EMN - ካብ ሎሚ ጀሚረ ምስጢሮም ከውጽኦ ተዓጢቐ ኣለኹ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 557

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 18 วันที่ผ่านมา +19

    ዩኒ ሐደራ ሐደራ ነዛ ሒዝካያ ዘለካ መደብ ሃገራውን ሃገራውነትን ብዘሐየለ ቀጽላ ንሕናውን አብ ጎንካ አለና ባስታ🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 18 วันที่ผ่านมา +24

    ነዘን ዋኻሩ ለቅምጽ መኽረሚአን ሃበን ጥራይ ኤፋራ🇪🇷🙏🙏❤❤😍😍😍😍

  • @samihani648
    @samihani648 18 วันที่ผ่านมา +12

    በሎም ጥራይ አቃላዓዮም ወዲ ኤረይ ጅግነ ነዞም ደቂ ዘንቢል

  • @Ahaduweldkidus9864
    @Ahaduweldkidus9864 18 วันที่ผ่านมา +30

    ብጣዓሚ ደስ ዝበለትኒ ታሪኽ፡ ካብ መጽሓፍ ኣስቴር ፡ ኣልዒሉ ታሪኽ ነህምያ ኣብ ጉዳይ ቤት ክርስቲያን ዝገበሮ ጻዕሪ፡ ንበዓል ሳምባላጥ ገሽም፡ ጦብያ ፡ ኣብ ዓብይ ዕዮ እየ ሰለኹ፡ ኣይመጸኩምንየ ምባሉ ብጣዓሚ ደስ ዝብል፡ ደስ ዝብል ወዲ ኤረይ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      ክቡር ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ምርኻስ ካብ ታሪኽ እስራኤል ግዳ ዘይትመሃር 😢😢😢 እስራኤል መዋእላ ኣብ ከበባ ዓረብ ተዶኪና ካብ እዋን ምፍጣራ ካብ ተጻብኦ ዘየዕረፈት ክነሳ ካብ ምዕባለ ዘየብኮረት ሃገር እያ። ዓምኻ ከኣ ዘየለ ተጻብኦ እንዳኣመክነየ 33 ዓመት መብራህትን ማይን ከተውሕስ ዘይከኣለት ሃገር ሰሪሑ 😢😢😢

    • @settieritrea1991
      @settieritrea1991 18 วันที่ผ่านมา +3

      @ፈታዊ-ሓቂ ተበላጺ እሞ ኢድካ ሓውሰሉ ምኒን ክትብሉ ክትነብሩ ኢኹም 🫤

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      @@settieritrea1991 ን ኤርትራ ሲ ናይተን ካሎኦት ዕውታት ኣብነት እንዳረኣና settle ንግበራ እንደኣልና ንብል ዘለና። ኣብ ስደትን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ክትተኽላ ኢልካ ዲኻ settleeritrea ጌርካዮ ስምካ? 🥲🥲🥲 ስም ቀይር በጃኻ

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 18 วันที่ผ่านมา +12

    መርሐባ ኤፈር ምሰ ብሉጽ ሃገራዊ ዩናሰ አብርሃም ርሑሰ ቅንያት ሐድሸ ዓመት አናብሰ ነናጽ አውጽአዩም ብወሮጦ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 18 วันที่ผ่านมา +15

    ታዓወት ታዓወት ጅግና ሓበን ሃገር ንበረልና ክበረልና 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷

  • @AlayGere
    @AlayGere 18 วันที่ผ่านมา +21

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ወራሲ ሕድሪ ኣለና ኣብ ጎንኻ ኣብዝሃለና ንሃሉ ምስ ሓላል ሃገርናን ህዝብናን ሰራዊትናን ኣለና።
    እንተ እዞም ደቃሉ ደቂ ደቃሉ ክነጻፍፈን ኢና ናይ ግዜ ሕቶ ጥራይ እዩ።
    ወትሩ
    ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 18 วันที่ผ่านมา +10

    🇪🇷❤ኤፋር ጅግና ዋርሳይ ገዲም❤🇪🇷
    😂😂😂😂ነዞም በላዕቲ ውዳቕ ዕሱባት ተወልጄን ከዳዓት ደቂ ሃገርን ናይ ዓመት ቀለቦም ሂብካዮም ኣለኻ። ቀጽል ጥራይ
    ዓወት ንሓፋሽ!!!
    🇪🇷❤🙏❤🙏♥️🇪🇷

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኤርትራዊ ኮንካ ተፈጠር ኤርትራዊ ኾንካ ሙት :: power full :: ኤፍሬም & Eritrea media net work ክብረት ይሃብኩም much respect & love🫶🏾 😇🇪🇷😇

    • @ZEYNEB1964
      @ZEYNEB1964 18 วันที่ผ่านมา +1

      ኤፍሬም ሓውና ብልቢ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
      ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @user-bn8wb7er2f
    @user-bn8wb7er2f 18 วันที่ผ่านมา +8

    ሰላም አሕዋት ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሞር ሞር ቀጽልዎ ጽቡቅ ናይ ስራሕ ጊዜ ይምነየልኩም ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተዓወት ተዓወት ኤፍሬም ሃውና ናህና ክብረት ምስቶም ኩሎም መካላከሊ ሰራዊትና።አጆካ አጆካ።

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 18 วันที่ผ่านมา +3

    ደቂ ኤረይ ደቂ ሐደ ልቢ ደቂ ሐንቲ ሃገር ንኽብረትና አብ ዝሃለና ንሃሉ ጠጠው ኢልና አንጻር ሐድነትናን ሉኡላውነትና ዝዳፈር ክጽፋዕ ጥራሕ'ዩ ዘለዎ:ወትሩ ሃገረይ ንበል ብሐባር ደቂ ኤረይ:ኤፊ ሐውና አዚና ኢና ነኽብረካ ጅግና ኢኻ:ድምጽኻ ንጸላትና ከም ሐዊ ነበልባል ከቃጽሎም ጀሚሩ አሎ ቀጽሎ:ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab7280 18 วันที่ผ่านมา +8

    ሰላም ሰላም ኤፍሮም ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ኣደ ወሊዳ ናይ ብሓቂ በሎም ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HAMELMAL5942
    @HAMELMAL5942 18 วันที่ผ่านมา +13

    መርሓባ መጸ መጸ ጅግና፡ ሓያል ብቑዕ ሃገራዊ💪🇪🇷✅🇪🇷✅🇪🇷💪

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 18 วันที่ผ่านมา +13

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖✊: ዘመንኩም ይባርኽ🙏 ርሑስ ልደትን ሓዱሽ ዓመትን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 18 วันที่ผ่านมา +31

    መርሓባ ደቂ ኤረይ እንቓዕ ሰላም መጻእኩም ኤፋር ጅግና ዋጭዋጭ ኣቢልካየን ነዘን በላዓቲ ዉድቅ ዑሱባት ወያነ♥️🇪🇷♥️🇪🇷⭐️🌸👍

    • @toklomnegashe3473
      @toklomnegashe3473 18 วันที่ผ่านมา

      I have been working with a few people that are not not and I have have lot to say to them and they will not not not get away with them and you can just get get better feel of how how feel when you have a chance of being a little bit of the time to get get the first of all this week is a a day to have have opportunity for me and my wife to go back and get my my in order to be a part time student in my school life is not the best way for us and and can do that to the people that are not in our hearts to make it look good good they will not let us be the first one that is in our hearts to make sure we have have best possible experience and to have the most of our experience and to the world to see what is going to be the next thing you will want for a while and you can make a good choice for the best you will ever know for the future of the the you are making and how to make make great person person you is the way to be the first one to me that I have never seen a a woman that is in a good place and is a very nice man to be with you guys guys day long and that I have been been well for a long while now I am very excited to see what I have done to the point that you are a good fit and a great success and a good success for me as I have been a very successful person person work for you in in past but you have to make sure you have a great relationship and I will make you a great asset for the job I have been working with for a while and have a couple questions I want you you tell me if I need a little more more for the next two two to be a bit hanna for the day to come in for the first week week two before we leave on Friday or Sunday at least a week before we leave on Friday night or Friday or Friday or Friday or Friday or Friday if we are able and if so I can can or text or text me when you're available so we are are on our same day as usual with a little rain in our house so I am going back home for the day to come and see the house tomorrow night if we are able and if if need need hotel room or something to go with that would have been great to have you guys over and we we have been a bit hanna to the the to be a bit of an inconvenience for me and my parents are going through the process and ❤❤❤❤

    • @abytesfamicael2119
      @abytesfamicael2119 18 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Yohana8776
      @Yohana8776 18 วันที่ผ่านมา

      እንቋዕ🇪🇷😀💕

  • @mengsteabtecle1406
    @mengsteabtecle1406 18 วันที่ผ่านมา +12

    ኣጆካ ሕማቅ አርትራዊ የለን ኩሉ ኣብ መስመሩ ኣሎ ቀጽሎ ጥራሕ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572 18 วันที่ผ่านมา +10

    ይበል ግጥምን ኣቐራርባን ነመስግን ክበሩልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Tewelde-b8n
    @Tewelde-b8n 18 วันที่ผ่านมา +8

    መርሐባ ጅግና ኤፍሬም አጆካ አጆካ ናይ ቀደምካ ዕጡቕ በሎም ተብትቦም ነዞም ወካሩ ሐመማ ጎሐፋት።
    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

    • @kibratesfamichael
      @kibratesfamichael 18 วันที่ผ่านมา

      Abey koynu kitbtib ab barnet koynus ezi sheyani ente afer beka aye barnet kihasm🤣😭🤣🤣🤣

  • @elsat792
    @elsat792 18 วันที่ผ่านมา +11

    Eritrea 🇪🇷 hero ! Ephrem, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep it up 👍👋👏🎄🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕✊

  • @janbe7051
    @janbe7051 17 วันที่ผ่านมา

    ተዓወት! ዓወት ንሓፋሽ!
    ኩልኻ ከዳ ወዲ ከዳዕ ሕልፈት ሙውት ታሪኽካ ኣሜን እልካ ተቐበል!
    ከዳዕ ግዜካ ኣኪሉ
    ጉድካ ዝቃላዓሉ
    ንቃንዛ መንእሰይ
    መን ዩ ኣላማይ--------ሕጂ ይፈለጥ በብሓደ
    መን ዩ ሃንዳሲኡ
    ህጻን ክፍለ ካበዲኡ
    ዓዲ ክትባድም
    መን ዩ ከይደቀሰ ዝሓልም
    መንእሰይ ተዳሎ
    ጸላኢካ ፍለጥ ብርዕካ ኣልዕሎ
    ናይ ተዃሉ መዓልቶም ኣኪሉ
    ወኻሩ ናብ ጉድጓድ ዝኣትዋሉ
    ሰዓተን ግዚኤን ኣኪሉ
    ሃመማ እዞም ቡዙሓት
    በከልቲ ጡዕም መግቢ
    ፍሊት መጽያቶም ከተርግፎም
    መድሃኒት ዘይብላ ሕጂ ከተሕፍሮም

  • @ribkaghebremeskel6548
    @ribkaghebremeskel6548 18 วันที่ผ่านมา +11

    ንበር ክበር ጅግና ወዲ ኤረ፣ እልልልልልልልል❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏

  • @zezuwedieri1349
    @zezuwedieri1349 18 วันที่ผ่านมา +2

    በለዎም ደቂ ኤረይ በጃኹም ኣቃሊዕዎ. Love You deki Eri🌹🌹🌹🌹👍👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam4258 18 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks Efrem Hawey It's a great message I am so proud to be Eritrean 🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷

  • @Aman80770
    @Aman80770 18 วันที่ผ่านมา +2

    ንሕናዉን አብ ጎንኻ አለና ። አይንጃጁን አጆኻ 🎉❤

  • @elsat792
    @elsat792 18 วันที่ผ่านมา +12

    EMN media, thank y’all for all you do! Keep it up 👍🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕✊

  • @lilihadgu
    @lilihadgu 15 วันที่ผ่านมา

    ጂግና ስነ-ጥበባዊ ኤፍረም፣ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና፣ በሎም ኣቃላዓዮም ነዞም ኣብ ዕጹው ገዛ ድሕሪ ኮምፑተር ኮይኖም ክሕስዉና ዝውዕሉ ዘለዉ። ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣብይኩም ይደፈን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ኤርትራና ትባረኽ🙏

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 18 วันที่ผ่านมา +6

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ሎምስ ኩሉ ዳሕድሕዎ ዳኣ ክንደይ ግዜ ክንሽከሞ ኤፋር ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪💪💖

  • @7ዓንሰባ-ቈ7ደ
    @7ዓንሰባ-ቈ7ደ 18 วันที่ผ่านมา +14

    ኣጆኮም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ

  • @divtekie5472
    @divtekie5472 18 วันที่ผ่านมา +1

    ዋጭ ዋጭ ኣቢልካየን ነዘን ኣኽላባት ዓድዋ😂😂😂❤❤❤ናይ ተመስገን ካሕሳይ ካኣ ኣምጻአልና

  • @fn7619
    @fn7619 18 วันที่ผ่านมา

    ዘይምኖ ትምህርቲ ጅግናውውውው 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @selamgebremedhin
    @selamgebremedhin 18 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም ጅግና ሓዉና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘይዉዳእ ፀጋ ዉን ይሃብካ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Aman80770
    @Aman80770 18 วันที่ผ่านมา +1

    በልዎም ነዞም አምሰሉታት ናይ ዉሽጢ መቓባበልቲ እዉን አጽሪይዎም በቓ አኸለ ኤፍሪም ❤🎉❤

  • @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ
    @ወዲ_ምድሪባሕሪ-ERትራ 18 วันที่ผ่านมา +14

    ዕድል ኣይተሃቦም ሃገርካ'ያ ክብረትካ👌🌹ወትሩ ሃገረይ🎯

    • @MesganaPaulos
      @MesganaPaulos 18 วันที่ผ่านมา +1

      Jigna ❤🎉🇪🇷🐆🇪🇷🐆👍🙏🌲🌿🌲🌿🌹🌹🌹

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx 18 วันที่ผ่านมา

      Absolutely❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 18 วันที่ผ่านมา

    ተዓወት እፋረም ሐወይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኹም ድቂ ሃገረይ ኤርትራ
    በላዕቲ ውዳቅ ክቃሉዑ ኣለውም ቅጭውጭው ክብሎም ቅነዩ ኣሎ ሙ ትንፋስ ኣይትሃቡውም ኣልገብ ኣልገብ ኣበልኩም ዳኣ ሙጼና ዳኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 17 วันที่ผ่านมา

    እልልልልል ፀሃየ በሪቃትለይ ፀሃየይ ይበል ኩሉ ኤርትራዊ።አንታ አይከሰርናን ደአ ሎሚ እንድዮ ደአ ዳግማይ አይከሰርናን ንብል።❤❤❤❤❤❤❤❤❤👆❤️👆🦁👑🫶🌹✊

  • @Eritrea_2013
    @Eritrea_2013 18 วันที่ผ่านมา +1

    ባዓል ዒሉ ንሓማቶም 👌👌🎄🎄🎄🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ,ባዓል ልደትን ንማላእ ጅግና ዘይጻድ ህዝቢ 🇪🇷 ኣብ ዉሽጥን ኣብ ደገን ዝርከብ ዓመተ ለዉጥን ,ምዕባለን ቅሳነት ይምነየልኩም ኩቡር ህዝበይ 🫶🙏🏼🌲🌲🎁🌷🇪🇷🇪🇷🥰🥰👈👈👈

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 18 วันที่ผ่านมา +1

    መርሓባባባባባ ♥️🫂♥️🫂♥️🫂♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷‼️‼️‼️ ቀጽል ጥራይ ኣንታ ጅግና ‼️ በዓል ንስኻን ከማኻን ከለኹም ዶ እዝኒ መንእሰያት ምጸመም በዞም ሙሽሙሻት 👍🏽 ኣጆኻ ጥራይ ቀጽል ሕጂ‼️‼️‼️‼️👍🏽👍🏽

  • @ገብ
    @ገብ 18 วันที่ผ่านมา +2

    ንኩሎም ገጠምቲ ኣምጹልና ከም ኤፍሬም መኮነን ።ኤፍሬም መኮነን ክኣ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @asushkor1407
    @asushkor1407 18 วันที่ผ่านมา +6

    Erterawenet kubure manenete 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @MichaelRistom
    @MichaelRistom 18 วันที่ผ่านมา +3

    BRAVO EPHRIEM
    YOU ARE THE FUTURE GENERATION OF ERITREA

  • @habtemichaelkiflehabtino6014
    @habtemichaelkiflehabtino6014 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፍረም ኣዝየ ዘድንቖ ስነ-ጥባባዊ ይበል ኣቀራርባን ድርሰትን ፡ጥርዚ ዝሃረመ ግጥምታቱ ተናፋቒ ኣበሃህላታት አዩ ዘለዎ

    • @teswedigrma23
      @teswedigrma23 18 วันที่ผ่านมา

      @@habtemichaelkiflehabtino6014 ስነ ጥበብ ንዜጋታት እንዳጸርፍካ ድዪ ኮይኑ፥
      ስማዕ እስኪ ንዓካ ወይ ንሓውካ ኣዴካ ካብ መርከብ ወርዶም ዮም ወሊዶምካ እንተዝብለካ እንታይ ምተሰምዓካ፥ኣብ ኣክርያ ተወሊዱ ዓዲ ውን የብሉን፥

  • @RuftaEisak
    @RuftaEisak 18 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ኤርትራዊ ብምኻንካ ዘሐብን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ግን ከምታ ኤሪ ቲቪ 2 ይ ናይ መንእሰያት እንተ ትህሉ ከመይ ምጠዓመ

  • @Ahmedinhussein
    @Ahmedinhussein 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆኻ ንበሎ ነዚ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eyerusalemz317
    @eyerusalemz317 17 วันที่ผ่านมา

    ዓሽ ዓሽ ተዓወት ኤፍሬም ጅግና💪🏽❤️🇪🇷

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 18 วันที่ผ่านมา +21

    ሰላም ኤፍር ስሚ ከዳዓት ኣጆካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasfishaye8530
    @yonasfishaye8530 18 วันที่ผ่านมา +9

    Long live Eritrea ❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 18 วันที่ผ่านมา +10

    Thanks, Efrem and eritrean medianetwork

  • @anditgoitom8427
    @anditgoitom8427 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኤፋር ሓወይ ንስኻ ብሽጢ ንሕና ብደገ ሃገር ገጥ ምባላ 'ዩ ኣዚኻ ኣዂሪዕካናን ኣሐቢንካናን እኻ ። እዚ ጫቕጫቕ ናይ ንዱያን ጸርፍን ከኣ ዕጥጥ ኣይበልካ ፡ 36 . 1 ከኣ ጽቡቅ ገይርካ ኣዛኻኺርካና ኢኻ❤❤❤ የቐንየልና ኤፌ ሓወይ

  • @TedrosAraya-f5h
    @TedrosAraya-f5h 18 วันที่ผ่านมา

    ቀጽሎ ጥራይ'የ ዝብለካ ኡፍሬም .ጅግና በዓል መትከል

  • @hanamelake6239
    @hanamelake6239 18 วันที่ผ่านมา

    ቅሰን ወዲ ኤረይ ጅግና ከከም አመጻጽኦኦም ዘፍ አላሽ አቢልናዮም ኢና፡ ወይልኡ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሃላለኽ።

  • @amehazionbelay3392
    @amehazionbelay3392 18 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷💪🇪🇷💐🇪🇷🎆🇪🇷🌻🇪🇷🌾🇪🇷🐪🇪🇷👑🇪🇷🌴🇪🇷🌿🇪🇷🎄🇪🇷👍ተዓወት ተዓወት ወዲ ኤረይ ወዲ እዛ ሓላል መርየት

  • @KabronKbromabebe
    @KabronKbromabebe 18 วันที่ผ่านมา +3

    ቦሎም ዳአ ኤፋር ጅግናናይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @SMOOVExNOOB
    @SMOOVExNOOB 18 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💯💯💯🎄🙏🙏🙏yes you are Right thank you brother ❤️🇪🇷💯🌹🌼🌺

  • @semsem4563
    @semsem4563 18 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣለና ኣብ ጎንካ ❤🇪🇷👍

  • @EseyasGrmay-zw5yt
    @EseyasGrmay-zw5yt 18 วันที่ผ่านมา +9

    Wawww tawet warsay ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 17 วันที่ผ่านมา

    ብዛዕባ አሰብ ዝብሉ ጒሃሉ ገለ ይበለና ኤፊሬም።❤

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍሬም በሎም ዳኣ ነዞም ባዓል ባዶ ሓንጎል ደናቁር ልጎም ግበረሎም ዓፍራ ካብ ኣፎም ከንጥሩ ዝውዕሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kokeb-g5q
    @Kokeb-g5q 18 วันที่ผ่านมา +7

    Welcome back EFAR keep it up you are doing great job ❤❤❤

  • @terhasbereket2434
    @terhasbereket2434 18 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷ብጣዕሚ ኩሉ ክፈልጦ አለዋ ሃገሩ ዝፈቱ ክምዚ ዝአመስለ ኩፉኡን ምደንጋራት ደዉ ክብል መታን እዚ ሐቂ ክወጽእ አለዋ👏🏾🇪🇷🙏🏾

  • @natinati2025
    @natinati2025 18 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ኣወል ስዒድ ገዛ ክውገነልካ'ዩ ሓሱ ኣጆኻ ሓሳዊ እምበር ሓቀኛ ዘይነብረላ ሃገር።🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @hallwaqaino1662
      @hallwaqaino1662 18 วันที่ผ่านมา

      እየ ስኻትኩም እዚኩሉ ገበን ህግደፍከ መንኮን ይነግረና።

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 18 วันที่ผ่านมา

      ደምበ ዒነ ብዓልየት ኣውራጃ ን ኤርትራ ክትከፋፍላ ብሰለፍ ተጋሩን ገንዘብ ወያነ

    • @rota8742
      @rota8742 16 วันที่ผ่านมา

      😂

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 16 วันที่ผ่านมา

      ሮቤል ታደሰ😂

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 16 วันที่ผ่านมา

      😂 ሮቤል ታደሰ

  • @kahsaygebreamlak6908
    @kahsaygebreamlak6908 18 วันที่ผ่านมา +2

    መተካእታ አውል ሲዒድ ተረኺቡ ፍረዩ ተፋረዩ ደቂ ኤሬ ❤️🇪🇷💪

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      ደልሃመት መታለሊ ሱቖ ደኣ በል ንጁባኻ ኢኻ ተዓጢቅካ ዘለኻ ንስኻስ 😅 ኣወል ስዒድ ሲንድሮም ይበሃል እዚ ናትካ ሕማም ኣታ ንዱይ ሸቃጢ 😢😢😢 እሞ የለን! ገዛን ማኪናን ሲ ንኣወል ተዋሂበን እየን 😢😢😢 ሕማቕ ዋጣ ዓደቡኡ ጸሪፋ ይድረር እኮ ተባሂሉ እዩ ብቐደሙ 😢😢😢

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 18 วันที่ผ่านมา +1

      @@ፈታዊ-ሓቂአብ እታ ትሕመካ እዩ ረኺቡካ ይመስለኒ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      @@asmarina8019 ቺዲ እንታይ ኮንኪ ደኣ ጓለይ ክክክ እዛ ተዓሚትካ ምድጋፍ እንድያ ትሃስየኩም ዘላ እምበር እዚ ዶ ቁምነገር ዘለዎ ዘረባ ኮይኑ ኢልክዮ ኢኺ ክክክክ ደሓር ከኣ ፍቕሪ እዩ ሒዙኪ ምሳይ መስለኒ ምኽላይ እምበር ኣቢኽኒ ካብ ትማሊ ክክክክክ

    • @asmarina8019
      @asmarina8019 18 วันที่ผ่านมา

      @@ፈታዊ-ሓቂ ዋእ እሞ ንስኻ ከማን ምስ እዞም ኩሎም አድነቕቱ እግሪ እግሮም እንዳኸድካ ,አይትመንዎ ሓሳዊ እዩ ካብ 4 ወሊዱ ...እንዳበልካ ተጸልሞ ዘለኻ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      @ ሓቂ እንድዩ እሞ። ኣዝየ ብቖርበት እየ ዝፈልጦ። ዘይሓፍር ሙዃኑ እኮ እዩ ከም ዝከታተሎ ጌሩኒ እምበር ኣብ ሜድያ ንጡፍ እውን ኣይኮንኩን ክገርመኪ

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 18 วันที่ผ่านมา

    Merhaba deki.erey..naybahaki..ertrawinet kubur mininet yzom..uzubat.weane. gohafat..🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @tigraiprivel9249
    @tigraiprivel9249 18 วันที่ผ่านมา +5

    Akalihiwom nezom esubat tarikpm rndahentxeökum eritrea bi eritrawyan ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dh4343
    @dh4343 17 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🙏❤️🇪🇷👍

  • @lemlemtekie4165
    @lemlemtekie4165 18 วันที่ผ่านมา +8

    Anbsa wede erey 🇪🇷❤️🥛🌹🎉👍

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 18 วันที่ผ่านมา +5

    ስላም ደቂ ፡ኤረ እንቓዕ ደሓን መጻኣኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mesfintekeste3026
    @mesfintekeste3026 18 วันที่ผ่านมา +1

    Waww Eritrea is absolutely very lucky to have such kind of brilliant minds

  • @Dawit-w8n
    @Dawit-w8n 18 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ወዲ ኤረይ ንበረልና ክብረት ይሀብካ

  • @AwetHabte-i8i
    @AwetHabte-i8i 18 วันที่ผ่านมา

    በሎን ወስኮም ኤፍሬም ጂግና ነዞም ባኮ ወዲ ባኮ
    ይፍለጡና ኣጸቢቖም ንሕና ኤሪትራውያን አና ኮ.

  • @mebrahtugeberkidane
    @mebrahtugeberkidane 18 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ድቂ አዞም ጅጋኑ ሃግር ኤፉ ሐውይ ቅጸሎ ጥራይ ብሐንቲ ቃል ዋጨዋጨ አቢልካየን ቀኒካ ኢካ ጸብ አቲካና ጸባ ሰት ኤፉ ሐቢቢ

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 18 วันที่ผ่านมา

    Assey anta anes haben eye zebel Eritreawit mekaney❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayaalabid8285
    @hayaalabid8285 18 วันที่ผ่านมา +4

    Jegna wade eray❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🌹🌹🌹💕💕💕🌿🌿🌿

  • @yohanneszemicael4695
    @yohanneszemicael4695 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍ጹቡቅ ትምህርቲ ❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 18 วันที่ผ่านมา

    Ajokum deki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @EriEri-x7p
    @EriEri-x7p 18 วันที่ผ่านมา

    አቓላዓዮም ፡ ዋላ ነዞም ብቕልዉላዉ መንነት ዝሳቐዩ ዘለዉ አቓላዓልና ።

  • @fissahayearaya1910
    @fissahayearaya1910 18 วันที่ผ่านมา +8

    Hero ❤❤❤

  • @adyamteklay4121
    @adyamteklay4121 18 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome, deki erey I proud of you, so keep up 💪💪💪💪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 18 วันที่ผ่านมา

    ተዓወት ወዲ ኤረይ ንበረለይ ክበረለይ ዓወት ንህዝቢኤርትራ

  • @Feyori2004
    @Feyori2004 13 วันที่ผ่านมา

    ጅግና

  • @Harmaz-e3b
    @Harmaz-e3b 18 วันที่ผ่านมา +4

    Happy new year Bro ,
    Stay brav

  • @SMOOVExNOOB
    @SMOOVExNOOB 18 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💯💯💯thank you 💪🏽💪🏽💪🏽✅🌷👌🙏🙏🙏

  • @samibarentu9602
    @samibarentu9602 18 วันที่ผ่านมา

    Jigna Eritrawi belom tray zom areyti wudaq 💪💪💪🙏🙏🙏🕌⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @brhaneestifanos5960
    @brhaneestifanos5960 15 วันที่ผ่านมา

    ቀጽሎ ጥራይ አቃልዓዮም ንኩሎም ብቪድዮ ዝተሰነየ ጌርካ ኩሉ ይፍለጦም አብ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ነዞም ከዳዓት ❤❤❤❤

  • @tedroswoladay5399
    @tedroswoladay5399 18 วันที่ผ่านมา

    በሎም ጥራይ ኣቃላዓዮም ወዲ ኤረይ ጂግና ነዞም ተካሉ

  • @mhreteabberhe8022
    @mhreteabberhe8022 18 วันที่ผ่านมา

    ዝኸበርካ ኤፍረም በቲ ስራሓት ጀጋኑ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ስራሓትካ ሃገራዊ ሞገስ ይሃብካ ክቡር ሓወይ ኣብዛ ኣብ ካልኣይ ክፋል ዝገበርካያ ቃለ መሕትት ገለ ዘሰክፍ ሓይሊ ቃል ሰሚዐልካ ። ንሱ ካኣ እዞም ከድዓት ባዓንተቦኦም ደቂ ወኻሩን ኣድማምን እዮ ዘስምዕ ዝብል ንሃገርና ዘይጠቅም ሃሳዪ መልእኽቲ ኣማሓላሊፍካ ኣቦታት ክምስሉ ፡ ኦም እንተተሳሒቡ ሱር ይነቓነቕ ዝብል ምስላ ኣሎ ነዞም ዝይጠቕሞ ከድዓት ክትረክብ ክትብል ክንደይ ኣብ ሃገራዊ መትከሎ ዘለዉ ወለዶም ከይተጉሂ ኣብ ተውጽኦም ቃላት ተጣንቀቕ ። ሓውና ኣብርሃ ገብረ ውን መደብ ሰሪዑ ጽብቕቲ ምኽሪ ለጊሱልካ ኣሎ ኣብ መውዳእታ ግን እቲ ነቶም ከድዓት ንውልቃዊ ክድዓቶም ዝምከት ማዓንጣ ከብዲ ህዝቢና ህዝቢ ኤርትራ ዝቖርጽ ክድዓቶ ብውልቆም ከተጋልጽ ቀጽሎ ።

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 18 วันที่ผ่านมา +8

    እፍረዮም ንሃገር ውሑዳት እዮም ዘባራብርዋ ንመለስ ናብ 40 ዓታት ኣቦይ ወልዳኣብ ኢብራሂም ስልጣን ዓብደል ቃድር ከቢረ ካሎኦትን ህዝቢ ኢረትራ ናብ ቃልሲ ኣምሪሖም
    ንሱ ንዓዋተን ኮሙኡ ዝአመስሉን እታ ቁልዒ ከኣጉዳ እየ እሞ ኩሉ ኢረትራዊ ክስሕና እዩ ኢሉ ኮምኡ ድማ ኮይኑ

    • @ፈታዊ-ሓቂ
      @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา

      እሞ እዚ ጥስጡስ ድዩ መሰታ እዞም ትብሎም ዘለኻ ሓርበኛታት ኣቦታት ክኸውን? እምባእ ቅድም እስኪ መሃይምነትካ ኣጥፍእ! ብቐደሙ እፍረዮም ኢሉ ካብ ዝጽሕፍ እንታይ እሞ ክንጽበ ሙዃን

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 18 วันที่ผ่านมา +12

    ኢፊ ነዛ በለዕቲ ውዳቅ ፊጥፊጥ አቢልካዮ ዝሕዝዋ ጠፊኢዋም ከከከ አገናዕ ዋርሳይይይ ሻዕብያያያያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌲🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx 18 วันที่ผ่านมา

    Thanks a million jeganu, fantastic d tilmy program, may the Almighty God bless protect help our country d people. Happy holyday.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 17 วันที่ผ่านมา

    Ketsl bhamshay marsha bedadi nedadi efar ❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @YohannesBeyin
    @YohannesBeyin 17 วันที่ผ่านมา

    Very amusing and sending strong message poem to whom it may understand .keep it up and wish you happy new year for you and to our nation.

  • @ፈታዊ-ሓቂ
    @ፈታዊ-ሓቂ 18 วันที่ผ่านมา +1

    ክቡር ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ምርኻስ ካብ ታሪኽ እስራኤል ግዳ ዘይትመሃር 😢😢😢 እስራኤል መዋእላ ኣብ ከበባ ዓረብ ተዶኪና ካብ እዋን ምፍጣራ ካብ ተጻብኦ ዘየዕረፈት ክነሳ ካብ ምዕባለ ዘየብኮረት ሃገር እያ። ዓምኻ ከኣ ዘየለ ተጻብኦ እንዳኣመክነየ 33 ዓመት መብራህትን ማይን ከተውሕስ ዘይከኣለት ሃገር ሰሪሑ 😢😢😢

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 17 วันที่ผ่านมา

    መሺሚሿምዶ ኢልካ ኤፍረም ሽኳር። ስክራፍጆ እወ ረሳሃት።

  • @tabetumenghistu7802
    @tabetumenghistu7802 18 วันที่ผ่านมา +1

    Ezgabher ybarkka anta jigna pp

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari4228 18 วันที่ผ่านมา +1

    Keep going great job thank you 🙏

  • @MesfunDebesayGhebreamlak
    @MesfunDebesayGhebreamlak 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኤፍሬም ግደ የቐንየልና ንከምዚኣቶም ብሉጻት ሃጉራውያን እተቕርቦ የቐንየልና ቀጽሎ እብለካ ስንቂ እዩ ዝኾነና ኑቶም ኣብ ስደት እንነብር

  • @ogbaghebremariam8545
    @ogbaghebremariam8545 17 วันที่ผ่านมา

    wowwww amlak ybrka bhaki jigna odmen tonan buruk kemaka ybzuhlna God blessd

  • @erishekor
    @erishekor 18 วันที่ผ่านมา +4

    Good job 👍 💚🇪🇷💚

  • @mebrahtugeberkidane
    @mebrahtugeberkidane 18 วันที่ผ่านมา

    ከከከከከከ🎉 አነሰ ዘገረመኒ ሐንቲ ነገር አዚ መንግሰቲ ክመይ ኢሉ ይሕሊፍው ሳንሱረ ዘይገብሮ ኢሎም ከዛረቡ ምሰ ሰምዕክውም ገሪምኒ ከከከከከከ አዚ ክሉ ንመረሕትና ከናአአሱ ን ሰውአትና ከገናጸቡ ንሰንክላትና ከናአእሱ ክመዘይ ከረሙ ሐንቲ ቡንባ ምሰ መጸቶም ካብ አሰመራ ግን ተጸሊሎም ንሕና ግን ተሐጊስና የኑ ኤፋ ክብረት የሀብለይ ይሕዋተይ ቀጸልው ጥራይ