ela tv - Semhar Yohannes - Tehasebkayo' Ke - New Eritrean Music 2019 - ( Official Music Video )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • " New Eritrean Music 2019 " Semhar Yohannes " ተሓሰብካዮ ኸ
    Production of ela tv - Semhar Yohannes - Tehasebkayo' Ke - New Eritrean Music 2019 - ( Official Music Video ) - Hot Guyla
    Subscribe today: goo.gl/7936J7
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Facebook : goo.gl/Xf2BNl
    Instagram -goo.gl/2Ek4Jb
    Twitter @ goo.gl/p46zo
    Snapchat @ Ella_records
    Best Music TH-cam Playlist - goo.gl/X9vGA5L

ความคิดเห็น • 8K

  • @weyleke8434
    @weyleke8434 5 ปีที่แล้ว +1084

    ኣቱም ሰባት ከመይ ከመይ ኢና ንኸዉን ዘለና፧ ኣነ ምሳኹም ኣለኹ ሰምሃር ዓቢ ጌጋ እያ ጌራ። ከም ህዝበይ ከኣ ነቲ ደርፊ ተሰሚዒኒ ኣብ ልዕሊ ሰምሃር ዝነበረኒ ጠመተ እዉን ጎዲሉ። ግን ዕላማና ዶ ንስሕት ኣለና ሓቀይ፧ ንሕና ኤርትራዌን ቀንዲ መቛወሚና ፍትሒ ዲሞክራሲ ሲኢና ኢና፥ በዚ ምክኒያት ከኣ ዓድና ገዲፍና ኣብ ዓዲ ስደት ኩላህና ንነብር ኣለና። እሞ ናይ ብሓቂ ዲሞክራሲ እንድሕር ዘቛዉመና ዘሎ እንድሕር ኮዩኑ ካብዚ ጀሚርና እኮ ኢና ህዝብና ተሓሪምዎ ዘሎ ዲሞክራሲ ክንጂምር ዘለና ሰምሃር ተጋጊያ ዶ፧ እወ ኣብ ዝሓለፈ ሙዚቃታት ከኣ ተማሂራትሉ ክትኸዉን ተስፋ ንገብር፧ እንተ ይክረ ክትብለና ኣለዋ ዝብል ዘረባ ግን ኣበይ ኮይና እያ ይክረ ክትብል ኣብ ማእከል እቲ መጋበርያ ህግደፍ ኮይና ይክረ ክትሓተኩም ትጽበዩ ኣለኹም እሞ ንስኹም እንዶ ደኣ ካብ ህግደፍ ከፊእኩም እንታይ ፕላን ኣለዋ ከይ ፈለጥና ን ስደት ኣምሪሕኪ ይቅረ በሊ እኮ እዩ ዘረባኹም ዘሎ፧ ተወሳኺ ብዛዕባ ኤላ ቲቪ እዚ ዉን ጌጋ ህግደፍ ብ ኤሬ ቲቪ ዝደልዮም ጥራሕ እዩ ዝሕልፍ ንሶም ከ ልኽዕ ከም ኤሬ ቲቪ ኩኑ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ፍትሒ ደሊና ክድም ነብስና ኹላሕና ፍትሓዌን ክንከዉን ኣለና ፍትሒ ዘይንፈልጥ ዓሰርት ግዜ ፍትሒ እንተ በልና ህዝብና ከይንከስር ፈቃራት ከም ዝኾና ፍትሓዌን ከም ዝኾና ዲሞክራሲ ከም ንፈልጥ ንሕዝብና ካብዚ ኣቲሕዝና ኢና ክንምህሮም ዘለና ናይ ሰምሃር ደርፊ ዲና ጸሊእናዮ መን ዶ ኣገዲዱ ስምዕዎ ዘበለና ኣሎ እዩ ጸሊእናያ ምስማዕ ነቛርጾ። ከም ሎሚ ደርፊ ኣይበዝሐን ክልእና ንሰምዕ.
    ዓገብ ንግደፎ እዚ ጸርፊ ዘለፋ ኣይባህልናን ኣይዕላማን እዩ። ፍትሒ ደሊና ቅድም ነብሲና ፍትሓዌን ንኩን።
    ሓዉኩም ይክኣሎ ዓወት ን ፍትሒ

    • @tesfuabraham9024
      @tesfuabraham9024 5 ปีที่แล้ว +415

      ኤላ ሪከርድስ ድዮም ከምዚ ጽሓፍ ኢሎምካ ንስኩም ድኣ እንታይ ኣልኩም እንጀራኹም ክይጎድልኩም ድዩ ? ሰምሃርን ሓብታን ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ትኩን ኣብ ትሕቲ ዓራት ብዘይግድስ ክሳብ ብ ወግዒ ይቕረታ ዝይሓተት ጸረ ህዝቢ ብፍላይ ካ መንእሰይ ኤርትራ አየን።

    • @llllllll168
      @llllllll168 5 ปีที่แล้ว +310

      ተረዋእ ንሕና ውጹዓት ኤርትራውያን ናትካ ሽጣራ ኣይኮነን ናይ ኣብ ሰማይ ዘላ ርግቢ ክንደይ መንገብገብ ሙኻኑ ኣይጠፋኣናንዩ ሕጅኽኣ ኣይትድከም ጥራይ ጌና

    • @habeshidol3079
      @habeshidol3079 5 ปีที่แล้ว +25

      Weyleke | ወይለከ good job 👍

    • @peacecaseekpeacecaseek1919
      @peacecaseekpeacecaseek1919 5 ปีที่แล้ว +21

      God bless you brother !

    • @samites2073
      @samites2073 5 ปีที่แล้ว +133

      Weyleke | ወይለከ abey keyna dya fetawi nebsu elatna

  • @user-vz9qm7ym7g
    @user-vz9qm7ym7g 5 ปีที่แล้ว +227

    አዋይ ኣንታ ኣነስ ነዛ ሰምሃር ካብተን ዝፈትወንን ዘድንቀን ሰነ ጥበብውያን እያ
    ነይራ ንኣይ ሕጂ ከኣ ካብተን ዝጸልአን
    ቀዳመይቲ ኮይና ኣላ
    ከምዚ ከማይ ዝጸሊኣ አንተ ሎ Like ኣወንዝፍ ኣቢልኩምኒ ሕለፉ

  • @kidanemeng5800
    @kidanemeng5800 5 ปีที่แล้ว +107

    *ዉዑይን ተጎዳእን ልቢ መንእሰይ ዝሰበረት ወ/ሮ ሰምሃር ዮሃንስ፡ ሕጂ ናብ ልቢ መንእሰይ ክትመልስ ማለት ክብድ ዝበለዩ፡ ምናልባት ቅሉዕ ዝኾነ ናይ ይቅረታ መልእክቲ ምስተምሓላልፍ'ጥራይ እዩ ክኸውን ወይ ከይከን ዝክእል እምበር ሕጂስ ከቢድ'ዩ*

    • @weditesfay5985
      @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว

      ዕስብቲ እሰያስ በላ ያ ጀምዓ

  • @yaredshishay5775
    @yaredshishay5775 5 ปีที่แล้ว +15

    ባዕልኺ ደሪፍኪ ባዕልኺ ስምዕዮ

  • @user-zm9vk4oo9b
    @user-zm9vk4oo9b 4 ปีที่แล้ว +13

    ስምሃር ሽኮር ኩሉ ሙዚቃኪ እዩ ዝምቸየኒ ዋላ ናዳኒ ከመን ደስ ይብለኒ ኣጆክን በርትዓ ሓፍትክን ደላይት ሰላም ካብ ትግራይ

  • @zemenentertainment7925
    @zemenentertainment7925 5 ปีที่แล้ว +79

    ብሞትን ስቃይን ህዝቢ ኤርትራ ብሓጎስ ዝስከረት ኣብ ሃገርና ሰላምን ቅሳነትን በዚሒና ብጽጋብና ናብ ስደትን ሽግርን ሞትን
    ከም ዘምራሕና ብላግጺ ዝደረፈት ደፋር ንስራዓት ህግደፍ ከተሑጉስ ንህዝቢ ዘናኣኣሰት

    • @koala10ish
      @koala10ish 5 ปีที่แล้ว

      bikemey eela eya n'siraat higdef tehuugus zela?

    • @zemenentertainment7925
      @zemenentertainment7925 5 ปีที่แล้ว

      koala10ish እንታይ ዓይነት ሑቶ ትሓተኒ ኣለካ ጸጊቦም ሓንቂቆም ነብሶም ፈትዮም ኢዮም ወጽዮም ኣብ'ዚ ሃገር ጸገም የለን ነቲ ስርዓት ዋላ ሓንቲ ኣይገበርካዮምን ዝብል መልእክቲ ኢያ'ኮ ኣማሓላሊፋ

  • @user-wg3mu2jz2n
    @user-wg3mu2jz2n 5 ปีที่แล้ว +207

    Ela Tv ኣብዝሕኩሞ በጃኹም ኢልናኩም ናይዛ ረሳሕ ኣይተምጹልና ናዓኹም ውን ጽቡቕ ኣይኮነን ።

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 ปีที่แล้ว +11

    እዘን ደቂ ጆን ናይ ባሓቂ ንሙዚቃ ኢለን ኢየን ተፈጢረን ወላ ሓደ ጠጠው ከብለን ዝኽእል የለን ናይ ባሓቂ ኣርማ ስነ ጥበብ ብሓይለን ዝወጻ ጥበብ ማለት ሓንጎል ኢዮ ስለዚ ብዝተፈላለየ ኣንግል (ኩርናዕ) ህዝበን ዳዳመጻ ኣብዚ በሪኽ ናይ ጥበብ ብራኸ ውጺኤን ጀጋኑ ።

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j 5 ปีที่แล้ว +20

    ሰምሃር ብዓሚ የ ዝፈትወክን ዘድንቀን ይቕረ ምስ ሓተትኪ ኣነ ብውልቀይ ድሕሪ ይቅረ ዘረባ ስለ ዘይለ ይቅረ ይኹንኪ ኣብ ጎንኺ ኣሎኪ መን ዘይጋገ ሰብ ኮይኑ ኣብ እዛ ዓለም እንትርፊ መልኣኽ

  • @habenkidane8078
    @habenkidane8078 5 ปีที่แล้ว +233

    ደቂ የዋሃንስ ክልተ ግዜ ተራኢክን ዘይ ምህላው ይሕሸክን ረሳሓት ጸለእቲ ሰማሃር lik

  • @ataklitiabraham834
    @ataklitiabraham834 5 ปีที่แล้ว +496

    አዛ ቻነል አንጻር መንእሰይ ኤርትራ እያ ትሰርሕ ዘላ ክትዕጾ አለዋ ምሳይ ዝሰማማዓ ላይክ ይግበር

    • @Sky-qi6lt
      @Sky-qi6lt 5 ปีที่แล้ว +2

      @@Ms-np7qd ሓቁ ኣሎ ንስኻ ሃላይ፡ኣስተውዕል ቅድሚ ምዝራብካ

    • @moses9882
      @moses9882 5 ปีที่แล้ว

      Ewe

  • @eritreafuture8929
    @eritreafuture8929 5 ปีที่แล้ว +4

    ሰምሃር ሓፍተይ ካብዚ ብዙሕ ተማሂርኪ ኢኪ ዝብል ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ ኣጆኪ ሓፍትና ኢኪ እኮ ኣብ'ቲ
    ዘይ ከም ዝተረዳኣኩም መሪርን ሕሰምን ዝሓለፍና'ዮ ናይ ህይወት
    ጉዕዞ ስለ ዝጎዳእኩምና ኢና ተቆጢዕናኪ"ይቅረታኪ ድማ ኩሉና ኣሕዋትኪ ተቀቢልና'ኪ ኢና ኣጆኪ
    ኣስተውዕሊ ይሁዳ" ከሓዲ ካብቶም ሃዋርያ'ዩ፡ ይሁዳ ንዘይ ምካን ድማ ምስትውዓል።

  • @sihamahmed9417
    @sihamahmed9417 5 ปีที่แล้ว +11

    I'm from somalia I love Eritrea songs

  • @bibiz4546
    @bibiz4546 5 ปีที่แล้ว +689

    ኩሉ ነዛ ወጫጪት ዝጸልእ እስከ ላይክ ይሃበኒ ። ዓወት ነቲ ውጹዕ ህዝበይ🙏🙏

    • @ibrahimhima3808
      @ibrahimhima3808 5 ปีที่แล้ว +4

      like

    • @gualeri9745
      @gualeri9745 5 ปีที่แล้ว

      Belati konti semhar nay Eritrea ya

    • @lavieestbelle8346
      @lavieestbelle8346 5 ปีที่แล้ว

      Gual Eri 👈🏼nski teref nay dergi iki tefelitki aleki..agame resahat + amharu kernafat xelaeku

    • @gualeri9745
      @gualeri9745 5 ปีที่แล้ว

      Ane da gual abata bzey fkadna wela hade tbexhwo yelen bal ekey gbri nay men da kitwesdo nay agame msom zitwaledkom abti dob trkebo ekom kolatkom serekti baletkom mada hager hiji wn ab tbexhwo yeblkomn tegaro hawkom xgibo kihadr zetdelyo hasadat ayni keda neba tebahilkom ekom bedanat🤫🤫🤫🤫🤫🤫

    • @lavieestbelle8346
      @lavieestbelle8346 5 ปีที่แล้ว

      Gual Eri 👈🏼dahan ajoki nabey keynsegoki ferihki aytbexabexi kndu ember tegetimki iki gn kemzi kemaki qlwulaw nay mennet zelewom eyom neti siriat zhgzu slezi afki hizki suk beli nejis agame + gual gemachu belachu iki kab hadiom 🤣🤣🤣gelixeki do beti chenawi afki tewaredi iluki

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว +1027

    *መጽያ ከኣ እታ ተካል ጎሮሮ like habuni ደለይቲ ፍትሒ።*

    • @teklitsamuel3027
      @teklitsamuel3027 5 ปีที่แล้ว +2

      00000 ×××××××

    • @jhongere2003
      @jhongere2003 5 ปีที่แล้ว +5

      Kef like zey nhbeka meksen 👍ane abzi goney kemaka seb'ye zdeli zeleku 😍

    • @jesuisfierdenoir9430
      @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว +4

      Jhon Gere @thanks zearkey awetna qeribu u habibi

    • @desalesefu9096
      @desalesefu9096 5 ปีที่แล้ว

      ata terwi kerht derwiki diki sinki

    • @jesuisfierdenoir9430
      @jesuisfierdenoir9430 5 ปีที่แล้ว

      Desale Sefu @hmak ayzarebekanye bro

  • @wedieriwelela6136
    @wedieriwelela6136 5 ปีที่แล้ว +9

    Ufff my gosh Ewayyy ertrawinet bejakum ezom txarefun himak tihasbun temelisa nabakum eya frhat egziabiher yhalkum nay semhar tokene kea kab ekire ziabi entay alo lieliu 🙏ykire belu ykre kibehalelkym eu zibil fetari entay zigebera sebat eyen please hadag eyu hzbi Eritrea hadagat kunu nikulkum edmen tienan ymineyelkum .

  • @santosfabrigas5630
    @santosfabrigas5630 5 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ ትሓቢርኩም ሲ መትሓዚ እባ የብልኩምን ናይ ሐማመይ

  • @user-fq8uw7mo6w
    @user-fq8uw7mo6w 5 ปีที่แล้ว +1799

    ኣብ ሞትናንን ቃንዛናን ዘሽካዕለልክንኦ ንስኽን ሓፍትኽን ልቢ መንእሰይ ተሰይሩ እዪ

    • @abelabi6782
      @abelabi6782 5 ปีที่แล้ว +14

      Krtm ewe abilenana

    • @dejen3920
      @dejen3920 5 ปีที่แล้ว +6

      Trah elka

    • @natutesfagergish4912
      @natutesfagergish4912 5 ปีที่แล้ว +11

      Sgaka bel

    • @gondilatte1011
      @gondilatte1011 5 ปีที่แล้ว +2

      kla denkoro keytmehar gda

    • @user-eg3oz1lb4c
      @user-eg3oz1lb4c 5 ปีที่แล้ว +7

      ልክዕ!! ሕሉፍ ንዕቀት ኣብ ስቃይ መንእሰያት

  • @Merhawi323
    @Merhawi323 5 ปีที่แล้ว +1099

    ካብዛ ቻነል ወጽየ ኣለኩ። እስከ ምሳይ ትወጹ ብ like ኣሕጉስኒ

    • @user-sw5cr8ul6r
      @user-sw5cr8ul6r 5 ปีที่แล้ว +10

      Merhawi brhane ዓመት ጌረ ኣነ ኢደይ ካብ ዝስሕብ ፋራ ኮይንካ ስጋብ ሎሚ ፀኒሕካ እምበር😂

    • @michaelyohannes1194
      @michaelyohannes1194 5 ปีที่แล้ว +1

      Ane keman

    • @ste972
      @ste972 5 ปีที่แล้ว +3

      Ane kemey wexia

    • @gualeri9745
      @gualeri9745 5 ปีที่แล้ว +4

      Ata belai konti ms sdraka wexika wela TH-cam kitgedfo tkl eka deki agame

    • @Merhawi323
      @Merhawi323 5 ปีที่แล้ว +7

      @@gualeri9745 ኪዲ 'ቲ ረሳሕ ለሓሲት መዓኮር ወዲ ኣፎም

  • @menberebeyene6368
    @menberebeyene6368 4 ปีที่แล้ว +14

    ስምሃረይ ኩሉ ነግርኪ እዩ ደስ ዘብልኒ፣አድናቂትኪ እየ ካብ ጋል ትግራይ

  • @goytamhretkasded6640
    @goytamhretkasded6640 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣይ ኤርትራዊ በቃ ንሕና ፍትሒ ዘይ ንገብር ሲ ፍትሒ ንጽበ ቅድም ንሕና ፍትሓዊያን ንኹን። እግዚኣቢሄር ከኣ ከሙ ኢዩ ዝደሊ።

    • @asmaitkefle7643
      @asmaitkefle7643 5 ปีที่แล้ว +2

      Ane gday mstom ayttahamel tbhlom ztxrfu endya gn ykre elalka alku xbuk drfe

    • @goytamhretkasded6640
      @goytamhretkasded6640 5 ปีที่แล้ว

      ሓወይ ነዓይ ወይ ንሰምሃር ኣይኪንካን ይቕረ ትብል ንኣምላክ ክጥዕሞ ኡልካ ካብ ልብኻ ክበሮ ምኽኒያቱ ኣነ ንስኻ ወላ ካልኦት ካብቲ ደቂ የዋሓንስ ዝገበርኦ ጌጋ ንላዕሊ ኢና ንጋገ ምኽኒያቱ ኩሉ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዘሎ ፍጡር ስጋውያን ስለ ዝኺና መዓልታዊ ኣብ ጌጋ ኢና ሓወይ እንድሐ ኦርቶዶኩሳውያን ኮይና በቲ ቃል ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሓበና ንኺድ። ግን ክትርድኦ ዘለካ ደቂ የውሃንስ ኣይተጋገያን ኣይኪንኩን ዝብል ሰለኹ ምኽኒያቱ ልብኻ ዝጎደእ ደርፊ ኢየን ደሪፈን ይቅረ ካብ በላ ግን ካብ ልብና ይቅረ ክንብለለን ጥራይ ኢዩ ዘለና ማቴዎስ 6 (Matthew)
      11፤ ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና።
      12፤ ንሕና ንዝበደሉና ኸም ዝሐደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።
      13፤ ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተእትወና። መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘለኣለም ናትካ እዩ እሞ፡ እሜን።
      14፤ ንሰብ በደሎም እንተ ሓደግኩምሎም፡ ንኣኻትኩም ድማ ናይ ሰማይ ኣቦኹም ኪሐድገልኩም እዩ።

    • @eritreamedia6716
      @eritreamedia6716 5 ปีที่แล้ว

      @@goytamhretkasded6640 yes

    • @eritreamedia6716
      @eritreamedia6716 5 ปีที่แล้ว

      Xbuk aleka

  • @jositv539
    @jositv539 5 ปีที่แล้ว +98

    መን ዩ ፈታዊ ነብሱ ክንርአአ ኢና ደቂ የውሃንስ፡ ይቅሬታ ከይ ሓተትክን፡ ን መንእሰይ ኤሪትራ፡ ኣብዛ ርእስኽን ከም ቁማል ቸይ ቸይ ክንብል ኢና፡
    ን ዝሓልፍ፡ ኣረጊት ስርዓት ክተሕጉሳ፡ ን ናባሪ ህዝቢ ኤሪይራ ጸሪፍክን፡ ግርም ብሓደ ኣሎና፡ ክንጻረ ኢና

    • @asmaer1858
      @asmaer1858 5 ปีที่แล้ว +3

      FESAWI ab tehti koborta koynka mefekar men kelikua lekbat lehassi loksas lemuss.

    • @solomonberhane5316
      @solomonberhane5316 5 ปีที่แล้ว

      ትሓላለ ንኡስ ወለዶ % bhaki bhaki

  • @kubiekubie8891
    @kubiekubie8891 5 ปีที่แล้ว +117

    ኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣነውን ግዜ ክህልወኒ እዩ ኣብ ሞት የሕዋተይ ናይ ማእከላይ ባሕርን ሳህራን ዘሽካዕለለክዮ ክትፍደይዮ ኢኺ ያረድ ብኣካል ይረኽበኪ

  • @yohanesadmokom4181
    @yohanesadmokom4181 5 ปีที่แล้ว +13

    You’re becoming one of our country’s best singer and keep it up.

  • @Moapdi21
    @Moapdi21 5 ปีที่แล้ว +8

    I love much eretians from somalia🇸🇴❤

  • @samuelbeyin1315
    @samuelbeyin1315 5 ปีที่แล้ว +200

    ነባሪ መሬትን ህዝብን እምበር ነባሪ ስርዓት የልን
    ኣንቲ መዳከሪት ኣብ ከረባ ጌዜ ሰላምን ራህዋን ክረክብ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ።

    • @gualeri9745
      @gualeri9745 5 ปีที่แล้ว

      Selam yu zelo enteniska agame gn selam yeblkan konti wahd reshat TH-cam

    • @elu1298
      @elu1298 5 ปีที่แล้ว

      @@gualeri9745 denkoro

    • @gualeri9745
      @gualeri9745 5 ปีที่แล้ว

      @@elu1298 ati shikak agame sahsa kabzi halifki tbexhyo yeblkin .nhna gn ab hagerna kona nhagerna nhlo resah lemanit aykonkon kemaki .

  • @nohomhanjema6726
    @nohomhanjema6726 5 ปีที่แล้ว +360

    የሕዋት ካብዛ ቻነል ኢድና ነንሳሕብ ኩላትና ዘዘሳሕብና like ረጊጽኩም ሕለፍ

    • @saglameles4346
      @saglameles4346 5 ปีที่แล้ว +4

      Mara xebuk aleka kema ey xebuk

    • @solomonberhane5316
      @solomonberhane5316 5 ปีที่แล้ว +5

      Ane dea kedimeka endye wetsie nay hmamey

    • @blenb6171
      @blenb6171 5 ปีที่แล้ว +4

      Me too

    • @saglameles4346
      @saglameles4346 5 ปีที่แล้ว +4

      @@blenb6171 xebuk

    • @hababuway3181
      @hababuway3181 5 ปีที่แล้ว +3

      Wexye aleku anes ketehmmena aykoneten eza Chanel

  • @hhhhhh6818
    @hhhhhh6818 4 ปีที่แล้ว +10

    LOVE From somalia❤🇸🇴🇸🇴🇸🇴

  • @user-dl7zw4gv9b
    @user-dl7zw4gv9b 5 ปีที่แล้ว +7

    ሰምሃር ምጭውቲ ፍጥረት ፍትውትውውውውው የኔ ኣንበሳ

  • @brosis4851
    @brosis4851 5 ปีที่แล้ว +259

    ስነ-ጥበባዊ ምስ ህዝቡ እንበር ምስቲ ጨቓኒ ስርዓት ኪከውን የብሉን ምክኒያቱ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ስርዓት ስለዘየለ።

    • @shewitdesta3553
      @shewitdesta3553 5 ปีที่แล้ว

      Yes😍😍👌👌👌

    • @shewitdesta3553
      @shewitdesta3553 5 ปีที่แล้ว

      Yes 😍😍👌👌👌nsu u eti haki

    • @abelkahsay2854
      @abelkahsay2854 5 ปีที่แล้ว

      Askalu Habte nay behaqi haftey natey

    • @abduibrahim7235
      @abduibrahim7235 5 ปีที่แล้ว

      nic naybhaki zblae zereba so tanks bshm wxuat hzbey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atchanel6181
    @atchanel6181 5 ปีที่แล้ว +32

    Like ገሮም ዘለዉ ኩሎም ህግደፍ እዮም ክብሃል ይካኣል
    ምክንያቱ ንሓሶት ሓቂ ዝብሉ ሰባት እዮም
    Ela tv 📺 ka ናይ ህዚቢ ምኻኑ ሕሰብ ኣይኮንን ግን ኤርትራውያን ዋዛ ኣይኮናን

  • @dawitkefela2076
    @dawitkefela2076 5 ปีที่แล้ว +10

    ድምጺስ ነይሩ እንታይ'ሞ ሕልና ኣልቦ እንዶ ኮንኪ ሰምሃር ኣይትተሃመሊ'ዚ ሞንእሶይ ግዝየ ይነውሕ እንበር ክሓልፎሉ ኢዩ።

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +2

      ብጽልኢ ዝተበከል ኣእምሮኻ፣ ደጊምካ ብምሕሳብ ዳግመ ርእይቶ ክትገብር ፈትን። ብቂምን ጽልእን ዝፍጠር ሃገር የልቦን። ዝያዳ ወዲ ሃገር’ውን ኣይትኸውንን ኢኻ።ይቕረ ምባል ናይ ብሱል ባህሊ’ዩ ። ካብ ኣምላኽ’ውን ዓስቢ ትረክብ። ዘይነበረ ናይ ኣቦታት ባህሊ ኣይተምጽእ። ጸርፊ እቲ ደረጅኡ ኣዝዩ ታሕቲ ዝወረደ ጠባይ ድሕረትን ድኽመትን’ዩ።

  • @meeemhsn7225
    @meeemhsn7225 5 ปีที่แล้ว +5

    Love eritrean music from somalia❤️❤️

  • @neweritreamusicloveerenalo355
    @neweritreamusicloveerenalo355 5 ปีที่แล้ว +672

    ኣንቱም ሰባት ኣነ ዝገርመኒ እንተሎሲ ነዚአን like ድገብረለን ሰብ ዝተሃመለ ጥራይ ኢዩ ምስዘረባይ ዝሰማማዕ ሰብ like ኒዓይ ይሃበኒ ካብ ነዛ ጋሕባ

    • @Tes861
      @Tes861 5 ปีที่แล้ว +3

      @@user-sj2gz9rj6f ናይ መን ጠበቃ ኢኪ ንስኪ

    • @neweritreamusicloveerenalo355
      @neweritreamusicloveerenalo355 5 ปีที่แล้ว +3

      @@user-sj2gz9rj6f መሬት ሓዊ ተኮነት ይቅረ ኣይብለንን ንደቂ ዮሃንስ ልሓስቲ መሸኒት ወዲ መድህን በራድ

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +4

      ከምአን ደቂ በጻብጽ ይኮኑ ሕልና ኣልቦ ይኮኑ ምበር መንእሰይ ዝጸርፍ ህዝቢ ዝጸርፋ ከመይ ኢሎም ላይክ ይገብሩለን ' ሬሳ የሕዋትና ኣብ ሳንዱቅ ዓዲ ጥልያን ከሎስ ተገምጢለን ክጸርፋና ጉሓፋት ናይ ታሪክ ሓተላ እየን ።

    • @user-gv4zd2md5r
      @user-gv4zd2md5r 5 ปีที่แล้ว +6

      @@user-sj2gz9rj6f
      ኣታ ቖማል ዓጋመ ስቕ ደይትብሊ ዓጋመ ለመንቲ ንሕና ናሕምሓስባ ክትሓስቡ ዓቕሚ የብልኩምን ይቕረ ምባል ንስኺ ኣይኮንክን ትነግርና ሓሳዳት ኣብዘይ ምልከተኩም ትጣበቑ

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +1

      @@user-gv4zd2md5r ወዲ ቢተው ዓርከይ ዓጋመ ሕሱራት እዮም ኣብዘይ ምልከቶም እዮም ጠብሎቅ ዝብሉ ከም ሃመማ ላይክ ዝህቡ ውን ንሶም እዮም ሸለል ጥራይ በሎ ሓገተይ

  • @azuema4017
    @azuema4017 5 ปีที่แล้ว +214

    ela ናይ መጠረሽታ ፡ነዚእን አንተ ዘሪጊሒኩም።ኒኩሉ ስራሕኩም ኪኒጻባኣኩም አና ፡ደቂ ኤረ ኣለና ዶ፡

    • @samidc9512
      @samidc9512 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk enjrom kenklom elka kkkkkkk moyte shaq yach

    • @solomonberhane5316
      @solomonberhane5316 5 ปีที่แล้ว +2

      azu ema alena alena nay mudey

    • @ietuietu5190
      @ietuietu5190 5 ปีที่แล้ว +1

      Ela ashitrey fooo daresah aytmesah dhr hji dea wela nakum endina abreskum delena bexabx

    • @vanessambabazi1534
      @vanessambabazi1534 5 ปีที่แล้ว

      Alena wededey marey

    • @mylifemedia5476
      @mylifemedia5476 5 ปีที่แล้ว

      Yes

  • @ermilove685
    @ermilove685 4 ปีที่แล้ว +11

    *ሰምሃር ዓይነይ ናብ ቀደምኪ ተመሊስኪ ክርእየኪ ብሂገ*

  • @user-lg6fo3hf9q
    @user-lg6fo3hf9q 5 ปีที่แล้ว +11

    ስምህርቲ ሽኮር ኣጆኪ ናይ
    ኣይትገደስሉ ናይ ሰብ ነገር
    ካብ ነገር የለን ቁምነገር
    ተመነዪ ጥራሕ ጸጽብቑ ንፈጣሪ
    እምበር ካብ ወዲ ሰብ ድኣ ትጽበዮ ነገር'ዩ
    ንሕማቕ ስራሕ እከይ ግብሪ

    • @teklitasnakeasnake4336
      @teklitasnakeasnake4336 5 ปีที่แล้ว

      Alem xewar entay elka nsemhar wedi seb ab kbra zqereba seb lelen enkodea nfetwan bekbran nierna eti nhzbi zqoteon Dem zenbeon aytshton tkewn

  • @naodtv
    @naodtv 5 ปีที่แล้ว +1526

    ያ ኣሕዋት ኣነ ካብዛ ቻነል ኢደ ሲሒበ ኣለኩ ከማይ ኢድካ ዝሰሓብካ በቲ ላይክ ገይርኩም ስከ ኣርእይኒ

  • @manutd5936
    @manutd5936 5 ปีที่แล้ว +337

    Ella Tv ነዛ ደርፊ ደምሲሶም ይቅሬታ አንተዘይሃቲቶም ን ኩሉ ሲርሃቶም ክንጻብኦም ኢና ካብ ሎሚ መፃልቲ።
    Like ምሳይ ዚሰማማፅ።

    • @brhanebrhane8473
      @brhanebrhane8473 5 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሽርሙጣ ቆማል

    • @GErey-tw4ig
      @GErey-tw4ig 5 ปีที่แล้ว +2

      sure 100%

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 ปีที่แล้ว +1

      ህዝበይ ዩ ጽላለይ ayterfn eiu

    • @manutd5936
      @manutd5936 5 ปีที่แล้ว +4

      @@brhanebrhane8473 Do you work for Ella Tv ? Don't worry i can give you a job even though you are an idiot.

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆካ ክንጻብኦም ኢና

  • @Matti1533
    @Matti1533 5 ปีที่แล้ว +10

    ከም ኤሪተራዊ መተን በታ ኣይትተሃመል ትብል ደርፊ ብዙሕ ሓዚነ ግን ሰብ ኮይኑ ዘይእብስ ዕነጸይቲ ኮይኑ ዘይጠይስ የለን የበሉ ኣቦታት ስለዚ ሓዳጋት ንኩን ይሕዋተይ ንሕደገላ ኣምላክ በደልና ክሓድገልና 🙏

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +2

      Iagree with what you said!

  • @user-jl3gg3qw4f
    @user-jl3gg3qw4f 5 ปีที่แล้ว +9

    ሰምሃረይ ሽኮር ናይ ሙደይ መጸለሊተይ ኬፍ ኣለኪ ቀጽልዮ

  • @user-ob9pw6sm1r
    @user-ob9pw6sm1r 5 ปีที่แล้ว +89

    ጸረ ህግደፍ ኣለኹም ዶ ጸላኢኹም ወዲ በራድ ይረገጽ like ጽቐጥ ደላይ ፍትሒ

    • @HimeretChannel
      @HimeretChannel 5 ปีที่แล้ว

      ቤሉል ዴኮ
      I’m with you bro.✌🏼

  • @user-jr4ly2ip3i
    @user-jr4ly2ip3i 5 ปีที่แล้ว +34

    ሰላም ደቂ ኢረ ጽቡቅ ጌርክሞን ኣለኩም ነዘን ረሳሓት ደቂ የዉሃንስ ።ደም ዘቀሓራና ዝረሳዕናዮ መሲልወን እዩ።

  • @user-rp1cg9zm2d
    @user-rp1cg9zm2d 5 ปีที่แล้ว +11

    ሰምሀልየ ፀላኢዓይንኺ ይደፈን ✔️💋💋💋💋💯💯💯💯ክልቲኤክን አሕዋት ኽፉእ አይንካእኽን👏👏👏👏💗

  • @niyatosbaninas
    @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +6

    IAM LISTENING THIS LOVELY MUSIC DAY IN AND DAY OUT. INSTEAD OF INSULTING THE ARTIST, YOU ANOTHER ALTENATIVE TO ENCOURAGE HER AS AN ERITREAN AND AN ARTIST IN YOUR HOME COUNTRY. RIDE ON SEMHAREY!!!

    • @eritube9777
      @eritube9777 5 ปีที่แล้ว

      Arefaine Estefanos 👍

  • @onedayathome6342
    @onedayathome6342 5 ปีที่แล้ว +522

    እቲ ንስኺ ከም ዓቢ ናይ ጥበብ ስራሕ ሓሲብኪ ፡ኣብ ልዕሊ እቲ ለዋህን ለባምን መንእሰይ ኤርትራ ዝፈንጀርክዮ ናይ ጽልኢ ቃላትኪ፡ጌና ተመሊሱ ንዓኺ ከሳቕየኪ ክነብርዩ።ለባም እንተ ኰንኪ ግን ይቕሬታ ዘይቅይሮ ነገር የለን።

    • @kokobsium9710
      @kokobsium9710 5 ปีที่แล้ว +4

      One day at home
      Bhaki yekreta neman zeykeyro

    • @fiorifiori4324
      @fiorifiori4324 5 ปีที่แล้ว +2

      One day at home Nybhaki

    • @user-dc9bu7qu7p
      @user-dc9bu7qu7p 5 ปีที่แล้ว +7

      ብሕቂ ጽቡቅ ምስ እትዘርእ ኢኻ ጽቡቅ ትሓፍስ

    • @joniman1566
      @joniman1566 5 ปีที่แล้ว +11

      ክላእ ሐሰውቲ ኢኩም ንስካትኩም ኣይ ግዲ ንስካትኩም እንዲኩም ንየሕዋትኩም ትሸጡዎም ዘለኩም ሰረቅቲ

    • @henok2826
      @henok2826 5 ปีที่แล้ว +6

      Abey koyna ykreta ktbleka

  • @maharikodai1898
    @maharikodai1898 5 ปีที่แล้ว +29

    ብመንእሰያት ኣሕዋትኪ ሞትን
    ጥፍኣትን ዘዳኸርኪ ባርያ ህግደፍ
    ንሞያኺ ብዕልኺ ናብ ጎሓፍ ዝደርቤኺ
    ዉድቅቲ ኢኪ!!

  • @eshetugizat9313
    @eshetugizat9313 4 ปีที่แล้ว +9

    i am ethiopian in amhar reiogn semhar i love u and ur family ,they have a nice sound i can little understand it

  • @seadaikonjo9615
    @seadaikonjo9615 4 ปีที่แล้ว +11

    የኔ ቆንጆ ቋንቋው ባይገባኝም ውድድድድድድድ አደርግሻለሁ😘❤😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤

    • @Zhydyd-ly5ez
      @Zhydyd-ly5ez 4 ปีที่แล้ว +2

      በጣም እወድሻለሁ ማሬ በርቺ 😍😍😍😍❤❤❤❤

  • @user-jr4ey9dl3o
    @user-jr4ey9dl3o 5 ปีที่แล้ว +130

    ብኣብ ምድረ በዳን ሳህራን-ባሕርን ዝሞቱ የሕዋተይ ዘባጩ ምዓልቱ ጥራይ ይጸበ፡ሎቅማጽ ገጽኪ ትርሓቅ።

    • @sesinatey150
      @sesinatey150 5 ปีที่แล้ว +1

      Trah elka ......

    • @hagoskiflezgi6370
      @hagoskiflezgi6370 5 ปีที่แล้ว +1

      ዛ ፎካስ ጌና

    • @user-zb8cn5uv5e
      @user-zb8cn5uv5e 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍረ ጸልማት ከ ብ መን የባጩ ኣሎ ብሰነክኹም ደምበ ቁማር ጸሊእናዮ ፎእ ወጋናዊያን ክክክክ

  • @misgnamussie
    @misgnamussie 5 ปีที่แล้ว +441

    ክክክክ የሕዋተይ
    ዛ'ሰብ ካሊእ ሞያ ሃሰስ በሊ በልዋ
    ጉድ ሪኢና !
    like እስከ ሩገጸለይ ካብ ናታ ክበዝሓለይ እዩ ክክክ

    • @ermile2091
      @ermile2091 5 ปีที่แล้ว +1

      Misgna Mussie kkkkkkkk funyy 10000000 like hibeka alku

    • @tekleweyniarefayne6544
      @tekleweyniarefayne6544 5 ปีที่แล้ว

      Misgna Mussie ahhahahhhaha she is bitch and she don’t new how we heta her and she is syster 🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿🖕🏿

    • @misgnamussie
      @misgnamussie 5 ปีที่แล้ว

      @@ermile2091 tak

    • @weditesfay5985
      @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว +1

      kkkkkkk ትክክል ዓበይቲ እለይ በልዋ kkkk

    • @misgnamussie
      @misgnamussie 5 ปีที่แล้ว +1

      @@weditesfay5985 ጽብቅቲ ረኪብካላ

  • @niyatosbaninas
    @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +8

    RIP ማለት rest in peace ማለት ብሰላም ዕረፍ ማለት’ዩ። እዚ ከኣ ንዝሞተ ሰብ ዝበሃል ዘረባ’ዩ። ብናናይ ሰምሃር ሙዚቃ እናተኸየፍኩም’ሲ፣ RIP ኣይግድን። ሓደ ከምኡ ስለዝበለ ደድሕሪኡ ኣይትድገሙ። ሓንጎልኩም ነጻ ኮይኑ መታን ክሓስብ ኣስርሕዎ። መተካእትኡ
    ከይ ኣተኻ ሱቕ ምባል'ዩ። RIP ስለዝበልኩም እትቕይርዎ ዋላ ሓንቲ ነገር የልቦን።

    • @biniamberhane2876
      @biniamberhane2876 5 ปีที่แล้ว +1

      Arefaine Estefanos serh gala yablken deyu kkkkkkkkkk comment katxhef tewioal kkkkk

    • @bocaorobocaoro3505
      @bocaorobocaoro3505 5 ปีที่แล้ว +1

      Wshimea dika ata fgur

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +1

      @@bocaorobocaoro3505
      ጽርፊ’ዩ ዓቕምኻ። ተሓቢእካ ምጽራፍ፣ ነብሰ- ተኣማንነት ከምዘይብልካ’ዩ ዝሕብር።
      ብጽልኢ ዝተበከል ኣእምሮኻ፣ ደጊምካ ብምሕሳብ ዳግመ ርእይቶ ክትገብር ፈትን። ብቂምን ጽልእን ዝፍጠር ሃገር የልቦን። ስለዝተጻረፍካ፣ ዝያዳ ወዲ ሃገር’ውን ኣይትኸውንን ኢኻ።ይቕረ ምባል ናይ ህዝብና ብሱል ባህሊ’ዩ ። ካብ ኣምላኽ’ውን ዓስቢ ትረክብ እንተድ ኣ ትኣምን ኴንካ። ዘይነበረ ናይ ኣቦታት ባህሊ ሒዝካ ኣይትሃውትት። ጸርፊ እቲ ደረጅኡ ኣዝዩ ታሕቲ ዝወረደ ጠባይ ድሕረትን ድኽመትን’ዩ። ኣብ ጸርፊ ዝተዋፈረ መንእሰይ፣ ኣብ ናይ ሓንጎል ድኽነት ዝተሸመመ ስለ ዝኾነ፣ ሃገር ክሰርሕ ኣይክእልን’ዩ። ጠፊእካ ኣለኻ’ሞ፣ ህላውነትካ ኣረጋግጽ። መንነትካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምቅላዕካ ጽቡቕ”ዩ። ዘይትፈልጦ ቃል፣ትርጉሙዝይትፈልጦ፣ ሰሚዕካ ኣይትጻረፈሉ።

    • @rahelnugusse2662
      @rahelnugusse2662 5 ปีที่แล้ว +1

      Ay Beal dedeb aklikum seb ktenashuwu twelu haki ete tezerb qchqch u zblekumm arefaine tkhkl elka aleka/alelekhi

    • @user-lx8xb4nw2y
      @user-lx8xb4nw2y 5 ปีที่แล้ว

      ብትኽክል ወደይ ንሳቶም እኮ እዮም ዘሕዝንኻ እምበር

  • @biruktawithmaryam332
    @biruktawithmaryam332 4 ปีที่แล้ว +6

    I can't stop listen this music
    Good job semhal shikor

  • @semerebabureytesfay2228
    @semerebabureytesfay2228 5 ปีที่แล้ว +362

    ንስኪ ከ እንተ ሓሰብክዮ❗
    ------------------------------
    ዝባን ወዲ ነይ ብኩናት ክውጋእ
    ምድረበዳ ኣጥሊሉ ደሙ ክውዳእ
    ንስኺ ኸ ተሓሰብክዮ
    ይሰሓቆ ዶ ኔሩ ይብከዮ
    እወ እስከ ----- ሕሰብዮ
    ሓሞት ጥዒምዎ ገዝኡ ዝገደፈ
    ብሰንኪ ጨካን ባሕሪ ሂወቱ ተኾልፈ
    ዝበልክዮ ፈታዊ --------ነብሱ
    እቲ ዕሸል ከ እንታይ ባ ኣቢሱ
    እስከ ሕሰብዮ ❓
    እንተ ሓሰብክዮ ኸ ንስኺ
    ኤዱ እንዶ በሉለይ ኢልኪ ንሓንቲ ሓፍትኺ ዝበኸኺ
    እሞ ኸ ሽሾ ጻጸ ዶ ተቆጺሮም እቶም ኣሕዋተይ
    ዓይኒ ኣደይ ክነብዕ ንስኪ ------- ትጭርቅለይ
    እንተሓሰብክዮ ኸ ❓
    ፈታዊ ነብሱ ኢልኪ ገንዘብ ከተጣራቅሚ
    ምውት ድዩ ህልው ፈታዊ ነብሱ ስከ ሕስቢ
    ይኣክለና ባ ሕጅስ ቀይሪ -------------ጎደና
    ኣይኮነን ክንሰምዓክስ ምርኣይኪ ኣጽሊኡና
    እንተ ሓሰብክዮ ኸ ❓
    ኣብ ሓዘነይ ትስዕስዒ ኣብ ተስካረይ ተጣቅዒ
    ካብ ንብዓት ኣደይ ጠሚዕኪ --------ትበልዒ
    እንተ ሓሰብክዮ ኸ ንስኺ ❓
    ስታይል ቀይርኪ ተመጻኽናስ ናይ ልብኺ ዲኺ
    እንተ ሕሰብክዮ ኸ ንስኪ ❓
    ነዛ ጋል ስከ ግለጹለይ በጃኹም ኣነስ ቃላት ሓጺሩኑ::

    • @Matti1533
      @Matti1533 5 ปีที่แล้ว +1

      Thank u bro xbqti gtmi

    • @azebhadish2568
      @azebhadish2568 5 ปีที่แล้ว +1

      thank you zhawey btaemi xbuq gtmi

    • @filitik9335
      @filitik9335 5 ปีที่แล้ว +13

      Anbesa fnann app ms aqreba kria mexye seni

    • @samrawitabraham9125
      @samrawitabraham9125 5 ปีที่แล้ว +1

      Zerdea entekyn meglx hbekay eka zhawey

    • @awettesfazgi6925
      @awettesfazgi6925 5 ปีที่แล้ว +1

      Eza gtmi waneta natey aynserake please

  • @shadueri3338
    @shadueri3338 5 ปีที่แล้ว +1620

    ናይ ዛ ጋል ደርፊ ትሰድልና ዘለኩም ቻናል ውን ምስ ሰምሃር ደሓን ኩኑ ኢለ ተፋኒየኩም ኣለኩ ከምዚ ከማይ ሳብስካራይብኩም ድስሓብኩም ላይክ ክበሩ

    • @user-og6cm2pp4g
      @user-og6cm2pp4g 5 ปีที่แล้ว +10

      qedamy alekulka xelioyom kmewut delye

    • @user-oz3ly8ch8x
      @user-oz3ly8ch8x 5 ปีที่แล้ว

      👆

    • @samsomtewelde1870
      @samsomtewelde1870 5 ปีที่แล้ว +1

      edey sihibe ye thank you bro

    • @redaemichael1416
      @redaemichael1416 5 ปีที่แล้ว +3

      😀😀 116 like hibomka afsiska do 😅😅👉1/2 seb denkoro 10♣️flower

    • @vraivienatu4765
      @vraivienatu4765 5 ปีที่แล้ว +3

      Nay behaki Ane wn kema enda belku iye Ane shibe Aleku bro

  • @bereyaytimxuni7740
    @bereyaytimxuni7740 5 ปีที่แล้ว +10

    Ya deqi erey sorry aytihazuley imber n deqi yowhannes krie kelekus ita aytitehamel tbl derfi ab rsey qijil tbleni kemzi kemay tkonu b like habiruni 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bethihabibi6176
      @bethihabibi6176 5 ปีที่แล้ว +1

      Ata humum dikum aytehamel KAB resehum demsezuo

  • @promisedlandpromisedland4672
    @promisedlandpromisedland4672 5 ปีที่แล้ว +9

    Semhar ati guhaf chenawit mitiri

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว

      FIRE NAY HIGDEF DEA INTAY KITGEBIR TISAREF IMBER!

  • @misgnamussie
    @misgnamussie 5 ปีที่แล้ว +538

    መጠንቀቅታ ናብ ELLA RECORDS ሪኢይቶ ናይ ሰብ ትድምስሱ ኣለኩም ማዓበል ናይ ህዝቢ ናባኩ ክወድቅ ዩ
    ሽኮሪናታት ሳብስክራይብኩም ሰሓቡ
    እቶም ዝሰሓብኩም like ርገጹለይ

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 ปีที่แล้ว

      Misgna Mussie ewe gdn xbuq aleka

    • @bisrata.8213
      @bisrata.8213 5 ปีที่แล้ว +2

      ሱቕ ብል አታ ፋራ አብዚ ብጥርሑ ከይከፈልካ እንዳ ረአኻ ሰብ አይትረብሽ ጣዉላ

    • @user-ke8dc6vp4c
      @user-ke8dc6vp4c 5 ปีที่แล้ว

      @@bisrata.8213 sekt ata tigrina dzareb amharay nskatkum dea entay gedishkum bexabx

    • @meharitse3572
      @meharitse3572 5 ปีที่แล้ว

      @@bisrata.8213 kkkkkk nska anber tawla ati ab intranet atika tsema genzab ke zwesd zengiaka aleka

    • @miremeles1343
      @miremeles1343 5 ปีที่แล้ว

      Xebktiy hasab !!!!!!

  • @gerekibrom1709
    @gerekibrom1709 5 ปีที่แล้ว +56

    ደቂ የውሃንስ መን ክሰምዓልክን ደርፊ ተውጻ ኣለኽን። እቲ ዝጸረፍክንኦ ለዋህ መንእሰይ

    • @genetgirmay8930
      @genetgirmay8930 5 ปีที่แล้ว

      ሓደ ሚሊዮን እኮ በጽሓ ብደርፈን ትቃዛዘዩ እናወዓልኩምስ

  • @user-sl4mp6dr6t
    @user-sl4mp6dr6t 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብልቢ እየ ዝፈትወኪ ሰምሃረይ❤❤❤❤❤

  • @eelias3043
    @eelias3043 5 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ ደርፊ ጽቡቅ መልክዕ፡ ቅንጥስጥስ

  • @mussieentertainment4326
    @mussieentertainment4326 5 ปีที่แล้ว +74

    Ela TV
    Tetenkeku nay deki yohanns derfi aytetwu nskum kea enjerakum keytaxwu seb keyxelakum

  • @muller6951
    @muller6951 5 ปีที่แล้ว +133

    ,ደቂ ኢረይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ንሕና ድማ መስል ኣለና ኣድማ ክንገብር እንኮላይ ነዛ Chanel ነጠንቅቅ ኣለና ድሕሪ ሕጂ ናይዛ ሰባ እዚኣ ከይሰዱልና : ስቃይ ህዝበይ ዘይርድኦ ጽላእየይ እዩ !!!! ካብዛ Chanel ወጼኤ ኣለኹ ኣነ!!!!

    • @user-st6oj8wt4i
      @user-st6oj8wt4i 5 ปีที่แล้ว

      አነ ከማን ሐወይ ናተይ

    • @delina6766
      @delina6766 5 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ናተይ እንታይ ኪንገብር ከ ናብዚ chamel ኪንምለስ ዋላ ዉን ንሶም ኪንደይ ግዜ ኪፍንዉ ኡሎም ባዓሎም ኪስሐንዋ ዶ ኮይኖም

    • @tekiaandebrhan7209
      @tekiaandebrhan7209 5 ปีที่แล้ว

      💪💪💪💪

  • @abrehamtaye5313
    @abrehamtaye5313 2 ปีที่แล้ว +3

    አሁን ነው የገባኝ መብቷ ነው ያመነችበትን ማለት እኖድሻለን ከኢትዮጵያ

  • @user-op6fh3py1z
    @user-op6fh3py1z 5 ปีที่แล้ว +10

    ንስኪ ከ ተሓሰብክዮ ብድሕሪ አይትታሃመል ላይክ ክትረክቢ ትደልይ ዶ

  • @user-ck3vh1bz6u
    @user-ck3vh1bz6u 5 ปีที่แล้ว +57

    ኣነ ኣብዚኣ ክንደይ unlike ክምዘረከብኪ ክሪኢ ኢለ የ ዝመጽእ ክሰምዕ ከይመስለኪ መን ኣሎ ከማይ like

    • @abelanday8972
      @abelanday8972 5 ปีที่แล้ว +1

      abzia aleku hade eyu tebayna meslni.

    • @user-ck3vh1bz6u
      @user-ck3vh1bz6u 5 ปีที่แล้ว +2

      @@abelanday8972 ኣብዚ unlike ክንገብር ኢልና ከም ንኣቱ ዘለና ክትፈልጥ ኣለዋ ወረ ኣነስ ሪአ ኣይወዳእክዋን ክውዳኣ ዓቅልይ ጸቢብኒ ፎእእእ

    • @abelanday8972
      @abelanday8972 5 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ck3vh1bz6u entay gedshka terio stop girka unlike teray teazeb.

    • @kalabeabraham9359
      @kalabeabraham9359 5 ปีที่แล้ว +1

      ኩሉ ክሓልፍ እዩ ህዝበይ ደቂ ኤረይ
      Me too bro

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot8122 5 ปีที่แล้ว +42

    ደቂ የውሃንስ ነቲ መኪቱ ሀገር ዘድሓነ መንእስይ ከተቃነጽባ ንሀገር ሓንቲ ዘይገበርክን. አንትን አክላባት.

  • @tzegarditzegardi3565
    @tzegarditzegardi3565 5 ปีที่แล้ว +7

    Beautiful voice I like it

  • @foreverlove6331
    @foreverlove6331 5 ปีที่แล้ว +6

    ህዝቢ ኢርትራ ሓዳግ ይቕረ በሃሊ እዩ።ኣምላኽ ሰማይ ሃገርና ከቅንዓልና ይቅረ ንበሃሃል።ይቅረ በሉላ።ብሱል ሰብ ካብ ጌጉኡ ይመሃር።ኣምላኽ ሓዳግ ምሕረት ዝህብ እዩ ዝፈቱ።ከምቲ ዓለም፡ብምሕረቱ ትነብር ዘላ።

    • @eritube9777
      @eritube9777 5 ปีที่แล้ว

      Forever Love 👍❤️🥰🥰😍

  • @bruksolomin2725
    @bruksolomin2725 5 ปีที่แล้ว +163

    ኣነ ዝገርመኒ ሰብ ክቕበለኒ ኢላ ድያ ትልምን ዘላ ንሰምሃር ዝጸልእ ላይክ ያሃበኒ ኣነ ማራ እየ ዝጸልኣ ወዘተ

    • @praiselordamen4328
      @praiselordamen4328 ปีที่แล้ว

      ዐጋመ ዘይኮነት እሞ who cares 😂😂😂

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 5 ปีที่แล้ว +37

    ህዝብኻ ኣይጽላእካ ኣንቱም ሰባት!!!!!! እዋእ ናይ ባሓቂ ካብ ህዝብኻ ዝጸልኣካ ዋላ ሓውኻ ክጸልካ ይሓሽ!!!
    ኣነ ንደቂ ዮሃንስ ሓንቲ ምኽሪ ክመኽረክን ህዝብኽን ተቐዩምክን ኣሎ፡ ተደቢርክን ይቕረታ በልኦ!!!!! ወዳሓንክን

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 5 ปีที่แล้ว +8

    ሰምሃር፡ዳናይትዮሃንስ፡ሙዚቃክንኣይሞንዎንየ፡ሽኮራትብጣዕሚእየዝፈትወክን፡ጥዕና፡ይምነየልክን።ሀዚዉንቡዙሕንፅበካባክን፡ኣድናቂትክን፡ካብትግራይ።

    • @eritube9777
      @eritube9777 5 ปีที่แล้ว +1

      marilyne abou rizk 😍👍

  • @abelbereket1759
    @abelbereket1759 4 ปีที่แล้ว +7

    Samu haftey ajoki ykre yknki mkrti ♥️🇪🇷

  • @user-rx2dx7ns1v
    @user-rx2dx7ns1v 5 ปีที่แล้ว +25

    ሰምሃር, ኢሰያስ , ደናይት ልብኩም ዝሰበርዎ እስከ like ግበሩ ክስቆሮም ይነዓል ነጃውስ ዋሒድ። ኣብ ውሽጢ ኮይኖም ካብ ዝደርፉ ወዲ ቀሪን ኣለኩም ምስ ቃንዛ ህዝቡ ዝደርፍ ዕድመን ጥዕናን ንወዲ ቀሪነይ።

  • @NATRAN01
    @NATRAN01 5 ปีที่แล้ว +77

    ጥዑም ደርፊ ግን ዲሲ ኪ ኣውሲደኪ ኣለኩ
    ን ሰምሃር ዝጸልእ ሃበኒ like yyy

  • @niyatosbaninas
    @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +4

    I love this aritst music. I listen it day in and day out. DO NOT CARE WHO SHE IS OR WHERE SHE IS FROM.

  • @almazabraha
    @almazabraha 3 ปีที่แล้ว +7

    ሰምሃርይ ንፍዕቲ ድራፊት።

  • @user-sr4ho3cf6s
    @user-sr4ho3cf6s 5 ปีที่แล้ว +281

    ንሰምሃርን ደናይትን ኢሰያስ ሃለቃ ዝጸልእ ላይክ ጌሩለይ ይሕለፍ።
    ነዞም ኮራኹር ህግደፍ ፣ ኣይትተሃመሉ ኢኹም ብናይ ፍቕሪ ጌራ ከይተሽክዐኩም

    • @martamulugeta9980
      @martamulugeta9980 5 ปีที่แล้ว

      ኢንታይ ከዓብሰልካ

    • @liverpoolmahid1234
      @liverpoolmahid1234 5 ปีที่แล้ว

      Ne gezeom tesmeyom gemsha

    • @hizbawitmesgina3353
      @hizbawitmesgina3353 5 ปีที่แล้ว

      Anta donkoro resi zeyblka.hasab nata eu emo entay gesdhika ewa.hasaba kteglses aytklen diya

  • @user-qv9ny9ey9d
    @user-qv9ny9ey9d 5 ปีที่แล้ว +17

    ንስኺ ፍቕሪ ፍቕሪ ክትጻወቲ ነዓና መንደረጋሕ ደርቢኽልና።

  • @user-du6kr3vt6l
    @user-du6kr3vt6l 5 ปีที่แล้ว +11

    ሰምሃረይ ካብተን ኣለዋ ዝብለን ደረፍቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ነይረ ግን ሰምሃር ሓፍተይ ብእግዚአብሄርኪ ኣክዳድናኪ ቅለነትኪ ካብመጠን ንላዕሊ ኣክፊእኪ ከምናይ ቀደምኪ ይሐሸኪ እድብተይ ሶ ይመችኪ ብዘለክዮ ናይሰምሃር ድምፂ ዝተመቸወኩም ላይክ

  • @fesshayedesta350
    @fesshayedesta350 5 ปีที่แล้ว +8

    ብዘይ ምግናን ንምግላጽ ዘሸገርትኒ ደራፊት እንተሃልያ ሰምሃር ጥራሕ እያ ብልጽቲ ሰብ

    • @fisahafutwi6291
      @fisahafutwi6291 5 ปีที่แล้ว +1

      In Eritrea is money artist lol 👌

  • @kelenanfaqer6960
    @kelenanfaqer6960 5 ปีที่แล้ว +149

    ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ገርናያ እዛ ሰብ እዚኣ ዘይትጠፍአልናያ ካሊእ ሞያኣ ዘይትደሊ ባህልናን ክብረትናን ዝገልጹ ስነጥበባውያን አኮ ኣለዉና

    • @esayasretee4990
      @esayasretee4990 5 ปีที่แล้ว

      ገንዘብ ነዋጽእ ኣለና ናይ ራሻይዳ

  • @MN-zv9gi
    @MN-zv9gi 5 ปีที่แล้ว +135

    ይአክል ."*
    የማነ ባርያ ጸውዑለይ
    ይአክል ኢሉ ኽገጥመለይ
    አብርሃም አፈወርቂ ጸውዑሉይ
    ተስፋ'ዮ ስንቀይ ከዚመለይ.
    ኣሕ አየ ኤርትራ እዚን ሕዝኺ ተረፍኪኪ!!

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +3

      Man yo 20 ajoka Kiros kea slena

    • @yordanosnegash4462
      @yordanosnegash4462 5 ปีที่แล้ว

      👎👎👎👎👎👎👎👎👎

    • @MN-zv9gi
      @MN-zv9gi 5 ปีที่แล้ว +1

      @@yordanosnegash4462 kkkkkkk

  • @bini20102010
    @bini20102010 5 ปีที่แล้ว +7

    beautiful voice....

  • @rimhabeshawiboy8643
    @rimhabeshawiboy8643 5 ปีที่แล้ว +9

    Ykre belu ykre kbehalelkum iyu zbl eti hadag egziabher

  • @user-qs3ik5px1h
    @user-qs3ik5px1h 5 ปีที่แล้ว +78

    ልቢ ህዝቢ ሰይርክስ ሕጂ ከኣ መጺኺ ኣየሕፍረክን ድዩ ኸ ወረ ይቕረታ ኣይትሓትን ዲኺ ኸ

  • @user-yd1ww4of1v
    @user-yd1ww4of1v 5 ปีที่แล้ว +114

    ኣነ ወን ካብዛ ቻነል ብሰንኪ እዛ ድቃላ ዝኮነት ሰብ ኢደይ ሲሒበ ኣለኩ ወድሓንኩም ከምዚከማይ ክትህልዉ ድማ ተስፋ ይገብር

    • @user-sw5cr8ul6r
      @user-sw5cr8ul6r 5 ปีที่แล้ว +1

      amanuelmb medhanie ፋራ ኮይንካ ስጋብ ሎሚ ፀኒሕካ እምበር ኣነ ዓመት ጌረ ኢደይ ካብ ዝስሕብ

    • @Entertainment-ri3be
      @Entertainment-ri3be 5 ปีที่แล้ว

      @@user-sw5cr8ul6r haha

  • @huruyasrat3721
    @huruyasrat3721 5 ปีที่แล้ว +8

    ተሓሰብክዮ ከ ንቅረ ዶ ዓይኒ ይሕሰዮ ሰምሃር ሽኮር

  • @kibromasgodom8818
    @kibromasgodom8818 5 ปีที่แล้ว +6

    ሰምሃሪኖ ሽኮር ሓሲበዮ እየ ኣጋግየሙኺ እምበር ነዓይ ክትብድሊ ከምዘይ ትብገሲ ርዱእ እዩ ኣጆኺ

  • @delaytselam6909
    @delaytselam6909 5 ปีที่แล้ว +116

    አላ ሪኮርድስ ኣገልግሎትኩም ንህዝቢ ተኮይኑ ተጠንቀቁ ነዘን ሰባት ኣይተምጹልና በቃ ኣይንደልየንን ኢና።

    • @filieri9056
      @filieri9056 5 ปีที่แล้ว

      asmera asmera hahahaha men ybluka wedey ata xenh elnas gele knseme ena ata fara wahid 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 emo yelen

    • @qanapage5712
      @qanapage5712 5 ปีที่แล้ว +3

      @@filieri9056 tekefilka dika tserh ab kulu nay melsemetiqati
      Comment ktxihif riaka men eyu abekato qoxirka ms kbretka suq deytibil
      Ane niabnet seb hansab tegagiyu ele beti ztegageyo ayferdon eye nkulu gize
      gn kea beti zderefeto qdmi hji tebedelti tetezarebu ayekfialomn eyu esa gin kem derafit meten nztegageyeto byqreta ktdbso neyruwa
      Nska wn endihir teqoxirka tokonka nsemae zerasars comment xehaf ember kemzi tgebro zeleka nska wn anxara eka telaelka zelelka
      Ab kulu Comment kkkkkkk

    • @michaelforgiveness2964
      @michaelforgiveness2964 5 ปีที่แล้ว +2

      unsbscraibe gberwom

    • @filieri9056
      @filieri9056 5 ปีที่แล้ว +1

      Mase mase Media hahahaha ata hawey natey newspaper zakl words xhifkas gn kulu fre zeyblu ane zbl zeleku let’s support her why we hate to our people to our blood 🇪🇷 Hji ke berihlka do wala etia previous nata derfi semieya eya welehanti hmak yeblan entay dea kulatna kab haki knhadm sle zdelena ember.... fetawi nebsu ybla nieren msh haken endiyen emo nebsna sle nfetu endina bsenki hade seb ab sdet sefirna zelena so think twice before you plan to respond ma friend ✌🏽🇪🇷

    • @delaytselam6909
      @delaytselam6909 5 ปีที่แล้ว

      @@qanapage5712 ምስ በዓል ፊላዊ ምምልላስ ደኣ ስራሕ ምሳን ኮ ዩ ሓወይ አዚኦም ኮ ኮራኩር ናይ ህግደፍ ዮም።

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y 5 ปีที่แล้ว +42

    ደሓን መዓልትክን ኣብቂዑ እዩ መን ይፈልጥ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ንራከብ ንከውን ንሕና ጸጊምና እምበር ተሃሚልና ኣይኮናን ወጺና ክንብለክን ደቂ የውሃንስ ጽሉላት

  • @godislovegodislove619
    @godislovegodislove619 5 ปีที่แล้ว +7

    የሕዋተይ ኣይትጺረፊዋ ጸርፊ ናይ ሕማቃት እዮ ናይቱም ኣብ ሳሂን ባሕሪን ዝመቱ የሕዋትና ማስጢኦም ኪወሪዳ ኢዮ ኣይምሰልኩም

  • @mekinahmed4583
    @mekinahmed4583 4 ปีที่แล้ว +6

    I.m froom Ethiopian i love you semhar youhannes

  • @user-dy7up5uk7f
    @user-dy7up5uk7f 5 ปีที่แล้ว +41

    By by Ella Records

  • @user-lx7qx2xy3s
    @user-lx7qx2xy3s 5 ปีที่แล้ว +48

    ኣእላፍ የዋትና ኣብ ባሕሪ ሳህራ ከም ቖጽሊ እዳረገፉ ከለዉ ኣይትታሃመሉ ኢልክናና እዳሳሓክን። ኣንህና ምንእሰያት ድማ ናይብሓቂ ዓንዲ ሕቆና ተሰቢርና ኢና፡ ህጂ ድማ ዓንዲ ሑቆክን ተሰበራ ደቂ ዮውሃንስ 0። ሓቀይ እንተሃልየ like ኣግርጭው ኣብልኒ ደቂ ኢረይ ሸካኩርርርርር

  • @sulemansied4392
    @sulemansied4392 5 ปีที่แล้ว +4

    እታ ኣይትታሃመል ክዝክራ ከለኹ መመሊሱ ኢዩ ዝግንፍለኒ
    ወስ እንዶ ኣብል ዓቕምኻ ግበር
    ቅድሚ ሃገር ንነብስካ ኣይቲበል
    ወኻሩ ሂወትና ክንከፊል ወፊርና ዚነበርና ኢና እኮ

  • @terryhenry9107
    @terryhenry9107 5 ปีที่แล้ว +9

    ትሓሰብክዮ ንስኪ ከ ንሕዋትኪ በሕዋትኪ ክትላገጺ ትሓሰብክዮ እንታይ ይብላኒ ኣዴታት እዞም ኣብ ሳህራ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሓለፈት መንእሰያት ዘይምሕሳብኪ ተሓሰብክዮ ከ ከመይ ላይክ ትጽበዪ ።ብዝኮነ ሕጂ ውን፡ኮነ ኢልኪ ኢኪ ደሪፍክያ ኤሮፓ ንስኪ ከማን ትፈልጥዮ ኢኪ ሓሳዊት ኤርትራዊ ነብሱ ከድሕን ኢዩ ወጽዩ ንሃገሩ ካ ዓቅሙ ዘየበርከተ የለን ብሃገሩ ዘይሓምም የለን ንስኪ ከማን በዚ ገፊሕ ኣፍኪ ሃገር ኢልኪ ስለ ዝዘመርኪ ዲኪ ከም ትፈትውያ ከተምስሊ ሕጂ ከማን ይቅሬታ ብግቡእ ሕተቲ ነተን እቲ ሓደ ወደን ኣብ ዂናት እቲ ሓደ ኣብ እሱርቤት እቲ ሓደ ኣብ ሳህራ ዝሞተ እቲ ሓደ ኣብ ባሕሪ ዝሞተ እቲ እንኮ ዝተረፈ ካ ኣብ ፍቀዶ በረካ ምስ ሻዕብያ ኮለል ዝብል ዘሎ ንማህጸን ኣዴኪ ኢኪ ጸሪፍኪ ሃላይ በላዒት ክልተ ስጋ ዘይሕሰብ ኢዩ ላይክ ብሕጂ ክልተ ግዜ ዶ ክንጽፍዕ ኮና የለን የለን የለን ።ምሳይ ዝሳማማዕ እንተሎ ክሳብ ነዚ መንእሰይ ተመስግን ደርፊ ተውጽእ ወላ ጥራይ ነብሳ ትምጻእ ናብ መድረኽ የለን ላይክ።

    • @efibajo269
      @efibajo269 5 ปีที่แล้ว

      Nice jigna

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว

      Be a man/woman of reason. hate is the character of weak people.

    • @tedrosmahari9962
      @tedrosmahari9962 5 ปีที่แล้ว

      @@niyatosbaninas ya kemey aynet seb eki ezia tray dya English .kale kalat temahari..nayhemamey bitch of hegdef

    • @niyatosbaninas
      @niyatosbaninas 5 ปีที่แล้ว +1

      @@tedrosmahari9962 ttacking and insulting people doesn´t take anywhere. I hope you to change your aggressive mind. I argue that
      everything is possible but there are limitations on some things. Impossibility comes only when you beleive it does.

    • @tedrosmahari9962
      @tedrosmahari9962 5 ปีที่แล้ว +1

      @@niyatosbaninas sorry nayhemamey

  • @aberaguayla42
    @aberaguayla42 5 ปีที่แล้ว +459

    ገጽኪ ትከውል ረሳሕ ጎሮሮ ነዛ ፎካስ ዝጽልአ አስከ like ይግበረለይ።

    • @tesfaldetgebru8428
      @tesfaldetgebru8428 5 ปีที่แล้ว +3

      ክሮስ ቆንዳፍ ድንቀሮ

    • @cento628
      @cento628 5 ปีที่แล้ว

      kiros Asfha king of music
      ንስካስ ወዛል ቦርኮ

    • @abiabiti7240
      @abiabiti7240 5 ปีที่แล้ว +2

      @@aberaguayla42 ፋክ ኣጸሓሕፋ ተጋጊካ ኣለኻ

    • @aberaguayla42
      @aberaguayla42 5 ปีที่แล้ว +1

      @@natesnetwork entay gedeseka nska ke abey aleka

    • @alextek8741
      @alextek8741 5 ปีที่แล้ว +1

      Kiros kondaf AGAME

  • @teswedi6781
    @teswedi6781 5 ปีที่แล้ว +236

    ሰምሃር ሓፈተይ ሰብ ዝዘርኦ ከም ዝዓጽድ ሕጂ በሪሁ ክከውን ተስፋ እገብር

    • @LimitLess-Imagination-
      @LimitLess-Imagination- 5 ปีที่แล้ว

      Tesfay Gebreyohanes
      እንታይ እያ ዘሪኣ እንታይ ኮን ያ ዓጺዳ

    • @brkomandat3300
      @brkomandat3300 5 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 5 ปีที่แล้ว +1

      @@LimitLess-Imagination- ሰክት ጸማም

    • @manutd5936
      @manutd5936 5 ปีที่แล้ว

      @@BETESEB1972 xemam keman awhidkalu ember do ke riesi alewo yu. Riesu mekemti cheguri tirah eyu zitkemelu hasibilu ayfelitin yu.

    • @samikesete9511
      @samikesete9511 5 ปีที่แล้ว

      Wirklich bro

  • @yodittsehaye644
    @yodittsehaye644 5 ปีที่แล้ว +4

    Good job Semhar. Dont bother about some of the negetive comments. No one can change that you are an amazing singer.