Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 45 February 12 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ต.ค. 2024
  • Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 45 February 12 2022
    ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 45 ለካቲት 12 2022 ግንባር ዋደይ ጎቦ ነብሮ ደንከል Tv sened
    Antonio Tesfay

ความคิดเห็น • 118

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ //

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you B/G Tekeste Haile. U are doing your part. I hope others follow your footsteps

  • @amanuelmuhtsun3568
    @amanuelmuhtsun3568 2 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ብጻይ ኣንቶኒዮ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ፡ ቀጽሎ።
    Jobe well done brother 👏 👍 🙌 💪 👌 🙏 👏 👍 🙌

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +3

    Eed Bied koyna meryet tankenatatomn reshatatomn gedifen hidma, kemey dikum nerkum hizbawi gmbar! STRONG! Good job enda mekanazer tegadslay Haylab wedi isaac. Sad and happy ending. It must be hard living caring this kind of situations. Thank you for telling the stories of those who aren't here alive Jegna wuxae Maat BGTH. Bother Antonio thank you so much. Serahity Fenkel Deki Eri. Hagerawi Jenga abona may the Lord keep him by his side Amen 🙏.

  • @samsontekesteasfaha5127
    @samsontekesteasfaha5127 2 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡር ጅግና ወዲ ሃይለ ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ታሪክ እዩ ወድሰብ ትብዓት ተንተዘይብሉ ዕላማን እንተዘይብሉ ክዕወት አይክእልን እዩ ግን ከኣ ከሚቲ ዝገለጽካዮ ብፋላይ ናይ ወዲ ኢሳቅ ትብዓት ናይ ብሓቂ ዝናኣድ እዩ ከምኡዉ እቶም ክልተ አክራናት ጀጋኑ መራሐቲ ሓይልታት ታከኛታት ዝናኣድ ታሪክ እዩ ናይ ብሓቂ ደጋጊምምካ ክትሰምዖ የብህገካ ንስካ ንባልካ ተባዓ ሰብ ኢካ ብጣሚ ነመስግነካ ኩቡር ሓዉ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @leleygilay3002
    @leleygilay3002 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሃይለ ናይ በሓቂ ምጽጋብ ዝሰኣንክዎ ታሪክ ናይ በሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እታ መጽሓፍካ ዉን ንጽበያ ኢና ዘለና

  • @Segen91
    @Segen91 2 ปีที่แล้ว +5

    Wow…it is amazing. Thank you for sharing General Tekeste.

    • @habtomtew3050
      @habtomtew3050 2 ปีที่แล้ว +1

      Very smart idea. Beal wuchu hager sebabiroma, Kabu zjemero tegbar

  • @aminmohamed7132
    @aminmohamed7132 2 ปีที่แล้ว +3

    I have a question for BG Tekeste Haile about my uncle the martyr Jami Mohammed Zaily Who was martyred in the battle of Dekemhare and he was one of the leaders of the battle under the leadership of Saleh Hurui ،I would like to know if you have any information about the circumstances of his death , much appreciated .

  • @debesay6707
    @debesay6707 2 ปีที่แล้ว +1

    ተራ ቢትወደድ ኣብርሃ እንታይ ነይሩ ኣይገለጸካዮም ኣብዚ ግንባር ስለ ቲ ኩሉ ትዝርዝሮም ታሪኽ ጅግንነት ናይ ባሓቂ የድንቀኻ

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว

      ቢትወደድ ናይ እንዳ ሓይሊ መሻርፍ ይሕሉ ነይሩ

  • @berea.5579
    @berea.5579 2 ปีที่แล้ว +4

    Incredibly amazing as always,thank you for your time an devotion dear general tekeste and bro antonio

  • @teklitrussom
    @teklitrussom 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks 🙏 BG tekeste hayle and senet

  • @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ
    @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ናትና ወዲ ሃይለ

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 2 ปีที่แล้ว +7

    Tv sened ናይ ሓደ ወገን ሕ . ግ ታሪኽ ጥራይ በጃኻ ናይ ጀብሃ አምጻኣልና።
    ታሪክ ብቡዙሕ መገዲ ክገልጽ አለዎ።

    • @mikeberhe8421
      @mikeberhe8421 2 ปีที่แล้ว +4

      እዚ ድዛረቦ ደሎ ታሪኽ ታሪኽ ኣያታትናን ኣቦታትናን ታሪኽ ኤረትራውያን ስለድኮነ ውሕጥ ኣቢልካዮ ተሓበን ናይ በይንኻ ታሪኽ እንተሊኻ እንሀ ፈረስ እንሀ ጎልጎል ንርእስኹም ተፋላልኹም ክትፈላልዩና ከይደቀስኹም ኣይትሕደሩ ::

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว

      ጀብሃ ታሪኽ ስለዘይብላ እዩ

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣቤት ታሪክ ኣቤት ኣቤት ሰሚዕካ ዘይትጽገብ። ጀጋኑና ንዘልኣለም ክበሩ ።

  • @nazrietkibreab588
    @nazrietkibreab588 2 ปีที่แล้ว +8

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ስለ እቲ ታሪኽና ከይተሓለልካ ብምዝታውካ የቐንየልና...ግን ሓንቲ ሑቶ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ቢተወደድ ኣብርሃ ብዓሰብ ኢዩ ኣትዩ ዝበሃል ግን ኣብ መግለጺኻ ክሳብ ሕጂ ኣይጠቀስካዮን ይከኣል እንተ ኮይኑስ ክፈልጥ ምደለኹ የቐንየለይ?

    • @me-msd9407
      @me-msd9407 2 ปีที่แล้ว

      Aseb naxa ms wetset eu keydu.

    • @nazrietkibreab588
      @nazrietkibreab588 2 ปีที่แล้ว +1

      @@me-msd9407 የቐንየለይ...

    • @efremghebresilasie7043
      @efremghebresilasie7043 2 ปีที่แล้ว

      No no ቢተወደድ ኣብ ግምባር በይሉል ባዕለይ ሪኤዮ ኔረ ምስ ዉጩ ኔሩ ::

    • @nazrietkibreab588
      @nazrietkibreab588 2 ปีที่แล้ว

      @@efremghebresilasie7043 ስለ ሓበሬታኻ የቐንየለይ...

  • @micaelares2348
    @micaelares2348 2 ปีที่แล้ว +5

    ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድሜን ይምነየልካ፡ታሪኽ ብሰብ ውዕሎ ክዝንቶ ከሎ ላዛን መቐረት ኣለዎ፡ ሓርበኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ ተገዲሱ ከይተሰላቸወ ነዚ ኣገዳትሲ ታሪኽ ክምዝግብ ምኻሉ ዓቢ ምስጋና ይግብኦ እዩ። መሰረት ዓወት እምነት ኣብ ዕላማ እዩ፡ ንሱ ድማ ስለ ናጽነት ሂወትካ ከይበቐቕካ ነብስኻ ኣሕሲምካ ስለ ህዝቢ ምብጃው እዩ፡ኣብ ምድረበዳ ምውጋእ ምስ ዝተፈላለየ ሕጽረታት መሳለጥያን ተጻብኦ ባህርን ቀሊል ኣይነበረን።እንተኾነ ኣብ መንጎ ተግበርትን ኣዘዝትን ብዝነበረ ውህደት እቲ ንምስጋሩ ኣጸጋሚ ዝብሃል መሰናኽል ኲናት ይስገር ነይሩ።ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ እቶም ብሂወት ዝተረፍኩም መራሕትን ተራ ተጋደልትን ብሓባር እናተማላላእኩም ክትትርኽዎ ዘይምኻኣልኩም እዩ። መስዋእቲ ፈርም ድማ ኣዝያ ተሕዝን፡ግን ከኣ ዋጋ ናይቲ ዕዉት ስርሒት ምዃና ምግንዛብ የድሊ። ኣብ መወዳእታ ዘሕዝን ውዕሎ ናይዞም ዕዉታት ሓርበኛታት ዝተጠልመን፡ክሳዕ ናብ ስደት ብዘይ ሞሳ ምኽርታቶም እዩ።ይኹን እምበር ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዘልዉ፡ንዘንት ዕለት ክዝከሩ ክነብሩ እዮም። ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም።ኣበድ ተስፋይ

  • @meleygide688
    @meleygide688 2 ปีที่แล้ว

    Ziwale yngerka thank you so much

  • @netsereteklay3643
    @netsereteklay3643 2 ปีที่แล้ว +4

    ብ/ጀ እስከ ክሓተካ ዉጩ በቲ ዝነበሮ ደረጃ ክመርሕ ብቅዓት ነይርዎ ዶ ኣይነበሮን? ካልአይቲ እስካ ስጋብ ሕጂ ኣብዘዘንተካልና ዝኮነ ጌጋ ኣይገበርካን ዘለካ ኣብ ብቅዓትካ፡ትብዓትካ፡ትንተናካ ወላ ውን ትህቦ ሰናርዮ ስለዚ ዳርጋ ናብ ኣምላክ ጸሪካ ኣብዚኣ ጌጋ ኔራትኒ ክትብል ኣይሰማዕኩካን ስለዚ ምስ ብቅዓተይ ስልጣን ይውሕደንዩ ዶ ትብል? መጨረሻ ሪኢቶይ ግን ወላ እኳ ብቅዓት ናይቲወድብ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ትገልጾ እንተኮንካ ብዙሕ ስሚዒታት ግን ኣለካ ንገለ ጀጋኑ ብዕላማ ተዋርድ ኣለካ ስሚዕትን ታሪክ ምዝንታውን በበይኑዩ ታሪክ ህ.ግ ተዘንቱው እንተሊካ ታሪክ ኢሰያስ ብምንሻው ዘይኮነ በቲ ብቅዓቱ ከተዘንቱ ምተገባኣካ ምክንያቱ ታርክዩ ሕጂ ተቋዋማይ ስለዘልካ ናይ መራሕቲ ከተናሹ ከም document መወከሲ ክከውን ኣይክእልንዩ እዚ ሪኢቶይ ግን ሓደራካ ብሕማቅ ኣይትረደኣዮ ።የቀንየለይ ብ/ጅ ተከስተ ሃይለ

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว

      ንሳ እታ ሕማም እያ
      ሽወያ ካውዛ ናይ ትግራይ ስጋ ስለዘላቶ ከምቲ ናቶም ዕሚም ናይ ምባል ሽግር ኣለዎ:: ወድእ አፌ ነቲ ዒሚሙ እዩ ዝብሎ

  • @simonassefaw3590
    @simonassefaw3590 2 ปีที่แล้ว

    B/ G Tekest haila legend and clever we expect alot of things from you may God bless .with your family

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 2 ปีที่แล้ว +1

    🌹🌹Welcome Wedi haile and Antonyo Tesfamariam 🌹🌹

  • @berhaasme8536
    @berhaasme8536 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣርሓ በረኻ መርሓባ መርሓባ አንቋዕ ደሓን መጻካ። ዋውውውውው

  • @henokhabtegiorgis6471
    @henokhabtegiorgis6471 2 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀመርታ ስለ'ቲ ቡሉጽን ንጹሩን ኣገላልጻካ ከመስግነካ ደስ ይብለኒ።ብምቅጻል ኩላትኩም ኣርካናት ኣቦታትና ታሪኩም ኣብ መጽሓፍ ብምጽሓፍ ናብ ናኣሽቱ ወሎዶታት ከተሕልፍዎ ኣይትራኣዩን ኢኩም፡በንጻሩ ከኣ ናይ ደርጊ ወታሃደራት ነቲ ሓቂ ታሪኽ ጠዋውዮም ቡዙሓት መጽሓፍቲ ጺሒፎም ኢዮም።ስለዚ እንታይ'ዩ እቲ ጸገም መጽሓፍ ዘይምጽሓፍኩም ትብል፡ንስካኸ መደብ ኣለካዶ ታሪኽካ ክትጽሕፍ?Thanks

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 2 ปีที่แล้ว +1

    edmen tienan yhabka fetari wedi haile jigna

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ መርሓባ እንኳዕ ብደሓን መጻኹም

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว

    እወ ብጣዕሚ ዘስደምም ጅግንነት ኢዩ
    B/G ወዲ ሃይለ : - >>>>>>>

  • @samitekle4528
    @samitekle4528 2 ปีที่แล้ว +5

    በዚ ኣገላልጻኻ ብኸመይ ኣብ ዝለዓለ ዝፍሒ መሪሕነት ደይቡ ዉጩ ገሪሙኒ፡ይሰቲ ይገራጮ ኣብ ሓበረታ ገጋ ግምገማ ይህብ ጀምዝነበረ ኣሉታዊ ባህርያቱ ጠቂስካ ብኸመይ ደኣዩ መራሒ ኮይኑ?መልሲ

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ปีที่แล้ว +3

      ከም ርኢቶይ, ኩሉ ሰብ ድኹምን ሓያልን ጎኒ ኣለዎ. ኣቀዲሙ ኣብ ወታደራዊ ሓያልን ተባዕን ምንባሩ B G ጠቂስዎ ኔሩ, ዉጩ ኻኣ ወታደራዊ መራሒ እምበር ፖለቲካዊ ወይ ምምሕዳራዊ ኣይኮነን. ስለዚ ኣብቲ ንምምሕዳር ዝምልከት ሓገዝትን ኣማኸርትን ጌርካ ጸገም የብሉን. ከም መራሒ ጠዋጋኢ ሰራዊት ከምዝግበኦ ዳርጋ ኩሎም ዓበይቲ ሓለፍቱን ኣዘዝቲ ደርጊ ውን መስኪረሙሉ እዮም.ከም ርኢቶይ

    • @simontedros5947
      @simontedros5947 2 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ኢሰያስ ጸግዒ ስለዝነበረ ጥራይ ኢዩ ውጩ እምበር ብብቕዓት እንተዝኸውን ኔሩ ውጩ ካብ መራሒ ጋንታ ኣይምሓለፈን ላዕለዎት ሓለፍቲ ክኾኑ ዝግብኦም ካልኦት ኔሮም ርሑቕ ከይከድና ወዲ ሃይለ ።

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@simontedros5947 ምስ ኦም ስለ ዘይነበርኩ ሕጂ ኾይነ ክፈርድ ኣይክእልን, ክልቶም ጀጋኑ ምኻኖም ይፈልጥ, ኣብታ ናይ ኢሳያስ ግን ኣብኡ ዝነበርካ ትመስል, ጽልኢ ካልእ እዩ ሓቂ ንኸይትርኢ ውን ይጋርድ. ናይ ምግብና ተርታ ውን እሱ እዩ ዝሰርዖ ኔሩ ከይትብለኒ.

    • @MogosHabtaMBD
      @MogosHabtaMBD 2 ปีที่แล้ว

      @@simontedros5947 yeah you right wuxhu was side of Isaias afewerki that’s it.

  • @ademabdela5539
    @ademabdela5539 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba kubur abo Eritreya

  • @ambesfusuh8984
    @ambesfusuh8984 2 ปีที่แล้ว +1

    Big respects our heroes 🙏🏾🍀✊🏾

  • @fishmhretab6760
    @fishmhretab6760 2 ปีที่แล้ว

    brgader jeneral baba tekeste hayle 😍

  • @segedissak3800
    @segedissak3800 2 ปีที่แล้ว +2

    Waww amazing. Thank you for sharing the story of my father wedi Issac. Much appreciated.

  • @fishmhretab6760
    @fishmhretab6760 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ታይገር ኣቦና ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ካብ ትጽቢትካ ትጽቢት ኩልና ወጻኢ እካ አንተኾነ ብሂወት ሓሊኻ ከምድላይካ ትጽሕፈሉን ትትርኸሉን አንቃዕ ኣይሰኣንካ 🙏🙏🙏

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 2 ปีที่แล้ว +1

    Ade kemaka welida tmken BG Tekeste Haile (Tiger)

  • @fthitekle9354
    @fthitekle9354 10 หลายเดือนก่อน

  • @amantadese9631
    @amantadese9631 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቒ ታይገር ጀነራል ወዲ ሃይለ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 2 ปีที่แล้ว

    ስላም ናይ ሓባር ብምቅጻል ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተዘኽሮታት ታሪኽ ጀግኒነ ኢዩ። ኣብ መወዳታ ኢንዶም ፋሓ ኢላትና ወድ ሃይል። ነዚይ ናብ ግቡ መስመሩ ንምምላሳ ኢንታይ ሓሳብ ኣሎ?

  • @habtemaryam517
    @habtemaryam517 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ታሪክ ኣጋላልጻካ ዋዲ አታ ናይ መጀመርያ ዝዓስከርኩላ ቦታ ኢያ ኣብ1996 ውዕለኩም ካኣ ሪኢናዮ

    • @danielokbazghi2918
      @danielokbazghi2918 2 หลายเดือนก่อน

      Azxabyeee77⁶j5heg6yjtjjjgrh77ir6igirhrh7rh7irhrhurhurhurhurhui6rrr66yr66⁵7t7t⅞u5😅😅uu😅766uu5😅😅

  • @sinasimona2463
    @sinasimona2463 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣይተሓዘለይ ጅግንነትካ የድንቆየ,, ዋላ’ኳ ክጥቀሰ ጽቡቕ እንተኾነ ካብቲ ዝነበረ ጅግንነት እቲ ዝነበረ ቆይቂ(ኣንቺ መንቺ) ዝያዳ ክጥቀስ ዝድለየሉ ዘሎ ምኽንያት ዋላ ክርደኣኒ ኣይከኣለን፣ ምናልባት ካብቲ ሓታቲ ዶ ይኸውን??? ደቀ ኣንስትዮና ኣይነበራን ድየን ኣብቲ ገድሊ ብዛዕባ ጀጋኑ ደቀንስትዮና ክትዛረብ ኣይትስማዕን

    • @zemenesigntir1736
      @zemenesigntir1736 2 ปีที่แล้ว

      Ab denkel ayneberan bzaeba deki anstyo zmlket kab 1974 sgab mdmsas nadew 1988 tekiswo alo temelski smeyo nab nekefeta aytgayeyi :: abzi kfal zbezhe tera mechenized ahadu eyu zedenk zelo
      Blbki ktisemi fetni

    • @sinasimona2463
      @sinasimona2463 2 ปีที่แล้ว

      እምበር ስግንጢር!!! እቲ ርእይቶ ናይ ሓደ ክፋል ዘይኮነ ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ እዩ፤

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว

      ወዲ ሃይለ ብ ደቀንስትዮ ብዙሕ ስለዝሕመ እዩ ብዙሕ ዘይዛረብ

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว

    አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ብሃንቀውታ ክጽበ ጸንሐ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @momonachanel6794
    @momonachanel6794 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብምቅጻል ምስ ኮነሬል ሃብቱ ገብረእንድርያስ ኣበይ ኢኩም ትፋለጡ ከተብርሃለይ ብትሕትና ይሓትት ? ክኡሉ ግዜ ከተልዕሎ ስለ ዝሰምዕ ኢየ ፡መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ።

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 2 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ዉጩ ዝባሃል ሰብ ሲ ፡ ?
    ኣነ ስ ናይ ባዓል ሶይራ ጉል ሶርያ ፡ፋጺ 3ይ ወራር ዝተኸፈል ሕሉፍ መሰዋእቲ እዝክረኒ ለካ ካብ ቀደሙ ዚ ዉጩ ሲ ብሃሰስ ለባም ዝዋግእ እቶ ኣቶወን ጠራይ ዩ ትእዛዙ ?!

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว +1

      እዙ ወድእ ሃይለ ዝብሎ ኡ
      እቶም ካልኦት ብዛዕባ እዚ ዒሚሙ ወዲ ሃይለ ዝብልዎ ካልእ እዩ
      ታሪኽ ብ ኽልተ ወገኑ ምርኣይ እዩ
      ብዝኾነ ተኸስተ ሃይለ አቡኡ ትግራዋይ እዩ ሕዪ ዝተሰምዔት ውዕይቲ ዜና እያ

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Wellcom jigna tegadaley general tekeste haile edmen tienan yhabka fetari

  • @selomonberhe2316
    @selomonberhe2316 2 ปีที่แล้ว +1

    Hatati Sebeiti eika ttem

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว

      Selomon Berhe
      እሞ ዘይ ድምጺ ኣደኻን ሓፍትኻን፡ኣሞኻን ሓውቲ እኖኻን፡በዓል ሓዳር እንተኾንካ ከኣ ድምጺ ሰበይትኻ ማለት ኳ እዩ። እዚስ ኣይፍተውካን ዶ። የቐንየለይ።

  • @open795
    @open795 2 ปีที่แล้ว

    Bg.tekeste Haile LIKE Eddie guerrero & Antonio MATTERELLA of ITALY ! Exactly feel represented as eritrean more than chugevera and matterella

  • @saynotowar9181
    @saynotowar9181 2 ปีที่แล้ว +1

    hzbawi ginbar zeydigem nay hzbi ginbar,kibrn mogosn nsematatna,awet nhafash!!!!!
    ertra bdeka nzelealem tekebiran teferihan kitnebr aya.tx wedi hagos!!!!

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 2 ปีที่แล้ว

    welcome General Tekeste Haile and Antonio.

  • @michaelestifanos4467
    @michaelestifanos4467 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Haile always jegina🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aronmeda494
    @aronmeda494 2 ปีที่แล้ว +1

    Selam General Tekesete Haile nay wedi kidane, smu, Goitom Kidane eyu zbhal, merahi botoleney eyu neru.

  • @jossy2714
    @jossy2714 2 ปีที่แล้ว

    እቲ ኩሉ ግዜ ዝሕበነሉን ዘኹርዓንን፡ ሽሙ እንክለዓል ኩሉ መትንታተይ ዘንቀሳቅስ ስም ግዝባዊ ግንባር ንስኻን ብጾትካን ዝሃነጽኩሞ እዩ'ሞ እንዳ ሓደረ ዝኹላዕ ክብሪ ኣለኒ ኣባኻን ብጾትካን። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ቅዱስ ታሪኽ ምህላውካ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ። ደምና ካብ ደምኩም ክሳዕ ዝኾነ ይንዋሕ ይሕጸር እታ ትምነይዋ ኤርትራ ከም እትኸውን ድማ ተጠራጢረ ኣይፈልጥን'የ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተኸስቲኖ።

  • @aregaigirmai4563
    @aregaigirmai4563 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂእውን ደጊመ እንቅዕ ከመ ጌርቢ ጥጥቔ ህያውምላክ ኣውጻካ ነዚ ህሉፍ ታሪክ ከተድግም
    እቲ መዘና ዘይብሉ ወተሃድርዊ ዓቅምታቱ ኣብ ቦቱኡ ገዲፍና እቲ ዘሕጉሰካ ናትካነገር ንዝኮነ ብጻዩ እቲ ጽቡቅን ሕማቁን ብዘይ የግ ድስ political stand ፈላላሊዩ ስለ ዝነግርካ እዩ

  • @michael95242
    @michael95242 2 ปีที่แล้ว

    ንክቡር ጅግና ተጋዳላይ ተኽስተ ሃይለ ሰላምታይ እንዳቕረብኩ ምስጋና ንኣዳላዊ ቲቪ ሰነድ። መሓሪ ገብረንጉስ (ፈርም) ለዋህን ኣዝዩ ተባዕን ጅግናን'ዩ ኔሩ ። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግን ኣእላፋት ከምበዓል መሓሪ ደሞምን ኣዕጽምቶምን ኣፍሲሶም ዝተሰውኡላ ንዓኻውን ሓዊሱ ዝሰንከሉላ ብከድዓት ተጨውያ ናብ ብርሰትን ዕንወትን ምጥሓላ'ዩ።
    ትረኻኻ ቀጽሎ በርትዕ!

  • @wediyemane6699
    @wediyemane6699 2 ปีที่แล้ว +4

    Hii Wedi Haile, ብጣዕሚ ስለ'ቲ ብሩህ መግለጺ የመስግነካ ን ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ድማ ታሪኽና ከይሃስስ ትገብሮ ዘላ ጻዕሪ የመስግን፡ ቀጺለ ንወዲ ሃይለ ክብሎ ዝደሊ ምስ በዓል ፈርምን ዓብዱራሕማንን ፡ ሃብተ ቅሱን ዝበሃል እውን ምስኦም ዝነበረ መራሕ ሓይሊ ኢዩ ነይሩ ፡ትሰግሮ ኣለኻሞ ክውስኸልካ ኢለ ኢየ፡ ክሳብ ሕጂ'ውን ብህይወት ዘሎ ኢዩ። ካልእ ተራ ሜካናይዝድ ኣሃዱ ብግቡእ ትገልጾ ኣለኻ፡ ግን ተራ ኣሃዱ መድፍዕ(ናይ 130 ሚ.ሜ. ከምኡ'ውን ናይ 122 ሚ.ሜ. መድፍዕ ትሰግሮ ስለዘለኻ ከዘኻኽረካ ብምባል ኢየ፡፡ ሰናይ ትረኻ !!

    • @wediyemane6699
      @wediyemane6699 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ከም ኣባል ሜካ መጠን ዝነበርኩ፡ ንጀጋኑ ወዲ ኢሳቕ፡ፈርም፡ዓብዱራሕማን፡ ካልኦን ፡ ብልክዕ ኢኻ ገሊጽካዮም'ሞ ፡ Thank U !!

  • @tsegaykahsay5289
    @tsegaykahsay5289 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሃቅ ታይገር ብ/ጆ ተከስተ ሃይለ

  • @angosomyaqob5874
    @angosomyaqob5874 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ብጣዕሚ ጀነራል ወዲ ሀይለ ኣዛዚ ክፍለሰራውትና ነበር :: ሕቶይ ኣብ ወፍሪ ደንከል ብትወደድ ኣብርሀ ተሳቲፉ ዶ ነይሩ ተገዲስኩም መልስኹም ይጽበ

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว

      ቢትወደድ መሻርፍ ናይ ሓይሊ ይሕሉ ነይሩ

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 2 ปีที่แล้ว

    ኣብሩክ እናበልካ 10 ሰዓት ጉዕዞ ክትብል ከለካ እቲ ምረት ይዝከረካ

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว +1

    100 %

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว

    ባባ ተከስተ ናተይ good to see you🌷❤️

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 2 ปีที่แล้ว

    Thank u wed Haile you're our hero ade weleda temken

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 2 ปีที่แล้ว

    ብ/ጄ ተከስተ ሃይለ ኣቢ ምስጋና ነቲ ሙሉዕ ስእላዊ መግለጺ አዝዬ እየ ዘድነቀኻ ኸም ሓደ ላይብረሪ ዝተፈላለያ መጽሓቲ ክወጽኦ ዝኽእል ዛንታታት ኢካ ተዘንቱ ዘለኻሞ ብጣእሚ የ ዘድንቀኻ Really you are the Tiger 👍
    ሕቶ :-* አብ ሕ ግ በተፈላለየ ጊዜ በቲ ውድብ ዝተቀንጸሉ ተጋ ከምዘለው ሃቂ እዩ እሞ አብዚ እዋን ( አብ ከባቢ መስበር ቤይሉልን ዋዴ ) ንኣኻን ንብጾትካን ንምሕራም ዘተዎደደ ሚስጥር ዘሎ ኾይኑ ይስማኣኒ እሞ እንታይ ምበልካኒ
    ካለአይቲ ሕቶ ብዛእባ ተጋዳላይ ታደሰ ዮሴፍ ( ወዲ ዮሴፍ / ታደሰ ወዲ ገዴ )በዝበሃል ሳጓ ዝፍለጥ መራሂ ሃይሊ ይኹን ብርጌድ ዝነበረ ገዲም ካብ አዲስ አበባ ዝተሰለፈ አፍልጦ እንተለካ ገለ በለና ( He is my GOD father ) ምስ ሙሉእ አክብሮት 🙏🙏🙏🙏

  • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
    @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 2 ปีที่แล้ว

    Wedi haile King of king kulu negerka wudue sebay ika so Edmen tienan yhabka

  • @aminmohamed7132
    @aminmohamed7132 2 ปีที่แล้ว

    RIP Abune Antonios

  • @arefkhan3983
    @arefkhan3983 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome my kig

  • @maakenhabtom9988
    @maakenhabtom9988 2 ปีที่แล้ว +1

    Jignas jigna da eskas ab adka mkeberka ember mtesededka do/ bzkone abona kuratna eka emo baka wetru nhben abona jigna

  • @nevergiveupasmara5818
    @nevergiveupasmara5818 2 ปีที่แล้ว

    Welcome B/General Kubur abona

  • @HabukoHabuko
    @HabukoHabuko 2 ปีที่แล้ว

    General edmen tinan yhabka

  • @eritimes
    @eritimes 2 ปีที่แล้ว +1

    Antonyo please avoid repeating!

  • @tekle9
    @tekle9 2 ปีที่แล้ว

    ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዝገርም እዩ ታገር ብሓቂ ነብሪ ኣዛርበኻ ኣታርኻካ ብዓብዩ ከኣ ጅግንነትካ ።እቲ ዝገርም ከኣ ካብዞም ኩሎም መጋድልትኻ ንስኻ በንኻ ታሪኽ ትትርኽ ብምህላዉካ ሓበን ቅሳነት ክስምዓካ ኣለዎ።ንዓይ ከኣ ብዙሕ ተማሂረ የመስግነካ

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ ስጋብ እዚ ሕጂ ክፋል 45- ሓንቲ ከየሕለፍኩ እየ ሰሚዐዮ ብጣዕም ጹቡቅ ኢዩ ኣቀራርባኻ ቀጽሎ ኣጆኻ. ሃብቱ ገብረእንድርያስ ኣብ 1995-1996 ኣብ 271-2ብርጌድ መራሒ ብርገደይ ኔሩ ኣብ ሂምቦል ሓደ ጊዜ ኣብ ናቅፋ ኔሩ ብስራሕ ናይ ምሸት ኣቢሉ ናብ ቦቱኡ ክምለስ ከሎ ጀሃድ ድብያ ጌረን ኣብ ጥቃ ዒታሮ ዳርጋ ቀቲለነኦ ኔረን ግን ሃዲሙ ወጺኡ ገለ ካብቶም ተሳፈርቲ ግን ቀትለናሎም መወዳአተኡ ግን ወፍሪ ተጌሩ ኣብ በዓል መለብሶ ከባቢ 10-12 ዝኾና ተታሕዘን ድየን ቀትሎመን. ስጋብ ሕጂ እየ ዝዝክሮ. ንሓፍተይ ምስ ይዕለልክዋ ድማ ሃብቱ ሓላፌኣ ኔሩ ኣብ እንዳ 58 ብርጌድ ከሎ. እዚ 3-ወራር ናብ ዓሰብ ረዳት ዝኸድናሉ ከኣ መራሒ ክ/ሰ 13 ኮይኑ ኣብ ዓሰብ ርኤዮ ኔረ. ኣነ ምስ 22 ክ/ሰ እየ ኔረ እዚ ወራራት ዝነበረሉ.

  • @rufaelsolomon6184
    @rufaelsolomon6184 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ እንቋዕ ደሓን መጻዃ

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 5 หลายเดือนก่อน

    ብ/ጀ ምስ ብጾቱ: ወዲ ሞክየን ሃብቱን: ካብ ነዊሕ ዝመጸ: ምስ ዉጩ ብዛዕባ ምስራሕ ዘለዎም ስክፍታን ጥንቃቀን: 'ብላዕሊ ዝመጸ ትእዛዝ ከም ዘለዎ ከተግብር ስለ ዝኾነ' ካብ ዝብል ትዕዝብቶም ሕሉፍ ተሞክሮኦምን ከም ዝብገስ ኣጸቢቅና ንርኢ ኣለና። መጀመርያ ነገር: እዛ ጉዳይ ቀልጢፋ ኣብ ሕልፈት ዉጩ: ፈጺመ ዘይርስዓ: ኩሉ ግዜ ከምኣ ኢላ ኣብ ሓንጎለይ ዝተረፈት: ኢሳያስ ኣፍወርቂ 'መን'ሞ ከም ዉጩ ዝልኣኽ' ዝበላ'ያ ኣዘኻኺራትኒ። እዚ ሓሳብ'ዚ ድማ ብዛዕባ ስልጣንን ሓላፍነትን ትእዛዝን ናይ ላዕለዎት ኣካላትን: ሓሳብን ርእይቶን ታሕተዎትን: ሰብኣዊን ማሕበራዊን ዝምድናታት: ከመይ ይኹንን ብኸመይ ይትዓረቅን: ናብ ዝብል ወሳኒ ሕቶን ኣትሓሳሳቢነትን ዝወስድ ኮይኑ'የ ረኺበዮ። እዚ ድማ ካልእ ዘይኮነስ: እቲ ውጽኢት ናይ'ዚ ሽግር'ዚ ዝኾነ ህይወት ዓድና: ኣብ ትሕቲ መራሕነት ጉጅለ ህ.ግ.: ኣብ ግምት ብምእታው እዩ። ካብ ሕቡእ ሓበሬታ ዝብገስ ትእዛዝ ናይ ዝልዓሉ ሓለፍቲ ክኣ ምስ ታሕተዎት ሽግር ከም ዘምጽእ'ውን ብ/ጀ ኣይሓብአን።
    Thank you.

  • @eridem7289
    @eridem7289 2 ปีที่แล้ว +9

    ናይ ፔጥሮስን ናይ ዉጩን ዘሃቡና ሓበሬታ ጌጋ ኢዩ ኔሩ እንዳበልካስ ተዓዊትና ከኣ ትብል ኣብ ወታሃዳራዊ ስርሒት ጌጋ ሓበሬታ እንሕር ኣሎ ጠፊኢካ ኣለካ ማለት ኢዩ። ክትዕወት ውን ኣይትኽእልን ኢካ። ኣብታ ውግእ እንተደኣ ተዓዊትካ ናይቲ ሓላፊ መንፍዓት ኢዩ።

    • @solomonimesghen5959
      @solomonimesghen5959 2 ปีที่แล้ว +1

      ቂድሚ ምጽሓፍካ ደጋጊምካ ስምዓዮ
      ክርድኣካ : እቲ መልሲ አብኡ አሎ ::
      እዚ ክብለካ ከሎዂ እቶም አዘዝቲ
      ምስኦም እቲ ህያዉ ኩነታት አይርእ
      ይዎን ዘሎዉ :: ገጽ ንገጽ : ኢድ ብ
      ኢድ ዝዋግኡ ዘለዉ ካብ መራሕ
      ብሪገዳት ቦጦሎኒ ሓይሊ መምዮም
      ተረዳዲኦም ዘሕለፍዎ ዉሳኔ ኢዩ ተዐ
      ዊቶም ከአ :: አብ ወታሃደራዊ ስርሒት
      ተረዳዲእካ ዘይትሰርሕ እንተኾንካ
      ዐወት ዘይኮነስ ክሳራ ይዐዝዝ ::

    • @jonnyleo5355
      @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว +1

      ዘይነበርካሉ እንታይ ሀበጠካ ወልፋስ።

    • @bereketbahta5321
      @bereketbahta5321 2 ปีที่แล้ว

      Tgrigna temahar

    • @jonnyleo5355
      @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว

      ክምሐር ኢዬ ነስካ ድማ ከሚሽካ አውፂእካ ሰብአይ ንምኳን ተመሐር..ንስካ ሰብ ኮይንካ ብዝአባ ጀጊና ባባ ተከስተ ክትዛረብ ሙሽሙሽ 🚩

    • @JY-pz7ju
      @JY-pz7ju 2 ปีที่แล้ว

      ሕዋይ ባህም ኢኻ ትምሰል ?

  • @yonatanfessehaye2678
    @yonatanfessehaye2678 2 ปีที่แล้ว

    Zelialrmawi zkri ni siwuatina. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤔

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle3132 2 ปีที่แล้ว

    Kubur general kbrat yhablnea

  • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
    @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 2 ปีที่แล้ว +1

    Eti zgerm eko wuchu 1 kfli zeytemahre si kemey geru eyu azazi gnbar koynu eway hzbawi gnbar gahmat akaydeom atfiuna

    • @MogosHabtaMBD
      @MogosHabtaMBD 2 ปีที่แล้ว +2

      Sebey sebka xegai nay Isaias afewerki emo deki hamsssine ena behalti Eu neuru astewual sebay

  • @mhreteabmhrea6409
    @mhreteabmhrea6409 2 ปีที่แล้ว +1

    ጂግና ኢካ።ኢቶም ከማካ ጀጋኑ ከምዛናትካ ዕድል አንተዝረክቡ ታሪኮም ኪዘንትዎ ኪንደይ መክሰብ ነሩ።

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 ปีที่แล้ว

    ጡዑም ዕላል ናበልኩ ነዛ ናተይ ጽህፍቶ ተንቡቡዋ ዘለኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ብትሕትና ሳብክራብ ክትገብሩለይ ያሕተኩም ።

  • @fieruzbrhane1130
    @fieruzbrhane1130 2 ปีที่แล้ว

    ዝኸበርኩም ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ዝኸበርካ ብሪጋደር ጀነራል ኣያና ተኸስተ ሃይለ ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ይምነ። ከምዚ ጌርኩም ናይ ኣያታትና ታሪኽ ብምንጋርኩም ኣዚና ሑጉሳት ኢና። እንብኣር ከስ ኩቡር ሓዉ ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ተገደሲካ ንኣያና ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክትሓተለይ ይላቦ ኣብ ቀጻሊ ገለ ብዛዕብኡ ኣፍልጦ ተሊዎ ክትሓተለይ ብትሕትና ይሓትት። ናብ ሑቶይ ክኣቱ ኣብ 1975 ዝተሰለፈ ጸጋይ ወልደገብሪኤል ትውልዲ ዓዱ ዓዲ ጣፋ ንፋስ ማይ ጫዕዳ ሰራየ ኮይኑ ኣብ 1977 መራሒ ሓይሊ ከም ዝነበረ ይንገረሉ። ኣብ ሳሕል ዝጽውዓሉ ዝነበረ ቅጽል ስም ሳጓ ሃንዛ ይብልዎ ኔሮም። ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ሊቀ ውን ብዛዕብኡ ንእሽተይ ተዛሪቡ ኔሩ ዕድል ግን ኣይረከብናን ከነዛራርቦ ብወታሃደራዊ ማዓርግ ሃንዛ ልዕሊ ወዲ ሊቀ ከም ዝነበረ ወዲ ሊቀ ይዛረብ። ብዛዕብኡ ገለ ኣፍልጦ ተሊካ ገለ በለና። ዝተሰውኣሉ ቦታ ሳሊና ይብሃል።

  • @demalomedia
    @demalomedia 2 ปีที่แล้ว

    ንብርጋዴር ፡ ጀነራል ፡ ተኸስተ ፡ ሀይለ ፡ ብዙሕ ፡ ሕቶ ፡ አሎኒ።
    1, ስለምንታይ ፡ አብ ፡ ግንባር ፡ ዝተረሸኑ ፡ ስዋኣት ፡ ኢሎም ፡ አርዲአምሎም?
    2,ስለምንታይ ፡ እቶም ፡ አብ ፡ ሰራዊት ፡ ዝነበሩ ፡ ተራን ፡ ታሕተዋይ ፡ ሓላፍነት ፡ ዝነበሩ ፡ ተጋሩ ፡ ካብ ፡ ሰራዊት ፡ ክሳሓቡ ፡ ተገይሩ ፡ ስለምንታይ ፡ ክሳብ ፡ ላዕለዎት ፡ ሓላፍነት ፡ ዘለዎም ፡ ከም ፡ በዓል ፡ ሓጎስ ፡ ክሻ ፡ ዘይቀጸለ?
    3, ፡ ስለምንታይ ፡ አብ ፡ ምዝላቕ ፡ 3ይ ፡ ወራር ፡ ንእንባሶይራ ፡ ገዲፍካ ፡ ክዝለቕ ፡ ተደልዩ ፡ ?
    4,ስለምንታይ ፡ ሕርሻታት ፡ ሰራዊት ፡ መጀመርያ ፡ ዋጋ ፡ ናህሪ ፡ ዕዳጋታት ፡ ንምርግጋእ ፡ ተባሂሉ ፡ አታዊኡ ፡ ክኣ፡ ንአዘዝቲ ፡ ሰራዊት ፡ ኮይኑ?
    5,ስለምንታይ ፡ ሐረስቶት ፡ ፍልፍል ፡ ሰሎምና ፡ ብስም ፡ ቱሪዝምን ፡ ሓምላይ ፡ መሬትን ፡ ብዘይ ፡ ካሕሳ ፡ ክወጹ ፡ ተገይሩ ፡ ስለምንታይከ ፡ ሰራዊት ፡ ብድሕሪኦም ፡ የልመዖ ፡ አሎ?

    • @MrArosto
      @MrArosto 2 ปีที่แล้ว

      ታሪኽ፣ አብ ናይ መጥቅዓቲ ደንከል ቅድማ ናጽነት እዩ ዘሎ እቲ ትረካ።

  • @desalekibrom4936
    @desalekibrom4936 2 ปีที่แล้ว

    Kubur mejer jeneral tekeste haile bezi etekrbelna tarik btaemi sehabn mesatn maharn agedasi tarik eyu emo kexlo
    Abzia hto alatni abti ewan eti ewan eti btiwedet abrha ke neru do ente neru ke entay aberkto nerwo yekenyeley kexlo kbur seb

  • @issayesberhane5917
    @issayesberhane5917 2 ปีที่แล้ว

    Wedy haile bal eska zeytkbrula hager nay lokmexe kab tekoun eritrea darga 25 amet koynu Bzkone edmen tenan yhsbka.
    Bal hagos kisha mankey Koyna hager zegerem eyu

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli2830 2 ปีที่แล้ว

    Enque dehan metsaeka generale kemiu dmani antonio

    • @luelnegash8174
      @luelnegash8174 2 ปีที่แล้ว

      ብርጋዴር ጀነራል ወዲ ሃይለ መጽሓፍ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yemaneghebru2698
    @yemaneghebru2698 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኩቡር ሓው ጀነራል ተክስተ ሃይለ ብድፍረት ኣጋላልጻ ንኩሉ መዳያት፡ንኩሎም መሳራሕትካ ከይተረፈ ከከም ሓላፍነቶምን ብቅዓቶምን ገሊጽካዮ።
    ዝፍቀድ እንተኮይኑ ክሓተካ?
    1.ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ኤርትራውያት ተቃለስቲ ንናጽነት ኤርትራ ትኣምነሎምዶ ኔርካ?
    2.ኣብ መወዳእታ ውግእ ህድሕድ(ሻዓብያን ጀብሃን)
    ብደንከልያ ጀሚሩ ክሳብ ዶብ ሱዳን ዝውዳእ፡ወያኔ/ህዝባዊ ሓርነት ትግራይ፡ኔሮም ሓጊዚምኩም ይብሃል፡ከመይ ከ ትርኦ ስለምንታይ ዝብል ሕቶ ኔሩዶ፡ምክንያቱ ሕጂ ከኣ ኣምሓራን/ኢትዮጵያን ህግደፍን/ኤርትራን ንትግራይ ዝገብርዎ ዘለዉ እንታይ ይስመዐካ?

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 ปีที่แล้ว

      እዚ ሕቶ ተመሊሱ እዮ አብ መበል 18 ፧ 35 ዉን ከትሰክቦ ፈትን

  • @jobairu8715
    @jobairu8715 2 ปีที่แล้ว

    Waii-gud Tiger ka temikuwa neza nebesu

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ከዳዕ ዓጋመ ካብ ክዳውንቲ ኣናቀያየርካ ድሕሪ ኢንተርነት ኮንካ ምስኣል ተምጽኦ ፋይዳ የብልካን :: በጅባጅ ዕሱብ ::
    VIVA ERITREA

  • @esayasgebreab3132
    @esayasgebreab3132 2 ปีที่แล้ว

    💕💕💕💕💕