WAKAtv - Kokob Tesfay - Fanoye | ፋኖየ ብድም. ኮኾብ ተስፋይ - New Eritrean Music 2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2017
  • WAKAtv presents you Kokob Tesfay's new Eritrean music video clip in Full HD - Fanoye | ፋኖየ ብድም. ኮኾብ ተስፋይ
    Please LIKE and SUBSCRIBE to our channel for more NEW Videos.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 334

  • @suzifkrideli9913
    @suzifkrideli9913 6 ปีที่แล้ว +22

    Wawwwww ane beza hurma bezi kms msa bayney kthalf deli kif zelewa gn kurub hafisa shaban da gira keytkown nefsi wekef yhwat abza derfi ane eye kedamay zeleku like habuni yhuwat nay bhaki kokob gobez hurma malet gn tnkk beli kemta nay kedamay bira keykuewlki

  • @user-ht6xn7mu9n
    @user-ht6xn7mu9n 6 ปีที่แล้ว +4

    ድምፃዊ ብቻ ሳይሆን ሞዴል ብትሆኝ ያበላሻል ማርዬ ውይ ስታምሪ♥

  • @selamweldetensae597
    @selamweldetensae597 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ቆልዑ'ዶ መሲሉ።ኣንቱም ሰባት ባህላ ዘጥፍኤት ጠለበዱ ኣምሲለናኪ።ብሓቂ እታ ኣልባሳት ዝሃበትኪ ድሕሪ ሕጂ ከይተስርሕያ ሕጽር ዝበለ።እቲ ክዳውንቲ ምስ ቅርጽኪ ዘይኸይድ፥እዋእ መሕረቂት ኢኪ።ደርፊክን ድምጽክን ጽቡቅ ነይሩ።ኣልባሳትክን ምቅስቃስክን ግን ጠሊሞምኪ።ድሕሪ ሕጂ ተኣሪምኪ ክትመጽኢ ተስፋ ንገብር።ተስፋ ሃገር ኢኩን ኣጆክን።ብፍላይ በቲ ውርዙይን ምቁር ኣልባሳትና ክደርፋ ደስ ኢዩ ዝብለና።ኣጆኪ ድማ።

  • @-7011
    @-7011 6 ปีที่แล้ว +105

    ከምዚኣ ዛንታ ሰሚዐ ኣለኹ!
    ጓል ካብ ኣሜርካ ናብ ዓዳ ክትበጽሕ ምስ ከደት ንሓደ ጎበዝ ፈትያቶ.....በቃ ቪዛ ኣሳሊጣትሉ፣ ካብ ደንበላስ ናብ ዳላስ!

    • @filimonsaha9960
      @filimonsaha9960 6 ปีที่แล้ว +1

      Bahrn sahran keyreaye 😂😂😂😂😂

    • @youaregreat334
      @youaregreat334 6 ปีที่แล้ว

      እግዛ-ሄር እመስገን hahaha

    • @efremsunmoonstar8146
      @efremsunmoonstar8146 6 ปีที่แล้ว +3

      እግዛ-ሄር እመስገን
      Kab zgermeka ane ye
      Entay ewan dea ke bexihka izi natna guday eway seb lomi. Kemay amaslka bel

    • @helendhanay4957
      @helendhanay4957 6 ปีที่แล้ว

      እግዛ-ሄር እመስገን
      Hahhhh

    • @loveyoueritrea5953
      @loveyoueritrea5953 6 ปีที่แล้ว

      እግዛ-ሄር እመስገን kkkkkkkkkkkk
      Ara rgum

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 6 ปีที่แล้ว +7

    አሰይ ኮከብና እንካዕ በሰላም መፃክይ ፅብቅተይ ያ ክንደይ ከፍ አለዋ wow አለባበስ እና ኩሉ ነገር ተመቸይን ብልፅትይ ኤርትራውት ዶ. ክብለክይ ዋ. ኮከበይ ማራ ድየ ዝፈትወኪይ

  • @binibinifunnyvideobiney9606
    @binibinifunnyvideobiney9606 6 ปีที่แล้ว +4

    ኣይከም ኣጀማምራኺ ኮኪ ሓፍተይ ምንቕስቓሳትኪ ደረት ሓሊፍዎ።ናትኪ ዝኾነ ስታይል ምጥቓም መሓሸኪ ይብል ኣነ።ደርፊ ምውጻእ ከኣ ትቕልጥፊ ኣለኺ ስለዚ ደርፍታትኪ ትቐትልዮ ኣለኺ ማለት ዩ፣ብርቲዕኪ ክትመጺ ተስፋ ይገብር ምስ ናትኪ ስታይል ክንላለ GBU

  • @cimonaentertainment7302
    @cimonaentertainment7302 6 ปีที่แล้ว +2

    Ewiii kokob lbey mexateley asey Koki xbqti Alieto 😍😍😍

  • @mikitsegay3506
    @mikitsegay3506 6 ปีที่แล้ว

    kokobey xbeqti derfi
    gn alebabsa kdwenti taremla
    so ajoki qexlyo nay kea like habuni

  • @girmaygebrhiwet8130
    @girmaygebrhiwet8130 6 ปีที่แล้ว +3

    am from the World. Koki nay himamey entay dea Werduki Eti gexki( ሽሮን. ስልስን) abzihkilu.

  • @user-ws1jl7be7b
    @user-ws1jl7be7b 6 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ዋካዋካ ኢንተርተይመንት ኾኪ ሽኮር መጻጺኪ
    ናይ ሙደይ

  • @feruzhailu2642
    @feruzhailu2642 6 ปีที่แล้ว

    uffffffff entay u ezi

  • @ribitv7679
    @ribitv7679 6 ปีที่แล้ว +4

    ጽብቅቲ ሰላፍ ሞ መን ኢልዎ ኢዩ

  • @abzkirhasabeymajunatey3142
    @abzkirhasabeymajunatey3142 6 ปีที่แล้ว

    Yene natey ajeka mekratey

  • @diatnahom460
    @diatnahom460 6 ปีที่แล้ว +1

    Nay Himamey mexiya Haye Like

  • @samrigalasmeraeritrean7818
    @samrigalasmeraeritrean7818 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ሽኮር ሓፍተይ ኣበት ልውይውይ ከፍ ኣለኪ ቀጽልዮ ዝያዳ ሓፍተይ like ክኣ ገርናልኪ ኣልና

  • @Yodit_2000
    @Yodit_2000 8 หลายเดือนก่อน

    i am in Love with this song

  • @dejenhagos1223
    @dejenhagos1223 6 ปีที่แล้ว +16

    ኮኪተይ ኣሰይ ድኣ እዋይ ቅንጥስጥስ ኣብየት ቆሞና ዝወጸኪ የለን። ኣነስ ማራ ፈትየኪ ንዓይ ዲኪ ትደርፍለይ ዘለኪ እኮ በቃ ወይስ ንመን ተደርቡሺኒ። ሶ ሌክ እስከ ሃብዋ ሃቡኒ ንዓይ ውን ኣይ ትረስዑኒ። ቆንጆ ማር ኩሉ ጠጥዕሙ ንዓኪ 😘👍

  • @biniwedigash163
    @biniwedigash163 6 ปีที่แล้ว +5

    Ba ata anes meas iye qedamey kxhf
    Comment
    like aydeln iye like aythabuni

  • @user-qd5ut4oi6o
    @user-qd5ut4oi6o 6 ปีที่แล้ว +1

    ካልኣይ መዓልቲ ከይርእየኪ እዝንናን ዓይንናይ ከይተባላሽውና

  • @blackstyle4052
    @blackstyle4052 6 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwwww nay hemamey jebittt Sweet kemaki yelen derfi 90% nice

  • @user-mv7pd5tk8c
    @user-mv7pd5tk8c 6 ปีที่แล้ว

    እስይ አስይ ደስ ደስ ትብል ደርፍ ምቅርቲ እኮን ብስላም መፂኪና አይዘኪ በርትዒ መቅስን እኪ ናይ ባሕቂ

  • @metkelzion3987
    @metkelzion3987 6 ปีที่แล้ว +8

    እዋእ ኣቲ ሓፍተይ መዓረይ ብጽብቕትኺ ትኸፍኢ ወናኒት ጥዑም ድምጽን
    ወናኒት ምሉእ ቁመናን ወናኒት ኩሉ ስነምግባርን እንከለኺ ባዕልኺ ዘይንስኺ ኣይትምሰሊ/ሉ/ላ ፣ ኩሉኹም ስነጥበባውያን ተበላሽኹም ኣየተበላሽውና መንነትኩም ኣይትሽጡ ዘይትፈልጥዎ ኣየትስርሑ ። ብዘይ ርድኢትን ታሪኽን ንዓበይቲ ሰብ ተመኩሮ ከይተወከስካ ብኢደዋኒንካ ዝስራሕ ስነጥበብ
    ሕምስምስ ዝበለ መበቆሉ ዘይፍለጥ ንዘሎን ንዝመጽእ ወለዶን ኣደናጊሩ ታሪኽ ኣልቦ እዩ ዝኸውን ፣ ስለዚ እዩ ከኣ ውጽኢቱ ኣጸያፊን ኣነዋሪን ስነምግባር ንወላዲኡ ዘይእዘዝን ንዓበይቲ ቀዳምነት ዘይህቡን ምዕቡላት ዓያሹን መንእሰያት ኣፍርዩ ንርእዮ ዘለና ። ንሕና ብሄረ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ግዜ ጥንቲ ኣትሒዝና ሓያልን ፍትሓውን ናትና ዘኩርዕ ምሕደራን ስነምግባርን ፍቕርን ንውንን ሕብረተሰብ እንከለና፣ በንጻሩ ግን ኣይነስተማቕሮን ኢና እኳ ድኣ ዘገርም ናይዚ ዘበንና ምሁራት ኢና በሃልቲ ክንዕቕዎን ከም ድሑር ክቖጽርዎን ንርኢ ኣለና ዘገርም እዩ ፣ እዚ ዝሓለፈ {4} ወለዶ ብሰንኪ ባዕዳውያን ገዛእቲ ናብ ዝኸዶ ጠፊእዎ ኣደዳ
    ዝተሓናፈጸ ቋንቋን ባህልን ኮነይኑ ዳርጋ ብዘይ መንነት ተሪፉ፣ ከም ዋና ዘይብለን ጥሪት ዘዘርከበ ይገፍዖን የናሽዎን ኣሎ። ስለዚ ልቢ ግበሩ ተማሃሩ ተመክሮ ቅሰሙ ታሪኽ ሕተቱ/ታ ስነምግባር ተመሃሩ ዳሕራይ ኩሉ ክርዳኣኩም እዩ ፣ንክትመልስዎ ናብ ንቡር ውን ቀሊል እዩ ። እንተዘይኮይኑ በዚ ዘበናዊ (dgital editing)መሳርሒ ጌርኩም ስንዕ ስንዕ ኣይተብልዎ ። ስነ-ጥበበና ክብሃል እንከሎ ብሕጽር ዝበለ ፣ ዝሓለፈ ታሪኽ በርቢሩን ህሉው ኩነታት ኣብ ግምት ኣእትዩን ንናይ መጻኢ ራኢ ወይ ተስፋ ሓቚፋን ህዝቡ ብፍቕርን ስኒትን ንኽነብረሉ ብቕንዕና ዝሰርሕ ከምኡ ውን ብሓያልን ህድእ ዝበለ ሰንሰለታዊ ግጥምን መሳጢ ዜማ ጌሩ ምስ ሂወትን ናብራን ንምውጋድ ድኽነት ዝሰርሕ ውፋይን ተቓላስን እዩ። እንተ ሎሚ ግን ካብ ካቨር ፣ሕምብርኻ ፣ኣፍልብኻ ፣ሰለፍካ ፣ ጸጉርኻ ምስናዕ ፣ምስቋር ፣ቀብጠርጠር ምባል ፣ ምግያጽ ዘይንስኻ ምምሳል ፣ንዑናይ ተተሓሒዝና ንዘሙ ዝዓይነቱ መልእኽቲ ዘመሓላልፍ ፣ስነምግባር ኣለዎ ክትብሎ ዘጸግም ፣ ወ ዘ ተ ካብዚ ሓሊፉ ኣመንዝራዊ ስርሓትን ዝሓዘ እንተዘይኮይኑ ካልእ ዝነኣድ ኣበርክቶ የብሉን። እንተ ወሃብቲ ርኢቶ ሞ ከኣ 10% ኣይኮኑን እዮም ብዝግባእ ዝነቕፉን ዝንእዱን ፣ ጥራይ ኬፍ ኣለኪ/ካ ናይ ሕማመመይ ዶና nic nic waw ዝብል ናይ ጽርግያ ዘረባ ርኢቶ እንተዘይኮይኑ ብዝግባእ ካብ መጀመርያ ስጋብ መወዳእታ ተከታቲሉ ንሕብረተሰቡ ወኪሊ ረኢቶ ይኹን ነቐፌታ ዝህብ የለን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን !!!! እዚ ኣካይዳ ነዓይ ይጥዓመኒ ኣብ ዘብጸሓና የብሉን
    ንርእዮ ኣለና ከኣ ሓንቲ ደርፊ ካብ ሓደ ወርሒ ንላዕሊ ኣይትስማዕን እያ፣ ኩሉ ማለተይ ግን ኣይኮንኩን ፣ስለዚ ተፈተውትን ቀጻልነት ክህልወኩም እንተ ኮይኑ
    ግዜኹም ኣወፊኹም ብዝግባእ መጽናዕቲ ስርሑ እንተዘይ ኮይኑ ንስለ ገንዘብ ወይ ዝና ኢልኩም ምስራሕ ግደፍዎ ፣ወሃብቲ ርኢቶ ከኣ መንነትና ንፍለጥ ንባዕልና ተበላሽና ንደቅና ኣይነበላሹ ፣ደቅና ኮፒ እንዳ ገበሩ ብፍላይ ኣዋልድና ራጂን ኮስትሞን ጌረን ክኸዳ ቁሩብ ተሪፍወን፣ ኣወዳት ከኣ ከምዚ ንርእዮም ዘይንቡር ኣከዳድና ስነምግባር ዘይብሎም
    እዝኖም ተሰቍሮም ስሪኦም ታሕቲ ዓጢቖም መዓኮሮም እንዳተራኣየ ናይ ሽጋራን መስተን ይኾኑ ኣለዉ ። ((((ይኣክል ኣመንዝራዊ ቅዳሕ ምዕራባውያን ስርሓት ስነ ጠበብ)))))!!!!!!

    • @iamme588
      @iamme588 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኣይጠዓሞን ጽቡቕ ዘረባ

    • @kubromfutsum3982
      @kubromfutsum3982 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኣይጠዓሞን nay bahike Antworten arku

    • @haftomhintsa4419
      @haftomhintsa4419 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኣይጠዓሞን ኣብዚ ኣሎ፡ዝብላዕ ዘረባ ኣስተዉዕል መንእሰይ ስቅ እልካ ኣይኮነን ጉያጉያ ዕድመ ምቅጻር ትስጉሞን/ኦን ትረግጸኦን ፍለጣ ፍለጡ ናይ ምድሪ ዕድመ ሐጻር እያ ቁምነገር ገይርና ንሕለፈ ልክዕ ከምቲ ዝበልካዮ ሐባሻ ኣብ ሕማቅ ኣንፈት ኣሎ ስነ ስርዓትና ይኩን ስነ ሐሳብና ነበረ ክባሃል ዝተረፎ የብሉን ።ስለዚ ናይዛ ደራፊት ኩሉ ነጽብራቃ ንባእላ ተጋግያ ካልኦት ዉን ከምትልክም ኣይጠፍእናን ንበይና ጥራሕ ዘይኮንኩ ዝነቅፍ ንዓኣ ዝሓገዙ ዉን ስብ ክምዝልክሙ ብሕሉፍ ተመክረኦም ክንፈልጥ ኣለና ።ስለዚ ኣማሓይሹ ስብ ዝፈትዎ ንስራሕ ስቅልካ ኣጻድፉና ዝዓይነቱ ኣይትስርሑ 10q ዘይሓስርብናዮ እካ ለፍልፍና ብሰንክኩም ባእ ህኮት

    • @yostinamili7818
      @yostinamili7818 5 ปีที่แล้ว

      Hizibey anxar dikinet bejaka aytihereq keytiarig enber xebuk alka i like the comment

  • @berekettesfay3316
    @berekettesfay3316 6 ปีที่แล้ว +29

    Wawwwwwwwww Xbkti derfi Koki Konjo Kexlyo hanti Nekfiata Alatni Kdawnti Shetet Elatki Ala Tearmla

    • @selinagomez8498
      @selinagomez8498 6 ปีที่แล้ว +4

      bereket tesfay kdans dhan neru mekab nay ayna ember yak

    • @berekettesfay3316
      @berekettesfay3316 6 ปีที่แล้ว +3

      Selam Abraham ya hakika Zeyekalebkulu Xenihe

    • @selinagomez8498
      @selinagomez8498 6 ปีที่แล้ว +3

      Silvana Gual asmera Erena kkkkkkk 😍

    • @berekettesfay3316
      @berekettesfay3316 6 ปีที่แล้ว +3

      Silvana Gual asmera Erena Kkkkkkkk

    • @selinagomez8498
      @selinagomez8498 6 ปีที่แล้ว +2

      bereket tesfay kemu model da mexiu keykewun 🙊🙊

  • @efremmarcelo5641
    @efremmarcelo5641 6 ปีที่แล้ว +2

    Welcome koki nay Libey

  • @askalaslowlly1931
    @askalaslowlly1931 6 ปีที่แล้ว

    Kockobey natey ati mexelelitey eway nskis lbi shek tebli gal hewan 💋💋💋💋💋💋😘😘😘😘😘😘😘💑💑💑💑👏👏👏👍👍👍🎤😘🎼🎻🎸✔💯

  • @LYRTV
    @LYRTV 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ ደሥ ዝብለ ኣቃዉማ ቪድዮ ምስ ጥዑም ድምጺ ኣዝዩ ደስ ዝብልል ስራሕ ሃየ እስኪ ኣሕዋት ንሓግዛ ኘተባብዓያ

  • @abrhamyohannes7627
    @abrhamyohannes7627 6 ปีที่แล้ว +2

    wawwwwwwwww bela bela entay kwexo.

  • @habtomtadese6036
    @habtomtadese6036 6 ปีที่แล้ว

    Kokob Asli xbuk derfi, Style gin fah elatki Ya mara akfiki.

  • @eseyasafwerki1767
    @eseyasafwerki1767 6 ปีที่แล้ว

    Koki skorrr enka bselam mxaki habibti ana

  • @frexama8816
    @frexama8816 6 ปีที่แล้ว +3

    Wawwwwwwwwww bteami xbkti derfi bflay zieman dmxkn clipn medargti albo forsa kokobey halal natey 100%@

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 6 ปีที่แล้ว +2

    wawwwwwwwww bela kef alew eta kelib fetay

  • @samuelmeasho6024
    @samuelmeasho6024 6 ปีที่แล้ว

    Kitwetreka eza derfi

  • @meharihayle6949
    @meharihayle6949 6 ปีที่แล้ว +1

    kokob shekorrr kif aleki so nicccc picccc music

  • @biniamsolomon2949
    @biniamsolomon2949 6 ปีที่แล้ว +8

    Lieli xbaqe eza derfi ብቕዓት nay director golihu terayuni.
    Keep it up sweetie 😍😍

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 6 ปีที่แล้ว

      biniam angel
      ጽቡቅ ርእይቶ

    • @appstor5736
      @appstor5736 6 ปีที่แล้ว

      Biniam SolomOn wedi Fano (ma'reba ) ke yrayeka do lo abi seb

  • @Brothers773
    @Brothers773 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ዚአን ናይ ሚልዮን ሃይሉ ስታይል ክጥቀማስ ልምጥዕጥዕ ኢለን ይተርፋ ለምጣዕ። ጥዑም ድርፊ ግዳ።

  • @selaselam9733
    @selaselam9733 6 ปีที่แล้ว

    Xbukti derfi

  • @evenezeryibrah7538
    @evenezeryibrah7538 6 ปีที่แล้ว

    beka btiria sebay kineniiii like hibeki eye.

  • @muluezeraburuk21
    @muluezeraburuk21 6 ปีที่แล้ว

    Wawww koko nay bhaki xubuk drefi gen alababisa kidan amhayeshiya

  • @qurizelo4846
    @qurizelo4846 6 ปีที่แล้ว

    Wawwww ktjmr kola za derfi kef zelewa👍👍👌

  • @user-vc8qj3zj1k
    @user-vc8qj3zj1k 6 ปีที่แล้ว

    Nay polies mexewaeta xebah hezelkie kemexie eyu so temtie musik 😍

  • @bereketmussie769
    @bereketmussie769 6 ปีที่แล้ว

    Waw koki konjiye forsa ketsliyo

  • @eritreatv9126
    @eritreatv9126 6 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwwww kokob shikor welcam comera kurub enber kales 100%

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 6 ปีที่แล้ว

    Asey kokob tesfay shikorr nic music 🎶 💗💗💗💗

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 6 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆዃ ደስ ዘብል ጹቡቅ ስራሕ በርትዒ ዝያዳ ሎሚ ንጽባሕ ክትብርኽ ጻዕርኺ
    ኣሕየይሊ መረዋሕ ኣጆኺ

    • @filmonhabtay6106
      @filmonhabtay6106 6 ปีที่แล้ว

      Koki ajki eske beli kem teht lel teht

  • @blueone5883
    @blueone5883 6 ปีที่แล้ว

    Melody mera fetiyeyo msay
    Zisemae entelo gele belu#👌🖒💔🤘#.

  • @wizkahlfa8189
    @wizkahlfa8189 6 ปีที่แล้ว

    nic Pic Song

  • @keletehadgu5061
    @keletehadgu5061 6 ปีที่แล้ว

    kef zelwa eza gual ajoki koxilo shikoreyyy maryy halaly I love you 💞💞💞💓💓💓💖💖❤❤💕

  • @sinitbella672
    @sinitbella672 5 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @LeoMessi-lf3mk
    @LeoMessi-lf3mk 6 ปีที่แล้ว

    እምበኣር መስተ ኣስቲኪ ተጋሲስክዮ ዳውን ዳውን ሴቶች ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዮ ደው ይበል መሰልና ይተሓለወልና ዓገብ ዓገብ

  • @tekilebashay7382
    @tekilebashay7382 6 ปีที่แล้ว

    koki nic muziek

  • @abiwaterwhite2298
    @abiwaterwhite2298 6 ปีที่แล้ว +2

    Ata entay gernakum enda waka waka zema yelen enber dmxi gtmin da merewah nebere
    Belu ahwat eske like abzihkum habuwa

  • @fortunasiele7059
    @fortunasiele7059 6 ปีที่แล้ว

    Antay da weridku haftey nab fisto xeriki akedadnaki ka krub amahayshi zeybahlna.

  • @tesfitnuguse9784
    @tesfitnuguse9784 6 ปีที่แล้ว

    Wwwwww kokob Mata des tbl

  • @merihabay3310
    @merihabay3310 6 ปีที่แล้ว

    wowwww fluy hrmet & clip ajoki berti koki shikorrr

  • @weditigrinya5864
    @weditigrinya5864 6 ปีที่แล้ว

    Embahe bleley ata wedi

  • @khadarmahamed8022
    @khadarmahamed8022 5 ปีที่แล้ว

    Ilove dis gerl nice music. I,m simali

  • @senaytoqubamikaeloqubamika9505
    @senaytoqubamikaeloqubamika9505 6 ปีที่แล้ว

    Woww Kokob nic 👌🏻👌🏻👌🏻

  • @enate-
    @enate- 9 หลายเดือนก่อน

    2023❤❤❤

  • @habenberhe3175
    @habenberhe3175 6 ปีที่แล้ว

    Kemzia dmxawit texelleni yelan Nice musik

  • @jemalabdu4361
    @jemalabdu4361 6 ปีที่แล้ว

    Bejaki mdraf gdefyo please😣😣😣😔😔

  • @habtomhaile6890
    @habtomhaile6890 6 ปีที่แล้ว

    Waww gal shukey

  • @bahgialeni8583
    @bahgialeni8583 6 ปีที่แล้ว +2

    Koki konjo nic music

  • @muleyfiqrezabiyo7276
    @muleyfiqrezabiyo7276 6 ปีที่แล้ว

    Nice job koki ajoki qexlyo 🎤🎷🎹🎸🎧💐

  • @yohanneseyob5623
    @yohanneseyob5623 6 ปีที่แล้ว

    Wawwwww bthame xubuk darf

  • @user-on2jd3dw8c
    @user-on2jd3dw8c 6 ปีที่แล้ว +18

    አዋይ በጥራዕራዕ ንኺድ ጥራይ ወይ ዓለምና ትገብሪ

    • @ermilove685
      @ermilove685 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Okbamikal ክክክክክ ንኪድ ጥራይ

    • @searekidane6768
      @searekidane6768 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Okbamikal 🤣🤣🤣🤣

    • @kfkftaznabfkri3766
      @kfkftaznabfkri3766 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Okbamikal ማይ ናዓቀብ ኮይኑ

    • @ermilove685
      @ermilove685 6 ปีที่แล้ว +1

      kfkfta znab fkri ኣድናቂት ያቆብ ዳዊት ክክክክክ

    • @samielmehari3957
      @samielmehari3957 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Okbamikal what did she ask you dumb luntic lonely heater.

  • @ghsgshhgshshshshjjd609
    @ghsgshhgshshshshjjd609 6 ปีที่แล้ว

    Koki xebketi musicc aythmaki

  • @adonaygerea3834
    @adonaygerea3834 6 ปีที่แล้ว

    koki shikorrrr nice clip so keep it up my sweet

  • @mikiafewerki7040
    @mikiafewerki7040 6 ปีที่แล้ว

    Wwww xebuk sirha kibiretey Natey

  • @asmeromweldegebriel7577
    @asmeromweldegebriel7577 6 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwwww nic song really I like it qru gna bahlwe dyou welas gzyawet bzkone gna nic kanare alokie habtey natey

  • @nahomyonas8332
    @nahomyonas8332 6 ปีที่แล้ว

    nic

  • @zekaryaseliyaszekaryaseliy9511
    @zekaryaseliyaszekaryaseliy9511 6 ปีที่แล้ว

    Melae eya zela mesileni eti kebida
    Dimixi 100

  • @weynikonjoLOVE
    @weynikonjoLOVE 6 ปีที่แล้ว

    kokob konjo love you miss you

  • @emnettvproductionrizbana3077
    @emnettvproductionrizbana3077 6 ปีที่แล้ว

    Away gzie Nay dekoreshin koyna terifa

  • @Aq-or2ol
    @Aq-or2ol 6 ปีที่แล้ว

    ጽብቂቲ ኢያ ከይ ሰማዓኩ ሓቀይ ምሽ

  • @luchiakiflezghi4717
    @luchiakiflezghi4717 5 ปีที่แล้ว

    wow

  • @meleydebesay8582
    @meleydebesay8582 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣዋልድ ናበይ ገጽና ኢና ።ኣዴታትና ሕማመን ኣብ ሽፉን ንበዓል ቤተን ጥራይ ዝረአ ቦታ እንተኮይኑ ኣብ ሕክምና ንክረኣያ ኣዝየን ጸገም ይኮነን ነሩ።እንተ ንሕና ግን ኣይኮነን ሓሚምና ከይሓመምና ፋሺን ኣፍልብናን ሰለፍናን ከብድናን ቀላሊዑና።

    • @melesgoblel7902
      @melesgoblel7902 6 ปีที่แล้ว

      Meley Debesay ja nay habibiti .

    • @meleydebesay8582
      @meleydebesay8582 6 ปีที่แล้ว

      +Meles Goblel ባህልና ናብ ኣሰካፊ ደረጃ ወሪዱ ኣሎ።

  • @edugebre3045
    @edugebre3045 6 ปีที่แล้ว

    yifetiweki nere.gina abizia tselieaki akifieki shermotimot

  • @merhawiafewerki7669
    @merhawiafewerki7669 6 ปีที่แล้ว

    grm tkoxaxeyi deum dmxi wn aleki I like u keep going

  • @tsegayabel6967
    @tsegayabel6967 6 ปีที่แล้ว

    Selam naki koki asli btami xbqti ferfi bflay clip & zema adniqeyo grub gn stayl aseasa nay jack etiopian hawiskla keg yblun kemti ajemamra bmulu feterawi action kkown neyrwo actioly btami xbuq srah qexlyo Good luck!!!!

  • @teklithagos9198
    @teklithagos9198 6 ปีที่แล้ว

    Wwww kokoba seewt continue

  • @amirzaki4436
    @amirzaki4436 6 ปีที่แล้ว

    Koki mikerty nic songes

  • @tesfiegebreluul5580
    @tesfiegebreluul5580 6 ปีที่แล้ว

    Kerub tehawiki... ember btame xebuk song

  • @amanuelsium9106
    @amanuelsium9106 4 ปีที่แล้ว

    kokobey natey hijis tefeki hadesh derfe yelen deyu

  • @awetdamer8169
    @awetdamer8169 6 ปีที่แล้ว

    Wawwww kokob nic 👌👌👌👌👌👌👍

  • @hadnetmediea783
    @hadnetmediea783 6 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ጅብዕቲ ኮኮብ ጽብክቲ ገለ ኣይነት

  • @fithawitjamal6971
    @fithawitjamal6971 6 ปีที่แล้ว

    Wawwwww kokoy konjo sweet

  • @fisumtekle5427
    @fisumtekle5427 6 ปีที่แล้ว

    ufffffffffff fo

  • @ganners4ever43
    @ganners4ever43 6 ปีที่แล้ว

    ewayyy kem tht thtye,kem lellelye kkkkkknic music

  • @suzanmahari7193
    @suzanmahari7193 6 ปีที่แล้ว

    Kokitey Mikrtey fitret

  • @Melo20-
    @Melo20- 6 ปีที่แล้ว +1

    WWW kokiye nic

  • @kabminbarzabisrahyelen4739
    @kabminbarzabisrahyelen4739 6 ปีที่แล้ว

    Nice akadadina gin aygdnin

  • @user-wk8dx1it6r
    @user-wk8dx1it6r 6 ปีที่แล้ว

    ኮኪ ዕንጉለ ትሕዝቲ ዲኺ ንፍቅሪ ክሓተኪ, like እባ ኣጥሙኒ ሓባይብ, ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ካኣ ይኹነልና

  • @biniamtela632
    @biniamtela632 6 ปีที่แล้ว +2

    Koki mkr ti 💋❤

  • @semerehabtemaryam3474
    @semerehabtemaryam3474 6 ปีที่แล้ว

    wawww ptaemi bes tbl klib kexlyo

  • @samidakiandu2569
    @samidakiandu2569 6 ปีที่แล้ว

    arasikna kea like

  • @eriboyhope682
    @eriboyhope682 6 ปีที่แล้ว +9

    ኣብዚኣ ባ ሓንሳብ ክዛረብ ይቅሬታ ቅር ስለዝበለትኒ የ ኮኮብ ንፍዕቲ ድምጻዊት ከለኪ ኣከዳድናኺ ግን ፈጺሙ መልክዑ ዝሃደሞ እዩ። ምክፋት ናይ ሰለፍኪ ከይኣክል ናይ ኣፍ ልብኺ ከኣ ሞ ዘረባ የብሉን ዔብ ጽቡቅ ኣይኮነን ። ሕፍረትካን ክቡር ንብረትካን ሲ ክድን እንተኣበልካዮም ዩ ክብሮም ዋጋ ዝህልዎ። ንስለ ባህሊ ጥራሕ ዘይኮነ ንመግለጺ እንታይነትኪ ውን ጽቡቅ ስለዘይኮነ። ኣጆኺ በርትዒ ጽቡቅ ዕድል ንመጻኢኺ።

    • @edengidey9364
      @edengidey9364 6 ปีที่แล้ว +1

      +Eri boy hope👍👍👍100%✔

    • @eriboyhope682
      @eriboyhope682 6 ปีที่แล้ว

      Tsgsh gidey thank you .

  • @raembefia7386
    @raembefia7386 6 ปีที่แล้ว +8

    ምሊእኪ ክትጸድቅስ ጥራይ ነብስኪ ዘይትኮኒ ፍርቂ ፍርቂ ጌርኪ ሙድና ፈራሪቅክና!!

  • @henokissak8369
    @henokissak8369 6 ปีที่แล้ว

    wawwwww Nice

  • @tesfalemzemikel8367
    @tesfalemzemikel8367 6 ปีที่แล้ว

    Wawwww xbqiet derfi

  • @abelhadguabi7492
    @abelhadguabi7492 6 ปีที่แล้ว

    ውወውውውውው ብጣዕሚ ድስትብል ድርፊ ኣጅኪ