ዳህሳስ መድያ ኣብ ህሉው ኩነታት ፥ ስነጥበባዊ ቃልኣብ ኣብ እስርቤት : ብዙሓት ደገፍቲ ህግደፍ ሓሳቦም ይቕይሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @Wedisenafe-k8n
      @Wedisenafe-k8n 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ሰልጠን ፍጹም ሰይርሳዕ በዓል ዕላማ ኢካሞ ሓሳብ ልብና ክሰምር ቃልስና ካብዚ ንላዕሊ ክቅጽል ተስፋ ይገብር❤❤❤

  • @afamiayemane8301
    @afamiayemane8301 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    You are right 100% you speak about protestant.

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰልጠነ በዓል ሕልና ❤❤❤ካብ መቀለ ሓዱሽ ዓመት ናይ ፍቅሪ ስኒት አብ ስራሕኻ ዓወት ይምነየልኻ ምስቶም ምጩዋት ስድራኻ!!

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰላም ሰልጠነ ሓውና 💙👏💙🥰🥰💙

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ስልጡን ጅግና 💙🌲💙

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣጆኩም ኣጆኩ ዞም ጀጋኑታት ድቂ መለይ ስሽኮሪናታትትትትትትት ❤❤❤ 🎉🎉🎉

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Embah zbele Wedy Akoleguzay ajoca bertiea kexlo Aregay hawna 💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷💙💙💙💙💙💙

  • @YONAS.MEKONEN-ov1hp
    @YONAS.MEKONEN-ov1hp 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ማሃጸን አደ ግራጉራ ተባህሉ እካ ሰልጠነ ሓወይ

  • @AdamBelay-q1y
    @AdamBelay-q1y 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እውይይይ ኣታ ናይዚ ንደቀይ ናብ ጉድጓድ ዝብል ዘሎ ድንቁርናስ ፉሉይ እዩ😮

  • @yordaberhe5480
    @yordaberhe5480 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ATA Gignaaaaaaa thank you my brother

  • @HarryHagos
    @HarryHagos 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ዓቢ ሰብ ኣምላኽ ይባርኽካ

  • @hagosgebrekidan4316
    @hagosgebrekidan4316 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘሪ ከሪዳድ ኣምላኪ ንደቅካ ሰላም ይሃቦም እተ ነኣካ ሕማም ፈራእ የጥፍእካ

  • @መትከላዊ
    @መትከላዊ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    100%

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈንቅል!
    ብመሰረት መደረ ነጸረኣብ ጉማማ ወዲ ገስረጥ ጀብሃዓባይ፡ ለካ ወናም ስነጥበባዊ ዘርኢሰናይ ውን ከም ብዓል ክልተ ውሽማ ወይ ለቁማጽ ኣባጋይላ፡ እንዳ ሶሎ መድያን ዋልታ ሃገርን ኔውነጀው ዝመላለስ ዝነበረስ፡ ዓቢ ውራይ ምፍንቃል ህግደፋውያን ዕማም ይጽበዮ ስለዝነበረ ኢዩ ይሕዋት😃
    🤝❤🕊

  • @HarryHagos
    @HarryHagos 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣየ ኣረጋይ ሓጎስ ማዓስ ኢኻኾን ትውርዙ ኩሉሻዕ ዋሎ ሃላይ ከብቲ

  • @samiwedijesus
    @samiwedijesus 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣይሓረዮን ሰይጣን እዩ ሓሪይዎ

  • @samiwedijesus
    @samiwedijesus 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢየሱስ ምስ ጲላጦስ ዝገበሮ ዝርርብ እኹል እዩ

  • @YESNo-dk3lq
    @YESNo-dk3lq 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣላ ዘርኢ ክርዳድ ደቂ ከዳዕ ደኣ መን ክምርዓወን ናብ ናራ ኩናማ ሃበን እምበር ወዲ ኣከለጉዛይ ደቂ ከዳዕ ኣይንደልየንን ኢና

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Merhaba Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿

  • @elsaogbamikael6857
    @elsaogbamikael6857 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سارهالشهراني-ظ6ي
    @سارهالشهراني-ظ6ي 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙🌿💙🌿💙❤️💛❤️

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኮረኔል ሓመድ ኑር ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ፥ እታ ሰኑይ ምሸት ምስ ተኣስረ ንጽባህቱ ሰሉስ መንበሪኡ ዝነበረ ገዛ ዋርዲያ ኮይነ ተመዲበ ነሬ ፖሊስ መንደፈራ ነበር

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዘርኢሰናይ ግርማይ ብ ዘርኢክርዳድ ተተኪ ኣላ፤
    እዛ ወኻርያ ምስ ህግደፍ ትውሸም ዘላ፤
    ናይ ሩካን ኣወል ስዒድ ተረፍ፤ ዳካ ሓተላ፤
    ይቕረ ዘይብሃሎ፤ ገበን ኢያ ትፍጽም ዘላ፤
    መሬት ምስ ወግሐ፤ ኣብ ትኣትዎ እንዲዒላ፤
    ሩዓ ጠቕሊላ ትኸይድ ናብ ዓደ’ምሓራ ጋምቤላ፤
    ካብ ትፋኡ ልሒሱ፤ ናብ ህግደፍ ዚጽጋዕ፤
    ዘርኢ ሰናይ ክጽዋዕ ዘይኮነስ፤ ይመረጽ ዘርኢ ክርዳድ ክጽዋዕ፤
    ከም ኣፍዑት ክልተ መልሓሱ፤ ንምስክር ዘይበቅዕ፤
    ንኽጥዕሞ ኢሉ ብዘይኮነ፤ ብሓሶት ንሓው ዘጥቅዕ፤
    ነቲ ካብ ዓዱ ዘሳጎጎ ህግደፍ ገዲፉ፤ ንሓው ዚወቅዕ፤
    ዘየናሕሲ ሓለንጊ ህግደፍ ኮይኑ፤ ንውጹዕ ዚውጽዕ፤
    ህግደፋውያን ብዝበልዕዎ፤ ከም እንስሳ ዚመልስ ሞግስዕ፤
    ሓው ሓመድ ድበ ሓሪሙዎ፤ ንሱ ግን ኣብ ዳስ ህግደፍ ይስዕስዕ፤
    ዘይሓፍር ብሃም ዓሻ፤ ካብ ናይ ኣቦታቱ ሓሞት ወሲዱ ቁሩብከ ዘይተብዕ፤
    ተዛረብ እናበለ ይግዕር ከምዘይነበረ፤ ከንፈሩ ክሳብ ዚነቅዕ፤
    ብዙሕ ሰብ ስዒብዎ፤ ብሓባር ሰሚሩ፤ ንህግደፍ ከውድቅ፤
    ዘርኢ መርገም ግን፤ ሓሳዊ መደናገሪ’ዩ ናይ ብሓቂ ከዳዕ፤
    ኣየ ዘርኢ ክርዳድ ዓሻ ነዛ ሓጻር ዕምሩስ ክንድዚ ይስስዕ።

  • @zewdebrhane1704
    @zewdebrhane1704 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam Selam anbesa baal metkel hnekom daa

  • @meazateklemariam8679
    @meazateklemariam8679 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @merry7267
    @merry7267 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙👍🙏

  • @mhretabmeron2640
    @mhretabmeron2640 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi amlak eko gud rekibu

  • @Suiiiiiiii816
    @Suiiiiiiii816 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙🥰🥰🥰😍😍

  • @sabahaile5969
    @sabahaile5969 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @PETERSGmbH-i2r
    @PETERSGmbH-i2r 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙🌷🌷🌷💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷💙💙💙

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💎👍🙏

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወያ ብውሽጢን ብደገኒ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ዘለና ጉድለ ዓንደ ጸሊማት ሓደ ሕዋስ ዘይቢላ እምባኣር ኩላ ሰራየ እያ ሰልጠነ ንሓዝ

  • @ሚኪሓዱሽ
    @ሚኪሓዱሽ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @samiwedijesus
    @samiwedijesus 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ መግለጺ እዚ ነታ ሓቐኛ ናይ ወንጌላዊያን ኣመንቲ ኤርትራ ኣይትውክልን እያ፡ ብፍጹም ክትውክለና ኣይትኽእልን እያ፡ ሕጂ ግርም ተዛሪብካ ጎይታ ኢየሱስ ንሓቂ እዩ ክምስክር መጺኡ ፡ ንሕና ከኣ ንሓቂ ኢና ንምስክር፡

  • @samiwedijesus
    @samiwedijesus 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መቕበሪ ሰብ መቓብር እካ ዘይብልና፡ ግደፎ መምለኺ ቦታ

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣበይ ኢዮም ዘለዉ፡ ን ኣመንቲ ጴንጠ እንታይ ኣገልግሎት ኣለዎም

  • @yohannesnebi-st7mm
    @yohannesnebi-st7mm 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Seltene abo haki ketslo ral Abi Metkel

  • @SamiSamawi-hu5ig
    @SamiSamawi-hu5ig 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂 ሰልጠነ ግን ተሃላሊኽካዮ እኮ ነዚ ሓድሽ ፓስተር

  • @LukasGebrehiwot-do6wq
    @LukasGebrehiwot-do6wq 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Seltene hawey moyte bsehak

  • @WeldemicaelBerihu
    @WeldemicaelBerihu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰላም ሰልጠነ እቲ ሰናይ ምንዮት ናይኩልኹም ሰላምን ራህዋን ክኾነልና እዚዓመት ይምነ።
    ሰላም ግን ዋጋ የኽፍልዩ ኣይከፈልኩምን ወይ ትኸፍሉ የለኹምን ንምባል ኣይኮንኩን።
    የግዳስ ኣብ ቅድሚት ስለዘለኹም ቃላትኩም ተመሊሱ ከይሃርመኩም ምጥንቃቅ የድሊ።
    ሰላምንታይ ከምኡ ኢልካ እንተ ኢልኩም፡
    ዓድና ምድራዊት ሲኦል ከምዝኾነት ንኹልና ኣንዲዳ ስለዝሰጎጎትና ነጋርን ተነጋርን ከምዘይብልና ገለ ካባና መልሓስና እካ እንተሓሰወ ውሽጥና ዝነግረና ሓቂዩ።
    እዞም ስነጥበባውያን ምምጽኦም ፍሉይ ብቅዓት ስለዘለዎም ዘይኮኑ ወይ ቃላቶም ከምዝሕተትሉ ጠፊእዎም ዘይኮነ ጭካነ እቲ ስርዓት ስለዝፈልጡ ሂወቶም ከቐጽሉ ዝብልዎ ከምዝኾነ ውን ንኹልና ብሩህዩ።ካብ ነዓመታ ደርሆስ ለዘበን እንቃቁሖ ኢዩ ዘዛርቦም ዘሎ እምበር ሓዊ ንዝነዽ ዘሎ ሰብ ልዕሊኡ ዝስምዖ የለን ነሶም ከኣ ወይ ይልብለቡ ኣለዉ ወይ ንእሽቶይ ራህዋ ረኺቦም ሰባ ንምልብላብ እካ እንተተጠቀሙላ ዝህልዉ መሲልዎም ዘይኮኑስ ከምዝልብለቡ እናተረድኦም ኢዮም።
    ንዓኻን ሰልጠን ከምኡ ውን ሞኒካን ግን ገለ መኣረምታ ኣለኒ እተተቀቢልኩሞ ጌጋ እንተኢልኩሞ ነዓኹም ይምልከት።
    ሰልጠነ ኢሰያስን ኣብ ከባቢኡ ዘለዉን ተጋሩ ኢዮም ስለዝበለ ካብዚ ውጹ ሽግርና ጭካነ ኢሰያስ እምበር ዘርኡ ኣይኮነን ኢልካ ጽቡቅ በልካ።
    ጋለቦይ ሳህለ ምስመጸት ግን ናብታ ዘርኢ ኣቲኻ ሰብኣያ ንሳዝበለታ ኢዩ ደጊሙ።ኣብዘርኡ ገለ ግዲ ዘይብሉ ኮይኑ ብጸርፊ ሰጊርካዮ።ቅድም በጃኹም ጸርፊ መፍትሒ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ።ብሓሳብ ንቃለስ
    ካልእ ማዕበልን ኣረጋይን ዘተጻረፍዎ ብዛዕባ ስድረኦም በዓለገታት ኢልካዮም ጽቡቅ በልካ ኣብናይ ዘርእሰናይ ግን ደጊምካያ ምናልባት ጸሪፉኒ ክትብለኒ ኢኻ ብርግጽ ውን ክሳብ ኔው ጸሪፉካዩ እስኪ ክሓተካ ሰልጠነ፡ኢሰያስ 360 ቤት ማእሰርቲ ሰሪሑ ሰብ ኣህሊቁ መንእሰይ በቲኑ ሕጊ ጢሒሱ ካብኮነ ቃልስና 360 ዩንቨርስቲ ክንሃንጽ ዶ ኣይኮነን ካሕሳ ህዝብና ምስውዱቃት ምጽራፍ ብሉጽ ሓሳብ ንህዝበይ ዘድሕን ይሸይጥ ኣለኹ እናበልካ ህዝቢ እናሰዓበካ ደረጃኽ ምሕላው ጽቡቅዩ። ንስኻ ሰንድ ጽባሕ ብሕጊ ክንቀጻጻዕ ኢና።
    ካልእ መኒካ ሓፍትና እዚ ሓውና ኬላታት ምሕላፍ ከሊኦምኒ ኢሉ ሓቁ ንእሽቶይ ከኣ ንብሱ ከዕቢ ውስኽ ኣቢሉላ ጌጋ ኢልኪ ጽቡቅ በልኪ ፡ግን ነታ ሓቂ ናይ ኬላታት ስለምንታይ ሰጊርክያ መቸስ ትማሊ ትማሊ ኢኺ ሃገር ርኢኽያ መጺኺ ነታ ሓፍትኺ ስለዝበደለትኪ ስለምንታይ ዘይመጨትኩዋ፡ዘይቀተልኩዋ ኢልኪ ነጊርክና እዚ ናይ ገዛኹም ፕራይቨት ደኣ እምበር ንህዝቢ ዝምልከት ኣይኮነን።
    እስኪ ክሓተኪ እዚ ሓውና ዝመለኣ ኣብ ዓድና ኣይብላንዩ ኢልክና እንታይ ስለተኽፍሎ ኢኺ መልሲ ነዓኺ። ብገርህኺ ስምዒት ውሽጥኺ ወይ ትፈልጥዮ መከራ ናይቲ ህዝቢ ኢኺ ኣውጺእኽዮ በሃሊ ኢዩ።
    ንእግረ መገደይ ህልው ኩነታት ኤርትራን ዘጋጠመክን ነዚ ህዝቢ ክትነግርዮ ይምሕጸነኪ ካብ ጸርፊ ውጺኺ ድሕሪ ለውጢከ ከምትኾርእሉ ኣይጠራጠርን ኢየ።
    ሰብ ከም ሰብ ዝኽበረላ ሃገር ክንሰርሕ እንተኾይና ነቲ ህዝቢ እቲ ሓቂ ንንገሮ መፍትሒ ከናዲ።ህዝቢዩ ሃገር ዝሰር እንበር ፡ሃገር ህዝቢ ኣይሰርሕንዩ።
    ብፍላይ እዞም ብደቂ ኤረይ ተሽካዕልሉ እቶም ነታ ሃገር ዘበርከቱላን ዘምጽእዋን 20ታት ዓመታት ኣብጉድጋድ ዘለዉ ሰለዝተዛረቡ ዕድመኦም ዘሕጸር ስለ ህወቶምን ዝኽትምና ደቆምን ጽባሕ መልሲ ኣይትረኽቡሉን ኢኹ። ልቢ ግበሩ ወደሓንኩም።

  • @hiritiyohannes7306
    @hiritiyohannes7306 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rodas.h
    @rodas.h 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🌿🌿🌿

  • @bereketnguse1741
    @bereketnguse1741 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድማ ገሮሞስ ዕድመን ጥዕናን ይብሉ 80 ገሩስ ነቶም 20 ዝመቱ ዘለው ጉኑፋት

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ ስልጡን ሃገር እንዳነበሩ ነቲ ሰማንያ ፐርሰንት አብ ገጠር ዝነብር ሓረስታይ ትግራይ ክፃረፉ ክዉዕሉ አይሓፉሩን አፈላላዮም ሓሳብ እዩ ዝኾን ግን ፀርፊ ናባና የልግብዎ አለዉ

  • @kesete767
    @kesete767 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Seltene,hawey,xuruy,eritrawi,ktbehal,tigray,ktxelie,aleka

  • @adbt3565
    @adbt3565 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣበይ እሞ፡ጋና እንታይ ሪኢካ ቅትለትካ ብሕጂ ኣሎ ኣንታ ራሳሕ ኣብ ኣፍሪቃ ኮና እንበር ነዓካ ዘሪኢ ሰናይ ብሰንክካ የሕዋትካን ስድራካን ክጽለዉ እዩም ክትሪኢ ኢካ

  • @Solomont-tewelde
    @Solomont-tewelde 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Wedi qeshi grmay haqnetka kem wegahta xehay endabereqe ykeyd alo.forsa bxay nahrka wesk

  • @mussiehagos9707
    @mussiehagos9707 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zoo!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @Samiyemane-b2o
    @Samiyemane-b2o 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Foe ezom wengelawyan ena zblu zelewu netom hakegnatat amenti aywukuln eyom . So sad 😢

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክላእ እንታይ ገርናካ ኢና ኣንታ ስልጡን ዘይረብሑ ውልቃውያን ሰባት ኣምጺእካ ሃለውለው ናይ ውልቆም ተስምዓና ንሕና ዓብን ኣገዳስን ጉዳይ ዕማም ኣለና ኣብ ኣቶኪርካ ኣስተምህሮ ሃበና ኣብ ግብራውይ ዝኾነ ንዘራረብ

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ረሳሕ ስይ ረሳሕ ኣይበልካ ንስኻ እካ ጽሩይ ኢየ ትብል ትኸውን መልሓስካ ካብ ኩልንትናኻ ትረስሕ ጋዕጋዕ መራት ዕንፈ ሃላይ ሓሳውይ መንቀላጠውይ::ትግራውነት ድኣ ኣበዴኻ ክትረኽቦ ፍንፉን ዓሌት::ኣነ ንሓቅይ ኢየ ዝወድቕ ምስ ሓቅይ ኢየ ተጋሩ ጀጋኑ ከም ዘይከማኻ ዘየህተውትዉ ብግብርይ ኣብ ባይታ ዝገብሩ ን መንነቶም ዝቃለሱ ጽኑዓት ኢዮም::ንስኻ ክንድኦም ኣይትመጽእን ኢኻ መራት

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓደ ነገር ሓቅይ ዝኾነ ክነግረካ ብ ትግራይ ዘይኣምንን ዘይቅበልን ኤርትራውይ እሞ ድማ ደላይ ፍትሕይ ናይ ብሓቅይ ተቓላሳይ ወይ ደላይ ፍትሕይ ኣይኮነን

  • @SamiSamawi-hu5ig
    @SamiSamawi-hu5ig 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ ገና ከትዛረብ ከይጀመርካ ኢኻ ተስሕቐኒ😂😂

  • @erm3806
    @erm3806 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰልጠነ ነዚ ሐሳዊ ወዲ እዚአብ ገርሀሱርናይ እንዳ ፍተውራሪ ረታ ኢዮም ጓል አያ መንገሻ ረታ አብ ከናድከት አላ ሰይቲ መም ህር መኮ ነን ወዲ ዄዕቲት ኢዩ ትፈልጦ ትኾውን ኢኻ መምህር ተቓላሳይ ኢዩ

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    sebiaey sebeyitin aetinetat hesematati misita aebotatina yihiwatina AB godagudi yisakeyu zelewu mesitiom yihebikum nezi ganini yigiberelina zibelikum hesematati resihat

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣየ ሰልጡን እዚ ንኢሳቅ ከወቅቦ ደሊዩ ዘሎ ኣይትእመኖ ሓሶት ኢዩ .ንቀልኣብ መን ከይኑ ኢዩ ባዕሎም ዘይኣስርዎ. ንመራሒ መስርዕ ሓቲቶም እንበር ይኣስሩ ኢዮም ሻዕብያ. የሕዝን ነዊሕ ዓመት ገርካ ኣይጸረኻን ሱልጡን .ሳብስክራይብ ግበሩሉ ኢኻ ትብል ቀልጥፍካ. ስለዚ ምስ ዉፍይ እንዳምሰኻ ንቅሓሎም ኢኻ .እዚ እቲ ትገብሮ መዳርግቲ ኣልቦ ሰለ ዉጽዕ ቀዳማይ ኢኻ .ጸርፊ ከኣ ነዉ በሎ .

  • @Mebrye-i8e
    @Mebrye-i8e 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zerei mergem kemza nay sorya ab maekel koatit knhankeka ena

  • @tekeatekle7559
    @tekeatekle7559 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Seltene sehak moyte kkkkkk

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    nifalet imo nimalet 😂😂😂😂😂

  • @yosiefgebru3798
    @yosiefgebru3798 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፉንፉን ደቁ ዝረግም ዝሕዝን

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ናይ ሓድሽ ዓመት ብ ፍላይ ድማ ን ክቡር ፕረሲደንት ኢሰያስ ትብል ትእዛዝ ኢያ በልዋ ኣነጽርዋ ደጋግምዋ ስለ ዝተባህሉ ኢዮም ካልእ ኣይኮነን ርዱእ ፍሉጥ ነገር ኢዩ ርኩሳት ተረኪሶም ብዝኾነ ግን ኣይተሓዘሎምን ኢዩ ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ብ ምህላዎም እንብይ ተበሉ ድማ ሞት ወይ እስርቤት ስለ ዝኾነት ፍርዶም ድሕርይ ቁሩብ ድማ ተኣሲሮም ተፈዊሶም ክንሰምዕ ኢና ምኽንያቱ ጽባሕ ምስ ወግሐ ምስጢር ከየውጽኡ መታን ክውገዱ ኣለዎም እዝይ ስራሕ ኢሰያስ ኢዩ

  • @SamiSamawi-hu5ig
    @SamiSamawi-hu5ig 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂 ሸይጣን የ ኣነ እንተመጺኡኒ ኸ ዳ ነካቲ ኣብ ማይ ዛኣትወት ኣንጭዋ ኮይኑ ይኽውን እኮ ሽዑ

  • @MoloDagem
    @MoloDagem 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ እሰራአል ካብ ጫብ ናብ ጫብ ዝሓተካ የለን ኣይትጋገ በሎ ብዛዕባ ታዘጋጠመት ንገር

  • @otcanful
    @otcanful 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰልጠነ እዚ ሚስጣር ክወጽእ ኣይነቦሮን።

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💙💙💙💙💙💙

  • @Suiiiiiiii816
    @Suiiiiiiii816 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙🥰🥰🥰😍😍