WAKAtv - Yonatan Tadesse (Dulla) - Nqts'ye elelki/ንቕጽ'የ ኢለልኪ - New Eritrean Music 2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • WAKAtv presents you Dulla's new Eritrean music clip in Full HD.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @temesgentekle7414
    @temesgentekle7414 ปีที่แล้ว +49

    ክትመውት ኣይነበረካን በቃ 😭😭😭ዘይወጽእ ኮይንኒ ሎ ናዓይ 💔ኣይኣመንኩን 🥺

    • @WAKAEntertainmentTV
      @WAKAEntertainmentTV  ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ !!!!!!

    • @Aqbix89
      @Aqbix89 ปีที่แล้ว

      @@WAKAEntertainmentTV ab mewedata To be continued ila wedia eza derfi part 2 meqexelta derfi alewa dyu?

    • @hiyabsimon484
      @hiyabsimon484 ปีที่แล้ว

      አወ ክመውት ኣይነበሮን

    • @user-df2tb5wv4i
      @user-df2tb5wv4i 10 หลายเดือนก่อน

      @@Aqbix89 ق

    • @solomonghebremikael1335
      @solomonghebremikael1335 8 หลายเดือนก่อน +1

      Alem Godelo , Ahhh my tears are flowing my Favourite young singer with a unique styles Dula hawey zelealemawi Erefty yhabka. N Sdrabetkan Fetewtkan tsneat. yhab.

  • @Fanieltesfay
    @Fanieltesfay 2 หลายเดือนก่อน +11

    2024 zsemaa like rgex

  • @hawisereki8302
    @hawisereki8302 7 ปีที่แล้ว +14

    ዱላ ዓርከይ ከመይ ዲካ ናይ ሙደይ like አስከ ሃቡኒ ወላ ኣይከሰብ ብሩኽ መዓልቲ ክዉዕል

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e ปีที่แล้ว +10

    ምሕረት የውርደልካ ዮኒ ሓወይ ኣምላክ ንእስነትካ ይርአ🥺🥺🥺🥺🥺🙏🙏🙏

    • @user-jj9ck6gn5e
      @user-jj9ck6gn5e ปีที่แล้ว +1

      @@Blien33 ዝሓዊ እድዩ መሲልና ነይሩ ኣምላክ ክኣ ፍቃዱ ኮይኑ 🥺🥺🥺

  • @Longtime-mw1jq
    @Longtime-mw1jq ปีที่แล้ว +13

    ኹሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣለኻ ዱላ ❤😭

  • @user-te7yo6re5k
    @user-te7yo6re5k ปีที่แล้ว +23

    መንግቲ ሰማይ የዋርስካ ዮኒ ሓወይ 🙏💔💔💔😔😭😭😭

  • @feremitku221
    @feremitku221 6 ปีที่แล้ว +11

    ውይይይ ይሄን ልጅ ስወድለት ሁሉ ነገሩን ኢሬዎች ውስጤ ናቹ

  • @mesiywolde9406
    @mesiywolde9406 7 ปีที่แล้ว +27

    የኔ ቆንጆጆጆጆጆ ስወድክ እኮ 😘 ዮናታዬ ማረይ ኢትዮጵያ ሆኜ ያንተ ፎንቃ አስችገረኝ

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +303

    ዮኒ ሓወይ ጽቡቅ ደርፊ ክሊፕ ሞ ምስናይ ሓረካቱ ብጠዓሚ ኣድኒቀዮ ፉሉይ እስታይል ሕጂ ካኣ ኣይቀነናን ገዛ ዓጺካ ምስዕሳዓ ክጅመራ ኢየን እዘን ኣዋልድ ጽብቅቲ ደርፊ ወሪዳትለን ክክክክ፡ እስኪ በሉ እቲ Like ንሃቦ ዋላ ውን እታ ቻነል ኑኡሽተይ ኢያ ሳብስክሪብ ንበለሎም፡ግጥምን ዜማን ከኣ በዓልካ ኢካ ንፉዑ ኣጆካ

    • @user-vg3gb6fm9z
      @user-vg3gb6fm9z 7 ปีที่แล้ว +9

      Tesfie Habteab ane naka iye zdniqeka kabzom kilom comment zxihfu ab kilu commentika tekatatileyo btami des zebil iyu tesfa zhib nsnetbebawyan iyu qexilo iye kibleka zdli bro

    • @tesfiehabteab1051
      @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +7

      Tiger View ፡Thenk you ቡሩክ ሓወይ ካብ ልቢ የ ዘመስግነካ

    • @gebreabfkadu475
      @gebreabfkadu475 7 ปีที่แล้ว +4

      Tesfie Habteab ኣታ ክንደይ ትዛረብ ሽኮር ወዲ

    • @nebseytsewarkuni5025
      @nebseytsewarkuni5025 7 ปีที่แล้ว +5

      Tesfie Habteab nay behaki dey adnekuka ay halfn eye bruk hawey abkulu etxhfo nay behaki nsnetbebawyan morl zhb eyu kexlo zhawey

    • @marthaabbay2735
      @marthaabbay2735 7 ปีที่แล้ว +5

      Tesfie Habteab kemy deka nfue mnesy mlhaska hmk deywxo Eg/Ybarka hawey GBU😍

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +228

    ጽቡቅ ግጥሚ ምስ ዜማ ። ሓዲሽ ቅዲ ምምጻእ ኣመና ደስ ዘብል እዪ ። ሳብስክራይብ ኣይንረስዕ ኣሕዋት ።

    • @natnaelegmating7605
      @natnaelegmating7605 7 ปีที่แล้ว +1

      ነሽነሽ ተስፈኣለም nay hemamay kemay. Deke teksinani nashu Weganay

    • @welduhaile6250
      @welduhaile6250 7 ปีที่แล้ว +4

      ነሽነሽ ተስፈኣለም "ደቂ ሎሚ ገዛ ዓጽና መሳዕስዒ ትክነና"ክክክክክ ተሳማምዕ እያ

    • @dejenhagos3724
      @dejenhagos3724 7 ปีที่แล้ว +3

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ajeka wedi Adey

    • @danaytgualmekelle981
      @danaytgualmekelle981 7 ปีที่แล้ว +2

      ነሽነሽ ተስፈኣለም kkkkkkkkkkkkk texawitekaya

    • @gualerishikor4222
      @gualerishikor4222 7 ปีที่แล้ว +1

      haha😂😂 nay bhaki zerba ya zia neshu 👍

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +143

    ኣነ ከኣ *3.55* ዘላ ጓል *ድርቕ* አየ ኢለላ! ዮኒ መቅሰን *ኣቦ ሓድሽ ቅዲ* always brand new style .*like* ሃቡለይ👍

    • @bizubuzy
      @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +7

      JeTu sTaR**** ክክክ ዘይተክቀደምኩ ዘይ ክሳብ ዝጽህፍ አዮም ቀዲሞምኒ.

    • @bizubuzy
      @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +5

      ያያያ Tesfie Habteab ዓርከይ ደቂስካ አንዳበልኩ ተረጋጌ ጸኒሐ ብገለ ኣወጊዕካኒ! top comment geroma...አኮ ሎም ኣይትገድፈልና.በል አስኪ 2ይ ምካን ከኣ ኣይክለኣና.

    • @rosabelnetwork7796
      @rosabelnetwork7796 7 ปีที่แล้ว +4

      bizu buzy kkkk

    • @bizubuzy
      @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว

      aleku khluye gena

    • @user-tx7ou2ws1t
      @user-tx7ou2ws1t 7 ปีที่แล้ว +2

      Bizu Buzy ንስኻ ደኣ ምስ ዝረኣካያ ንቁጽ kkkኣቅሪበ እየ subscribe ኣይትሕመቅ

  • @wizabdi7576
    @wizabdi7576 7 ปีที่แล้ว +76

    Am from ethiopia but i love eritrean music

    • @habeshaqueenrihannamyidol4911
      @habeshaqueenrihannamyidol4911 6 ปีที่แล้ว +2

      wiz abdi family tegenagntenal hhhh

    • @lenoretedebeka8840
      @lenoretedebeka8840 3 ปีที่แล้ว +1

      We love u too

    • @hadiegaabraham6346
      @hadiegaabraham6346 2 ปีที่แล้ว

      @@habeshaqueenrihannamyidol4911 CC p

    • @kibrotekle
      @kibrotekle ปีที่แล้ว

      And we love Ethiopians music especially tigregna

    • @ZewoldRaya
      @ZewoldRaya ปีที่แล้ว

      እነሱ እራሱ እንዳቺ ነው እሚኮምቱት እዚሁ ናቸው 😆😄

  • @azmarinohop5707
    @azmarinohop5707 7 ปีที่แล้ว +78

    ዱላ ሓቢቢ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ከምኡ ዉን ክሊብ ኣዝያ መሳቲት ይበል ይበል ከምዚኣስ ኣይተራእየትን ገለ ዓይነት ካብኩሉ ምስቲ ናፍኮት ናይ ጎደናታት ኣስመራ ዘለና ረይሕካና ሓባይብ ላይክ ኮመንት ኣይነዉሕደልኡ ያጀምዓ ከምኡ ዉን ንዓይ 100%

    • @azmarinohop5707
      @azmarinohop5707 7 ปีที่แล้ว +9

      ኬፍ ዘለዋ ምቅርቲ ደርፊ ምስ ኣዝማሪኖ ኣስመረይቲ ያዓኽ ካብ ኩሉ ጎደናታት ኣስመራ ክሊባ ኣይትበል ሜሎዲ ኣይትበል ላይክ ሃቡለይ ሓባይብ

    • @user-xl6qj6qf8l
      @user-xl6qj6qf8l 7 ปีที่แล้ว +2

      Absie Azmarino Only Hop ላይክ ድኣ ክውሕደካ አዩ ሼር ጌረልካ ኣለኩ::

    • @ethio_eri_music5030
      @ethio_eri_music5030 7 ปีที่แล้ว +1

      👏👏👏 no words bro u r one of the Top tigrgna singers on my list.

    • @natsnetmahari8674
      @natsnetmahari8674 7 ปีที่แล้ว +1

      Валентин Токарев what is your comment? Which language is this?

    • @lloveeritreacountry9420
      @lloveeritreacountry9420 7 ปีที่แล้ว

      Eritrea language and Eritrean Music

  • @kysgksjwtvnzgjsgjz6858
    @kysgksjwtvnzgjsgjz6858 7 ปีที่แล้ว +7

    እዛ ወዲ ናይ ብሓቂ ፍሉይ ቕዲ እያ ትሰርሕ ኣድኒቀያ ገለ ክትሰርሕ ተስፋ ይገብር በርትዕ ኣጆኻ

  • @maebelhassen6784
    @maebelhassen6784 7 ปีที่แล้ว +2

    ዮኒ ሓቢቢ ንሳ ነዓካ ገለ ጌራትልካ ንስካ ከኣ ነዓይ ገለ ጌርካለይ!!! ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ዚማኣን ግጥማን ፈጠራውነት ምንቕስቓስካን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ንፉዕ ፈራዳይ እኳ ተዘይኮንኩ ንፉዕ ኣስተማቃሪ ግን ይከውን እየ ስለዚ ከስተማቅረካ እየ እሞ ቀጽሎ ቀጽሎ ቀጽሎ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ

  • @gualeriasli3953
    @gualeriasli3953 7 ปีที่แล้ว +18

    "ገለ ኢኻ ጌርካለይ"
    ዬኒ ወዲ* መጸለለይ
    ይበል በቃ መግለጺ የብሉን
    ዊ ላቭ ዩ ❤ እንዳ ጠፋእካና እንዲኻ
    ከም ንናፍቐካ እንዳፈለጥካ'ስ ✌

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 7 ปีที่แล้ว +9

    ኣቱም ሰባት ሓንቲ ምሳይ ዘላ ጻዕዳ ጋል ሲ ንዓይ ዘየፍቀረት
    ስ ን የናታን ኣፍቂራቶ። ኣብዚኣ ከለኹ ጥራይ ሰለስተ ጊዜ ድገማ ኢላትኒ ገለ ካብቲ ትብሎ ቃላት " wow, I like this guy. Look at his style Oh My God. I love this guy. "እንዳበለት ልባ ስልብ ኢላ። ገለ ዓይነት ደርፊ ን ሓበሻ ጥራይ ዘይኮነት ን ጽዓዱ ከማን ተጸልል ደርፊ። ግን 20 % ሚኢታዊት ዜማ ናይዛ ደርፊ ካብታ ናይ ቂድሚ ሕጂ ደርፍካ "ኣብ ልብይ ኣሎ ምስላ" ትብል ዝተታሓሓዘ ይመስለኒ ቁሩብ ሲ ስርቅ ኣቢልካላ።
    Edit clip with your new style 100%. Let's support him. 👍👍👍

  • @user-kj9nx8ht4b
    @user-kj9nx8ht4b 7 ปีที่แล้ว +21

    እዛ ሃገር ጠቢባን ኣለዉላ በዓል ዱላ ሽኮር።
    እስታይ እትፈትዉን
    እስታይል ተክብሩን
    ከም ዮኒ ይብዝሑ ትብሉን
    እስከ Leik ሃቡን ኣነ ከኣ ዝቐረብኩልኩም ኣለኒ።

    • @wedibarie420
      @wedibarie420 ปีที่แล้ว

      ሞት ሓያል ከሎ ኣበይ ክዘዝሑ ኣሕሕሕሕሕ

  • @dahlakmedia3716
    @dahlakmedia3716 7 ปีที่แล้ว +37

    ኣን እንተዝከዉን ምዘረፍክዋ ነረ። እንታይ ይብሃል ክንድዚ ኣጉባዝ ሒዝካስ ደድሕሪኣ፡ ኣጆካ ዘርፋ ኣብታ ትመጽእ ክፋል

    • @alexandergiorgo3452
      @alexandergiorgo3452 7 ปีที่แล้ว +1

      ERITREAN Rufta ab hiwet ሩፍታ ኣብ ሂወት kkkkk ata nskas wesani ika tmesl aymgedefkan

    • @hiruteslassie8795
      @hiruteslassie8795 6 ปีที่แล้ว

      😄😃😁

    • @yalembrhan5390
      @yalembrhan5390 6 ปีที่แล้ว

      Hailat Fsha m

    • @zyadamillion2821
      @zyadamillion2821 6 ปีที่แล้ว +1

      Eri top ዜና ኬፍ ኣለካ በቃ ዘርፋ ክክክክክ

  • @gualasmara9694
    @gualasmara9694 7 ปีที่แล้ว +22

    yesss he is back i love the way he dance and dresses

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 7 ปีที่แล้ว +2

      Eritrea yes ur right even his act

  • @zewdnaentertainment9010
    @zewdnaentertainment9010 7 ปีที่แล้ว +16

    #like ሃቡኒ ደቂ ኤረ ካብ ትግራይ እይ ናይ ኤርትራ ደርፊ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ።
    ብፍላይ ናይ ኪሮስ ናይ ኣብሪሽ ባርያ የዕብደኒ ድዩ ከለ።
    ደርፉኩም ፈትየዮ በቃ ከምገለ
    ኣጆካ ዮናታን ቅጽሎ ሳዕሳዒት እሞ ታኣምር ዱኩም ትብልዎ ደቂ ኣስመራ ፨።

  • @michaelgebremeskel6622
    @michaelgebremeskel6622 7 ปีที่แล้ว +8

    ንሕና ድማ ምስዘን ሳዕሳዕትኻ ንቕጽ ኢና ኢልና ዘለና።

  • @MaicoRecords
    @MaicoRecords 7 ปีที่แล้ว +61

    ዋው ኣንታ ኣበይ ድኣ ኔረ ክሳብ ሎሚ ከይርኣኽዋ? ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ፉሊይቲ ቅዲ ዘለዋ ክሊፕ። ኣጆኹም በሉ የሕዋት ቀጽልዎ ።

  • @queenhamdaa8599
    @queenhamdaa8599 6 ปีที่แล้ว +7

    iam from somalia and i love Eritrean music 💝💝💝

  • @idreshamid5878
    @idreshamid5878 7 ปีที่แล้ว +31

    nice song yonatan👌👍 nay bahaki tiblae derfi ariekana🎸🎷🎻🥁 100% kab 100% miwuhhad hirmet musika mis saesiet 😘😘😘 niqx eye elelki drq eye elelki andi chew elelki. nay clip eko zereba yeblun +100% . ane kea neza derfi kidegagm nqx drq elelkum. 😘😍😘😍

    • @yemanetesfom5777
      @yemanetesfom5777 7 ปีที่แล้ว +1

      Mara Bela

    • @yemanetesfom5777
      @yemanetesfom5777 7 ปีที่แล้ว +2

      Yonatan tsubuk sirah ketsilo ten telahayti win wawalid wun mara tsubuk gin nimtay Yom kemziean wawalid kelewana be hade aynet awalid zisrah film Nay eritrea hadash move netom sebat mis reaka zireakaya ymesleka bls bls kemziean wawalid kimetsa nhagzen

    • @kokobsolomon2408
      @kokobsolomon2408 7 ปีที่แล้ว +2

      Ata nezi egeru asiromn zeyesaesewo

  • @nakfavsdollar
    @nakfavsdollar 7 ปีที่แล้ว +4

    መታዓብቲይ ዱላ ዓርክይ ኣሪኢካኒ ክሊብ (ሓልንጋይ) ቁመት ኣብይ ረኪብክያ ናይ ብሓቂ ተንቅጽ ።

  • @user-bn8eq2yv8u
    @user-bn8eq2yv8u 7 ปีที่แล้ว +2

    ዮናታን ሓያል ስነጥበበኛ ኢኻ፡ባህላውን ዘመናውን ሓዋዊስካ ኣወሃሂድካ ዘቕረብካዮ ዝነኣድ ኢዩ። ብውሑዳት ቃላት ሓሳብካ ገሊጽካ ለለ ናይ ዝበልካ ኣይኮነን፡ግጥሚ ዜማ ዛንታ ስእሊ ኩሉ ናትካ ኢዩ፡ትድነቕ ሰብ። ሓደ መዓልቲ ከኣ ባህላዊ ጥራይ ሒዝካ ክትመጻና ንጽበ። ዳይረክተር ተሜ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ይብል።

  • @asmaragraphy8810
    @asmaragraphy8810 ปีที่แล้ว +2

    I can’t even watch this video anymore ! Sad sad bro RIP

  • @tedishow
    @tedishow ปีที่แล้ว +3

    በጣም ምወደው ዘፋኝ ማርያምን ናፈቀኝ

  • @esawiyemane8467
    @esawiyemane8467 7 ปีที่แล้ว +29

    ኣንታ'ታዩ comment ጸሓፍ ጸሓፍ ዝመጻካ፡ ትርጉም ስነ-ጥበብ ኣብዚ ግዜ'ዚ ንስካን ከማኻን ውሑዳት ሰባት ጥራይን ኢኩም ብጽቡቅ ትዓይዎ ዘለኩም፡ ብፍላይ ንስካ ምስቲ ሓድሽ ቕድካ፡፡ "ድንቒ ስራሕ"፡፡ ከምቲ ዝሓለፈ "ጥር ጥር" ሕጂ ከኣ "ብጨብ ጨብ" ኣይቀነናን፡

  • @merrymeronmerrymeron3267
    @merrymeronmerrymeron3267 ปีที่แล้ว +2

    😢😢😢😢❤❤❤❤ አነ ምእማን፡ሲኢነስለዘለኩ ደሎ እምበር ድመተ አይመስለንን

  • @user-bn8eq2yv8u
    @user-bn8eq2yv8u 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ኣነ ዘይምኖ ደርፊ ለንቀነ ዓዲ ክኸይድ ኢየ ኣብ ወስት ኢንድ ክርእየካ ተስፋ ይገብር።

  • @diatnahom460
    @diatnahom460 7 ปีที่แล้ว +27

    Ewaaa new style
    I like it mehimem .
    😍😍

    • @maicon3464
      @maicon3464 7 ปีที่แล้ว

      Aykenenan kea

  • @Simonawi.
    @Simonawi. 7 ปีที่แล้ว +5

    ዋውውውውውው ዮኒ ወዲ ፍሉይ ቅድያት ጽቡቕ ስራሕ ፍትው ኣቢለኪ ናይ ብሓቂ ደስ ኢላትኒ ሓድሽ ደራፋይ እሞ ድማ ፍልይ ዝበለ ስርሓት ከፍ ኣለዎ እዚ ደርፍታትካ ኣይትጥፍኣና ጥራይ ኣጆኻ continue .........

  • @senaysemere7717
    @senaysemere7717 7 ปีที่แล้ว +1

    ዮኒ ሓወይ NICE ምስ ሓድሽ ስታይል ብጣዕሚ ተባዕታይ ተባዕታይ ዝወጻ የብላን ።

  • @ilhaamqueen4860
    @ilhaamqueen4860 2 ปีที่แล้ว +14

    I am in love with this song from Yemen 🇾🇪♥️

    • @meronftwi7116
      @meronftwi7116 2 ปีที่แล้ว

      تفهمن لغتنا؟ 😁

  • @Rash.amp1
    @Rash.amp1 3 ปีที่แล้ว +3

    Omg i miss those times i used to see eritrean music on eri tv with my mom in addis after she passed away i dont dare to listen to eritrean music anymore lots of memories. Hell to politics which separate families apart love you yonatan even though you made me cry everytime i her this kind of music peace to ethiopian and eritrean people. ❤️❤️❤️

  • @mnbarbihwetankolekukkesbel7516
    @mnbarbihwetankolekukkesbel7516 7 ปีที่แล้ว +16

    ክክክክክክክክክ እዛ ወዲ ማራ ኣዚ ደርፍታታ ከመስተካ ኣቲ ክሊብ ሓዱሽ ቕዲ ህዙ ይመጻኣ ማራ ከፈ ኣለዎም ባሃንሳ ከንጭብጩቡ ከለው ግአ ነታ ጎል ክላለዩ ቡቡዛህ ጋርድታታ ደርፊ ታይ ይወጻ ተባዕታይ ደቂ አረይ ካባኩም ብዙህ አና ንጽበ ኣጆኩም ወላ ኣቶም ብህጂ ክትደርፉ ትሓስቡ ዘለኩም ወላ ተስፋ ግበሩ ላይክ ኾመንት ሳብስክራይብ ኣይንህመቅ ካኣ ዝተራየና ንጻሓፍ ኣጆኩም። አሪ ዶ ትብደሊ ኣባይኪ

  • @teddyjoker8083
    @teddyjoker8083 7 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ናይዘመና ሓደ ኢኻ ከማኻ የለን

  • @hberi2489
    @hberi2489 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዮኔ ሓውና ዓይንና እዝንናን ለውጢ ጌርካሉ ብዲም ዲም ጸሚምና ኔርና ኢና

  • @habenmichael9651
    @habenmichael9651 7 ปีที่แล้ว +3

    cant say nothing more, what a great joy. You are just making your own taste in music which is different and unique as well as mesmerizing. keep up the creativity.

  • @esrommekonen331
    @esrommekonen331 2 ปีที่แล้ว +5

    2022 zsemakaya like 👍 gber

  • @gunners5923
    @gunners5923 7 ปีที่แล้ว

    እንቓዕ ብድሓን መጻእካ ዮናታን ብጥዓሚ ጽብቒቲ ደርፊ ።

  • @asmeromabed4658
    @asmeromabed4658 7 ปีที่แล้ว +1

    Ezi Wedi kidnek zelewo sirah yeberkt alo bitaemi nfue Wedi,hadish fliy zble kidi,ab musika 100% albasat 100%sasiet 100% ziwexo yeblun sirahka adnikeka KAB kulu dima You are full of energy bro,kexlo kokob abaka nreyo alena.

  • @yanietkiefle9408
    @yanietkiefle9408 7 ปีที่แล้ว +3

    You have just accomplished the difficult task that was seen in the Eritreans eyes... gathering some boys to follow up a girl
    .. loved that style.. Good job..👏👏

  • @erimez5608
    @erimez5608 7 ปีที่แล้ว +15

    ኣነ ካ ሓንቲ ካብተን ሳዕሳዕቲ ንቕጽ ኢለላ ኣለኩ ተሓባበሩኒ ባ ።

    • @user-kw5us3is9m
      @user-kw5us3is9m 7 ปีที่แล้ว +1

      luis NANI kkkkkkkkkkkkkkkk etia hanti hamedawi gera dela dya

    • @erimez5608
      @erimez5608 6 ปีที่แล้ว

      እወ ትፈልጣ እንተ ኮንካ እባ ኣቃጥበኒ

    • @michaelgebremeskel6622
      @michaelgebremeskel6622 6 ปีที่แล้ว

      ድንግል ኣደ ፍቅሪ እንታይ ክተሓባበረካ

    • @erimez5608
      @erimez5608 6 ปีที่แล้ว

      michael gebremeskel adress nata amxaley

  • @Peacean
    @Peacean 7 ปีที่แล้ว +1

    እዉይ በቃ እዉይይይይ ኣታ ዘን ሓራሙ ሪአናኣ ዶ ህጂ ድማ ኣይቀነናን omg nice music ዮኒ keep it up

  • @woldinotendino8223
    @woldinotendino8223 7 ปีที่แล้ว

    ዮኒ ማለት እንቃዕ ብድሓን መጸካና ሓድሽ ደርፊ ናትካ ክሰምዕ ወትሩ ግዜ ኣብ ይቱብ ተተኪለ እየ ነረ። ጽብቅቲ ስራሕ ሓቢቢ ።

  • @kaldoneve1185
    @kaldoneve1185 7 ปีที่แล้ว +75

    ኣይቀነናን ካ ሕጂ ብዘን ሓራሙ
    ኣብ #Instagram ዳጣቃዓ ክመጻና እየን።
    Bzkone nice song.

  • @amanashebir3004
    @amanashebir3004 7 ปีที่แล้ว +39

    Like Eski habuni keltfu kedamay record baley

    • @azmarinohop5707
      @azmarinohop5707 7 ปีที่แล้ว +1

      Bom Bom ኣታ ከዛብ ኬፍ የብልካን ላይክ የልን ድሕርሰብ መቲካስ ቅቅቅቅ

    • @feqareyulbeygn________.647
      @feqareyulbeygn________.647 7 ปีที่แล้ว +2

      Bom Bom kkkkkkk kulu gize like ktlmn kkklkkkl bel hnka 1000...

    • @AmirKhan-gn2op
      @AmirKhan-gn2op 7 ปีที่แล้ว +2

      feqar eyu lbey gn________. Wawwwwwwwwww aslawi wadi yebhal muzc

    • @SamuelSamuel-wv3lx
      @SamuelSamuel-wv3lx 7 ปีที่แล้ว +2

      Bom Bom kid gex record

    • @hagushweldu7553
      @hagushweldu7553 6 ปีที่แล้ว

      Amir Khan ት

  • @yemeserachtefera9344
    @yemeserachtefera9344 11 หลายเดือนก่อน +2

    ነፍስህ በሰላም ትረፍ ዮኒ

  • @dawitwoldu6299
    @dawitwoldu6299 7 ปีที่แล้ว

    ብዝኾነ ጽብቅቲ ደርፊ ሓንጎልና ኣበራቢርካይ ሓድሽ ነገር ምፍጣር ጽቡቕ አዩ።

  • @millimlove8952
    @millimlove8952 7 ปีที่แล้ว +24

    እውይይ እታ ሳዕሲዕት ሕጂ ከኣ ከምኣ ኢላ ጀይባ ግን መራ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ያ ከኣ ጽባህ ንግሆ መታን ካልእ ሒዝካልና ክትመጽዕ መታን ሞራል ሞራል ሃቡለይ ነዓይን ነዚ ደራፋይን ከኣ like like bejakum ሃቡና

    • @wedibisha1066
      @wedibisha1066 7 ปีที่แล้ว +2

      mili mlove like knhbeka neaka dina nau nkltekum temakelwa

  • @onelove2401
    @onelove2401 7 ปีที่แล้ว +4

    Am from Ethio but I like this music nice even the first music i listen he has on style 👍

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว

    ጽብቅ ስራሕ ወገነይ"
    ሕጂ ከኣ ሓራሙ ኣይ ተቅንያናን ገዛ ዓጺክን ፍሉይ ናይ ሳዕሳዒት ስታይል መጽያትልክን ኣላ"

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 7 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ዱላ ሓውና እንካዕ ብሰላም ተመለስካና ኣዝያ ጥዕምቲ ደርፊ ዝያዳ ዝፈተኽዎ ክፋል ናይዛ ደርፍኻ ምትሕውዋስ ዘመናውን ባህላውን መሳርሒ ሙዚቃ እዩ እዚ ዘርእየካ ድማ ኣዚኻ ንፉዕ ስነ ጥበ ባዊ ምኻንካ እዩ ዝያዳ ክትሰርሓሉ ድማ ይላበው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌🏿👍

  • @eritrawieye3768
    @eritrawieye3768 7 ปีที่แล้ว +2

    እቲ እንኮ ፍሉይ ድምጻዊ ናይ በሓቂ ናይ ሓበሻና ሳክት ዘረባ ኮይኑ እንድዩ ደርፍና ንስኻ ካብቶም ኣብ ሂወተይ ዝመርጾም 10 ሰባት 9ይ ኬንካ ኣለካ ሓቢቢ ክንጽበ ኢና ካብዚ ጉማማ ዝለመድናዮ ደርፊ ናይ ካልኦት ድምጻውያን ናትካ ብ 100% ስለ ዝበልጽ ኣጆኻ ኣብ ተስፋ ኣለና ።ካብዚ ንላዕሊ ቀጽሎ ፡ቅድሜኻ ግን ሞሞና ፡ፍጹም በራኺ ፡ተመስገን ጣኒቆ፡ባርያ ፡ኣብረሃም ኣፍወርቂ፡ጊደዎን በራኺ ፡ናሆም መስተ፡ንስኻን ኢኩም ናተይ ሙሩጻት(ኣብ ሃገራውነት ከኣ እቶም ከዋኽብቲ ፡ፊሒራ ተ.ክፍለማርያም ወዲትኩል፡በረከት.መንግስተኣብ.ወልደጋብር.ኣክሊሉ ተፈኖ እዮም እሞ ካባኹም ክጎድለኒ ኣይደልን እየ ጸላኢኩም ሻሕ ይበል
    like habuni ከኣ የሕዋት

  • @user-xb3it4kk6t
    @user-xb3it4kk6t 7 ปีที่แล้ว +10

    ኣይቀናናን ኣራግጽ ክውድኣና ኢየን ኣብ fb እዘን ሓራሙ

  • @negusegmeskel7670
    @negusegmeskel7670 7 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ኣለዎ ደስ ቁመናኺ ወሃ ዘበለ
    ኬፍ ኣለኪ ኬፍ እውይ ከም ገለ .....fav

  • @user-gz9wf3yw3h
    @user-gz9wf3yw3h 7 ปีที่แล้ว

    ንሕና ከኣ ምስዛ ደርፊ ንቕጽ ኢልና ኣለና ! ምስጢር ጥበብ ፍልዩነት ከምዝኾነ ዝተረደኦ ዕዉት ድምጻዊ

  • @merhawihabteslasie6040
    @merhawihabteslasie6040 7 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww bravo yoni hawey ajoka kexlo bravo sesneley forsa wegeney 100%

  • @selamandlovesorry5357
    @selamandlovesorry5357 7 ปีที่แล้ว +33

    ያ ጀምዓ
    ላይክ
    ሃቡኒ
    ወይ
    ኮመንቲ
    ምጽሓፍ ክገድፎ
    እየ።

    • @user-cb7ce9gt6p
      @user-cb7ce9gt6p 7 ปีที่แล้ว +1

      selamand lovesorry ክክክክክክ ድስ ይበልኪ 100 --ላይክ

    • @negusegmeskel7670
      @negusegmeskel7670 7 ปีที่แล้ว

      emo aytegedfon eka

    • @hanamebrahtu148
      @hanamebrahtu148 7 ปีที่แล้ว +1

      No plss 😂😂

  • @bana8331
    @bana8331 6 ปีที่แล้ว +1

    አስመራ ኤርትራ
    ፍልይ ዝበለ ብጣዕሚ ጽቡቅ በርተዕ .....

  • @herumkrti1867
    @herumkrti1867 7 ปีที่แล้ว +1

    ዮኒ መክሰን ኣጆካ ቀጽሎ ገለ ኣይነት እስታይል ዘመናዊ ደርፊ and ዜማ ኣብ ዝመጽእ ካብ ዜኣ ንላዕሊ ክትሰርሕ ተስፋ ኣለና so nic song

  • @user-ro2bj5me9o
    @user-ro2bj5me9o 7 ปีที่แล้ว +109

    በቃ ወይ ትግሬ ዳሩኝ ወይ እዛው ወስዳችሁ ጣሉኝ ........ቆይ አላሳዝናችሁም በፍቅራችሁ ሳብድ

    • @moss3057
      @moss3057 7 ปีที่แล้ว +2

      min nihunlish

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 7 ปีที่แล้ว +3

      B ነኝ የ A አፋቃሪ snesrat anchi yoni tigre aydelem kuru eritrawi new eshi

    • @user-ro2bj5me9o
      @user-ro2bj5me9o 7 ปีที่แล้ว +14

      +Gebre Okubat። ያም ሆ ነ ያ i love ኤርትራውያን በቃ እወዳችኃለው

    • @user-ro2bj5me9o
      @user-ro2bj5me9o 7 ปีที่แล้ว +3

      +Azmarino Tsaeda። ♥

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 7 ปีที่แล้ว +1

      Haile netsereab tbl aleka enber kabzi nska tblo deleka nexa sledkonku bzu aysmaann eu dhar kia blikie kitrdaani sleddeleku tedey koinu xilie qanqay yikun xilie tegaru yebleyn aykhlwenn eu dma , teregagae zearkey

  • @user-rj9xi4gb8y
    @user-rj9xi4gb8y 7 ปีที่แล้ว +5

    ፀላኢና ድርቕ ንቕፅ ይበል ኩፉእ ዘመን ናይ ሎሚ ደረፍቲ ተወዲኡኩም እዩ

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 7 ปีที่แล้ว +1

      ጎል ሸረ ፃዕዳ tegomxex teamxex do dea hishu emxixti mearey 😃

    • @user-rj9xi4gb8y
      @user-rj9xi4gb8y 7 ปีที่แล้ว

      gebre sal kkkkkkkkkkkkk wa xeleina yedrak kab mexedrak yemhark hawey natey

    • @erifirst6132
      @erifirst6132 7 ปีที่แล้ว +1

      ጎል ሸረ ፃዕዳ kab ktgumxexi formaki tebalashwis deriqki hawelti mkan eba ms yihsheki bkbri ka smki mstexewe, axum hawelti, hayelom hawelti mstebahalki kkkk

    • @user-rj9xi4gb8y
      @user-rj9xi4gb8y 7 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkk mush do arkeni

  • @muluebrhanebrhane3354
    @muluebrhanebrhane3354 7 ปีที่แล้ว

    ዋውው የኣራዳ ሊጅ በጣም ቆንጆ mach so weitter bru

  • @eri8291
    @eri8291 7 ปีที่แล้ว

    ገለ ዓይነት ዝወዲ እዚ ፍሉይ ዩ ኩሉ እስታይሉ ገለ ኣነስ ማራ ኬፍ ይበኒ ቀጽሎ ጥራይ

  • @merihtsegay2776
    @merihtsegay2776 7 ปีที่แล้ว +3

    Welcome bnghiu Ewe gele enda geratlka gn Eti dance temxo Kef alewu ab komu adhibka nbzhat hagzom eka Eti music hagerna kmibl GBU yoni

  • @liyaelias9464
    @liyaelias9464 7 ปีที่แล้ว +4

    ከመይ ዲኻ ሽኮሪና ወድ ኤረይ

  • @millionaklilu914
    @millionaklilu914 7 ปีที่แล้ว

    Dulla habibi stayelki ko feluy u measti tegbreyio harkat eti clip natka wun demqet eka tewskelu mesu kea zeman getmen balka sele tesrho wun zenad u absher eti metebeba like kea nabna gedefo keep it up.

  • @michealguesh691
    @michealguesh691 7 ปีที่แล้ว

    ዋውውው አዛ ወዲ ኩሉ ግዜ ሓድሽ ስተይል ሒዛ አያ ትመጼአ ኣጆካ በል ቀጽሎ ኣይትጥፈኣና ከኣ

  • @danielbelay8235
    @danielbelay8235 7 ปีที่แล้ว +4

    anta kab zom neashtu derefts ezom abeyti yhshu😂😂😂nice music and video dula nebsi fuluy srah arikana

  • @user-sw5kk7rl8e
    @user-sw5kk7rl8e 7 ปีที่แล้ว +5

    Nic music with nic stayl so like guys and comment

  • @robelghiorghis3610
    @robelghiorghis3610 7 ปีที่แล้ว +1

    Jonatan, You are so talented and gifted, Great voice Great Clip and Great dance move, Well done Brother.

  • @jujumalawi8349
    @jujumalawi8349 7 ปีที่แล้ว

    messelle yonas anbesa you taken in to a hall new level and that's advanced creation which people likes at this time.

  • @frexama8816
    @frexama8816 7 ปีที่แล้ว +19

    Ajoka bravo yoni tiamti derfii forsa wegeney

    • @merhawihabteslasie6040
      @merhawihabteslasie6040 7 ปีที่แล้ว +4

      Fre xama
      Kidun arkey Fre xama
      Niska wn ajoka mxna 100%

    • @frexama8816
      @frexama8816 7 ปีที่แล้ว +4

      ብተስፋ'የ ዝሓድር ጸገመይ ክስዕር
      Mera Axme sgay ajoka nska (weledi) tbl derfka dengiyatna keltfena 100%

    • @merhawihabteslasie6040
      @merhawihabteslasie6040 7 ปีที่แล้ว +2

      Fre xama Ajoka keriba Eya kitmexekum. Moralkum ayfeleyeni.

    • @tsegatsega5511
      @tsegatsega5511 7 ปีที่แล้ว

      😍

    • @hagushweldu7553
      @hagushweldu7553 6 ปีที่แล้ว

      ኣደይ ካብ ልበ'የ ዘፍቅረኪ እ

  • @NOOR-ni7vr
    @NOOR-ni7vr 7 ปีที่แล้ว +17

    Ewiy hatsir dika?

    • @kisanetateshem1374
      @kisanetateshem1374 7 ปีที่แล้ว +2

      Leley Natey eta gal eya newah

    • @filmawityohanes3003
      @filmawityohanes3003 7 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkkkkkkk

    • @Lealti_2
      @Lealti_2 7 ปีที่แล้ว +6

      leley Natey mista gual awedadirka dea duka kiblowo neyrwom kab dullasss

    • @efremtesfai1837
      @efremtesfai1837 7 ปีที่แล้ว +3

      ehi nayhmaney, entay dea senbidki 😂😂

    • @artiyashsintiya8959
      @artiyashsintiya8959 7 ปีที่แล้ว +2

      Leley Natey 😂😂😂😂😂😂😂

  • @alexandergiorgo3452
    @alexandergiorgo3452 7 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ዱላ ሽኮር ንሕና እምበር ንቅጽ ኢልናልካ ፍቱው ኣቢልናካ ኬፍ ኣለካ ኣብ ቀጻሊ ።እሞ የሕዋት ንዓይ ላክ ከምትህቡኒ እኮ መኣሙና እየ ንዕኡ ከኣ ሓባ ሓባ ኣድይዎ ኢኩም

  • @ephrem878
    @ephrem878 7 ปีที่แล้ว +2

    Nice style and song . Love ❤️ your song from Canada 🇨🇦

  • @ProudEritrean
    @ProudEritrean 7 ปีที่แล้ว +5

    ያኣቱም ናይ ሕሜክስ ገመድእባ ሃቡኒ ኣነ ክሕነቅ እየ
    ነቂጸ ክብልእኮ ናዓይ ውን በዛ ደርፊ ኣንቂጹኒ።
    ሱቅ ኢልኩም ዲኩም ትሰምዕዎ፧

    • @ProudEritrean
      @ProudEritrean 7 ปีที่แล้ว +1

      እዛ ደርፊ ኣብ ስምራ ምስ ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ጩራ ወጋሕታ ትቢል ደርፊ ትመሳሰል እያ መስለኒ እስኪ ንስካትኩም ከኣ ገለ በሉ።

    • @gkjiyiifuuhii4741
      @gkjiyiifuuhii4741 5 ปีที่แล้ว

      Biniam H. Abraha ሀይ

  • @shawushwediakele6788
    @shawushwediakele6788 7 ปีที่แล้ว +6

    Like habuna guys kedamay eye rieya

    • @oneday5754
      @oneday5754 5 ปีที่แล้ว

      Donkey abzi zelo seb kea dkum

  • @Jonask20
    @Jonask20 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay Habesha derfi aselchini neru dhri abraham hji gin mekeret rekibelu ... Tnx Yoni ❤️💯

  • @natiln2259
    @natiln2259 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ክትድነቕ ዘለካ ሰብ ኢኻ ምኽንያቱ ፉሉጥ ዩ ብጣዕሚ ከም ትጽዕረሉ ንቕጽ ኢለልካ ኣለኹ ኣነኸኣ ኩሉ ሓራካትካ ኬፍ ኣለዎ ዓቢ ምዕባለ ዩ ኣብ ስነጥበብ ሃገርና እዞም ባህሊ ዶ ገለዶ ትብሉ ብስሙ ትመጽእ ደርፊ ምስማዕ ኣቃርጹ እንታይ ገድሽኩም ናይ ባህላዊ ክሳብ ዝመጸኩም ተጸበዩ እዚ ግን እስታይሉ ክቅይር ኣይክእልን ዩ በቃ እዚኣያ ኮፕያ ናቱ።

  • @eventm4739
    @eventm4739 7 ปีที่แล้ว +3

    Ewey kefi zeleka kexlo bejaka Mara tume demxie aleka mhmeme

  • @isaacoscar9856
    @isaacoscar9856 7 ปีที่แล้ว +4

    ሓቂ ትሓይሽ ወላ'ሓንቲ ኣይ ትስሕበካን ኢያ
    ናተይ ርኢቶ ኢያ።

  • @henokmengstab5409
    @henokmengstab5409 6 ปีที่แล้ว

    ናብሓቂ ናብሓቂ ጽቡቅ ትኣምሪ
    ኣብርእሲኡ ከኣ ጽቡቕ ቃና
    ከጽሎ

  • @mili3140
    @mili3140 7 ปีที่แล้ว +2

    Waw btami des zbel music habibi

  • @zebrawedihadishadi5107
    @zebrawedihadishadi5107 7 ปีที่แล้ว +4

    Kef zelewa derfi nayhmamey

  • @habeshaqueenrihannamyidol4911
    @habeshaqueenrihannamyidol4911 6 ปีที่แล้ว +2

    So awsom i love u all eritreans from my ETHIOPIA

  • @mubarek11suleman11
    @mubarek11suleman11 7 ปีที่แล้ว

    ዮኒየ መሐጎሰይ ኩሉ ነገርካ ደስ ትብል መሕመም ወዲ ምስ ሓዲሽ style

  • @binizaki4926
    @binizaki4926 7 ปีที่แล้ว +2

    Yoni tenafaqi megelxi zey bela music so koxelo aytetfana 💟💟👐

  • @merhawitecle6574
    @merhawitecle6574 7 ปีที่แล้ว +8

    Dhan eto Hadish style kif zelewo bflay abta takiet ktbexh kela kemgele kif thbeka

  • @Merana10632
    @Merana10632 7 ปีที่แล้ว +4

    entay kwexa yoni asli

  • @funnyvideos-ie3pb
    @funnyvideos-ie3pb 6 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ተውህቦ ናይ ሙዚቃ ዘለዎ ሰብ ሎሚ ሪአ!!!!!!

  • @highlightsest_afro
    @highlightsest_afro 7 ปีที่แล้ว +2

    I've just been admiring ur new music wiz ur adorable style- ¥ bro!
    √Go ahead.100%

  • @lijluliyezenach8173
    @lijluliyezenach8173 7 ปีที่แล้ว +22

    ane kea ezia derfi kabi zisemia nekixe menkexey

    • @michealguesh691
      @michealguesh691 7 ปีที่แล้ว +1

      Selam one love eri & ethio ኬፍዶ ሂባትኪ ኬፍ ኣለዋ

    • @haninatu1310
      @haninatu1310 7 ปีที่แล้ว +1

      Selam one love eri & ethio kkkkk💋💋💋

    • @firstgod7031
      @firstgod7031 7 ปีที่แล้ว +3

      Selamye naki gabizeki aleku pls telalyni do

    • @fnantesfamariam120
      @fnantesfamariam120 7 ปีที่แล้ว +2

      Selam one love eri & ethio Ane kea comment natki ms reaku nkx eile menkexitey

    • @user-rw2gl8co5v
      @user-rw2gl8co5v 7 ปีที่แล้ว +3

      kulukum nquxat

  • @hyabhyab8567
    @hyabhyab8567 7 ปีที่แล้ว +7

    Are yehe lij endet endetemechegn

  • @yahyeabdulle113
    @yahyeabdulle113 6 ปีที่แล้ว +2

    Yonatan good jop i like this song from Somalia 😍

  • @samsomkesete1086
    @samsomkesete1086 7 ปีที่แล้ว +1

    ዮነይ ብርሃን ግጹ
    ኣቡ ርግጽ ዝዓርከይ ቢኢልፊ ኣልገፊፍ ኮ ትንፋስና ወጹ ኣይ ካብ ክሊፕ ኣይ ካብ ግጥሚ ኣይ ካብ ዘማ ትንፋስና ኣውጾምና ኣለው
    በዓል ዱላ ዳኣ ኢታ ነብሲና ምለሱዋ ኢምበር ጹቡቅ ደርፊ ናይ ሙደይ