EMN - ብሰንኪ ክልተ ኣስማት ኣቦይ ምድንጋር ዝፈጠረት ደብዳበ | ዕላል ምስ ታሪኽ ተጋዳሊት ዘውዲ ዑቚባዝጊ 4 ክፋል - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @zeritfshatsionuqbagergsh5112
    @zeritfshatsionuqbagergsh5112 18 วันที่ผ่านมา +27

    ዘውዲ ኣንቃብድሓን መጻእኺ ኩሉ ዘጸብቀልኪ ጅግና ጋል ኣንስተይቲ።

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 18 วันที่ผ่านมา +18

    ኤርትራዊት ጋል ኣንስተይቲ መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት።

  • @mehawimehari7275
    @mehawimehari7275 18 วันที่ผ่านมา +9

    ወዲ ገረኣልፋ በርባሪ ታሪክ ንበረልና ኢድመን ትጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tesfuokbay2896
    @tesfuokbay2896 18 วันที่ผ่านมา +13

    ኤርትራዊት ጋል ኣንስተይቲ ጅግና

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 18 วันที่ผ่านมา +22

    ሓቃ ኣላ ተጋዳሊት ዘዉዲ ዑቑባዝጊ ተጋዳላይ ኣይሓድምን 44 ነጥቢ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ghirmaymebrahtom8406
      @ghirmaymebrahtom8406 วันที่ผ่านมา

      G

    • @ghirmaymebrahtom8406
      @ghirmaymebrahtom8406 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      33 ዓመት ዶወደይ ንህዝብኻ ኣክንዲ ፍረ ጻምኡ ትገብረሉ ደቂ ስዋኣቱ መተካእታ ኣቡኡ እዩ ኢልካ ምክንኻን ደም ከፊሉ ማይ ዝሰኣነ ህዝቢ ኮለናስ ቡምባ ቶኪስና ኣምሓራይ ማሪኽና ብህዝቢ ምጽዋት ዘይትገድፍዎ ሕጂ ከኣ ሕልፍ ሓሊፍኩም ነቲ ካብ ክንደይ ውግኣት ዝተረፈኩም ህዝቢ ኢቶዮጵያ ከይባታተን ተባሂሉ ክንድይ መንእሰያት ኣጥፊእኩም ካልእ ግድፉ ነቶም ዘጥፋእኩሞም መንእሰያት ኣርድእዎም ህዝቢ ታሪኽ ክምገብ ኣይክእልን እዩ ብህዝቢ ምጽዋት ግደፍዎ

    • @Tedros-ሰብ-ቀደም
      @Tedros-ሰብ-ቀደም 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ghirmaymebrahtom8406 ካብ ምድሪ ገጽ ክጠፍእ ዝተወሰነሉ ህዝብ ኤርትራ ንሓያላን ሲዒሩ ጎብለል አፍሪካ ኮይኑሎ ስኽፍ ኣይበልካ ወዲ ሓዉቦይ ህዘብ ኤርትራ ፈታዊኡ ይፈልጥ'ዩ ክብርን ሞጎስን 30 ዓመት ንምምጻእ ናጽነት 33 ዓመት ድማ ንምዉሓስ ልኡላዉነት ሃገር ኤርትራ ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን ጅግና ይከኣሎ ዋርሳይ ( ይከዋር ) |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷

  • @HadasAbraham-i5i
    @HadasAbraham-i5i 18 วันที่ผ่านมา +7

    ክብርቲ ሐፍትና ዝውዲ ሰላምታይ ይብጻሕኪ ምስ ኩለን ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን ፈጣሪ አብ ዐለም ጅግንነት አመስኪርክን።ክብርን መጎስን ንስውአትና ዕድመን ጥዕናን ንሰራዊትናን መራሕትናን ዐወት ንሐፋሽ። ሻዕቢያ ንዘላአለም።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 18 วันที่ผ่านมา +14

    መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት❤
    ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @great2894
    @great2894 18 วันที่ผ่านมา +9

    ከመይ ዓይነት ኩሉ ዘጸብቐላ ፍጠረት ኢያ፣ ንኩለን ጀጋኑ ተጋደልቲ ትውክል ኣደ፣ ሓርበኛ፣ ተጋዳሊት፣ ብዓቢኡ ከኣ ኤርትራዊት። ኩሉ ግዜ ተሓጒስክን ከቢርክን ንበሪ!

    • @ER-gx5pl
      @ER-gx5pl 18 วันที่ผ่านมา

      ናይ ብሓቂ ኩሉ ዘጸብቀላ ❤

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 18 วันที่ผ่านมา +6

    ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ተጋደልትና ( ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ ምስ መላእ ስድራበቲኪ ጅግና ተጋዳሊት ዘውዲ ) ከምኡ'ውን ከይተሓለልኩም ንህዝብና ታሪኽ ጅግንነት ናይ ገድሊ በብግዚኡ ጎርግርኩም ተቅርብዎ ዘለኩም eritrean media ምስጋና ይብጻሕኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪

  • @meharizemikail3361
    @meharizemikail3361 18 วันที่ผ่านมา +6

    ኣንቲ ጅግና ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 18 วันที่ผ่านมา +6

    ደቀንስትዮ ተጋደልትና መዳርግቲ የብለንን ክበራ ቅሰናን❤❤❤❤❤

  • @mesghenazerai4510
    @mesghenazerai4510 18 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ኤርትራዊት ጅግንነትክን መግለጺ የብለይን ዘኩርዒ ታሪክን መመሊሺካ ስሚዒካዬ ዘይጽገብ ንብራ ክበራ ፊጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemrussom5142
    @lemlemrussom5142 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋዕሮ ኤርትራዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ EMN Media የቀኒየልና እዚ ታሪኽ ንውሉድ ወለዶ እዩ እሞ ንኩሉ ተጋዳላይ ክብርን መጎስ ንዓኩም ጀጋኑና ❤ዋርሳ ይካአሎ ❤ ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz 4 วันที่ผ่านมา

    ናይ ኩሉ መድረኻት ጀጋኑ ኤርትራዊት ኣደ ❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤

  • @HaddishG.Gebremedhin
    @HaddishG.Gebremedhin 18 วันที่ผ่านมา +5

    ጽቡቕ ዛንታ::ግርም ኣዘናትዋ::የቀንየልና ተጋዳሊት ዘውዲ::

  • @DawitAsmerom-b8m
    @DawitAsmerom-b8m 18 วันที่ผ่านมา +6

    ዘወዲ ጅግና ጋልቶም ጅጋኑ ጋለበይ ዒቁባዝጊ ቀለታ ዕባይ ነላይ ማዓልዲ መጋሳስ❤🎉

  • @yohannesghidearkebom9464
    @yohannesghidearkebom9464 18 วันที่ผ่านมา +11

    ይበል ኣገላልጻ ንፍዕቲ
    ቃል ኮይኑ ከይተርፍ ጥርኒፍካ እንተዝጻሓፍ መወከስን ታሪኽን ምኾነ!!!ክጻሓፍ ኣለዎ ጻሓፍትን ደረስትን ዕዮ ገዛ ክዋሃቦም ኣለዎም!!

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 18 วันที่ผ่านมา +2

    ዘውዲ ሐብተይ ሺኮር ዋዕሮ ዕድምን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራ-ቤትኪ።
    ብጾትኪ ንዘልአልም ይዘክሩ ጅግና ሐብተይ ክብርት ይሃብኪ ንንኡስ ወለዶ አብ ርእሶም ክሰርጽን ክሕበንሉ ባዓል ምሉእ ተስፋይ ኢዮ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 7 วันที่ผ่านมา

    ዘዉዲ ዋዕሮ ዘበንክ ይባረክጅግና ጋል ኤረይ ❤♥️🇪🇷💖💯🌾

  • @mebrahtumebre1092
    @mebrahtumebre1092 14 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጅግና🙏🇪🇷⭐🇪🇷ኤርትራዊት ኣደ🙏❤ God blessing🙏✅ & God blessing Eritrea population🙏🇪🇷🌴.

  • @efremt999
    @efremt999 18 วันที่ผ่านมา +6

    4ክፋል ን 4 ግንባር🙏🇪🇷👍🙏👍❤🇪🇷 ከቢድ ን ዝይ ርሳዕን ውርሻካ እዩ ተቀበሎ🇪🇷

  • @asfawaraya8498
    @asfawaraya8498 18 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you for 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 you are one of the best Eritreans women we are blessed to have you

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 12 วันที่ผ่านมา

    ስላም ስላም ስላም ሶሎ ጅግና ወዲ ኤረይይ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 18 วันที่ผ่านมา +1

    ክብርን ሞጎስን ንሰራዊትና ስዋኣትና ወትሩ ይዘከሩ❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኩሉ ዘጸብቀላ ጅግና 🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @saraoqubazgi9677
    @saraoqubazgi9677 16 วันที่ผ่านมา

    ዘውዲ ጽብቅቲ ኩሉ ዘምሕረላ ምስ ሙሉኣት ስድራቤትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ። ታሪኽ።

  • @issupetros2337
    @issupetros2337 18 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ተጋ. ዘውዲ ምስ ብጾትኪ: ከምዚ ኢልኪ ንዝርእየኪ ተራ ጓል ኣንስተይቲ ኤርትራዊት ይመስሎም ይኸውን: ሃገር ክትንከፍ ኣብ ውሽጥኺ ዘላ ሓራስ ዋዕሮ ኣንበሲት ከምዘላ ኣድላዪ እንተኾይኑ ቦሎኽ ኢላ ከምትወጽእን ኣነ ዝበለ ሰብኣይ ኣብ ቅድሜኽን ደው ከምዘይብል እንተዝርድኦም እዞም ወኻሩ እዚ ኹሉ ፈተናታት ኣይምመጻናን ይመስለኒ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ኤርትራውያን

  • @ghideiiyasu7655
    @ghideiiyasu7655 16 วันที่ผ่านมา

    ብጸይቲ ጅግና ተጋዳሊት ዕውትቲ አብኩሉ ዕድመን ጥዕናን ምስኩሎም ስድራቤትክን ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 15 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤

  • @luwamtedros6548
    @luwamtedros6548 15 วันที่ผ่านมา

    Eritrean woman are heroes ❤❤❤❤

  • @sabakelati2537
    @sabakelati2537 14 วันที่ผ่านมา

    Deki Erey jeganuna 🇪🇷 👏🏼👏🏼👏🏼💪👍🙏😇❤️🥰

  • @Agnet_Tv
    @Agnet_Tv 18 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋዳላይ ኩሉ ነብሱ ታሪኽ ኢዩ ነዚ ታሪኽ ጅግንነቱ ነዚ ንኡስ ወለዶ ከሕልፎ አለዎ ነዚ ታሪኽ ምስ ዘየሕለፎ ግን ንኡስ ወለዶ ካብ ታሐታትነት ነጻዩ። ሐገራውነት ክአቢ ተኾይኑ ንዝወረስኩሞ ታሪኽ አውርሱ። EMN ከአ ግዜኹም ተጠቂምኩም ተጋዳላይ ከይሐለፈ ታሪኹ የሕልፉልና። የቀንየልና

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 6 วันที่ผ่านมา +1

    Waero Eritrawit ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TIRHASZere
    @TIRHASZere 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ሓበን ሃገር ኣጆና ብሓደ ልቢ ንቑም
    ካብዚ ለበዋን ታሪኽ እዝን ጋና ኣይነእቱ በጃኩም ዮኑ ሓዉና ቀጽለላ ክፋላት ይዉሕደና ኣሎ
    ናይ ቅያ 18 ደቓይቅ ኣየርፖርቶ ኣቅርበልናን ብመልክዕ ፊልሚ ዉን እንተትስነደልና ክንደይ ሰናይ ዩ
    ምስጋናንን ሃበናን ወሰን የብሉን ባቅረብትን ተንተንቲ ታሪኽናን

  • @ሸጥማዓንጣ
    @ሸጥማዓንጣ 18 วันที่ผ่านมา +9

    ኩሉ ነገራትኪ ምልክዕቲ : ውድእቲ: ቆቃሕ ሻዕቢያ ኢኺ ዘውዲ ዋዕሮ:: ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ

  • @medhanittesfu1222
    @medhanittesfu1222 18 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ ክብርቲ ሓፍትና ተረፍ ቅዱሳን ሰማእታትና🌺🌺🌺

  • @MatiHawisami-w2o
    @MatiHawisami-w2o 5 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi tegdaluey ayhdem Ney jigen xeba stey xeba astkin❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 15 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷🇪🇷💪💪🌹🌹💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ተጋዳሊት ዘውዲና ታሪክ ሽሕ ጊዝየ ደጋግምዮ ጅግነት ንናአሽቱ ወለዶ ደጋግምዮ ዘክርዮ ዳሕዲሕዮ ❤️🌹🌹🌹💪💪💪🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 16 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ሓፍትና።
    ኩሉ ግዜ ኣብ እትገብሮዎ ቃለ መሕተት ድማ እቶም ዝነበሩ መራሕቲ ክጥቀሱ እንከለዉ ኣዝዩ ጽቡቕ ይኸውን።

  • @tirhastsegay8872
    @tirhastsegay8872 17 วันที่ผ่านมา +1

    Tegadalay Tegadalay niay zeybl nihzbey bihalay Zelalemawi zkrin mogosn nsemaetatna awet nihafash 💪❤😍🕌⛪🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 15 วันที่ผ่านมา

    ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪አብሺሩ ደቂ ኤረና ዓሽሽሽ አብሽሪ ጂግና ጋል ጀጋኑ 💪💪💪🌹🌹🌹💪💪🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @senay6334
    @senay6334 18 วันที่ผ่านมา

    ጀግንነት ኣዴታትና ብኣፈን እንክንገር ዝያዳ ጣዕምን መቀረትን ኣሎዎ የቀንየልና ዋዕሮ ወከል ጀጋኑ ኣዴታት ኤረና ኢኺ ክብሪ ይሃብኪ ❤❤❤❤

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 18 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ ደቂ ኤረ ክብርቲ ሓፍትና ዕድመን ትዕናን ይሃብኺ እግዝኣብሄር ተጋዳሊት ዘዉዲ ጅግና ኣጆኹም ቀጽልዎ መደብኩ ንካታተሎ ኢና ወትሩ ሃገሬይ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤

  • @GhibletYbetit
    @GhibletYbetit 16 วันที่ผ่านมา

    ዕላል ገድሊ ማራ ዩ ዝፍተወኒ, ቀጽልዎ ኣይተውሕዱልና ❤️❤️♥️

  • @GhibletYbetit
    @GhibletYbetit 16 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ጌርኩም እንቃዕ ቐጸለ
    ሹክረን

  • @Mother-erit
    @Mother-erit 18 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ጽብቅ ሕቶ ናይ ሰኣላይ።

  • @selamogbazgi151
    @selamogbazgi151 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ Zewdiyey ❤ wetru jigna Yonas btekrbo medeb btaemi nemesgneka zhawey ❤

  • @habtemichaelkiflehabtino6014
    @habtemichaelkiflehabtino6014 15 วันที่ผ่านมา

    ዘውዲ ብዙሕ ኣዘኻኺራትና ምግዳል ጥራይ ዘይኮነትሲ ብሓቂ ዉን ከይረሰዐት ከተዘንቱ ትኽአል ፍሉይ ናይ ምዝካር አኸአሎ ዘለዋ አያ❤ሰላም ካኣ በሉለይ ጓል መቕሩሰይ

  • @berekettesfai9675
    @berekettesfai9675 15 วันที่ผ่านมา

    Welcome back, nice to hear more from you our hero ❤❤❤

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ኣገናዕ ብጸይትና።

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 15 วันที่ผ่านมา +1

    Our Heroes EDF Leaders Jegna kulu gize Jegnau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb 18 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ዘውዲ አቲ ዘይምኖ ዘደንቅ ታሪኽ ሕጂ'ውን መስተር ዝኾነ ዛንታ ቃላት ይሓጽረኒ
    አዝስ ኣብ ኣውዲዮ ኣብ መጽሕፍ ተዝስነድ ሂያው ምኾነ።
    ርሑስ በዓል ምስ ስድራኺ ከምኡ ወን ዮናስ የቐንየልና ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ምስ ስድራኻ።

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 18 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ዓይነት ብቕዓትን ኣፍልጦን እዩ ዘለኪ ዘውዱ ጅግና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤

  • @margarettesfamicael4853
    @margarettesfamicael4853 16 วันที่ผ่านมา

    beautifully Summarized story thx for your service, my Heor veteran fighter for freedom voices to all Eritrean people in the world have long, long lives 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @biniamhabte7720
    @biniamhabte7720 18 วันที่ผ่านมา

    ኣዝዩ ዓቢ ታሪኻዊ ጅግንነትን ምቁር ገድላዊ ዕላላትን
    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
    ዓወት ንሓፋሽ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎄🎄🎄🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @TeameSium
    @TeameSium 15 วันที่ผ่านมา

    መን ከም ኤሪትራዊት ዋዕሮ ❤❤❤❤ ብጽንጽዋይ እንተዘይ ከይኑ ናይ ባሓቂ ታሪክ ዝተሰረሐ ዘይመስል ክብሪ ጀጋኑ

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 17 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊት ኣደ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይብላ ዘይትድገም ፍልይቲ ፍጥረት ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @fessehayetewolde4410
    @fessehayetewolde4410 18 วันที่ผ่านมา

    ተጋ/ት ዘውዲ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ይምነየልኪ ርሑስ በዓል ልደት ምስ ሰድራቤትኪ።
    እዚ ታሪኽ ጅግንነት ቀሊል ሰለ ዝኮነ አብ መጽሐፍ እተ ዝጽሐፍ ቅርሳ መኮነ

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 18 วันที่ผ่านมา

    ክብርቲ ተጋዳሊት ዘውዲ ክበሪ ንበሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 18 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks so much for your serving to the country🇪🇷🙏🎊🎊🎊🍀👍👍🎊🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🎊🙏🙏🍀👍👍

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 17 วันที่ผ่านมา

    ረኺብካ ዝመዉቅ
    ስኢንካ ዝሓመቅ ኣይኮነን 🌺. ሓቂ ብህሎ

  • @selamaraya5711
    @selamaraya5711 18 วันที่ผ่านมา

    Hayet gal erey nay metkel bxetey 🇪🇷❤️🌲🇪🇷❤️🌲

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 17 วันที่ผ่านมา

    Thank you everyone yonas hawena this hestry have to be seen in Eritrean TV for the Eritrean people

  • @AnwarAhmed-k5j
    @AnwarAhmed-k5j 16 วันที่ผ่านมา

    Yesssss 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 18 วันที่ผ่านมา

    ንዓኽን ንተጋዳላይ ፍጹም ብርሃነን ንኩሎም ታሪኽኩምን ብጾትኩምን ዘይረሳዕኩም ተጋደልቲን ክብሪ ይሰማዕኩም :
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ድማ ይግበረልኩም !!
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና

  • @estif.ghebremedhin271
    @estif.ghebremedhin271 18 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕብንቲ ኤርትራዊት ብጸይቲ ዘውዲ?

  • @terhassolomon2270
    @terhassolomon2270 18 วันที่ผ่านมา

    መሳጢ ዕላል ጅግና ኤርትራዊ ❤

  • @danielakberom9351
    @danielakberom9351 15 วันที่ผ่านมา

    waww amazing tegadalit vert smart GOD bless you !!

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 18 วันที่ผ่านมา

    Waaero deki Erey maaery jigina enkoa natey konkum deki Helal Merat 🇪🇷❤️🌹🥰💕👍🇪🇷🇪🇷👌👋🌺🇪🇷🇪🇷🙏🏽

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 18 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊት ጉዋል አንስተይቲ ክሉ የጸቢቀላ ዕጥቂ ቑኖ ኪበራ ዕድመን ንጥዕናን ይሃቢኪን ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dh1208
    @dh1208 18 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤️🇪🇷ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @FkreyesusWeldezghi
    @FkreyesusWeldezghi 17 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዘውዲ ሓብተይ፡ ጅግና፡ ጽዕርኛ፡ በላሕ። ሓወይ ሙሴ ወልደዝጊ (ፈጣን) ወዲ ኣሃዱኹም ነይሩ። ኣብ ማይ ሽሮ እውን ተሃሪሙ ነይሩ። ሕጂ ኣብ ባረንቱ ይቕመጥ ኣሎ። ካልእ ዓንደ ተስፋይ ፡ ወዲ ማቴላ፡ ወዲ ኣሕፈሮም፡ ካብቶም ጽቡቕ ዝዝክሮም ኢዮም። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @selammengstu2520
    @selammengstu2520 18 วันที่ผ่านมา

    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ ጅግንነት ናይ ደቂ ኤረይ መቸም 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯💯💯💯👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 18 วันที่ผ่านมา

    So proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 18 วันที่ผ่านมา

    ጅግንነት ኤርትራዊ ዘይነጽፍ ዛራ ሜይ እዮ።

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 16 วันที่ผ่านมา

    አትን ጀጋኑና ቅያ ናትክንሲ ንበይኑዩ ❤❤❤ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tsegewoinigebremichael5224
    @tsegewoinigebremichael5224 18 วันที่ผ่านมา

    I’m proud of you guys.Keep going forward deki Eriy jeganu awet Nihafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 18 วันที่ผ่านมา +1

    A land of pride Eritrea 🇪🇷 ✨️ 👌 ♥️ 😀 ❤️ 🇪🇷 ✨️ 👌 ♥️ 😀 ❤️ 🇪🇷 ✨️ 👌 ♥️ 😀 ❤️ 🇪🇷 ✨️ 👌 ♥️ 😀 ❤️ 🇪🇷 ✨️ 👌 ♥️ 😀 ❤️ 🇪🇷

  • @Zippy_Miko
    @Zippy_Miko 18 วันที่ผ่านมา +17

    ብጣቕሚ ብጣዕሚ ዝምስጥን ጹፉፍን ታሪኽ ኣስሚዓትና ጥዕናን ክብርን ይሃበልና ወይዘሮ ዘውድ ኾሪዕኺ ኣኹርዕኽና

  • @MichaelYonas-id2zw
    @MichaelYonas-id2zw 17 วันที่ผ่านมา

    ዘውድየ ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GhibletYbetit
    @GhibletYbetit 16 วันที่ผ่านมา

    የቐንየልና ተ /ዘውዲ ❤️♥️♥️

  • @RussomGhenregiorghis
    @RussomGhenregiorghis 18 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ኣብነታዊት ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys 17 วันที่ผ่านมา

    My herooooooo am proudddd 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @GhenetGhebremicael
    @GhenetGhebremicael 18 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ይኹን ሞይትኩም ሰንክልኩም ጠምኹም ጸሚእኩም ሃገር ዘረከብኩምና 🙏🇪🇷💪🇪🇷💪 ከምዚ ኢላ ዝመጸት ሃገር ብእልፊ ዕነ ምነ ክትናኣኣስ ኮላ ግን የሕዝን 😔

  • @יוסיחוגי
    @יוסיחוגי 12 วันที่ผ่านมา

    Mhret kitibili kolekis ezi goney sikifki elini gin welega ade amhara tesewa eya 🙏enkai kabakin teweletku temesgen.🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑

  • @danielkeleab8029
    @danielkeleab8029 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 amazing history.

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 18 วันที่ผ่านมา

    ኤሬትራዊነት ኩቡር ማንነት❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 16 วันที่ผ่านมา

    Ambesit gual erey waero ezi kuruh endomo tarikum demsiswo ❤❤❤❤❤

  • @FreweiniRussom
    @FreweiniRussom 17 วันที่ผ่านมา

    Eway kemakatkin si ydegem do ykewen. Gegin🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @aranshitesfaldet2126
    @aranshitesfaldet2126 16 วันที่ผ่านมา

    Gegna tgdalt .hbtna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelhaylu4501
    @amanuelhaylu4501 18 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ዘጥዕመላ ጅግና ብዓልቲ ግርማ ክበርልና ንበርልና❤🎉

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 17 วันที่ผ่านมา

    ዘህሪተይ ኣደይ መምህረይ
    ንበርለይ❤❤❤

  • @sabatesfamicael4001
    @sabatesfamicael4001 6 วันที่ผ่านมา

    Anabs yehwatey ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉

  • @yosiefkinfe4266
    @yosiefkinfe4266 18 วันที่ผ่านมา

    🎉 thanks yonas ❤, thank jigna Zewdi

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 18 วันที่ผ่านมา

    Zewadit 🙏❤️❤️❤️🇪🇷

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 18 วันที่ผ่านมา

    EMN!!!it's WOW doing excellent job still more miles to go thanks

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷Amazing history of our Eritrean people and freedom fighters ♥️ 😢😢very touching memories of Eritrean people before independence 💙 to free Eritrea 🇪🇷 Respect Eritrea 🇪🇷 💙 ❤️ 😊 Thank you for sharing the truth 😊 💙 😘

  • @yacobisaac4889
    @yacobisaac4889 18 วันที่ผ่านมา +3

    EMN ብጣዕም ብትገብርዎ ዘለኹም መደባት ሕጉሳት እና፣ እዞም ኣክራናት ጀጋኑና ብህወቶም ከለዉ ታርኾም ክስነድ ኣለዎ፣ ነዚ ዘሎ ወለዶ ነቲ ብሕጅ ዝመጽእ ወለዶ፣ ኤርትራ ብኸመይ ከምዚመጸት ክፈልጥዎ ኣለዎም፣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghenetmebrahtu5491
    @ghenetmebrahtu5491 18 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷jegna gal jeganu admen tenan yhabki