegr5323 10 หลายเดือนก่อน +2

    ፉርቲ ኣቦኪ ዝሃበኪ ወንበር ወዲቓ ዘይትስበር (ነታ መወከሲትኪ ዛንታ ኣቦኪ ዝነከረኪ ፈትየያ ጽብቕቲ መለክዒት ኢያ

  • @Opinion-jg8ti
    @Opinion-jg8ti 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much. Finally someone with sense and class! Keep it up!!

  • @lydialifestylee
    @lydialifestylee 10 หลายเดือนก่อน +2

    Absolutely nay be ehaki nay hiberete sebna zeyfetwa neger eya ezi, neseb be personality ember be tsebake ayneferedo! kulu seb tsebuk eyu gen wushetawi tsebake zebelexeyu always my definition 🤩🤩🤩

  • @SiempreDan
    @SiempreDan 10 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ናይ ቀየሕቲ ጸለምቲ ግርማይ ኣብራሃም ኣብ ዘዉድና ኢንተረትረተምን ጽቡቅ ጌሩ ገሊጽዉ ኣሎ and ጽብቅ መደብ❤❤❤

  • @kidanetesfu3576
    @kidanetesfu3576 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቃት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ❤❤❤

  • @Maranata224
    @Maranata224 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ ምዝርራብ እዩ :: ኣብዝኣ ሓሳበይ ወይ ርእይቶይ ክልግስ መልክዕ ዝርኣይ ዘይኾነ ሑቡእ ናይ ዉሽጥ ቡህበት እዩ ከም ለውሃት ሕያውነት ልግሲ ወይ ድማ ብናይ ሃገርና ኣዘራርባ ኮኾብ ዝብሃል ኣሎ ::
    ምልክዕ ከም ሞናልዛ እንዳተባህለ ጉጉይ ስእሊ ኣቐምጦምልና ንኣብነት ሰይጣን ረቕቕ ብዓይን ክርኣይ ክድህሰስ ዘይኽእል ግን ፀልም ጌሮም ስለ ዝሰኣልዎ እዩ ::

  • @capture219
    @capture219 10 หลายเดือนก่อน +4

    This guy is very lucky to get her, she is very beautiful and well spoken women

  • @gebrehaile8242
    @gebrehaile8242 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላምኩም ይብዛሕ ❤ ከምዚ ዝበልካዮ ዓወት ቀያሕቲ ንጥምት ኢና ግን ከም ቸኮሌት ሕብሪ ዘጸልልና ከኣ የላን😮

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 9 หลายเดือนก่อน +1

    waaaae asena gole eri grmti kmaki ybzhalena urnube lzebatkie das ktblu ajokum ezi sdate mhero tihbena aleki mulu tena yhalu misakum ❤❤❤❤

  • @ogbazionbeidu1657
    @ogbazionbeidu1657 10 หลายเดือนก่อน +1

    She is 100 percent right don’t argue on this issue. ንምንታይ ብዛዕባ ውሕልነት ንደቀንስትዮ ጥራይ ትሓስቦ. Please believe on equality

  • @amanuelyihdego-l6q
    @amanuelyihdego-l6q 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amazing couple wow! God bless you! Thanks

  • @LiveToHonest
    @LiveToHonest 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቓት❤
    ጽቡቕ መደብ!

  • @eskndtekly
    @eskndtekly 10 หลายเดือนก่อน +2

    ክንደይ ከ ደስ ክትብሉ ናይ ብሓቂ...ብዙሕ ትምህርቲ ሓዘል ኣልዎ ዕላልኩም..ፍርቲ ግን ግደፊ ንሰብኣይኪ ዕድላት ሃብዮ..ኣብ ጉዳይ ኣከዳድና ግን..ስርዓት ዘይብሉ ሓሳብ ኢኪ ሰንዲኺ ጥንቅቅ ደኣ በሊ..we love you 🥰

  • @Asmerom-e2g
    @Asmerom-e2g 9 หลายเดือนก่อน +1

    Betami mes natey zesmama hasabat alekum ab kulu tektatilkum mara des teblu seb hadar and memharan. atehsasbkum ka kab kulu zeftekwo ane kemzi natkum hasabat eyu zelni gen kab sebytey jemrka metabitey kereuni aykelun weshtey zey agblu kelo gen sek ele yenber kegrmkum wela plan awtsie kemti nay zesmani kegber yejmer gen beflay sebytey sela zeyrda aysltenin eyu

  • @sweeteseyas1175
    @sweeteseyas1175 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዝዩ ደስዘበል ዝኣባ ኑፍዓት 👌👌👌 ከምዚ ዘብሓደር ኣድንቅኩም !!!! ትካረዩዶ በከምይ ተሕዳዎ 👍👍👍

  • @marthaneserab7681
    @marthaneserab7681 10 หลายเดือนก่อน +4

    Black teaches us power and strength and white teaches us humanity and love .....keltu sbuk eyu most ka gift of God selzkna.more love from cass❤

  • @selam-m4z
    @selam-m4z 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውው ፈትየኩም ክመውት❤❤❤❤❤

  • @Tigrinyatuber
    @Tigrinyatuber 10 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks more for your service. We need such healthy relationship knowledge.

  • @haileabraha7015
    @haileabraha7015 4 หลายเดือนก่อน +1

    "መልክዕ ድኣ ሃበኒ እምበር ፡ ውሕልነትስ ካብ ጎረቤተይ ይማሃሮ" መልክዕ መለኪዒኡ ከም ጠማቲኡ'ዩ ። ብዝኾነ መደብኩም ጽቡቕ መሃርን ኣዘናጋዕን'ዩ ቀጽልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቕርኹም ፍቕሪ ኣብራሃም ሳራ ይበሎ !! ደቂ ሳንድሽ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ናይ ሳንድያጎ መስሓቓትን መሃርትን መደባት ኣቕርቡልና ሓደራ ። ናይ ሳንድያጎ ትሕዝቶ ሳዕቤን ዘይብሉ መድሃኒት ኣእምሮ'ዩ እሞ ብዙሕ ሰብ ይጭነቕን ይቓዝንን ስለዘሎ ሓደራኹም ካብ ፍርያት ሳንድያጎ መድሃኒት ኣይትብቀቑ ።

  • @AbrahamKidan1
    @AbrahamKidan1 10 หลายเดือนก่อน +2

    your conversation captivated me, what an exchange of ideas !!!

  • @StarStrong-uw5so
    @StarStrong-uw5so 10 หลายเดือนก่อน +3

    Xbuk meglexi eyu keyhh zednkk bahlii xenihna gn gega aredadaa eyu habeshawi hbrii ksab zhalewena nkuraluu nhwatnaa kia hbrii keyfelena nimerawenn men dea kwesdelnaa good job hbri vodcast

  • @natsaberhe6226
    @natsaberhe6226 10 หลายเดือนก่อน +3

    You are smart beautiful lady ❤

  • @Jesus122-is
    @Jesus122-is 2 หลายเดือนก่อน +1

    She is beautiful 😻 ❤

  • @sanaitairo8565
    @sanaitairo8565 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ጎልየ እዚ ናትኪ ሕብሪ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 10 หลายเดือนก่อน +2

    Bteami mehari discussion kexlwo yhwat we need more videos like this ❤❤❤❤❤deki erey shkorat keep going

  • @wedigere1549
    @wedigere1549 10 หลายเดือนก่อน +6

    ዕላልኩም ኬፍ ይበኒ

  • @GinbarGirmay-sw4uu
    @GinbarGirmay-sw4uu 10 หลายเดือนก่อน +2

    Looks is everything...

  • @nebyatselemawi7261
    @nebyatselemawi7261 10 หลายเดือนก่อน +3

    You are right ✅️

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 10 หลายเดือนก่อน +4

    ሽም ይመርሕ....የብርህ ።
    መልክዕ ቁመና ፍልጠት ዓቕሚ ገንዘብ ይመርሕ ይሕግዝ እውን እዩ ፥ ዝበዝሕ ግዜ ንጽቡቕ ናብ ዘየድሊ ካልእ ነገራት እውን ክመርሕ እኽእል እዩ ።

  • @freselammelake4001
    @freselammelake4001 10 หลายเดือนก่อน +3

    Anes kfetwekum ❤❤❤

  • @yorsaliemgrmay8776
    @yorsaliemgrmay8776 10 หลายเดือนก่อน +4

    Ma fav couples 💑
    ኣብ'ዛ ናይ ስርዓተ-ቀብሪ ኣከዳድናና ዝበልኩማ ግን ክንተኣራረም መታን ኣብ ሓዘን ናይ ትግርኛ ኣዋልድና ኣወዳትና ጻዕዳ ነጸላ ኢና ንክደን not ጸሊም። ጸሊም ሕጂ ካብ ኣምሓሩ ወይ ጸዓዱ ንሰርቆ ዘለና ሞደርን ባህሊ ኢዩ።

    • @meronmeron2649
      @meronmeron2649 10 หลายเดือนก่อน

      ልኽዕ ኣለካ ኣይ ናትናን

    • @fortunam2729
      @fortunam2729 10 หลายเดือนก่อน

      ጻዕዳ ነጸላ ጸሊም እድያቱ።

  • @muradnejib4666
    @muradnejib4666 10 หลายเดือนก่อน +6

    Ane kemaki shikorina gual riyaa ayfaltenn mechewti fetrat

  • @DanielAybu-h3u
    @DanielAybu-h3u หลายเดือนก่อน +1

    thanks alot furti and Awita i'm your daily customer

  • @HenokAbrahams
    @HenokAbrahams 10 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ሰብ ሓዳርን መማሃራርንን ኢኩም መደባትኩም ከኣ ደስ ኢዩ ዝብለኒ ሓንቲ ሓሳብ ግን ኣላትኒ ከም መካቲዒት ክትኮነኩም ኢለ ዝሓስባ ኢየ ምክኖያቱ ብክሊቱኡ ጾታ ኮንኩም ስለትዛረቡ ዝሓለፈ መደባትኩም ኩሉ ተካታቲለዮ ኢየ ጹቡቅ ማሃሪ ኢዩ ሕጂ እንታይ ደሊየ ብዓል ሓዳር ማሓዛ ክትህልዎ ኣለዋ ዶ ብክሊቱኡ ጾታ ማለተይ ምክኒያቱ ምሓዛይ ኢዩ ኢልካ ብዙሕ ምግርጫዋት ስለዝመጽእ ኢየ ሞ ኣስፍሕ ኣቦልኩም ምከርሩና ዘለዎ ብልጫታትን ጸገማት ከኣ ማሃሩና ይብል ሓዊኩም ሄኖክ ኣብራሃም

  • @saronjohnson9393
    @saronjohnson9393 10 หลายเดือนก่อน +10

    You both foster environments of trust and openness, facilitating deep and meaningful conversations. I love it!!

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  10 หลายเดือนก่อน +1

      Thank you for your usual comments and compliments dear Saron🙏

    • @SleepyElephant-qs4lj
      @SleepyElephant-qs4lj 10 หลายเดือนก่อน +3

      ክትምልስላ ኣይግባኣን እዩ .ንምንታይ እያ ብትግሪኛ እንኮሎ ዝመደብስ ብእንግልሽ ሪኢቶኦም ዘቅርቡ ?
      እንግሊሽ ንኽእል ኢና ንማብል ድዩ ዎላስ ብእንጊሊሽ ምንያት እዩ. እቲ ቐንዲ ጸገም ካኣ እቶም መደብ ተቅርቡ ኢኹም ምክንያቱ ገጽ እስከ ኣይትሃብዎም ወይ ድማ እዚ መደብኩም ቢኢንግሊሽ ቀይርዎ ንሕና ካኣ ቢኢንግሊሽ ክንምልሰልኩም. ንስኺ ካኣ ብትጊራኛ ክትምልስላ ይግባእ ወይ ንስኻ!
      ካብ ዜሮ ተበጊሰ ኣይኮንኩን ንስኺ ባዕልኺ ብንብስኻ ብእንታይነትካ ኩራዕ ዘይንስኻ ኣይትምሰል ክትብሊ ስለዝሰማዕኩኺ እየ. ክብ ዝተገንብዘብክዎ እንተሃልዩ ዘይቃንቁኡ ደስ ዝብሎ ብናይካልእ ዝንየት እንታሃልዩ ኤረትራዊ ጥራይ እዩ.
      ኣምሓራይ ኣይኮነ ስዳናዊ . ግን ሓቂ መራር ስለዝኾነት ማይ ግርካ ምዋሓጥ ከድሊ እዩ.
      ካብቲ ዝገርመኩም እኮ ርእሲ ታኣማምነት ግራ ኣብ ቅድሚ ዓቢ መጋባያ ይኹን ናይ ሓያሎ ስልጠና ዘለዎ መርመራታት ብእንግሊሽ ክካታዓ ዓቁሚ ይኹን ድፍረት ዘይብለን ምኻነን እዩ ኣብዚ መጺን ግን ዓፈርፈር ይብላልካ.
      እቶም ካልእ ቢሄራትሲ ዳሓን ናይ ኣቦ ንመን ባሃቦ ንቲ ትግሪኛ ተጸይኖሞ ይኾኑ እተን ትግሪኛ ግን ኣደድ.

    • @DanielAdhanom-gs4wz
      @DanielAdhanom-gs4wz 10 หลายเดือนก่อน

      Ascola yablayn zaytbele sakitka English do gala kab tbel....

    • @SleepyElephant-qs4lj
      @SleepyElephant-qs4lj 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@DanielAdhanom-gs4wz beqa askola zelewo teray eyu English zekael ayie neseka resi derhoo 😀
      If you're speaking English it doesn't mean that you are a knowledgeable person .
      Because English is a language.
      For example if you are in politics or want a master doctorate you have to have knowledge.

    • @goytaeyesusnskhatetekemele4210
      @goytaeyesusnskhatetekemele4210 8 หลายเดือนก่อน

      ​​@@SleepyElephant-qs4ljbtaimi tbuk aleka bruk ane wn kemnatka hasab u zeloni qanka meredadi dea mber fltet aykonen ktredadalu entekoynka kea neabnet english entetezaribu b english tmlselu b tgrigna entetezaribu kea b tgrigna malet u. Abzi kea etom akrebti medeb btegrigna yom zekrbu etom semati kea tgrigna zsemu yom malet u slezi nay badi qanka mtkam si ayedlin u nieru behalit ye. Gna mnalbat eza wehabit rito tgrigna tsemi kttshf gn zeytkel ktkewn tkel ya.

  • @philly11
    @philly11 10 หลายเดือนก่อน +3

    ማራ ኬፍ ዘለዎ ፖድካስት። ምልስ ምልስ በሉና ደስ ባሃልቲ ብዙሕ ኢና ንማሃርን ንዛናጋዕን ካባኹም ❤️

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 10 หลายเดือนก่อน +4

    ጠባይ እዩ ወሳኒ... አብ ሓዳር
    ፍቅሪ ጸላም

  • @tesfitgerezgiher3654
    @tesfitgerezgiher3654 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቅ መሃሪ ግን ምፍልሳፍ ኣይተብዝሑ እቲ ሓሳባት ይወጃበረኒ ኣሎ 😂😂😂

  • @lulugere5445
    @lulugere5445 10 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you so much Furti & Awetina for bringing up this topic. I have always thought about it.

  • @lifeisaboutcreatingurself5032
    @lifeisaboutcreatingurself5032 10 หลายเดือนก่อน +3

    Aweta 100% muloe kedan tegber sahbnt alwa eta tekfeta tekyed be dege zelo cover nata kerayla ela zetkfetet koyno u zesmani second price nata zegodlt koyno eu zesmani ✌️

  • @simonmengsteab5282
    @simonmengsteab5282 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki des zebil medeb kabzi kulu abzi gize nsemeo zelena nay TH-cam zizrgah zelo kumneger zelowo zeyblu lomi semie kumneger zelewo hasabat tanks yhwat kexilwo 🙏🙏🙏

  • @awethaile9748
    @awethaile9748 10 หลายเดือนก่อน +4

    Well done guys!!!

  • @zowdi810
    @zowdi810 4 หลายเดือนก่อน

    Wow you are so sweet awate you are so sweet amazing wade ertera god bless to you

  • @godisgood9111
    @godisgood9111 10 หลายเดือนก่อน +3

    Bezi agatmi birukat deki anstiyo
    Bjakin zgizea xeguri aytenwiha
    Nayizini newhi kefat mefat kidan ayebziha melki xifet eu xifif Bela shikorinatat

  • @Samru7773
    @Samru7773 10 หลายเดือนก่อน +9

    Well done fortuna, there is no ugly person but there is ugly character. 😊

  • @amenamen8960
    @amenamen8960 10 หลายเดือนก่อน +1

    Wow dese zbl medeb bslet zeableluo mesati medeb eza gul yodit dyu shema zfelta mesiluni

    • @helenfisseha2539
      @helenfisseha2539 10 หลายเดือนก่อน

      Furtuna tbehal gal sandiyago eya

    • @amenamen8960
      @amenamen8960 10 หลายเดือนก่อน

      Thank you dear 😘

  • @asmarabella2629
    @asmarabella2629 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብራቮታት ኣጆኩም ቀጽልዎ።ካብ እታ ዝሓለፈት ሪኢቶ ዝሃብኩላ ቪድዩ እዚኣ ጽቡቕ ሲሒባትኒ።ዕቃበታት ዘለዎ ጽቡቕ ዕላላት እዩ ቀጽልዎ።ሕቶ ኣለኒ ናይ ፍቅራዊ ሂወትኩም ከመይ እዩ?ካብ ሌላኩም ጀሚርኩም ማለተይ እየ።ሪኢቶይ መልኽዕ ናይ ጋል ወይ ናይ ወዲ ናይ ተፈጥሮ ትዕድልቲ እዩ።መልኽዕ ድማኒ ካብ ውሽጣዊ ባህሪ ቡዙሕ ፍልልይ ኣለዎ።ንሓዳር ትመርጻ ቀዳማይ ባህሪ እዩ ብድሕሪኡ መልኽዕ ክመጽእ ይኽእል እዩ።ንኣብነት ካባኪ ንላዕሊ ትጽብቕ ጋል ኣላ ኢለ ኣይሐስብን እየ።ናይ ብሓቂ መልኤኛ ኢኪ! ንኣብነት ግን መልኽዕ እኩል ድዩ?ጠባይ ስነስርዓት እምነት ተዘይብላ እንታይ ዋጋ ኣለዎ?

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kltekum btaemi ekum shikorinatat and dess tbl medeb ❤

  • @Wedifish
    @Wedifish 2 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ እዚ ሜክኣብ ከፈንፍነካ መዓትዩ:: መርዓተይ ኣብ መርዓና ብሜክኣብ ተለፊጣ ምስ ቀረበትኒ: ብጣዕሚ ኣፈንፊኑንን ጨንዩንን:: ብማዕዶ ኬንካ ጥራሕ ረኣያ መጺኡኒ😂 ተፈሺላ ምስ ጸንሓትኒ ውን ገግየያ 😂😂
    ብዝኾን ጽቡቅ መደብ❤ ቀጽልዎ❤🎉

  • @mussiegoytom
    @mussiegoytom 10 หลายเดือนก่อน +2

    Shibet zelewa gal kaf tibeni😋

  • @samtg1781
    @samtg1781 10 หลายเดือนก่อน +10

    ፍርቱና ንኣፍልጦ ዝኣክል ጥራይ ልዕሊ ዓሰርተ ደርፊ ኣሎ ንከደረይቲ ዝተደርፈ።
    እዚ ከማን ኣነ ዝፈልጦ ጥራይ'ዩ

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 10 หลายเดือนก่อน +5

    ጠባይ እዩ ወሳኒ ኣብ ሓዳር። ፅቡቅ ሓዳር ካብ ኣምላኽ እዩ።

  • @selemonmahari8685
    @selemonmahari8685 10 หลายเดือนก่อน +2

    በርትዑ ቀጽልዎ ንፉዓት❤🙏🙏🙏🙏

  • @Thomas-np6de
    @Thomas-np6de 10 หลายเดือนก่อน +3

    Furti mes Beale betki betami full confidence Kabe haweki Tsegay

    • @zowdi810
      @zowdi810 4 หลายเดือนก่อน

      she is really toughtef to mache he is amazing awat so sweet and he is lagan

  • @yordanosteklemariam6712
    @yordanosteklemariam6712 10 หลายเดือนก่อน +2

    Waww btaemi xbuk medeb ab hasabat gn frutna 👍😍

  • @FishWedi-hi8yt
    @FishWedi-hi8yt 7 หลายเดือนก่อน

    Tegediski ambbya Fruti haftey btaemi Des zbl medem teqrbi qexlwo msla kema nfeti eki gn ab Libya eye gele 100 eba sdedeley defire ykewun iye

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 9 หลายเดือนก่อน +1

    Seb hadar diyom eziom ❤🇪🇷❤ sori gn

  • @girmawiderri9934
    @girmawiderri9934 9 หลายเดือนก่อน +1

    She is right