Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. False, the Portuguese did not come into Abyssinia during the Zaguwe dynasty. The first time they came was around 1517 AD. If there is any Portuguese document, please share it.
Mr Idiott, Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
ነመስግን ብጣዕሚ
ኣምላክ ይባርኽኩም ኣባላት EriPM
የቀኔልና erpm
Thank you, it is another world class historical hiritage of the Zagwe dynasty from Ethiopia, Africa.
ጽቡቅ መደብ ❤
የቐንየልና EriPM!
Thank you❤❤
ጽቡቅ ኣገላልጻ 🎉
ደስ ዝብል ታሪኽ ፡ ቀጽልዎ ሰመያውያን ናትና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much eripm
Zgerm tbeb
ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንብር ትኽበር❤❤❤
Chidu dirbayat ketelti yehwatom
@@724-m8jbesmeam bel lalbala nay ortodox eya ❤
ጥበብ ኣምላክ ዝገለጸሎም ኢዩ ዋውው🎉🎉🎉
ጽቡቅ ስራሕ
ብፍላይ ኣብ ሃገርና ዘለው ኣዝዮም ዓበይቲ ገዳማትና ኣቅርቡልና !
ERi-pm 🎉🌿💙🙏
It’s amazing thanks
ከም ሽንቲ ገመል እባ ንድሕሪት ተመሊስና ቅድሚ ኣሻሓት ዓመታት ኣቦታትና ከምዚ ዝሰርሑ ዝነበሩ ንሕና ከኣ ከነፍርስ እንበር ክንሰርሕ ዘይንክል ሰባት መጺና
Good job
በርትዑ እዚ ታሪክ ኩሉ ህዝቢ ሓበሻ ኢዩ።
yekenyelna EriPM .
የቀንየልና ኣቦታትና ኣብ ሃይማኖቶምን እምነቶምን ዝነበሮም ተጋድሎ መዳርግቲ የብሉን ስለዚ ንሕና ነዚ ፍሊጥና ኣብ ሃይማኖትና ጽኒዕና ክንነብር ይግብኣና 💙💚💙🙏
Very interested topic well done thx.
ማራ ደስ ብዝብል ኣገላልፃ እንዲኺ ገሊፅክዮ ግን ላሊበላ ብሓግዝ ቅዱስ እግዚአብሔር እኳ እንተተሰረሐ ቅድሚ ላሊበላ ኣብ ራብዓይ ክፍለዘመን ዝተሰረሐ ውቁር ኣብያተ ቤተ ክርስትያን ኣብርሃ ወአፅብሃ ልክዕ ከም ላሊበላ ኣሰራርሓኡ ፉሉይ ውቁብ ማራ ዘደንቅን ሃሰው በሊ ኢኺ ናይ ቀደም ኣቦታትና ፉሉይ ጥበብን ክእለትን ዝነበሮም በላሕቲ እዮም ነይሮም ላሊበላ ኣብ ዛግዌ ስርወ መንግስት ዝተሰረሐ እንትኮን ኣብርሃ ወአፅብሃ ግን ኣብ ራብዓይ ክፍለዘመን ዝተሰረሐ ልክዕ ከም ላሊበላ ካብ ከውሒ ዝተወቀረ እዩ እና ናይ ቀደም ኣቦታትና ፉሉይ ጥበብን ክእለትን ብልሕን እዩ ነይርዎም ብፉላይ ኣብ መፅሓፍ ቁዱስ ተረዲኦም ብመፅሓፈ ቅዱስ መሰረት ቤተክርስቲያናት መስቀላት ፀናፅላት ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ጥበበ እዩ ነይርዎም
ጽቡቕ ኣቀራርባ። እቲ ህያውን ጥንታውን ቅርስታት ገዳማት ኤርትራ ድማ ብከምዚ ከትቕርብዎ ይትስፎ። ኣምላኽ ብሰብ ይዓዪ እዩ። ወላ ብጥበብ ሰብ ይሰራሕ፣ ኣምላኽ ጥበብ እንተዘይሂቡካ፣ እሞኻ በቲ ግዜቲ ብዙሕ ከምዚ ናይ ሕጂ ምዕባለ ዘይነበሮ፣ ብከምዚ ክህነጽ ኣምላኽ ብዝሃቦም ጥበብዩ ተሰሪ ክኸውን ዝኽእል ይብል። ወድሓንኩም
Thank you ERlPM
❤
Welcome ERIPM ✌
እንታይ ዝበለ ጥበብ እዩ ነይርዎም ግን ጥበብ ሰለሙን ተዓዲሎም ሎሚ ከምዚ ጥበብ ክስራሕ ዝከኣል ኣይኮነን !
❤❤❤❤❤❤❤❤
Yekenyelna❤
ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጻዕዳ ዲዩ ነሩ ወይ ጸሊም?
🆓Eri✍️PM🌎
ቅድሚ ንግስነት ላሊበላ ዝነበሩ ነገስታት ሓቀኛ ኣመንትን ካህናትን እውን እዮም ዝነበሩ ዳርጋ መብዛሕቲኦም::
ብሃይማኖታዊ ምትላል ካብ ንግስነት ዛግወ ብኣባ ተክለሃይማኖት ዘሽዋ ናብ ሽዋ ምስ ተወስደ ግን እቲ ክርስትና ናብ እዚ ንርእዮ ዘሎና ካብ ዕለት ናብ ዕለት ማዕበለ::
ኣብ 1403 ድማ ብደቂቀ እስቲፋኖስ ዝፍለጡ ናብ ንቡር ተመሊሱ ነቢሩ: እንተኮነ ግን ከምዚ ኣብ ኣቡነ እንጦንዮስ ዘጋጠመ ጥራሕ ኣይኮነን ኣጋጢምዎም:: ዘርኣ ያዕቆብ ብሓሰውቲ ደብተራታት ተሰሊቡ ብሕማቕ ኣማውታ ኣጥፊእዎም:: እንዳ ቀተልዎም ከለዉ ብርሃን ካብ ሰማይ ስለ ዝተራእየ ኣምላኽ ተቀቢሉና ኢሎም ነታ ዓዲ ደብረ ብርሃን ኣውጺኦምላ:: ኣብ ደብረ ብርሃን እዩ ነይሩ ቤተመንግስት ናብ ኣዲስ ከይጋዓዘ ከሎ::
wwwwwwwwwwwwwwww btaemi stbuk des zble. kab Eritrea zkdu mkanom tarik yhber.
Why the French engineers are modifying now?
Eti Tibeb bhayli Amlak ziterekbe u.
Kedem hji nhna knserho zenkl magnetikmashin nerwom eu ms mnwah gne ka eti mashine nab hamed tekeyru gliu ka tedefunu
Ezi kulu ktblyo zxenahki hayln tbebn Egzaebhier eyu
ላሊበላ ብፖርትጓላውያን እዩ ተሰሪሑ
ኣየ ርእሲ😁 ጭብጢ እስከ ሃበና
Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. False, the Portuguese did not come into Abyssinia during the Zaguwe dynasty. The first time they came was around 1517 AD.
If there is any Portuguese document, please share it.
ኣንታ ዓስታኽ ድሑር ብውልቃዊ ተራ ፖለቲካዊ ጽልኢ ታሪኽን ጥበብን ኣቦታትካ ትኽሕድ ስኑፍ በትኪ 😢
@@zegdagmawi275ንስኻ ከኣ ብቋንቆኦም ዘይተረድኦም ዝምቡዕ።
Hiji ezi nimtay eikum tekribwo kelekum bahamat nay hagerkum giday zeytekrubu lehasti
Mr Idiott, Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
ብዛዕባ ኢትዮ ክትልፍልፉ ፎእእ
Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
Eri Pm kambza bi nay hasot tarik zitenedket Hager mzrab si , bizaba ab keyehbarna zelo ekur habti zeytefltwo hizbna ! Tarik Ethiopia mebzahtu hasot eyu .
ሰብ እባ ኩን ብሮ
ጽምም ኢልካ ተመሃር፡ ትምህርቲ የድልየካ ኣሎ። ብዘይፍልጠት ኣፍካ ምክፋት ነውሪ"ዩ። ነውሪ ፍራሕ ሓውና።
መጸጸጽ ንጸልእ ኣለና። ተኪኢልካ ሓግዝ ጽሒፍካ ስደደሎም።
ሰናይ ናይ ጊቤት ተመነ ብቅንእን ሕሳደን ተዋሒጥኩም ኣይትለኩሙና 😢
Well the indians built it go check there are signs
Stop worshiping Ferenji and Arabs; show respect to your Habesha fathers and mothers. Issaias, Weldeab, Yemane Monkey, Kisha ... are proud Tigrayans. Are you angry we are not talking about the Arab Bedouin and Rashayada?
ኣየ ኢርትራዊያን ኣለና ዲኩም ትብሉ ዘለኩም ተዝኮኖልኩም ትግራዋይ ኣፅንትኩም መሬት ትግራይን ታሪክ ትግራይን ውሪርኩም፡ ኣይነበርኩምን ኣብ ታሪክ ኣቦታት ተጋሩ ታሪኩም ናይ ሻዓብያ እዩ ንሃገር እልኩም ካብ ትቓለሱ ጣልያን ሃዲጉኩም ምስከደ፡ ካብኣ እኩም ሃደ እልኩም ትጂመሩ ናይ ኢርትራ ታሪክ፡
ኣቦታት ተጋሩ ፊደል ፈይሮም ክትፅህፉ ክተንብቡ ገይሮሙኩም እዮም፡ ምስ ገና የብልኩሙን ውይ ከም ኢትዮፕያዊያን ኣቦታትኩም እዮም፡ዝመስልኩም😂😂፡ ኖ ኣለው ደቖም ተጋሩ፡
ኣታ ዉዒግን በላዒ ኩዕንቲ
ንትግኛ ከምኻና ረሲዕካ መስለኒ ኣታ ቶጋር ትግርኛ ትግራዋይ ዝፈጠሮ ኣይኮነን
ተጋሩ ኣነ የኽብረኩም የ በዚ ናይ ሕጂ ዝተገብረ ተቀይምኩም ታሪኽ ክትሓኩ ትፍትኑ ኣለኹም ስለዚ ሰነ ስርዓት።ብሕመቅ መሪሕነትኩም ዝተበደልኩም ነዓና መጺኹም ኣይተጉባዕቡዕልና ።ዝገርመኒ ነገር ከኣ ኣምሓሩ ጨፍጪፈሙኹም ኢዬም ንዖኦም ግን ብጩቅ ኢልኩም ኣይትዛረብዎምን።ስለዚ ሓደ ዓይነት ኩኑ ክትከብሩ።ትግርኛ ከኣ ሳላና ኢኹም ደፊርኩም ክትዛረቡ ጀሚርኩም እምበር ኣዲስ ኣበባ ትግርኛ ክትዛረቡ ትፈርሑን ትሓፍሩን ኢኹም ነርኩም ስለዚ ብቋንቋኹም ትሓፍሩ ሰባት ኣይተፋጡጡልና።ንከባበር።ግእዝ ናትናን ናትኩሙን ኢዩ ኣኸለ።
ዝይኮነ ታሪክ ምግዋህ ብህግይ ትሃታትነት ኣለዎ፡ ናይ ኣሻሃት ዓመታት ታሪክ ኣይቕየርን ከም ናይ ግዜ ፖልትካ፡ ኣብኩሉ ቕንጠብጠብ ግደፊዎ ኢርትራዊያን ኣብ ዝይእትውኩም ስብ ዋና እዙይ ታሪክ ኣለዊዎ ተጋሩ፡ ዋላኮ እቱይ መሬት ኣይውን ምንዎ ህዝይ እቱይ ናይ ኣቦታቶም ታሪክን ህንፃን ግን ይዊንንዎ እዮም፡ ናይ ሮም ታሪክ ትፍልጡ ዶ? ናይ ህዝይ ክንደይ ሃገርታ ዝኮነ ግዝኣት እዩ ነይሩ ግን ጣልያን እያ ይዊንኖ እቱይ ታሪክ ናይ ኣክሱማዊያን ታሪክን ዝዓነው ህንፃን ኣብ ኢርትራን ኢትዮፕያን ዝርክበ ተጋሩ እዩም ዝዊንንዎ፡ ናይ ዓልም ህግይ እዩ፡ ናይ ላልበላ ህንፃ ክኣ መጀመርያ ላልበላ ዝባሃል ንጉስ ኣይነበርን፡ ሃፀይ ገ/መስቐል እዮም ዝባሃሉ ነይሮም ኣብ ናይ ትግራይ ኣስሪሆም ዲሃር ኣብ ላልበላ ኣስሪሆም ዛግይ መንግስትይ ዘሪሂዎ ህንፃ የለን፡ ኣይናይ ናይ ግእዝ መፅሃፋት ኮምኡ እሉ ዝተፃሃፍ ኣሎ?
Enat ika tbl zaleka hawey mrdae eko abyuna
ኣብዚ ኲናት ርእስኻ ተሃሪምካ ኢኻ መስለኒ። ጥዑይ እንተኾንካ ግን፣ ጥልያን እኮ ሕጂ እዩ መጺኡ 200 ዓመት ኣይገበረን። እዚ ታሪኽ ናይ ላሊበላ 900 ዓመት ዝገበረ እዩ፣ ሽዑ ተጋሩ ዝበሃሉ ኣይነበሩን።😁😁😁
ኣብ እስራኤል ዘሎ ብትክስያን ብሃፀይ ዮሃንስ ከምዝተስርህ ክእ ትፍልጥዎ ዶ? ነገስታት ትግራይ ኣብ ኢስራኤልን ግብፅን ቤተክስያናት ከምዝዊንኑ ዝነበሩ ተፍልጥዊ ዶ? ናይ ምፅሃፍ ዝፃሃፉ ኣንብብኩም እኩም ዝይኮነ ታሪክ ተጋዊሁ?😂😂😂
ኣታ ጸበል ዘይወስዱኻ ንዓኻ፣ እስራኤል ልዕሊ 3 ሽሕ ዓመት ትውንን ሃገር እያ። ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ። ሃጸይ ዮሃንስ እኮ ሕጂ እዩ 200 ዘይመልአ ታሪኽ😁😁😁
ኢስራኤል ብኣክሱማዊያን ትዊነን ክርምዝነበርት ክእ ትፍልጡ ዶ?😂😂😂 ናይ በትክስያን ትግራይ ኣበው ህተቱ😂😂።
እዚ ወዲ ሕሙም እዩ፣ እስራኤል ዝነበረትሉ ጊዜ ተጋሩ ካብ ኢራቕ(ሞሶፖታሚያ) ተሰጒግኩም ኣይመጻኩምን፣
There is no proof. Stop nonesense
Nezi wedi gdefo b polotica eyu hamimu mesleni
Ane gn naka eye adniqeka ezi kulu tarik tfelto mexhafti tenbeb dika?🥰@@banatubetube792
😂😂😂 ንጉስ ገ/መስቐል እዩ ዝባሃል፡ ቐዳማይ ኣብ ናይ ህዝይ ትግራይ ኣሎ ካልኣይ ህንፃ እዩ ካብ ኣክሱም ተስምዮ ዝከደ እዩ፡ ታሪክ ትግራይ ኣስተካክልኩም ፊለጥዎ ኢርትራዊያን፡ በሃፃ ገ/መስቐል ዝተስርህ እዩ ኣብይ ዝሎ መፅሃፍ እኩም ኣንብብኩም? ኣስተካክልኩም ኣምብብዎ፡ ዛግውያ ምስቱይ ህንፃ ዝተሃህዞ የለን፡ ዝይኮነ ታሪክ ኣይትዝተዩ ንተጋሩ ህተትዊም ንክትፍልጡ ዲልየት እንተልኩም፡
ኣታ ደንቆሮ ንጉስ ገብረመስቀል ኣብ 6ይ ክፍለዘመን ዝነብር ዝነበረ ሸቃጣይ እዩ ኔሩ። ካልእ ታሪኽ የብሉን። ንጉስ ላሊበላ ግን ኣብ 12 ክፍለዘመን እዩ ኔሩ። በሃም ኣንብብ መጽሓፍ።
Ab Eritrea wen kemzi bzuh yu zelo Sean zketatelo
ኣበይ ቦታ ኣሎ?
@@theeverlastingfather1111debre bizen ex-
Why don't you write about it then?